Thank guys!! Specially TEMANE, Stay Strong Brother. Its the matter of time you will see it " Your Bright Eritrea " as soon as possible. Stay Strong,Again!!!
Wisdom raey, ezom ab Eritrea zemerhu zelewo eko hade egrom ab meriat hade egorm ab gud-gud eue zelo kkk Yemane kab atom enteday niesu kab atom ayabiyn eue. Hade mensay eska tekselay kab zom ab Eritrea zemerhu zelewo.
Thank you brother for the information, but it wasn’t good idea to contribute money to kill the leader when the county in emergency ‼️ situation.instead contribute money to help people in side Eritrea. I really don’t what is wrong with you guys? If you care about your people and country first save your country and then solve your problem with the government. With respect ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Very disappointing Yika’alo. How could you claim your self as a person who stand for truth while hosting a traitor? Your guest is responsible for the lost of several fighters lives. What a shame - denbe enkikalo mikanka keyterifekadiyu????
Hero my foot! Esayas is a criminal! That’s why he doesn’t want to have the constitution. Because if he does, he will be the First real criminal to go to jail!!!!
God Bless Shabia, God Bless Issayas, God Bless Eritrea.
ምስ ትግራዎት ዝምድና ካብ ምግባር ምስ መንደቕ ምግናጽ ይሓይሽ
Ane Eya Eri, kkk emo mas tegageka
Nay behaki🤣
ካብ ልቢ ሰላም ክመጽእ ኣይክእልን እዩ ምዚኦም ምክንያቱ እቲ ጥውይዋይ ልቦም ናይ ብሓቂ ሰላም ኣይቅበልን እዩ
ንመን ክህሾ ባእሎም ዳአ ይጓነፁ ጉኑፃት
You said it correct about Erisat!
19 ሰማእታት አብ ዝባንካ አለዉ አንታ ከዳዕ ወድዛ ከዳዕ ።
Thank you nety haki mizirabka
ዋይ ዋይ ዋይ !!! ኤርትራዊ ትረኽቦ !!
ምቅናይ ጥራይ ብዙሕ ምስጢር,,,,
ኩሉ ኤርትራዊ ኣንጻር ጸልማት መጻእ ክስለፍ ኣሎዎ ንስም እዩም ኣንጻር ሉኡላውነት ሃገርና ደው ዝበሉ
Thank guys!! Specially TEMANE, Stay Strong Brother. Its the matter of time you will see it " Your Bright Eritrea " as soon as possible. Stay Strong,Again!!!
Thanks both
AAN media the best eritrean channel 😍🇪🇷
Thanks its very nice discussion Mr Yemane and Yikalo.
ናይ ወያነን ኤሊታት ትግራይን ተንኮል መወዳእታ የብሉን። ዘይስማዕ የለን፣ እንዳሓደረ የስደምም። እሞ እዚ ንጹህ ልብና ብተንኮል ዶ ክንመልኦ፣ ምናልባት ወያነን ኤሊታት ትግራይን ኣፎም መዕጸዊ እንተኾነልና።
ውድቀት ንወያነን ንዑሱባትን ንኣንጻር ኤርትራውነት ደው ንዝበሉን 👺👺👺
ዓወት ን ህዝቢ ኤርትራ 🇪🇷❤️
ኤርትራዉነት ክቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዕድመ ነዚ ዋሕስ ሃገር ዝኾነ ሰራዊት ኤርትራ ❤️🇪🇷❤️
ዘልኣለማዊ ዝኽርን መጎስን ን ሰማእታት ኤርትራ 🕯️
ኤሊታት ጥራይዶ ኢልካዮም ኢኻ። ኤርትራ ብዝምልከት ዋላ ሓደ'ውን ትግራዋይ ቅኑዕ ኣተሓሳስባ ዘለዎ የለን።
❤❤❤
@@eritreanhiwot4667 nay bhaki
I have learned a lot can you please bring back again. Yemane I wish you a long life. Kubur aya.
wonderfull two agents exchanging informations the so called journalist doesn’t speak tigriniya wonderful simply wonderful.
እዋይ ሃገረይ እዚ መንግስቲ ሐቁ እባ እዩ በዓል እዚኦም ሃገር የሕሊፎም ዝሃቡ በሉ ኤርትራ ሐላዊ ፈጣሪ አለዋ ክብርን መጎሰን ንሐይልታት ምክልኻል ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪
Strongly agree with you sis, they are very selfish. They escape from the country and trying messing up Eritrea people and government.
Nay behaki zesdemm eyu ksab kindizi shirhi ab lilee hizbi eritrea emo kea beritrawian ena behalti
Very interesting
ንምንታይ ዕላማ ኢኻ ወንበር እትደልዮ ብሩኽ ሓወይ ወንበር ዝግብኦም አብ ውሽጢ ዓዲ ንዘለው እዩ አይትሕለሞ በሰላም ንዓደይ ይምለሰኒ ኢልካ ጥራሕ ጸልይ ሽምጊልካ ኢኻ ኤርትራ ብሓድሽ ወሎዶ እያ ትትካእ ነቶም አብ ስራሕ ንዘለው
Wisdom raey, ezom ab Eritrea zemerhu zelewo eko hade egrom ab meriat hade egorm ab gud-gud eue zelo kkk Yemane kab atom enteday niesu kab atom ayabiyn eue. Hade mensay eska tekselay kab zom ab Eritrea zemerhu zelewo.
ኤርትራ ተቓዋሚ የብላን ተቐየምትን ተቓመርትን ጥራሕ እዩ ዘለዋ
Mr. Host.
Of course You are against the government. If you are really politician bring bring the other opinions from other side.
Sure I will! Thnx! Can you recommend one?
@@ahmedsaidmunir7970 አይፈለጥኩዎን ዘለኹ:: እንተኺኢልካ ተሐባበረኒ ከመይ ገረ ክረኽቦ:: Thnx
ምስ ተጋሩ ጉሬቤት ምካና ዝዓበየ መርገም እዩ።
Thanks. For. Inviting yemane. Please. Please. Invite him. More. Often. Thanks
So interesting part 2 please
ወይ ሓወይ ወያነ ወይኣነ አቡሎምካ ምስኪናይ !
ነመንግነካ። አንቓዕ። አቲ። ሓቂ። ነገርካና። ቡሩኽ። ሓውና
Gud nay bruh mexai teqaliu. 44.30 jemirkum simuwo.
ሓቂ ብርእሳ እንተቐበርካያ ብእግራ ትወጽእ፥እቲ ሓቂ ትሓቢኡ ኣይነብርን እዩ።ንቶም ጀጋኑ ሰማእታት ኮይኖም ዝሓለፉ ክብርን ሞጎስን
Thank you brother for the information, but it wasn’t good idea to contribute money to kill the leader when the county in emergency ‼️ situation.instead contribute money to help people in side Eritrea. I really don’t what is wrong with you guys? If you care about your people and country first save your country and then solve your problem with the government. With respect ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አሰይ። አንቓዕ። ኣይሞቱ
Weynte Game over
Very good explanation!!!
ብጣዕሚ ዝድነቕ ቃለ መሕትት።ኤይ ኤይ ኤን ሜድያ ከምዚኦም ዓይነት ምኩራትን ብሱላትን ኣጋይሽ ዓድሙልና።ብጻይ የማነ ኣዝዩ ብሱልን ምኩርን ልዙብን ተቓላሳይ ኢዩ።የቐንየልና ኣያ የማነ ተኽለገርግሽ።
Kibrin mogosn naakha ukhun jigna hawina Yemane.
ወይ ጉድ ኸዳዕ ባዕሉ ምልፍላፉ ጽቡቅእዩ ፣ ግዜ ኽነውሕዩምበር እታ ረመጽ ኽትስሕና ምኻንካ ኣይትስሓት ። ኤርትራ ካብ ወያነ ዝከፍእ ዓለቅቲ ኣለዋ
ኣየዋ
አዋይ። ተዋስኦ። ኣምላኽ። ጥፍኢ። ዘይበላ። ብኢድ። ሰብ። ኮቶ። ኣትጠፍአን። አዩ
Thanks Yemane for ur information
አይ አንዊሕካ ዘይ ምሕሳብ ውይ ታክቲክ ምጥቃም ዝይትፈልጡ ክጥዕመኩም ዝወጻእኩም ሕጂ ተምጽእዎ የለን ።
ዕድመን ጥዕናን ንዋርሳይ ሓይልትታት ምክልኻል።
ኩቡርት የሕዋት ይካአሎ ሃብተ ሐውና የማነ ወልደገርግሽ ጽቡቅ ሓቀኛ ሓቂታትን ቃልስኻን ብጾትኻን።
አብ ግዜ ንእስነታ ክትስዋአሉ ዝተቃለስካሉ ዕላማ ብጾትኻ ዝምስክርሉ ህዝቢ ኤርትረያ ስለዝኮን ዝገልጽዎን፡ ድንብርጽ አይብለናን።
ነገር ላባምት ሰብ ትርጉሙ ነቶም ብሐሶት ዝነብሑ አሕዋት ንብሎም እንትርሃለወ
La canne ki Baya non Morde.
ውሕ ውሕ ዝብል ከልቢ አይናኸስን ይብሉ አቦታትና ።
ክብርት ይሃበልና ንሐቀኛ ታርክ Bruder Yemane W, G ኩቡር ሐውና ወዲ ሃብተ።
ሚኪ ሃብተ።
Emo entay dea nezi kulu tenkol defshele eseyas kitihigzwon kitdgfwon alekum
Iska dia intay hlin aloka
አዋይ ጉድ ምቅናይ ጥራይ ካልአ ክንሰምዕ ዩ በዞም ለኻብጥ
Hasawi mejerta entay konka naxnet key kone ne dege wexieka
ክብረት ይሃበልና ጅግና ኤርትራዊ እቲ ብታሕቲ ብታሕቲ ዝነበረ ናይ ወያነ ኣጀንዳ ዘርዚሩ ይነግረና ኣሎ " ልቦናና ነስራሓዮ ደቂ ኤረይ ሓላላት ብፍላይ ድማ እዞም መንእሰያት ብጌጋ ዘይምፍላጥ " ትግራይ ትዕወት ትብሉ " ንዓበይቲ ብዙሕ እፍልጦ ዘለዎም ከም ኣቦና ክቡር የማነ ጽን ኢልና ክንሰምዖም ዝግበር ዝነበረ ታሪክና ንፍለጥ , ዋላ ህግደፋውያን ንስማዕ ንፍለጥ , " ሃገርና ኤርትራ ቀዳምነት ንሃብ " ምሽ ኢሰያስ ወይ ትግራይ እንዳበለ ምዕባድ ነቃርጾ ! ንኩቡር ሓውና እቶ የማነ ገ/ገርግስ ዕድመን ጥዕናን ንበረልና ንኤርትራና መታን መጻኢ ክጽብቀልና . ሰሰናዩ
ዋይ ናትኩም ነገር ምስ ግዝየስ ኩሉ ክወጽ ኢዩ
Typing Error "YEMANE"!
Jer nejer
ኣነ ዝገርመኒ እዞም ኩልኹም ኣብ ደገ ወጺኹም ዘለኹም " ከዳዕ " ክትብሉ ከለኹም 'ሲ ዘይትሓፍሩ ። እዚ ሰብ እዚ 14 ዓመት ተጋዲሉ እቲ ገድሊ ከይተዛዘመ ድማ ንስዉራ ኤርትራ ራሕሪሕዎ ከይዱ ፡ እዞም ኣፍኩም ክሳብ ዝቕደድ " ከዳዕ " ትብሉ ዘለኹም ደገፍትን ተቓወምትን መንግስትን ድማ ....ንሃገር ራሕሪሕኩም ኢኹም መጺኹም ። እቲ እዋንን ዓይነት ቃልስን ይፈላለ 'ምበር ኩሉ ኣብ ስደት ዘሎ ሰብ ንኤርትራ ራሕሪሕዋ ዝመጸ 'ዩ ።
# ምናልባት እቶም ንስለ ሃገር ብዘይ ጻማ ዕድሚኦም ዝሓለፈን ዝሓልፍ ዘሎ'ን ከዳዕ እንተዝብሉስ የምሕረሎም ከማን
ERISAT ጋዜጠኛ ኮይኑ ሄኖግ አባይ ስብሓት አብ መቀለ ምስ ዘመዶም ትግራዋይ ኣስመራ ዝዓበዬ መማህርቱ ሀብቶም ዝብሃል ብምርካብ አብ መቀለ ዝተመልመለ ናይትግራይ ጃሱስ ኢዩ።
My favorite Legend Mr. Yemane
አስካ እካሎ ክጸርፋካ.እየ ሺቃቅ.ኢኪ እካሎ.ኤየ
Yesterday, who were you with?
Hiwet 19 semaetat abzbanka alo kulu feshilka ab lekbetbet atika
ኩላቱኩም ላኻብጥ ኣብዚ ሚዳ ዘሉኹም ሓስዉት ዘኣምኑኩም የለን ይናዕል ከዳዓት
ንኢሰያስ ዲክታቶር እንዳ በልካ ኣንጻር ኤርትራ ምቅላስ፡ well said Mr. Yemane
እዚኣ እታ እንኮ ዕላማ ናይ ጉጂለ ተቛመርቲ።
እሞ እሰያስ ዲክተተር አይኮነን ዲኻ ትብል ዘለኻ? ምሃይም ክትከውን አለካ::
@@mr.hrealpeople2135 ዲክታተር ኣልጊስና ዲሞክራስያዊ ምምሕድዳር ክነእቱ ዝበሉ ሀገራት ማእከላይ ምብራቕ ብዉግእ ብሄራትን ሕድሕድን ይፋለሱ ኣለው። መራሒ ሀገር ዝፍረደሉ ኣብ እዋን ሰላምን ጸጥታን ምርግጋእን ናይታ ሀገር እዩ።
@@mr.hrealpeople2135 እታ መሃይም ዝበልካያ ኣይተጋገኻን፥ ኢሰያስውን ዲክታቶር ኢዩ፥ እኳድኣ እቲ ዝሓሰመ። ግን ንኢሰያስ ጸሊኤ ኢልካ ሃገርካ ንወያነ ኣሕሊፍካ ምሃብ ዕሽነት ኢዩ።
Kedae jasus zeythbae ke 21 jeganu zetfaeka
ክክክክ እዋይ ላኻብጥ ንኻለእ በሎ ወታሃደራዊ ኩማንዶ ታዓሊም ዘወስደ እሞ ኻ ብቅትሪ ኣይፈጽምዋን እዮም ድሓር ካኣ ታራ ሸለትነት ኣይገቡረን እዮም
ውልቀ መለኽቲ ባዕልኹም ሸየጥቲ ሃገር ፕ/ኢሰያሰ ሃገር ይሕመቅ ይጸብቅ ጠጠው አቢልዋ አሎ ኸድዓት ነስኹም ብኡ ጌርኩም ጥፍኡ ማዳ ሃገር
ኒ ኡሮፓዊ ሕብረት ተኣማሚኖም ዘይኮኑስ ኒዓኹም ዑሱባት ተኣማሚኖም ኢዩም ከሙ ገሮም።
ዑሱብ ካብ ዑሱብነቱ ኣይሓልፊን በዓልኒስኻ ተምጽዎ ስርቂ ኢበር ፊታሕ የለን።
Non more
Yemane 👍👍👍👍👍👌👌👌👌👌
ኤርትራዊ ብዛዕባ ኤርትራ ምስ ኤርትረኣውያን ብዝብል ቃልሲ እና ከነጋዕዝ ዘለና ጹርይ ኤርትራዊ ምካን የድሊ
AAN media btaemi tegagika n 19 jeganuna abliu zkede kedae medamkum nskum wn tks dmu tmeslu ember aiteakumn hji wn gbre melsi kthblu bkbri nlabo nkatatelekumn nfetwekumn ena hji gn lbna tenkifkumna
ጸማም ሓደ ደርፉ ፡ በዓል መን ኢዮም እቶም 19 ሰባት ትብሎም ዘለኻ ፧ እዞም መራሕቲ ዘለዉ በዓል ወዲ ሓፍቲ ፡ የማነ ኣፎወርቂ ዶ ኣይኮኑን እቶም ተላኢኾም ዝነበሩ ። 2 ዝተማረኹ ገዲፍካ ኩሎም ብሰላም ንሜዳ ተመሊሶም ኢዮም ። ኣስተዉዕል ዝተባህላ ስቅ ኢልካ ኣይትደጋግም
Kedae resah enda tesaqeqa kdnebr ika jeganu ahlifka zhabka !!!
Heqi tezareb gudka bzuh euu.
ምስ ደመኛ ጸላኢ ህዝቢ ኤርትራ ዝኾነ ወያነን ተጋሩን ለጊብካ ዝዕወት ተቛዋማይ በፍጹም የለን። መንግስቲ ስለዘለና መንግስትና ናይ መምርሕታትን ኣመሐድራን ምትዕርራይ ክገብር እምበር መንግስቲ ምቕያር ኣየድልየናን እዩ። ሽግራት ሀገር ብሐደ ለይቲ ዝፈትሕ ማንም የለን ። ብተጋሩ ተመሪሕኩም ጉዳይ ኤርትራውያን ክትብሉ ዘሕፍር እዩ። ንህዝቢ ኣተሐባቢሩ ሀገር ካብ ጸላእቲ ዘድሐነ ህዝባዊ ግንባር እየ ዝኣምን።
Eway kemkom zeble ab deqmhre axftern eyou jeganu eyoum,ente neska Emu dem jeganu abe Edka alu ket hetet ika keda
You are not qualified journalist. Why do you interrupt him when he start talking about post 2018??
JEGANU
1000 amet gerkum sumur gmbar ktblu hmakat moshamush gohafat koribkum dekusu
Yeman falso zhiezn giebnen abzoetica ajganuiena miet jager hiezb eritrea yewtom zewfyu bhawom nzeli yhlfica kthipom kemy geru hlinaica gerlica nzteba mniesy yhlfica nzelit yhlfica ypicayom😭😭😢😢💔💔💔💔
እዚ ክትስምዕ ከለካ ሓቁ እዩ ኢስያስ እዩ ዘብል
ክክክክ ደምበ ዕንክሊል ካብ ሜዳ ብጾትካ ገዲፍካ ሃዲምካ ክንዲ ይቕሬታ ዘይምሕታት ንልዕሊ 40 ዓመት ኣብ ዝጠፈሸ ሓሳብ ሸንኮለል ምባል ክሳብ ክንደይ ውዱቕ ምዃንካ ዝኾነ ሰብ ዝግምቶ እዩ። ንስኻን ከማኻን ናይ ኤርትራ ፓስፖርት እንተዘይሓዙ ዝገርመና ኣይኮንን፡ ክትሕዙ ውን ኣይግበኣካን እዩ እቲ ምንታይ ብደም ጀጋኑ ዝመጸ መንነትን ፓስፖርትን እዩ። ከማኻ ሰረቕቲ ዝሕዝዎ ኣይኮነን
Kindi zster ygter anta kedae gena Eritrea bhiwet 19Jeganu deka thateka eya 👎🏿👎🏿👎🏿🤮🤮🤮
ብኽልተኹም ዝመጽእ ለውጥስ አነርእየና። ሸየጥቲ ሀገሮም።ምዃንኩም ፈለጡ መን ይአምነኩም። በጃኹም ግደፍዎ እዚ ህዝቢ ከም ቀደምኩ ከብድኹም ምልኡ ጥራሕ።
እንታይ አፍሊጡካ!! ብክልቴና ለውጢ ክመጽእ ዝበለ የለን:: ለውጢ ብህዝቢ እዩ ዝመጽእ:: ከምዝርእየካ ዘለኹ ሐደ ካብዞም ወለንተኛ ባርያ ኢሰያስ ክትከውን አለካ!!! ሰነፍ!!!
@@mr.hrealpeople2135 ህዝቢ ዘይብሎም ክልተ ከብዳማት ከድዓት ጠለምቲ እዮም ሕጅውን ባህ ከይበለካ። ሐሳብኩም ነዝቃወም ናይ ምጽራፍ እምበር ካልእ ዓቕሚ የለን።ምሕረት የውርደልኩም።
@@downdownw7374 ሐሳብና ብሐሳብ ምዓስ ትገጥሞ አለኻ:: ንስኻ ኢኻ ትጻረፍ ዘለኻ: ምክንያቱ ሐሳብ የብልካን:: ወይ ሕተት እንተዘይተረዲኡካ;
አንድህር ዝህመ ኔሩ ደኣ ንምንታይ ምሱ ትሰርህ ኔርካ
Nska yemane kemu elka ktzareb aygbakan eyu mknyatu hadikaya zhademka😂hager eti dictator tblo zeleka eyu kab nay weyane shrhtat afshlwo kale qedem zgeberkayo tegadelti yehlifka ntselae zhabka addeda meswaeti zgeberka eka kthafr eyu zgbae hji sq elka ajewjew aytbel
@Menghistab ብሐቂ👌🇪🇷✌️🌹🇪🇷
Very disappointing Yika’alo. How could you claim your self as a person who stand for truth while hosting a traitor? Your guest is responsible for the lost of several fighters lives. What a shame - denbe enkikalo mikanka keyterifekadiyu????
ኢንታይ ቲፈልጦም ሲወኣት ከሓዲ መዳናጋሪ 19 ጀጋኑ ኒበላዒ ኣረኪብካ ዚሃደምካ ሃዳሚ ከዳዕ።
ኒወዲ ሓፍቲ ኪንዲ ሕጻብ ኢግሩ ኣይቲ ኣኪሊን ሃገሩ ቢደሙ ዘምጸአ ዚተኻላኻለን ጂግና ኢዩ።
ኣኺሉኻ ወዲ ሓፍቲ ኪትቢል ዕድመኻ ወዲኻ ዝኑብ።
Chibti aleka ?
ካብቶም ዲውዓሉ ኒላዕሊ ኢታይ ጭብጢ ደሊኻ ዲሩዝ
@@hadgu2562 እዚ በለካ ለኽዓካ ሕሜታ ግደፍ ፡ ብልክዕ ክስቶ ኣብቲ ቦታ ነይሩ ብጭቡጥ ድማ ከምዚ ኢሉ ተዛሪቡ ኢልካ ተዛረብ ። የማነ ተኽለገርግሽ ኣሕሊፉ ሂብዎም እንተነይሩ ህግ ንምንታይ ነጻ ኢልዎ ?
@@shabaymender9126 መንዩ ናጻ ዚበሃል ቲብሎ ዘልኻ የማነ ኢድሕር ኮይኑ ኒዓኣቶም ኣረኪቡ ካብ ሶማል ቢቀተታ ጀርመን ኣትዩ፡
ኢቶም ጊዳይ ዝኾኑ ቲቢል ኢንተለኻ ከኣ ኢቶም 19 ጀዳኑ ሚስቲ ኪሕዞም ዚመጸ ሰራዊት ደርጊ ተዋጊኦም ቢጅግኒንውት ኪስዊኡ ኢንከለ ወዲ ሓፍቲ ማለት ናይሎሚ ኮነረል ኣስመላሽ ሚስካለኣዩ ካብቲ መዓት ወጺኡ ዲሕሪ ኣርባዕተ ወርሒ ሳሕል ኣትዩ።
ቡሓም ኢካ ሓውና እዚ ሽጣራ ዘይትፈልጥ ከመይ ጌርካ ትቃለስ መጀመርታ ፕላን አርኢኒ ክትቡሎም ኔርካ ከብኡ እቲ ፕላን ዳግመ ግምት ጌርካ ገምጋም ትገብር ሓቆ ኢዮም ትግራዎት ከም ኩዕሶ ከሳወትልና ከምዚ ከማካትኩም ከም አቦና ራእሲ ወልደሚካኤል ልቢ መዚኖም ጸወታ ዝጻወቱ ሓሻካ ኩሉ ግዜ መንገዲ ከረን ልቢ ትግራይ ዘክር ምስ ትግራዋይ ክትዛረብ ኮሎካ አስተውዕል ኤርትራዊ ኩልካ ተምሓር።
እቲ ቀንዲ ጸገም ናይ ተቓውሞ እኮ ንሱ እዩ። ይትረፍ ፕላን፡ ናይ ኣቃውማ መምርሒ ይኹን ሕጋጋት የብሎምን።
ከዳዕ ይሁዳ
ሱቅ በል ጥዑይ ዘረባ እንተዘይብልካ! ከዳዕ ባዕልኻ!!!
@@mr.hrealpeople2135 በሓቂ ኣፍልጦ ስለ ዘለካ ዲኻ ግብረመልሲ ትህበኒ ዘለኻ ወላ ገለ ዝሕመካ ስለ ዘሎ ዩ
ሰረቕቲ ብዛዕባ ኤርትራ እንታይ ይምልከተኩም
ስምዓኒሞ ሓወይ ኣብ ሰማንያታት ብዛዕባ ስልጣን ትዛረብ ኔርካ ከምዚ ትብሎ ዘለኻ ድማ ኣብ ግዜ ቃልሲ ማንም ተጋዳላይ ዝሓስቦ ኣይነበረን ብኸመይ ሂወተይ ሰዊአ ሃገር የምጽእ እዩ ሕልሙ ኔሩ ሕጂ ድማ ንስኻ ብዛዕባ ሃገር መን ክመርሓዩ ኣይትሰከፉ ብዙሓት ኣለዉ ዓቕሚ ዘለዎም ንስኻትኩም እቲ ትምወሉዎ በሊዕኩም ሂወትኩም ቀጽሉ ንነገሩ ኤርትራዊ መንነትን ፓስፖርትን ስለ ዘይብልካ ኤርትራ ሃገር ኮይና ክትቅጽል ስለ ዘይመረጽካ ኣይግባኣካን ኢዩ ንዓዲ ክትኣቱ stateless
ኢኻ ትበሃል እዚ ወድሓንካ።
ብዕድመ ደቂ ደቅኹም ዝኾኑ ንሀገር ህይወቶም ክህቡ ንስኻትኩም ከኣ ኤርትራ ኣብ ኣስጋኢ ኩነታት ዝነበረትሉ ግዜ ናይ ስልጣንኩም ትሐስቡ ኔርኩም። ህዝብን ዲክታተርን ዲሞክራስ ፍትሕን መሸቀጢ ኣርእስታት ተጠቒምኩም።✌️🇪🇷💪🌹
Husurat
ንምንታይ ሕጂ ትገልጾ ኣለካ እዚ ኩሉ ስርሒት። ኣበይ ኔርካ ክሳብ ሕጂ። ንዓይ ከምዝመስለኒ እዞም ተቆማርቲ ትስፋ ስለዝቆረጹ ጥራይ እዩ። ኩቡር ሓዉና ካብ ተስፋ ምቁራጽ እዩ ከምዚ ጌሩ ዝገልጾ ዘሎ ። Game over
ሱቅ በል ወዲ ኸዳዕ ወዲ ኸልቢ ኮንትሮሙሮ
ስዲ ወዲ ሰበይቲ ይብሃል ከማኻ ሰብ! ሳዕሉግ!!!!!
ኣታ ሰባይ ኣምላኽ ፍራህ፡ካብ ቀዳማይካ ዳህራይካ ይኸፍእ ....5 ዓመት ኣብ ትግርይ ገይሩ ትብል ብ 2016-17 ረኺበዮ ኔረ ኣብ ስይትል ትብል ንሱ ተኣሲረሉ ዝብሎ 2019፡ባዕልኻ 2018 ኣስመራ ኣትዩ ኔሩ ትብል፡ኩሉ ዘረባኻ ሃሶት አዩ፡አቲ ምስ ሳንቲም ዝተሽረኽሞ ጽውጽዋይ ኣብዚ መጺኻ ትደግሞ ኣለኻ፡ንስኻትኩም ኣህሊፍኩም ከም ዝሃብክሞ ወጺኩም ትምስክሩ ኣለኹም፥ብሂወት ስለ ዘሎ ከኣ ኩሉ አቲ ሃቂ ህዝቢ ክፈጦ አዩ፥ካላይ ሞት ብሂወትኩም ከለኹም ሞትኩም።ኣምልኽ ምህረት የውርደልኩም ዱኹማት ከምዚ እንዳገበርኩም ምረት ህዝቢ ኤርትራዊ ተናውሁ ዘለኹም፥ይኣኽለኩም enough is enough
አብዚ አምጽአዮ: ገጽ ንገጽ አራኽበና ይብል አሎ::
😂😂😂😂😂 kedaE
🙃🙃🙃🙃🙃🙃🙃
😂😂😂😂 lekbati keda wufyt arshnka ata lekbti
Kedae
You have no right to speak about Eritreans
Way gefet mefet tray ketemxue
Kedae tay ketemxulu ekum kawue aythushun ekum zom seb channel kea
ሃዊለሉ ኔረ ትብል ብባንኪ ከም ዝተቀበሎ ትዛረብ፡ቀዳምነት ጥር አልካ ናብ ሃሶት ካብ ትኸይድ ዝተሃተትካዮ ዘይትምልስ ፖለቲኻ ሃሲኻ ትራህ ዝስራህ አዩ ዝመስለኩም፡ሃሳዊ ፍርድኻ ከቢድ አዩ ንስኻ አንተዘይ ተበሲህኻ
Yemane kem kedieka kidiaata ke nigerena ba
President Iseyas Afewerk jigna eu
He is a hero of heroes wedi Eritria ❤️❤️🇪🇷
Hero my foot! Esayas is a criminal! That’s why he doesn’t want to have the constitution. Because if he does, he will be the First real criminal to go to jail!!!!