ሃገራዊ ባህላዊ ቅነ 1987 1ይ ክፋል

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 9 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 20

  • @LaganaEritrea
    @LaganaEritrea 6 місяців тому +2

    ተመሃር መንእሰይ አርትራዊ ዘበልካ።እዚ ኢዩ ዘበሳጭዎም ዘለሎ እዞም መንነት ኣልቦ ግረበት ዶኮመት ዘይብሎም።ተመሃር መወከሲ ኣለካ።

  • @eriangelino7800
    @eriangelino7800 6 місяців тому +3

    I am so proud of Eritrean women, they fought gallantly equally to defeat the enemy.

  • @terhasfessehazion7785
    @terhasfessehazion7785 6 місяців тому

    Kulusalasabia Eritrea 🇪🇷 Nizehleme Niberena Eritrea 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✊✊✊✊✊✊✊✊🙏🙏❤️❤️🇪🇷🇪🇷🌺👍✊✅🙏❤️👍🇪🇷✊🌺🙏✅❤️👍✊✊✊✊

  • @erena-africa5909
    @erena-africa5909 6 місяців тому +1

    ERITREAWENT KUBUR MENINET GOD-BLESS 🇪🇷 ♥️ 🇪🇷☦️☪️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Tedros-ሰብ-ቀደም
    @Tedros-ሰብ-ቀደም 6 місяців тому

    Iam Proud to be Eritrea 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @elsagkidan4949
    @elsagkidan4949 6 місяців тому

    God bless Eritrea ❤❤j😊🇪🇷🇪🇷🥰

  • @TirhasMohamed
    @TirhasMohamed 6 місяців тому +1

    God Bless Eritrea 🇪🇷 ❤ and Eritrean people ☮️✝️☪️🌍🌎🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💎💎💎🕊️🐪🐕‍🦺🐇🌹💐🌷🌴🌴🌴🙏

  • @mehretnegusse8569
    @mehretnegusse8569 6 місяців тому +1

    Love it Dawitom ❤❤.

  • @berhhagos183
    @berhhagos183 6 місяців тому +1

    ኤርትራውነት ኩቡር መንነት ብሓቂ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @edenpazom9452
    @edenpazom9452 6 місяців тому +2

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኤሪትራውነት ኩብር መንነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @mehretnegusse8569
    @mehretnegusse8569 6 місяців тому +1

    Very well done 👏 ❤❤❤❤❤❤.

  • @Abdutalket
    @Abdutalket 6 місяців тому +1

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉

  • @tarikasmerom6238
    @tarikasmerom6238 6 місяців тому

    🐪🇪🇷❤✊🙏

  • @ibojan83
    @ibojan83 6 місяців тому +2

    🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷💪

  • @tesfitkudus9879
    @tesfitkudus9879 6 місяців тому +1

    ነዞኣ ኤዲት ገይሮም ኣድጎ ንሓመዱ ኣብ ኣስመራ ክብሉና አዮም። ነታ ባንዴራ ናይ ፈደረሽን ስለዘላ።

  • @lettetecle4258
    @lettetecle4258 6 місяців тому

    💪💪💪🙏🙏🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪

  • @yohannesyemane8701
    @yohannesyemane8701 6 місяців тому +6

    ዝኸበርካ ኣዳላዊ Buya youtube. ነዚ ታሪኻዊ ዕለት ኣብዚ ብምዝርካሕካ ዝተሰምዓኒ ሓጎስን ምድፍናቕን ኣዝዩ ፍሉይ ኢዩ። እዚ ድሕሪ ነዊሕ ዓመታት ንድሕሪት ተመሊስካ ክትሓስቦ ከለኻ ንሓይሊን ጽፉፍ ኣወዳድባ ህዝቡን ዝፈልጥ ውድብ ህ.ግ.ሓ.ኤ. ዘንጸባርቕ ኢዩ። ነቶም ዘይፈልጥዎ ምናልባት ስምዒት ዘይክህቦም ይኽእል ይኸውን። ነቶም ኣብቲ እዋን ብኣካል ንዝነቨሩን ዝተሳተፉን ግን ፍሉይ ጦብላሕታን ዝኽርታትን ኢዩ ዘለዎ። ብሓቂ ከኣ ኣብ ሕጂ ኮይንካ ነቲ እዋን ክትዝክሮ ዝኽርታቱ ዝኸብድ ህሞት ኢዩ።
    ዳዊት ሓውና ኣዝየ ከመስግነካ እደሊ።ከመይሲ ነቲ ብዙሕ ሰብ ዘይፈልጦ ታሪኻዊ ዕለት ናብ ህዝቢ ብምቕራብካ። ህዝባዊ ግንባር እንታይ ይመስል ነይሩ መርኣያ ነጸብራቕ ናይቲ እጹብ ድንቅ ዝኾነ ውድብ ኢዩ።
    የቐንየልና!!!

    • @Buyamedia1
      @Buyamedia1  6 місяців тому +2

      @@yohannesyemane8701 ኣዚየ የመስግን ስለቲ ምቕሉል ሪኢቶ ሕጂ ካብ ሰናዳት ናይ ህ.ግ ነውጻኣሉ ግዜ እዩ ልዕሊ 70 ዝኾኑ ናይ ቀደም ካሴት ኣከውኒ ሕጂ ናብ ዲጂታል ይቅይሮ ኣከኹ ከምዚ እንዳገበርና ኩሉ ከነውጽኦ ኢና

    • @yohannesyemane8701
      @yohannesyemane8701 6 місяців тому +2

      ብጣዕሚ ጽቡቕ ነቲ ሃገር ከመይ ተሰሪሓን እንታይ ዓይነት መስገደል ተሓሊፉ ዘይፈልጥ ብዙሕ ኢዩ 'ሞ ኣበርክቶኻ ዕዙዝ ክኸውን ኢዩ። ታሪኽን ጅግንነትን ኣቦታቶምን ኣያታቶምን ካብዘይ ምፍላጥ ኣንጻር ህዝቦምን ታሪኽ ሃገሮምን ዝተሰለፉ ሰነፋት ኣብ ምንቃሕ ቀሊል ኣይክኸውንን ኢዩ።
      ነቲ ብጽልኢ ዝቀርሓነ ኣመዛዚኑ ክሓስብ ዘይክእል ንምቕናዕን ነቲ ሕቡን ሃገራዊ ድማ መንፈሱ ኣብ ምሕዳስን ዓቢ ግደ ኣለዎ። ቀጽሎ ዝነኣድ ተበግሶ ኢዩ።

  • @elsagkidan4949
    @elsagkidan4949 6 місяців тому

    Any bota eyo nro? 🇪🇷🇪🇷👋