ናብ ሑመራ ኣትዮም | ግምት ስልጣነይ ኣምለጠትኒ ይብል | መጠንቀቅታ ሰራዊት ትግራይ || Tigray News 24

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 14 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 12

  • @bettyboo7783
    @bettyboo7783 3 години тому +1

    ቸሩ መድሀኒኣለም ናይቶም ውፁኣት ህዝቢ ኣምላክ ይኣክል ይበለልና ሰላም ቅሳነት የውርደልና🎉🎉❤❤

  • @embahuneyayele4207
    @embahuneyayele4207 7 годин тому +3

    ንህዝቢ ትግራይ ኣብ ልዕሊ ቁስሉ ጨው ትንስንሱ ማ/ ሚድያታትን መላኸፍትን ንዘልኣለም ሰብ ጸሊም ታሪኽ ምዃንኩም ከትርስዑ ግዜ ንኹሉ ኣስተውዕሉ !

  • @selamnokrach2842
    @selamnokrach2842 4 години тому

    Hamed yeblu mediatat Tigrya hasawit kem merhatikum::

  • @ForoIngal
    @ForoIngal 7 годин тому +3

    መሬት ትግራይ ናብ ሽምግልናን ድርድር ክወርድ አይግባእን

    • @fanuelyodit7219
      @fanuelyodit7219 7 годин тому

      Aytderaderm ድማ ትውቀር ቆፍቃፍ

  • @samsamsun367
    @samsamsun367 4 години тому

    TDF ትግራይ ምስፈረት ድዩ ትበፅሁላ እዋይ ውድቀት😈 ታደሰ ወረደ😈 በልፂጉ እዩ ረጊፁ ሂዙ 😈ጌታቸው እናጫርቃን😈 ባንዳታታ ትግራይ ክትፈርስ ናሀገዞም እዩ

  • @Zeleul-f8r
    @Zeleul-f8r 7 годин тому

    ድርኡ እንዳሕድሩስ ወዲ ኽትወልዳ በለ ናብእንዳ ደመቀዘውዱ ምያድ ካልአይ ማይካድራ ከምዘይፍፀምዋሕስትና አሎዶ?

  • @solomonassefa3521
    @solomonassefa3521 8 годин тому

    ቶም ብዘተን ብምይይጥን ዘይኣምኑኸ?

  • @BariyaGabirBari-cs9oq
    @BariyaGabirBari-cs9oq 6 годин тому

    አነ ዘየለኹላ ትግራይ ዋላ ብጥስጥስ ትበል ኢሉ ዝተልኣለ ዝመስል ናይ ደብረ ጽዮን ጉጅለ TDF አደብ እንተዘየትሕዝዎ ትግራይ ብዙህ መከራ እኳ ዝሓለፈት ትኹን ድኣምበር ሔዚ ግና ካብቱ ዝሓለፈቶ መከራን ስቓይን ዝገደደ ክትኣትው እያ።

    • @samsamsun367
      @samsamsun367 4 години тому

      ፅግተኛ ጉጅለ መሬትካ ብሽምግልና ለሚንካ ክትአትው ይገብረካ አሎ ጫርቃን አባይ ሀርኢ ጌታቸው