Elshadaye - Selam

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 9 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 491

  • @herangualagame7447
    @herangualagame7447 3 роки тому +67

    ኤልሻዳይ መን ኣሎ ከማይ ኣብ ግዜ ኩናት ዝሰምዓ ሰላም ንትግራይ ዓደይ ሰላማ ናፊቁኒ ትግራይ ዓደይ 💔💔😭

  • @Hhh-qy7gp
    @Hhh-qy7gp 3 роки тому +13

    እዉይ ብጣዕሚ ዝፈትዋ ደርፊ ነይራ ሕጂ ረኪበያ እዞም ናይ ቀደም ደርፍታት ማራ እዮም ጥዑማት ነሓሰ 29 ፧2013 ዓ

  • @ትንሳኤትግራይ
    @ትንሳኤትግራይ 4 роки тому +11

    ፎእ ቅጨቅጫ ኣደይ በሊዐ ኢለመንተሪ ናተምሃርኩ ይሰምዓ ነይረ ከዝለ ኣብ ስደት ደኮይነ ተዘክረታተይ የስታዉሰልኪ ኣለኩ እዋይ ኣታ ኣምላክ ኣቦይ ስደትና ኣሕፅረልና!

  • @Herimon514
    @Herimon514 4 роки тому +17

    💘ቕድሚ 2020 ምውዳኣ ዝሰማዓ💘

  • @semereghebrelul6152
    @semereghebrelul6152 3 роки тому +14

    ናይ ብሓቂ ብፍላይ ናይ ሙዚቓ ፍሉይ ክእለት ነይሩ
    ስለዚ ድማ ቀጽልዎ ዞም የሕዋተይ ------

  • @magnawmagnaw6984
    @magnawmagnaw6984 3 роки тому +19

    አዛ ደርፍ ኣብ 2013 ዝርኣ ዘሎ ከማይ

    • @Hhh-qy7gp
      @Hhh-qy7gp 3 роки тому +1

      ኣነ ኣለኩ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ

  • @ስዒደይበቓድዩጨኪንካ
    @ስዒደይበቓድዩጨኪንካ 3 роки тому +17

    ኤልሻዳየ ናይ ቅድም ድርፊ ዝፈትዋ ዋውው ድምፂ ጠፊእኪ ጋል ዓደይ ብካኢል ድርፊ ትመለስና♥♥♥

    • @binawiafqari
      @binawiafqari 2 роки тому

      Sied meas chekinu hamimu fqad egziabher eyu koynu zehaftey eza xihfteki qeyrya

  • @abdallahaliadam3269
    @abdallahaliadam3269 5 років тому +8

    Do not give life more than worth, and fill your heart with God's love and treat yourself reminds and more than the stress and a prayer on the messenger of God, the blessings of God is a thrill.

  • @haftomhintsa4419
    @haftomhintsa4419 4 роки тому +33

    ሰላመይ ተዝክሮ ድሕሪ 10ተ ዓመት ዝነበርክዎን ዘለክዎን ኩሉ ወዮ እዩ። ሽዑ ወዲ 16 ዓመት ነይረ እንዳሰብ ይጋሲ ነይረ ወለደይ ድማ ይናፍቆም ነይረ ብፍላይ ነደይ ሕጂ እውን ኣብ ስደት ኣለኩ ዝገደደ ኮይኑ እቲ ናፍቆት እውን😔 ኣድናቂኪ እየ❤❤

    • @ትንሳኤትግራይ
      @ትንሳኤትግራይ 4 роки тому +5

      ኣጆካ ማዓረይ ኩሉ ክሓልፍ እዩ ሙቁረይ ሰደትና ድማ ፈጣሪ የሕፀረልና

    • @haftomhintsa4419
      @haftomhintsa4419 4 роки тому +4

      @@ትንሳኤትግራይ Amen ኣሕብሩ ስደትና የሕጽረልና የቀኔለይ ድማ ስለ ሞራል ዝሃብክኒ/ካኒ ክብረተይ🙏

    • @ትግራይናትዕወት100
      @ትግራይናትዕወት100 3 роки тому +4

      ይጓሲ ነይረ ዶበልካ ኣነውን ናዳ ቦይ ኣጣል ይጓሲ ነይረ ሐዚ ግን ግዜ ሰሪሕኻ ብላዕ ኮይኑና ኣነውን ኣብ ስደት ኣለኹ ስደት ንስደቱ ውን ኣብ ዲሞክራሲ ዘይብሉ ዓዲ። ግን ደሓን ኣጆኻ ዝሓወይ ኩሉ ሓሊፉ ምስ ወለድና የራኽብና ዓድና ውን ሰላም ይግበረልና።

  • @ውዳሴነባዒትንፍቅሪ-ጐ6ጘ

    ዓሕሕ ግዜ ተቀያሪ እዛ ደርፊ ብ 1997__e.c ቆልዓ ነይረ 4_5 ክፍሊ ይምሃር ወለደይ. ብህፃነይ ብሞት ስለዝተፈለዮኒ ገንዘብ ዝህበኒ ስለዘይነበረ ትምህርቲ ናይምሸት ክከውን ከለኩ ንጉሆ ዕንጨቲ ብዝባነይ ዕዳጋ ክሸይጥ ይከይድ አብታ ዕዳጋ ከአ እንዳሻሂ ነበረትሞ ፋሽን ኮይና ኩሉ ግዜ እዚኣ ተድርፍ ነበረት ግዜ ተቀይሩ አምላክ ይመስገን ካብዝነበረኒ ናይ ገንዘብ ችግር ተላቂቀ አለኩ ዋላ እኴ አብ ስደት ተኮንኩ ግን ከምቀደም የለኩን

  • @selam274
    @selam274 2 роки тому +4

    ነዚኣ ብጣዕሚ እትፈትዋ ንኡሽተይ ሓፍተይ በዚ ኹናት ምኽንያት ሰብኣያ ምስተፈለያስ ከመይ ትኽእሎ ትህሉ😭 💔

  • @ናብቤትእግዚኣብሄርንኪድም

    ነዛ ደርፊ ከምዚ ከማይ ኣብ 2012 ዓ/ም ዝረኣያ ዶ ኣሎ?

  • @konstantinosabe8421
    @konstantinosabe8421 Рік тому +9

    I remember when this music released, I was about to enter high school and it was the music that pushed me to start falling in love ❤❤

  • @Gfghy-x9l
    @Gfghy-x9l 2 місяці тому +1

    ኤልሻዳይ ብጣዕሚ ደስ ባሃሊ ደረፊ❤❤❤😊

  • @tijueyob3251
    @tijueyob3251 7 років тому +20

    እዚኣ መዝቃ እዛ ኩሉ ግዘ ኣብ ልበይ ኣላ (ሰላም ምቅርቲ ጥዕም ድምጺ ኣለኪ) ☞♬♥✔

  • @mogosmogos3841
    @mogosmogos3841 8 років тому +49

    ናይ በሓቂ ጽብቅቲ ደርፊ ኣጆኪ ቀጽልዮ ካናሪ ዝጥዕም ድምጺ ኣለኪ

    • @oritano2938
      @oritano2938 8 років тому +1

      kid ata donkoro kdm smayo

    • @deltaexpresscargoollcdelta2421
      @deltaexpresscargoollcdelta2421 6 років тому

      ስላም። ስላም። ንህዝቢ። ትግርይ። ትትትትትትትትትትትትትትትትትትትትትትትትትትትትትትትትትትትትትትትትትትትትትትትት

    • @selehaile523
      @selehaile523 6 років тому

      Mogos Mogos kkkkk axmi yhabka
      Entay gieratka gin tegagya

  • @ኩሉከምፍቕድካይኹንኣምላኸ

    ኣነስ ብኣይ ወገን ብቐዕቲ አያ ኣጃኺ አይትጥፋእና ሓብተይ ሀብሮም።

  • @melatteferi2252
    @melatteferi2252 4 роки тому +4

    ብጣእሚ ደስ በሐሊት ጥኡም ድምጽእ ቀጵልሉ ዝሓፍተይ

  • @አሴጋልተዋህዶ
    @አሴጋልተዋህዶ Рік тому +4

    ብጣዕሚ ዝፎትዋ ሙዚቃ😥❤❤❤

  • @darsamussa44darsa89
    @darsamussa44darsa89 9 років тому +3

    I can understand several habesha language but I didn't hear like this song in my life please try again and again and again and again and again thank you for everything except song

    • @goitomdemoz9630
      @goitomdemoz9630 8 років тому +2

      it's really good song miss you Gaul sheraro shikorina kef alewa derfiki ketslilu, ,,,,,,,

  • @SB10889
    @SB10889 10 місяців тому +1

    ሽኮሪና 2011 ደርፍኺ ተሰሚዓ ከም ሕሱም, ተዘክሮ ገይራትለይ ጸኒሓ❤🎉

  • @sultannuriye5461
    @sultannuriye5461 5 років тому +2

    እወድሸለህ ወድእ ሽራሮ ታጋደላይ ይልማ ሊራንሶ

  • @ዘብሔረ-ኣክሱምትግራይ

    ቐደም 6ይ7ይህ ክፍሊ ከለና ይይይ እነዚህ ደርፊ ክንርኢ 50 ሳንቲም ንከፍል ኔርና ፣ኣይ ጊዜ አረ ተለመን ንዓ ተመለስ 😥😥,......፧

  • @aszxaszx6492
    @aszxaszx6492 5 років тому +5

    ዋው ከመይ ድየ ዝፈትወኪ ብዛደርፈኪ ግን ጠፊእኪ ቀፅልልሉ

  • @lemigaultigray505
    @lemigaultigray505 2 роки тому +7

    ኣክ ናይ 2003 ዓመተ ምህርት ትዝታ💘💘💘💘❤❤❤😢😢😢

    • @Lomo.mdia7453
      @Lomo.mdia7453 2 роки тому +1

      ሽዑ አነ 2ይ ክፍል ነይረ ማለተይ 2003 ዓ,ም

    • @lemigaultigray505
      @lemigaultigray505 2 роки тому +3

      አሞ ቆልዓ ኢኪ ማለት አዩ ሓፍተይ ማዓረይ😍❤

    • @Lomo.mdia7453
      @Lomo.mdia7453 2 роки тому +3

      @@lemigaultigray505 ኣርገ እምበር ሐጂ መስከረም 22 ኣትየ

    • @Bihu-yz6sz
      @Bihu-yz6sz 6 місяців тому

      ኣነ ውን ሓፍተይ

  • @antataywerdakamussa2721
    @antataywerdakamussa2721 8 років тому +1

    Wawww Selam shkor gale Adei Sheraro betam des zbl demtse alki ketselyo

  • @Ghrmaymengstab
    @Ghrmaymengstab 7 років тому

    oww superstar gal shiraro shikor nice music . buzuh giziye semiaya aleku azia music nay fkurate b meqana. i like it. kexiliyo gal shiraro shikor. [ Messo from Eritrea ]

  • @abrsh7484
    @abrsh7484 5 років тому +9

    😍 ሰሉ ምቅርቲ ጓል ሸራሮ ጓል ዓደይ❤❤❤

  • @223malien9
    @223malien9 5 років тому +3

    I'm from africa West love you music of Eritrea

  • @nabietwello4772
    @nabietwello4772 5 років тому +5

    ትዝታ እያ ትርፋ እዛ ዓለም ስደት እተሎ ያዓኪ

  • @tupacshakur1555
    @tupacshakur1555 5 років тому +5

    Sunday 00:59 11 August from Eritrea
    Live in Belgium
    Sesnu hzbi tgrina eri& tegaru

  • @ኣያጅቦ
    @ኣያጅቦ 4 роки тому +11

    ኣነን ሰላም ብሓደ ንሽርብ ነይርና ኣብ ባር ቤሌ ሸራሮ ብድሕሪኡ ካብ ጀምዓይ ንወደ ኣስገለ ደጀን ጠቢሳ ገዲፈያ ንሱዑድያ ጠሊዐ ካብ ዝገርመኩም እቲ ምሳኣ ክሊብ ዝሰርሕ ዘሎ
    ኣብ ጅዳ ታክሲ እና ሰረሐ ኣብ ዲኣፍሪክ ሬስትራንት ሓይሶፋ ረኺበዬ ሕጂ እዛደርፊ ምስራኣኹስ ተዙኪሩኒ

    • @marilyneabourizk6284
      @marilyneabourizk6284 4 роки тому

      Jbo👌

    • @kkddhggdyggdygg8811
      @kkddhggdyggdygg8811 3 роки тому

      atayo aytehasi wedi adna ayu awy😁😁😁

    • @titigray1677
      @titigray1677 2 роки тому

      @@kkddhggdyggdygg8811 ሓቁ ኣሎ ንደጀን ወዲ ኣስገለ ሒዛ ካብኡ 2 ቆልዑ ወሊዳ ሓዳር ጌራ ኔራ ንሱ ድማ ገዲፍዋ america ከይዱ

  • @abrab2311
    @abrab2311 3 роки тому +2

    አጀኪ ዛሓፈተይ ቀፅልሉ ፅብቅቲ

  • @ጋልትግራይጋልትግራይ

    በሪቃ ዝጠፍአት ደራፊት ግን ናበይ ከይዳ 2002 ምስ ባዓል ገዛይ ደጋጊምና ነስምዓ ነይርና ሞት ርግምቲ 😢😢

  • @tanjayseelig3590
    @tanjayseelig3590 8 років тому +13

    ሰላም ጋል ሽራሮ ደስዝብል ደርፍ ቀጽልዮ nic Song

  • @ኣዜብ-ከ5ጨ
    @ኣዜብ-ከ5ጨ 2 роки тому +6

    ኣብ 2022 ዝሰምዓ ዶ ይህሉ♥😥

  • @gideytsegay9503
    @gideytsegay9503 7 років тому +5

    ሰላም ሸኮር ቀፅሉሉ ጓል ዓደይ ፃዓዳ

  • @Mmm-fm2vx
    @Mmm-fm2vx 7 місяців тому

    ኣየ ግዜ ትዝታ ጥራሕ 😢 ከርታታው ካብ 🇸🇦

  • @rosey10880
    @rosey10880 13 років тому +3

    She is so pretty!

  • @كلناامل
    @كلناامل 5 років тому +5

    nice voice thanks for your efforts

  • @rahwayohana8100
    @rahwayohana8100 7 років тому +2

    ፅብቲ ደርፊ ቀፅልዪ ኣጆኪ ሰላመይ

  • @ፍቅርያሸንፍል-ፐ6ገ
    @ፍቅርያሸንፍል-ፐ6ገ 7 років тому +1

    ዋዉዉዉዉ ጥዕሙ ድምፂ አለኪ ቀፅለሉ ደሰ ብሃልት ደርፊ እዩ

  • @genetgerye7594
    @genetgerye7594 6 років тому +2

    ሰላምዬ የኔ ተወዳጅ ደስ የሚል ዘፈን ነው
    እኔስ ትዝታ ኣለብኝ ወይኔ ኡፍፍፍፍ

  • @hawiluwamsheba599
    @hawiluwamsheba599 5 років тому +3

    selu shikorrrrrrrr nice songe keep it up

  • @sasiasli413
    @sasiasli413 8 років тому +64

    ማራ ጥዑም ድምሺ አለክን ተጋሩ ብፍላይ ማህለት ማራ ኢያ ከፍ ትህበኒ

    • @markchaoul7112
      @markchaoul7112 7 років тому +2

      Sasi Asli
      የቀንየልና

    • @markchaoul7112
      @markchaoul7112 7 років тому

      ናባይ ዳኣኸይድኺ
      ሰላም ቆንጆ

    • @genetgerye7594
      @genetgerye7594 6 років тому +2

      Sasi Asli የቀንየልና ክብር ሓውና ብወለካዮ ሰላምካ ይብዛሕ ወዲ ኣሬ ሽኮር

    • @gfgdh5848
      @gfgdh5848 6 років тому

      saer

    • @rootpill
      @rootpill 6 років тому +4

      Sasi Asli I know you are right and mhalat she's my sister

  • @የሀበሻልጅነኝየሀበሻልጅነ

    ብጣኣሚ ደስዝበል ድርፈ ደርኪ ኣጆኺ ቀፀሊወ

  • @jgnabitewededabraha2718
    @jgnabitewededabraha2718 8 років тому +4

    Wwww mara Tuem dmxi aleki i from eritrea

  • @samararour8639
    @samararour8639 8 років тому +5

    ትምህርትኪ ዘይትቅጽሊ ኣበይ በጺሕክሉ ፍቅሪ፡ ኣንቲ ቆልዓ።

    • @samararour8639
      @samararour8639 7 років тому

      ብፉቑራት ኣዪትምጹኒ ሓደራ ሓቀይ እንድየ ሽኮረይ ክክክክ

    • @genetgenet4470
      @genetgenet4470 7 років тому +1

      Abu Rayyan ክክጅክክክክክክክ

    • @samararour8639
      @samararour8639 7 років тому

      ብፉቑራት ኣዪትምጹኒ ሓደራ ክክክክክ ምክሪ ኢና ዝሃብናይ ምንሻው ኣይኮነን ክብረተይ

    • @samararour8639
      @samararour8639 7 років тому

      ብፉቑራት ኣዪትምጹኒ ሓደራ ክክክ ኖ ለባም ቆልዓ እያ ትመስል

    • @samararour8639
      @samararour8639 7 років тому

      ብፉቑራት ኣዪትምጹኒ ሓደራ ወረ ምስ'ቲ ናይ'ቲ ወዲ ሕርቅርቆት ሓዊሳ ኣይምገደፍትናን፡ ግን ዝሒላ ሳላ ድጸንሐት ክክክክክ

  • @TheQasimgreen
    @TheQasimgreen 14 років тому +5

    Yeah i like Tigray Songs , i dont understand but i feel it

  • @aronkeleab8088
    @aronkeleab8088 3 роки тому

    Eza derfe nay kedem Arkey zinbert Gali eya zizkir ite mintays neza eya tiderfeley nera ab irkint ab zinbrnalu so nic music

  • @guedigebrewahid2483
    @guedigebrewahid2483 6 років тому +5

    She is amazing i like her song it is so amazing 😙😚💟💞

  • @febennegash4159
    @febennegash4159 11 років тому +13

    love this song!its really romantic.

  • @rakigaltigrye4282
    @rakigaltigrye4282 7 років тому +3

    Wowwww gele aynet music ajoka

  • @ጋሽባርካመረትኩናማንናራን

    ከም ኮኮብ ደሚቃ ዝወደቀት ሰላም ኣብራሃ ነብስኪ ኣብ ገነት የንብራ ምስ ዞም ብዙሓት ንሱዳን ክከዱ ዝተገመጠሉ ያ

  • @tsegawawww7466
    @tsegawawww7466 6 років тому +9

    ግን ናበይ ከይዳ ጠፊኣ እኮ ኣይትደግመናን ድያ

  • @teklitmengsweledbarka6143
    @teklitmengsweledbarka6143 8 років тому +4

    ጋል ሽረ ጻዕዳ ጎሬበተይ

  • @mengegerami7124
    @mengegerami7124 10 місяців тому

    ደጋጊመ ዝሰማዕክዋ ደርፊ ግን ተፊኣ ዛ ጓል❤❤❤

  • @hadushwelay3391
    @hadushwelay3391 4 роки тому +5

    This music has got good view didn’t expect that

  • @ሰላምንህዝቢትግራይ
    @ሰላምንህዝቢትግራይ 2 роки тому +1

    ሰላም ኣብራሃን (ኢልሻዳይ)መሰረት ጥንቱ (ገዳመይ) ኣበይ ጠፊኤን ባ ካብ ኤርትራ ሰጊረ ክሳብ ሱዳን ብሓፈሻ ዓቢ ዝክሪ ካብ ዘለኒ ዝገብራኒ የን ግንካብ 2010 ፍረንጂ ኣይርእየንን ዘለኩ 12 ዓመት ኣበይ ኣትየን

  • @senafehakirurabsolutelyrig4269
    @senafehakirurabsolutelyrig4269 4 роки тому +5

    I was In Mai aini camp and this was my favorite song in 2019

  • @sarahaylemareyamsara8174
    @sarahaylemareyamsara8174 7 років тому +1

    Waw waw betam yamralll yene konjo Selma sweet

  • @yeaddislijyeaddislij802
    @yeaddislijyeaddislij802 7 років тому +3

    wawwwwww yene konjoo betam yamrallllllllllll

  • @ወለተመድህንየሚውደውየስላ

    Naye lbaye zafannnn selam shkor I love you

  • @mariammariam2326
    @mariammariam2326 6 років тому +9

    👍👍👍ጋልዓደይሸራሮ

  • @ልበይመዓዱለይ-ኀ9ጸ
    @ልበይመዓዱለይ-ኀ9ጸ 5 років тому +8

    8/8/2019 ሰዓት 21:23 ሓሙስ ትዝታይ ይጽሕፍ

  • @binyamadhanom3627
    @binyamadhanom3627 7 років тому +7

    ሰላም ሽኮር ብጣም ደስ ትብል ደርፍ አያ ኣነ ብናሽተይ ከለኩ ደርፍክ ማራ ፍቅር ኣሓድሩለይ ዝነበረ ዝነበረ ኣዩ ሰላም ድምጽ ይበል ክሊብ ይብል ኣጆክ ሰላም ጠፊክ ኣኮ ኣነ በዝያ ደርፍ ጥራይ እየ ዝፈልጠክ ካብዝያ ትወጽ ዉሑድ ኣይገበርናን ስለዝ ኣጆክ ድምጽክ ናዓይ ማራ ኣዩ ዝስሕበን ደርፍ ናትክ ክሰምዕ ብሃቀውታ ይጽብየክ ኣለኩ ሰላም ሽኮር

  • @musshabtemari9023
    @musshabtemari9023 5 років тому

    Ewayyyy ezaderfi wala kilian eya keif zelewa marey kea ziehbya gal tigrayyy Schkorrrriina so tenelesna bejaki zehabtey meareyyy aytiqeyyyrrr welelaye fqrey keykewn ere

  • @jeri953
    @jeri953 8 років тому

    kindey kitderfi eaki afkaryey ealki elshaday ealki sewukyo men eu ke negurkum eti elshaday dibl anyway great music. tigrnakum enda temahyeshe ymesi alo nea keslwo

    • @ዜድጓልሽረፃዕዳ
      @ዜድጓልሽረፃዕዳ 8 років тому +2

      ጀርጆ jeri እንታይ ማለትካ እዩ ትግርኛና ቀደሙ ፀሩይን ተፈታዉን እዩ እሺ ኤልሻዳይ ዝብል ካኣ መን እሞ ክነግራ ኖርማል ትግርኛ እዩ ነናይ ባዓልኩም ፍለጡ ያኪ

  • @bereketkidey9823
    @bereketkidey9823 2 роки тому

    ቆለዓ ኮይነ ኣበቤት ት/ቲና ኩሉ ግዜ ንግሆ ንግሆ ተክፈት ነየራ ንሕና ካ ቆልዑ ሰለ ዝነበርና ሲሲ ንበል ነይርና ቆልዕነት ጠዕም ግዜ ተመለሰ

  • @rezene7448
    @rezene7448 7 років тому +4

    ጥዕምቲ ደርፊ

  • @zeraytesfazgi4711
    @zeraytesfazgi4711 6 років тому +1

    Aye derife Tegaru zegerim eyu

  • @teklaygebrehiwot1757
    @teklaygebrehiwot1757 9 років тому +5

    I love this song

  • @FtMo-i4d
    @FtMo-i4d 10 місяців тому

    ኤልሻዳይ መን ከማኪ ዘይተመኖ ደርፈ ክሳብ ሕጂ

  • @TinaTina-bn6pe
    @TinaTina-bn6pe 7 років тому

    Ehuffffffffffffffooooooo. Wey. Weye fekier yeseirahin yesetehi. Konjoo beitaim arefe Zefen new

  • @societymedia4898
    @societymedia4898 5 років тому +3

    Neza Derfi mes reaka si Derfi edel yu ketbl tedefr 1M view's 😁

  • @siraketesfamichael4346
    @siraketesfamichael4346 12 років тому +6

    wow i love this song and i miss deki sheraro

  • @bergvinetsegay1744
    @bergvinetsegay1744 5 років тому +2

    Wow selam shkor

  • @tesfazghimesgen9616
    @tesfazghimesgen9616 7 років тому +2

    NICE Music gal scheraro. Ich liebe diese Music ich bin tesfazghi,Ich komme aus eritrea,Ich wohne in Deutschland

  • @tsegagualhawza5249
    @tsegagualhawza5249 5 років тому +8

    ሰላመይ ትዝታ ናይ ት/ቤተይ ኢኺ ብሓንቲ ነፀላ ዜማ ህልምምም ኢልኪ እምበር

  • @manshour
    @manshour 11 років тому +3

    this my is my love.

  • @robirobiwedieri4853
    @robirobiwedieri4853 8 років тому +5

    you are correct realy nice music l.love.you.too.so.match

  • @johnwick7208
    @johnwick7208 3 роки тому +3

    True love never ands 🌹👈✌️👉🌹✍️👊👏🤙

  • @mebrathayle6459
    @mebrathayle6459 8 років тому +16

    ውይይይይይ ትዝታ ኣለብኝ ከልቤ የማይጠፋ አሠከ አለተ ሞቴ

  • @MegaTekleab
    @MegaTekleab 14 років тому +16

    I LOVE THIS SONG!!! I REMEMBER ALL THE TIME, SELAME ABRAHA GAL SHERARO

  • @gmylafivdugci6045
    @gmylafivdugci6045 4 роки тому

    Aye we aza derfi

  • @kakinuka9065
    @kakinuka9065 7 років тому +3

    አይደልንየ አይደልንየ አይደልንየ አነስ ምፍልላይ ሰሉ ሽኮር ቀፅልሉ

  • @marilyneabourizk6284
    @marilyneabourizk6284 4 роки тому +1

    እኔ ምለው የት ጠፋች ምቅርቲ

  • @kanyohaye
    @kanyohaye 5 років тому

    ኣየ ግዜ እዚ እውን ደርፊ ኢልና ንሰምዖ ነርና እቲ ክላሲካል ግዛዕ ጣሕሸምሸም ድምፃ ብጣዕሚ መሰከፊ.....ንኩሉ ትክእሎ ጌራ የቅንየልና

  • @rahelasefa7746
    @rahelasefa7746 6 років тому +1

    weyy yerasahut tizita aesitawesuku ketilulu gale tigeray

  • @karimmballow1693
    @karimmballow1693 5 років тому +3

    I love

  • @frefgimelhake2725
    @frefgimelhake2725 6 років тому

    Nay bahaki zenad derfi ajoki qexliyo

  • @musabah7912
    @musabah7912 4 роки тому +2

    Thanks my Good music ♥️♥️♥️🎵

  • @Lll-eh4uj
    @Lll-eh4uj 6 років тому +6

    ኣጀኲ ቖንጂት ጅብዕቲ

  • @yemanekahsai1031
    @yemanekahsai1031 4 роки тому +1

    HI Selam Abraha beautiful music and lyric. The name of the song is not right because Elshadaye (El Shaddai ) is a Hebrew word which means GOD ALMIGHTY check your Bible Gen.17:1 and Gen. 35:11 it appears 48 times in the bible. I hope next time you will use Tigrina words to express your love for we have enough beautiful love words in Tigrina.

  • @gerezghershimendi5475
    @gerezghershimendi5475 9 років тому +2

    wawwwwwwwww gele aynet nic music selam shkorr

  • @ዛይድሓፍቲቲጂ
    @ዛይድሓፍቲቲጂ 5 років тому +2

    የኔ ትዝታ ቆንጆ

  • @hassanfanax1696
    @hassanfanax1696 Рік тому +1

    Xasazrak❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Abraham3627
    @Abraham3627 Рік тому

    8 /10 2015 ዓ/ት
    ትዝታ ይፅሕፍ ኣለኹ

  • @Alemgodolo123
    @Alemgodolo123 3 місяці тому

    ዋይ ግዜ እዛ ደርፊ ምስ ደረፈት
    ባር ኣፍሪካ ኣብ ሸራሮ ከፊታ ይዝከረኒ
    እቲ ሰብኣያ ኮይኑ ዝሰርሕ ዘሎ ካዓ
    ኣብ ጅዳ ሓይ ሶፋ ኣብ ዲ ኣፍሪክ ብልያርዶ እዳ ተፃወተ ረኺበዬ
    ኣፍሪካ ዝኾነ ግዜ ኢለ ብዘይምንም 14 ዓመት ስደት ስዲ

  • @ማህሌትገብረሚካኤል
    @ማህሌትገብረሚካኤል 8 років тому +2

    ደስ ዝብል ድምፂ ኣለኪ ሰላም ሽኮር ቀፅልሉ