ፕራንክ ጌረ ጊፍት 👝 ሂበያ 😁♥

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 2 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 637

  • @ጋልሃገርትግራይፃዕዳ
    @ጋልሃገርትግራይፃዕዳ 6 місяців тому +27

    ኣሰየይይ ሙቁራተይ ደስ ክብሉካ ፍቅሩኩም ኣሕዋተይ ንስኪ ንጉሰይ በሊዮ ንስካዉን እንበተዋይ በላ ዛሓወይ ሶ ኣይፋላሊኩም ኣይዘኩም በርቱዑ ኣብ ጎንኩም ኣለና ተጋሩዋይ ነታባበዐዮም የሕዋተይ ምንም ኣይጎደአናን ኮ❤🤗

  • @SaraSara-w8g6e
    @SaraSara-w8g6e 6 місяців тому +290

    ንጉሰይ ትበልካ ትብሉ ላይክ ኣርእዩኒ❤

    • @TamratTube67
      @TamratTube67 6 місяців тому +3

      ደምርኒ መዓረይ

    • @TamratTube67
      @TamratTube67 6 місяців тому +3

      ደምርኒ መዓረይ

    • @JOTELeul
      @JOTELeul  6 місяців тому +4

      ክብረተይ ♥🙏

    • @tigraytewat2694
      @tigraytewat2694 6 місяців тому +1

      Des ekum teblu❤❤❤

    • @FtsumGher
      @FtsumGher 3 місяці тому

      Ewe wa tay eyuke abat ngusey nahaleye

  • @Senicho21
    @Senicho21 6 місяців тому +135

    ህያበይ ትብሉ like

    • @JOTELeul
      @JOTELeul  6 місяців тому +1

      ክብረተይ 🙏♥

    • @TamratTube67
      @TamratTube67 6 місяців тому +1

      ደምርኒ ወለላይ

  • @ጓልትግራይ-ፐ1መ
    @ጓልትግራይ-ፐ1መ 6 місяців тому +147

    ህያበይ ንግስተይ ንግሰይ
    ዝያዳይ ማዓረይ ወለላይ
    ዓለመይ ፍቅረይ ካብዚ
    መርፅክም ደስ ዝበለክም👍ሃብኒ

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z 6 місяців тому +74

    ህያበይ በላ ኣምላኽ ዝሃበካ ህያብ ስለዝኸነት🙏🙏🙏

  • @abyeabye5963
    @abyeabye5963 6 місяців тому +41

    ህያበይ ተባሃሉ👍

  • @mamaayaalemey1112
    @mamaayaalemey1112 6 місяців тому +98

    ቀደመይቲ ባዕለይ 50 ላይክ ❤❤❤❤🎉

  • @سلامعسيري-ج1ظ
    @سلامعسيري-ج1ظ 6 місяців тому +34

    ወለላይ🥰 ትብሉ ላይክ

  • @PhilemonAlonsoTutorialsTricks
    @PhilemonAlonsoTutorialsTricks 6 місяців тому +25

    ብጣዕሚ ደስ በሃሊ ፕሮግራም ቀፅልሉ ፍቅርኩም ብጣዕሚ ዘቅንእ እዩ፡፡
    #ሮዚተይ፡ናይ ባዕለይ፡እንበይተዋኒ፡ውህብቶይ ካብዚ ኣማራፂ ትጥቀም ትክእል ኢካ ! ኣማርኛለ ግን ተተመችይኩም ይከእል እዩ ብቻ ንስኩክ ይመቸኩም ዋላ ስፓንሽ፡ፍሬንች፡ጣልያን እወን ክትፅውዕ ትክእል ኢካ ! 🎉🎉🎉

  • @JOTELeul
    @JOTELeul  6 місяців тому +125

    ትእዛዘይ ፈፂመ ኣለኩ ደቂ ሪመይ ♥🙏🙏🙏🙏

    • @Genet1223
      @Genet1223 6 місяців тому +2

      ኣይፈላልኩም❤❤❤

    • @AfewerkiZeru
      @AfewerkiZeru 6 місяців тому +3

      ይመቸኩም ብሮ ፍቅረኩም ይብዛሓዮ ኣቱም ዛሓገዙኩምኒ ካብ ልብይ ይምሰገንኩም 126 ላይክ ዝገበሩኩም ብጣዕሚ እየ ዘፈትወኩም ❤❤❤ቀፅሉሉ እሕዋትይ ማዓርይ ❤👑🙏

    • @Slama-yv2ei
      @Slama-yv2ei 6 місяців тому +3

      ህያበይ ወይ ደሞ ማዓረይ በላ❤❤❤❤ ሙቁራተይ ብጣዕሚ እየ ልፈትየኩም❤❤🥰🥰🥰🥰🥰💋💋🥰

  • @gsjshd3479
    @gsjshd3479 6 місяців тому +26

    ህያበይ በላ ❤ደሞ ብጣዓሚ እየ ዝፈትወክም❤🙏

  • @ኣፀደ
    @ኣፀደ 6 місяців тому +29

    ስለ ዘይንጥቀመሉ ስለ ዝኾንና እምበይ ትግርኛና ሙቁር እዩ ማዓረይ
    ወለላይ
    ህያበይ
    ዝያዳይ
    እምበይተዋይ
    ጎይታዋይ
    ንግስተይ
    ንጉሰይ
    ዓለመይ
    ፍቅረይ ካብዙይ መሪፁኩም ተጠቀሙ ደቂ ዓደይ❤❤❤❤

  • @ደሰታጓልሃገረትግራይ
    @ደሰታጓልሃገረትግራይ 6 місяців тому +6

    ውህውተይ ተልትባሃሃሉ ደስ ምበሊ ደስ ዝበለክን ላይክ ግብራ🌷

  • @تلله-ش5ص
    @تلله-ش5ص 6 місяців тому +13

    እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ክብርተይ❤❤❤ ከም አነ ዝብል ወለላይ ህያበይ አጅኩም ናይ ባዕልትና ቋንቋ ነዐቢ 🥰🌹

  • @mesiendertawit9608
    @mesiendertawit9608 6 місяців тому +14

    ደስ ክትብሉ ፅቡቋት💜😍
    ንጉሰይ በልዮ
    ወለላይ በላ ንስኻ ለ💙👑

  • @trhasgerye9257
    @trhasgerye9257 6 місяців тому +10

    ኣነ ኤርትራቲ እየ ንመጀመርታ ግዜይ ኣብ መደብኩም፡ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኩምን ❤እንታይ ቋንቋ ከም እትጥቀሙ ፀገም የብሉን ምኽንያቱ ኩሉ ቋንቋ ኣገዳሲ እዩ። ቋንቋኻ ዓቢ ምዃን ጽቡቕ እዩ፡ ግን ማኤረ ክንድኡ ኣይኹን።

  • @Mko-ol5gp
    @Mko-ol5gp 6 місяців тому +6

    ጋሻ እየ ንገዛኩም ሳብስክራይብ ገይረ እየ ኣትየ ዋእ ተጋሩ ማዓረይ እንኳዕ ብሰላም መፃኪ በሉኒ😂😂😂😂 ዶሞ ናሃና ብምካንኩም ደስስ ኢልኒ ፁሩያተይ ፍቅሩኩም ይብዛሕ🙏😘😘😘💊💊💊💊💊💊❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm 6 місяців тому +6

    ዝሓወይ ኣብ መጨሪሻ ዝትንገሪካዮ ዘሪቦ ዋውው ስብተካ ማለት ብዝሕ ነገር እያ ሰሉ ዘ ጎቦዝ ዝሓወይ ኣክብር♥️🥰

  • @ummebitigray
    @ummebitigray 6 місяців тому +11

    ፅሩያተይ ፍቅርኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ ይባርኮ❤ እና ንጉሰይ @ወለላይ ትብሉ ላይክወቅጡ❤😂

  • @gumashame
    @gumashame 5 місяців тому +2

    ሮዝየ ክትብላ ከለኻ ብጣዓሚ እዩ ዘጥዕመልኻ ሮዚ እውን ጆቱየ በልዮ ከም ናተይ ማለት ብሹም እዩ ደስ ዝብለኒ ኣነ ፍቅር ወለላይ ቅለት መሲሉ ይስማዓኒ እስኺ ከማይ ዘለኹም ላይክ

  • @hthf454
    @hthf454 6 місяців тому +5

    ሮዚየይ ንሰባኣይኪ ባባ ኣይትበልዮ ንጉሰይ ወለላይ ናተይ ዓለመይ በልዮ ካብ ኩለነን ሓቲ መሪፅኪ በልዮ ዛበይተዋይ😊

  • @jjgghh3724
    @jjgghh3724 5 місяців тому +6

    እምበይተይ በላ ንስኪ ካዕ ንጉሰይ በልዬ ❤ከይተሕፍሩኒ❤

  • @Rgat-tr5xf
    @Rgat-tr5xf 6 місяців тому +4

    ሓዳርኩም ይባረክ😍ንጉሰይ ንግስተይ ተበሃሃሉ🤗አና 10k ነብፅሓዮም ተጋሩዋይ😍

  • @ጥዕምቲጓልተዋህዶ
    @ጥዕምቲጓልተዋህዶ 6 місяців тому +4

    አሰይይይይይ ተጋሩዋይ ፅሩያት ጋሻ እየ ልገዛኩም ሪአኩም ዘይፈልጥ❤️❤️❤️❤️❤️

  • @EthuJ-zs1hb
    @EthuJ-zs1hb 4 місяці тому +2

    ደስ ክትብሉ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ፅሩያት❤❤❤💋💋

  • @fswrcswr8638
    @fswrcswr8638 6 місяців тому +3

    ዋውው ደስ ክትብሉ ፍቅርኩም ይብዛሕ ውህብተይ ወይ ድማ ህያበይ ትብሉ ላይክ👍😊💖

  • @ኣርያምጓልትግራይ
    @ኣርያምጓልትግራይ 6 місяців тому +4

    ወለላይ .
    ዓለመይ ደሰ ይብል ❤
    ብጣዕሚ' ደሰ ትብሉ ፍጣሪ ፍቅርኩም ይባርከልኩም ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ddee4690
    @ddee4690 6 місяців тому +3

    ኣሰይ ዝፈትወኩም ፍቅሩኩም የብዛሓዮ ሙቁራተይ ደሞ ህያበይ በላ💖💖

  • @liliaregawi-ll5oz
    @liliaregawi-ll5oz 6 місяців тому +4

    እንካዕ ዳሓን መፃእኩም ሓላላተይ ብጣዕሚ እየ ልፈትወኩም ❤❤ ግን ኣባ ዝብል ቃል እንዶ ግደፍዮን , , ወለላይ ናተይ እንዶ በልዮን🎉

  • @gshhdh5051
    @gshhdh5051 11 днів тому

    ወደይ ከም ደስ ዝበለኩም ተጸዋውዑ ታይ ኣለዎ እዩ ቃንቃ ዋይ ናይ ሰብ ነገር ዘይውዳእ ጽሩያት ብቻ ሓዳርኹም ይጽናዕ ናይ ምጽዉዋዕ ጸገም የብሉን የመና ኣይትገደሱ ካሊእ ሕማቅ ምግባር ድኣ ኽፉእ እምበር ምጽዉዋዕስ ታይ ኣለዎ❤
    ዋይ ጆቲ ኣስሒቅኻኒ ባኒ እና ቾኮሌት ያ ጊፍት ሞይተ😂ነብስኻ ባ ኣውጺእኻያ እንኳዕ ሃብኻያ ኻሊእ😁

  • @ጓልተዋህዶትግራይ
    @ጓልተዋህዶትግራይ 6 місяців тому +4

    ፀገም የብሉን ጀጋኑ እኩም ናይ ሰብ ሰመዓኩም እርም ♥️♥️♥️
    ንጉስይ በለዮ ሮዚየይ ህያበይ በላ ጆኒተይ ♥️✌️😂

  • @haditube3
    @haditube3 6 місяців тому +15

    ኣብኡ ናሀለኩምለ ዕዳጋ ክንደይ ሃምለለዉ ቶክዳውንቲ ጥይቅ ናበልኩም ፅቡቃተይ ንኣብስደት ለለና ዓድና ንኣቱ ስለ ልሓስብለና ሃመይ ሃምለሎ ንምፍላጥ ካብኡለ ብጣዕሚ እየ ልፈትየኩም ❤

    • @JOTELeul
      @JOTELeul  6 місяців тому +1

      ክብረተይ ♥🙏

  • @YsHd-ei6ws
    @YsHd-ei6ws 6 місяців тому +12

    ጆቲየይ እንበይተዋይ በላ 🙏💜

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 6 місяців тому +3

    አሰይ ብጣዓሚ ደስ ትብል ብዛዓባ ሽም ልምድይ ክፍእ እዩ ዋላ ክትቅይሩ እተመከርኩም ናብ ዝለመድካዮ እዩ ዝከይድ እቲ ኣፍ ኣባት እናት ስለ ዝበልኩም እተይ እዩ ሽግር ብዝኮነ ናይ ተከተትኩም ዘረባ ምስማዕ ፅብቅ እዩ ኣነ ማራ እየ ዝፈትወኩም ምስ ፅብቅቲ ጓልኩም የዕብየልኩም ፈጣሪ ሓላላተይ 🥰🥰🥰

  • @gjhgjgkhko3087
    @gjhgjgkhko3087 6 місяців тому +6

    ሮዚየ ንጉሰይ ኣነ ልመረፅክዋ እያ ነይራ ስለ ተጠቀምክላ ብጣዕሚ እዩ ደስ ኢሉኒ
    ኣነ ውን ውዴ ኢለ እየ ልፅውዖ ነይረ ግን ማዘር ኮርያትለይ ንጉሰይ እና ኣዳመይ ጓይታዋ ኢለ እየ ልፅውዖ ስለ ልቀየርኪ ደስ ኢሉኒ ኣደስ ትዋሃብ እኒአዋ ድገማ በሉ 😁

  • @Maki38916
    @Maki38916 6 місяців тому +6

    ልበይ ኢልካ ፀወዐያ ንስኽውን ሰብኣይ ርእሲ ገዛ ስለዝኾነ ንጉሰይ በልዮ
    ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ❤❤❤❤❤❤
    ደሙርኒ ተጋሩዋይ

  • @Letush-n5k
    @Letush-n5k 21 день тому +1

    ህያበይ በሊ ምቅርቲ ዉይ ፍቅረይ❤❤❤❤❤❤

  • @albadrabadr4585
    @albadrabadr4585 6 місяців тому +2

    ፍቕርኩም የብዘሐዮ ፅሩያት💓💓💓ግን ትግርኛኩም አትረሰዑ ማዓረይ ሸኮረይ ወለላይ ናበይ ምሰ ከደኩም እዩ ካብ ኩሉ ሰብአየይ አብዚ ሰለ ዘሎ ዉህብቶሰ ካባካ ይምሃርዋ ቃንቃ ግን አይደልን😁😁

  • @wtfgvbb803
    @wtfgvbb803 6 місяців тому +1

    ኣሰይ ፅብቃት ተከባበሩ ተፋቀሩ ዘምሓተይ ከማና ስደት ናብራ ኣይሃብክም ብዞሎክምዎ እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርክም ይባረክ

  • @hayeee5187
    @hayeee5187 6 місяців тому +2

    ዋዉዉዉዉ ብጣዒሚ ደስ በሃሊ ሙቁራተይይይይ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @JbbfhhFhd-ee9wj
    @JbbfhhFhd-ee9wj 4 місяці тому

    ትክክል እኺ ንጉሰይ በልዮ
    ንስካ ለ ፍትዉተይ በላ ፍቅርኹም ይባረኽ❤❤❤

  • @kidan5256
    @kidan5256 6 місяців тому +3

    እግዚኣብሄር ይመስገን ሰላምኩም ይብዛሕ እንኮዕ ብሰላም መፃእኩም ጋሻ እየ ንገዛኩም ደስ ትብሉ ፍቅርኩም የብዘሐልኩም ኣብየለ ፈጣሪ ብጥበቡ የዕብየልኩም ❤💛😍ኣነ ዝገርመኒ ተጋሩ ዓብይ ሽግር ኣለና ታይ ማለት እዩ ብትግርኛ ፍቅሪ የለን ዝባሃል ሰለ ዝለመድኩም ናይባዕልትኩም ገድፍኩም ናብ ዓዲ ሰለስተ ሰለ ዝከድኩም እንበር ክንዲ ትግርኛና ጥዑም የለን ግን ሰብና ተመርዙ እዩ ፀንሑ 😢ቋንቋ ምፍላጥ ጥቅሚ እዩ ።ግን ናይ ባዕልካ ጠቅልልካ ገድፍካ ናይማትካ ቋንቋ ምዕባይ ግን ዓብይ ስሕተት እዩ ሓደ ቋንቋ ይ ይዓቢ ይሞት እዩ በዝሒ ሰብ ክጥቀመሉ ከሎ ይዓቢ ኣሎ ውሕድ ሰብ ክጥቀመሉ ከሎ ይመውት እዩ ሰለዚ ቋንቋና ነዕቢ ።።ፍቅረይ ፣ህያበይ፣ውህብቶይ፣ ምቅርተይ ፣ዝያዳይ፣ንግስተይ ፣ወዘተ ማዓት ኣሎ ንጠቀመሉ😧😧😎😎😎

  • @lilawit
    @lilawit 6 місяців тому +2

    ኣታ እዝሰብካ ታይ ኣሎ ጎደሎ ናበለ እዩ ዝእልሽ ታይ ፀገም ኣለዎ ናይ ቓንቋ ቤብ ቤቢ ዝውሉዶ የለውን ሰብ ብዝመችወ ክፅውዕ መበት ኣለዎ ዝሮዝሮ ናይ ተመልኸትኩም ሪእቶ ምቅባልኩም ኣድኒቀኩም so ይፈትወኩም ደቂ ሪመይ❤

  • @mili_Tube23
    @mili_Tube23 6 місяців тому +2

    ህያበይ በላ❤❤❤
    ብዝተረፈ ፍቅርኩም ይብዛሕ❤🥰🥰🥰

  • @HffyY-c6q
    @HffyY-c6q Місяць тому

    እውይ ንዓይ እውን ፖራክ ገርካኒ የኔ ማሮች❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @rfduv1457
    @rfduv1457 6 місяців тому +2

    ህያበይ በላ
    ሮዙየ ጎይታዋ በሉዮ❤❤

  • @AbebaAbeba-zb8fj
    @AbebaAbeba-zb8fj 6 місяців тому +3

    Welelay tetbahalu des bahali eyu❤❤❤❤

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu 6 місяців тому +2

    ከም ጋል መጠን.ኣበላልዓኪ. ኣስተካክሊ. እና. ህደእ በሊ😮 ብዝተረፍ ፍቅርኩም የብዘሐዪ❤❤❤

    • @العاعلببب
      @العاعلببب 5 місяців тому +1

      ክክክክክ ካሊእ ልፀሓፍ ዲኪ ስኢንካ😂😂😂

    • @العاعلببب
      @العاعلببب 5 місяців тому

      ክክክክክክክክክክክክክክ ካሊእ ልፀሓፍ ዲኪ ስኢንካ

  • @kdusangereziher
    @kdusangereziher 4 місяці тому

    ህያበይ በላ እሞ ወየ ንጉሰይ በሊዮ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ብዝኮነ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምስ ጋልኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ጓልተንቤን
    @ጓልተንቤን 6 місяців тому +1

    ፅርያተይ ኩሉ እዩ ዝጠዕመልኩም😘🥰😘

  • @SalamWaldabrahan
    @SalamWaldabrahan 6 місяців тому +9

    አወ ሓቅኻ ንስኺ አውን ግዲታ አዩ ስጡታ ሃብዪ❤❤❤❤

    • @JOTELeul
      @JOTELeul  6 місяців тому

      ክብረተይ 🙏♥

  • @hiwigalzomaygzaeybahalt9680
    @hiwigalzomaygzaeybahalt9680 6 місяців тому +1

    አሜን አሜን ብርካት አሕዋተይ ፍቅርክም ይባረክ ልዘላለም አይፈላልክም 💖💖💖💖💖💊💊💊💊💊💊💝💝💝💝💝💝💖💖💖💖💖💖💖💖

  • @سارهمحمد-م9ل
    @سارهمحمد-م9ل 5 місяців тому +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፈጣሪ ኣሕዋተይ❤❤

  • @ነኝየተዋህዶፍሬ
    @ነኝየተዋህዶፍሬ 6 місяців тому +2

    አሜን፫ምርቃኩም ይብፀሐና ንስኩምውን አብ ሓዳረኩም የፅንዕኩም❤❤❤

  • @baisaj2698
    @baisaj2698 6 місяців тому +2

    መችግር አለው አማርኛ የዘርኝ ጥገ ሚታ አግዚአብሔር ይሳድገሽ ❤️

    • @MarymMarym-m8d
      @MarymMarym-m8d 6 місяців тому

      🇨🇬🇨🇬🇨🇬🇨🇬🇨🇬🇨🇬🇨🇬🇨🇬🇨🇬🇨🇬🇨🇬🇨🇬👹👹👹👹👹👹👹👹👹👎👎👎👎

  • @hgf6568
    @hgf6568 6 місяців тому +2

    ፍቅርኩም የብዘሐዮ ፈጣሪ ዘም አሓተይ❤❤❤

  • @Calmhuman-br5pn
    @Calmhuman-br5pn 6 місяців тому +2

    ዛእምበተይ በላ ወለላይ ኣይትብላ ብዝተረፈ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኹም ምሰ ጓልኩም ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዛቢሄር ኣምላክ ልማማ ግን ሓንቲ ማዓልቲ ምሰ ኣምፃኣክየን የምፃኣካየንንን በጃካ እባ ለለ ኣምፃኣየን ናፊቀየን ❤🥀🌹❤❤❤❤❤❤

  • @سلامخعفوي
    @سلامخعفوي 3 місяці тому +1

    ህያበ ናይነይ በላ❤❤❤❤❤❤❤

  • @merahawit-galtigray
    @merahawit-galtigray 6 місяців тому +6

    ደሰ ትብሉ ማዓት ኢኩም❤️ ብደስ ዝበለኩም ተዛረቡ ደቂ ዓደይ🙄🥰
    ትሰብ ግን ታይ እዩ ዝከውን ዞሎ ልዕሊ 10 ዓመት ኣማርኛ እንዶ ኣይተማሃርናዮን ቋንቋ መራዳዲኢ እዩ ወይለከኒ ታይ ዘራክብ ኣለዎ ምስ ቋንቋ ክንስሕቅ ድና ዋላ ታይ ማዓቱ እዩ ወደይ😁🤣

  • @galltigray4548
    @galltigray4548 6 місяців тому +2

    ንስካ ወለላይ ህያበይ ፍትውተይ ንስኪ ደሞ ንጉሰይ ፍቱወይ ህያበይ ጎይታዋይ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Tige-zs4og
    @Tige-zs4og 6 місяців тому +1

    ተጋሩዋይ 💗😘ንተጋሩ💛♥ ብቻ💓💝👑♥ሳብስክራይቨ ኣይተውሕድሎም ይፈትወኩም የ ካዓ😘💛like❤❤ማዓረይ ኢልካ ፀወዓያ🙏♥🎚 ንስኪ ለ ህያቨይ በልዮ♥😘

  • @Seluselam-h1h
    @Seluselam-h1h 6 місяців тому +2

    ኣንኻዕ በሰላም ምጽእኩም♥️🤴♥️👸♥️ ሶ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 🙏♥️ፍቅረኩም ይበዚሕ ደቀ ሪመይ ማዓርይ♥️ ደሞ ህያብይ ናተይ ማዓርይ ወለላይ ደስ ከብ ዝበሉ ምጽዋዒ በናተይ ሓሰብ♥️

  • @SurprisedJellyFish-bp5cf
    @SurprisedJellyFish-bp5cf 3 місяці тому

    ማዓረይ ዝያዳይ ሓላለይ ካብዝ ድበለ መግለፅ ፍቅር❤❤❤❤

  • @ዓዲኣላትኒ
    @ዓዲኣላትኒ 6 місяців тому +2

    ጎይታዋይ
    ዛምቤተይ ተበሃሃሉ❤

  • @Mona-mn4fu
    @Mona-mn4fu 6 місяців тому +3

    ማሽኣላህ ደስ ባሃልቲ 😍😍😍

  • @SwSw-i8o
    @SwSw-i8o 6 місяців тому +2

    ኣሰይ ፅብቃት ተከባበሩ ተፋቀሩ ጆቲየይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @RozZ-y6i
    @RozZ-y6i 5 місяців тому +1

    ፍቅርኩም የብዝሓልኩም ሙቁራተይ ❤️❤️❤️❤️❤️❤️

  • @almazamanal8643
    @almazamanal8643 6 місяців тому +4

    ሮዙየ ፅብቅቲ ❤ትግርኛኹም ለ ኣፅፍፍ ኣቡሉልና ምስ የቅሬታ😊

    • @JOTELeul
      @JOTELeul  6 місяців тому

      ክብረተይ ♥🙏

    • @ነኝየተዋህዶፍሬ
      @ነኝየተዋህዶፍሬ 6 місяців тому

      አይይ አነካብድይ ዶ የመና ዋይ

    • @almazamanal8643
      @almazamanal8643 6 місяців тому

      @@ነኝየተዋህዶፍሬ ምክባድ ኮ የኮነይ ግን ልቀፃሊ ላሰተካከልዎ ክኸዱ እየ ሪኢቶ ሂበ እንበር ካብ ሕውስውስ ክብል ብሓዲኡ ክፅብቀሎም ንዐኦም ለ እንበር ናይ ቋንቋ ፅሊኢት የብለይ!

    • @hyagfddgfddhhdd
      @hyagfddgfddhhdd 2 місяці тому

      ኣይ ቓንቓ እዩኮ ንምታይ ደኣ ኣማርኛ ትምህቲ ዘይቀረየ ኣይነካብድ 👍

  • @galHadush
    @galHadush 3 місяці тому +1

    ምስትግራዋይፍቅሪጥዑም❤❤❤❤ሽኮራት❤❤❤❤

  • @heriheri369
    @heriheri369 6 місяців тому +2

    ፁሩያት❤❤ በርትዖ ዞም ሕዋተይ

  • @NigstiGebrekidan
    @NigstiGebrekidan 3 місяці тому

    ፍቅሩም ይብዛሕ የኔ ማሮች❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ሚጣተይ ዶሞ የዕብየለይ ጅብዕተይ

  • @HxHs-q5o
    @HxHs-q5o 6 місяців тому +1

    ኣሰይይይይ ጸብቅት ፍቅረክሙ የብዘሒዮ እግዚአብሔር ኣምላክ ደቂ ዓደይ❤❤❤❤

  • @liliaregawi-ll5oz
    @liliaregawi-ll5oz 6 місяців тому +2

    ጀጋኑ ደቂ ዓደይ ❤❤

  • @mdhdd9899
    @mdhdd9899 6 місяців тому +2

    ንጉሰይ ትብለካ እና ደስ ትብሉ❤

  • @TSegaHagos-xx1ut
    @TSegaHagos-xx1ut 6 місяців тому +2

    ዕድመን ጥዕናን ይሃበኩም ፅሩያት❤❤❤

  • @ميموريميموري-ظ7ج
    @ميموريميموري-ظ7ج 7 днів тому

    ህያበይ በላ ህያብኻ ስለ ዝኮነት❤

  • @የዋህፈቃርእየ
    @የዋህፈቃርእየ 6 місяців тому +2

    ወርቂ ድዩ ክንደይ ገዝእካያ ክንደይ ግራም እያ❤❤

  • @SjEu-q3v
    @SjEu-q3v 2 місяці тому +1

    ፍልያት እኩም ብሓቂ🥰🥰🥰🥰

  • @EmuGalWukro
    @EmuGalWukro 6 місяців тому +1

    ሞላራ ሰርካያ ኔርካ መጀመርታ 😂😂😂😂😂😂 ደሓርካ ተሒሳ❤❤❤❤

  • @titinotitino2910
    @titinotitino2910 6 місяців тому +1

    አረ ይመችኩም ፍቅርኩም ይብዛሕ ፍቱዋት 🥰🥰🥰

  • @ነኝየተዋህዶፍሬ
    @ነኝየተዋህዶፍሬ 6 місяців тому +2

    ህያበይ በልዮ
    ዛቤተይ በላ ❤❤

  • @muluokabuy3775
    @muluokabuy3775 5 місяців тому

    ቀዳማይ ነገር ደስ ኢኹም ትብሉ ኣምላኽ ፍቅሪኹም የብዛሓዮ ብምቅጻል ተጋሩ ኢኹም ኣብትግራይ ውን ኢኹም ትነብሩ ኢታይ ኮንኩም ኢኩም ኣምሓሪኛ ተብዚሑ ኣባት ገዲፍኪ ፍቅረይ ናተይ ዘይትብሊዮ ጓለይ
    ቶሎ ኢየ ዚናደድ ገዲፍኩም ቀልጥፈ ኢየ ዚሓሪቅ በሉ ሱጦታ ገዲፍኩም ውን ውህብቶ ወይ ህያብ ተጠቀሙ ከመይ ዚበለ ቆንቃ ኣዴኻ ገዲፍካ ዘይ ኢታይካ ምንፋቅስ ኢታይ ክዓብሰልና ኢዩ🙏

  • @JdjdjJriffi
    @JdjdjJriffi 6 місяців тому +1

    ፅቡቅ እዩ ናይ ሰብ ኣይትስምዑ ኣባት እናት♥️🥰🥰🥰 ወይ ከኣ ህያበይ♥️ ህያብይ💛

  • @ጋልትግራይ-አ6ቐ
    @ጋልትግራይ-አ6ቐ 6 місяців тому +5

    ፅቡቃት ፍጥራት❤❤

  • @ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ
    @ትግራይዓደይ-ኈ4ሸ 6 місяців тому +1

    ህያበይ ትብሃሃሉ ምኽንያቱ ፍቅሪ ህያብ ፈጣሪ እዩ ❤
    ንስኻ ካብ ፈጣሪ እኻ ረኺብኻያ ህያብ ፍጥረት እያ
    ንስኺ ካዓ ህያበይ በልዩ ህያብ ፈጣሪ ስለ ዝኾነ

  • @wawwww5364
    @wawwww5364 6 місяців тому +2

    ፅብቃት 🎉❤❤

  • @ሳምሪጋልትግራይ
    @ሳምሪጋልትግራይ 6 місяців тому +2

    ኣሰይ ደቂ ረመይ ቡሉፃት❤❤❤

  • @ራያራዩማ-ቨ8የ
    @ራያራዩማ-ቨ8የ 6 місяців тому +18

    ህያበይ በላ❤❤

    • @JOTELeul
      @JOTELeul  6 місяців тому +1

      ክብረይ❤🙏

  • @SssDdd-n2t
    @SssDdd-n2t 3 місяці тому

    አረ ከማካቱም ማኣዝ ኢና ንወልዶ😂❤❤❤❤

  • @K-q2du3zu6d
    @K-q2du3zu6d 3 місяці тому +1

    ንግስተይይ በላ❤🎉❤

  • @مازنحامضي
    @مازنحامضي 6 місяців тому +2

    ፍቅር ህያበይ ዓለመይ ንጉሰይ ንግስተይ

  • @ኪዱየድንግልማርያምልጅ
    @ኪዱየድንግልማርያምልጅ 6 місяців тому +21

    ዉህብተይ ወይም ህያበይ በላ ላይክ 👍❤😊

    • @JOTELeul
      @JOTELeul  6 місяців тому

      ክብረተይ 🙏♥

    • @JOTELeul
      @JOTELeul  6 місяців тому

      ክብረተይ 🙏♥

  • @goodplaza795
    @goodplaza795 6 місяців тому +6

    ዝያዳይ ቁሉል ለበለት🥰

  • @HyatEbrahem-jb7ji
    @HyatEbrahem-jb7ji 5 місяців тому +3

    ናዓካ፣ናተይ፣በልዮ፣ንስካ፣ህያበይ፣በላ፣ቐልጢፎም፣ዝኩርዩ፣ድማ፣የዋሀትን፣ፈቃራትን፣ንይቕርታ፣ከዓ፣ሓዳጋት፣እዮም❤❤❤❤❤

  • @ራኬቭ-ፐ6ነ
    @ራኬቭ-ፐ6ነ 6 місяців тому +3

    Well come ጅቡዓተይ ኬፍ ኣለኩም 🥰❤️ብዝኾነ ክብለኩም ዝደሊ ንዓኣ ሃኒ ኢልካ ጸዋዓያ (መዓረይ )!!!!ንሳ ንዓኻ ካኣ ፍቅር ኢላ ክትጽዋዓኻ ዝብል ሓሳብ ኣለኒ አቲ ምርጫ ግን ደቂ ዓደይ ደስ አንተ ኢልኩም ናተይ ምርጫ ተጠቀሙሉ ኢኹም ካልአ አንተ መሪጽኹም ካኣ ጸገም የብሉን &ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ደቂ ዓደይ ትምርቲ ኣለዋ ክትብል ይሰምዕ አንድየ ማለት ክሳብ ሕጂ ኣይወደአትን ኣላ ማለት ድዩ ክንደይ ድያ ትማሃር ዘላ ምክንያቱ ትምርቲ ምስ ሓዳር ከቢድ ኢዩ ኢለ ኢየ so በርትዑ ደቂ ዓደይ ይመቸኩም ኣምሓርኛ ካኣ ክበዝሕ የብሉን አምበር ጸገም የብሉን ነርማል ነገር ኢዩ ብፍላይ ካኣ የኔ ማርር ዉዴ ገለ ዝብሉ ቃላት ጽቡቃት ኢዮም ኣይጽልኡን አቲኣ ባኒ ግን ማራ ኢየ ሲሒቀ ማርያምን 🤣🤣🤣😂so thank you l admire you more🙏❤️

  • @ትግራይዓለመይእያናዓይ
    @ትግራይዓለመይእያናዓይ 6 місяців тому +1

    ምቁራት ፍቅርኩም የብዘሐዮ ዞም ናተይ ❤❤❤

  • @lylaarishi9028
    @lylaarishi9028 6 місяців тому +1

    ህያበይ በላ❤
    ህያበይ በልዮ❤

  • @TsgabAbaley
    @TsgabAbaley 6 місяців тому +1

    ዋላ ሀዚ ወግዕኩም ኩሉ ኣማርሕኛ እዩ😂

  • @HdjbHxjbih
    @HdjbHxjbih 6 місяців тому +1

    ደስስ ክትብሉ ሙቁራተይ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @Muhammad-ch4bp
    @Muhammad-ch4bp 6 місяців тому +2

    ፁሩያት❤❤❤❤❤