ኢሰያስን ህግደፋውያን ጉዶም ተቓሊዑ !!

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 27 лис 2024

КОМЕНТАРІ •

  • @teshomemesgun347
    @teshomemesgun347 6 днів тому +2

    ይጅምር ኢዩ ዘሎ። ህግደፍን ሰዓብቱን፡ ጽቡቕ ንፋስ ኣይክረኽቡን ኢዮም።

  • @samuelsegid796
    @samuelsegid796 6 днів тому +1

    Thanks for service kale hiwet yesmalna cab fashshity eseyas yegalaglena amen

  • @MeseretJohn
    @MeseretJohn 2 дні тому

    All you are right coraption is everywhere in Eritrea

  • @SeluBehabelom
    @SeluBehabelom 2 дні тому

    ሰላም ሰላም ሰብ ቅኑዕ መትከል ኣጆኻትኩም🎉🎉

  • @Azeb1782
    @Azeb1782 5 днів тому

    💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯💯🙏🙏🙏🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙

  • @hiwetabraha1876
    @hiwetabraha1876 6 днів тому

    ❤️❤️❤️💐💐💐✌️✌️✌️🙏🙏🙏

  • @GideyTesfay-r3b
    @GideyTesfay-r3b 5 днів тому

    ሕዘቢ አርትራ እኮነተገዝኡ ከምአንደገና ነቲ ገዝኡ ጰም እንደገና ቢአመድ አዙር ከምእንደገና ጠዚከ
    ኡ ዝነብዶከይኮን ብልሸዉናን ፈረቃን

  • @arefainealem9233
    @arefainealem9233 6 днів тому

    ❤❤❤👍👍👍

  • @GideyTesfay-r3b
    @GideyTesfay-r3b 5 днів тому

    አብ ደቡብሱዳን ዘተፈጸመቅትለት ኖቤል ዬናሰ ብልሸዉና አይኮን ንዐዐቶም ማለት

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 5 днів тому

    ኣምላኽ ዝፈትዎ ሓቂ ኢኹም ተዛሪክም ፡ እዚ ስለዝተሳእነዩ ሃገርና ብመንፈስ ኣጋንንቲ ተባሒታ ትጠፍእ ዘላ !

  • @Hayet-m1x
    @Hayet-m1x 5 днів тому

    ብሕጊ ብዕሊ ዝተገበረ የለን ኣብ ታሪኽ ሻዕዉያ: :ብኸመኡ ክኣ እንዳራኣናን እንዳሰማዕና ብሕቡጭቡጭ ንጸንት ኣለና:: ናይ ሕስረትን ኣብነት ኮናስ :ብሽምና ጽግዕተኛ ይሕተት ኣሎ ኩልተይ ሰባኣውነተይ ተጋህሰ እላበለ :ሻዕዉያ የማርር ክብሉኻስ ዘሕዝን ዘሰምብድ እዩ 👌🙏/priscrabed 👍

  • @saimonteklemicael7286
    @saimonteklemicael7286 6 днів тому +1

    nnebska mihtat eyu

  • @mtslalewmichael707
    @mtslalewmichael707 6 днів тому

    Zbelkum tebelkum atum rekalu
    No more eritria
    Deki malelit

  • @Hadera-od7jn
    @Hadera-od7jn 4 дні тому

    Niti ishinetna nimintay nitserfo neti merahina nisu iyu tsegemna niti telam seytan agame eseyas afewerki dejezmach abraha kasa wedi tigray kali imnet ethiopia hibret andinet zelewo!!🎉

  • @hayletkle2197
    @hayletkle2197 5 днів тому

    ኣነ ዝ ገርመኒ ፡ ኣብ ዝኸድካዮ እናተገፈፍካ ፡ እናተዋረድካ ፡ ኤርትራውነት ክቡር መንነት እናበልካ ፡ንውርደትካ ተድንቕ !

  • @eritreanpeopleindanger327
    @eritreanpeopleindanger327 6 днів тому

    Eti tekribiwo medeb kubul tekone
    Mejemerta neta adi tibla zelaka Heger elka xewiaya nexereab asmelash

  • @asefa99-l7x
    @asefa99-l7x 6 днів тому

    ☕☕☕☕☕☕☕☕💐💐💐💐💮💮💮🌹🌹🌹🌹🌹🌺🌺🌺🌺

  • @TesfaGherezgihr
    @TesfaGherezgihr 6 днів тому

    Halewlow kinserh dina wala nezi Tmhrte zeybluu

  • @mtslalewmichael707
    @mtslalewmichael707 6 днів тому

    Entau ikumke tmeslu tekualu

  • @መረብተከዘ
    @መረብተከዘ 6 днів тому

    ካብ ዓለም ቶም ብዝተወደበ መልክዑ ዝሓየለ ማፍያ ሸየጥቲ ሓሽሽ መደናገርቲ ኮንትረባንዳውያን እከይ ተግባር ክፍሕሱ ዝሓድሩ ጸረ ሰላም ጸረ ፍትሒ ጸረ ህዝባዊ ረብሓ ጸረ ሰላማዊ ጉርብትና ተበለጽቲ ደናቁር ብሃሰሰ ለባም ዝመርሑ ማሃይማት እዮም መራሕቲ ህውክት ህግደፍውያን !! ውድቀቶም ኣብሓጺር ግዜ ከምዝኸውን ርጉጽ እዩ።

  • @mtslalewmichael707
    @mtslalewmichael707 6 днів тому

    Tengarat behakum teseteru
    Hhhhhhhhhhhhhhhhhhhhhhhh
    Kufuat gex tegaru

  • @eseyasberhe7842
    @eseyasberhe7842 6 днів тому +3

    ህግደፋውያንን ህግደፍን ትፍኦም ዝልሕሱ እዮም ፣ ራኢን ዕላማን መትከልን ዘየብሎም ንዝመጸ ዝኽድሙ ፣ መጠን ዝኸደምዎን ዝኸድዎን ረብሓታትን ሓደጋታትን ክመዝኑ ዘይክእሉ ዓቕሞም ዘይፈልጡዮም ክንብል ኮለና መበገሲና ሕሉፍ ተሞክሮን ባህርያቶምንዮ ፣ ብዝኾነ ምቕናይ ጥራይ

  • @saimonteklemicael7286
    @saimonteklemicael7286 6 днів тому

    emo endafeletkum

  • @mtslalewmichael707
    @mtslalewmichael707 6 днів тому

    Zbelkum tebelkum atum rekalu
    No more eritria
    Deki malelit nakum imlketekumn eyu
    Atum dekalu

  • @SalehHassen-b2d
    @SalehHassen-b2d 5 днів тому

    ሐሶቶ! ብሓሶት ብትዕቢት ዓዲ ከተመዕብል ዘይካኣል ኢዩ።ኤሬትራዊ ከምዚ ሕጂ ዘለዎ አይኮነን ነይሩ ዝገርም ኢዩ ካብ መዓስ ኢዩ ተበላሽዩ!? ንምንታይ ኢዩ ዝብዘሕ ኤርትታዊ ሓቂ ስሒቱ ዝሕሱ።እምበር ከ ነፃ ወጺኣ ዲያ!ትርጉም ሲኢኑ።ጎረበት ዓዲ ካብ ትምዕብል ንሕና ንጥመ!! ፈጣሪ ዝለገሰካ ተፈጥሮ ዕፅዉፅዉ አቢልካ አይትሸይጥ አይትገዝእ ጠጠዉ።ንኽንደይ ዓመት መወዳእታ የብሉን ።አይመስለኩምን?

  • @selemuntekie3043
    @selemuntekie3043 6 днів тому

    Dehan n aka wn krdaka eyu enber n hnas terediena eyu, kulna erittrawyan n ekebelu kmets eyu ezi hawey, tseleme gn ngdefo. Hasabka gn akemt.

  • @selemuntekie3043
    @selemuntekie3043 6 днів тому

    Kema endabelkum, bkrhnti, kdat, tseleme ktkedu ekum, n adihagerkum, gn stret eyu mkad wn, tselolo ykdenkum, hasadat

  • @asefa99-l7x
    @asefa99-l7x 6 днів тому

    aseyas kab afrikawyan merahti mstom qedamot corruptiond alem seriOato La🐍ztemn seraqi

  • @tesfalem6978
    @tesfalem6978 5 днів тому

    Kabalum da entay kinsibe himakat , aykserhu aykesrihu kab kulu zero nay af cheletat tehzinu. 😂😂😂

  • @yemanetesfabrhan8192
    @yemanetesfabrhan8192 6 днів тому

    መዓስ ኢኹም ኣብ ግንባር ፊትንፊት ትገጥሙ ዕሩባት ሕልና ፣ ስግር ባሕሪ ተቐሚጥካ ስልጣን ኣይርከብን እዩ ። ነጸርኣብ እኳ ኣስናን ዘይብልካ ንኹሉ ኣይትበቅዕን ኢኻ

    • @eseyasberhe7842
      @eseyasberhe7842 6 днів тому

      እንዳደበለ ዝፈረሰ ርእሲ ትፍኡ ምልማጽ እምበር ሰብ ሰብ ክጨኑ ዘይሕሰብዮ ፣ ብብቕዓትን ዓቕምን ክትሙግቶ ከቶ አይትኽእልን ህግደፋውያን ድንቁርና 100% ትብዓትን ሕልናን 0% ስለዝኾንኩም ኪንዮኡ ፣ ብዛዕባ ህዝብን ሃገርን እንዳደበልኩም ዝአተውዎ ገሃነብ አይረአየኩምን ድሙር ፣ ሕጂ ኸአ ትግራይ ትስዕር በሉምበር አይ ካብ ባዴላ አይ ካብ ባጀላንዲኹም ፣ ድንቁርናኹም ኩሉ ፈሊጡኩምሲ ፈንፊኑኩም ከማን ።

    • @RedSeaEri
      @RedSeaEri  6 днів тому

      temane xerfi naydkumat ayu