Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ዋንጫ ስዋየ ዋንጫ ስዋ፡ ናፊቕናያ ናብዚ ኣብልዋ!ክሰርሕ ዝበለ ስደት ከምዘይዕንቅጽ ብግብሪ ኣርኢኽና ዝሓፍተይ፡ፈጣሪ ክብሪ ናይ ኣዴታትኪ ሂቡኪ ኣሎሞ፡ዕድመን ጥዕናን ሂቡ እናተሓጎስኪ ንበሪ፡ሰናይ ዘበለ ምሳኺ ይኹን ዝሓፍተይ ዝያዳ!
ተፌ ሓወይ ኩቡር ሰብ መጠን ነብሱ የኽብረካከም ዝባሃል ነዛ ንእሽቶ ዝነጥፋ ከም ዓቢ ስራሕ ዝሰራሕኩ ዓቢ ሞራል ትልግሰለይ ዘለካ ብልቢ የመስግነካ ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
ክብርቲ ሰላም ናይ ሜስ፣ ስዋ፣ ሕምባሻ ናይ ኣሰራርሓ መግለጺ ምሃብኪ የመስግነኪ እዩ። ኣብ ምድላው ሜስን ስዋን ነቲ መትሓዚታትብዛዕባ ኣድላይነት ምዕጣን ብዛዕባ ዝሃብክዮ መግለጺ ርእይቶይ ከቕርበልኪ ኣፍቅድለይ። እቲ መትሓዚ ምእንቲ ክቐድይን እቲ መስተ ምእንቲ ክምዕዝን ብከም ኣውሊዕ ብዝኣመሰሉ ኣቑጽልቲ ምዕጣን ከም ዘድልይ ገሊጽኪ ኣለኺ። ፕላስቲክ ምስ ወዓየ መርዛም ጎዳኢ ጥዕና ኬሚካል ከም ዘህግግ ዝፍለጥ ስለ ዝኾነ ግን ብዛዕባዚ ምስ ክኢላታት ክትዛረብን ክትመኽርን፣ ኣብ ውጽኢት ናይቲ ምኽሪ ተመርኲስኪ መግለጺኺ ከተመዓራርዪ ሕውነታዊ ምኽረይ አካፍለኪ። ኣዴታትና ዕትሮን ገንእን ይዓጥና ከም ዝነበራ ንዝክር። ጸገምውን ኣይነበሮን። ብዛዕባ ምዕጣን ፕላስቲክ ግን ክሕሰበሉ ይግባእ።
ብጣዕሚ ንፍዕቲ 👏👏 ከም ኣዴታትና ወሓለ:: ኣፈይ ማይ ሙዒጉ ብፍላይ ስራሕ ውዒልካ ኣብ ሳመር ግዜ ሽሮ ምስ ሳላጣ ጌርካ ዳበላዕካ መለሊኽ ስዋኻ ግጥም ተብሎ ዘየለኻን እዛ ነብሲ ጥልል ኢላ ኣመስግን ተብል::
የቀንየለይ ክብረት ይሃብካ ስዋ ኣዚዩ ተባሃጊ መስተ ናይ ሃገርና ዪ ኣብ ሳመር ግዜ ጻሓይ ናይ ባሓቂ🙏🙏🙏💕💕💕
Thanks marey ❤❤❤
ዋዉዉዉ ብጣዕም ደስ ዝብል ኣቅርብክልና የቀንየልና ምቅርት ❤❤❤😘😘😘😘😘👌👌👌
የቐኔለይ ❤❤🙏
ውሓለ😎🤝
Aseeey Ed ybark 🙏🙏🙏
የቀንየለይ ዝያዳይ❤❤🙏🙏
ሰላም እቲ ጥጅእ ኽንደይ ማዕልቲ ይገብር
Thanks everyone good job nay behaqi
Wawww gele aynet suwa abit wuhlnet ediki ybarek kexlyo👌👌👌
amen, aynoy haftey🙏❤❤❤
@@SelamTV. ሰላም ሰላሚና በጃኺባ ናይ ቀይሕ መሸላ መትሐዚኡ አርእይኒ ባ ንእጀራ ስለዝጥቀም ❤
@@SelamTV. ስዋ አብ ገዛይ እንተዘይህልወኒ መሕመምክኒ ኔርኪ 😂😂😂😂
የቐንየልና ፈጣሪ የኽብረልና ሰላም ሓፍተይ ብርክቲ አምላኽ ይባርኺ❤❤❤❤❤
ኣሜን ዛሓፍተይ ዝያዳ ህወትኪ ሙሉእ እግዛኣብሄር ይባርኪ🙏🙏💕💕💕💕💕
ሰላመይ ዋሓለ ብጣዕሚ ጽቡቅ
tsbuk yhabka zhawey❤❤🙏
Asey nifietiii❤❤
Waww btami xbuq whale edmen tenan yhabki
ኣሜን/3/ንኩልና ዝያዳይ🙏🙏❤❤
Omg that’s a lot of work
Btaemi xbuq eid ybarik zahaftey. Eti qcha senkitnayo xenihna qenina knalko nkil do.
የቀንየለይ ሰላም ሐብተይ የካኣል እዩ ግን እቲ ቅጫ ክነቅጽ ኣለዎክትአልክዮ ከለኺ ከኣ ክልተ ደቂቅ ዝከውን ኣብ ኦፍን ከተውዕዮ ኣለኪ እቲ ማይ እውን ዝሑል ክከውን የብሉን 🙏🙏❤❤
Btaemi yemesgn,kbret yhabeley!
እንታይ ገረልኪ ዝያዳይ ግበኤይ እዩ❤❤❤🙏🙏
Selam haftey, btaemi iye zemesgneki, dongye keman. Kem tmirtki meseret nmejemerta gzie swa gere awdeamet. Kemey zbele koynley tuum tuum tuuum tebahilelki 😊. Edki ybarek zhaftey.
እዋይ ዛሓፍተይ ወሓለ ናይ ዋሓላልቲ እለኪ ኣለኩ ።ብጣሚ እየ ዘመስግነኪ❤❤🙏🙏
Waw 💛💛
❤❤❤❤🙏🙏🙏
ሰላም ሓብተይ ቀመማት አብ ኣሪይና ብናይ ጀርመን ቃንቃ በጃኪ ተገዲስኪ
Heray kbrti haftey❤🙏🙏
❤❤❤❤❤❤❤
❤❤
❤️🙏
❤️❤️❤️❤️👏👏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏
ግን ኣበይ ኢኪ ትነብሪ ሰላመይ ተገዲስኪ መልስለይ❤❤❤❤❤
ኣብ ጀርመን ይነብር ዝያዳይ❤❤❤🙏🙏🙏
@@SelamTV. እወዶ ኣነደኣ ምሳይ ዘለኪ መስልኒ ብዝከነ ፀገም የብሉን ሰላመይ
@user-jb1kt3fs8z ok zyaday❤🙏
Mesqel elet kndey dyu ??
ሰላም ወጋሕታ ሓፈተይ, ብግእዝ 17 መስከረም, ብፈረንጂ 28 ይውዕል
👍👍👍👍👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Thank you❤❤
You speak so fast I couldn’t get anything
Entay gerki atinkiyo bteami Xbuk des zbl
ይቐኔለይ መሕረት ሓፍተይ, እንጨይቲ ናይ ገይሶን እቲ ቖጽሉ ከኣ ጌረሉ, ዝበለጸ ኣውሊዕ ተተረኺቡ ❤❤
yebel mereat hawey eti neharefo hade mealeti keseti
Ykeneley hawobey mearey❤🙏❤❤
♥️♥️♥️
❤❤❤❤❤
🙏🙏❤❤
❤❤❤
ዋንጫ ስዋየ ዋንጫ ስዋ፡ ናፊቕናያ ናብዚ ኣብልዋ!
ክሰርሕ ዝበለ ስደት ከምዘይዕንቅጽ ብግብሪ ኣርኢኽና ዝሓፍተይ፡
ፈጣሪ ክብሪ ናይ ኣዴታትኪ ሂቡኪ ኣሎሞ፡
ዕድመን ጥዕናን ሂቡ እናተሓጎስኪ ንበሪ፡
ሰናይ ዘበለ ምሳኺ ይኹን ዝሓፍተይ ዝያዳ!
ተፌ ሓወይ ኩቡር ሰብ መጠን ነብሱ የኽብረካ
ከም ዝባሃል ነዛ ንእሽቶ ዝነጥፋ ከም ዓቢ ስራሕ ዝሰራሕኩ ዓቢ ሞራል ትልግሰለይ ዘለካ ብልቢ የመስግነካ ❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
ክብርቲ ሰላም ናይ ሜስ፣ ስዋ፣ ሕምባሻ ናይ ኣሰራርሓ መግለጺ ምሃብኪ የመስግነኪ እዩ። ኣብ ምድላው ሜስን ስዋን ነቲ መትሓዚታትብዛዕባ ኣድላይነት ምዕጣን ብዛዕባ ዝሃብክዮ መግለጺ ርእይቶይ ከቕርበልኪ ኣፍቅድለይ። እቲ መትሓዚ ምእንቲ ክቐድይን እቲ መስተ ምእንቲ ክምዕዝን ብከም ኣውሊዕ ብዝኣመሰሉ ኣቑጽልቲ ምዕጣን ከም ዘድልይ ገሊጽኪ ኣለኺ። ፕላስቲክ ምስ ወዓየ መርዛም ጎዳኢ ጥዕና ኬሚካል ከም ዘህግግ ዝፍለጥ ስለ ዝኾነ ግን ብዛዕባዚ ምስ ክኢላታት ክትዛረብን ክትመኽርን፣ ኣብ ውጽኢት ናይቲ ምኽሪ ተመርኲስኪ መግለጺኺ ከተመዓራርዪ ሕውነታዊ ምኽረይ አካፍለኪ። ኣዴታትና ዕትሮን ገንእን ይዓጥና ከም ዝነበራ ንዝክር። ጸገምውን ኣይነበሮን። ብዛዕባ ምዕጣን ፕላስቲክ ግን ክሕሰበሉ ይግባእ።
ብጣዕሚ ንፍዕቲ 👏👏 ከም ኣዴታትና ወሓለ:: ኣፈይ ማይ ሙዒጉ ብፍላይ ስራሕ ውዒልካ ኣብ ሳመር ግዜ ሽሮ ምስ ሳላጣ ጌርካ ዳበላዕካ መለሊኽ ስዋኻ ግጥም ተብሎ ዘየለኻን እዛ ነብሲ ጥልል ኢላ ኣመስግን ተብል::
የቀንየለይ ክብረት ይሃብካ
ስዋ ኣዚዩ ተባሃጊ መስተ ናይ ሃገርና ዪ
ኣብ ሳመር ግዜ ጻሓይ ናይ ባሓቂ🙏🙏🙏💕💕💕
Thanks marey ❤❤❤
ዋዉዉዉ ብጣዕም ደስ ዝብል ኣቅርብክልና የቀንየልና ምቅርት ❤❤❤😘😘😘😘😘👌👌👌
የቐኔለይ ❤❤🙏
ውሓለ😎🤝
Aseeey Ed ybark 🙏🙏🙏
የቀንየለይ ዝያዳይ❤❤🙏🙏
ሰላም እቲ ጥጅእ ኽንደይ ማዕልቲ ይገብር
Thanks everyone good job nay behaqi
Wawww gele aynet suwa abit wuhlnet ediki ybarek kexlyo👌👌👌
amen, aynoy haftey🙏❤❤❤
@@SelamTV. ሰላም ሰላሚና በጃኺባ ናይ ቀይሕ መሸላ መትሐዚኡ አርእይኒ ባ ንእጀራ ስለዝጥቀም ❤
@@SelamTV. ስዋ አብ ገዛይ እንተዘይህልወኒ መሕመምክኒ ኔርኪ 😂😂😂😂
የቐንየልና ፈጣሪ የኽብረልና ሰላም ሓፍተይ ብርክቲ አምላኽ ይባርኺ❤❤❤❤❤
ኣሜን ዛሓፍተይ ዝያዳ ህወትኪ ሙሉእ እግዛኣብሄር ይባርኪ🙏🙏💕💕💕💕💕
ሰላመይ ዋሓለ ብጣዕሚ ጽቡቅ
tsbuk yhabka zhawey❤❤🙏
Asey nifietiii❤❤
Waww btami xbuq whale edmen tenan yhabki
ኣሜን/3/ንኩልና ዝያዳይ🙏🙏❤❤
Omg that’s a lot of work
Btaemi xbuq eid ybarik zahaftey. Eti qcha senkitnayo xenihna qenina knalko nkil do.
የቀንየለይ ሰላም ሐብተይ
የካኣል እዩ ግን እቲ ቅጫ ክነቅጽ ኣለዎ
ክትአልክዮ ከለኺ ከኣ ክልተ ደቂቅ ዝከውን
ኣብ ኦፍን ከተውዕዮ ኣለኪ
እቲ ማይ እውን ዝሑል ክከውን የብሉን 🙏🙏❤❤