Mizan Tesfay & Yohanes Bayru - MESKEL AGAME / መስቀል ዓጋመ - New Tigrigna Music 2023 [Official Video]

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 21 гру 2024

КОМЕНТАРІ •

  • @ትግራዋይነትኽቡርመንነት

    ኢሮብ ዘይፈልጥ ባዕሉ ይፈልጥ፡
    ዓጋመይ ከም ቀደምኪ ልዕሊ ልዕሊ በልልና ❤

  • @jfhdbdmd5289
    @jfhdbdmd5289 Рік тому +21

    ዓጋመ ዘይ ወለድስ ወይ ካብትያ ወይ ካብቲያ እንዳኣሉ ዓጋመ ዓደይ ዕብብ በልለይ እስከ እንቓዓ ኣብፀሐኩም ንባዓል መስቀል ደቅ ትግራይ 🎉❤
    ኢሮበይ ሰላምኺ የርእየን😢

  • @seblegebrehiwot6145
    @seblegebrehiwot6145 Рік тому +60

    ደስ ክትብሉ ድምፃውያን ትግራይና መሊኡ ሰላም ይግበረልና ፈጣሪ

  • @ቃንዛ-ኣለኒ-ቃንዛ-ህዝበይ

    ኣብ ኩሉ ዓለም ትርከቡ ተጋሩዋኒ ደመይ ፅሩያተይ እንኳዕ ንብርሃነ መስቀል ብሰላም ኣብፀሓኩም ሰላምን ቅሰነትን ንህዝብና ይግበረልና ጀጋኑ ከየንትና ሚዛነይ እና ጆንዬ ብጣዕሚ ዘኽብረኩም ዝፈትወኩም ንበሩልና ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @MullerAsgele-zq7xn
    @MullerAsgele-zq7xn Рік тому +17

    ተጋሩዋኒ ፅሩያት 💛❤️💛❤️ዓጋመ ከይረኣኩ ስደት ብምውፃአይ ብጣዕሚ እየ ዝሓርቅ 😢 ካብ ስደት ምስተመለስኩ ቅድሚ ወልቃይት ዓደይ ምካደይ ዓጋመ ክርእያ ኣለኒ::

  • @gottistliebe6570
    @gottistliebe6570 Рік тому +36

    ትግናኛ ንቅድሚት..ርሑስ በዓል መስቀል ተጋሩ ✌️✌️ I’m in love with this hit🎉

  • @dr.haromgari5247
    @dr.haromgari5247 Рік тому +120

    I'm Oromo, but I love my Tigray people and their songs. ❤❤❤❤ I love all Ethiopians 🎉 Rihus beal yigberelena

    • @ቃንዛ-ኣለኒ-ቃንዛ-ህዝበይ
      @ቃንዛ-ኣለኒ-ቃንዛ-ህዝበይ Рік тому +13

      ክቡር ወንድማችን እኛም እንወድሃለን እናከብርሓለን ሰላምና ፍቅር ለህዝባችንና ለሃገራችን ያውርድልን ሰላም ለሰው ልጅ ሁሉ ይሁንልን

    • @helinahelina6613
      @helinahelina6613 Рік тому +9

      እኛም እንወዳቹ አለን

    • @welkait.tegede.
      @welkait.tegede. Рік тому +1

      Knknnam gala yeresanew meseleh ede gzehn tebk😢

    • @Melina-nd9ji
      @Melina-nd9ji Рік тому +3

      We Love you back❤️🌳

    • @Mountaintransportation
      @Mountaintransportation Рік тому +1

      ሀ ሀ ሀ ከመዝለል ጋር ም ን አገናኘው

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe3880 Рік тому +40

    ፅብቅ ስራሕ እንኳዕ ኣብፀሐኩም 🙏ዝተፈናቀሉ ህዝብና ናብ መረበቶም ዝምለስሉ ዘመን ይግበረልና👏❤

  • @sikukebari5457
    @sikukebari5457 Рік тому +53

    I love u tegaru from akele guzay 💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿

  • @ዮዳነስ
    @ዮዳነስ Рік тому +41

    ሰላማት ደቂ ትግራይ ዓደይ🙏🥰
    እንኳዕ ኣብፀሐኩሙ ንብዓል መስቀል 🥰🥰
    ዘመነ ሰላም ዘመነ ፍቅሪ ይግበረኒ _______❤❤❤
    ፁቡቁ ስራሕ ቀፀሉሉ

    • @01tigray
      @01tigray Рік тому +2

      አሜን አሜን አሜን 🙏❤

  • @ሚሊጋልዓጋመ
    @ሚሊጋልዓጋመ Рік тому +7

    እንካዕ ብሰላም መጻእክም💚 ሩሑስ ባዓል መስቀል ይገበረልና ተጋሩዋኒ🥰❤

  • @galtigray5257
    @galtigray5257 Рік тому +12

    ርሑሰ በዓል መስቀል ኣብ ዉሸጢ ዓድን ወፃእን ዘለኩም ተጋሩዋይ ሙሉእ ሰላም ይገበረልና ፈጣረ ❤❤❤❤❤

  • @ዓዲኣላትኒ
    @ዓዲኣላትኒ Рік тому +3

    ፅብቅ ሰራሕ ደቂ ዓደይ ❤
    አብ ስደት ዘለና ንዓመታ መስቀል ዓጋመና ንውዕል ይግበረና🙏💚

  • @berhehagos6149
    @berhehagos6149 Рік тому +43

    Thank you Mizan and Yohannes, this is a wonderful piece. Please like and share

  • @freweynidesta
    @freweynidesta Рік тому +6

    ይበል ደስ በሃልቲ ርሑስ በዓል መስቀል ትግራይ ዓደይ ንብርሃነ መስቀሉ እንካዕ ኣብፀሐኪ (ኣብፀሐኹም) ተጋሩዋይ 🙏🙏🙏ዓጋመ ዓደይ❤❤❤

  • @simplelife805
    @simplelife805 Рік тому +26

    So proud of Agame!!!

  • @titgetahun1066
    @titgetahun1066 Рік тому +14

    እንኳዕበ ሰላም መፂኩም ከበራተይ ፅቡቁ ሰራሕ ❤
    ሩሑሰ ባዓል መሰቀል ይግበረልና አብ መላእ ዓለመ ዘለኩም ትጋሩ ❤

  • @ArsuMan-sz7uk
    @ArsuMan-sz7uk Рік тому +4

    ሰይ ሰይ እንኳዕ ኣብፀሐና ንበዓል መስቀል ደቂ ትግራይ መስቀለይ ፍልይቲ ያ ኣባና ዓጋመ ዓደይ 🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤

  • @BrhanaMola-sf3mk
    @BrhanaMola-sf3mk Рік тому +2

    አሜን አሜን ናይ ሰላምን ፍቅሪን ዘመን ይግበረልና ርሑስ በዓል መስቀል ንትግራይ ዓደይ ንብርሃነ መስቀሉ ብሰላም አብፀሐኪ (አብፀሐና)❤❤

  • @shewit6785
    @shewit6785 Рік тому +4

    ንብርሃን መስቀል እንኳዕ ኣብፀሐና ፈጣሪ ሰናይ ዓመት ይግበረልና ጎይታይ መዓረይ ካብቲ ፀበባን መከራን ምሕረት ኣውርደልና 🙏❤️

  • @selamgaldesta9173
    @selamgaldesta9173 Рік тому +6

    ጽቡቅ ስራሕ ደቂ ዓደይ🧡
    ኣብ ስደት ዘለና ንዓመታ መስቀል ዓጋመና ንውዕል ይግበረና 🙏
    ርሑስ ባዓል መስቀል ህዝበይ💙

  • @YibrahGebreMedhin-ll8sy
    @YibrahGebreMedhin-ll8sy Рік тому +1

    ጀጋኒና እንኳዕ ንመሰቀል ብሰላም መፃኩም ኩሉ ጊዜ ድምቅምቅ እስቲ ብሉ የምሕረልኩም ንበርልና ሕጉስ መንፈስ ትውልዲ የሃልወና ደስ ትብሉ በርትዑ

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 Рік тому +18

    እንኳዕ ኣብፀሐኩም ተጋሩዋይ ብሉፃት ዘመነ ሰላም ዘመነ ራህዋ ዘመነ ቅሳነት ይግበረልና ፈጣሪ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @jge7tye640
    @jge7tye640 Рік тому +2

    ርሑስ ባዓል መስቀል ይግበረልና ልዑል እግዚኣቢሔር ኣምላክ ዝወፈረ ዝምለሰሉ ዝተኣሰረ ዝፍተሐሉ ዝሓዘነ ዝድበሰሉ ግዜ ይግበረልና ተጋሩዋኒ ጥዑማት❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🙏🙏

  • @Madi-w2w
    @Madi-w2w Рік тому +2

    ዋውውውው አሪፉ ሰራ ሙሉ ሰላማችሁን ይሰጣቹ ተጋሩዋኒ❤❤❤

  • @maratalosow1741
    @maratalosow1741 Рік тому +13

    ተመሰግን ትግራይ ዓድይ ናብዚ ሰላም ዝመፅሕና ፍጣሪይ ይመሰግን ❤❤❤❤ ንዓመታ ከምዚ ምሰ ሰድራና እነብዕሎ ይግበርልና ።

  • @abitialem-fm5jw
    @abitialem-fm5jw Рік тому +6

    ደቂ ትግራይ ሓላልት እንኮዓ ኣብፀሕኩም ንባዓል መሰቀል ኣብ ሰደት ዘለና ስደትና ይሕፅረልና ❤❤❤❤

  • @Elsakidanu
    @Elsakidanu Рік тому +4

    ዓጋመ ዓዶም ፍቅሪ ልማዶም🥺❤️💛🎉✝️🙏

  • @titichannel8465
    @titichannel8465 Рік тому +17

    ኣሜን ናይ ሰላምን ፍቅሪን ዘመን ይግበረልና ❤❤❤❤❤❤ ምስ ጥዑም ባህል ይበል ❤❤❤❤❤❤

  • @NgstiBerhe-rm8ro
    @NgstiBerhe-rm8ro Рік тому +7

    ርሑስ በዓል መስቀል ኣብ ዉሽጢ ዓድን ወፃእን ዘለኩም ደቂ ሪመይ❤💛

  • @MehariTeka-nh5sk
    @MehariTeka-nh5sk Рік тому +20

    ❤❤❤ዓጋመ ፅሩይ ማንነት ዝፈትወኩም ኣሕዋተይ ሰመረ ካብ ራያ ራዩማ

  • @ጋልወየንቲየጋልቶምጀጋኑ

    ኣሰይ ብሉጻት ተጋሩዋይ ጆነይ❤ ሚዛነይ❤ ጀጋኑ love you ተጋሩዋይ ንኹልኹም ሰናይ ባዓል መስቀል ናይ ሰላም ናይፍቅሪ ይኩነልና ከኣ🙏💛❤💛❤

  • @HigeegziabherTessema
    @HigeegziabherTessema 2 місяці тому

    ፊሊ ሁለም ዘፈንህ የሚወደድ ዘመን የማይሽረው ናቸው❤❤

  • @YonasGebreegziabher-s5q
    @YonasGebreegziabher-s5q Рік тому +6

    I miss Agame meskel I hope Next Year I will be there with families .

  • @GshShh-mz5xi
    @GshShh-mz5xi Рік тому +4

    ርሑሰ ሓድሸ ዓመት ተጋሩዋይ ይብል ድምፂ ከምዝከማይ ዓድ ዝናፈቀሰ ይህልዶ❤❤❤😢😢😢

  • @ራኬቭ-ፐ6ነ
    @ራኬቭ-ፐ6ነ Рік тому +3

    አንቓዕ ኣብጻሓና ዘመነ ሰላም አስከ ይግበረልና ተጋሩዋይ ቡርክ ኣዉዳኣመት ❤️❤️❤️👏

  • @love-yv9px
    @love-yv9px Рік тому +2

    ተመስገን ተጋሩዋይ ሰላምና ይመለስ 👏✝️👏

  • @Adalalpha
    @Adalalpha 2 місяці тому

    ዓጋመ ዓዶም ፍቕሪ ልማዶም ❤️
    from Eritrea and I respect you so much Tegaru ✌️

  • @dians1273
    @dians1273 2 місяці тому +1

    I am Eritrean but I ❤ all Tigray guyla& tradition ❤👍🦁🙏✌️🦁🙏

  • @akezaberhe6216
    @akezaberhe6216 Рік тому +3

    _ብጣዕሚ ፅቡቕ ሙዝቃ ፀላም ውፅእ ብርሃን እቶ እወ ሰላም የወርድልና ኣምላክ_

  • @mulugebreselassie6114
    @mulugebreselassie6114 Рік тому +9

    It’s always an honor to listen to this Agame Music over and over again. Best regards from Karlsruhe Germany

    • @freweynidesta
      @freweynidesta 2 місяці тому

      ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉👍🙏🙏🙏

  • @HillaMhary-cc8iz
    @HillaMhary-cc8iz Рік тому +5

    ዋው ፅቡቅ ስራሕ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ልባዓል መስቀል ልመላእ ህዝብና ሰላም የውርደልና ፈጣሪ🙏❤❤❤❤❤❤🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌾🌾🌾🌾🌾🌾

  • @medinaseid6745
    @medinaseid6745 Рік тому

    ያሰላም በጣም ጥሩ ስራ ነው መስቀል 21 ደነሰ ማርያም ባገራችን 21 ግሸን ማርያም ትከበራለይ እንክዋን አደረሳቺሂ

  • @YosephFitwi21
    @YosephFitwi21 Рік тому +3

    ኣታ ሀመይ ኢና ንገብሮ ናፍቂኻ ዘይትምለሶ ዓዲ ሒዝና ! ኣዕርኹተይ ሞይቶም , ቤተሰበይ ሞይቶም , ዓደይ ተጎዲኣ ! ፈጣሪ በቃኹም በለና !! ሩሑስ በዓል መስቀል ይግበረኩም !!!!

    • @daniture3262
      @daniture3262 4 місяці тому

      😢ብራዘረይ ኣጆካ ኣብ ኩሉ ትግራይዋይ እዩ

  • @mamaayaalemey1112
    @mamaayaalemey1112 Рік тому +5

    እንኳዕ ኣብፅሐኩም ተጋሩዋይ ጭንቅና ዘርሕቅ ይግበረልና ብርሃን እንርአሉ ይግበረለና🎉🎉🎉😢❤❤❤❤❤

  • @BertukanMahari-tm4vv
    @BertukanMahari-tm4vv Рік тому +2

    ርሑስ መስቀል ይግበረልና ደቂ ዓጋመ❤
    ንመላእ ተጋሩ❤

  • @መንከምትግራይ-ጀ7ቘ

    ዕልልልልል ሙሉእ ሓጎስ ይግበረልና ክብርን ሞገስን ንስውአትና ❤️💛

  • @ተኪኤንጓልጽዮንማርያም

    እንኳዕ ብስላም መፃኩም ፅቡቅ ስራሕ ቀፁሉሉ ዛሞናተይ ተፍተውቲ እንኳዕ ናተይ ኮንኩም ሩሑስ ባዓል መስቀል አብ መላእ ዓለም ዘለኩም ትጋሩ ኣብ ስደት ዘለና እግዚአብሔር አምላክ ያኣካከበና

  • @YordaGerye-mt2js
    @YordaGerye-mt2js Рік тому +2

    ኣሰይይይ ተጋሩዋይ ሙቁራት እንቋዕ ኣብፀሐኹም ሓባይበይ ሰላም ንመላእ ህዝቢ ትግራይ ዓደይ🙏🙏🙏💛💛💛❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉🥀🥀🥀💜💘💘💘💕💙💙💙💙💖💖💛💛❤️❤️

  • @01tigray
    @01tigray Рік тому +1

    እንዃዕ አብፅሐና አብፅሐኩሙ ዘመነ ራህዋ ዘመነ ሰናይ ይግበርና ዓመት ንዓመት ይደገመና 🙏❤

  • @Makalicious1
    @Makalicious1 Рік тому +11

    The best combination Mizan & John
    Obsessed with this song
    I luvvvv it ❤️💛❤️💛

  • @netsanetseifu286
    @netsanetseifu286 Рік тому +5

    ሩሑሰ መስቀል ይግበረልና ተጋሩዋኒ❤❤❤❤

  • @TV-ws9rc
    @TV-ws9rc Рік тому +2

    ኣሰይ ዝዓደይ ምዓረይ ኣንዃዕ ኣብጻሓኣኩም ጥዕማት ድምጺ

  • @fishman1836
    @fishman1836 Рік тому +6

    ዋውው ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ሰስኑ እንቀዓ ጣፍ ኩኑ ደቅ ትግራይ ዓደይ ይመችኩም

  • @negste2212
    @negste2212 Рік тому +1

    ዋውውውውው እንቋዕ ብሰላም መፃኩም ሚዚየ & ዮኒየ ሙቁራት ደቂ ሪመይ💝❤❤❤🌷💝

  • @amanuelgebreyohanes3896
    @amanuelgebreyohanes3896 Рік тому +4

    Greetings and Love 💕 from Seattle Washington 🇺🇲💚🌿💚💚

  • @TEEK4039
    @TEEK4039 Рік тому +3

    A music that snatch my ears even after Meskel has gone!

  • @samioromay10
    @samioromay10 Рік тому +4

    ❤❤❤ እንኻዕ ንበዓለ መስቀል አብፀሓና ዲቂ እኖይ❤❤

  • @EleniPppp-fn6bt
    @EleniPppp-fn6bt Рік тому +1

    ዓጋመና ❤❤❤❤ መስቀል

  • @DfJt-pp1oj
    @DfJt-pp1oj Рік тому +5

    ትግራይ ዓደይ ምሉእ ሰላም ይግበረልና ኣሜን 🙏🙏🙏💊💊💊

  • @lkjlkh5222
    @lkjlkh5222 Рік тому +6

    እንካዕ ኣብፀሐኩም ተጋሩዋይ Burukat ዘመንኩም ይባረክ👑❤️👸💛🙏

    • @MullerAsgele-zq7xn
      @MullerAsgele-zq7xn Рік тому +2

      ኣሜን ኣብ ኩሉ ሓድሽ ደርፍና እየ ኮሞንት ዝርኤኪ ሕብንቲ ትግራወይቲ ❤️💛

    • @lkjlkh5222
      @lkjlkh5222 Рік тому +1

      @@MullerAsgele-zq7xn me to ወዲ ዓደይ👑💛❤️

  • @GfGf-fo2qf
    @GfGf-fo2qf Рік тому +3

    ኣሰይ ደቅ ትግራይ ሽኮረይ እንኳዕ ኣብፃሓኩም🎉 ሓድነትና ነስጥም ተጋሩዋኒ ❤ ፀላእኹም ዓይኑ ይፍሰስ ተጋሩ ዓይነይ❤

  • @tebebehareya
    @tebebehareya Рік тому +3

    ሰብ ኮሞንት ተረጋግዑ አንታይ ግበሩ ኢኩም ትብልዎም ዘለኩም ተጋሩዋኒ ሙሉአ ብሙሉአ ኩለካ ሕዘን ድዩ ሓዚንካ ታይ አዩ ዝመፅአ ተጋሩዋኒ ባዕልትና ንባዕልትን ንናኣኣድ ንዝሓዘና ኣዴታትና ውን ፈጣሪ ባዕሉ ፅንዓት ይሃበን ንዝመቱ ኣሓትና ካኣ መንግስተ ሰማያት የዋርሶም ተወዲኣ። እንካዕ ኣብፀሐኩም ግዳ ተጋሩዋኒ💛❤✝️💖

  • @yalig8221
    @yalig8221 Рік тому +7

    Thank you Mizan, Meaza and yohannes good work❤❤

  • @Hailemichael-qx6sc
    @Hailemichael-qx6sc 5 місяців тому +3

    Agame adeye Agame adeye adi mekuaninti tom abotatye weyen weizerazir iten inetateye Adi harbenatat tom hawbetateye, iten baalaliti weyen amotatye, adi tom geganu tom ayatatye, Adi harbenatat tom hawbetateye. Adi maar tesmi adi halibye. Adi saada tafey inquelay dagusha, kab kedem kab tinti Adi nay hirisha. ADEY Welelay MAAREY nafkotki dikas yikeleni niberley nizelealem.

    • @Hailemichael-qx6sc
      @Hailemichael-qx6sc 5 місяців тому +1

      Agame Adey MAAREY ane gualki kab wushti kebdki ziweldkni bnafkotki dikas siine ab wosai Adi alku. Selotey naaki zelalem iyu. Fitew nifik yebleki Adey maar welelaye❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @mizan_tesfay
    @mizan_tesfay 3 місяці тому +1

    የቐንየልና አሓትን አሕዋትን
    እንኳዕ ኣብፀሐኹም ሰናይ ሓድሽ ዓመት ይኩነልኩም

  • @zemenmamoamare4621
    @zemenmamoamare4621 Рік тому +1

    እንኳዕ ን ብርሃነ መስቀሉ ኣብፀሐና።

  • @GgGg-c3t5k
    @GgGg-c3t5k Рік тому +1

    Enkae dahan mexakum mukurat 🙏💖💖💖💖demo enkae abxehakum tegaruway ❤❤❤❤

  • @dmmksa-is8ri
    @dmmksa-is8ri Рік тому +5

    ❤❤❤❤ፅቡቅ ስራሕ

  • @bxbbx7087
    @bxbbx7087 Рік тому

    ሩሑስ በዓል መስቀል ይግበረልና ደቅ ቅድስቲ መሬት ተጋሩዋይ ሰናይ ዘመን ይግበረልና ዝተፈናቀለ ህዝብና ናብ መረበቱ ተመሊሱ ኣብ ስደት ዘለና ንዓመታ ከምዚ ብሰላም ናብ ዓድና ይምለሰና❤❤❤❤❤❤❤💊💊💊💊🙏

  • @diredammadadalv2581
    @diredammadadalv2581 Рік тому +8

    Woooww love tigrigna music
    to Oromia❤❤❤❤❤❤

  • @fretadesta7328
    @fretadesta7328 Рік тому +4

    Aseyyyyy deqi agama adey shikorenatat elelelellllll ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TitiAgameTigiray
    @TitiAgameTigiray 3 місяці тому

    እንቋዕ ኣብፀሐኩም ተጋሩዋኒ መፃኢ ዓመት ዘመነ ራህዋ ዘመነ ቅሳነት ይግበረልና ዝሓለፈ ክፍእና ዝመፅእ መሐጎሲና ይግበሮ ተመዛበልቲ ኣሕዋትና ናብታ ማሙቅ ገዛኩም ትምለስሉ ወርሓት ይኩን ዞም ደቂ'ነይ❤❤ 💛❤❤

  • @user-pn2sv4sf7j
    @user-pn2sv4sf7j 3 місяці тому

    ክቡራን ከየንቲ ካብ ልቢ ነመስግን ባህልናን መንነትናን ደሚቑ ክርአ ስለዝገበርኩም። This original hit we grew up listening to. ዓጋመነት is a pride/pure identity. ኣብ ሓማሴን ተወሊዶም ዝዓበዩ ኣሕዋትና ሓቀኛ መንነቶም ክእልሹ ተስፋ ንገብር። ዓጋመ ዝብል ቃል እንትለዓል ሓሚሙ ዝደቀሰ ይለዓል፣ ዕደመ ፀገብ ሽማግለ ምርኩሱ ይድርቢ፣ ሜስ፣ግዕዝም፣ጥሕሎ፣ ኣውሎ ማሰ፣ መሰቀል ኮታስ ዘኩርዕ ባህሊ ኣለና።

  • @rahelataklti
    @rahelataklti Рік тому +3

    Am AGAME SO PROUD OF AGAME🙏💝💝💪🇻🇳💊💊

  • @ህያብ
    @ህያብ Рік тому +5

    ትግራይ ዓደይ ሰላምኽ ምሉኡ ፉፁም ይግበረልኽ ዓደይ ወለላ♥️💛

  • @azebinagirmay7820
    @azebinagirmay7820 Рік тому +2

    አይኒ ፀላኢኩም ድፍን ይበልጰ ደቂ ሪመይ ጀጋኑ አንደኛ❤❤❤❤

  • @Geo-politic
    @Geo-politic Рік тому +2

    Wow!!!qolue kulu tigray rhus beal Mesqel!!

  • @axsum---tsion21
    @axsum---tsion21 Рік тому +1

    ኣሰይ ደቂ ዓደይ ዓጋመ ዓደይ ተናፋቂት መረበተይ ጀጋኑ ኣሕዋተይ ዓመት ነዓመት ይዕቆርኩም❤🎉

  • @zereitokbaslase8243
    @zereitokbaslase8243 Рік тому +1

    ስ ክትብሉ ድምፃውያን ትግራይና መሊኡ ሰላም ይግበረልና ፈጣ

  • @ጓልቶምወየንቲ
    @ጓልቶምወየንቲ Рік тому +2

    ደቂ ዓጋመ ዓደይ ኣለኹም ዶ ለይኩኒ እስከ😊

  • @DanRock-ml7xp
    @DanRock-ml7xp Рік тому +2

    Wooow ናይቀደም ግዜ ናፊቀዮ ዓሕሕሕሕሕሕ ዓጋመ

  • @aaaall7364
    @aaaall7364 Рік тому +2

    እንኳዕ አቡፀሐኩም ትጋሩየይ

  • @sonaabachaa1670
    @sonaabachaa1670 Рік тому +1

    አሰይ ተጋሩዋይ❤❤❤

  • @tdf1143
    @tdf1143 Рік тому +2

    እንቃዕ ድሓን መፃኩም ደቂ ታ ሓላል ሜሬት❤❤❤

  • @monenmerah2565
    @monenmerah2565 Рік тому

    ኣጀኹም ተጋሩ ኣሕዋትና ዓቀብቲ ባህልና። ንሕናብሰንኪ እዚ ዲክታተር ስርዓት ባህልና ከይንዕቅብ ፋሕ ኣእትዩልና እዩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TEEK4039
    @TEEK4039 Рік тому +3

    This is the best music of the day!!!

  • @yaredawizema2023
    @yaredawizema2023 Рік тому +3

    good job guys keep it up ab kulu jeganu

  • @TesfayBeyene
    @TesfayBeyene Рік тому +6

    Good job brothers

  • @TitiAgameTigiray
    @TitiAgameTigiray 3 місяці тому

    ዓጋመዋኒ ዕግበተይ❤❤❤👌

  • @htsstudioHtskafna
    @htsstudioHtskafna Рік тому +1

    እንቃዕ ኣብፀሐኩም ደቅ ትግራይ ፍቅር እሮበይ ፃዕዳ..........ፅቡቅ ወሬ ደሃይ ሓወይ ኣስምዐን ጎይታይ

  • @ezanaalemayoh7282
    @ezanaalemayoh7282 Рік тому +5

    ሚዛን❤ እንኳዕ ኣብፀሐና የሕዋት

  • @tedrosnguse2316
    @tedrosnguse2316 Рік тому +1

    ሰይ ምዕሩጋት ደቂ ዓደይ እንኳዕ አብፅሐኩም ።😍😍🥰🥰🥰🤩🤩🥰🥰🥰🤩🥰💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪

  • @MebrhitTelehymanot-rw7kk
    @MebrhitTelehymanot-rw7kk Рік тому

    መስቀል ኣብ ዓጋመ ደስ ብሃሊ ሰናይ ዘመን ይገበረልና

  • @akezagirmayreda8656
    @akezagirmayreda8656 Рік тому +2

    እልልልልልልልልል እሴይ ደስ ከትብሎሎሎሎ

  • @AaA-gt9li
    @AaA-gt9li Рік тому +2

    ዓጋመ ዓደይ ፍቅሪ ልማዶም❤😘

  • @jagme334
    @jagme334 Рік тому +2

    Elilta ygberelkum ❤❤🙏🙏🙏
    My favorit people 💖💖

  • @semenawit8438
    @semenawit8438 Рік тому +2

    Enkuae Abtsehakum Deki Halal Mereyt❤

  • @magdarodriguez6778
    @magdarodriguez6778 7 місяців тому +1

    Waooo amazing Tegaru. I am in love with this song ❤❤❤

  • @Melina-nd9ji
    @Melina-nd9ji Рік тому

    ብፍላይ ባህሊ ዓጋመ እንተትጥቀሙ ፅቡቅ ኖሩ❤