Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ❤❤❤❤
Aseyyyyyy ktim qalatom abona nana ndukumat deqikum kemzi gerkum megubuna❤❤❤🙏🙏🙏🤲🤲🤲
Amen amen amen qele hiwat yasmlna ❤❤❤❤❤
ቃለ ህይወት ቃለ ለናይ የስመዐልና ኣቦና ብጣሚ ደስ ዝብል ስብከት ቃለ በረኸት የስመዐልና ኣምላኽ ንዘቅረብኩምልና ፍትዋት ኣሕዋተይ ❤❤❤❤
ናይ ኣቡነ ሺኖዳ ስብከት ብጣዕሚ እዩ ውሽጠይ ልነኽአኒ❤❤❤ እግዚአብሔር ልተመስገነ ይኹን
ብዙሕ ዋጋ እናከፈልኩም ምክሪ ናይ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ሽኖዳ እተቅሩቡልና ኣምላክ ዓስቢ ድካምኩም ይሃብኩም፡ብዙሕ ተጠቂመ ኣብ ልበይ ከሕድሮ ጾሉይለይ❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ያስመዓልና አቦና አቤቱ ጌታየ ይቅር በለለይ😢😢😢😢😢
ናይ ብሓቂ መንገዲ ኣምላኽ ዝመርሕ ስብከት ቃል ሂወት ይስመኣልና (((ኣሜን))) 🙏🙏🙏
ናይ ብሓቃ ብሊጽ ኣባና ቃል ኣምልካ ይስማዐና❤❤❤❤❤❤
ናይብሓቂ እዞም ክምዚ ገርኩ እተቅርቡልና ዘለኩም የሕዋትና እግዛኣብሄር ኣምላኽ ዘይውዳእ ጸጋ ይሃብኩም።
Kkkmkkkoommko
@@saram4229 p
@@saram4229 pp
Iwant.rp.g😊😅
Tan
ሰላም ኣቦና 💟💟 ጸለተኩከዪፈለና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ተመስገን ኣምላከይ ነዚ ትምህርቲ ተርጊምኩም ሓቦ ተስንቁና ኣቦታት ኣሕዋት ኣዚና ነመስግን ንሕና ደቅኩም የሕዋትኩም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና እግዝኣብሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልጉለት ዘመንኩም ይባርኽ ይቀድስ
ናይ ኣቦና ቃል ኣብ ቦትኡ ኮይኑምስ እዚ ክቡር ቶርጋማይ ሓውና እባ ኣራክቡኒ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስማዓልና ኣቦና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም 💕🙏💕✟
ብሩኽ ኣቦና ጥዑምን ርዱእን ትምህርቲ
እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐሎም ክቡር ኣቦና🎉 ጸሎቶም በረከቶም ናይ ኣቦና pope shnoda ይሕደረና 👏💙
ኣቱም ከምዚ ከይርኹም ተቕርቡልና ዘለኹም ኣምላኽ ልዑል ፀጋ የሃብኩም
ተወልደመድህን ኣብ ጸሎት'ኩም ዘክሩኒ.
አሜን 😭☦️😭ናይ አቦና ፖፕ ሺኖዳ በረከት ምስ ኩሉና ይኩን እዚ ትምህርቲ ዘቅረቡኩምልና ከአ እግዚአብሔር አምላከ ተስፉ መንግስተ ሰማይ የዉርሰልና አሜን ሂወት እኮ እዮ ትምህርቶም እፍ ብፀለትኩም ሕሰቡኒ ወለተ ማርያም እናበልኩም ሎማዓልቲ አብ ጭንቀት ዊዒለይ ፈጣሪ ንምሸቱ እዚአ አስሚዑኒ ተረአኩ ናተይ ተግባር ኮፍ አየ አምላክ ክጥዕም😭☦️😭
እግዚኣብሄር ናይ ሰላም መልኣኽ ይለኣኸልኪ ሓፍተይ
@@shamsham-pj8fm አሜን አሜን አሜን 🤲
ዋላአነ ይጭነቅ ረይረስ ናይ አቦና ምስ ሰማዕኩ ገዲፈዮ ተመስገን ነዚ አተጊብርኩም ዘቅረብኩምልና ፍጣሪ አብ ናይ ዘልአልም ቤቱ የንብርኩም😢❤ አሜን
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና♥️♥️♥️🙏♥️
ጸጋ አግዚኣብሄር ኣምላኽ ምስ ኩልና ይኹን ይሕዋተይ ።
ቃለሂወት የስመዓልና። ኣብዚ መስመር ኬንኩም ቃል ኣምላኽ ብትርጉም ቋንቋና ተቅርቡልና ዘለኹም፣ ዘመን ኣገልግሎት ኩም የብዘሓልና።
አብነ ዘሰማያትይትቀደስ ስምከትምፃእ መንግስትከወይኩን ፍቃድከበከመ በሰማይ ከመሁ በምድርስሳየነ ዘለእለትነሃብነዮም ህድግለነ ኣበሳየነከምነ ንህድግ ለዘኣበሰለነይተባኣነ እግዚኦ ውስተ መንሱትወበላኃነ እመ ኩሉ እኩይስመዘኣኪ ኢትየ መንግስት ኃይል ወስብኃት ለኣለም ኣለም ኣሜንበሰላመ ቅዱስ ገብርኤል መልኣክ ኦ እግዝትነ ማርያም ሰላምለኪድንግል በህልናኪ ወድንግል በስጋኪ እመ እግዛብሄር ፀባኦት ሰላምለኪብሩክቲ ኣንቲ እመ ኣንስት ወብሩክ ፍረ ከርስኪተፈስሒ ፍስሕት ኦ ማርያም ምልእተ ፀጋ እግዛብሄር ምስለኪሰኃሊ ወፀልይ ምህረት ምእንቲ ኣነ ሃበፍቁር ወልድኪእየሱስ ክርስቶስ ከመ ይስርእለነ ሓጣውእነተማህፀንለቺ ወተማህፀንኩ ለኪዳንኪ ወለንፅህናኪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜንቃለሄውት ይስመዓና ንኣቦና ጸጋን በረኸት ኣምላክ የብዘሓሎም ነዚ ናብ እንሰምዖ ቃንቃ ተርጉምኩም ዘቅረብኩሙልና ማኣዲ ድሕነት ዝኮነ ቃል ኣምላክ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ጸጋንበርኸትን ይሃብኩም
ባባይ ትምህሩቱኩም ከመይ ጥዕም ❤❤❤❤
ቃለ ሂወት የስመዓልና❤❤❤
ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰመዐልና በረከቶም ይሕድረና
ተመስገን ፈጣሪ ስለ ኩሉ 🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ዋይ እዞም ኣቦ እንታይ ዝበለ ጸጋ ኣለዎም ካብ 4 ዘይበዝሓ ጥቅሲ ጠቂሶም ትንተና መረዳእታ ግን ኣብ እዕጽምትኻ ኣትዩ ኣንጉዕኻ ዘበርትዕ ሓይሊ ዝህብ ብሓቂ ክምስየካ ትምህርቶም ግዚ ከይተረድእካ ይውድኡበረኸትኩም ይሕደረና ኣቡነ ሽኖዳ ኣቡየነዚ ተርጊምኩም ተቅርቡልና ከኣ ብጥዕመ ዝምዝገን ዝራሕ እዩ ካልኣይ ግዜ ዝተተርጎመ ኣይመስለካን ልኽዕ ከምዚ ባዕሎም ብትግክኛ ዝተዛረብዎ ኮይኑ ይስመዓካ ወላ እቲ ዝገብርዎ ምንቅስቃሳት ብልክዕ እግዚኣብሄር ትበቡ የብዝሓልኩም ሰማያዊ ዓስብኹም የብዝሓዮ ኣጆኹም በርትዑ
ቃላ ህወት የሰመዓልና ናይብሓቂ ክብሪ አበና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር አባና
Amen Amen Amen kale hiwet yesmaalna Abona Pap shnoda bereketkum redietkum ms Melae hzbe Christian ykun.
ብጣዕሚ ንፉዕ ሓዉ ነዚ መሃርን ኣነቃቃሕን ተርጉምካ ምቅራብካ ጸጋ እግዛብሄር ኣብ ልዕሌካ ይእንበር ብሩኽ።
E/r amlke edmne Tina yhabki abnai kalei hawet ysmalne 🙏🙏🙏
እግዚኣብሄር ይመስን ንስሌና ኢልኩም ግዜኹም ሰዊእኩም እተስተምህሩና። ማርያም እናታችን እንወድሻለን ያላቺ ማን ኣለን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና።በረኸት ጸሎት ብጹእ ወቅዱስ ኣቦና ፖፕ ሽኖዳ ምስ ኩላህና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ።ኩሉ ጸገመይ ኣብዚ ረኺበዮ ።
Amen
Amen Amen Amen Kalehiwet yasemanaBerketikumun xelotikumun yibarekBexelotikum. Yimeharena Amen
ቃል ሂወት የስምአልና
Amen amen amen qal hiwet yesmalna Abona
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna
ብሓቂ ቃል ሂይወት የሰምዕልና ፊጣረ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክንደ ጥዑም ዝኾነ ት/ቲ እዩ ክቡር አቦና ትምህርትኩም ጥዑም ዝኾነ ተስፋ ዝህብን ናብ አምላክ ዘቅርብን እዩ በረከትኩም ይሕደረና🙏🌹🌹
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna kubr Abona ♥️♥️♥️🙏🙏🙏
Amen Amen Amen Temsegen Tekkl 🙏🏽➕️🙏🏽➕️🙏🏽➕️🙏🏽➕️🤝🤲🤝🤲🤝🤲
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን መምህርና ፁጉኡ በርከት የብዘሓልኪ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna Amen
Amen 🙏 kale hiwet yesmana abona xelotkum iyflyena
Amen Amen Amen kal hwet yesmalena
ብሓቂ ኣቦና ቃል ህይወት የስምዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ
Qal hiwet yesmealna kbur abona 🙏🙏🙏
Amen (3) qalehiwetu yesimialina abona xelotokum aye feleyena
Amennn kale hiwet yesmalna Egziabher Amlak b fkadu knkeyd yhagzena
ኣሜን ቃል ሂወት ይሰማዓልና ኣቦና ሽኖዳ ጸሎትኩም ኣይፈለይና
Amen Amen Amen kal hiwet yesmeana abona
Btaemi hlnaka zeberabr werqawi tmhrti 💐🙏🙏🙏
Nayzom kbur abona sbket bqanqana sle zzergahkumlna kbret yhabkum egziabher amlak xegau yebzahalkum❤❤❤❤❤
Kale hiwet yesmalna🙏
Yekenyelna Kale hiwet yasemaln
Amen amen amen abona kal hewat yasmana
Amen kalehiwet yesmealna
Eizom kemzi gerkum tkrblna fetari xegau bereketu menfes kudusu yllakelum❤
ኣሜን፡ ኣሜን፡ ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ኣቦና
Kalehiwet yesmealna
bhaki eti zidelyo rekibe eyemo egziabher yimesgen ahwatey
KAL hewet yeseman keber aeban
enamesegnhalen yhe yeserahln
ኣቦና ቃለ ሂወት የስመዓልና እቶም ነዚ ተርጊምኩም ናብ ሕዝቢ ዝሰደድኩምዋ ኣሕዋትና ድማ ብልቢ የመስግን
ብሓቂ ቃል ሂወት የስምኣልና ♥️🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏
The reason I love ♥️🙏father shenoda is, he was strong enough to break my pride/ego , and filled my heart with love N humility.
Psalms 122 ትግ - ዳዊት1: ናብ ቤት እግዚኣብሄር ንኺድ፣ ምስ በሉኒ ተሓጐስኩ።
Amlak zeywde xga yebzhalkum ❤
Amlak ybarkkum biet fqri egziabhier qexlwo bflay nayzom abaa shounoda btaemi mesati u
Kalehiwet yesmealna apona
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና
Kalea hiwet yesmealna tsegakumn bereketkumn ayfeleyena abona aba shunoda
መሃሪ ዛንታ ክቡር አቦና ቃልህዎት ይሰመዐልና
ናይ ብሓቂ ኣቦና ልብካ ዝህድእ ቃል ሂወት የስምዓልና ይሕውተይ ኣምላክ ናይ ኣጎልግለትኩም ዘመንኩም ይባርኮ thanks ብጣዕሚ
💒💒🌹🌻ቃል ሂወት የስምዓልና ጻድቅ ኣቦና ሽኖዳ ብጸሎትኩም ኣብ ቅድሚ ፈጣሪኩም ዘክሩና በረኸትኩም ኣይፈለየና ኣሜን⛪️⛪️😍💒💒🌹🌻ቃል ሂወት የስምዓልና ጻድቅ ኣቦና ሽኖዳ ብጸሎትኩም ኣብ ቅድሚ ፈጣሪኩም ዘክሩና በረኸትኩም ኣይፈለየና ኣሜን⛪️⛪️😍
ኣምላክ በረኸቱ የብዚሓልኩም።ብፍላይ ቱርጅማን ኣገራሚ ጸጋ ኣምላክ አዩ ዘለካ።
Nay bhaki
ብሓቂ
Agolgulotkum ybarek egziabhir amlka xegeu yebzhalkum nezi hiwet zhb kal ztergemkum ahwat tebareku
Kal Hiwet yesmealna egizabher amlak xagueu yebzhalkum abona
ኦ ተመስገን አምላክ
Amen Amen Amen Egzabher aboy midirin semayn zefeterka ab mealtawi megedey miss sederayn koni🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ቃለ ህይወት የስመዓልና 🙏
Kal hiwet yesmaalna kbret yhabeley Egziabiher abona
kalehwet yesmealna bereketkum ayfeleyena kudus abona Amen.
Kali hwet yasemalin
Wowww qal hiwet yesmalna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን, ብሓቂ ሂወት ዝህብ ቃል እግዚአብሔር, በረኸት ናይ ኣቦና ፖፕ ሽኖዳ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን, ዝሰማዕናዮ ድማ ኣብ ጽላት ልብና ይጽሓፈልና, ሰማዕቲ ጥራይ ዉን ዘይኮና ኣስተግበርቲ ክንከዉን እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይሓግዘና.
ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ኣሜን 3+✝️💒💖🤲🙏
Amen. Amen. AmenEgzabher zsemaenayio. ab lbna yehdro
Qal hiwet yesnealna abona amlak ab hqfo abreham yqebelkum amen
amen amen amen qal hiwet yasman abana berktkmn xoltkmn ayfalan
Kal hiwet yesmalna amen amen amen
ተባረኩ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኣቦና
Amennnnn thank you
ቃላ ህይወት የስመዓልና፡ ናይ ብሓቂ፡ ህይወት ዘውህብ ቃላ እዩ
Naybhaqi tenkiw qal hiwet yesmalna
ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዓልና ❤❤❤❤
Aseyyyyyy ktim qalatom abona nana ndukumat deqikum kemzi gerkum megubuna❤❤❤🙏🙏🙏🤲🤲🤲
Amen amen amen qele hiwat yasmlna ❤❤❤❤❤
ቃለ ህይወት ቃለ ለናይ የስመዐልና ኣቦና ብጣሚ ደስ ዝብል ስብከት ቃለ በረኸት የስመዐልና ኣምላኽ ንዘቅረብኩምልና ፍትዋት ኣሕዋተይ ❤❤❤❤
ናይ ኣቡነ ሺኖዳ ስብከት ብጣዕሚ እዩ ውሽጠይ ልነኽአኒ❤❤❤ እግዚአብሔር ልተመስገነ ይኹን
ብዙሕ ዋጋ እናከፈልኩም ምክሪ ናይ ብጹእ ወቅዱስ ኣቡነ ሽኖዳ እተቅሩቡልና ኣምላክ ዓስቢ ድካምኩም ይሃብኩም፡ብዙሕ ተጠቂመ ኣብ ልበይ ከሕድሮ ጾሉይለይ❤❤❤
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት ያስመዓልና አቦና አቤቱ ጌታየ ይቅር በለለይ😢😢😢😢😢
ናይ ብሓቂ መንገዲ ኣምላኽ ዝመርሕ ስብከት ቃል ሂወት ይስመኣልና (((ኣሜን))) 🙏🙏🙏
ናይ ብሓቃ ብሊጽ ኣባና ቃል ኣምልካ ይስማዐና❤❤❤❤❤❤
ናይብሓቂ እዞም ክምዚ ገርኩ እተቅርቡልና ዘለኩም የሕዋትና እግዛኣብሄር ኣምላኽ ዘይውዳእ ጸጋ ይሃብኩም።
Kkkmkkkoommko
@@saram4229 p
@@saram4229 pp
Iwant.rp.g😊😅
Tan
ሰላም ኣቦና 💟💟 ጸለተኩከዪፈለና ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ተመስገን ኣምላከይ ነዚ ትምህርቲ ተርጊምኩም ሓቦ ተስንቁና ኣቦታት ኣሕዋት ኣዚና ነመስግን ንሕና ደቅኩም የሕዋትኩም
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና እግዝኣብሄር ኣምላኽ ናይ ኣገልጉለት ዘመንኩም ይባርኽ ይቀድስ
ናይ ኣቦና ቃል ኣብ ቦትኡ ኮይኑ
ምስ እዚ ክቡር ቶርጋማይ ሓውና እባ ኣራክቡኒ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ናይ ብሓቂ ቃለ ህይወት የስማዓልና ኣቦና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም 💕🙏💕✟
ብሩኽ ኣቦና ጥዑምን ርዱእን ትምህርቲ
እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐሎም ክቡር ኣቦና🎉
ጸሎቶም በረከቶም ናይ ኣቦና pope shnoda ይሕደረና 👏💙
ኣቱም ከምዚ ከይርኹም ተቕርቡልና ዘለኹም ኣምላኽ ልዑል ፀጋ የሃብኩም
ተወልደመድህን ኣብ ጸሎት'ኩም ዘክሩኒ.
አሜን 😭☦️😭ናይ አቦና ፖፕ ሺኖዳ በረከት ምስ ኩሉና ይኩን እዚ ትምህርቲ ዘቅረቡኩምልና ከአ እግዚአብሔር አምላከ ተስፉ መንግስተ ሰማይ የዉርሰልና አሜን ሂወት እኮ እዮ ትምህርቶም እፍ ብፀለትኩም ሕሰቡኒ ወለተ ማርያም እናበልኩም ሎማዓልቲ አብ ጭንቀት ዊዒለይ ፈጣሪ ንምሸቱ እዚአ አስሚዑኒ ተረአኩ ናተይ ተግባር ኮፍ አየ አምላክ ክጥዕም😭☦️😭
እግዚኣብሄር ናይ ሰላም መልኣኽ ይለኣኸልኪ ሓፍተይ
@@shamsham-pj8fm አሜን አሜን አሜን 🤲
ዋላአነ ይጭነቅ ረይረስ ናይ አቦና ምስ ሰማዕኩ ገዲፈዮ ተመስገን ነዚ አተጊብርኩም ዘቅረብኩምልና ፍጣሪ አብ ናይ ዘልአልም ቤቱ የንብርኩም😢❤ አሜን
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ክቡር ኣቦና♥️♥️♥️🙏♥️
ጸጋ አግዚኣብሄር ኣምላኽ ምስ ኩልና ይኹን ይሕዋተይ ።
ቃለሂወት የስመዓልና።
ኣብዚ መስመር ኬንኩም ቃል ኣምላኽ ብትርጉም ቋንቋና ተቅርቡልና ዘለኹም፣ ዘመን ኣገልግሎት ኩም የብዘሓልና።
አብነ ዘሰማያት
ይትቀደስ ስምከ
ትምፃእ መንግስትከ
ወይኩን ፍቃድከ
በከመ በሰማይ ከመሁ በምድር
ስሳየነ ዘለእለትነ
ሃብነዮም ህድግለነ ኣበሳየነ
ከምነ ንህድግ ለዘኣበሰለነ
ይተባኣነ እግዚኦ ውስተ መንሱት
ወበላኃነ እመ ኩሉ እኩይ
ስመዘኣኪ ኢትየ መንግስት ኃይል ወስብኃት ለኣለም ኣለም ኣሜን
በሰላመ ቅዱስ ገብርኤል መልኣክ ኦ እግዝትነ ማርያም ሰላምለኪ
ድንግል በህልናኪ ወድንግል በስጋኪ እመ እግዛብሄር ፀባኦት ሰላምለኪ
ብሩክቲ ኣንቲ እመ ኣንስት ወብሩክ ፍረ ከርስኪ
ተፈስሒ ፍስሕት ኦ ማርያም ምልእተ ፀጋ እግዛብሄር ምስለኪ
ሰኃሊ ወፀልይ ምህረት ምእንቲ ኣነ ሃበፍቁር ወልድኪ
እየሱስ ክርስቶስ ከመ ይስርእለነ ሓጣውእነ
ተማህፀንለቺ ወተማህፀንኩ ለኪዳንኪ ወለንፅህናኪ ኣሜን ኣሜን ኣሜን
ኣሜን ኣሜን ኣሜንቃለሄውት ይስመዓና ንኣቦና ጸጋን በረኸት ኣምላክ የብዘሓሎም ነዚ ናብ እንሰምዖ ቃንቃ ተርጉምኩም ዘቅረብኩሙልና ማኣዲ ድሕነት ዝኮነ ቃል ኣምላክ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ጸጋንበርኸትን ይሃብኩም
ባባይ ትምህሩቱኩም ከመይ ጥዕም ❤❤❤❤
ቃለ ሂወት የስመዓልና❤❤❤
ብሓቂ ቃለ ሂወት የሰመዐልና በረከቶም ይሕድረና
ተመስገን ፈጣሪ ስለ ኩሉ 🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስማዓልና ዋይ እዞም ኣቦ እንታይ ዝበለ ጸጋ ኣለዎም ካብ 4 ዘይበዝሓ ጥቅሲ ጠቂሶም ትንተና መረዳእታ ግን ኣብ እዕጽምትኻ ኣትዩ ኣንጉዕኻ ዘበርትዕ ሓይሊ ዝህብ ብሓቂ ክምስየካ ትምህርቶም ግዚ ከይተረድእካ ይውድኡ
በረኸትኩም ይሕደረና ኣቡነ ሽኖዳ ኣቡየ
ነዚ ተርጊምኩም ተቅርቡልና ከኣ ብጥዕመ ዝምዝገን ዝራሕ እዩ ካልኣይ ግዜ ዝተተርጎመ ኣይመስለካን ልኽዕ ከምዚ ባዕሎም ብትግክኛ ዝተዛረብዎ ኮይኑ ይስመዓካ ወላ እቲ ዝገብርዎ ምንቅስቃሳት ብልክዕ እግዚኣብሄር ትበቡ የብዝሓልኩም ሰማያዊ ዓስብኹም የብዝሓዮ ኣጆኹም በርትዑ
ቃላ ህወት የሰመዓልና ናይብሓቂ ክብሪ አበና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር አባና
Amen Amen Amen kale hiwet yesmaalna Abona Pap shnoda bereketkum redietkum ms Melae hzbe Christian ykun.
ብጣዕሚ ንፉዕ ሓዉ ነዚ መሃርን ኣነቃቃሕን ተርጉምካ ምቅራብካ ጸጋ እግዛብሄር ኣብ ልዕሌካ ይእንበር ብሩኽ።
E/r amlke edmne Tina yhabki abnai kalei hawet ysmalne 🙏🙏🙏
እግዚኣብሄር ይመስን ንስሌና ኢልኩም ግዜኹም ሰዊእኩም እተስተምህሩና። ማርያም እናታችን እንወድሻለን ያላቺ ማን ኣለን
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማዓልና።በረኸት ጸሎት ብጹእ ወቅዱስ ኣቦና ፖፕ ሽኖዳ ምስ ኩላህና ህዝበ ክርስትያን ይኹን ።ኩሉ ጸገመይ ኣብዚ ረኺበዮ ።
Amen
Amen Amen Amen
Kalehiwet yasemana
Berketikumun xelotikumun yibarek
Bexelotikum. Yimeharena Amen
ቃል ሂወት የስምአልና
Amen amen amen qal hiwet yesmalna Abona
Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna
ብሓቂ ቃል ሂይወት የሰምዕልና ፊጣረ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ክንደ ጥዑም ዝኾነ ት/ቲ እዩ ክቡር አቦና ትምህርትኩም ጥዑም ዝኾነ ተስፋ ዝህብን ናብ አምላክ ዘቅርብን እዩ በረከትኩም ይሕደረና🙏🌹🌹
Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna kubr Abona ♥️♥️♥️🙏🙏🙏
Amen Amen Amen Temsegen Tekkl 🙏🏽➕️🙏🏽➕️🙏🏽➕️🙏🏽➕️🤝🤲🤝🤲🤝🤲
አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂውት የስመዐልን መምህርና ፁጉኡ በርከት የብዘሓልኪ ፈጣሪ ኩሉ ዓለም ❤❤❤❤❤❤
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna Amen
Amen 🙏 kale hiwet yesmana abona xelotkum iyflyena
Amen Amen Amen kal hwet yesmalena
ብሓቂ ኣቦና ቃል ህይወት የስምዓልና ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና ፈጣሪ
Qal hiwet yesmealna kbur abona 🙏🙏🙏
Amen (3) qalehiwetu yesimialina abona xelotokum aye feleyena
Amennn kale hiwet yesmalna Egziabher Amlak b fkadu knkeyd yhagzena
ኣሜን ቃል ሂወት ይሰማዓልና ኣቦና ሽኖዳ ጸሎትኩም ኣይፈለይና
Amen Amen Amen kal hiwet yesmeana abona
Btaemi hlnaka zeberabr werqawi tmhrti 💐🙏🙏🙏
Nayzom kbur abona sbket bqanqana sle zzergahkumlna kbret yhabkum egziabher amlak xegau yebzahalkum❤❤❤❤❤
Kale hiwet yesmalna🙏
Yekenyelna Kale hiwet yasemaln
Amen amen amen abona kal hewat yasmana
Amen kalehiwet yesmealna
Eizom kemzi gerkum tkrblna fetari xegau bereketu menfes kudusu yllakelum❤
ኣሜን፡ ኣሜን፡ ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ኣቦና
Kalehiwet yesmealna
bhaki eti zidelyo rekibe eyemo egziabher yimesgen ahwatey
KAL hewet yeseman keber aeban
enamesegnhalen yhe yeserahln
ኣቦና ቃለ ሂወት የስመዓልና እቶም ነዚ ተርጊምኩም ናብ ሕዝቢ ዝሰደድኩምዋ ኣሕዋትና ድማ ብልቢ የመስግን
ብሓቂ ቃል ሂወት የስምኣልና ♥️🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏🙏🙏🙏
The reason I love ♥️🙏father shenoda is, he was strong enough to break my pride/ego , and filled my heart with love N humility.
Psalms 122 ትግ - ዳዊት
1: ናብ ቤት እግዚኣብሄር ንኺድ፣ ምስ በሉኒ ተሓጐስኩ።
Amlak zeywde xga yebzhalkum ❤
Amlak ybarkkum biet fqri egziabhier qexlwo bflay nayzom abaa shounoda btaemi mesati u
Kalehiwet yesmealna apona
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና
Kalea hiwet yesmealna tsegakumn bereketkumn ayfeleyena abona aba shunoda
መሃሪ ዛንታ ክቡር አቦና ቃልህዎት ይሰመዐልና
ናይ ብሓቂ ኣቦና ልብካ ዝህድእ ቃል ሂወት የስምዓልና ይሕውተይ ኣምላክ ናይ ኣጎልግለትኩም ዘመንኩም ይባርኮ thanks ብጣዕሚ
💒💒🌹🌻ቃል ሂወት የስምዓልና ጻድቅ ኣቦና ሽኖዳ ብጸሎትኩም ኣብ ቅድሚ ፈጣሪኩም ዘክሩና በረኸትኩም ኣይፈለየና ኣሜን⛪️⛪️😍💒💒🌹🌻ቃል ሂወት የስምዓልና ጻድቅ ኣቦና ሽኖዳ ብጸሎትኩም ኣብ ቅድሚ ፈጣሪኩም ዘክሩና በረኸትኩም ኣይፈለየና ኣሜን⛪️⛪️😍
ኣምላክ በረኸቱ የብዚሓልኩም።ብፍላይ ቱርጅማን ኣገራሚ ጸጋ ኣምላክ አዩ ዘለካ።
Nay bhaki
ብሓቂ
Agolgulotkum ybarek egziabhir amlka xegeu yebzhalkum nezi hiwet zhb kal ztergemkum ahwat tebareku
Kal Hiwet yesmealna egizabher amlak xagueu yebzhalkum abona
ኦ ተመስገን አምላክ
Amen Amen Amen Egzabher aboy midirin semayn zefeterka ab mealtawi megedey miss sederayn koni🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏
ቃለ ህይወት የስመዓልና 🙏
Kal hiwet yesmaalna kbret yhabeley Egziabiher abona
kalehwet yesmealna bereketkum ayfeleyena kudus abona Amen.
Kali hwet yasemalin
Wowww qal hiwet yesmalna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን, ብሓቂ ሂወት ዝህብ ቃል እግዚአብሔር, በረኸት ናይ ኣቦና ፖፕ ሽኖዳ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኹን, ዝሰማዕናዮ ድማ ኣብ ጽላት ልብና ይጽሓፈልና, ሰማዕቲ ጥራይ ዉን ዘይኮና ኣስተግበርቲ ክንከዉን እግዚኣብሄር ኣምላኽ ይሓግዘና.
ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓልና ኣሜን 3+✝️💒💖🤲🙏
Amen. Amen. Amen
Egzabher zsemaenayio. ab lbna yehdro