Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
እስይይይይ ደስ ክብል ዙ. ማሕረስብና እስስስ ታህጎሰይ ወስን የብሉን ዝሃበ ኣምላክ ይሃብኩም
አሰይ መምህር ሙሉየይ ብኣምላክ ርክቦ ብደቅካ ተሓጎስ ንዋሃብቲ እውን አብዚሑ ይሃቦም ኣምላክ ተመስገን ኣምላክ ነዚ ቁዱስ ሰራሕ ዘርአካኒ መምህር ሙሉየይ ንዓካ ክገልፅ ቃላት የብለየይ ብዝከድካዮ ኣምላክ ምሳካ ይኩን
ብቲሓጉሱ ልብሎ ጠፋኡኒ ሞ መ/ር ሙሉ ዕድመን ጢዕናን ይሃብካ 1000 ዓመት ንበረልና💐💐💐💐💐💐💐
ስለ ኩሉ ነገር እግዝኣብሄር ይመስገን ተመስገን ኣምላክ እንታይ ይስኣኖ ደስ ዝብል ስራሕ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓስብካ ካብ እግዝኣብሄር ይክፈልካ
እዋይ ሓወይ ሙሉእ ምሕረት ይልአኸልካ ማማይ ድማ አጆኽን አቱም ለጋሳት እውን ፃማኹም ብአምላኽ ርኸብዎ🙏🙏🙏
ተመስገን ብጣዕሚ ዘሐጉስ እዩ ንሓዉና እግዚኣብሄር ሙሉእ ሓጎስ ይግበረሉ ኣቱም ትሕግዙ ዘለኩም ብዘዉፃከሞ ይተካኣልኩም ኣምላክ ኣብዚሑ ይሃብኩም መምህር ሙሉ ሓዉና ዓይኒ ትግራይ ንበረልና ሳላካ ብዙሕ ነገር ተቀይሩ💕💕💕💕💕
መምህር ሙሉዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦ ድካ
መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ኣምላክ ምሕረት የውሪደልካ ዝሓወይ መ/ር ዓስብካ ካብ ኣምላክ ርኩቦ
Amlak Mulue Mhret ygberelika hawey 👏👏👏
ኣሰይ ኣሰይ ብርሃን ሬኤና 🙏🏼🧸💙🌻👋✝️✌🏻💕💜🗝🌝☕️🍰💐🌝🌝🌝🌝🌝🌝🌝🌻
መጀመርያ አብቲ በረከት ዝተካፈልክን ግዚአብሄር አምላክ ሓሳብ ልብኩም ይሃብኩም አጆክን አደይ መዓረይ እግዚአሄር አምላክ ምሕረት የውርደልሉ ዝሓወይ መዓረይ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ፅባሕ ንጉሆ ሓዊካ የርእየናሙሉየይ አቦ ውጽዓት እመአምላክ ምሳካ ትኩን። አሜን
እግዚአብሔር ይመስገን ኣብዚሑ ይሃብኹም በረኽትኹም ይብዛሕ ነቲ ሓውናውን ምሉእ ጥኡንኡ ይመልሰሉ እግዚአብሔር ምሕረት የውርደሉ 🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐🌱🌱🌱🌱🌱🌱🌱🌱🌱🌱🌱🌱🌱🌱🌱🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺
እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር ብሓቂ ንሰናይ ተግባር ኢድኩም ሓሳብኩሙን ዝተፈላለየ ናውትን እትሕግዙ ዘለኩም ኣሕዋተይ ፍረ ፃማኹም እግዚአብሔር ይክፈልኩም መምህር ሙሉየ ኣቦ ፅጉማት እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣብዙርያካ ንዘለው እውን ኩሎም ነዚ ሓውና ካዓ ፈውሰ ምሕረት የውርደሉ ንእግዚአብሄር ዝሰኣኖ የለን
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ደስ ክብል ንዝሃበ እግዝኣቢሄር ይሃቦ
Asey btami desbhali Egziabher Amlak ymesgen 🙏🙏🙏
God Bless You
ተመሰገን እንኳን ደሰ አለህ አለም ብርሀን
ተመስገን ኣምላክ ምሉእ ምሕረት ንሓውና ሙልየ ኣምላክ ይባርክካ
Ezgabiher amlak mskatkum ykun❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏kdsti kudusan aden kidanemhret tsilal tkunkum amen amen amen🙏🙏🙏❤❤❤
እግዚአብሔር ዝስነካ ነገር የለን እሞ ምሕረትካ ለኣከሉ
ሰለ ኩሉ ነገር እግዝኣብሄር ይመስገን ❤❤❤
እግዚአብሔር ይማሓርካ ሓወይ ማዓረይ ፣ለጋሳት ወገናትና ክብሪ ይሃብኩም
ኣሰይይይ ተመስገን ኣምላክ እንቃእ ከምዚኣ በልክን
ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ኣቦ ፁጉማት
ሙሉእ ምሕረት ይወረዳ ፈጣሪ
እሰይ በጣዕሚ ደስ ዝብል ተግባር ንዝሃበ ይሃቦ ፈጣሪ ብዝወፀ ይተክኣልኩም መምህረይ ሙሉእ ሂወትካ ይባረክ ዝወለድካዮ ይባረኽ እኳዕ አብፀሐካ
ሓወይ መዓረይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ።
ዓይኒ ትግራይ ኢኻ ብሓቂ መምህረይ ዕንቅፋት ኣይትርከብ ገበርቲ ሰናይ ድማ ብዘውፃእኽሞ ይተካኣልኹም
መምህር ሙሉ በእነት እግዛቢሄር ካብኩፉእ ኩሉ የዉፅእካ ኣሜን ሓዉናዉን መልኡ ይምሓርካ ኣሜን
እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህር ሙሉ ኣቦ ውጹዓትእግዚአብሔር ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት ይሃቦ
እሰይ ተመስገን አታ አምላክ nwahabti ጉን ብዝዎጾ ytekealkum ሙሉየ አቦ ጽጉማት ጥዕና ይሃብካ ❤❤
Btaemi des zbel eyu zehabkum egzabhir amlak ytekalkum mami enqae des belekin 🙏🇪🇷
ዓለም ምንባራ ካብ በርበረ ይመርር ጥዕና ሂቡና እግዛቢሄር ነመስግኖ 😭😭😭 ማማ ጻማኽን ይኽፈልክን እግዛቢሄር፡ ሓውና ካኣ ጥዕና ይሃቦ እግዛቢሄር 🙏🙏🙏ሙለይ ሓወይ ክብረት ይሃብካ ኩቡር ሓውና ❤❤❤
እግዚኣብሄር ክብረት ይሃብካ ነቶም ዝሓገዙ ለ ኣምላክ ዕፅፊ ገይሩ ይሃቦም
Amelk Mhert yesddelki Wendemyy🙏💘👉😭😭
Egziabiher mhretu yewredlka
እሰይይይይዝሃብኩም ይወስከልኩም አሕዋተይ
👏🎁ጽቡቅ ተግባር
ሙሉ ብርሃን ሓውና እግዚአብሔር ሙሉእ ምሕረት የውርደልካ ኣቱም ለገስቲ እናወሰከ ይሃብኩም መምህር ሙሉዋይ ደሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
Mulu hawey aliet haymanot zegnet keyfeleka kemzi mgbarka Amlak yhagzka zhawey mearey
አሰይ ደስ እንኻዕ በለኪ አዴይ ተመስገን ኢድኩም ይባረኪ ዕድመ ይሃብኩም ሰስኑ ሉ አብ ዞሎኩሞ ሰላምታኩም ይብዛሕ
መምህር ሙሉ ክማኻ ይብዝሓዮ ብእው ነት ደስዝብል ፕሮግራም.
Enkan abthuekm mamhru senay zebanu gegbarleny🙏🙏
Egzaabher amlak enkae xegemkin tefethe
Btaemi des yble memhrey edmen tenan yhabka
ናይ ሂወት መምህር ኤርትራዊ ኣይትብል ኢተፕያዊ ኣይትብል ኣስላማይ ኣይትብል ከስታናይ መምህር ኢካናይ ሂወት መምህር ፍቅሪ ለካ ናይሽጉራት ጸግዒ ፡ ሉኡኽ ኢኻ ናይሰላም ሉኡኽ ብር ክትብል ተሕጎስ ,,,,,,,,,,,,,,
ሙለር ፈጣሪ ዘርህን ያብዛው!!
Memhir milu edmen tiena yhabka 🙏🙏🙏
God bless, 🙏🙏🙏🙏🙏
እሰይይይይይይይይይይይይይይ ሙቁረይ እግዚአብሔር ይፍተሐልካ ዝሃብኩም ብዝወፀ ይተከአልኹ መምህር ሙሉ እግዚአብሔር ድካምካ ይከፈለልካ ዝሓወይ
TEMESGEN KBRU YSFAH ❤❤🌻🌻🌻
Temsgen fetari des kblka melieu yhabka mulu haweyyy
Ajokhn Adey mearey Egzabher tsamakhn kihbekn yu
God bless you bro
ርሑሰ በዓል መሰቀል
❤❤❤❤
Aseyyy 😍
Amak yhagzkum🇪🇷😍😍😍
❤️❤️❤️❤️💕
😭😭😭
ግዚያብሄ ያክብርህ እንዳንተ አይነት ሰው ስታይ ተስፍ ታረጋለህ ጥሩ ሰውም እንዳለ
👍🏿👍🏿👍🏿👍🏿👍🏿
❤
Wow😘😘😘😘
Mulu good job
Adey mearey maselot wsedo abune tekle haymanot
ሩሑስ በዓል መስቀል
ወደይ ክማሃር እዩ ተስፋ አለኒ ወደይ ከምዚ ዓይነት ኬዝ አለዎ
😭😭😭😭😭🙏🙏🙏
Temesgen
Mhret yewurdelka zhawey
እዋይ እቲ ነዚ ዘአልአ መምህር ጉዱእ ርእሲ እዩ
መምህር ሙሉ እታ ናይ ኣደ ክልተ ቖልዑት ኤሬትራዊት እታ ቪዶ ክንርእያ ደሊና እሞ ግን ኣብዚ ቻነልኩም የላን
ዝተወሰኑ ኣሕዋት ክነዘራርቦም ክንፍትን ኢና ስለዝበሉ ንግዚኡ ኣልዒልናያ ኣለና።
@@WushatenaMedia እሺ መምህር ሙሉእ ሓዉና ተስፋ ንገብር ናብ ሉቡ ክምለስ
Sne nezy wedey izy bkemey iye kitimto yigermeni
እስይይይይ ደስ ክብል ዙ. ማሕረስብና እስስስ ታህጎሰይ ወስን የብሉን ዝሃበ ኣምላክ ይሃብኩም
አሰይ መምህር ሙሉየይ ብኣምላክ ርክቦ ብደቅካ ተሓጎስ ንዋሃብቲ እውን አብዚሑ ይሃቦም ኣምላክ ተመስገን ኣምላክ ነዚ ቁዱስ ሰራሕ ዘርአካኒ መምህር ሙሉየይ ንዓካ ክገልፅ ቃላት የብለየይ ብዝከድካዮ ኣምላክ ምሳካ ይኩን
ብቲሓጉሱ ልብሎ ጠፋኡኒ ሞ መ/ር ሙሉ ዕድመን ጢዕናን ይሃብካ 1000 ዓመት ንበረልና💐💐💐💐💐💐💐
ስለ ኩሉ ነገር እግዝኣብሄር ይመስገን ተመስገን ኣምላክ እንታይ ይስኣኖ ደስ ዝብል ስራሕ መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዓስብካ ካብ እግዝኣብሄር ይክፈልካ
እዋይ ሓወይ ሙሉእ ምሕረት ይልአኸልካ ማማይ ድማ አጆኽን አቱም ለጋሳት እውን ፃማኹም ብአምላኽ ርኸብዎ🙏🙏🙏
ተመስገን ብጣዕሚ ዘሐጉስ እዩ ንሓዉና እግዚኣብሄር ሙሉእ ሓጎስ ይግበረሉ ኣቱም ትሕግዙ ዘለኩም ብዘዉፃከሞ ይተካኣልኩም ኣምላክ ኣብዚሑ ይሃብኩም መምህር ሙሉ ሓዉና ዓይኒ ትግራይ ንበረልና ሳላካ ብዙሕ ነገር ተቀይሩ💕💕💕💕💕
መምህር ሙሉዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣቦ ድካ
መምህረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
ኣምላክ ምሕረት የውሪደልካ ዝሓወይ መ/ር ዓስብካ ካብ ኣምላክ ርኩቦ
Amlak Mulue Mhret ygberelika hawey 👏👏👏
ኣሰይ ኣሰይ ብርሃን ሬኤና 🙏🏼🧸💙🌻👋✝️✌🏻💕💜🗝🌝☕️🍰💐🌝🌝🌝🌝🌝🌝🌝🌻
መጀመርያ አብቲ በረከት ዝተካፈልክን ግዚአብሄር አምላክ ሓሳብ ልብኩም ይሃብኩም
አጆክን አደይ መዓረይ እግዚአሄር አምላክ ምሕረት የውርደልሉ ዝሓወይ መዓረይ ሓሳብ ልብካ የስምረልካ ፅባሕ ንጉሆ ሓዊካ የርእየና
ሙሉየይ አቦ ውጽዓት እመአምላክ ምሳካ ትኩን። አሜን
እግዚአብሔር ይመስገን ኣብዚሑ ይሃብኹም በረኽትኹም ይብዛሕ ነቲ ሓውናውን ምሉእ ጥኡንኡ ይመልሰሉ እግዚአብሔር ምሕረት የውርደሉ
🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾🌾💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐🌱🌱🌱🌱🌱🌱🌱🌱🌱🌱🌱🌱🌱🌱🌱🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺🌺
እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር ብሓቂ ንሰናይ ተግባር ኢድኩም ሓሳብኩሙን ዝተፈላለየ ናውትን እትሕግዙ ዘለኩም ኣሕዋተይ ፍረ ፃማኹም እግዚአብሔር ይክፈልኩም መምህር ሙሉየ ኣቦ ፅጉማት እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ኣብዙርያካ ንዘለው እውን ኩሎም ነዚ ሓውና ካዓ ፈውሰ ምሕረት የውርደሉ ንእግዚአብሄር ዝሰኣኖ የለን
ኣሰይ ኣሰይ ኣሰይ ደስ ክብል ንዝሃበ እግዝኣቢሄር ይሃቦ
Asey btami desbhali Egziabher Amlak ymesgen 🙏🙏🙏
God Bless You
ተመሰገን እንኳን ደሰ አለህ አለም ብርሀን
ተመስገን ኣምላክ ምሉእ ምሕረት ንሓውና ሙልየ ኣምላክ ይባርክካ
Ezgabiher amlak mskatkum ykun❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏🙏kdsti kudusan aden kidanemhret tsilal tkunkum amen amen amen🙏🙏🙏❤❤❤
እግዚአብሔር ዝስነካ ነገር የለን እሞ ምሕረትካ ለኣከሉ
ሰለ ኩሉ ነገር እግዝኣብሄር ይመስገን ❤❤❤
እግዚአብሔር ይማሓርካ ሓወይ ማዓረይ ፣ለጋሳት ወገናትና ክብሪ ይሃብኩም
ኣሰይይይ ተመስገን ኣምላክ እንቃእ ከምዚኣ በልክን
ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ኣቦ ፁጉማት
ሙሉእ ምሕረት ይወረዳ ፈጣሪ
እሰይ በጣዕሚ ደስ ዝብል ተግባር ንዝሃበ ይሃቦ ፈጣሪ ብዝወፀ ይተክኣልኩም መምህረይ ሙሉእ ሂወትካ ይባረክ ዝወለድካዮ ይባረኽ እኳዕ አብፀሐካ
ሓወይ መዓረይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ምሕረት የውርደልካ።
ዓይኒ ትግራይ ኢኻ ብሓቂ መምህረይ ዕንቅፋት ኣይትርከብ ገበርቲ ሰናይ ድማ ብዘውፃእኽሞ ይተካኣልኹም
መምህር ሙሉ በእነት እግዛቢሄር ካብኩፉእ ኩሉ የዉፅእካ ኣሜን ሓዉናዉን መልኡ ይምሓርካ ኣሜን
እግዚአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህር ሙሉ ኣቦ ውጹዓት
እግዚአብሔር ኣምላክ ሙሉእ ምሕረት ይሃቦ
እሰይ ተመስገን አታ አምላክ nwahabti ጉን ብዝዎጾ ytekealkum ሙሉየ አቦ ጽጉማት ጥዕና ይሃብካ ❤❤
Btaemi des zbel eyu zehabkum egzabhir amlak ytekalkum mami enqae des belekin 🙏🇪🇷
ዓለም ምንባራ ካብ በርበረ ይመርር ጥዕና ሂቡና እግዛቢሄር ነመስግኖ 😭😭😭 ማማ ጻማኽን ይኽፈልክን እግዛቢሄር፡ ሓውና ካኣ ጥዕና ይሃቦ እግዛቢሄር 🙏🙏🙏ሙለይ ሓወይ ክብረት ይሃብካ ኩቡር ሓውና ❤❤❤
እግዚኣብሄር ክብረት ይሃብካ ነቶም ዝሓገዙ ለ ኣምላክ ዕፅፊ ገይሩ ይሃቦም
Amelk Mhert yesddelki Wendemyy🙏💘👉😭😭
Egziabiher mhretu yewredlka
እሰይይይይ
ዝሃብኩም ይወስከልኩም አሕዋተይ