Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ቀንዲ ክነቅልበሉን ክነመስግኖን ዘለና ንብርሃነ ክፍሉ ነዚ ዘርእካና ክብሪ ይሃቦ ሓቀይ ዲየ ደቂ ሪመይይይይ ❤❤❤
Nay bhaqi xbuq Leka❤❤
ጽቡቕ ኣለኻ❤❤❤
Brno blux🫶
እወ ሓቅካ ቡሩከይ❤ (ክብሪ ንብርሃነ ክፍሉ ንዓካ ዝሃበና እምላክ ይመስገን ❤)
Exactly ❤🇪🇷
ኩሉ ግዜ ከምዚ ሕዞም ክመጹ ነተባባዓዬም ነዛ ደሪፍ ዝፈተወ ላይክ ይሪገጽ
Haqi
😢😢
ምሸት ( ምሉአ ግጥሚ)ምሸትየ ናይ ኣጋ ምሸት(2)ምሸትየ ናይ ኣጋ ምሸት፡ምሸትየ ወጺየ በቲ ሕጓ፡ምሸትየ ናይ ኣጋ ምሸት፡ምሸትየ ጸሓየ ምስ ስተኾት፡ምሸትየሕቑፍ ከብለካ።ወግዒ ኣለኒ ንበይንኻ ዝበሎ፡ናይ ውሽጠይ እዚ ልበይ ዝጸሮ፡ምሸትየ ነዛ ክርእየካ!!ከይሰምዑ ገዛን ጎረቤትን፡ኣሲረ ብሰላሕን ቀስን፡ምሸትየ ሕቑፍ ከብለካ፡ንህደም ካብቲ ወረ ካብ መፍቶ በሃሊ፡ካብ መፍቶ በሃሊ፡ዓይኒ ሕዝ እንከብል ጽናሕ በቲ ኸውሊ፡ጀዲድ ተነጺፍና ኣብ ጸዳል ናይ ወርሒ፡ኮይና ኣብቲ ሰውሒ፡ኣብ ጎነይ ከለኻ እንታይ ከይገብር ፍርሒ።በርደግ ክብል ደገ ምስ ሰማዕኩ ፋጻ፡ዝስዕብ ከይህሉ ዝእስር ብቓጻ፡ናብ ሳንዳ'የ ክብሎም እንተ ሓተቱኒ፡ኣብ ሕቑፎኻ ምምሳይ ምሳኻ ይሕሸኒ፡መዳርግቲ ኣልቦ ኣርሓ ናይ ኣፋሉኣጉባዝ ዝደንሉ፡ዕድለይ ከውሒ'ባ ፈቀለ፡ጽጌናይ ዘይትርከብ ፈውሲ፡ንልበይ መላሲ፡ምርቓ የሕሊፈ'ዶ ኔረ።ተፈታዊ ስሩዕ ቁመናኻ፡ተምሳል ኮኾብ ግሩም ስየ ሻኻ፡ውሰደኒ ንኺድ በቲ ሩባ፡ፈቃር ልበይ 'ቲ ትደልዮ ሃባ፡ዓድና እንታይ ድዮም ዝበሉ፡እንታይ'ከ በሉ፡ወሲዳ ስዮማይ ወዲ ፡ ሚሕር ዝፍቶጎራዙ እንታይ ድየን ዘላ፡እንታይ'ከ በላወኒና ወረጃ ዓዲ ፡ ተዓዲላቶ፡ውሰደኒ ንኺድ በቲ ጣሻ፡ዋና ልበይ ምበር መዓስ ኮይንካ ጋሻንዓናይ ንኺድ በቲ ግዋ ግዋ፡ነብሰይ ኣብ በይንኻ ትነግረካ ኣለዋ።
❤❤❤😂
Hi can I make a lyrics video for this song ❤
Ezi u n derfi zqetlo zelo gtmi qeltifu teteredika derfi moyta ms respect gn👌🥰❤️
Btaami des tebl muziek amlak admen teaman yahabkum deqi ereyyy❤❤❤.
ይበል ባህሊ 100%ድምፂ 100%ኣከዳድና 100%ኩሉ ነገራ100%❤️❤️❤️❤️❤️❤️ እንኳዕ ኣብፀሕና ናብ ብርሃነ መስቀሉ ድማ ❤መስቀል በይዛና ✝️ መስቀል መድህኒና ✝️ መስቀል መድሕና ✝️መስቀል ፅንዓትና ✝️❤️❤️👏💚ኣብ ስደት ዘለና ክዓ ስደትና የሕፅረልና ደቂ ዓበይቲ 🥰🥰
እዛ ቆልዓ ክፈትዋ መዓት ኢየ እስከ Share and Like ግበሩላ ❤❤
የደቡብ ልጅ ነኝ በኢትዮጵያ ለይ እንዳ ትግርኛ ሙዝቃ የምወደው ነገር ምንም የለም
@@alextiri2562 tx me too
ERITREA loves you too. SELAM KANTE YIHUN , AMEN .
Ya tegray Adelanto ya eritrea zefan naw
This is Eritrean music!
Entay eyu zbl zelo eske tergumu Deqi meret
ን ኤዱ ዝፈቱ ኢድካ ንላዕሊ 🙋♂️❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤
🙋♂️🙋♂️🙋♂️🙋♂️
I ❤ ኤርትራ ኣነ ካብ አባይ ሀገር ኣምሓራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹
አረ ሼም 😁😁😁
ደስ ዝብል ባሕሊ ከምዚኣ ጌርኩም ዳኣ ሓልውልና እዛ ኽብርቲ ባህልና
ህድእቲ ስነስርዓት ዘለዋን ሙኻናስ ብድምጻ ትፍለጥ ❤
ብሉጽ ስራሕ Eri One touch. 🇪🇷👏
Thanks Armana EntertainmentRespect!!!
ኤዱ ን ብርሃነ (ብርኖ)ን ኣብዚ ሓበጀራዊ ግዜ ንልብና ዘደስት ንተቕርቡልና ዘለኹም ብመገዲ ባህልና ኣቢልኩም ሙኡዝ ስራሕ ነመስገን ❤❤❤🎉🎉🎉
ኣነ በቃ ቃላት የብለይን ብጣዓሚ ዝናኣድ ስራሕ ከምዚኣ ጌርኩም ኣዘከሩና እዚ ባህልና ,ኤዱ ሓፋትና and ብርሂን ካኣ ኣጆኹም በቃ ዕደመን ጥዕናን ይሃበኩም ፈጣሪ ኩላኹም ኣብ ስራሕ ዝተሳተፍኩም ።❤❤❤❤
ኣርባዕተ ግዜ ርኤያ ብጣዕሚ መሲጣትኒ እዋይ እዚ ባህልና ክጥዕም ፡ ዳይረክት ከኣ ንፉዕ ❤
ነዛ ጥዕምቲ ባህላዊ ደርፊ እባ ድፍእዋ በጃኹም። ንኺድ 10.M ነብጻሓያ ደቂ ሪመይ👌🇪🇷✌️♥️
ኤዱ ንፍዕቲ! ባህላዊ ሒዝኪ ምምጻልእኪ ብጣዕሚ ተሓጉሰልኪ በሉ ሃየ እደይ እድካ በል ህዝበይ ነታባብዓዮም ።የቀንየልና
እዋይ እዚ ባህልስ መግቢ እዩ ብከምዚ ዓይነት ሉስልስ ድምጺ ድማ ዕጋበት ይህበካ ኤዱ ሓብትና ድማ ምስ ክሎም ኣብዛ ስራሕ ዘለኩም የቀነልና
Eduye mqrti qexlyo❤❤❤❤❤
ኣነ ካብ 2019 ነጀው ደርፊ ኣስተማቂረ ኣይፈልጥን ኢየ ናይ ኤዱ ግን ክልቲአን ደርፊ ፍሉያት ኢየን ❤ ዝፈተካያን ደጋፊ ኤዱን Like Regixka hilef ፍቅሪ ይንገስ ኣብ ኩሉ ❤❤🙌
ኤዱየ ብልፅቲ ክፍትውኪ ካብ ትግራይ ብልፅቲ ድምፂ ቃደመይቲ ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ብሓቂ ገለ ኣለዋ ነዛ ደርፊ😮ደስ ክትብል ምሽ ደቂ ኤረይ 🥰🥰
ኣሕ ባህሊ ዓድና ማራ ናፊቀዮ ከምዚ ከማይ ኣለኩም ዶ ዝናፈቀኩም ላይክ አስከ ግበሩ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤🎉❤🎉
ኩላትኩም ዝፈተኹማ #Share ግበርዋ ናብ ኩሉ ክትበጽሕወልዶ ኮኾብ ድምጻዊት ኤድን ተኽሊት " ምሸት" ብዙሕ ጻዕሪ ዝሓለፋ ስራሕ ሒዝና መጺአና ኣለና፡፡ተስፋ ንገብር ክትፈትውዋ፡፡ብሓፈሻ ኣብዛ ስራሕ ናይ ኩላትኩም ርአይቶ ንጽበ፡፡ ብተናጸል ከኣ ኣብ ግጥሚ ፡ ዜማ ፡ ቪድዮ ክሊፕ፡ ዘለኩም ርአይቶ ክንጽበ ኢና፡፡
❤❤❤🎉🎉🎉🎉 10million
nay behaki xebuk serah daki erey jeganu edu teum demxi ❤❤❤❤
Blux srah gtmi zema kotas kulu xfufun bluxun srah pls qexluwo ab qexali kemzi aynet srah knxbe ina ❤❤❤🎉
ጹቡቅ ስራሕ ናይ ባህልና ኣብ ድርሰት clip ግን ኣብ ገለ ገለ 2:09 ከምዚ ናይ ቓቅሞን መሲሉ ፍሊይ ዝበለ እንተዝከውን ጹቡቅ ኔሩ ሓፈሻዊ ጽቡቅ ስራሕ !!!
እዚኣ ዳኣ ደጋጊምካ ሰሚዕኻ ዘይትምኖ ስራሕ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ቀጽሉ ከም ወትሩ ❤❤❤ ባህልኹምን ክብርኹም ሓልዉልና ፡ ተስፋና ኣባኹም ኢዩ። ❤❤❤
Wow from oromia 🌳❤ I love you Eritrea 🇪🇷 ❤❤🎉🎉🎉🎉
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ባህልና ጥዑም ።
Atum hzbi bzey hasot 5 gzie semieya aleku bhji wu zgedfa aymeslenn 😂❤bzkone edu shkor nice job btaEmi des bahalit & brhane hawuna nay bhaqi bulux 🎉❤❤❤❤
Ane ka mealtawi 😂I’m a dentist , I even put it when I have European patients 🤣
I love this music. Eden Teklit you did well. From Gondar
🎉ኢትዮጵያ በል
አቤት ድሞፂ ናይ ሰማይ መዝሙር ተመሲላ መሲጣትኒ ፈጣሪ ብድሞፂ ባሪኩኪ ከሞድሞፅኪ ናብራኺ ሙሉእ ራሕዋ ዝመልኣኦ ይኹን። ❤❤❤
ብጣዓሚ ደስ ትብል ተጋግመ ይሰምዓ እሞ ዘይሞንዋ አሰር ደቂ ኤረይ ቀጽሉዋ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ኤዱ ሓፍተይ እዚ ባህላዊ ኣከዳድና ከጸብቐልኪ ብልጽቲ ስራሕ ቀጽልዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ🎉🎉🎉❤❤❤
ጥዕምቲ ድምጺ ኤዱየ ምስ ውቅብ ባህልና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Love from Jowhar, Somalia 🇺🇬🇪🇹🇪🇷🇸🇴
Edu shikor ne edu zfetu like belu habayb ❤❤🎉🎉
"ክብረተይ"ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ❤🎉
@@መሰረትሲስ gerelka zearkey
@@MosayGergis-ww6vkthankyou so much God bless you wegeney
ኤዱ ህድእትን ጥዕምቲ ድምጺን ቀጽልዮ።ንእዝኒ ዘይርብሽ ብሉጽ ስራሕ።
"ክብረተይ" ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤
Kgebrelka do ale ke @@መሰረትሲስ
@@samrawit7808 ደስ እናበለኒ እንበር ወገነይ ናተይ
እዋይ ኣነስ እዚ ባህልና ክርእዮን ክሰምዖን ከለኹ ብሓሳብ ሃውውውውው ይብል ትም ኢለ ድማ ይናፍቅ እንድዒ ግን ኣይርደኣንን ከማይ ስምዒት ደለኩም ትህልዉ ዶ ሃገረይ ትሕሰም ትጸብቅ ሓመዳ ቁሕመ ዝዓበኩላ ኩሉ ጊዜ ኣብዛ ዓይነይ ልበይ ❤️❤️❤️❤️😢❤️❤️❤️
ዋው ድምጽኺ ጥዑም እዩ 👌 ቀጽሊ 👍 ሓፍትኺ ካብ ኣኽሱም ❤💛
ብጣዓሚ ንፉዓት ኩሉኹም ጽቡቅ ሪኢና ብፍላይ ብርኖ ብርሃነ ጽቡቅ ግጥሚ 🎉🎉🎉
ድምፃ ግን ክጥዕም እስቲ ትፈትውዋን ኣድነቅታን ብስማ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፕሊስ ብቅንዕና 👏👏👏👏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
I am from tigray really envious of this music
Keep up the good work and I wish Eritrea harmony in the Horn of East Africa dear Eden.🎉🎉🎉
Loms eti tum ewan kmlesena eyu mesleni bahlna tum asey❤❤❤
Men alo kemzi kemay degagimu zisema neza derfi btami btami xibuk srsh edu shikorrr ma fov singer ❤❤❤❤❤❤
አዋይይ ባህሊ። ኣሕ ናፍኮት መሪሩናኮ ❤❤❤❤❤❤አዱ ጽቡቅ ስራሕ ደስ ዝብል
ንተሓወልቲ ሩሑስ ኣውደኣመት ንሓወልቲ ድማ ሰናይ ናይ ስራሕ ግዜ ይግበረልኩምጹቡቅ ስራሕ ኤዱ❤❤
😅😅😅😅😅
ባህሊ ዳኣ ተመሊሳ በቃ ❤❤❤❤❤ ቀጽልዎ
እዋይ እዚ ባህሊ ናይ ቀደም ሲ ክጽብቅ ኔሩ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዋይ ደቕ ኤረይ ጺቡቕቲ ናይ ባህሊ ደርፊ ምስቲ ጡዑም ድምጽ ናይ ኤዱ ተወሃሂዱ ደስ ዝብል ድምጽ 🌺🌺🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🌸
"ክብረተይ"ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤🎉
❤❤❤❤
Esssey bahlna😢 selam yhabena nkulu wedi seb haftkum gal temben tigray❤❤❤❤
ህድእቲ ሕያወይቲ ልዙብ ድምጺ ጡዑም ግጥሚ ጡዑም ዜማ ኤዱ ሽኮር ጹቡቅ ስራሕ ምስ መሳርሕትኪ ጹቡቅ ጸጹቡቁ ይምነየልኩም ደቂ ሃገረይ 🇪🇷🙏💞🇪🇷
Nefeyti gual ere qexilyo nefeyti artist 👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️
Asennna deki Erey shikorinatat, des zebil Sirah. 🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🎄
ክቡር ባህልና ንዘልኣለም ይንበርልና እስከ ❤😊
Wow!!!!ኣዶኒ ደጊምካኒ ገለ ዓይነት ከም ናይ ተዳሎ❤Director big respect🙏...ኣዘኪሮምና ወግዒ ንቡር ባህልና።ክቕጽል ኣለዎ ትብሉ?ላይክ ሃብዋ ነዳዲ...keep going edu..ግጥሚ ፡ዜማ፡ኣርትዖ ዓጊብና።well done❤❤💯👍
Ye zchi lji dmtshi yimechegnal yene konjo 🥰🇪🇹❤🇪🇷
Love You ደቂ ኤረይ ምቁራት ፍጥረት🇪🇷🌼🇪🇷❤️🌼🇪🇷❤️🌼
ጥዕምቲ ደርፊ ኤዱና ሽኮር ባህላዊ ልባስ ከማዕርገላ❤
Iam from ethiopia feruz shikor and nattey
Edu .the best singer ❤❤❤.love from tigray
ኤዱ ኩርዓት ባህላ ደስ ክብል አኮ አዚ ባህልና❤❤❤❤❤❤
Neza derfi zfetewe ❤❤❤❤❤❤❤
ኤዱ ጽብቅቲብኹሉ ውድእቲከይተዃሕለት ኩሕልቲ ንዒ ንጸወት ኣብ'ቲ ሻዃ ሰቲ የግዳ ይበል ባህላዊት ደርፊ ቀጽልዮ❤❤🙏💪🇪🇷
እታ ውልዶ ስነጥበበኛ ኤዱ ጽቡቅ ስራሕ❤❤❤❤❤
ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ❤🎉
ዋዉዉዉ ❤❤❤❤ግጥሚ100%ዜማ100%ክሊፕ100%ታይ ክዎጾ ርሑስ ኣዉዳመት ሰላምን ቅሳነትን የዉርደልና ኣሜን❤❤❤🎉🎉🎉
እናንተን ከኢትዬጵያ ማጣት ይቆጫል ያንገበግባል ቆንጆወቼ
Yene konjo selam kale abren nen!! selamun yamtalin bicha
Poltican yilyuni enji ba damachin ina maninatachin ((1)) nani
አኛም ከናንተ መለየታችን ያመናል ግን ምን ምርጫ የለንም አንወዳችዋለን በጣም ❤❤❤
@Habeshawi_Tefetawi we are 1,only crazy poltician playing they game if and otherwise we are one people one blood👏
Beautiful song ❤️
Dmxa ktim zey rebsh ❤Kulu gize tum iyu derfiki eduye ❤
ዋዉዉዉዊ ደጋጊመ ወላ ተሰማዕኹዋ ክመንዋ ኣይከኣልኩን ናሆም ሓወይ ግጥሚ ዜማ ምስ ናትካ ጥዑም ድምጺ ካናሪ ተዋሃሂዱ ዋዉ ዉዋ ዋዉ ኣዝያ ዉድእቲ ብልጽቲ ደረፊ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣቤት እዝንኻ ዘይኩርክሕ ድምጺ❤
ትክክል ዓድና መሊስኩምና እዚ ዩ ባህልና ዘመናዊ ናበልኩ ናብ ኣጋንቲ ኣይትዉሰዱና በጃኩም።
Bahlena tehum Beautiful Song & Clip 🇪🇷🥰🥰🥰🇪🇷
ሰይይይይ ሰላም ትህበካ ጣዕመ ዜማ !!! ኣናብስ ነዚ ዘፍሬኩም ጥዕና ይሃብኩም ብሓቂ❤
Welcome edu shikor❤❤❤❤
እቲ ድምጻን ቃንኣን ጠቅላላ ንእዝኒ ዘይኩርኩሕ 👌❤.
ዃዕ ዳሓን መፃኪ ኤዱ ሽኮር ብሃንቀውታ ላተፀበናኪ ነይርና ኢና ❤
ኤዱ ሽኮር ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኣብ ከሉ ስራሓትኪ ቀጽልዮ ጥዕምቲ ካናሪ ድምጻ ምስቲ ኩቡር ባሃልና ደስ ክብለካ
11111🎉🎉🎉🎉🎉
Wewwwww yebal Edi a good 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
111🎉🎉🎉
ደቂ ዓደይ እስከልኩም ባህሊ ኣቦታት ኣይ ነጥፍእ 🎉🎉❤❤ ብጣዕሜ ደሰ ብል ባህሊ ኣቦታት
ኩልኻ ነዛ ምጭውቲ ኤዱ ላይክ❤❤❤❤❤
ዋዉ ደቂ ኤረይ ሙቁራት ይበል ጽባቀ ይበል ድምጺ አየወ እዚ ግሩም ባሕልና ክጽብቅ የቀንየልና ደቂ ኤረይ ፍቅሪ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍
Bahlawi quno ms albasatu kexebeqelki edeney shkor❤❤❤❤❤❤❤
ንመጀመርታ ግዝ ደስ ኢልኒ ደርፊ ሰሚዐ ይቅንልና eden,haftey ❤❤❤
ክንደይ ይጥዕም ትድምፃ ፅብቅቲ❤
Please please guys let's back to our culture, we have a good and respectful culture, we must have proud of it all the time, so thank you for all of the participants on that music! and God blessed!Love you ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Edeye qonjo tanks ❤❤❤❤
🎉
ኣዝዪ ደስ ዝብል ባህልን ክብሩን ሓልዪ ዝተሰርሐ ክብሪ ይግበአኹም ኣብዚ ዝተሳተፍኹም🙏
ጹብቅ ስራሕ ክሊብ ውን ዝወጾ የቡሉን ሜሪ ሓወይ ከምኣ ኢሉ ኣሎ ኣይሓመቀን ነብሱ❤❤❤
Waw thank u..Bahlawi nefqna...grum srha.
ኣብዚ እዩ መልክዕና ባህልና ሰስኑ ደቂ ዛ ሓላል መሬት ❤️❤️❤️😄
ኤደን ሓፍትና እቲ ትገብርዮ ዘለኺ ኣበርክቶ ቲ ባህሊ ትግርኛ ንከይሃስ ትጽዕሪ ዘለኺ ቀጽልዮ ፡🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ኣንቃ ብድሓን መጻኩምና ደቂ ዛ ሓላል መሬት❤❤❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ደሰ ዝብል ቡሉጽ ግጥምን ካናሪ ድምጽን💙
ኤደይ መቅሰን ❤ ከመይ ዲኪ ናይ ልበይ❤ጥዑም ድምጺ ❤ናይ ብሓቂ ጽብቅ ስራሕ🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ዕድማን ጥዕናን ደቂ ኤረይ ሓላላት🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
Eden haftey nic job..edman tanan yhabeley fater..
እዝንና ሓጺብን Edu shikor thanks ❤❤❤
እሰይይይይይይይይይ ኣቤት ህድኣት ድምጺ ወህደት ግጥሚ ባህሊ ኩላ ምላ ውድእቲ ደርፊ❤ ደቂ ኤረይ ፍቅሪ ኢኩም እኮኣነስ ክፍትወኩም ደቂ ኤረይ ቡሉጻት ❤❤❤❤❤❤❤(ሩሑስ በዓል መስቀል ይግበረልና )
ኣሕ እዚ ባህልናስ ደስ ክብለካ ኤዱ ብልጽቲ ኢኺ ንኽሉ ጌዜ ኣጆኺ ብርሃነ ብሮኖ ከኣ ብጣዕሚ ኢና ነምስግነካ ❤
Ewayyy dmxi .... Des kbl kemzi ab ezney hshuk tbleni zela koinu tesemeeni... Love you ❤❤❤❤❤
Waow btami tgrem beautiful music 🎶🎶😘😘😘😘🎉🎉🎉🎉🎉👏👏👏
ቀንዲ ክነቅልበሉን ክነመስግኖን ዘለና ንብርሃነ ክፍሉ ነዚ ዘርእካና ክብሪ ይሃቦ ሓቀይ ዲየ ደቂ ሪመይይይይ ❤❤❤
Nay bhaqi xbuq Leka❤❤
ጽቡቕ ኣለኻ❤❤❤
Brno blux🫶
እወ ሓቅካ ቡሩከይ❤ (ክብሪ ንብርሃነ ክፍሉ ንዓካ ዝሃበና እምላክ ይመስገን ❤)
Exactly ❤🇪🇷
ኩሉ ግዜ ከምዚ ሕዞም ክመጹ ነተባባዓዬም ነዛ ደሪፍ ዝፈተወ ላይክ ይሪገጽ
Haqi
😢😢
ምሸት ( ምሉአ ግጥሚ)
ምሸትየ ናይ ኣጋ ምሸት(2)
ምሸትየ ናይ ኣጋ ምሸት፡
ምሸትየ ወጺየ በቲ ሕጓ፡
ምሸትየ ናይ ኣጋ ምሸት፡
ምሸትየ ጸሓየ ምስ ስተኾት፡ምሸትየ
ሕቑፍ ከብለካ።
ወግዒ ኣለኒ ንበይንኻ ዝበሎ፡
ናይ ውሽጠይ እዚ ልበይ ዝጸሮ፡ምሸትየ ነዛ ክርእየካ!!
ከይሰምዑ ገዛን ጎረቤትን፡
ኣሲረ ብሰላሕን ቀስን፡ምሸትየ ሕቑፍ ከብለካ፡
ንህደም ካብቲ ወረ ካብ መፍቶ በሃሊ፡
ካብ መፍቶ በሃሊ፡
ዓይኒ ሕዝ እንከብል ጽናሕ በቲ ኸውሊ፡
ጀዲድ ተነጺፍና ኣብ ጸዳል ናይ ወርሒ፡
ኮይና ኣብቲ ሰውሒ፡
ኣብ ጎነይ ከለኻ እንታይ ከይገብር ፍርሒ።
በርደግ ክብል ደገ ምስ ሰማዕኩ ፋጻ፡
ዝስዕብ ከይህሉ ዝእስር ብቓጻ፡
ናብ ሳንዳ'የ ክብሎም እንተ ሓተቱኒ፡
ኣብ ሕቑፎኻ ምምሳይ ምሳኻ ይሕሸኒ፡
መዳርግቲ ኣልቦ ኣርሓ ናይ ኣፋሉ
ኣጉባዝ ዝደንሉ፡
ዕድለይ ከውሒ'ባ ፈቀለ፡
ጽጌናይ ዘይትርከብ ፈውሲ፡
ንልበይ መላሲ፡
ምርቓ የሕሊፈ'ዶ ኔረ።
ተፈታዊ ስሩዕ ቁመናኻ፡
ተምሳል ኮኾብ ግሩም ስየ ሻኻ፡
ውሰደኒ ንኺድ በቲ ሩባ፡
ፈቃር ልበይ 'ቲ ትደልዮ ሃባ፡
ዓድና እንታይ ድዮም ዝበሉ፡እንታይ'ከ በሉ፡
ወሲዳ ስዮማይ ወዲ ፡ ሚሕር ዝፍቶ
ጎራዙ እንታይ ድየን ዘላ፡እንታይ'ከ በላ
ወኒና ወረጃ ዓዲ ፡ ተዓዲላቶ፡
ውሰደኒ ንኺድ በቲ ጣሻ፡
ዋና ልበይ ምበር መዓስ ኮይንካ ጋሻ
ንዓናይ ንኺድ በቲ ግዋ ግዋ፡
ነብሰይ ኣብ በይንኻ ትነግረካ ኣለዋ።
❤❤❤😂
Hi can I make a lyrics video for this song ❤
Ezi u n derfi zqetlo zelo gtmi qeltifu teteredika derfi moyta ms respect gn👌🥰❤️
Btaami des tebl muziek amlak admen teaman yahabkum deqi ereyyy❤❤❤.
ይበል ባህሊ 100%
ድምፂ 100%
ኣከዳድና 100%
ኩሉ ነገራ100%❤️❤️❤️❤️❤️❤️ እንኳዕ ኣብፀሕና ናብ ብርሃነ መስቀሉ ድማ ❤
መስቀል በይዛና ✝️
መስቀል መድህኒና ✝️
መስቀል መድሕና ✝️
መስቀል ፅንዓትና ✝️❤️❤️👏💚
ኣብ ስደት ዘለና ክዓ ስደትና የሕፅረልና ደቂ ዓበይቲ 🥰🥰
እዛ ቆልዓ ክፈትዋ መዓት ኢየ እስከ Share and Like ግበሩላ ❤❤
የደቡብ ልጅ ነኝ በኢትዮጵያ ለይ እንዳ ትግርኛ ሙዝቃ የምወደው ነገር ምንም የለም
@@alextiri2562 tx me too
ERITREA loves you too. SELAM KANTE YIHUN , AMEN .
Ya tegray Adelanto ya eritrea zefan naw
This is Eritrean music!
Entay eyu zbl zelo eske tergumu Deqi meret
ን ኤዱ ዝፈቱ ኢድካ ንላዕሊ 🙋♂️❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤❤
🙋♂️🙋♂️🙋♂️🙋♂️
I ❤ ኤርትራ ኣነ ካብ አባይ ሀገር ኣምሓራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇹🇪🇹🇪🇹
አረ ሼም 😁😁😁
ደስ ዝብል ባሕሊ ከምዚኣ ጌርኩም ዳኣ ሓልውልና እዛ ኽብርቲ ባህልና
ህድእቲ ስነስርዓት ዘለዋን ሙኻናስ ብድምጻ ትፍለጥ ❤
ብሉጽ ስራሕ Eri One touch. 🇪🇷👏
Thanks Armana Entertainment
Respect!!!
ኤዱ ን ብርሃነ (ብርኖ)ን ኣብዚ ሓበጀራዊ ግዜ ንልብና ዘደስት ንተቕርቡልና ዘለኹም ብመገዲ ባህልና ኣቢልኩም ሙኡዝ ስራሕ ነመስገን ❤❤❤🎉🎉🎉
ኣነ በቃ ቃላት የብለይን ብጣዓሚ ዝናኣድ ስራሕ ከምዚኣ ጌርኩም ኣዘከሩና እዚ ባህልና ,ኤዱ ሓፋትና and ብርሂን ካኣ ኣጆኹም በቃ ዕደመን ጥዕናን ይሃበኩም ፈጣሪ ኩላኹም ኣብ ስራሕ ዝተሳተፍኩም ።❤❤❤❤
ኣርባዕተ ግዜ ርኤያ ብጣዕሚ መሲጣትኒ እዋይ እዚ ባህልና ክጥዕም ፡ ዳይረክት ከኣ ንፉዕ ❤
ነዛ ጥዕምቲ ባህላዊ ደርፊ እባ ድፍእዋ በጃኹም። ንኺድ 10.M ነብጻሓያ ደቂ ሪመይ👌🇪🇷✌️♥️
ኤዱ ንፍዕቲ! ባህላዊ ሒዝኪ ምምጻልእኪ ብጣዕሚ ተሓጉሰልኪ በሉ ሃየ እደይ እድካ በል ህዝበይ ነታባብዓዮም ።
የቀንየልና
እዋይ እዚ ባህልስ መግቢ እዩ
ብከምዚ ዓይነት ሉስልስ ድምጺ ድማ ዕጋበት ይህበካ
ኤዱ ሓብትና ድማ ምስ ክሎም ኣብዛ ስራሕ ዘለኩም የቀነልና
Eduye mqrti qexlyo❤❤❤❤❤
ኣነ ካብ 2019 ነጀው ደርፊ ኣስተማቂረ ኣይፈልጥን ኢየ ናይ ኤዱ ግን ክልቲአን ደርፊ ፍሉያት ኢየን ❤ ዝፈተካያን ደጋፊ ኤዱን Like Regixka hilef ፍቅሪ ይንገስ ኣብ ኩሉ ❤❤🙌
ኤዱየ ብልፅቲ ክፍትውኪ ካብ ትግራይ ብልፅቲ ድምፂ ቃደመይቲ ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
ብሓቂ ገለ ኣለዋ ነዛ ደርፊ😮ደስ ክትብል ምሽ ደቂ ኤረይ 🥰🥰
ኣሕ ባህሊ ዓድና ማራ ናፊቀዮ ከምዚ ከማይ ኣለኩም ዶ ዝናፈቀኩም ላይክ አስከ ግበሩ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤🎉❤🎉
ኩላትኩም ዝፈተኹማ #Share ግበርዋ ናብ ኩሉ ክትበጽሕ
ወልዶ ኮኾብ ድምጻዊት ኤድን ተኽሊት " ምሸት" ብዙሕ ጻዕሪ ዝሓለፋ ስራሕ ሒዝና መጺአና ኣለና፡፡
ተስፋ ንገብር ክትፈትውዋ፡፡
ብሓፈሻ ኣብዛ ስራሕ ናይ ኩላትኩም ርአይቶ ንጽበ፡፡
ብተናጸል ከኣ ኣብ ግጥሚ ፡ ዜማ ፡ ቪድዮ ክሊፕ፡ ዘለኩም ርአይቶ ክንጽበ ኢና፡፡
❤❤❤🎉🎉🎉🎉 10million
nay behaki xebuk serah daki erey jeganu edu teum demxi ❤❤❤❤
Blux srah gtmi zema kotas kulu xfufun bluxun srah pls qexluwo ab qexali kemzi aynet srah knxbe ina ❤❤❤🎉
ጹቡቅ ስራሕ ናይ ባህልና ኣብ ድርሰት clip ግን ኣብ ገለ ገለ 2:09 ከምዚ ናይ ቓቅሞን መሲሉ ፍሊይ ዝበለ እንተዝከውን ጹቡቅ ኔሩ ሓፈሻዊ ጽቡቅ ስራሕ !!!
እዚኣ ዳኣ ደጋጊምካ ሰሚዕኻ ዘይትምኖ ስራሕ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ቀጽሉ ከም ወትሩ ❤❤❤ ባህልኹምን ክብርኹም ሓልዉልና ፡ ተስፋና ኣባኹም ኢዩ። ❤❤❤
Wow from oromia 🌳❤ I love you Eritrea 🇪🇷 ❤❤🎉🎉🎉🎉
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ባህልና ጥዑም ።
Atum hzbi bzey hasot 5 gzie semieya aleku bhji wu zgedfa aymeslenn 😂❤bzkone edu shkor nice job btaEmi des bahalit & brhane hawuna nay bhaqi bulux 🎉❤❤❤❤
Ane ka mealtawi 😂I’m a dentist , I even put it when I have European patients 🤣
I love this music. Eden Teklit you did well. From Gondar
🎉ኢትዮጵያ በል
አቤት ድሞፂ ናይ ሰማይ መዝሙር ተመሲላ መሲጣትኒ ፈጣሪ ብድሞፂ ባሪኩኪ ከሞድሞፅኪ ናብራኺ ሙሉእ ራሕዋ ዝመልኣኦ ይኹን። ❤❤❤
ብጣዓሚ ደስ ትብል ተጋግመ ይሰምዓ እሞ ዘይሞንዋ አሰር ደቂ ኤረይ ቀጽሉዋ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
ኤዱ ሓፍተይ እዚ ባህላዊ ኣከዳድና ከጸብቐልኪ ብልጽቲ ስራሕ ቀጽልዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ🎉🎉🎉❤❤❤
ጥዕምቲ ድምጺ ኤዱየ ምስ ውቅብ ባህልና ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
Love from Jowhar, Somalia 🇺🇬🇪🇹🇪🇷🇸🇴
Edu shikor ne edu zfetu like belu habayb ❤❤🎉🎉
"ክብረተይ"ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ❤🎉
@@መሰረትሲስ gerelka zearkey
@@MosayGergis-ww6vkthankyou so much God bless you wegeney
ኤዱ ህድእትን ጥዕምቲ ድምጺን ቀጽልዮ።
ንእዝኒ ዘይርብሽ ብሉጽ ስራሕ።
"ክብረተይ" ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤
Kgebrelka do ale ke @@መሰረትሲስ
@@samrawit7808 ደስ እናበለኒ እንበር ወገነይ ናተይ
እዋይ ኣነስ እዚ ባህልና ክርእዮን ክሰምዖን ከለኹ ብሓሳብ ሃውውውውው ይብል ትም ኢለ ድማ ይናፍቅ እንድዒ ግን ኣይርደኣንን ከማይ ስምዒት ደለኩም ትህልዉ ዶ
ሃገረይ ትሕሰም ትጸብቅ ሓመዳ ቁሕመ ዝዓበኩላ ኩሉ ጊዜ ኣብዛ ዓይነይ ልበይ ❤️❤️❤️❤️😢❤️❤️❤️
ዋው ድምጽኺ ጥዑም እዩ 👌 ቀጽሊ 👍 ሓፍትኺ ካብ ኣኽሱም ❤💛
ብጣዓሚ ንፉዓት ኩሉኹም ጽቡቅ ሪኢና ብፍላይ ብርኖ ብርሃነ ጽቡቅ ግጥሚ 🎉🎉🎉
ድምፃ ግን ክጥዕም እስቲ ትፈትውዋን ኣድነቅታን ብስማ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ፕሊስ ብቅንዕና 👏👏👏👏❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
I am from tigray really envious of this music
Keep up the good work and I wish Eritrea harmony in the Horn of East Africa dear Eden.🎉🎉🎉
Loms eti tum ewan kmlesena eyu mesleni bahlna tum asey❤❤❤
Men alo kemzi kemay degagimu zisema neza derfi btami btami xibuk srsh edu shikorrr ma fov singer ❤❤❤❤❤❤
አዋይይ ባህሊ። ኣሕ ናፍኮት መሪሩናኮ ❤❤❤❤❤❤አዱ ጽቡቅ ስራሕ ደስ ዝብል
ንተሓወልቲ ሩሑስ ኣውደኣመት ንሓወልቲ ድማ ሰናይ ናይ ስራሕ ግዜ ይግበረልኩም
ጹቡቅ ስራሕ ኤዱ❤❤
😅😅😅😅😅
ባህሊ ዳኣ ተመሊሳ በቃ ❤❤❤❤❤ ቀጽልዎ
እዋይ እዚ ባህሊ ናይ ቀደም ሲ ክጽብቅ ኔሩ❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዋይ ደቕ ኤረይ ጺቡቕቲ ናይ ባህሊ ደርፊ ምስቲ ጡዑም ድምጽ ናይ ኤዱ ተወሃሂዱ ደስ ዝብል ድምጽ 🌺🌺🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🕊️🌸
"ክብረተይ"ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ🎉❤🎉
❤❤❤❤
Esssey bahlna😢 selam yhabena nkulu wedi seb haftkum gal temben tigray❤❤❤❤
ህድእቲ ሕያወይቲ ልዙብ ድምጺ ጡዑም ግጥሚ ጡዑም ዜማ ኤዱ ሽኮር ጹቡቅ ስራሕ ምስ መሳርሕትኪ ጹቡቅ ጸጹቡቁ ይምነየልኩም ደቂ ሃገረይ 🇪🇷🙏💞🇪🇷
Nefeyti gual ere qexilyo nefeyti artist 👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️⭐️
Asennna deki Erey shikorinatat, des zebil Sirah. 🙏🙏🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🎄
ክቡር ባህልና ንዘልኣለም ይንበርልና እስከ ❤😊
Wow!!!!ኣዶኒ ደጊምካኒ ገለ ዓይነት ከም ናይ ተዳሎ❤Director big respect🙏...ኣዘኪሮምና ወግዒ ንቡር ባህልና።ክቕጽል ኣለዎ ትብሉ?ላይክ ሃብዋ ነዳዲ...keep going edu..ግጥሚ ፡ዜማ፡ኣርትዖ ዓጊብና።well done❤❤💯👍
Ye zchi lji dmtshi yimechegnal yene konjo 🥰🇪🇹❤🇪🇷
Love You ደቂ ኤረይ ምቁራት ፍጥረት🇪🇷🌼🇪🇷❤️🌼🇪🇷❤️🌼
ጥዕምቲ ደርፊ ኤዱና ሽኮር ባህላዊ ልባስ ከማዕርገላ❤
Iam from ethiopia feruz shikor and nattey
Edu .the best singer ❤❤❤.love from tigray
ኤዱ ኩርዓት ባህላ ደስ ክብል አኮ አዚ ባህልና❤❤❤❤❤❤
Neza derfi zfetewe ❤❤❤❤❤❤❤
ኤዱ ጽብቅቲ
ብኹሉ ውድእቲ
ከይተዃሕለት ኩሕልቲ
ንዒ ንጸወት ኣብ'ቲ ሻዃ ሰቲ የግዳ ይበል ባህላዊት ደርፊ ቀጽልዮ❤❤🙏💪🇪🇷
እታ ውልዶ ስነጥበበኛ ኤዱ ጽቡቅ ስራሕ❤❤❤❤❤
ክብረተይ ኣብዚኣ ፕሮፋይለይ ኣቲካ ሳብስክራይብ ግበረለይ❤🎉
ዋዉዉዉ ❤❤❤❤
ግጥሚ100%
ዜማ100%
ክሊፕ100%
ታይ ክዎጾ ርሑስ ኣዉዳመት ሰላምን ቅሳነትን የዉርደልና ኣሜን❤❤❤🎉🎉🎉
እናንተን ከኢትዬጵያ ማጣት ይቆጫል ያንገበግባል ቆንጆወቼ
Yene konjo selam kale abren nen!! selamun yamtalin bicha
Poltican yilyuni enji ba damachin ina maninatachin ((1)) nani
አኛም ከናንተ መለየታችን ያመናል ግን ምን ምርጫ የለንም አንወዳችዋለን በጣም ❤❤❤
@Habeshawi_Tefetawi we are 1,only crazy poltician playing they game if and otherwise we are one people one blood👏
Beautiful song ❤️
Dmxa ktim zey rebsh ❤Kulu gize tum iyu derfiki eduye ❤
ዋዉዉዉዊ ደጋጊመ ወላ ተሰማዕኹዋ ክመንዋ ኣይከኣልኩን ናሆም ሓወይ ግጥሚ ዜማ ምስ ናትካ ጥዑም ድምጺ ካናሪ ተዋሃሂዱ ዋዉ ዉዋ ዋዉ ኣዝያ ዉድእቲ ብልጽቲ ደረፊ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ኣቤት እዝንኻ ዘይኩርክሕ ድምጺ❤
ትክክል ዓድና መሊስኩምና እዚ ዩ ባህልና ዘመናዊ ናበልኩ ናብ ኣጋንቲ ኣይትዉሰዱና በጃኩም።
Bahlena tehum Beautiful Song & Clip 🇪🇷🥰🥰🥰🇪🇷
ሰይይይይ ሰላም ትህበካ ጣዕመ ዜማ !!! ኣናብስ ነዚ ዘፍሬኩም ጥዕና ይሃብኩም ብሓቂ❤
Welcome edu shikor❤❤❤❤
እቲ ድምጻን ቃንኣን ጠቅላላ ንእዝኒ ዘይኩርኩሕ 👌❤.
ዃዕ ዳሓን መፃኪ ኤዱ ሽኮር ብሃንቀውታ ላተፀበናኪ ነይርና ኢና ❤
ኤዱ ሽኮር ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ኣብ ከሉ ስራሓትኪ ቀጽልዮ ጥዕምቲ ካናሪ ድምጻ ምስቲ ኩቡር ባሃልና ደስ ክብለካ
11111🎉🎉🎉🎉🎉
Wewwwww yebal Edi a good 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
111🎉🎉🎉
ደቂ ዓደይ እስከልኩም ባህሊ ኣቦታት ኣይ ነጥፍእ 🎉🎉❤❤ ብጣዕሜ ደሰ ብል ባህሊ ኣቦታት
ኩልኻ ነዛ ምጭውቲ ኤዱ ላይክ❤❤❤❤❤
ዋዉ ደቂ ኤረይ ሙቁራት ይበል ጽባቀ ይበል ድምጺ አየወ እዚ ግሩም ባሕልና ክጽብቅ የቀንየልና ደቂ ኤረይ ፍቅሪ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏👍👍👍👍
Bahlawi quno ms albasatu kexebeqelki edeney shkor❤❤❤❤❤❤❤
ንመጀመርታ ግዝ ደስ ኢልኒ ደርፊ ሰሚዐ ይቅንልና eden,haftey ❤❤❤
ክንደይ ይጥዕም ትድምፃ ፅብቅቲ❤
Please please guys let's back to our culture, we have a good and respectful culture, we must have proud of it all the time, so thank you for all of the participants on that music! and God blessed!
Love you ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Edeye qonjo tanks ❤❤❤❤
🎉
ኣዝዪ ደስ ዝብል ባህልን ክብሩን ሓልዪ ዝተሰርሐ ክብሪ ይግበአኹም ኣብዚ ዝተሳተፍኹም🙏
ጹብቅ ስራሕ ክሊብ ውን ዝወጾ የቡሉን ሜሪ ሓወይ ከምኣ ኢሉ ኣሎ ኣይሓመቀን ነብሱ❤❤❤
Waw thank u..
Bahlawi nefqna...grum srha.
ኣብዚ እዩ መልክዕና ባህልና ሰስኑ ደቂ ዛ ሓላል መሬት ❤️❤️❤️😄
ኤደን ሓፍትና እቲ ትገብርዮ ዘለኺ ኣበርክቶ ቲ ባህሊ ትግርኛ ንከይሃስ ትጽዕሪ ዘለኺ ቀጽልዮ ፡
🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
ኣንቃ ብድሓን መጻኩምና ደቂ ዛ ሓላል መሬት❤❤❤❤❤❤
ናይ ብሓቂ ደሰ ዝብል ቡሉጽ ግጥምን ካናሪ ድምጽን💙
ኤደይ መቅሰን ❤ ከመይ ዲኪ ናይ ልበይ❤ጥዑም ድምጺ ❤ናይ ብሓቂ ጽብቅ ስራሕ🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ዕድማን ጥዕናን ደቂ ኤረይ ሓላላት🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
Eden haftey nic job..edman tanan yhabeley fater..
እዝንና ሓጺብን Edu shikor thanks ❤❤❤
እሰይይይይይይይይይ ኣቤት
ህድኣት
ድምጺ
ወህደት ግጥሚ
ባህሊ
ኩላ ምላ ውድእቲ ደርፊ❤
ደቂ ኤረይ ፍቅሪ ኢኩም እኮኣነስ ክፍትወኩም ደቂ ኤረይ ቡሉጻት ❤❤❤❤❤❤❤
(ሩሑስ በዓል መስቀል ይግበረልና )