YESUSEY KEREBAY YOHANES MEBRAHTU & RUTA TIGRINIA MEZMUR

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 30 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 12

  • @yon6696
    @yon6696 4 роки тому +2

    Pastor Johan & Ruti nay Amlak ybarekum

  • @zereyesusteklebrhan
    @zereyesusteklebrhan 2 роки тому +3

    Bhilmi kizmra hadire

  • @zereyesusteklebrhan
    @zereyesusteklebrhan 2 місяці тому

    Amen and amen hallelujah

  • @zereyesusteklebrhan
    @zereyesusteklebrhan 2 роки тому +1

    Amen and amen 🙏 🙌 👏 ❤️ haleluia

  • @festameasho3914
    @festameasho3914 3 роки тому +1

    Amennn burukat tebareku ❤

  • @zereyesusteklebrhan
    @zereyesusteklebrhan 2 роки тому

    Kabo kab ade kab hafti kab hawi yesusey kerebay kerebay (3)

  • @zereyesusteklebrhan
    @zereyesusteklebrhan Рік тому

    Amen and amen 👏🏼

  • @mahderearaya7437
    @mahderearaya7437 4 роки тому +1

    Asena muchuwat bah teblu sdra yesus bhaki

  • @JesusIsLordOfLords-SWJ
    @JesusIsLordOfLords-SWJ 4 роки тому +2

    🙏Amen🙏 bless u two🙌

  • @lwamyacob6334
    @lwamyacob6334 4 роки тому +1

    Tbreku berukat

  • @wedkeren137
    @wedkeren137 2 місяці тому

    እዚ እሙን ዓርከይ ዝፈልጥ ናይ ልበይ ከይተዛረብክዎ ዝመልእ ድሌተይ ከም ብሌን ዓይኒ ዝጥንቀቐለይ ማንም ከየወጣውጥ ባዕሉ ይጣበቀለይ (፪)
    ታዳ፣ካብ ኣቦ ካብ ኣደ ካብ ሓዊ ካብ ሓፍቲ ኢየሱሰይ ቀረባ ቀረባይ
    ኢየሱሰይ ቀረባ ቀረባይ ኢካ(፪)
    ወየሱስ ፍትወይ ኢካ ፍቱወይ
    ናተይ ናተይ ናተይ ናይ ሂወተይ ኣሃሃ እፈትወካ አምላከይ (፪)
    ጾረይ እንዳ ጾረ ንዓይ ዘዕርፈኒ
    ብሰናይ ሓልዮቱ ኣብ ኩሉ የንብረኒ
    ምርኩስን ምድርን ድማ ዝኾነኒ
    የሱሰይ እቲ ጅግና እዩ እቲ ዘለኒ
    የሱሰይ እቲ ጅግና እዩ እቲ ዘለኒ
    ታዳ፣ካብ ኣቦ ካብ ኣደ ካብ ሓዊ ካብ ሓፍቲ ኢየሱሰይ ቀረባ ቀረባይ
    ኢየሱሰይ ቀረባ ቀረባይ ኢካ(፪)
    ወየሱስ ፍትወይ ኢካ ፍቱወይ
    ናተይ ናተይ ናተይ ናይ ሂወተይ ኣሃሃ እፈትወካ አምላከይ (፪)
    ንእግረይ መብራህቲ ንመገደይ ብርሃን
    ቃሉ ኮይኑኒ'ሎ ምስ ብዙሕ ሰላም
    ኣፈይ ብምስጋንኡ መሊኡ ኣትራፍሪፉ
    ክገልጾ ኣይክእልን እየ ብዙሕ'ዩ ሰናዩ
    ክገልጾ ኣይክእልን እየ ብዙሕ'ዩ ሰናዩ(፪)
    ታዳ፣ካብ ኣቦ ካብ ኣደ ካብ ሓዊ ካብ ሓፍቲ ኢየሱሰይ ቀረባ ቀረባይ
    ኢየሱሰይ ቀረባ ቀረባይ ኢካ(፪)
    ወየሱስ ፍትወይ ኢካ ፍቱወይ
    ናተይ ናተይ ናተይ ናይ ሂወተይ ኣሃሃ እፈትወካ አምላከይ (፪)

  • @zereyesusteklebrhan
    @zereyesusteklebrhan 2 місяці тому

    🔥🔥🔥🔥🔥🔥💥💫💥💫🥛🍯🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥