እንታይ ትመኽሩኒ ሰብኣየይ ንጓለይ ይፈታትና ሎ ወይ ክቐትላ'የ ወይ ድማ ክፍውሳ'የ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 4 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 81

  • @elk5824
    @elk5824 3 роки тому +25

    ክብርቲ ሓብተይ ኣነ ከም ሓፍትኽን ከም ኣደ ድማ ኣዋልድ ኣለዋኒ እግዚአቢሔር ይመስገን ብሓባር ኢና ንዕብየን ምስ ኣቦኤን ማለት ዩ። ኣነ እንታይ ምበልኩ ነዚ ሰብኣይ ኣይትደልዮን እግዚአቢሔር ንዓኺ ዝበሎ ሒዝዎ ኣሎ ከም ፈታዊ ተመሲሉ ከየዘንጋዓኪ ንሂወት ጛልክን ንሂወትክን ኣብ ሓደጋ ዘእቱ ከይኮነኪ ካብ ዝሓለፈ ሂወትኪ ዓቢ ትምህርቲ ኣለኪ ወድሰብ ክልተ ግዜ ኣይወድቅን ዩ ምስ ወደቐ ይትስእ እታ ዝዓንቐፈቶ ምስ ረኣያ ኣልዒሉ ይኣልያ ሽዑ ብዘይ ዕንቕፋት ይጋዓዝ ግዜ ኣይትውሰዲ ኣፋንውዮ ፡መኽንያቱ ኣብ ልዕሊ ጛልኪ ሓደጋ ከይፈጸመ ። ብሰላም ኣነን ንስኻን ርክብና ኣብ ሕውነት ንቐይሮ ቡዙሕ ኣእሙሮይ ዘይተቐበሎም ነገራት ኣለዉ የቐንየለይ ኢልኪ ኣፋንውዮ ።ፍጽም ኣብ ልዕሊ ጋልኪ ሓንቲ ነገር ምስ ዝርከብ ትሕቲ ዕድመ እንተ ኾይና ከይ ትኽስርያ ሓደራ ንሕና ንነብር ንውልድና እምበር ንነብስና ኣይኮነን ፡ጛልኪ ዓብያ ነብሳ ምስ ከኣለት ናትኪ ሂወት ትጅምርዮ ንዓኺ ዘድልየኪ ሕጂ መንፈሳዊ ሂወት ኣብ እግዚአቢሔር ምቅራብ ቅድም መገዲ ጽድቅን ድለዩ ዳሕራይ ኩሉ ክዋሃበኩም ዩ፡ ማት-ምዕ-33 ኣጆኺ ንነብስኺ ኣብ ትሕቲ ኣምላኽ ብጀካኺ ከማሓድራ ዝኽእል ሰብ የለን ፡ንሕና ከም ደቒ ኣንስትዮ ብልውሃትን ግርህነትን ኢና ንጉዳእ ስለዚ ካብ ሰብ መሰል ኣራዊት ንጠንቐቕ፡ ጸሎት የሕዋተይ ኣብ ዝኾነ ሰብ ቅድሚ ምቐራብና እግዚአቢሔር ንስኻ ዝፍቐድካዮ ንስኻ ዝባረካዮ ክኾነለይ ፡ንኻላኣይ ግዜ ኣብ ሓጥያትን ጋህን ኣይተእትወኒ ካብ ፈተና ኣድሕነኒ፡ጾሎት ካብ ጥፍኣት የድሕነና ዩ፡ኣቦና ኣብ ሰማይ ትነበር ዝኸበረ ጸሎት ዩ፡ኣብ ህወትና ዝጠቅመና ድማ ጸሎት ዩ፡እቲ ክፉእ ዝሓስብ መንፈስ ብጸሎት ይስበር ዩ።
    ክብራት ዛራውያን እዚ ትገብርዎ ዘልኹም ጽቡቅ ኣገልግሎት ዩ። እግዚአቢሔር ንዝተሸገሩ ይሕዋትካ ክትሕግዝን ክትመክርን ዓቢ ዓስቢ ኣለዎ የቐንየልና ፡እግዚአቢሔር ካብ ክፍእ ይስውርኩም።

  • @kibromghirmay4389
    @kibromghirmay4389 3 роки тому +20

    ናተይ ምኽሪ ነታ ኣደ ከይ ሓደርኪ ከይዋዓልኪ ኣባርርዮ ጓልኪ ከይ'ትሃስዪ በጃኪ

  • @efremhabte3610
    @efremhabte3610 3 роки тому +23

    ሓፍትና ኔው በልዮ ! ኣብዚ ምዕቡል እዋን እይኮነንዶ ሰብ እንስሳውን ንውላዱ ኣይብህግንዩ ። ጊዜ ኣይትውሰዲ ሓደራ ።

  • @asmaratv7515
    @asmaratv7515 3 роки тому +7

    Hiwet galki ab hadega aytetwuyo
    Denkoro aytkuni ms kemzi aynet seb kemey ktnebri thasbi

  • @yonatanabrhaley8432
    @yonatanabrhaley8432 3 роки тому +5

    ግደፍዮ ንጋሉ ተቀላጢፍኪ ጽባሕ ከየጣዕሰኪ

  • @NOnonon89325
    @NOnonon89325 3 роки тому +6

    ምክሪ ነታ ኣደ ሓፍትይ ,እዚ ኣፍቃሪኪ ጥዕና ዘሎዎ ሰብ ኣይኮነን ሂወትክን ከይባላሸወክን ከሎ ካብ ሂወትክን እውጽኦኦ,ነዓኪ ዝከውን ሰብእይ ኣይትስእንን ኢኪ ,ደሓር ከኣ ካብ ጋልኪ🥺 ንላዓሊ ክብሪ ዝግበኦ ሰብ የለን።

  • @segenm950
    @segenm950 3 роки тому +6

    Bejaki gohafeyo kab sebeayki gaulki teqerbeki

  • @paulmccarthy8607
    @paulmccarthy8607 3 роки тому +1

    Yes brother dknet echa eber mrcha aykone hayaln bebamn tray kun gaul tekedet gaul tmets e edmen tenan ghbka marey

  • @romaabrahawm6589
    @romaabrahawm6589 3 роки тому +2

    Keberti hafty wela eka naki sebayki ykun enber gahfiyo galki teabyeki hiwrtki kesara kekewn begaki

  • @hagerawitekkali4209
    @hagerawitekkali4209 3 роки тому +1

    ቀዲምካኒ! ከምቲ ዝበልካዮ "ከይመሰየ ዝብኢ ዝንቀወስ ነየሕድረኒ ከምዝብሃል" ካብ ሕጂ ጅሚሩ ጋልኪ ካባኺ ትጽብቕ ቀኒእኪ ዲኺ ካብ በለ ካብ ንዓኺስ ንጋልኪ ኣፍቂረ ኢዩ ዝስምዕ። ኣንስ ከምገለ ገርኪ እንተተፋንይዮ ምመረጽክ። ከመይሲ ፍርቂ መዓልቲ ዝአክል ምሳኣ በይኑ እንድሕሪ ዝውዕል ኮይኑ ሓደ መዓልቲ እታ ጋልኪ ግዳይ ኢያ ክትከውን። እዚ ነዘን ጎርዞ ኣዋልድ ዘለክን ኣዴታት ዓቢ ትምህርቲ ኢዩ። ጎርዞ ዘለዋ ኣደ እንተተኻኢሉ ወሲብክን ኣብ ካልእ ቦታ ዳኣ ገበሮኦ እምበር ደቅኽን ስጋብ ዓስርተ ሽሞንተ ወይ ልዕሊኡ ስጋብ ዝበጽሓ ሰብአይ ዘይምእታው እቲ ዝሓሸ ኣማራጺ ኮይኑ ይስምዓኒ። ብፍላይ ኣብ ከም በዓል ኤውሮፓ።

  • @shamsedakasedaka9698
    @shamsedakasedaka9698 3 роки тому

    ኣቤት ምክሪ ዋው ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ሰብ መደብ

  • @i.isayas7097
    @i.isayas7097 3 роки тому +4

    እንታይ ይሕሸኒ? እንታይ ምርጫለኪ?
    ወይ ኣባሪረዬ ወይ ታኣሲሩ ዝብል ጽሑፍ ንጽበለና ፣ንጓልኪ ሓንቲ ነገር ጌርዋ ተሰምዒና ንስኺ ከማን ተሓታቲት ኢኺ፣

  • @AhmedAli-ko4od
    @AhmedAli-ko4od 3 роки тому +4

    Josi: trust me that your friend will dump her! Just ignore and look for another loyal one. Let Allah/God be with you!

  • @mimige8483
    @mimige8483 3 роки тому +2

    Omg fethiyo n sebayki

  • @selam427
    @selam427 3 роки тому +1

    Josi hawey za gual bzmesleni fkri seb zelewa aymeslenn, msaka kela ms zi arkey tblo zelka enber equa arki kemzi aygebrn yu koynu gn ms arkika kab gemeret balti amel ya malet yu ms arkika wn tkewm aymeslenn. Kulu ktfxmo zhasebkayo btaemi wxietu aytekmekan yu. Anwihka hseb xbuk giyru yrdani yu kemey kem zsmeaka zelo btemokroy. Slezi ta mefth zbla ane nfetari kab lbey awxaley elka nghon mshetn lemno. Moralka wn aytewdk. Amlak yhagzka.🙏♥️

  • @elk5824
    @elk5824 3 роки тому +7

    ክቡር ሓውና ጆሲ እግዚአቢሔር ካብ ናይ ሓሳብ ሰይጣን የድሕንካ እዚ ዝበልካዮ ቓል ንሳሓ እተወሉ ክፉእ ዩ።ልክዕ ተፍቅራ ትኸውን እዛ ሰብ ግን ኣይተፍቅረካን ያ እቲ ዝበልካዮ ክፉእ ሓሳብ ናይ ኣጋንንቲ ዩ፡ክትገብሮ እንተወሲንካ መጀመርያ እቲ ክፉእ መንፈስ ንዓኻ ዩ ዘጥቓዓካ ሰይጣን ፍቅሪ ኣየምጽእን ዩ፡መከራ እምበር።ድኻ ምኻን ጭውነት ዩ ድኻ ናይ ኣእምሮ ምኻን ግን ጥፍኣት ዩ ዘምጽኣልካ፡ ኣይትዓሹ እግዚአቢሔር ንጽቡቅኻ ዩ ዝገብሮ።ንእግሪ መገደይ ሓንቲ ሓቀኛ ታሪኽ ክነግረካ፡ኣብ ሃገር ግብጺ ዩ ተፈጺሚ ።
    ሓደ ተማሃራይ ካብ ዘይርኽባት ስድራቤት ዝኾነ ነበረ ንሱ ኩሉ ግዜ እንታይ ይምነ ኔሩ ትምህርተይ ምስ ወዳእኩ ሓንቲ ጽብቕቲ ጛል ተምውርዕየ ብዙሓት ቖልዑት ክወልድ የ። ትምህርቲ ወዲኡ ከምቲ ዝበሎ ጽብቕቲ ጛል ተላልዩ ፡እቲ ዝጀመሮ ስራሕ ግን ብትምህርቱ ኣይነበረን ዶሞዙ ውሕድ ኔሩ እታ ዝተላለያ ጛል ዝሓሸ ዝራሕ ረኺበልካ ምስ በለቶ ተሳማሚዑ ንእንተርቪይ ቆጸራ ክኸይድ ሓደጋ ናይ ማክና ኣጋጢዎ ናብ ሆስፒታል ኣትዩ ድሕሪ 3 ማዓልቲ ንብሱ ፈሊጡ ብድሕሪኡ ንታ ጛል ደዊሉላ መጺኣ ዶክቶር ኣብ ቅድሚኣ እግርኻ ክትቁረጽ ያ ምስ ብሎ እታ ኣፍቓሪቱ ቴሎፎና ኣጽያ ጠፊኣ እቲ ወዲ ድሕሪ ነውሕ ናይ ሆስፒታል ናብ ገዝኡ ተመሊሱ፡ሓንቲ ጛል ግን ካብ ምስ ተሃረመ ጀሚራ ካብኡ ዘይተፈለየት ኔራ፡ብጣዕሚ ትሕግዞ ፡ንሳ እታ ሓደጋ ዘብጻሓትሉ ያ ኔራ።ድሕሪ ዓመታት ካብኡ ከይተፈልየት ኣልያቶ ሽዑ ንመርዓ ትሓቶ ንሱ ድማ ኣነ እንታይ ክገብረልኪ ስንኩል የ ምስ በላ ጥዑይ ኔርካ ብሰንከይ ኢኻ ሰንኪልካ ሕጂ ድማ ትምርዓወኒ ኣብ ናይ ወላድየይ ትካል ማናጀር ትኸውን በለቶ ተመርዕዮም ብዛሓት ቖልዑ ወልዶም ፡እታ ዝጠለመቶ ተመርዕያ ድሕሪ ቁርብ ዓመታት ብሓኪም ከም ዘይትወልድ ተነጊርዋ ካብ ሓዳራ ተፋላልያ። ንሱ እግሩ ስለ ተቖረጸ ካብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ተሪፉ የዕርኹቱ ኩሎም ኣብ ሃገራዊ ኣገልግሎት ምስ ከዱ መይቶም እታ እንተርቬው ክገብረላ ዝኸይድ ዝነበረ ትካል ንኹሉ ግዜ ትዓጽያ፡እዚ ወዲ ካብ ክንደይ ክፉእ ኣግዚአቢሔር ኣጋላጊልዎ ኩሉ እግዚአቢሔር ንጽቡቕካ ዩ ዝገብሮ ።
    ንሓውና ድማ ዋላካ ሕጂ ኣዒንትኻ ብግዜዊ ፍቅሪ እንተዓወራ ምስ ተባራበርካ ግን ምስ መን ከም ዝነበርካ ክርዳኣካ ዩ ፡ንስኻ ውን ንኣምላኽ እንተ ኣሚንካ ንነብስኻ ክትፈትዋ ኢኻ ካብ እግዚአቢሔር ምርሓቅ ከም ኣብ ማእከል ኣዛብእ ዝኣተወት በጊዕ በላ ካብ ወዲ የብሉ ካብ ጛል ኤሮጳ ስለ ዘይበጻሕካዮ ጥዑም ኮይኑ ይስማዓካ ብሓጺሩ ናይ ወጻኢ ሂወት ሂወት ኣይኮነን ኣብ ሰደም እንዳነበርካ ትበልዕ ቁርብ ጽንሕ ኢልካ ድማ ትብላዕ ኣይንዓሹ ወዲ ሰብ ብቓል ኣምላኽ እምበር ብንጀራ ጥራይ ኣይነብርንዩ ይብል መጽሓፍ ቅዱስ፡ ጸሊ ስገድ ገዛ ተዓጽኻ ስገድ ሽዑ እታ ሕጂ ብዘይ ብኣኣ ምንባር ዘይካኣል ዝመስለካ ኣብ ቅድሜኻከም ዘይትኮነካ ክትፈልጥ ኢኻ። የቐኒየልና ዛራውያን።

    • @NOnonon89325
      @NOnonon89325 3 роки тому +1

      ናይ በሓቂ ቁዱስ ምክሪ እዩ.ከንብቦ ተስፋ ይገብር ,ኣምላክ ክብሪ የሃበካ/ የሃበኪ

  • @merhawinevergiveup7368
    @merhawinevergiveup7368 3 роки тому +4

    Haftey hiwet galki amlkt hto key tittwi bara belyo ktgedfyo aleki

  • @habenhaile4253
    @habenhaile4253 3 роки тому +2

    ዋው ብጠዓሚ ጽቡቅ ምክሪ ሂብካዮ ን ጆስያስ ንዑኡ ጥራይ ዘይኮነት ግን ንብምሉኡ ኢካ መኪርካ 1000 ሰሊመካ ኣለኩ ካብ ጁባካ ስለዘይረክበካ እንበር ምሃብኩካ ታንክስ ሓውና

  • @samrawitbelay3226
    @samrawitbelay3226 3 роки тому

    Thank you so much

  • @haileyemane4508
    @haileyemane4508 3 роки тому +2

    እታ ኣደ ጋል 32 ዓመት እያ
    ጋል 18 እንከላ ወሊዳታ
    እታ ጋላ 15 ኮይና ኣላ🤩
    እዚ ብዝየገድስ ግን ከምዚ ዓይነት ወዲ ኣየድልየክን እዩ እሞ ብሰላም እንተተፈላለኹ ይሓይሽ::

  • @barbikolo8744
    @barbikolo8744 3 роки тому

    Zahra filtet nay behaki xbuk mkri ezi hawna kea beal mlue tena dka yelen ezi zara fltet zbeluka mkri smayom dka nay alem dka nay semay keytkewn

  • @newyear1949
    @newyear1949 3 роки тому +8

    ሁጹጽ ሱገግዮ ዋጋ ከይኸፈልኪ ሰብኣይኪ ንጋልኪ ዝደል እንተኾይኑ።

  • @aronabraham4182
    @aronabraham4182 3 роки тому +5

    Gidefa wae tay gedeseka himak aytihiseb amlak zihazelka alo

  • @lemlemhadgu7677
    @lemlemhadgu7677 3 роки тому

    Ajeka hawey natey kulu seb edu eyu zifde kulu niamlak habo

  • @biniamhabte7197
    @biniamhabte7197 3 роки тому

    Abeyenay Alem eki tnebri ?

  • @Samii-n7w
    @Samii-n7w 3 роки тому +2

    ቀልጥፊ እንበር ዘረባከማኔ አያድልዬንዩ ከመደ ስጉምቲዩ ዝውሰድ እልይያ ካብኡ አቦአይመሲልዋዩዝከውን ናትኪስንፍናዪ ,

  • @kbrinegzabherykun8396
    @kbrinegzabherykun8396 3 роки тому +1

    Ngualki ngerya mearey haderaki

  • @teklewoldeyohannes6841
    @teklewoldeyohannes6841 3 роки тому

    ንአምላክ ዝፈትዋ ጋል ሂዋን ሀበኒ ኢልካ አይትለምን:ምክንያቱ ፍትወትካን ፍትወታን ስጋብ ክንደይ ከምዝከይድ ስለ ዘይትፈልጥ:
    ክትልምን ኮለካ ኦ አምላክ
    አነ ዝፈተኽዋ ዘይኮነ
    ከምቲ ንአዳም ሂዋን ዝሃብካዯ
    ንዓይ ውን ጋል ሂዋን ሃበኒ በል እሞ
    አምላክ ከም ለዋህ አደ ሐብሐቢት
    ከም ሐብቲ ሐብሐቢት
    ከም ሰበይቲ እክባሪትካ ክህበካ እዩ:

  • @natisami1069
    @natisami1069 3 роки тому

    I love you zara💖💖

  • @saron5596
    @saron5596 3 роки тому +3

    Gahafyo bejaki

  • @asefaselamawit2952
    @asefaselamawit2952 3 роки тому

    ዋይ ፈረንጂ ደኣ ምፍዋስ ምቅጣል እንድዩ ስሩሑ ኣፍሪካውያን ብከላሽን ክቃተሉ እከለዉ ፈረንጂ ግን ብመድሓኒት ብዘመናዊ እዮም ዘጥቁዕልካ ስለዚ እዛ ሓፍትና ከኣ ኣምላኽ ባዕሉ ይሓልዋ ሚካኤል ይርዳእኺ ክብላ ይፈትው

  • @ብሩርወርቂ
    @ብሩርወርቂ 3 роки тому +2

    ነቲ ቀዳማይ ክመኽረካ ኣነ ከማካ ነረ ክንፈላለ ምስ በለትኒ ምድረ ሰማይ ኢዩ ጸልሚቱኒ ነሩ ባኣኣ ምሕሳብ ምስ ገደፍክዎ ግን ህልም ኣቢለ ረሲዐያ ስለዚ ኩቡር ሓዉ ንግዚኡ ኢዩ ቁሩብ ምስ ጸናሕካ ክገድፈካ ኢዩ

  • @kbrinegzabherykun8396
    @kbrinegzabherykun8396 3 роки тому

    Dkha seb yelen
    Mearey atehasasbaka ahabtmo
    Smietka teqoxaxer.

  • @mhretzemichael1833
    @mhretzemichael1833 Рік тому

    Betam gobozat

  • @mnbaralamanayhabar9420
    @mnbaralamanayhabar9420 3 роки тому +6

    Vido gberi ab gezaki

    • @Nataniya22
      @Nataniya22 3 роки тому +8

      Entay kabsela agatami hmak agatami tmexiyu video meleato.gola ms tebedelt entay kkona ktewuxo tray eyu zelwa.ykreta

    • @filmonberhane8156
      @filmonberhane8156 3 роки тому

      Ata nska sakt eka bkemzi dea zeyfyah

    • @tekiaandebrhan7209
      @tekiaandebrhan7209 3 роки тому

      @@filmonberhane8156 zkone ksb zkewn video tekila ktxbe delika ewayy sgrrr anta ezi gelijk seb eko eta mhsbitkum abey ekum teqemtwa kakaka,hqs xbuq aleka edika gn eti zkewn ms kone entay kabs ,bnatey reto malet eyu eta hanti qeltifa neen krhq kem zelewo ktgebr alewa ente zey konu gn may mstekaewe ayhfesn eyu.

    • @Me.kidane
      @Me.kidane 3 роки тому

      Hasabatka ayxelakuwon smart eka bezi athasasba azi hager ktmerh tkal eb eka 🤦🤦🤦

    • @tekiaandebrhan7209
      @tekiaandebrhan7209 3 роки тому

      @@Me.kidane 😆😆😆 1000 like hibeka aleku

  • @jiddakidan5197
    @jiddakidan5197 3 роки тому +2

    Gdefyo Aydelikin eyu. 😚

  • @negestihabtestion5654
    @negestihabtestion5654 3 роки тому

    Mes galki beglutsnet tezerarebi galki gedefyo Eko aybelen fekri keheleweki sele zekel bebeynekum konkum galki kesab nebsa tekel 🙏

  • @simonhawiema6067
    @simonhawiema6067 3 роки тому +3

    Tkid gdefa

  • @rasmusern9974
    @rasmusern9974 3 роки тому

    #zarawyan kbret yhabelna gele aynet mkri eda belna ana #kubrat

  • @luwamfishaye4467
    @luwamfishaye4467 3 роки тому

    Hiftay ezay mikra zedluki iey konani Abu whista dakiki kitwtesiuo aliki

  • @tedrosgomala3027
    @tedrosgomala3027 3 роки тому +5

    ሰላም ጆሲ ኮርዒዳ ፣ሰላምካ ጥዕናካን ምልእ ትስፍዉን ሕጉስን ምስ ብሩህ መጻኢ ይምነየልካ፣ እዚ ኣጋጢምካ ዘሎ እቲ ዝቀለለ ኣሂወት ሰባት እዩ ፣ምክንያቱ ንዚ ኣጋጢምካ ዘሎ ምስ ሂወትካ መስ ምንባርካ ኣወዳድሮ ኣብሂወትካ ንስካ ጥራይ በይንካ ዘለካ ይመስለካ እንተሃልዩ ተጋጊካ ክቡር ሓው ፣ኣዴካ ኣቦካ የሕዋትካን ፍተውትካን ኣብ እንግድዓካ ከምዘለው ኣይትዘንግዕ ምሳካ ዝሓሙ ምሳካ ዝሕጎሱ ፣እሞ ከድኣ ንሓንቲ ውልቀሰብ ክልትብል ሂወትካን ሂወት ቤተሰብን ፈተወትን ኣይትበድል ፣እዛ ሰብ እንቋዕ ከደትልካ ፣ምክንያቱ ሒሩ ኣብ ውላድ ምስ በጻሕካ እንትዝከውን ከ ፣እንታይ ምበልካ ካብኣን ውልድካን ፋሕፋሕ ምበልካ።እዚ ሕጂ ድቅድቅ ዘይወግሕ መሲሉ ዝርኣየካ ዘሉ ጽባሕ ወጋሕታ ጽባሕ ሪኢካ ይኩን ኣስተማቂርካ ዘይትጸግቦ ሰናይ ነገር ሒዝልካ ክመጽእ እዩ ፣ፍቅሪ ኳናት እዩ ኣብ ኬናት እቲ በሊሕን መስተውዓልን እዩ ዝስዕር ድሕሪኡ ካኣ ዘደልዮ የሰተማቅር ።ወርሒ ኣብ ቅድሚ ጽሓይ ሃሳስ እያ ጽሓይ ምስጠፍአት ግን ወርሒ ደሚቃ እያ ትርኣ ፣ስለዚ ናተን ዘይሰውዓልካለን ብጽሓይ ናተ ተጎልቢበናካ ዝጸንሓ ኮዋክብቲ ኣስተውዕል፣እንተ እቲ ድክነተይ ዝበልካዮ እሞ ኔው በሎ ድክነት ኣብ ኣእምሮ እዩ እቲ ጸገም እንበር ትሕዝቶ ድኣ ሎሚ ኣሎ ጽባሕ ይልቦን ፣ጥዕና ጥራይ ይሃሉ።እቲ እንዳመስተፋቅር ዝብል እሞ ኣይትሕሰቦ ፣ምክንያቱ ኣምላክ ወይ ረቢ ነቲ ዳሕራይ ክስዕብ ዝክእል መከራካ ኣቀዲሞ እዩ ጸሪግልካ፣ተመስገን በል፣ወድሓንካ ቴድሮስ ዑቁባይ ነርወይ ፣

  • @tekiaandebrhan7209
    @tekiaandebrhan7209 3 роки тому +1

    Shah ablyo gaulki key tkesrya

  • @nebyatfkadu2429
    @nebyatfkadu2429 3 роки тому

    Zeynsemo yeblnan

  • @yonatanmersha8838
    @yonatanmersha8838 3 роки тому

    Selam zerawyan
    Ane kem Wedi tebatay meten Gual ansteyti bflay ms weldet ab hiwetki tirir zbele akayda khlweki alewo natki mizan eu ab kulu tgebryo wsiet zemsalki ab hiwetki zeytekmeki liali zkone nski tfwltyo seb kea ykeyid seb ymesia nski gin meriski kthzi aleki ab hiwetki higtat gberi sesenau

  • @alemberhe5307
    @alemberhe5307 3 роки тому

    Key haderki key wealki amaretto,guhafyo

  • @ruguokeren5790
    @ruguokeren5790 3 роки тому +1

    ኣውጸዮ ከይትታሲ

  • @VeleroMedia4952
    @VeleroMedia4952 3 роки тому

    Tekelkas Atenesa meke her pregnant entet ety miktaln Mestefakiren gine xibuke hasab iykonane

  • @rimon6793
    @rimon6793 3 роки тому +4

    ሓላላተይ መሃርቲ ኣዛናጋዕቲ ኣገረምቲ ኣስሓቅቲ ምስ እትደልዩ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ሓላላተይ ,ክብረት ይሃበለይ ኣሕዋተይ ።፡።

  • @banayemanegebrehiwet9142
    @banayemanegebrehiwet9142 3 роки тому

    ቁምነገር ሐዘል ትምህርቲ ክንደይ አሎ ሀጠው ቀጠው?

  • @tegistikiflemaryam3097
    @tegistikiflemaryam3097 3 роки тому

    Jose hwet kalse eya tkales kmzea aynt wxeta abka tray zykone nty arkika ewn gnzeb kthgez ember nuuu txwetlu eya zela ksab zflta sleze ab hmak wesane kab reska arhk ente ngalki zftaten zelo sebay bya belyo xbah ngho teteski zytwxeyo sehger kytatwe gerawet belyo

  • @taflawedigash6831
    @taflawedigash6831 3 роки тому

    Enqae dahan mexeka

  • @Sela_19
    @Sela_19 3 роки тому +1

    ❤❤❤❤🙏

  • @almazaskale7593
    @almazaskale7593 3 роки тому

    senfi netska afnwa

  • @מכחיי
    @מכחיי 3 роки тому

    Abaririo

  • @kisunaho5507
    @kisunaho5507 3 роки тому

    Eway bejaki ab iseral kedmi heji b sebii adiaa zeteamexet emo zketela ala selezi bejaki hemak keytesmeena entay zeabes sebii u guhuff abelio bejaki leli weladeki zemexeki yelen ufff

  • @loveumom8428
    @loveumom8428 3 роки тому

    ሓወይ ናተይ፡ ዝኾነ ሕማቕ ነገር ክትገብር ኢልካ ኣይትሕሰብ። እዚኣ እንቋዕ ከደትልካ። ሓንቲ ምርጫ ጥራሕ ኣላትካ! በቃ ረሲዓያ። ኩሉ ምስኣ ዘለካ ርክብ ኣቋርጾ። ብኹሉ ብሎክ በላ! ስእላን ናታ ቪድዮን ካብ ሞባይልካ ደምስሶ። ሰናይ ዕድል ብሮ

  • @berakibibi3485
    @berakibibi3485 3 роки тому

    Anta Zara entay ena gernakum sakit sinae fake story hizkumlina timexu ni view elikum aza galey kiemixa delyu wey enda fetena nab seb entey mikiri delya guhaf hasawti