ወቃዒ እኳ ይደግም ሃናፂ ርኢቶ መሳጢ ድምፂ😜 ሓዙ በሉ🥰

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 7 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 199

  • @nzmfamily
    @nzmfamily 2 роки тому +74

    ሕጂ ከማን ኣጆኺ ሰሉየ ናትና❤✅ ነዓኺ ካናሪ ድምጻ ኣይኮነን ንኻልእ ኣጆኻ ምብል ከማን ሕማቕ ኣይኮነን!!!

  • @shewitalem3041
    @shewitalem3041 2 роки тому +18

    ጎብዝ ♥️♥️♥️ሰሉየ ምቅረት♥️♥️♥️♥️love you my sister ጋል ትግራይ ዓደይ ናይ ሰሉሙን ሃይለ እበ አመፀእለና ሓንቲ ንኣኪ ደሰ ዝበለትኪ ሰሉየ ጀብዕቲ ♥️💘🌹

  • @ጓልጀነራልምግበይሃይለ

    እሰይ ስሉዋይ ዋውውው ይበል ድምፂ ቀፅልሉ ሰሉየይ ምዓንጣ ቑፅሪ (8)

  • @ወይለከሽረኒ-አ6ፐ
    @ወይለከሽረኒ-አ6ፐ 2 роки тому +8

    ሚዘር ሓንቲ ካብተን ጀጋኑ ተጋደልቲ ቖልዓ መቐለ እያ ተወቒዓ ተማሪኻ ብዙሕ ግፍዒ ዝበፀሓ ሚስጥር ውድባ ክይምለቐት ዝተረሽነት እያ😭

  • @ngstihiwet8941
    @ngstihiwet8941 2 роки тому +6

    ኩሉ ነገርኪ ዘጥዕመልኪ ኢኪ🥰♥️
    ፍልይ ዝበለ ግን ሞዴልስ ኢኪ ቆንጆ ቅርፂ ኣለኪ 💚
    በዚ ኣጋጣሚ ዝፈትወኪ ኢኪ♥️🥰

  • @feruzgaltgray7472
    @feruzgaltgray7472 2 роки тому +4

    ወይ ዛ ዘድንቅካ ቆልዓ መፂአ ዝፈወኪ l love

  • @hadushfre
    @hadushfre 2 роки тому +3

    ሰሉየይ ፍሽክታ ኣመላ ብጣዕሚ ደስ በሃሊ እና ክትቅፅልሉ ብትሕት ንፅበ 😘😘😘😘👌👌👌👌💕💕💕💕💕💕

  • @ሉሊጓልቀሺይ
    @ሉሊጓልቀሺይ 2 роки тому +5

    ብጣዕሚይ ጎበዝዝዝዝዝ

  • @ቅሱዕባይትግራይ
    @ቅሱዕባይትግራይ 2 роки тому +4

    ሰሉዋይ ብጣዕሚ ኢኺ ጎበዝ ቀፅሉሉ ወለላይ 💋

  • @tube9434
    @tube9434 2 роки тому +15

    ኣየ ሰሉ ሓፍተይ ብድጋሜ ሐዚዉን ክነግረኪ ቆንጆ ኢኪ እወ ወድ ሰብ
    ድኩም እዩ መጋየፅን ሙዚቃን እየ ዝፈቱ ደስ ዝብሎ
    ንኣዕፅምትካ ዘለምልም መዝሙር መንፈሳዉነትን ኣትኩሪ
    ኣይትታዓሸዊ ክብርቲ ሓፍተይ
    ካብ ሓደ ሙዚቃ ሸር ኢልኪ ሽሕ ሰብ ክሪኤልኪ
    ሓንቲ መዝሙር ሞኪርኪ ሚኢቲ ሰብ ርእዮምልኪ እኩል እዩ ።
    ሕልናዊ ሰላም ትረክቢ ዉሽጥኪ ይሕጎስ ።
    ምስ እግዚኣብሄር ርክብ እምበር ምስ ድኩም ወድሰብ
    ፍቅሪ ስምዒትኪ ቆጥቢ ፍረ ስራሕኪ ፅድቂ እምበር ሓጥያት ኣይኩን ።
    ኣቱም ህዝበይ ነስተዉዕል ቆንጆጆጆጆ ኣይንበል ክሳብ ምዓዝ ኢና
    ዓለማዊ ክንከዉን ንመለስ ግዚኡ ከቢድን ፈታንን እዩሞ ንመለስ ።
    ኣብቱ ናይኣዴታትኪ ክዳን ላጋ መሕቆኒ ሒዝኪ ዝሰራሕክዮ 👍ኣድኒቀኪ ቀፅልዮ ሙዚቃ ግን ምሕልቲ እየ በልዮም (በልያ ንስጋኪ
    ካብ ኣድናቂኪ ሓዉኪ ካልኣዩ
    ርኢቶይ ከይፀላእኪይ ከየናእስኪይ ከም ትቅበልዮ ይኣምን
    ንስኪ ዘምሪ መንፈሳዉነትኪ ኣከዳድናኪ ከም ናይ ኣዴታትኪ ኣትኩሪሞ
    ናብ ቲክቶክ ዘላ ጥርሓ ዝወፀት ሓፍትኪ መልሲ መሓዛኪ መልሲ
    ናብ ንስሃ ናብ ትሕትና እንተመሊስክየን ድማ ዓስብኪ ደመወዝኪ ኣብ ላዕላዕ ክፀንሐኪ እዩ ።

    • @ንፋቀርንታሓላለ
      @ንፋቀርንታሓላለ 2 роки тому +3

      ሰሉ ሓፍተይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ግን ነዚ ሓዉና ዘይትምልሱሉ ምክሪ ክንዲ ዝሃበኪ ፀሊኢክዮ ድዩ ስቅ ኢልኪ ሓሊፍክዮ ቆንጆ ቆንጆ ዘዝበለኪ የቀንየለይ ትብለኪ እና ልቦና ይሃበና ኩቡር ሓወይ የቀንየልና ሰለቱ ፅቡቅ ምክርካ ናዓና ግን ልቦና ይሃበና😭

    • @ንፋቀርንታሓላለ
      @ንፋቀርንታሓላለ 2 роки тому

      @Meri Abraha ብሓቂ ንኩላትና ክብርቲ ሓፍተይ ሰላም ሓፍትና ግን ቆንጆ ቆንጆ ኢሉ ዘዝፃሓፈላ ተመስግን ንሓዉና ግን ናይ እግዚኣብሄር ቃል ስለ ዝፀሓፈላ ዘሊላቶ ልቦና ይሃበና ናይ ብሓቂ ተሰሚዑኒ እዚ ግዜ እዙይ ከቢድ እዩ ኣብ ክንዲ ብፆሎት ብመዝሙር ንዲያብሎስ መስዋእቲ ብጎይላ እግዚኣብሄር መስተዉዓሊ ልቦና ይሃበና ኣሕዋተይ ግዚኡ ፈታኒ እዩ 😭

    • @selamtsegaysmile9152
      @selamtsegaysmile9152  2 роки тому

      ብመጀመርታ ካልኣዩ ሓወይ ካብ ልበይ ይቅርታ ቀልጢፈ ስለ ዘይመለስኩልካ ብምቅፃል ንስለ እቲ ፅቡቅ ምኽርኻ ካብ ልቢ የመስግን🙏🙏🙏 ፈጣሪ ንኹላትና ናብ ልብና መሊሱ ኣኻእሎ ይሃበና የቀንየለይ ዝሓወይ

    • @selamtsegaysmile9152
      @selamtsegaysmile9152  2 роки тому

      @@ንፋቀርንታሓላለ ምስ ይቅርታ ወለላይ ስለ ዘይጠዓመኒ እዩ እምበይ ምኽሩ ነፂገ የኾነይ የኾነይ ዶ ናይዚ ለባም ሓወይ ምኽሪ ፀርፊ እካ የቀንየለይ እየ ዝብል ግን ሰብ በርሑቅ ስለ ዘይምዘን ቀልጢፍኪ ኣይትፍረዲ🙏🙏🙏

    • @tube9434
      @tube9434 2 роки тому +2

      ይቅር ንእግዚኣብሄር ይኩን ሰላም ሓፍተይ
      ከምዚ ምፅሓፈይ ፃዲቅ ኮይነ ዘይኮንኩስ ግን ክሳብ ምዓዝ
      ኣብ ዓዘቅቲ ክንነብር ንመካከር ብምባል እዩ
      ደሞ ወላ ናትኪ ስም ይጥቀስ እምበር እቲ ሓሳብ ምክሪ
      ንኩልና ዝምልከት እዩ ።
      ትሰርሕዮ ስራሕ ወድ ሰብ ብስጋ ስለ ዝምርምር ንዓኪ ሪኤን
      ክንስዕስዕ ክንደርፍ ከጥዕመላ ዝብላ ኣይስኣናን ግን
      ኩልና ህዝበ ክርስትያን ይኣክል ዕንደራ ናብ እግዚኣብሄር ንመለስ
      ህይወትና ብመንፈሳዊነት ንህነፃ ብምባል እዩ ።

  • @meargmearg7080
    @meargmearg7080 2 роки тому +9

    ብጣዕሚ ደስዝብል ሰሉየ

  • @ኹሉብግዝይኡክኸውንእዩ

    ማዓረይ

  • @sabiyasiok6563
    @sabiyasiok6563 2 роки тому +6

    ዋው ብጣዕሚ ደስ ዝብል ድምፂ ኣለኪ ሰሉተይ ምቅርቲ ቀፅልሉ የኔ መልካም💋💘💘💘💊💘

  • @ጋልቶምጀጋኑ-ጀ6ቸ
    @ጋልቶምጀጋኑ-ጀ6ቸ 2 роки тому +6

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ሰሉየይይይ

  • @ሓበንደናይት
    @ሓበንደናይት 2 роки тому +3

    ብጣዕሚይ እኺይ ጎቦዝ ምስ ፌሽክታኪይ ቀፅሊሉ መዓረይ😘😘😘💊💊

  • @ስስስስስስስስስ
    @ስስስስስስስስስ 2 роки тому +2

    ፅብቅተይ ካብ ዘድነቀን አዋልድ ቁፅሪ 1እስኺ ኢኺ አጀኺ በርትዕለይ ዛሓፍተይ አብ ዓብይ ቦታ ክትበፅሒ ኢኺ ጥራሕ ብትዕለይ ❤❤❤❤

  • @HaftomAlemu-f5s
    @HaftomAlemu-f5s 6 днів тому

    wow soliye gobez eki

  • @سميرةصميلي
    @سميرةصميلي 2 роки тому +4

    ጎቦዝ

  • @Tgraweytiye
    @Tgraweytiye День тому

    ቀፅልሉ ሰሉየ ሽኮር ❤❤❤ደስ ክብል በርትዒ ኣጆኺ ❤❤❤❤

  • @rahelnega6056
    @rahelnega6056 2 роки тому +3

    ብጣዕሚ ደሰዝብል ሰሉየ

  • @abrahimabb5963
    @abrahimabb5963 2 роки тому

    ፅብቅቲ ትግረዋይቲ ቀፅልሉ ዛሓፍተይ ትግረዋይቲቀፅልሉዛሓፍተይጋልዓደይ

  • @helenkinfe1881
    @helenkinfe1881 Рік тому

    ኣቤት ድምጺ ጽቡቅ ድምጺ እዩ ዘለኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ጽብቅቲ ፍጥረት ቀጽልዮ ❤❤❤❤

  • @qjxuwjwyfusdu4942
    @qjxuwjwyfusdu4942 2 роки тому +2

    ሰሉየ ብጣዓሚ ደስ ዝብል ድምፅ ኣለኪ ቀፅሉሉ ደሞ ሓደ ሕቶ ካሓተኪ ኣበይ ባታ ድኪ ዘለኪ ሰባኣይኪ ከ ኣበይ ኣሎ ርእናዮ ዘይንፈልጥ ደሞ ንማዘርኪ ሳዕምለይ ፍትዉትዉ እየ ካዓ ዘብለኪ ሓፍትኪ ሜሪ ካብ ስዕዲ ዓረብ 💋💋💋

  • @ሕድሪኣያታትናኣይነዕብር

    ጎቦዝ ❤️❤️❤️❤️❤️ጓል ሪመይ❤️❤️

  • @سلامسلام-ه7ث9ص
    @سلامسلام-ه7ث9ص 2 роки тому +4

    ዋውውውው ❤️❤️❤️ሰሉየ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤️❤️❤️ምቅርት ቀፅልሉ

    • @selamtsegaysmile9152
      @selamtsegaysmile9152  2 роки тому

      🥰🥰🥰🥰

    • @fhh5953
      @fhh5953 2 роки тому

      ዋውውውው ❤❤❤ምቅርት🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤❤❤ቀፅልሉ

  • @Nhamedu2724
    @Nhamedu2724 2 роки тому +2

    Selamki ybzah selam habtna kab hawki eritrea 🇪🇷

  • @abuand1382
    @abuand1382 2 роки тому +1

    ቀፅሉ ጋል ትግራይ ጀግና

  • @AzeAxumኣዙኣኽሱም
    @AzeAxumኣዙኣኽሱም 2 роки тому +2

    ዋውውውው ፈገግታኪ እዩ ማርኪኒ 💔 ካብ ዓይኒ ፀላኢ ፈጣሪ ያሓልኪ ዛናይና 💊🤝💋💋

  • @ስጋስዉኣትዛትግራይና

    ጎበዝ ሰሉየይ ምቅርቲ ቀፅልሉ አብ ዘለኺዮ ሰላምኪ ይብዛሕ

  • @JamilaJa-v6v
    @JamilaJa-v6v 3 місяці тому

    ዋውውውው እዩ ዘብል ድምፅኪ 👌👌👌👌

  • @podo7897
    @podo7897 2 роки тому +3

    ብጣዕሚ ደሰዝብል ሰሉየ ዉድድድድድድድድድ ❤️💋💋❤️❤️💋💋❤️💋💋❤️💋

  • @صنزثزصزصزصزصزصزص
    @صنزثزصزصزصزصزصزص 2 роки тому +2

    ሰሉየይ ስኒ ኣጅቦ ስርሕልና ብዝተረፈ💋

  • @brtawtabrha7642
    @brtawtabrha7642 2 роки тому +6

    ዋውውውውውው My Love ❤❤❤❤❤❤❤ጓል ዓደይ ❤❤❤❤

  • @liligalgerye5535
    @liligalgerye5535 2 роки тому +6

    ሰሉተይ ምዓሪተይ ድኣ ጋል ሪመይ💋💖💘

  • @rahwahrahwah1899
    @rahwahrahwah1899 2 роки тому +4

    ጋል ትግራይ ሽኮር ኣበይ ድኣ ተሓቢኢኪኒ ኔርኪ ሕጂ ረክበኪ ኣጆኪ ❤❤❤❤🌺🌺🌺🌺

  • @kesetetesfay5711
    @kesetetesfay5711 2 роки тому

    ብጥዓሚ ብጥዓሚ ፅቡቅ ቆንጆ

  • @brhanotttt4046
    @brhanotttt4046 2 роки тому +9

    ሶልየ ብጣዕ ጎበዝ ዘይካሓድ ድምፂ ኣለኪ ግን ክሓተኪ ናብ ምዚቃ ዐማለም ክትኣትዊ ባህጊ ኣለኪ ዶስ የብልክን ተገዲስኪ መልስለይ

  • @podo7897
    @podo7897 2 роки тому +6

    ቀጽሎዮ ❤️❤️💋💋💃💃💃💃💃💃💃

  • @ngstihylemaryam7540
    @ngstihylemaryam7540 2 роки тому +3

    Waw waw seluy mkrtey klugze nkdmt

  • @betibeti9363
    @betibeti9363 2 роки тому +2

    ፍሽክታኪስ ዝሓመመ የሕዊ መዓረይ ብዝኮነ ኮበዝ ኢኪ ቀፅልዮ

  • @ግርማዊትጓልትግራይ-ዐ5ኰ

    ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምኮራ እዩ ቀፅልሉ🥰🥰🥰

  • @betihailu5819
    @betihailu5819 2 роки тому +6

    Seluye shkor 🥰🥰🥰🥰

  • @SssOpop
    @SssOpop 11 місяців тому +1

    Kab.20.adi.eite.eimo.selamey.eisey.des.kibil.dimitiki.nay.baeiliki.derifi.awitiei.shikorey.selamiki.yibiziheley.bitaeimi.eiye.zifetuweki💞💞💞🎉🎉🎉💓💓💓🥀🥀🥀💕💕🌹🌹🌹

  • @nicenice4957
    @nicenice4957 2 роки тому

    አምበሳ ቀፅልሉ ጅግና

  • @kudusehaftu1999
    @kudusehaftu1999 2 роки тому +1

    ሰሉ ሓፍተይ ቀፅልሉ

  • @hagushmedia3749
    @hagushmedia3749 2 роки тому +3

    ሰሉየ ሽኾር ኣጆኪ ቀፅልዮ ♥️♥️

  • @swsw8646
    @swsw8646 2 роки тому +4

    Waw seluye mekeret ketslluq

  • @lifesameer9601
    @lifesameer9601 2 роки тому +3

    ምቅረተይ💔💔💔💞💞💞ገሎ ትግራይ🙏

  • @rgataregawi4053
    @rgataregawi4053 2 роки тому +3

    Shukorey natena konjit

  • @ዳዊትተዋህዶፍቅርቱዩብ

    በርትዒ ሰሉ ጋል ትግራይ

  • @እመኑብኡ
    @እመኑብኡ 2 роки тому +3

    ቀጽሎዮ

  • @محمدأحمد-ك2ك1ض
    @محمدأحمد-ك2ك1ض 2 роки тому +1

    ቀፅልሉ ዋዕሮ

  • @tgrayzaadey
    @tgrayzaadey 2 роки тому +5

    መቐረት ኢኺ ናይ ልበይ ድምፂ ብቻ ከይኮነስ ቅርፂኺ ይኹን ፊሽኽታኺ ን ደርፊ ይበቅዕ እዩ ሰበይ

  • @tigrayadey3468
    @tigrayadey3468 Рік тому

    ሰሉየይ ምቅርቲ ኣነስ ክፈትወኪ ቀፅሉሉ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @VhFy-np7xw
    @VhFy-np7xw 11 місяців тому

    ዋውውው ደሰ ብሃሊት

  • @ወዲክልተኣውላዕሎ
    @ወዲክልተኣውላዕሎ 2 роки тому +1

    ቀፅልሉ ሰሉ ቆንጆ

  • @ጋልዞምወየንቲ
    @ጋልዞምወየንቲ 2 роки тому

    ጎበዝ ሰሉየ ምቅርተይ ቆፅልሉ👌💯❤️💛

  • @mrsmisses7786
    @mrsmisses7786 21 день тому

    ሰሉ ሓላል ፅሪቲ

  • @tdf6156
    @tdf6156 2 роки тому

    ሳሓቅ እንዶሞ እናብዛሕኺ ካሊእ ገቦዝ ኢኺ

  • @ebu2482
    @ebu2482 2 роки тому

    ናይ ቀደም ሹሮ ማሓሸኒ እትበል ደረፊ thanks

  • @ጎልራያኩኩፉቶ
    @ጎልራያኩኩፉቶ 2 роки тому +6

    ክክክክክክ ኣነ እየ መጀመርያ ድምፅ ወይ ከ

  • @sadf1238
    @sadf1238 Рік тому

    Asey seluye gebuz nay kdem derftat des mezkarki ktsllu konjuye ❤️❤️❤️💋💋💋💋fetww eye zeblki 💕

  • @tffyg65
    @tffyg65 8 місяців тому

    ስሉየ ፅሪቲ👸👸👸💋

  • @feruzgaltgray7472
    @feruzgaltgray7472 2 роки тому

    ሰሉየ ናይ ብሓቀይ እየ እትሰርሕዮም video ሓንቲ ኣይትሓልፈንን ቀፂለ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀኪ ጋል ሪመይ ዓለመይ

  • @lidiyg2888
    @lidiyg2888 2 роки тому +3

    Good👌👌

  • @gksudlapheh9143
    @gksudlapheh9143 Рік тому

    Seluye shkor ናይ ባሓቂ ብልፅቲ ኢኺ ካብ ልቢ እየ ፍትውትውውውው እየ ዘብለኪ መቀረተይ የኔ ለባም ድምፂ ዋላ ድቁስ እዩ ዘተስእ ቀፅሉሉ ጋል ሪመይ ሓላል so i love you more selutey ውቅብቲ ❤❤❤❤👑💥💦🥀🌎ይ ልዩ ነሽ በቃ ኩሉ ትሰርሕዮ vidiyo ብሉፅ እዩ 💗💗💗🥀🥀🥀

  • @tsigereda2858
    @tsigereda2858 2 роки тому +2

    Ane kokob elki ❤❤💋

  • @hanihani6284
    @hanihani6284 2 роки тому

    Wow beautiful gleynt admen tann yhbk fiter

  • @ኣከዛገብረየሱስ
    @ኣከዛገብረየሱስ 2 роки тому

    😘😘😘😘💖ምቅርቲ💖ፍጥረት😘😘💖💖💖💖

  • @sonaabachaa1670
    @sonaabachaa1670 Рік тому

    ሰሉየ መቀረት ክፈትወክኮ♥♥

  • @kdusantube2788
    @kdusantube2788 2 роки тому +7

    Beautiful 🥰🥰🥰🥰💯

  • @ميري-خ9س
    @ميري-خ9س 2 роки тому +3

    💕💕💕💕💕

  • @blackdiamond2108
    @blackdiamond2108 2 роки тому

    Gobez ekii konjiyeee

  • @BiryeYoTube
    @BiryeYoTube 2 роки тому

    የኔ ማርር

  • @merhawittigraweyti227
    @merhawittigraweyti227 2 роки тому +4

    ♥️♥️♥️

  • @nebinebi2574
    @nebinebi2574 2 роки тому +3

    Bzkone ketsllu selu❤️❤️❤️

  • @shemt6966
    @shemt6966 2 роки тому +4

    ምቅርተይ
    🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤️❤️🏖️🏖️

  • @deluvegu109
    @deluvegu109 2 роки тому +3

    Asey miQrti ketsileyo 🥰🥰

  • @gooddboyese4329
    @gooddboyese4329 2 роки тому +3

    ድምፂ መፀለል

  • @AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ

    ዝፈትወኪ ናተይ ስሉዋይ ♥

  • @rozagebrhwet8532
    @rozagebrhwet8532 2 роки тому +1

    Ilove 🇻🇳🇻🇳🇻🇳❤❤❤❤❤❤❤

  • @vardamariyam7992
    @vardamariyam7992 2 роки тому +3

    💖💝🥰

  • @ስደትእናመረረካይምህረካ

    ዉድድድድድድድድድድድድ ካብ ልበይ ሪም ትግራይ ሪመይይይይይይይይይይይይ

  • @salemhiwat1234
    @salemhiwat1234 2 роки тому

    ምቅርተይ❤️❤️❤️❤️

  • @t.habtom5500
    @t.habtom5500 Рік тому

    Lifetyeki seluway ❤️

  • @ehhtrhytee1234
    @ehhtrhytee1234 2 роки тому +3

    😍😍💖🏖🏖🏖

  • @mikiatsbaha1249
    @mikiatsbaha1249 2 роки тому

    ታይ ኮይንኺ ኢኺ ወግዒ ዘይትኽእሊ ኸ ክክክ ዋይይይ

  • @hdgujfhjgh1427
    @hdgujfhjgh1427 2 роки тому

    Selamey natey

  • @titi7083
    @titi7083 2 роки тому

    ኣሰይ ምቅርተይ 💊💊💊

  • @nebinebi2574
    @nebinebi2574 2 роки тому +3

    ዋ ወዮ ናተይ ኮመንት ኸ ድኣ😜

  • @ኣሕፈሮምዓዲጀጋኑ
    @ኣሕፈሮምዓዲጀጋኑ 2 роки тому +3

    ሰሉዋይ ምቅርቲ ጎቦዝ ኢኪ ብሓቂ ቀፅልሉ ሓንቲ ሕቶ ተገዲስኪ መልስለይ ኣነ ናብኡ እሌንዴ ከይኮነ ነይሩ እምበር ገና ብዓንተቦ ሐዚ ተይ ትብሉኒ ልበይ ምሰለቦ ትብል ደርፊ ናይ ቀደም ኣምፅእለይ ኣሊሸ ስኢነያ አብ ዩቲዩብ ክትረክብያ ተስፋ ይገብር 💊💊💊

  • @lemlemgrzhr4473
    @lemlemgrzhr4473 2 роки тому +2

    መቀረት ኢኪ ሰሉዋ

  • @birukiros
    @birukiros 2 роки тому +2

    Nice

  • @AszZsa-c4f
    @AszZsa-c4f 3 дні тому

    ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mrsmisses7786
    @mrsmisses7786 21 день тому

    ንፍዕቲ ኢኪ ኣገባብ ኣለኪ ዝያዳይ

  • @ngstitesfay6903
    @ngstitesfay6903 2 роки тому +3

    🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰💖💖💖💖💖💖💖

  • @one-ek8gt
    @one-ek8gt 2 роки тому

    𝚢𝚘𝚞 𝚊𝚛𝚎 𝚜𝚠𝚎𝚎𝚝⭐️⭐️✅

  • @merhawitukue2244
    @merhawitukue2244 2 роки тому

    Btamu xbuk gerero aleki

  • @ወዲመንደፍራኤረይ
    @ወዲመንደፍራኤረይ 2 роки тому +1

    ሰላም ሓፍተይ ኣነ ኣብ ቲኪቶኪ እየ ረእየኪ ቆርጸኪ ኣመጽኪዮ ግን ቢጥዕሚ ኣደንቀኪ ንፍዕቲ እኪ ቀጸልሉ እኪ ተግደሰኪ መልሰለይ ደማ ናይ ሄለን መለስ ትፍትውያ ደርፍለይ እኪ ናይ ቀደም ደርፍ ጥዕም እዮ ካን ወዲ ኤረይ ፍታዊ የሓዋቶ ደቂ ትግራይ ነት ወጽዕ ህዝቢ ደማ ሰላም ይመነየሉ

  • @haderaabrha1109
    @haderaabrha1109 2 роки тому

    Selu korchah