ፈራሕ አይሞት ደፋር አይሞት አጝጙለኛ ይሞት ይብሉ ወለድና። ጊዝያዊ ም መንግስቲ ዒኒይ ኒይ ናበለ ብድፍረት በገዘ ላብ ስራሕ ብለይምእታዊ ልቱ ሕገወጥ ልኮነ ናጥፍ አት ጉጅለ ልክደናጆን ተፈጥሮ ሃፍቲ ትግራይ ምስፀላትና ስንሰለት ስሪሑ ይጉሕጎሖ አሎ። ኢዙ ናይተፈጥሮ አፍቲ ውራ ጠጠው ብህፁፅ ጠጠው ተለይ ኢሉ ልህልውና ትግራይ ቀንዲ ሓደጋ ንስንሳትና ልዋግእ ኩነታት አብመርየት ናዓበየ ይከይድ ካምዘሎ ፀላእትና ኢዙይ ይምዝምዝጎ ካምዘለዉ ፈሊጥና ብፀጥታ ትግራይስ ይኩን ብፈደራል ሓይሊ ብቅልጡፍ ጠጠው ክብል አለዎ። ወዓል ህድር ክበሃል አይብሉን። ኢዙይ ምግባር ተለትካኢሉ ምክንያቱ ልህዝቢ ትግራይ፣ ልናይዓለም ልምልከቶም ሃገራትን ድርጅታትን ብግልፂ ክንገሮም አለዎ። Pretoria agreement owned by the international community. They have the responsibility and desire to do the right thing for the people of Tigray. This intern government of Tigray must communicate clearly to the international community what is happening on the ground and what it should be done. Having said that the ultimate responsibility is on the young professionals of Tigray. It is their life and their future must build themselves. Others only can help
He said he represents millions of Tigrayans, but I only saw one or two women in the hall. Does that mean those two represent all the other 3 million girls and women of Tigray? He can not even see that is an issue, but he told the people in the hall that the "1,000" men and mostly women at Dr. Debertsion's meeting did not represent the majority of Tigrayans.
መንእሰይ ትግራይ ይዕወት!
ጀጋኑ ቀፅሉሉ❤❤❤❤❤
ብርቱዕ ሰብ ፈትፊቱ ዘረድእ ጅግና ቀፅሉሉ
አታዝስብእዚአበይነይሩ ብጣዕሚይገልፅ
በርትዕ ሽሻይ
አደቦኻ ይትኸልካ ሹሙነገሪኒ ሓቀኛ ሰብ ክብሪ ናዓኻ ጎይታ ወዲ ዓበይቲ❤✅
እዚ ዘቕረቦ ዶክተር እታ ሓቂ እዩ እቲ ካሊእ መደናገሪ መንደር ዕንይንይ ንስልጣን ክብል ናብ ሞት ድግስ ተጋሩ ሂር ዲግ ዝብል ዘሎ
አብ ትሕቲ አምላክ ዋሕስ ትግራይ ውድብ ህውሃትን ሰራዊትን እዩ ።
ወጥር አለና አብ ጎንካ
ከባብያውነት ንትግራውነት ይሕምስ፣ ከባቢታት ትግራይ'ውን ይሰዓራ። እዚ መገዲ ከባብያውነት ንህዝባዊ ሓድነት ዘሪጎም ስልጣኖም ንምውሓስ ዝገብርዎ ዘለዉ ጻዕረ-ሞት ህወሓት ኢዮም። ትግራይን ትግራውነትን ምስጢር ዓወትካ/ኪ ዱልዱል ሓድነት ኢዩ። ሕጂ'ን ኩሉ-ግዜን.....
ሓፃቢ ቢያቲ/ሸሓነ ከድዓት ኢለዮ አለኹ!
ፈራሕ አይሞት ደፋር አይሞት አጝጙለኛ ይሞት ይብሉ ወለድና።
ጊዝያዊ ም መንግስቲ ዒኒይ ኒይ ናበለ ብድፍረት በገዘ ላብ ስራሕ ብለይምእታዊ ልቱ ሕገወጥ ልኮነ ናጥፍ አት ጉጅለ ልክደናጆን ተፈጥሮ ሃፍቲ ትግራይ ምስፀላትና ስንሰለት ስሪሑ ይጉሕጎሖ አሎ። ኢዙ ናይተፈጥሮ አፍቲ ውራ ጠጠው ብህፁፅ ጠጠው ተለይ ኢሉ ልህልውና ትግራይ ቀንዲ ሓደጋ ንስንሳትና ልዋግእ ኩነታት አብመርየት ናዓበየ ይከይድ ካምዘሎ ፀላእትና ኢዙይ ይምዝምዝጎ ካምዘለዉ ፈሊጥና ብፀጥታ ትግራይስ ይኩን ብፈደራል ሓይሊ ብቅልጡፍ ጠጠው ክብል አለዎ። ወዓል ህድር ክበሃል አይብሉን።
ኢዙይ ምግባር ተለትካኢሉ ምክንያቱ ልህዝቢ ትግራይ፣ ልናይዓለም ልምልከቶም ሃገራትን ድርጅታትን ብግልፂ ክንገሮም አለዎ።
Pretoria agreement owned by the international community. They have the responsibility and desire to do the right thing for the people of Tigray. This intern government of Tigray must communicate clearly to the international community what is happening on the ground and what it should be done.
Having said that the ultimate responsibility is on the young professionals of Tigray. It is their life and their future must build themselves. Others only can help
በርትዕ አብ ጎንካ ኢና ኸዚ ውን በርትዕ
እወ ዋሕስ ካብ ራብይ ሞት ድግስ ተጋሩ 2:15 ዘድሕን እዩ ስሩዕ መንግስቲ
ግርም ገላፂእዞምደቂአቦይስብሓትእንተዘይአወጊድናዮምገናጉድከምፅኡልናእዮም ንዓዓቶም ምዕራብትግራይአይንታየሙንዓድዋእንተደፎሙናየአክል ይብሉሰለህዝቢምንምአይመስሎምን
ዋሕስ ህዝቢ ትግራይ ሰራዊት ትግራይ እዩ ነዳፍ ከዳዕ ሰካራም
Disagree. Getachew and his groups must go.
አጀኹም አሎ መንእሰይ አበጎድንኹም አይትዘንግዑ
❤❤❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊😊❤❤❤❤❤❤❤❤😊😊😊😊😊😊😊❤❤❤❤❤❤❤❤
ደነቆሮ ኮ: ኣነ የ ፈላጥ
ኣነ ዪ ልዕሊ ትግራዋይ
ንትግራይ አነ የ ዝሐሻ
ኣነ የ ዝፈልጠልኩም
ኣነ ዝበልኩኹም ስሙዑ ዝብል ጉጅለ ናይ ድሕረት ድሕረት ዪ እዚ ኸምዚ ዝበለ ኣታሓሳስባ ክጠፍእ ኣለዎ ኣንሕና ተጋሩ ሓድነት ሰላም ማዕርነት ዪ ዘድልየና።
አይይይ ክልቲኦም ጉጅለ መጥፋእቲ ትግራይ እዮም
ጉጅለ ዓለታዊን
ብንፁሀት ደም ዝሰኸረ ኪናት ቀስቃሲን ኢቲ ናይ ኪናትን ውድመት😮ን ብህሪኡ ጠጠው ከብል ኢንተ ኮይኑ መንእሰይ ትግራይ ሓቢርና ክነኽሽፎ አለና
ሕሸት አክኮነን ዋሕዝ ህዝቢ ትግራይ ወያነ ሓርነት ትግራይን ሰራዊት ትግራይን እዩ ንምንታይ እቶ ህዝቦ ትግራይ ባእሉ ስለ ዝኾነ ግዚያዊ ምምሕዳር ግን ንትግይ ከይኮነስ ንፀላፍቲ እዩ ዝሰርኽ ዘሎ ጥቅመኛታት ኢኹም ።
ንሕዝቢ ትግራይ ዛድህኖ ትግራዋይ ዝኽነ ህውሃት ጥራይ እዩ አክስማዊት pp እዬም
ወይ ሽሻይ¡
ከምዙይ ዕንዝር ኢኻ ለካ!
እታ ፀገም ናይ ግምት እያ
ጀሆ ሒዙ ኣሎ ጌታቸውን ፃድቃንን
ፈሪሳትካ ሽሻይ። ስራሕ ከይትፈትሕ ኢልካ ምስ ግምት ዓንዘርዘር እንዶ ግደፎ።
ንግምት ደጊፍካ መንእሰይ ዓዱ ክሸይጥ ኣበል ትኸፍሎ ኣለኻ።
እምቢታ ንግምት እዩ ክኸውን
ዓንዘርዘር ምስ ሚኢቲ ዘይመልኡ መናእሰይ።
ስልጣንካ ንምምላስ ላሕ ትብል ኣለኻ።
ፒሪቶሪያ ትፈልጣ ዶ ሽሻይ
ካብ ትኸፋፍለና መጀመርታ እንዶ ዓዲ ንሓዝ።
ፎእ¡¡ ተድነቅቁኻ ጊዜ ኣኒስሑኒ።
እስካከ ክንደይ መንእሰይ ኢካ አኪብካ
😂😂😂😂😂😂 ጉሓፍ ሕዋሓት ግን ሸይጦምዋ ኸምዝኾኑ ግን ትፈልጥ ዲኻ ኣሚንካሉዶ
He said he represents millions of Tigrayans, but I only saw one or two women in the hall. Does that mean those two represent all the other 3 million girls and women of Tigray? He can not even see that is an issue, but he told the people in the hall that the "1,000" men and mostly women at Dr. Debertsion's meeting did not represent the majority of Tigrayans.
Gezyawi kone gubae zgebre kulekum menawhti sltan besabs , liabu,sheketi bdem hzbi ekum
ንመን ኢኻ ትወቂስ ዘለኻ ንስኻ እኾ ማኣኽላይ ኮሚቴን ብሮ ሓላፍን ነይርካ ዝበላዓኻሉ ፃሕሊ ሰባር ኢኻ ንምታይ ኢኹም ኣድሳባ ትማላለሱን ትነብሩን
ግምት ዘይኮነስ አብ ግምት ተሸጉጡ ዘሎ ጉጅለ ብልፅግና ጌታቸው ረዳ ፀራሪግና ካብ መሬት ትግራይ ክውገድ ግድን እዩ
ሕልሚ ኣደመ
ዋሕስ ህዝቢ እማ TDF እምር ንስኹም ግዝኣትግራይ ኣሕልፍኩም ዝሃብኩም ጆኖሳይደራት ብሕቡኡ ንስልጣንኩም ንምንዋሕ ዝሰደድኩም ትግራይ ንዝጨፍጨፋ ስራዊት መልሱ ኣቲዩ ክጭፍጭፍ ዝተሰማዕማዕኹም ሃፍቲ ትግራይ ንፀላኣቲ ከይምልሲ ዝተስማዕማዕኹም ባንዳታት ንስኻን ከማኻን ዝቡሉ ኣብግዝያዊ ምሕዳር ዞሎኹም ከመይ ዋሕስ ትኾኑ
ብሱሩኸ ኣባላት ህወሓት ካብ 1020 ኣባለት 14 ድዩ ዝበለፀ ኮይኑ ንስኻ ግንብጣዓሚ ኣቃጣሪን ካሓድን ኢኻ ንተቃለስቲ ምእንት ህዝቦም ዝተስውኡ ሹሞም ምፅዋዕ ኢሕሚካ እምር ፅግዕተኞ
ትክክልለኞ መልሲ ዋሓጥዋ ደቂ አብይ
እስካከ ክንደይ መንእሰይ ኢካ አኪብካ