ናብ እጃዛ ክሪኣና ዝመፃ ኣጓላት ኣፍቃርየይ ኣብ ሽንቲቤት ሞባይል ሓቢኡ ኣቐሚጡ😱ሻወር እናወሰዳ ቀሪፁወን😱

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 29 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 71

  • @አቢትግራይዩቱብ
    @አቢትግራይዩቱብ 9 днів тому +1

    ጉዶም ክወፅ አለዎም ዞም ጉዳማት ጀግና ኢኺ ችድ በልዮም ❤❤

  • @Tesfachannel-f1w
    @Tesfachannel-f1w 17 днів тому +28

    ፅባሕ ገብረ መንፈስ ቅዱስ እዩ ገብረ መንፈስ ቅዱስይሓልውክን/ና ብስም ገብረ መንፈስ ቅዱስ ሳብስክራይ ግበራለይ 😢ከይተሕፍራኒ 🥺ካብ ሂወትኺ ኣውፅእዮ ዛሓፍተይ ልመን ክጥዕሞ ናተሳቀቅኺ ትነብሪ

  • @nነኝ
    @nነኝ 17 днів тому +7

    ዋይ አነሰ ዘይሰምዖ ዘይብለይ አጥዕምልኺ ድእ ምኺር ደልኺሉ ንዝ ምሰረኤኹዮ እኺ ትድምሰሰዮ ነይሩኪ ፅባሕዉን ናዓኺ ከማኣ እዩ ክገብረክ😢😢😢❤❤😢

  • @SamerahSamerah-j4u
    @SamerahSamerah-j4u 16 днів тому

    ሓፍተይ እካዕ ብእዋኑ ፈለጥክዮ 😢ሂወትኪ ምርሒ ማዓረይ👏😢

  • @EdFfgg-t1b
    @EdFfgg-t1b 17 днів тому +2

    አሕ እንታይ ዓይነት ሳዓት እና ግን በፅሕና😢💔😢 ክብርቲ ሓፍተይ መጀመርያ ብትሕቲና ቀስ እልኪ አረድእያ
    እሺ ተዘይ እሉ እቲ ሓቂ ኩሉ ተዛረቢ 😌

  • @JrddHgfc
    @JrddHgfc 17 днів тому +2

    አዋይ ካብዘይ ማሕራና ፈጣሪ😢😢

  • @ChchdGsfs
    @ChchdGsfs 17 днів тому +4

    ካብ ሂወትኪ ኣውፅእዮ ባዕሉ ይፈልጥ ቤተሰብ እዙይ ሰይጣን እምበር ሰብ ኣይኮነን እጃዛ እንተጀይድክን መብራህቲ ኣጥፊእኽን ተሓፀባ ጊዜ ከፊኡ እዩዋ

  • @ChchdGsfs
    @ChchdGsfs 17 днів тому +6

    ወዲ ስዲ ሓደ ረሳሕ እዩ ኣነ ተዝኸውን ዋላ ኣቦ ወደይ ይኹን ብሕጊ ከትሕዞ ሞባይሉ ክሰብሮ ነይረ እየ😢 ንምንታይ ዘይደለትክዮ እቱ ዝሓዘለን ቪድዮ ፍሉጥ የሳቕየን ይኸውን ብታ ዝሓዛ ቪድዮ ወይ ሴሰኛ ይኸውን እሞ ይዝምወሉ ይኸውን 😢

  • @FeefDwef
    @FeefDwef 17 днів тому +3

    ኣይ ዞም ኣወዳት እዚኦም በቃ ድዮምባ ከክፉኡ ክሓሰቡ ዝዉዕሉን ዝሓድሩን 😢😢 እና ብዓልቲ ዛንታ ሓፍተይ እንታይ ኮይንኪ ቅድሚ ንዕኡ ምንጋርኪ እቲ ቪድዮ ዘይደለትክዮ 😢😢 እና ኣየድልየክን ርሓቅዮ እንታይ ምክሪ ደሊክሉ ኢኪ ዋይ ናፈለጥክዮ ባዕልኪ ክንድዚ ዝኣክል ገበን ፈዚሙ ናረአኪ ናሰማዕክሰ ምክሪ ደሊኪ 😢😢😢

  • @ፅጌ-ዩቱብ
    @ፅጌ-ዩቱብ 17 днів тому +4

    ደምራኒ ተጋርዋይ ክምልስ እየ❤

  • @MrsMrs-zw1sp
    @MrsMrs-zw1sp 17 днів тому +1

    ክብረተ ይሃበለይ ዝሓፍተይ ብጣዓሚ እየ ዝመሰግን ❤❤😢😢

  • @محمدعلي-ص2ه1ز
    @محمدعلي-ص2ه1ز 17 днів тому +3

    ልምንታይ ለይ ደምሰስክዮ ምስ ራእክዮ ልስብአይኪ ከይኩሩየልኪ ድዩ ጉድ

    • @ChchdGsfs
      @ChchdGsfs 17 днів тому

      ገሪሙኒ ኣነውን😢

    • @MrsMrs-zw1sp
      @MrsMrs-zw1sp 17 днів тому

      ኣጣፊእዮ እየ😢

  • @Tseguasfu-o4d
    @Tseguasfu-o4d 17 днів тому +3

    ደሙሩኒ ተጋሩዋይ❤❤❤❤❤❤

  • @ፅጌጋልትግራይ-ሰ1የ
    @ፅጌጋልትግራይ-ሰ1የ 16 днів тому

    ደምራኒ አሕዋተይ🎉

  • @AffectionateFloppyDisc-xg8zo
    @AffectionateFloppyDisc-xg8zo 17 днів тому

    እዋይ ኒአካ ጉድ 😢 ቅንይ ኢልናስ ገለ ክንሰምዕ ኢና ኣቶም ሰባት ከምቲ ከመይስ ትህልያዶ እቶም ኣወዳት ገይረ ፈሪሐዮም ኒአኩ ብፍርሒ እኮ ደዉ ኢልና ክንቀሪ ኢና እና በዓልቲ ዛንታ ብጣዕሚ ኢኪ ተጋጊኪ እቲ ቭድዩ ምስ ረአክዮ ቅድሚ ንስብኣይኪ ምንጋርኪ ታይ ኮይንኪ ዘይደምሰስክዮ ከዚ እዘን ኣጎላት የሳቅየን ኣሎ ይኮን😢😢😢

  • @ማርያምኣዶጎይታ-የ5ኰ

    ዋይ ማሓረኒ😢

  • @Mili14tube
    @Mili14tube 16 днів тому

    ተጋሩዋኒ ንደማምር🎉❤

  • @Abi-bj8qv
    @Abi-bj8qv 17 днів тому

    ሰብ ሩጉም😢😢😢 ኣቱም ኣወዳት ግን ታይ እዩ ወሪድኩም ተግባርኩም ናይ ሸይጣን

  • @YedguYrdfu
    @YedguYrdfu 15 днів тому

    😢😢😢😢😢😢

  • @MrsMrs-zw1sp
    @MrsMrs-zw1sp 17 днів тому

    እሺ ዝሓፍተይ ኩሉኩም እሕዋይ ይቀንይለይ ኣነ እኮ እዚ ሚመሪ ናብ ማይ ዙሁም ኤእትያ እየ ግን ምናልባት ናይ ሰብ ነገር ኣይፍለጥን እለ እየ ናብ ዝኾነ ሓቢእዋ ኮይኩን እንበር 😢

  • @ዓባይሃገርስብየቱብ12

    ደምረኒ አሕዋትይ በ2ተ ከምልስ እዬ ጀምሪት እዬ ዋ🥰👏

  • @ChchdGsfs
    @ChchdGsfs 17 днів тому +4

    እዛ ፅሑፍ ኣብ ኮሜንት ሪአያስ ፅሒፈላ ነይረ ናብ መሓዙተይ ሰዲደለን ብፍርሒ ፈይፈይ ኢሉኒ 😢ኡፍፍፍ😢

  • @Tege-bu3lb
    @Tege-bu3lb 17 днів тому

    ናተይ ሂወትስ ማአዝ እየ ኮን ዘዕልለክን😢

    • @EdFfgg-t1b
      @EdFfgg-t1b 17 днів тому

      አጆኺ ማዓረይ😢❤

    • @nነኝ
      @nነኝ 17 днів тому

      አጆኺ ፅሎት ግበር❤😢❤❤❤❤

  • @alemhailay2423
    @alemhailay2423 17 днів тому +1

    ደምሩኒ ኣሕዋተይ❤

  • @HvVc-j4x
    @HvVc-j4x 17 днів тому

    ቀንይ እለናሰ እታይ ኣና ክንረኢ😢

  • @Mariy-k6j
    @Mariy-k6j 17 днів тому

    ካብኡ ብምንታይ ትሐሺ ማለትዩ ሪእኺ ዘየጥፋእኽዮ ተኾይንኺ😣

    • @MrsMrs-zw1sp
      @MrsMrs-zw1sp 17 днів тому

      ኣነ እኮ ኣጢፊእዮ እየ 😢😢😢

    • @Mariy-k6j
      @Mariy-k6j 17 днів тому

      @MrsMrs-zw1sp ዋይ ልዋ ይቅርታ ግን እና ወሳኒት ኩኒ

    • @MrsMrs-zw1sp
      @MrsMrs-zw1sp 16 днів тому

      እሺኒኒኒ ማዓርይ​@@Mariy-k6j

  • @GgFf-hm7eq
    @GgFf-hm7eq 17 днів тому

    ተክእልኽ ቭድዮኡ ኣጥፍእዮ ምስኡኹን😢😢

  • @ጋልትግራ
    @ጋልትግራ 17 днів тому

    🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @sarayan525
    @sarayan525 17 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ማማየወለሎ
    @ማማየወለሎ 17 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @AbiAbi-w9d7h
    @AbiAbi-w9d7h 17 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @سلامسلام-ث5ط6ج
    @سلامسلام-ث5ط6ج 17 днів тому

    😢😢

  • @WdKn-s4b
    @WdKn-s4b 17 днів тому

    😢😢❤❤❤❤

  • @adwsdas25
    @adwsdas25 17 днів тому

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢👏👏👏👏🙏🙏🙏

  • @عبدالرحمنالعماري-ن9ث

    ❤❤❤🎉🎉🎉😢😢

  • @سلامه-ك1ض
    @سلامه-ك1ض 17 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @DcHg-b7v
    @DcHg-b7v 17 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @سلامه-ك1ض
    @سلامه-ك1ض 17 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @ቅሱ-ፐ3ደ
    @ቅሱ-ፐ3ደ 17 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @سيمي-ط2ظ
    @سيمي-ط2ظ 16 днів тому

    ❤❤❤❤❤❤❤