ኣንታ ጅግና ህዝቢ : ትግራዋይነት ብሉጽ መንነት : ውዲት ደርጋውያንን ህግደፋውያንን ዘምኸንካ : እዛ ደርፊ ተጻናንዐኒ ዝነበረት ወርሓት ታህሳስ ጥሪ የካቲት2021:: ✊Thank you Girmish for all of your patriotic products as part of the struggles. 👌👌
GIRMAY WHAT A SONG. TIGRAY PATRIOTIC SONG…HALIFU KULU, WE TEGARUS STOOD STRONG AGAINST ALL ODDS…. TEGARUS KNOW WHO YOUR ENEMIES ARE THE ERITREANS TRIED TO DESTROY US WITH MASSIVE HELP BUT FAILED. PROUD TIGRAWAY
ኣንታ ጅግና ህዝቢ : ትግራዋይነት ብሉጽ መንነት : ውዲት ደርጋውያንን ህግደፋውያንን ዘምኸንካ : እዛ ደርፊ ተጻናንዐኒ ዝነበረት ወርሓት ታህሳስ ጥሪ የካቲት2021:: ✊Thank you Girmish for all of your patriotic products as part of the struggles. 👌👌
ጀጋኑ ደቂ ትግሪና ተጋሩ ጀጋኑ
ካብ ቀደም ካብ ጥንቲ
አንታይ አሞ ወዲ ኣፌ አንዶሞ ፋሕፋሕ ኣቢሉና ኣሕ አዋይ ኣነ ህዝበይ 🇪🇷
We will forever be Tigray, Ethiopia has no history or culture without tigray. Tigray is all of humanity. It’s a fact..
አንበሳ! ብጣዕሚ እዋናዊትን አዝያ ሓያል መልእኽቲ እተሕልፍ ደርፊ ናይ ጅግና ግርማይ! እወ ክሓልፍ ኢዩ ኩሉ። ይዋአት እቶም ዘይወግሕ መሲልዎም ገበን ዝፍጽሙ ዘለዉ!
ኣታ እዛ ልበይ ጠስሚ ኣታ ናይ ሰማይ ንጉስ ሓደራካ ሓደራካ ሓደራካ
ኣበይ ኣለኹም ተጋሩ ኑዑስኪ like areuyni
ኣላናናናናናና 💊💊💊💊💊💊💊🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
Alena maery
Tigray forever💪🏻 one of the strongest people in the world, just like Nuer tribe of South Sudan. Long live TPLF❤️💛
ዓደይ ትግራይ ሰላም ኪ ኣብ ቀረባ ትግበረልናኣ ማርያም ምስ ወዳኣ ሰላም ንመላእ ትግራዋይ ኣብ ስደት ዘለና ኣጭንቀት ተደሪብና ኣሎ ዓወት ንሓፋሽ ትግራይ
Bravo brother's tigray
Bravo sisters tigray
Bravo Mothers tigray
Bravo united tigray peoples
Tigray peoples stay strong
Be patient and united insha Allah you winner
ኣቤት ድምፂ ምስቲ ውዱእ መልእክቲ!ትግራይ ዓደይ እዚውን ክሓልፍ'ዩ ።♥♥
ያረቢ ብጣዕሚ እዩ ዘሕምም ያረቢ ያአላህ ምስኦም ኹን!!!
😠😠
እወ ካሓልፍ እዩ ኩሉ ሓላፈይይይ እዩ ፀገም
እወ ክሓልፍ እዩ ኩሉ💖ቅያ ህዝቢ ትግራይ ምስክር’ዩ ባዕሉ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳የኔ መቅሰናት ትግራይ ዓደይ ዓይኒ ሓሳድኪ ድፍን ይበል🙏🙏🙏ትግራይ ዓደይ ወለላ💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋💋🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳
ግርማይ ኣያ ኪነትን ገድልን
ንበረልና ጅግና ክልተ ምዕራፍ 💖💖💖💖💖
እወ ክሓልፍ እዩ💪💪💪👍👍👍👍👍
እወ ክሓልፍ እዩ ኹሉ ! ቅያ ህዝቢ ትግራይ ምስክር እዩ ባዕሉ ! ብጣዕሚ ብሱል እዋናዊ መልእኽቲ!!! ንትግራይና ዘይኾን የለን! ዓወትና እውን ናይ ግድን እዩ:: ትግራይና መቓብር ፀላእታ እምበር መዐንደሪት ኣይትኾንን!!!
ሓቂ እዩ ዛሓወይ
Nay bahaki jigena tigrey💖💖💝💝💝💪💪💪💪🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳✊✊✊🇻🇳🇻🇳
ትክክል ካሕልፍ እዩ ኣቱም ጀጋኑና ኣጀኹም ቀፅልሉ 💛❤❤
እወታ ክሓልፍ እዩ አታ ጅግና ኹሉ ከም ናይ ትማል ሰላም ንትግራይ ዓደይ ማርያም ፅዮን ምስ ትግራይ እያ አጀኹም
ብሓቂ ክሓልፍ'ዩ ትግራይና ዓዲ ጀጋኑ 💪💪💪💪💖💘
🇪👉💖👈💪🏽💪🏽💪🏽ትግራይ ኣጆኹም ተጋሩ የሕዋትና ተሰፋና ካባኹም ኢዩ። ንሕና ህዝቢ ትግርኛ 👉🇪🇷🇪🇷 ሞትኩም ሞትና ኢዩ። ተሊኹም ኣለና ተዘየሊኹም የለናን።
አሰይ ጀጋኑና ዐወት ንሰራዊትና ንትግራይና ናይ አቦታትኩም አቦሐጎታትኩም እዩ አሰይ ማርያም ፄን ትሐልኩም ።
ትግርይ
ትግርይ.🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳🇨🇳👈👈👈👈👈👈🇨🇳🇨🇳😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
እወ ክሓልፍ እዩ ዘይሓልፍ የለን
ኣጆና ደቂ እታ ሓላል መሬት
ዓወት ንትግራይ 💪💪💪
ትግራይ ዓደይ መኺሪዕት መኒነትና ኣሎኹም ዶ ደቂ ህዝቢ ዓወት ንተጋሩ 💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘
ኣጆኹም ኣወ ካልፍ አዩ ትግራዋይ ሰራሒ ቅያ ጀጋኑ ሰስኑለይ ሰላምኩም ብዝሕ ትርፍ ይበል ዓይኒ ፀላኤኩም ይደፈን ❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ሓቅ ዘይ ሓልፈ የለይ ዘይ ወግሕ እውን የለይ እና ኣጆኽ ትግራይ ኣደይ መጨረሻ ግድን ኡዩ ክንእወት እና ብደይ ምንም ጥርርጣር
በሓቂ ትግራዋይነት ጀግንነት ጭዉነት ኩርዓት እዮ አዮካ ናይና አንበሳ
እወ ኽሓላፊ እዩ ።ትግራይ ሃገረይ።ሰላም ናዓኪ
👌👌👌👌👌❤
ኣስይይይ ኣሰይይይይ ቅዱስ ሚኪኤል ይሓልወለይ ደቅ ትግራይ ዓደይ
ብጣዕም ትግራይ ዓደይ ዓምብብለይይይይ ኩሉ ሓላፊዩ
👏👏👏👏👏👏
👌ክሓልፍ እወ ።
ክሓልፊ እወ ጀግናን ኣጀኮም ሰላም ንትግራይ ዓደይ ንበረልና ጀግና 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💖💖💖💖
ትክክል አቶም ጀጋኑ💪💪🇭🇰❤❤❤❤
ክሓልፍ እዩ እወ ክሓልፍ 💗💗💗
ክሓልፍ አዩ አወ ❤️❤️❤️❤️❤️🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳አጀኩም ደቂ ዓደይ ክሓልፍ አዩ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪 ትግራይ ንቅድሚት ✊️✊️✊️✊️✊️✊️💪💪💪💪💪
Facts💯! ✊🏽 love the lyrics and the artist. bravo 👏🏽
💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪 ክብርን ሞጎስን ንስወኣትና
ፀገም ሓላፋይ ዩ ክሓልፍ ዩ ኩሉ ቅያ ህዝቢ ትግራይ ምስክር ዪ ባዕሉ ይገርም እዩ ነዛ ደፊ ደጋግመ ሰሚዐ ዘይፀግባ 💕💝❤️❤️💪💪💪💪
ክሓልፍ እዩ ኹሉ🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪💪💪💪💪አጆኻ ህዝበይ🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳💪💪💪💪💪
That's true for everyone ✊✊✊🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🕊🕊🕊🕊::It's great job very nice music 100%✅
እወ ካሓልፍ እዩ ደቂ ትግራይ💛❤💛❤💪💪💪
It will pass..it shall be well be strong don't give up my people 💪💪💪💪💪💪❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
A timely music. ኣጆኹም ኣሕዋተይ ክንሰግሮ እና
Ajekum kehalf eyu💖💖💖✊✊✊🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🌷🌷🌷🌷Ketslelu
ሰላም የውርድ አምላክ ኩሉ ዝከአሎ ንህዝቢ ትግራይ
እወ🤗😍😘🙏 ክሓልፍ እዩ
Ajokum geganu tgray awet nehafash hezbi tgrayn msakum alena bruhuqn qereban teawetu
😭💔ኣይ ኡፍ እዙኩሉ ሓሊፍናዶ ሕጂ ናብኡ ምተመለስና ዕድልበር ጣፍዶ ይጎድል በለት ሰበይቲ እቲ ዕድልናስ ክከፍእ ኡፍ
እወ ክሓልፍ እዩ ኹሉ ! ብዓወት ህዝቢ ትግራይ ክሓልፍ እዩ:: ሃገረ ትግራይ ኩሉ ዘኽብራ ፣ ኩሉ ዝሕበናላ ትግራይ እዉን ትኾነሉ እዋን ሕጂ እዩ::
ዓደይ ሰላምኪ የሰመና💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💘💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝
ጸላኢ ዓይንኩም ድፍን ይበል ደቅዓደይ ኩሑሎ
Tigray is my country well win 💖💘💗💝🥰💕💓💞😍😘
ክብርን ሞገስን ንጀጋኑና ሰላምን ራህዋን ንትግራይና ❤
👊👊👊👊
💪💪💪💪💪💪💪❤❤❤
አጆኻ🤛🤛🤛🤛🤛🤛ናይና🤛🤛🤛🤛ህዝብ❤❤ትግራይ
ኣጆኹም ደቂወር ትግራይ ማራምጾን ኣላ ናይኣመሎም ኣይስእኑን ሎምስ ኣብዓይ ዘይመሃለኹ
ኣየወ ኣለና ሜላ ሰላም ልትግራይ ኣሜን
I,m similar you will win inshallah ,tiger jabarti Ismail.
We fight with moral and for a good cause to defend and secure 🇻🇳💪✊
እሰይይይይይይ እመ ብርሃን ትሓልወለይ
ክሓልፍ እዩ ኩሉ አዮና ናይና
👌💪💪💪👍👍👍👏👏👏💛❤️💛❤️🙏
Yes indeed my Tigray people ❤️❤️❤️❤️💪
አጆኹም ጀጋኑ ክብሪ ዐዲ ።ጸላእቲ ክድምሰ ሱ እዮም።
ትክክል ካሓልፍ እዩ❤
Ajoki tigrai adey Kihalf yu fetena ewe Gimay jigna✊💪💪❤️
ትግራይ ዓድይ ኣጀክ ፈጣር ምስ ውፅዕ ህዝብ እዩ ፈታው ሓቅ ፍታው ሰላም ሃገርይ ኣጀክ
እወ ክሓልፍ እዩ ትግራዋይ ይዕወት ፀላእትና ክድምሶሱ እዮም
GIRMAY WHAT A SONG. TIGRAY PATRIOTIC SONG…HALIFU KULU, WE TEGARUS STOOD STRONG AGAINST ALL ODDS….
TEGARUS KNOW WHO YOUR ENEMIES ARE THE ERITREANS TRIED TO DESTROY US WITH MASSIVE HELP BUT FAILED. PROUD TIGRAWAY
I love this DERFI... Kinewet ena...mater of time. Ajoka hizbey.
Wow💪💪. True history 💪💪passes through💪💪✋✋ years✋✋💪💪👌👌 to years. 💪💪Pass the tests.
Esey,esey,esey,Ellllllllllllllll
Awet Nitigray!!!!✊✊✊
Owa zeyahalif yelan kihalf eyo kolu agona 🙏🙏🙏
Of course for all Ethiopians too !!!!!!!!!!! Peace
My favorite song😍😘😘😘😘..,
አምላክ ምሳኹም ይኹን ጀጋኑና 🙏🙏🙏
Thanks 👍 dear brother.god bless you.
We are jabarti Ismail, tigreya are jabarti Ismail you will win ,
Ma ayaga ku yaqaanba waxa thy
ክሓልፍ እዩ ኩሉ ኣጆና ጥራሕ ❤💛❤✊✊✊✊✊✊💛❤💪
ክሓልፍ እዩ ኩሉ
Teach lessons fascist Amhara peoples
Tigray peoples Strong like
Siberian 🐅
እወታ ከሓልፍዩ ኹሉ እዚናይኸዚ ፀልማት በነፃነት ወጋሕታ ክንርኦ ኢና
God will compensate Tigray 😘
አጆኩም ናይና ክሓልፍ እዩ ትግራይ ዓወት ንህዝቢ ትግራይ
እስይስይ ካባኩም ምውላደይ ታሕጋስይ ወስን የብሉን ትግራዋይ ምካን ኩራዓት እዩ ካሓልፍ እዩ እወ ጅግና ወዲ ጅግና ሕድር ናይቦታትና ኣለና ኣለናልኪ ደቅኺ ትግራራይዋይ ማዓርይ ፈጣር ይሓልኩም
ትክክል ክሓልፍ እዩ ኩሉ ንኩሉ ግዜ አለዎ ትግራይ ትዕወት
Ewe Mearye Kehalefe Eyu Kulu.
ጀጋኑ ደቂ ትግራይ
እንሽልኣላህ ብቐረባ ግዜ ሃሊፉ ታሪኽ እነውገዐሉ ይግበሮ
ህዝበይ አዮኻ ክሓልፍ ኤዩ💔💔✊
ክሐልፍ እዩ ኩሉ ድሕሪ ፀልማት ብርሃን አሎ አይዦና በቢዘለናዮ ጠንኪረና ንቃለስ ዓወት ንህቢ ትግራይ ክብርን መጎስን ኒጀጋኑ ስውኣትና❤
God bless you my beautiful people 😍😍😍😍
Wonderful people Tigrewai
እወ ክሓልፍ እዩ ኣጀና ወገነይ ክወግሕ እዩ 🤲🤲🤲😍❤️❤️💛❤️💛❤️✝️
ከሀለፍ እዩ ፈተን ምህላፍ አመልና ብሀቂ
ክሓልፊ አወ እታ ጀግናን አጀኮመ ናይና ሰላመ ንትግራና
Amen, Amen, Alena mela, sala Amlacna.
አንሕና ንእወት ትግራይ ትእወት
ትግራይ ጀግና የጀግና ዘር ከናተ ባልሆን ይቆጨኝ ነበር
Uuuffff ye zehi sewye dimest geday new sewedlet
Jeganu deki halale mereyet
አታ እወ አጆኻ ✊🏾✊🏾✊🏾✊🏾⛱⛱🐝🐝
Ewa khalfe eu salam awet ne tigiray aday
Ewe kulu khalf eyu kinewet ena 👍👍👍👍👌👌👌👌❤💛❤💛❤
ክሓፍል እዩ ሓቂ😍😍😍
Ajona AJOKUM ALENA ABKULU ALEM NEHENA DAKEKUM 💪💪💪💪💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞💞