"ኣርኣያ ዘሪሁ ዘናጭ እዩ ነይሩ" - ላዛ ትግርኛ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 29 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 13

  • @qweryqwe7826
    @qweryqwe7826 7 місяців тому +2

    እንታይ ማለት እዩ ዘናጭ
    ኣቱም ሰባት ግደፍ ሚድያ ዝኣክል ፅፈት ቛንቛ ክግደስ ኣይግባእን ዓገብ ንብል ኣለና

    • @kingjo7100
      @kingjo7100 7 місяців тому

      ክብረት ይሃብካ ወዲ ሪመይ🤝

  • @sbegge7121
    @sbegge7121 6 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @piealpha795
    @piealpha795 7 місяців тому +2

    ኣነ ንመጀመርያ ግዜ እየ ዝርእየኪ ደለኹ ፣ ባዓል ቤትኪ እውን ኣይፍልጦን እየ ፣ ስሙ እውን ሰሚዔያ ኣይፈልጥን ኣብ ኣሜርካ ዝነብር ኤርትራዊ ስለ ዝኾንኩ ክኸውን ይኽእል ፣፣ ብዝኾነ ንዓኺ ጽንዓቱ ሂቡ ደቅኺ ከተዕብይ ስለ ዝገብረኪ ኣምላኺ ኣመስግኒ ፣ ኣብ ሜድያ ይሰርሕ ኔረ ስለ ዝበልኪ ግን ቋንቋኺ ጽፈት ክህልዎ ነይርዎ ፣ ብሓፈሽኡ ትግርኛኺ ሓደ ሓደ " እና" ዝብላ ናይ ኣምሓርኛ ቃላት ምትሕንፋጽ ገዲፍካ ደሓን እዩ ። " ዘናጥ " ብትግርኛ ይበሃል እዩ ፣ ማለት ኣከዳድንኡ ጽፉፍ ፣ ወይ ድማ ምዕሩግ ማለት እዩ ፣፣ እዛ "ዘናጭ" ግን ትግርኛ ኣይኮነትን ሰብ ርኸብላ ፤፤ ካልእ ከም ኣደ በቲ ዝሃብክዮ ምስክርነት መዚነክስ ትምስገኒ ጽንዕቲ ኣደ ኢኺ ፣ ብዛዕባ ደቅኺ ዝተዛረብክዮ ከብድኻ ዝበልዕ እዩ ኔሩ ፣ ኣባይኩም ኽ'ኣ ይብሎም ፣፣
    ደቅኺ ካብ ዓበዩልኪ ናብ ሜድያ ተመሊስኪ ንስላምን ቅሳነትን ህዝቢ ትግራይ ፣ ንሰላም ህዝቢ ትግራይ ምስ ጎረባብቱ ስርሒ ፣ ኸምቲ ዝገለጽክዮ በዓል ቤትኪ ትግራይ ዝፈቱ ፣ ንሕዝቢ ዝነብር ስለ ዝነበረ ፣ ብህይወት እንተ ዝህሉ ኔሩ ኣብ ስላም ምሰርሔ ዝብል እምነት ኣለኒ ፣፣ ንበዓል ቤትኪ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ፣ ደቅኺ ክንዲ ሽሕ ይኹኑልኪ ፣ መርዖኦም የርኢኪ ፣ ደቂ ደቅኺ ደማ የሕቁፍኪ ፣፣

  • @kasiasMAR
    @kasiasMAR 7 місяців тому +3

    እንታይ እዩ "ዘናጭ" ኢልካ ዘረባኸ? ከም መጠን ጋዜጠኛታት ኣብ ኣጠቓቕማ ቃላትኩም ክትበስሉ እዩ ዝግባእ። ልክዕ ከምቲ ዓቕሚ ዘይብሉ ኣመራርሓ ዓዲ ዝርምስ ዓቕሚ ዘይብሉ ጋዜጠኛ ከዓ "ቋንቋ" እዩ ዝሕምስ! ስለዚ ትግርኛ ኣይተበላሽዉ ሓደራ!!

    • @kingjo7100
      @kingjo7100 7 місяців тому

      ክብረት ይሃብካ ወዲ ሪመይ🤝

  • @letezgheralebel9012
    @letezgheralebel9012 7 місяців тому

    ❤❤❤❤❤

  • @ጓልተምቤንሃገረሰላም
    @ጓልተምቤንሃገረሰላም 7 місяців тому +2

    ክንደይ ኮኾባት ሓሊፎም ብሰንኪ ዝበትኪ ደብረፅዮን

    • @abebekesete
      @abebekesete 5 місяців тому

      ደነዝ ክንደይ ክፍሊ ኢኻ

    • @ጓልተምቤንሃገረሰላም
      @ጓልተምቤንሃገረሰላም 5 місяців тому

      @@abebekesete ባዕልኻ ዋ ህውከት ጥምቢ ደብረፅዮን ንጌታቸው ክቀትል ላሕ ይብሎ እሞ ሓግዞ

  • @Yese-f5c
    @Yese-f5c 7 місяців тому +1

    No matter how many brilliant ideas you bring to Tigray, it won't be materialized in the world of TPLF. Area's idea is 1 example. TPLF is a curse Tigray.

  • @kingjo7100
    @kingjo7100 7 місяців тому

    ዘናጭ XXX ዘናጥ እዩ ትግርኛ አረ ቋንቋኩም ኣይትቅተልዎ☝️!

  • @muller3255
    @muller3255 7 місяців тому

    አብ ኩሉ ዝበጸሐ ጉዳይ ስላዝኾነ Don't blame ደብረጽዮን አብ ህዋህት ዝኾነ ነገር ብግሩብ እዩ ዝውሰን ውልቀ ሰባት ግደ አለዎም እምበር ወሰንቲ አይኮኑን አይትጋገ።