ሻንጣየይ ጠርኒፎም ንዒ ዉፂ ለይቲ ምድሪ ተባኢሶምኒ ኻብኦም ለይፅበዮ ስራሕ ሓዉ ልሓዉ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 1 лис 2024
  • #smile #ethiopia #tigray #ትግራይ #habesha #video #tigrignamusic #vlog #youtuber #music

КОМЕНТАРІ • 736

  • @selamtsegaysmile9152
    @selamtsegaysmile9152  7 місяців тому +54

    ua-cam.com/users/shortsU6c4bRD0Sus?feature=shared ኣብዛ ሊንክ ኣቲኹም ኣተባብዑልና ብሩኻት

  • @gedu8644
    @gedu8644 7 місяців тому +604

    ናይ መዳም ጭቅጭቅ ምርር ሰልቺይ ዝበለክን እስቲ ላይክ ሃባኒ🙂😘

    • @LemlemAbrha-n4t
      @LemlemAbrha-n4t 7 місяців тому +4

      ንእግዚኣብሔር ይመሰገን 🙏🙏🙏

    • @MeriHaylsh
      @MeriHaylsh 7 місяців тому +3

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤

    • @Albaadallbadr
      @Albaadallbadr 7 місяців тому +5

      መንግስቲ ዘይበልዑ ቅርሺ ናበለዓና እሞ ታይ ኮይኑ ክደብረና❤

    • @MeriHaylsh
      @MeriHaylsh 7 місяців тому

      @@Albaadallbadr 😁😁😁

    • @azmeruaynalem5861
      @azmeruaynalem5861 7 місяців тому +1

      ኣጆና

  • @HiwotKidanemariam-bu6yn
    @HiwotKidanemariam-bu6yn 7 місяців тому +101

    ጋለይ ኣፍቲ ስፍራ እስኩም ኣብዙይ ፀግብኩም😭😭ኣየ ወላድ ብስላም የጋንክን ምስ ጋልክን ኩላትና ምስ ንፈትዎም ስድራና የጋንየና❤❤🙏

    • @CcVv-b3p
      @CcVv-b3p 7 місяців тому +3

      ከምኡ ምስ በላስ ኣሕዚነናኒ😢ዊይይይይ😮

    • @titilenopo
      @titilenopo 7 місяців тому

      አሜን ፫🤲🙏

    • @TeithyeKasah
      @TeithyeKasah 7 місяців тому

    • @ሜሪጓልካናዳ
      @ሜሪጓልካናዳ 7 місяців тому

      ኣሜን😢🙏😊

    • @tdflove3582
      @tdflove3582 7 місяців тому

      ማራ የሕምምኒ ክምኡ ምስ በላ😢

  • @hiwihiwihiwi
    @hiwihiwihiwi 7 місяців тому +32

    የኔ እናት ❤❤ ጋለይ ልየ ሰፊራ 😢😢😢😢😢😢😢😢 እስኩም አብዚይ ፀጊበኩም ማማዋይ ዓይኒ ልዓይኒ የራኢክን መድሂናአለም 🤲🤲🙏🙏🙏

    • @ብስቃይህዝበይሓሚመ
      @ብስቃይህዝበይሓሚመ 7 місяців тому +1

      ናይ ብሓቂ ውሽጥካ ዝርብሽ ቃል 😢 አምላክ ብሰላም ይአክበና ናብ ስድራና 🙏🕊

  • @HiwiYoutubeሂዊዩቱብChannel
    @HiwiYoutubeሂዊዩቱብChannel 7 місяців тому +276

    እስኪ ያሬድ ትፈትው በስም ያሬድ ሳብስክራይብ ግበሩኒ ♥🙏

  • @ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ
    @ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ 7 місяців тому +23

    ናይ ኣፈወርቂ ኣናጋግርኡ ክሰሕቅኒ ኣደይ እኒኣሰ ምሸክላ በለ እዋይ ቱዓርብ ቋንቋ እባ ኣብዙ ዓድናሰ ደሰሰ ክብል😂 😂 ሰሉየይ የኔ ማር ኣሕዚናትኒ ❤😍

  • @ሰላምኪይመለስትግራይ-ነ1ዀ
    @ሰላምኪይመለስትግራይ-ነ1ዀ 7 місяців тому +18

    በሓቂ ሽርጣ ናይ ዓድና እዮም ሰለመይ😂😂😂❤❤❤

  • @ዕባይዓጋመ
    @ዕባይዓጋመ 7 місяців тому +20

    ናይዘን ወላዲት ዘረባ ከብድካ ክበልዕ 😢 ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Tigray341
    @Tigray341 7 місяців тому +13

    ኣይይ ናይ ወላድ ከብድ ኣደዋይ መስለን ትሰምዐናን🥹😢❤

  • @ሸገመቐለ-ፐ8ሠ
    @ሸገመቐለ-ፐ8ሠ 7 місяців тому +55

    ናዴኹም ዘረባ ማራ ተሰሚዓትኒ ጓለይ ድየ ሰፊራ ኣብዚ ፀጊብኩም ኣየ ኣዶ ማርያምን😢😢❤

    • @habesha132ab
      @habesha132ab 7 місяців тому

      ኣነ ብጣዕሚ እያ ተሕዝነኒ ኣዲኦም😢😢

    • @maryaa63
      @maryaa63 7 місяців тому +3

      @@habesha132abEntay kona eya teznki jegna zeknet ado eya kemseb ab sedet tesrih lemna ykonten tebyom serahkin gida zetgbra kemzi elki ne guala xehfklas ente kesma eyu do aytebln mind your own business please

    • @tube-di1so
      @tube-di1so 7 місяців тому

      ኣነ ዉን ብጣዕሚ ኣሕዚነናኒ❤❤❤😢

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 місяців тому +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️❤

  • @expm1605
    @expm1605 7 місяців тому +11

    እዙ ኣፈወሪቂ ሓወይ ይመስል ኣነጋግሩኡ ግን የለይ ተሰዊኡ እዩ😭 😭😭😭😭😭😭ሓወይ ማዓረይ😭 ክናገር ከሎ,ሓወይ ግጅል ብለኒ😭

    • @ምቅናይጥዑም
      @ምቅናይጥዑም 7 місяців тому +2

      ኣጆኪ እበይተዋይ ክሰርቅ ኣይተሰወእን ምእተ ዓዱን ህዝቡን እዩ በጃ ሓልፉ

    • @milli12354
      @milli12354 6 місяців тому

      Ayoki mearey ❤❤

  • @munatube2861
    @munatube2861 7 місяців тому +104

    ቡሩኻተይ ብሰም ሰሉዬ ሳብሰክራይብ ላይክ ግበሩለይ🎉❤❤🎉

    • @salamsalam1464
      @salamsalam1464 7 місяців тому

      ❤❤❤

    • @MeazaTube12
      @MeazaTube12 7 місяців тому

      ልቃሕኪ መልሲ ሙናየ❤🎉

    • @እየሩሳሌምይቱብ
      @እየሩሳሌምይቱብ 7 місяців тому +2

      ገይረልክይን ልቃሕ መልሳ

    • @BirhanAbraha
      @BirhanAbraha 7 місяців тому

      ማኣዛይመልሲልቃሕኪኣነስቀደምገይረእየ❤🎉

    • @BirhanAbraha
      @BirhanAbraha 7 місяців тому

      ​@user-mh8pu1ow5bኣንቺምመልሺ🎉❤

  • @selamburuk
    @selamburuk 7 місяців тому +69

    በእዉነት ሰሉየይ ንስኪ አብ ሳዉዲ አረብ ከለኪ አብ እጃዛ ኮይንኪ ነተን ምሳኪ ዝነበራ ደቂ ኣንስትዮ ሽሩጣ መጺኦም ኢልኪ ብራንክ ዝገበርክየን አዘኪሮምኒ😂😂እዚ ኣኮኩም ደሞ ይመችዮ ዳርጋ አጻሕጺሕኩም እዩ😂😂❤

  • @titilieul
    @titilieul 7 місяців тому +58

    ዝኩላይ ናሰሓቅኩ ኣምሽየስ ኣብ መጨረሻ ናይ ማማ ዘረባ ኣብክያትኒ ማርያምን😢

  • @LuluYouTube16
    @LuluYouTube16 7 місяців тому +22

    እፍፍፍ ጋለይ ልየ ሰፊራ ንስኩም ኣብዚ ፀጊብኩም ማሚተይ ❤❤❤😢

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 7 місяців тому +1

      እመብርሃን ታሓልኪ ወለላይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 місяців тому +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️

  • @لرلن
    @لرلن 7 місяців тому +28

    ዝኩሉ ሰሕቅ ኣቢል የመሰጠ ሰመዒስ ❤😊
    ኣብ መጭርሻ ናይ ኣደዊተይ ፀሓይ ገፀን ዘርባ ኣብክዮኒ ኣይ ዝወለድ ማርያምን ናይ ኣዶ ርህርህይን ሲ ክንደይናይ እዩ ጋልይ ለየ ሰፍራስ ንሰካቱም ኣብዚይ ፀገብኩም ያኣህ ኣደዋይ ቅድምክን ድፍእ ትብልኒ😢😊

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 місяців тому +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 місяців тому

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️

  • @mebrihitkidanu16
    @mebrihitkidanu16 7 місяців тому +14

    ጋለይ ልየ ሰፍራ ኣይ ኣዶ ብስላም የራክብክን ኣደዋይ🙏🥺🙏

  • @Ivoeymom
    @Ivoeymom 7 місяців тому +8

    ዝኩሉ ናሰሓቅኩ ኣምሸይስ አብ መጨረሻ ናይ ኣዶ ዘረባ አብክያተኒ ኣይ ዛ ኣዶ😢

  • @KcoJfi
    @KcoJfi 7 місяців тому +19

    ካብ ኩሉስ ናይዘን ወላዲት ናፍቆት እዩ ተሰሚዑኒ ጋለይ ልየ ሰፊራ ንስካቱም ፀጊብኩም የአካክብኩም የአካክበና ውልዱን ወላድን💓

  • @ማዓሩጓልቓሺጓልቶምቀደምቀ
    @ማዓሩጓልቓሺጓልቶምቀደምቀ 7 місяців тому +11

    ብስሩ እውን ብራክ ዝባሃል ክቀሪ ኣለዎ ልቢ ሰብ መቃሓሐሪ እዩ😢 እፍ ከዚስ ተዲ ሓጨው መበሎም ናብዚ መንደቅስ ታይ እዮም ክብሉ ነይሮም

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 7 місяців тому +2

      እመብርሃን ታሓልኪ ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️

  • @ካሓሲትማሓዛካሓሲት
    @ካሓሲትማሓዛካሓሲት 7 місяців тому +6

    እፍፍፍ ሰልዋይ ኣሕዝናትኒ😢 ፅርያት ኣነሰ ክፍትወኩም ማሚተይ ርህርህቲ ጓለይ ልየ ሰፍራ እሰኩም ፀግብኩም እህህ ልበካ ትትንክፍ ዘረባ😢

  • @Aebiaebi-d3v
    @Aebiaebi-d3v 7 місяців тому +8

    ዋይ ሰላመይ ብጣዕሚ አሕዝናትኒ ያርየድ ድፈእ የበላ አልስ ከብደይ በለዓትኒ 😢

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 7 місяців тому +1

      እመብርሃን ታሓልኪ ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️

  • @Tsgab-Tube
    @Tsgab-Tube 7 місяців тому +4

    ኣሰይ ፁሩያት ኣሕዋት ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 👏💕ብጣዕሚ ናሳሓቅኩ ፀንሐስ ኣብ መጨረሻ ኣደዊተይ ኣብክየናን😢💕

  • @ፍቅሪእየዝፍተውምስኩሉጋል

    አይ አደዋይ ማዓረይ😢 ጋልይ ለየ ስፍር ንስኩም ፀግብኩም ከብደየ ብልዒነየ❤❤❤ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም ፈጣሪ ደቂ ዓደይ

  • @Maki38916
    @Maki38916 7 місяців тому +22

    ሙቁራት ዝኾኑ አሕዋት ግን በጃኹም ንሰላም ኣይተኾርይዋ ዋይ ክንድናታ ኣነ ተናዲደ ጨኒቁኒ ሰላመይ❤

  • @HadasBerhe-fl2jn
    @HadasBerhe-fl2jn 2 місяці тому +1

    እፍፍፍ ጋለይ ንየ ሰፍራ ንሲኹም አብዚ ፀግብኹም አደዋይ ኣሕዘናን አየ ወላድ😢😢😢

  • @ሓፍቲTDF-l5m
    @ሓፍቲTDF-l5m 7 місяців тому +3

    ውይይ ሰሉየይ ኣሕዚናትኒ😢 ፅሩያተይ ደስ ክትብሉ ግን❤ኣደዋይ ጓለይ ልየ ሰፊራ ንስኹም ፀጊብኩም😢መኣዛዋይ ብሰላም ምስደቅኺ የራኽብኪ😘😘❤❤❤

  • @محمح-ب2م
    @محمح-ب2م 7 місяців тому +11

    ኣሕዚኒትና እፍ ስላመይ💔♥️💌🥰♥️

    • @AbiAbiHadgu
      @AbiAbiHadgu 7 місяців тому

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ

  • @bbc465
    @bbc465 7 місяців тому +5

    ጋለይ ክየ ሰፊራ በላ ኣደዋይ ኣይ ናይ ስደት ነገር መሊኡ ዘይመልእ

  • @ሕልናዊት
    @ሕልናዊት 7 місяців тому +9

    ኤህ ሓፍተይ😢 ሕደጉ ኣይተናድድ ዋ ማርያምን ሒመኒ ላበለትስ😢😢

    • @MEd595
      @MEd595 7 місяців тому +1

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ

  • @galtigray1733
    @galtigray1733 7 місяців тому +3

    እፍፍ አደዋይ ጓለይ ልየ ሰፊራ አብዚ ፀጊብኩም አየ ኻብዲ ወላድ 😢

  • @ZedGaleBerhe-so2jv
    @ZedGaleBerhe-so2jv 7 місяців тому +18

    ናማኑ ካብ ድሕሪ ሐዚ ክድገም የብሉን ኣነ ፕራንክ ከጽልአኒ መዓት ንሰብ ሳርፕራይዝ እዩ ዝግበር ለማንኛውም ይመቸይኹም😘

    • @MEd595
      @MEd595 7 місяців тому +1

      ሳብስክራይብ ግበሩለይ

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 місяців тому +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️

  • @eeee4739
    @eeee4739 7 місяців тому +1

    አይ ከብዲ ወላድ 😢😢❤❤❤

  • @gereltamidya
    @gereltamidya 7 місяців тому +2

    ውይይ😢😢አደዋይ ቅድመኪ ይስጥሐኒ ጓለይ ልየ ሰፊራ ንስካቱም አብዚ ፀጊብኩም😢😢 አደዋይ ምዓር አፋ

  • @SamriSamri-wk7eu
    @SamriSamri-wk7eu 7 місяців тому

    ኡፍፍፍ ማማዋይ ልተዛረበኦ አሕዚነናኒ😢😢

  • @HcHf-e6g
    @HcHf-e6g 7 місяців тому +1

    ኣይ ኣደዋይ❤❤❤❤😢😢😢

  • @ፍረጓልትግራይ-ወ2ገ
    @ፍረጓልትግራይ-ወ2ገ 7 місяців тому +1

    ጋለይ ልየ ሰፊራ ናይ ብሓቂ ናይ ማማ ዘረባ ኣብክያትኒ ኡፉ ኣደዋይ ማዓረይ😢😢😢

  • @safsaf715
    @safsaf715 7 місяців тому +1

    ኡፍፍፍፍ ኣደዋይ መዓረይ ጓለይ ልየ ሰፊራ ንስካትኩም ኣብዚ ፀጊብኩም😭😭😭 ኣደዋይ መዓረይ ገፅ እታ ትፈትዋኣ ዉላድክን የስዕምክን🙏🙏🙏

  • @ቲቲዩቱብ
    @ቲቲዩቱብ 7 місяців тому +13

    ያውው ሸርጣ ድየም እትየም ዮ😂😂😂😂😆😆😆😆 ሰላምይ ይመችኩም ❤

  • @Seluselam-h1h
    @Seluselam-h1h 7 місяців тому +7

    እፍፍፍ ሰሉየይ ኣሕዚንከኒ 😢 ሶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🙏❤💝💥😊

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 місяців тому

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️

  • @FeeffCsef
    @FeeffCsef 7 місяців тому +2

    ሶሉዋይረከበክኪሎማዓንቲ❤❤❤

  • @breybrey-o6t
    @breybrey-o6t Місяць тому

    ፀብሒ ሰሪሓስ ደኺማ

  • @DdvhhSfvvvbn
    @DdvhhSfvvvbn 7 місяців тому +1

    አደዎይ😢😢😢😢😢😢

  • @ንግሰቲTube
    @ንግሰቲTube 7 місяців тому +2

    ኣነሰ ከም ሰሉ ዓቅላም ይህሊዶ ሰቅ ኢላ ትሰምዖም ምዓረይ ❤❤❤❤❤❤

  • @ናቲ-03
    @ናቲ-03 7 місяців тому +8

    ናይ ማማ ዘረባ ጋለይ ልየ ሰፊራ ንስካትኩም መሬት ክትኩዕቱ ኢልኩም ፅጋብ ማራ ተሰሚዓትኒ

  • @tigrayarmy2293
    @tigrayarmy2293 7 місяців тому +1

    Good job
    Selam looks upset but she must understand it's pranks.

  • @rahewmiks4143
    @rahewmiks4143 7 місяців тому +2

    ሰሉዋይ ኣሕዝናቲና ዋይ 🥺

  • @FeeffCsef
    @FeeffCsef 7 місяців тому +1

    ሰሉዋይናሳሓቅኹምንበሩ❤❤❤

  • @ZewuYenisy
    @ZewuYenisy 7 місяців тому +1

    ❤❤❤❤❤❤ዋይይይ

  • @jfgrew7431
    @jfgrew7431 7 місяців тому +2

    ❤❤❤❤ሙቁራትይ ይመቸኩም

  • @hgf6568
    @hgf6568 7 місяців тому +1

    አደወይ አጀክን ብሰላም የራክብክን ፈጣሪ ሰሊተይ ካቢድ ብርንኪ አይትግበሮዋ ንሰላም

  • @ethiopiaislovelove9620
    @ethiopiaislovelove9620 7 місяців тому +1

    Adeway brhan Geza Nafikna Lemus❤❤❤❤

  • @FrtuGe
    @FrtuGe 7 місяців тому +2

    ዳዕዋ ናፍቅና ነይርና ታክስ😂

  • @RutaTube01
    @RutaTube01 7 місяців тому +1

    ወይ ታይ ገቦሮትኩም ማዓረይ ሰሊተይ ኣሒዚንክኒ😢

  • @alhamredae2472
    @alhamredae2472 7 місяців тому +1

    ማማዋይ መዓረይ 😢😢

  • @GhFh-m6d
    @GhFh-m6d 7 місяців тому +2

    ማርያምን ናይዘን አደ ዘረባ ምስ ሰማዕኩ ብክያተይ ወዲኤ አምላክ አቦይ😢😢😢

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 місяців тому +1

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️

    • @GhFh-m6d
      @GhFh-m6d 7 місяців тому

      @@GenetChannel-uo3rv ገይረልኪ አለኩ

  • @trhastsige2295
    @trhastsige2295 7 місяців тому +2

    ወላዲት ኢሎማ ሲ ኩሉ ግዜ ጎቦ ልባ 😢😢😢😢😢😢😢

  • @TeklitYohans
    @TeklitYohans 7 місяців тому +1

    ናይ ብሓቂ ፕራንክ ግን ለይቲ ምስቲ ምኳኑ ጎሮቤት እውን ክርበሽ ይክእል እዩ ንዚ ቴዲ ግን ዋውውውውው

  • @ngatngat2286
    @ngatngat2286 7 місяців тому +8

    ቴዲ ኣይትኾሪ ዋይ ፅዋታ እዩ

  • @ተስፋኣለኝሳሰበዉደስየሚል

    ቀቲልዎም ነይሩ እቲ ቀይሕ ክዳን ዝገበረ ኣሲሒቁኒ ክክክክ😂😂😂

    • @AbiAbiHadgu
      @AbiAbiHadgu 7 місяців тому

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ

  • @AbiAbiHadgu
    @AbiAbiHadgu 7 місяців тому +2

    ሰሉየይ ኣሕዝናትኒ ምዓረይ ❤❤❤

  • @ZanoZanoba
    @ZanoZanoba 7 місяців тому +1

    ማማዋይከብደይበልዓትን😢ብዝኮነይሞችኩም❤❤❤❤❤

  • @trhastamesg2509
    @trhastamesg2509 7 місяців тому +10

    ኣይ እፍፍፍ ማዘር ኣሕዚነናኒ ንስኩም ፀጊብኩም ጋለይ ንየ ሰፊራ እፍፍፍ ኣየ ከብዲ ወላዲ

    • @AseTeklberhan
      @AseTeklberhan 7 місяців тому

      ደምርኒ ህያበይ ❤❤

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 7 місяців тому

      ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረልይ ❤❤❤❤

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 місяців тому

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️

    • @BirhanAbraha
      @BirhanAbraha 7 місяців тому

      ​@@Grmaneshyoutubeመልሲ ሓቢብቲ ገይረልኪ ኣለኩ❤🎉

  • @Merimeri-1619
    @Merimeri-1619 7 місяців тому +6

    ሓመድ ትብለዐኒ ጓለይ ክየሰፈራዶ በላ ብሰላም የራክብክን ማሚተይ ከብደይ በሊዐናኒ እፍ😢😢

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 7 місяців тому +1

    ትቀይሕ ዝተከደነ ይመችካ ስጋ ማማ😢

  • @Grmaneshyoutube
    @Grmaneshyoutube 7 місяців тому +2

    ሰሊቲይ እፍፍፍፍ ኣሕዚንከኒ ሓላልይ❤❤❤❤❤❤

  • @titisabawit3510
    @titisabawit3510 7 місяців тому +1

    ሰሉዋይ ኣደንጊፆምኺ ዶ😢❤❤❤ከመይ ኢሉ እዩ መፅይሎም ግን❤

  • @Martitesfay
    @Martitesfay 7 місяців тому +1

    ሓራም ወላህ😢😢

  • @ሄሩ-በ8ነ
    @ሄሩ-በ8ነ 7 місяців тому +1

    ሰሉየይ ምስክን😥😁

  • @tsegaooo6418
    @tsegaooo6418 7 місяців тому +2

    ዋ💝💝💝💝💋💋😁😁😁😁😁😁

  • @fyorimichael3884
    @fyorimichael3884 7 місяців тому +2

    Selu mkurat ekum bhaki yhwatey alewni nsom koyno tesemiemuni ❤

  • @FanaYBRah-hq8cw
    @FanaYBRah-hq8cw 7 місяців тому +4

    ሶሉዋይ ረከብክኪ ሎማዓንቲ❤

  • @ngstiyemkaellij2424
    @ngstiyemkaellij2424 7 місяців тому +1

    ኡፍፍ ማማዋይ ጋለይ ልየ ሰፊራ ኣየ ካብድ ወላድ ብሰላም የራክብን ሰላመይ ኣሕዚንክኒ መዓረይ ቴዲ ግን 😅😅ጥቅልል ኣቢዎም ይመችካ

  • @AberashiMisitafa-zt2eh
    @AberashiMisitafa-zt2eh 7 місяців тому +1

    ያሬድ ምሒሪሪ😂😂😂😂😂❤❤❤❤

  • @WezamMamu
    @WezamMamu 6 місяців тому

    0:45 ❤❤❤❤

  • @Liyaliya-ou4nl
    @Liyaliya-ou4nl 29 днів тому

    ሲሒቀ 😂😂😂 እውን በክየ 😢😢😢 እውን

  • @SelamSelam-g1w
    @SelamSelam-g1w 7 місяців тому +1

    Adey marry bselam yganken m es galen mamay❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @natuofficial8602
    @natuofficial8602 7 місяців тому +1

    Sihinkuma nerkum amlak awsikum bela yarede segay kemea eya nay afrikawiyan selam kea amakelom atiki afahanit koynki ❤❤❤❤

  • @hhfhfhj4432
    @hhfhfhj4432 7 місяців тому +1

    Mamaway ayzokan😢kabdeya balanani

  • @GgJ-oh9dh
    @GgJ-oh9dh 7 місяців тому +1

    እዋይ 😢😢 ሰሉየ😢😢😢

  • @destugaltigray3629
    @destugaltigray3629 7 місяців тому +6

    ማማዋይ ወትሩ ሓላይ ጓለን እሰንለ ፋቂዐን ንሳቶምለ ቁልዕነት ሕጭሑጭ የብሎምሎ😊

    • @mariyamey555
      @mariyamey555 7 місяців тому

      እመብርሃን ታሓልኪ ክብረተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤️❤️

    • @GenetChannel-uo3rv
      @GenetChannel-uo3rv 7 місяців тому

      ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤️❤️

  • @Ngsti518
    @Ngsti518 7 місяців тому +1

    ዉይ ስሉዋይ😂😂😂ፍቅርኩም ይብዛሕ ኣሕዋተይ❤❤

  • @senugalTigray-r4l
    @senugalTigray-r4l 7 місяців тому +1

    ዝኩላይ ናሰሓቅኩ ኣምሸየሰ መጨረሻ ናይ ማማ ዘረባ ኣብክትኒ😢😢😢😢😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤

  • @SlamaSs-y4g
    @SlamaSs-y4g 3 місяці тому

    ስሊየ ምቅርቲ ❤❤❤❤❤

  • @ኣቢጁንታ
    @ኣቢጁንታ 7 місяців тому

    ሰላመይ ኣሕዚናትኒ😢😢 ኣይተዳፍኡዋ በይዛኩምናይ ማማለ ማራ ተሰሚዕኒ ኣብ ርእሲ ናፍቆተንስ

  • @amanithupia1201
    @amanithupia1201 7 місяців тому

    ኣደዋይ ማዓረይ ጋለይ ልየ ሰፊራ እስካትኩም ፀጊብኩም እፍፍ😢😢

  • @fhcg399
    @fhcg399 7 місяців тому +1

    እፍፍፍፍፍፍፍ 😢ኣደዋኒ መዓረይ

  • @samrigrezihr.3352
    @samrigrezihr.3352 7 місяців тому

    ወላዲት😭😭😭😭😭😭😭ጋለይ ልየ ሰፊራ😢😢😢ናይ ኣደዋይ ቃል ደጊመንኣ😭😭

  • @Ali-pk9gq
    @Ali-pk9gq 6 місяців тому +1

    ናይ ኣፍወረቂ ኣናጋግረ አንሰ ክሰሕቅኒ

  • @senaittewelde4123
    @senaittewelde4123 7 місяців тому +1

    Way way ata hedgu nedy ay tenadedwa

  • @አልሃምዱሊላህስሉሁምነገር

    ሰሉዋይኣሕዚናትና😢❤❤

  • @mlyen-wu4yx
    @mlyen-wu4yx 7 місяців тому +2

    ናሳሓቅኩ ፀኒሐስ አብ መጨረሻ ማማ እሕዚነናኒ ብሰላም የራክብክን ምስ ጋልክን 🙏

    • @Grmaneshyoutube
      @Grmaneshyoutube 7 місяців тому

      ምቅርትይ ሳብሰክራይብ ግብረልይ

  • @ኩሉካኣሎልበይ
    @ኩሉካኣሎልበይ 7 місяців тому +1

    ዎዎዎዎዎ አየ ሰላም ሽኮር😂😂

  • @AsterHadgu
    @AsterHadgu 7 місяців тому +1

    Seluye ygbeaki iu prank endabelki almidkiyom si kkkkk amlak fqrikum yebzihayo

  • @rroshan6975
    @rroshan6975 6 місяців тому

    ጋለየ ልየ ስፍራ ብሰላም የራክብኩን ዕድሜን ጥዕናን ጥራይ ❤❤❤❤

  • @Selam-ro7rr
    @Selam-ro7rr 7 місяців тому +1

    MAntay kosile😂zen sebeyti Ahzinenai kersi welad😢😢

  • @MySelf-t5m
    @MySelf-t5m 7 місяців тому +1

    ዋይ ታሪክ ሰላመይ ኣሕዚናትኒ❤❤❤❤😂😂😂

  • @hayeee5187
    @hayeee5187 7 місяців тому +2

    ሰሊተይ❤❤❤

  • @ኣቢብስራት
    @ኣቢብስራት 7 місяців тому +2

    😂😂😂😂❤ መይተ

  • @sabiyasook782
    @sabiyasook782 7 місяців тому

    ❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢😍😍😍 እነ እምተኺ ኣብክየናኒ ሰላመይ ጓለይ ንየ ሰፊራ😍😍😍😍በላ ብሰላ የራኽበን