Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
እመብርሃን ናብ ልቦናኺ ትምለስኺ💔😭😭😭እምነትካ ቀይርካ ኳ ኣየናይ ሂወት ከይንበር ማሚ ሓወይ ክኣ ኣንቢብኩም ድኣ መርምሩ
እግዝዮ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዓይኒ ልቦናኺ ይክፈተልኪ ሓፍተይ ካብ ክርስትያን ና እስልምና ምኻድ እኮ ካብ ብርሃን ናብ ፀልማት እዩ ዉይይይ ቶም ዘይፈለጡ ኣስላምስ ጨለዋ ንስኪ ኩሉ ናይ ኦርቶዶክሳዊት ቀጥተኛ መንገዲ ምካኑ ናፈለጥኪ ከምዝይ ክትገብሪ ብጣዕሚ የሐዝን ማርያምን ☝😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ብሓቂ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዓይኒ ልቦናና ይክፈተልና ኣቤት ማሓረና ክርሰቶስ 😭😭💞🙏🙏🙏
እግዚኦ (3)መሓረና ክርስቶስክርስትያን ደያ ነይራ ብጣዕሚ ሓዚነልኪዋላ እቲ ወዲ ተፍቅርዮ ትኮኒ ግን ምስይቅርታ ናብ ኣህዛብ ኢኪ ኬደኪ እንአኪ ልቦናኪ ይክፈተልኪናብ ክርስትናኪ ተመለሲ ዝሓፍተይብዝኮነ ሰናይ ኩኑ
ውይይይይይ 😢😢😢😢😢
እግዛብሄር ናብ ልቦናኪ ይምለስኪ ሓፍተይ 😢😢
ኣነ ሲ ክንደኪ ብጣዕሚ አየ ዘሓዘነ ኩሉ ግዜ እመ ብርሃን ዓይነ ልቦናኪ ኣብሪሃ ናብ ሃይማኖትኪን ክብሪኪን ባህሊ ኣዴታትክን ይመለስኪ. አሜን. ብሓቂ ዲኺ ግን ልቢኺ ኣምነሉ. ሃይማኖት ክርስቲያን. ሓቂ እምነት. ምስትውዕል ስኢነኩሉ. ናብ ኣህዛብ እምነት ኣቢሉኪ. እመ ብርሃን ልቢኪ ተብረሀሊኪ ምስ ሰበኣይኪ ናብ ሓቀኛ እምነት ክተሕፂኢዮ :: ህዝበይ ስኣን ፍልጠት ይጠፍእ ኣሎ ት ሆሴዕ 4-6.
ብሓቂ ዝያዳይ ንኩላትና ዓይኒ ልቦናና ይክፈተልና
Nsa dya qeyra weys nsu
🙄መንዩ ኣህዛብ ብስምኪ ንሰብ ኣይትፀዉዒ ዳሓርካኣ ኣሚናቱሉ ተቀቢላቶ ኣላ ሓቀኛ መንገዲ ምካኑ ኣሚና ተቀቢላቶ ኣላ ንስኪ ከዚ ታይ ይምልከተኪ ዳሓርካኣ ንዛ ኣህዛብ ትብሎ መልስኪ ክህበኪእየ እንተዳኣ መፅሓፍኪ ብደንቢ ገይርኪ ኣንቢብክዮ ኣህዛብ ንዓካቱም እምበር ንዓና ኣይኮነን ትንቢተ ኤርምያስ ምዕራፍ 10*1ክሳብ 10ኣለኪ ኣንቢቢ ከየንበብኪ ዘንጠልጠል ኣይትበሊ ኣፀቢቅኪ ኣንብቢ ስቅልኪ ሰብያበለ ኢልካ ካብ ምዝራብ ምንባብዩ እት ዝበለፀ ኣምብቢ ንክትረድኢ ካብ ብእዝንካ ትሰምዖ ሰብ ዘምህረካ ብዓይንካ ገልሊፅካ ኣንብብካ ምርዳእዩ እትዝበለፀ።
@@ኣሱትግራወይቲ-ጠ4ቈ ምንባብ ኣይፈትውን እዮም ሱቅ ኢሎም እዮም ዝዓፍሩ እምበይ ኣብ tik tok ኮ እቶም ካልኦት ቢሂራት ዘለዉ ኣብ ማዓልቲ ቡዙሕ ሰብ እየ ዘስለም ምክንያቱ ንሶም ፅላኣት ሃይማኖት ቡዙሕ የብለሙን
Men eyu Ahzab . Kab Muslim nLaeli Ahzab alo dyu . Hmak srhom Alah enda belu zhardu Kab kemzi ysewrena .
ግልፅነቱ ደስ ክብለካ ሰላም ኣጂሚ ሰላም የፈፅምኩም እግዚኣብሔር
ናይ ብሓቂ ማሜ ሓወይ ይገርም ህዝብና ብጥሜት ይሞውት ኣሎ ግን እንታይ ሞ ክግበር ሓድ ንኹን ኣይባሃለይ ዝሓወይ ደስ ብሃልቲ ኢኹም ደቂ ትግራይ
ፆመ ኣርበዓ ላፆምኺ ነይርኺ ፆመ ሮመዳን ክትፆሚ ከለኺ ታይ ተሰሚዑኪ ገነተይጓል ዓደይ ደቂ ወጀራትሲ ኣብ ሃይማኖትና ፅኑዓት እና ነይርና ጓል ኣቦንሱዋ😢
ትፆም ድያ ነይራ ፆሞ አርባዓ ?
@@እምነትካብምስማዕእያ እወ ክርሰትያን እያ እኮ ነይራ😢
እግዚአብሔር ኣምላክ ናብ ልባ ክምልሳ ክኸውን ክኽእል ሓደ ማዕልቲ👏
ተጋግኻ ኢዚሓወይ ኣይቢሃሊይ
ማርያምን አነስ አብ ዝሓለፈ ቪድዮታታ ፂሐፈላ ነይረ ወጀራትዶ አስላማይ ኒኦ እዩ ኢለ እና ብጣዕሚ ልገርም እዩ😢
ሻሃር ሙባረክ ዎ ሮሞዳን ከሪም ክቡራት ማሜ ሓወይ &ሃኒ ሓፍተይ ፅቡቅ ምጅማር ፆም እናበልኩ ማሜ ዋላ ምስራሕ ኣይትሓግዛ ምቅርራብን ምልዓልን ሓግዛ ምሕፃብ እውን ሓደራኻ ብጣዕሚ እዩ ዘድክም ስለዚ ናይደገ ጥራሕ ዘይኮንካስ ኣብገዛውን ክትሕግዛ ብትሕትና ይዕድመካ ማሜ ወድነዋ ብዝተረፍ ውድድድድ ጥግድረስ ንክልቴኩም ኣሕዋተይ
እንዃዕ ኣብፀሐኩም አጀሙሩ ይፈፅሙኩም ደቂ ትግራይ ሓላል ኩሉ ግዜ ንዓዲና ክተሉዑሉ ከለኩም ብጣዓሚ እየ ዝሕጎስ ሰላምኩም ይብዛሕ🕊🕊🕊🌹
😂😂😂😂😂🙄🙄🙄☝☝⛪⛪⛪⛪👈👈👈👈💘💘💘💘💘✅✅✅✅✅✅
ራማዳን ከሪም🙏💛❤️ እግዚአብሔር ናይ ህዝብና መከራ አርሒቁ ናይ ህዝብና ሰላም ይመልሰልና ንመላእ እሰልምና ተከተልቲ እንካዕ ንምጅማር ፆም ራመዳን አብፀሐኩም ንመላእ ኦርቶዶክስ እምነት ተከተልቲ ድማ እግዚአብሔር ናይ ህዝብና ሰናይ ትንሳኤ ንሪአሉ ባዓል ክገብረልና ናይ እግዚአብሔር ቅዱሰ ፍቃዱ ይኩን አሜን።🙏💛❤️💔
ዝያዳየ ብዘይ ምፍላጥኪ እዩ ኩሉ ገርክዮ እነአኪ እሞ እግዚአብሔር ልቦና ልድያ ዝመለሰ ልብኪ መሊሱ ናብ እምነትኪ ይመልስኪ ጌታ እየሱስ ኩርስቶስ ንፍቅሪ ወዲ ኢልካ ክሳብ ሞት ዝሞተልካ እግዚአብሔር አይካሓድን ሞት ይሕሽ እንበር😢😢
ሮሞዳን ከሪም ደቂ ትግራይ ኩሕሎ 🥰🕌🕊️⛪🌿🌾🌿💛❤️🙏
ተጋሩ ድዮም ህዚ እየ ዝሪኦም ዘለኩ
@@FkriAemlakeysAelewoHelefa እወ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@@ጓልትግራይ-ኀ7ኸ እሽኒ መዓረይ
🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ኣጆኹም ሓላላት ኩሉ ብሓይሊ እግዚኣብሄር ክሓልፍ ዩ 🙏🙏🙏 ህዝብና ካብዚ ወሪዱዎ ዘሎ ምፀተ ኣለም ይምሓሮ፣ ባዕሉ ይቅር ይበለልና 🙏🙏🙏
ኣነስ ማሜ ከስሕቐኒ ኣዘራርብኡ ሃሜየ ዘረብኡ ለስሕቐኩም ላይክ ግጨዉኒ ኣሕዋተይ 🥰🥰
እመብርሃን ናብ ልቦናኺ ትምለስኺ እምነትካ ቀይር ኳ ኣየናይ ሂወት ከይንበር😢😢😢
እንካዓ አብፀሐኩም ሰላም ንህዝብና እሰከ✝️💚☪️🙏
ይጠራጠር ኣለኹ እየ ኣየ ማሜ😂ረሞዳን ከሪም ከኣ ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም ይፈጽምኩም❤️
ማሚየይ ኣነስ ዙፅውኦ ካም ናዓዱ ደስ ክብለካ ሃኒየይ ለ ምቅርተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም🤲
Meshallah Aleyna Wealekum I am from Eritrea 🇪🇷
እንካዕ አብፀሐኩም ሙቁራተይ ሮሜዳን ከሪምተጋርዋይ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🌿🌿💐💐ፍቅርኩም ንዘልአለም ይንበር አሕዋተይ ግን ከዓ አቅኒእኩምና ንሕና ብስራሕ ማአዝ ከንበልዕብዝኮነ አጀሙሩ የፈፅሙኩም ረቢ ይሓግዝኩም ዓድና ሠላም ይግበረልና 💟
ማሻአላህ ረመዳን ከሪም አላህ ለትግራይ ህዝብ ይድረስለት ያረቢ 🙏🙏🙏🙏
ደስ ክብሉካ ፁሩያት💛❤️ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም remedal kerim
ረሞዳን ከሪም ደቂ ዓባይ ሃገር ትግራይ💛❤
መልካም ፈጡር ደቂ ትግራይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትየኩም
ሮሞዳን ከሪም ኣሕዋተይ ፅቡቅ ፆም ይኩነልኩም ናዓድና ለ ሰላም ይግበረልና ኣሜን🙏🙏🙏💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️
ረመዳን ሙባረክ 🕌🕋🌻🌼
እንካዕ አብፀሐኩም ደቅነይ ማዓረይ ብሰላም አጀሚሩ ብሰላም ይፈፅመልኩም ረሞዳን ከሪም🙏❤️💛
ማሻኣላህ ካቶም ኣዲነቕቲ ሓደ ኣድናቕኹም ኣለኹ ኣነ ኣጆኹም ደቂ ዓበይቲ ዱዉዓ ግበሩ
ماشاءالله ماشاءالله ماشاءالله تبارك الرحمن الله يحفظكم ويسعدكم حبابي
ረመዳን ከሪም ን ኣብ መላእ ዓለም ትርከቡ ሙስሊም ተጋሩ እንኳዕ ንረመዳን ፆም ኣብፀሐኩም። ሰላምን ቅሳነትን ህዝብና የብዘሓዮ ፈጣሪ።
Enkan be selam metsakum nhagerna ewun selam yegberelna fetari 😍❤️💛🙏
Habibaty allah musakum yekun melkam remodan
እንካዕ ኣብፀሐኩም ሙቁራት ሰናይ ናይ ፆም ግዜ ይኹነልኩም 👍❤
ማሜ ሓወይ ብተደጋጋሚ ዓድና ኸ ከመይ ይኾኑ ኣለው ዮም፡ ዓድና፣ ዓድና ምስ በልካስ ብጣዕሚ ኣምቢዕካኒ ቡኡነት💔💔💔 ብዝኾነ ኣጆኻ ፈጣሪ ዓድና ስላምን፣ ፅጋብን የውርደልና ኣሜን💔💔💔💔💔💔💔💔
Remedan kerim burukatey tsibuk tsom yigberelina tigrayna selam yigberelina EnshaAllah
Mashallha 💊💊💊💊❤️❤️💊💊💊💊💊💊
ሮሞዳን ከሪም ምቁራት ኣሕዋት M&H ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ርሞዳን ከርም ሙስሉም ኣሕዋትና😍 ግን ይቅርታ ወጀራት ሙስሉም እነሆ ድዩ😳
ቀይራ እያ ግን ሃይማኖት ናይ ግሊ እዩ ኣይምልከተናን።
@@netsanet7155 ድዩ ok😟
ሙቁራተይ ፅቡቅ ፍጡር ይግበረልኩም ደስ ክትብሉ ዓድና ዓድና እኮ ኢልኩም ለባማት ክንበልዕ ክንብል ዝጠመየ ህዝብና ናተርአየና ምውራድ ኣብይና😥💔ማሜ ክኣ ኣቅሑ ሓግዛ ከምታ ብሓደ ዝበላዕክምወን ብሓደ ሕፀብወን😀😁
ክርስትያን ድኻ ነይርኻ ማሜ ሓወይ🙏💊ፈጣር ከይርአና ንሕባ ነይርና ኣብ ትሕት ዓራት ስለ ዝበልካ እየ።
ማሻኣላህ ዎ ተባራካልህ ኣላህ ይሕፍዝኩም ሮሞዳን ሞባረክ !! From Ertirea
Esey deki halal meryet Enkoe abtsehekum bselam ajemiru bsekam yefetsmo amlak 💊💊💊💊🙏🙏🙏🕌🕌
እንኳዕ ኣብፅሐኩም ረመዳን ከሪም ብሰላም ኣጀምሩ ብሰላም ያፈፅምኹም 💛❤️
ሮሞዳን ከሪም ወለላታት ሙስሊም ተጋሩ ንኹሊኩምሃይማኖት ናይ ውልቀ እዩ በቢሃይማኖትና ንፀሊ ነዛ ናይ ሓባር ሃገርና ትግራይ❤💛🙏
ሮሞዳን ከሪም ደቂ ሃገረይኣነስ ክፈትወኩም ዝኮነ ነገር ፅብቅ ዝበለ ተሪእኩምስ ትግራይ ተየልዐልኩም ዘይኮነልኩም ኩሉ ምሳኩም ተትከውንስ ክንደይ ምፀበቀ ሃገረይ ምዓምበበት ዕድመን ጥዕናን ንዓኩም🙏💘❤💛💛💛❤❤❤
ትግራይ ኣብ ልብ ኹሉ ትግራዋይ እዩ ኣብዚ ሕዚ ግዜ ሰላምና ክምለስ ዩ
@@mamehanan1955 ትክክል ሑቡየ ግን ናታትኩም ግን ፍልይ ኣቢለ ይሪኦ ብዝኮነ ኣጆና እወ ፅሩያተይ💖💖💖💖💖💖💖👏👏👏👏👏👏
እንኳዕ ኣቡፀሐኩም ግን የቅርታ ክሓተኩም ሙስሉም ድኩም ግን ይቅርታ ብድጋሜ
@@hhggcc6251 እወ
@@mamehanan1955 ትክክል እግዚአቢሔር ንመን ኢሉዎ ኩልና በብእምነትና ብፆሙን ፀሎትን ስግዳንን ጥራይ ንበርትዕ ሃይማኖት ናይ ግሊ እዩ ሃገር ግን ናይ ሓባር እዩ ሰላምን ራህዋን ንህዝብና🙏🙏🙏
እንኳዕ አበጸሐኩም ንሃገረና ሰላምን ፍቅርን የወረደልና💐አነ ክሓተኩም ዝደሊ ግን ምሰ ተኣዘነ ቃልጥፍኩም ትጥዕሙ አና ትረጉም አለዎ ደዩ ኮይኑ ተሕልፍኩም ሰዓት ከ
ኣሰይ ፅርያት ደመዳን ከሪም ንመላእ ተከተልቲ እስልምና❤️💛❤️
ኣይይይይ ፅርያት ክፈትወኩሙ❤❤❤❤
😘😘😘
ሮሞዳን ከሪም ተጋሩዋይ አጀሚሩ የፈፅምኩም ኣሕዋተይ 💛❤️
ኣሰይይ ፅቡቋተይ ቡሩኽ ፆም ይግበረልኹም❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
ረሞዳን ከሪም ፅሩያት ተጋሩ ኣነስ ማሜ ክናገር ተሎ መቐለ ለለኩ መሲሉ እዩ ልስምዐኒ ብሰላም ኣጀሚሩ የፈፅምኩም ኣሕዋተይ ❤💛🙏
ተጋሩ በጃኩም ምድያና ነዐቢ ናብ ናማትና ጥራሕ ኣይንርአ ነንማሜ ከኣ ማራ እየ ዝፈትወኩም ኣጀኩም በርትዑ💘💘💘💘
ክክክክክ ሽድሽተ ነይረን ኣየ ማሚየይ ንፁህ ፅብቃተይ
ማሜ ንጹህ ልቡ 😁❤❤❤❤❤
ማሚየ ሂንየ ፍቅርኩም ይብዛሕ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ማሜ ማዓረይ ብሓቂ ኡፍፍፍፍፍ ሓወይ ማዓረይ ህዝብኻ እንዳለዐልካስ በቃ ኸብደይ ብሊዕኻኒ ማዓረይ ውይ ኣይዞና እስቲ
Abzia gn meallesh ktjmru Bismilah aybelkumun bzereba jemirkum Ab mewedaeta da Alhamudillah aybelkumun bzereba wediekuma slezi hameshey Dua enshallah Moqbil ygberelkum 🤲🇪🇷
ሮሞዳን ከሪም ደቂ ትግራይ ሽኮር ኣምላክ ኣጀሙሩ የፈፅምኩም ትግራይና ድማ ሰላም ይመፀኣና
እንክዓ ደቅ ትግራይ ኮንኩሙ 🙏🙏❤❤❤❤
እንካዕ ብሰላም መፀኩም ዝፈትወኩም ደቂ ትግራይ
💞💞💞💞💞
እንኳዕ ኣብፀሐኩም ፅሩያተይ ሮምዳን ከሪም
ደቂ ዓበይቲ እንሻኣላህ ላዓመታም ዓዲና ሰላም ገይሩ ዓዲና እነፆም ረቢ ይግበረና ሓባይቢ ሮሞዳን ሙባረክ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Mashalah mashalah enqae natna konkum
💊💊💊💊💊❤️❤️❤️
ዋውውው ማሻኣላህ ዓለይና ወዓለይኩም
Bselam ajemiru bselam yefetsmkum deki halal meret tegaru . Romodan kerim ❤
😂😂😂😂Habaybi Yame Honi Yame Eniwedachuwalen 😍😍😍😍🤗
መሻላህ መፈፀምትኡ የርእየና ረማዳና ከሪም
🌙🌙🌙🌿🌿🤝
ምስክነት ኣምላኽ ናብ ልብኽ ይምለስኽ ኣበር አ👏👏👏
ሃይማኖት ናይ ግሊ እዩ እንታይ እዩ ዝምልከተኪ ?
ዋይ እኒአካ ጠውለቅለቅ ታይ ይምልከተኪ ዘየድልየኪ ተኮኑ ሱቅ ኢልኪ ሕለፍ ግዴታ ረአይ ዝበለኪ ስብ ኣሎ ኣመልኪ ወይ ኣመልካ ማ ኣብ ገዛካ ዋይ ነጠባ
አነ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ተካተሊት እየ ግን ንዞም ኣሕዋተይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎም ኩሉ ነገሮም እሩማት እዮም ሀይማኖትኪ ትፈትውዮ ተኮንኪ ናይ ኣሕዋትኪ እምነት እውን ኣክብሪ ምክንያቱ ንኣቶም ሰለ ዝተፃረፍኪ ሀይማኖትኪ እኪ ተፅርፊ ዘለኪ እምበር ንዖኦም ምንም ኣይጎድሎምን ኩለን ሀይማኖት ፍቅሪ እየን ዝምህራ ⛪ ረመዳን ከሪም ተጋሩዋይ ሕበሩ ሰመሩ⛪🕌
ክቡራት ኣሕዋተይ ንሕና ሃይማኖትና ኣለና ንሳቶም እውን ከምኡ እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ምርጫ ኣምላክ እዩ ስለዚ ሰብ ናብ ዘድለዮ ከምልክ ክክእል ምርጭኡ እዩ ወገናተይ ኣቅመጥኩ ለከ እሳተ ወ ማየ ኢድካ ናብታ እትደልያ ምለሳ ዝለዚ ኣብ ሞንጎ ኣይንእተ 😍
ንስሂ ንዝሀዝክዮ ሀይማኖት ፅቡእ ጌርኪ ሀዝዮ ናይ ካልእ ሰብ አይምልከተክን እዩ ☝️☝️☝️
ብሩኽ ይግበረልኹም💖❤
😢
😍😍😍😍😍😍😍😍
ኣቱም ሰባት ማሜ ገርሂ ዓብይ ከብዲ ሳሓቅ ቀቲሉኒ😂😂 ኩሉ ዘረብኡማ ኣታ ንዚይስ በመጋፍያ በለ😂😂hanan ምንምንታ ካፍቱ ቀይሕ ዘይትውስኽዮ😂😂🥰🥰
ቆንቅቸው ደሰ ይላል ባይገባኝም
ሰላማት አሕዋተይ ደስስ ትብሉ ፅቡቅ ረሞዳን ይግበረልኩም
ይዕስ ኣታ እት ናይ ትግርይ መስሉም ይኹን ክርስትያንሲ ፅፍፍ ድበለ ዋይ ድስ ትብሉ ያዕኽ ረሞዳን ከርም ዘማሕዋተይ ድቅ ትግራይ
Ramadan kareem deki tigray.
እንኳዕ ሓቡሩ ኣብፀሐና
❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰
ፁሩያት
Enikae abitsahikum nihizibina dima selam yewiredilina
ዉይ ስሓቅ ሞይተ ፈጣሪ ከይሪእና ናበልና ትሕቲ ዓራት ትሓቢእና ንበልዕ ነርናያ ሓቅካ ቁልዕነት ታይ እሞ ዘይግበርሽኮሪናታት ሕዚ ንመጀመርያ ግዜ እየ ዝሪኣኩም ዘለኩ ኮለል ኮለል ክብል ኣጋጣሚ ረኪበኩም እና ተጋሩ ዲኩም
ሮሞዳን ከሪም ደቂ ዓደይ ሙስሊም ምስ ክርስትያን ኣፋቂሩ ኣየፃለአና
ማሻኣላህ
እውይ ማሜስ ተዓዲልኪ ግልፂ እዩ ዘውግዕ ገርሂ ሰብ እዩ
እንካዕ ኣብፀሐኩም ሙቁራተይ
Remodan Mubarak deqi halal mereat
Ramedne karime dasbhalty
romodan Mubarak
🥰🥰🥰🥰🥰
ሙቁራተይ😘😘♥️♥️
easy konjo 💛❤️💛❤️💛
😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘😘
Tigray first ❤️✌️
Ramadan kerim Mame and hanan
ኣይይይይይይይይይ ልቦና ይሃብክ
ዋይ ማሜ እስኽማ ልፀምኽ ኣይትመስልይ እልፍ ክክክክክ እይ ማሜ ሓወይ እነ ናሰረቕኹ ይበልዕ ነይረ
እመብርሃን ናብ ልቦናኺ ትምለስኺ💔😭😭😭እምነትካ ቀይርካ ኳ ኣየናይ ሂወት ከይንበር ማሚ ሓወይ ክኣ ኣንቢብኩም ድኣ መርምሩ
እግዝዮ እግዚአብሔር ኣምላኽ ዓይኒ ልቦናኺ ይክፈተልኪ ሓፍተይ ካብ ክርስትያን ና እስልምና ምኻድ እኮ ካብ ብርሃን ናብ ፀልማት እዩ ዉይይይ ቶም ዘይፈለጡ ኣስላምስ ጨለዋ ንስኪ ኩሉ ናይ ኦርቶዶክሳዊት ቀጥተኛ መንገዲ ምካኑ ናፈለጥኪ ከምዝይ ክትገብሪ ብጣዕሚ የሐዝን ማርያምን ☝😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
ብሓቂ እግዚኣብሄር ኣምላክ ዓይኒ ልቦናና ይክፈተልና ኣቤት ማሓረና ክርሰቶስ 😭😭💞🙏🙏🙏
እግዚኦ (3)መሓረና ክርስቶስክርስትያን ደያ ነይራ ብጣዕሚ ሓዚነልኪ
ዋላ እቲ ወዲ ተፍቅርዮ ትኮኒ ግን ምስይቅርታ ናብ ኣህዛብ ኢኪ ኬደኪ እንአኪ ልቦናኪ ይክፈተልኪ
ናብ ክርስትናኪ ተመለሲ ዝሓፍተይ
ብዝኮነ ሰናይ ኩኑ
ውይይይይይ 😢😢😢😢😢
እግዛብሄር ናብ ልቦናኪ ይምለስኪ ሓፍተይ 😢😢
ኣነ ሲ ክንደኪ ብጣዕሚ አየ ዘሓዘነ ኩሉ ግዜ እመ ብርሃን ዓይነ ልቦናኪ ኣብሪሃ ናብ ሃይማኖትኪን ክብሪኪን ባህሊ ኣዴታትክን ይመለስኪ. አሜን. ብሓቂ ዲኺ ግን ልቢኺ ኣምነሉ. ሃይማኖት ክርስቲያን. ሓቂ እምነት. ምስትውዕል ስኢነኩሉ. ናብ ኣህዛብ እምነት ኣቢሉኪ. እመ ብርሃን ልቢኪ ተብረሀሊኪ ምስ ሰበኣይኪ ናብ ሓቀኛ እምነት ክተሕፂኢዮ :: ህዝበይ ስኣን ፍልጠት ይጠፍእ ኣሎ ት ሆሴዕ 4-6.
ብሓቂ ዝያዳይ ንኩላትና ዓይኒ ልቦናና ይክፈተልና
Nsa dya qeyra weys nsu
🙄መንዩ ኣህዛብ ብስምኪ ንሰብ ኣይትፀዉዒ ዳሓርካኣ ኣሚናቱሉ ተቀቢላቶ ኣላ ሓቀኛ መንገዲ ምካኑ ኣሚና ተቀቢላቶ ኣላ ንስኪ ከዚ ታይ ይምልከተኪ ዳሓርካኣ ንዛ ኣህዛብ ትብሎ መልስኪ ክህበኪእየ እንተዳኣ መፅሓፍኪ ብደንቢ ገይርኪ ኣንቢብክዮ ኣህዛብ ንዓካቱም እምበር ንዓና ኣይኮነን ትንቢተ ኤርምያስ ምዕራፍ 10*1ክሳብ 10ኣለኪ ኣንቢቢ ከየንበብኪ ዘንጠልጠል ኣይትበሊ ኣፀቢቅኪ ኣንብቢ ስቅልኪ ሰብያበለ ኢልካ ካብ ምዝራብ ምንባብዩ እት ዝበለፀ ኣምብቢ ንክትረድኢ ካብ ብእዝንካ ትሰምዖ ሰብ ዘምህረካ ብዓይንካ ገልሊፅካ ኣንብብካ ምርዳእዩ እትዝበለፀ።
@@ኣሱትግራወይቲ-ጠ4ቈ ምንባብ ኣይፈትውን እዮም ሱቅ ኢሎም እዮም ዝዓፍሩ እምበይ ኣብ tik tok ኮ እቶም ካልኦት ቢሂራት ዘለዉ ኣብ ማዓልቲ ቡዙሕ ሰብ እየ ዘስለም ምክንያቱ ንሶም ፅላኣት ሃይማኖት ቡዙሕ የብለሙን
Men eyu Ahzab . Kab Muslim nLaeli Ahzab alo dyu . Hmak srhom Alah enda belu zhardu Kab kemzi ysewrena .
ግልፅነቱ ደስ ክብለካ ሰላም ኣጂሚ ሰላም የፈፅምኩም እግዚኣብሔር
ናይ ብሓቂ ማሜ ሓወይ ይገርም ህዝብና ብጥሜት ይሞውት ኣሎ ግን እንታይ ሞ ክግበር ሓድ ንኹን ኣይባሃለይ ዝሓወይ ደስ ብሃልቲ ኢኹም ደቂ ትግራይ
ፆመ ኣርበዓ ላፆምኺ ነይርኺ ፆመ ሮመዳን ክትፆሚ ከለኺ ታይ ተሰሚዑኪ ገነተይ
ጓል ዓደይ ደቂ ወጀራትሲ ኣብ ሃይማኖትና ፅኑዓት እና ነይርና ጓል ኣቦንሱዋ😢
ትፆም ድያ ነይራ ፆሞ አርባዓ ?
@@እምነትካብምስማዕእያ እወ ክርሰትያን እያ እኮ ነይራ😢
እግዚአብሔር ኣምላክ ናብ ልባ ክምልሳ ክኸውን ክኽእል ሓደ ማዕልቲ👏
ተጋግኻ ኢዚሓወይ ኣይቢሃሊይ
ማርያምን አነስ አብ ዝሓለፈ ቪድዮታታ ፂሐፈላ ነይረ ወጀራትዶ አስላማይ ኒኦ እዩ ኢለ እና ብጣዕሚ ልገርም እዩ😢
ሻሃር ሙባረክ ዎ ሮሞዳን ከሪም ክቡራት ማሜ ሓወይ &ሃኒ ሓፍተይ ፅቡቅ ምጅማር ፆም እናበልኩ ማሜ ዋላ ምስራሕ ኣይትሓግዛ ምቅርራብን ምልዓልን ሓግዛ ምሕፃብ እውን ሓደራኻ ብጣዕሚ እዩ ዘድክም ስለዚ ናይደገ ጥራሕ ዘይኮንካስ ኣብገዛውን ክትሕግዛ ብትሕትና ይዕድመካ ማሜ ወድነዋ ብዝተረፍ ውድድድድ ጥግድረስ ንክልቴኩም ኣሕዋተይ
እንዃዕ ኣብፀሐኩም አጀሙሩ ይፈፅሙኩም ደቂ ትግራይ ሓላል ኩሉ ግዜ ንዓዲና ክተሉዑሉ ከለኩም ብጣዓሚ እየ ዝሕጎስ ሰላምኩም ይብዛሕ🕊🕊🕊🌹
😂😂😂😂😂🙄🙄🙄☝☝⛪⛪⛪⛪👈👈👈👈💘💘💘💘💘✅✅✅✅✅✅
ራማዳን ከሪም🙏💛❤️ እግዚአብሔር ናይ ህዝብና መከራ አርሒቁ ናይ ህዝብና ሰላም ይመልሰልና ንመላእ እሰልምና ተከተልቲ እንካዕ ንምጅማር ፆም ራመዳን አብፀሐኩም ንመላእ ኦርቶዶክስ እምነት ተከተልቲ ድማ እግዚአብሔር ናይ ህዝብና ሰናይ ትንሳኤ ንሪአሉ ባዓል ክገብረልና ናይ እግዚአብሔር ቅዱሰ ፍቃዱ ይኩን አሜን።🙏💛❤️💔
ዝያዳየ ብዘይ ምፍላጥኪ እዩ ኩሉ ገርክዮ እነአኪ እሞ እግዚአብሔር ልቦና ልድያ ዝመለሰ ልብኪ መሊሱ ናብ እምነትኪ ይመልስኪ ጌታ እየሱስ ኩርስቶስ ንፍቅሪ ወዲ ኢልካ ክሳብ ሞት ዝሞተልካ እግዚአብሔር አይካሓድን ሞት ይሕሽ እንበር😢😢
ሮሞዳን ከሪም ደቂ ትግራይ ኩሕሎ 🥰🕌🕊️⛪🌿🌾🌿💛❤️🙏
ተጋሩ ድዮም ህዚ እየ ዝሪኦም ዘለኩ
@@FkriAemlakeysAelewoHelefa እወ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@@ጓልትግራይ-ኀ7ኸ እሽኒ መዓረይ
🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ኣጆኹም ሓላላት ኩሉ ብሓይሊ እግዚኣብሄር ክሓልፍ ዩ 🙏🙏🙏 ህዝብና ካብዚ ወሪዱዎ ዘሎ ምፀተ ኣለም ይምሓሮ፣ ባዕሉ ይቅር ይበለልና 🙏🙏🙏
ኣነስ ማሜ ከስሕቐኒ ኣዘራርብኡ ሃሜየ ዘረብኡ ለስሕቐኩም ላይክ ግጨዉኒ ኣሕዋተይ 🥰🥰
እመብርሃን ናብ ልቦናኺ ትምለስኺ እምነትካ ቀይር ኳ ኣየናይ ሂወት ከይንበር😢😢😢
እንካዓ አብፀሐኩም ሰላም ንህዝብና እሰከ✝️💚☪️🙏
ይጠራጠር ኣለኹ እየ ኣየ ማሜ😂ረሞዳን ከሪም ከኣ ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም ይፈጽምኩም❤️
ማሚየይ ኣነስ ዙፅውኦ ካም ናዓዱ ደስ ክብለካ ሃኒየይ ለ ምቅርተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም🤲
Meshallah Aleyna Wealekum I am from Eritrea 🇪🇷
እንካዕ አብፀሐኩም ሙቁራተይ ሮሜዳን ከሪም
ተጋርዋይ 🇻🇳🇻🇳🇻🇳🌿🌿💐💐
ፍቅርኩም ንዘልአለም ይንበር አሕዋተይ
ግን ከዓ አቅኒእኩምና ንሕና ብስራሕ ማአዝ ከንበልዕ
ብዝኮነ አጀሙሩ የፈፅሙኩም ረቢ ይሓግዝኩም
ዓድና ሠላም ይግበረልና 💟
ማሻአላህ ረመዳን ከሪም አላህ ለትግራይ ህዝብ ይድረስለት ያረቢ 🙏🙏🙏🙏
ደስ ክብሉካ ፁሩያት💛❤️ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም remedal kerim
ረሞዳን ከሪም ደቂ ዓባይ ሃገር ትግራይ💛❤
መልካም ፈጡር ደቂ ትግራይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትየኩም
ሮሞዳን ከሪም ኣሕዋተይ ፅቡቅ ፆም ይኩነልኩም ናዓድና ለ ሰላም ይግበረልና ኣሜን🙏🙏🙏💛❤️💛❤️💛❤️💛❤️
ረመዳን ሙባረክ 🕌🕋🌻🌼
እንካዕ አብፀሐኩም ደቅነይ ማዓረይ ብሰላም አጀሚሩ ብሰላም ይፈፅመልኩም ረሞዳን ከሪም🙏❤️💛
ማሻኣላህ ካቶም ኣዲነቕቲ ሓደ ኣድናቕኹም ኣለኹ ኣነ ኣጆኹም ደቂ ዓበይቲ ዱዉዓ ግበሩ
ماشاءالله ماشاءالله ماشاءالله تبارك الرحمن
الله يحفظكم ويسعدكم حبابي
ረመዳን ከሪም ን ኣብ መላእ ዓለም ትርከቡ ሙስሊም ተጋሩ እንኳዕ ንረመዳን ፆም ኣብፀሐኩም። ሰላምን ቅሳነትን ህዝብና የብዘሓዮ ፈጣሪ።
Enkan be selam metsakum nhagerna ewun selam yegberelna fetari 😍❤️💛🙏
Habibaty allah musakum yekun melkam remodan
እንካዕ ኣብፀሐኩም ሙቁራት ሰናይ ናይ ፆም ግዜ ይኹነልኩም 👍❤
ማሜ ሓወይ ብተደጋጋሚ ዓድና ኸ ከመይ ይኾኑ ኣለው ዮም፡ ዓድና፣ ዓድና ምስ በልካስ ብጣዕሚ ኣምቢዕካኒ ቡኡነት💔💔💔 ብዝኾነ ኣጆኻ ፈጣሪ ዓድና ስላምን፣ ፅጋብን የውርደልና ኣሜን💔💔💔💔💔💔💔💔
Remedan kerim burukatey tsibuk tsom yigberelina tigrayna selam yigberelina EnshaAllah
Mashallha 💊💊💊💊❤️❤️💊💊💊💊💊💊
ሮሞዳን ከሪም ምቁራት ኣሕዋት M&H ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ርሞዳን ከርም ሙስሉም ኣሕዋትና😍 ግን ይቅርታ ወጀራት ሙስሉም እነሆ ድዩ😳
ቀይራ እያ ግን ሃይማኖት ናይ ግሊ እዩ ኣይምልከተናን።
@@netsanet7155 ድዩ ok😟
ሙቁራተይ ፅቡቅ ፍጡር ይግበረልኩም ደስ ክትብሉ ዓድና ዓድና እኮ ኢልኩም ለባማት ክንበልዕ ክንብል ዝጠመየ ህዝብና ናተርአየና ምውራድ ኣብይና😥💔
ማሜ ክኣ ኣቅሑ ሓግዛ ከምታ ብሓደ ዝበላዕክምወን ብሓደ ሕፀብወን😀😁
ክርስትያን ድኻ ነይርኻ ማሜ ሓወይ🙏💊
ፈጣር ከይርአና ንሕባ ነይርና ኣብ ትሕት ዓራት ስለ ዝበልካ እየ።
ማሻኣላህ ዎ ተባራካልህ ኣላህ ይሕፍዝኩም ሮሞዳን ሞባረክ !! From Ertirea
Esey deki halal meryet Enkoe abtsehekum bselam ajemiru bsekam yefetsmo amlak 💊💊💊💊🙏🙏🙏🕌🕌
እንኳዕ ኣብፅሐኩም ረመዳን ከሪም
ብሰላም ኣጀምሩ ብሰላም ያፈፅምኹም 💛❤️
ሮሞዳን ከሪም ወለላታት ሙስሊም ተጋሩ ንኹሊኩም
ሃይማኖት ናይ ውልቀ እዩ በቢሃይማኖትና ንፀሊ ነዛ ናይ ሓባር ሃገርና ትግራይ❤💛🙏
ሮሞዳን ከሪም ደቂ ሃገረይ
ኣነስ ክፈትወኩም ዝኮነ ነገር ፅብቅ ዝበለ ተሪእኩምስ ትግራይ ተየልዐልኩም ዘይኮነልኩም ኩሉ ምሳኩም ተትከውንስ ክንደይ ምፀበቀ ሃገረይ ምዓምበበት ዕድመን ጥዕናን ንዓኩም🙏💘❤💛💛💛❤❤❤
ትግራይ ኣብ ልብ ኹሉ ትግራዋይ እዩ ኣብዚ ሕዚ ግዜ ሰላምና ክምለስ ዩ
@@mamehanan1955 ትክክል ሑቡየ ግን ናታትኩም ግን ፍልይ ኣቢለ ይሪኦ ብዝኮነ ኣጆና እወ ፅሩያተይ💖💖💖💖💖💖💖👏👏👏👏👏👏
እንኳዕ ኣቡፀሐኩም ግን የቅርታ ክሓተኩም ሙስሉም ድኩም ግን ይቅርታ ብድጋሜ
@@hhggcc6251 እወ
@@mamehanan1955 ትክክል እግዚአቢሔር ንመን ኢሉዎ ኩልና በብእምነትና ብፆሙን ፀሎትን ስግዳንን ጥራይ ንበርትዕ ሃይማኖት ናይ ግሊ እዩ ሃገር ግን ናይ ሓባር እዩ ሰላምን ራህዋን ንህዝብና🙏🙏🙏
እንኳዕ አበጸሐኩም ንሃገረና ሰላምን ፍቅርን የወረደልና💐አነ ክሓተኩም ዝደሊ ግን ምሰ ተኣዘነ ቃልጥፍኩም ትጥዕሙ አና ትረጉም አለዎ ደዩ ኮይኑ ተሕልፍኩም ሰዓት ከ
ኣሰይ ፅርያት ደመዳን ከሪም ንመላእ ተከተልቲ እስልምና❤️💛❤️
ኣይይይይ ፅርያት ክፈትወኩሙ❤❤❤❤
😘😘😘
ሮሞዳን ከሪም ተጋሩዋይ አጀሚሩ የፈፅምኩም ኣሕዋተይ 💛❤️
ኣሰይይ ፅቡቋተይ ቡሩኽ ፆም ይግበረልኹም❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
ረሞዳን ከሪም ፅሩያት ተጋሩ ኣነስ ማሜ ክናገር ተሎ መቐለ ለለኩ መሲሉ እዩ ልስምዐኒ ብሰላም ኣጀሚሩ የፈፅምኩም ኣሕዋተይ ❤💛🙏
ተጋሩ በጃኩም ምድያና ነዐቢ ናብ ናማትና ጥራሕ ኣይንርአ ነንማሜ ከኣ ማራ እየ ዝፈትወኩም ኣጀኩም በርትዑ💘💘💘💘
ክክክክክ ሽድሽተ ነይረን ኣየ ማሚየይ ንፁህ ፅብቃተይ
ማሜ ንጹህ ልቡ 😁❤❤❤❤❤
ማሚየ ሂንየ ፍቅርኩም ይብዛሕ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
ማሜ ማዓረይ ብሓቂ ኡፍፍፍፍፍ ሓወይ ማዓረይ ህዝብኻ እንዳለዐልካስ በቃ ኸብደይ ብሊዕኻኒ ማዓረይ ውይ ኣይዞና እስቲ
Abzia gn meallesh ktjmru Bismilah aybelkumun bzereba jemirkum Ab mewedaeta da Alhamudillah aybelkumun bzereba wediekuma slezi hameshey Dua enshallah Moqbil ygberelkum 🤲🇪🇷
ሮሞዳን ከሪም ደቂ ትግራይ ሽኮር ኣምላክ ኣጀሙሩ የፈፅምኩም ትግራይና ድማ ሰላም ይመፀኣና
እንክዓ ደቅ ትግራይ ኮንኩሙ 🙏🙏❤❤❤❤
እንካዕ ብሰላም መፀኩም ዝፈትወኩም ደቂ ትግራይ
💞💞💞💞💞
እንኳዕ ኣብፀሐኩም ፅሩያተይ ሮምዳን ከሪም
ደቂ ዓበይቲ እንሻኣላህ ላዓመታም ዓዲና ሰላም ገይሩ ዓዲና እነፆም ረቢ ይግበረና ሓባይቢ ሮሞዳን ሙባረክ
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Mashalah mashalah enqae natna konkum
💊💊💊💊💊❤️❤️❤️
ዋውውው ማሻኣላህ ዓለይና ወዓለይኩም
Bselam ajemiru bselam yefetsmkum deki halal meret tegaru . Romodan kerim ❤
😂😂😂😂Habaybi Yame Honi Yame Eniwedachuwalen 😍😍😍😍🤗
መሻላህ መፈፀምትኡ የርእየና ረማዳና ከሪም
🌙🌙🌙🌿🌿🤝
ምስክነት ኣምላኽ ናብ ልብኽ ይምለስኽ ኣበር አ👏👏👏
ሃይማኖት ናይ ግሊ እዩ እንታይ እዩ ዝምልከተኪ ?
ዋይ እኒአካ ጠውለቅለቅ ታይ ይምልከተኪ ዘየድልየኪ ተኮኑ ሱቅ ኢልኪ ሕለፍ ግዴታ ረአይ ዝበለኪ ስብ ኣሎ ኣመልኪ ወይ ኣመልካ ማ ኣብ ገዛካ ዋይ ነጠባ
አነ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ተካተሊት እየ ግን ንዞም ኣሕዋተይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዎም ኩሉ ነገሮም እሩማት እዮም ሀይማኖትኪ ትፈትውዮ ተኮንኪ ናይ ኣሕዋትኪ እምነት እውን ኣክብሪ ምክንያቱ ንኣቶም ሰለ ዝተፃረፍኪ ሀይማኖትኪ እኪ ተፅርፊ ዘለኪ እምበር ንዖኦም ምንም ኣይጎድሎምን ኩለን ሀይማኖት ፍቅሪ እየን ዝምህራ ⛪ ረመዳን ከሪም ተጋሩዋይ ሕበሩ ሰመሩ⛪🕌
ክቡራት ኣሕዋተይ ንሕና ሃይማኖትና ኣለና ንሳቶም እውን ከምኡ እግዚኣብሔር ኣምላክ ናይ ምርጫ ኣምላክ እዩ ስለዚ ሰብ ናብ ዘድለዮ ከምልክ ክክእል ምርጭኡ እዩ ወገናተይ ኣቅመጥኩ ለከ እሳተ ወ ማየ ኢድካ ናብታ እትደልያ ምለሳ ዝለዚ ኣብ ሞንጎ ኣይንእተ 😍
ንስሂ ንዝሀዝክዮ ሀይማኖት ፅቡእ ጌርኪ ሀዝዮ ናይ ካልእ ሰብ አይምልከተክን እዩ ☝️☝️☝️
ብሩኽ ይግበረልኹም💖❤
😢
😍😍😍😍😍😍😍😍
ኣቱም ሰባት ማሜ ገርሂ ዓብይ ከብዲ ሳሓቅ ቀቲሉኒ😂😂 ኩሉ ዘረብኡማ ኣታ ንዚይስ በመጋፍያ በለ😂😂
hanan ምንምንታ ካፍቱ ቀይሕ ዘይትውስኽዮ😂😂🥰🥰
ቆንቅቸው ደሰ ይላል ባይገባኝም
ሰላማት አሕዋተይ ደስስ ትብሉ ፅቡቅ ረሞዳን ይግበረልኩም
ይዕስ ኣታ እት ናይ ትግርይ መስሉም ይኹን ክርስትያንሲ ፅፍፍ ድበለ ዋይ ድስ ትብሉ ያዕኽ ረሞዳን ከርም ዘማሕዋተይ ድቅ ትግራይ
Ramadan kareem deki tigray.
እንኳዕ ሓቡሩ ኣብፀሐና
❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰
ፁሩያት
Enikae abitsahikum nihizibina dima selam yewiredilina
ዉይ ስሓቅ ሞይተ ፈጣሪ ከይሪእና ናበልና ትሕቲ ዓራት ትሓቢእና ንበልዕ ነርናያ ሓቅካ ቁልዕነት ታይ እሞ ዘይግበር
ሽኮሪናታት ሕዚ ንመጀመርያ ግዜ እየ ዝሪኣኩም ዘለኩ ኮለል ኮለል ክብል ኣጋጣሚ ረኪበኩም እና ተጋሩ ዲኩም