Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ኣብራር ወናኒ ሙሉእ ልቦና! It can'nt be expressed in words how wise and intelligent he is.
Abrareyyyy jigna busul wade erey edmen tienan yhabka i love you
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ ኣብራር ሓውና። ብሕልናኻ ተመሪሕካ ምንባር፣ ናይ ሕልና ዕረፍቲ ይህብ። ጽባሕ ብሰላምን ፍቕርን ኣብ ሃገርና ነበርቲ ይግበረና።
Congratulations abona abrar abta neftwa hagrna Eritrea bselam yemlsna fetarib kumu win erisat
ስአላም ሓው ኣብራር፡ዘሐጉስ ዜና ምስ ሰማዕኩ ኣዝየ ተሓጉሸ።ሓው ኣብራር 42 ዓመታት ኣቢሉ ብሓባር ኣብ ዝነበርናሉ፡ ኣብ ፖለቲካዊ ትምህርቲ ሓደ መስከረም እንከለና ንውግእ ሓድሕድ ዝነበረካ ተቓውሞ ሕጂ ኮይኑ ይስምዓኒ ክቡር ሓወይን ብጻየይን።ዕድሜኻ ልክዕ ዘርኣኻዮ ትዕግስትን፡ ቅንዕናን ሓቅነትን ጽንዓትን ሓላፍነታዊን ፍአቃርን ምኻንካ፡ ፍረ ጻማኻ ኢዩ ተሸሊምካዮ ዘለኻ ድማ ቀዳዊኻን መጥዓይኻን ይግበረልካ። ዙራ ንሃገርካ ንምግባር ዕድመ ይሃብካ።ሸለምትኻ ድማ ጽፉፍ መጽናዕቲ ኣካይዶም፡ ንዝገበርዎ ስራሕ ኣነ እውን ብሸነኸይ አስምረሉ።ዝኸበርኩም ኣሕዋት ተሸላሚ ኣብራርን ሸለምቲ ኮሚተን ንብዙሓት ደስ ኢሉና ኢዩ እሞ ደስ ይበልኩም።የቐንየለይክፍልማርያም (ሓረስታይ)ስያትል ኣሜሪካ
Abrar my legendary aur artist God bless you ❤❤❤
ኣብራ The legend of Eritrea God bless youYou deserve the respect of all Eritreans
Baba Abrar my favorite artist and my best medicine in my life congratulations and I l❤so much kubur Abo Eritrea
ተጋድላይ ኣብራር ይግብኣካእዩ🎉
Waww so humble & inspiring interview, Legend Abrar. We love you 👍❤👍
ሃብቲ ኤርትራ "ውሉድካ ንሕና ዎሎዶ ኢና እንዳ ኣክበርናካ ክንነብር ኢና ።ኣብራር ኦቦ ፍቅሪ ♥ወዲ ህዝቢ!
GONGRA ABRAR ❤️🇪🇷💒🕌❤️👏
አብነታዊ ተቃላሳይ ብዓል መትከል ከም ስነ ጥበባዊ ክአ ጽዕራም ከምዝበልካዮ ኩላትና አብ ሓንቲ ምአዲ ንትእካከበሉ ግዜ የምጽአልና፡፡
Waww legend I love you so much 💜 💗 abrar
Our lejend abrar osman ygbaka eyu btaemi nfuen bsuln derafay eka emo kexl . egziabhier edmen tenan yhabka.
I proud of you appreciate to you way of interview advice a bout love, inspiration
Congratulations i am proud of you are very important person
Congratulations Legend Abrar Osman tasfa aleni ni sidra yemane gebrmichel (BARYA) and Edris Mohamed Ali kit hibwom
ኣብራር ዑስባን ጎይታ ባህልን ፍትሕን ኣጆካ መዋእሉ ተበዲሉ ዝነብር ሕብረተሰብ የለን እሞ በርትዕ ክብለካ እደሊ ሓደ ካብ ቶም ዘድንቁካ እየ።
❤🎉 እወ ኩቡር ሓወ ኣብራር ካብቶም ዘድነቑ ኣርእስቲ ንዘለኣለም ቡሩህ መጻኢ ከውር ዝኸል ወደ ኣደም እዩ።
Our legend ❤
Abyet Tihtina , brgix kiwugih eyu eweEta timineya Eritrea niktrie Edmen tienan ymneyelika Baba Abrar Thank You
Brilliant mind legend 💯
GONGRA ABRAR YOUR ARE THE GREAT 💒🕌❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
Edmen tenan yhabka abona kbur abrar kulu kkewn eyu ajoka
Akberet Hailu Abrar Osuman ur our Legend❤
Abrar Osuman the legend of music God bless you
አብራር ሐወይ ዕድመን ጥዕናን ዓወትን ይሃብካ 👌👌🇪🇷🇪🇷
znebr zelo legend kedamot baba abrar abet eti elalu welela mear u behaki newih edmen tenan ymneyelka kbur abo eritrawian
abrar abo fkri edmen tenan yhabka Amlak neta tdelya eritrea ab kereba gzie knrea ena ajoka ❤ 😍 💖 ❣ 💕 💘 ❤
Congra baba abrar osman
Thanks erisat for having the best artist
Abirar osman aziye zifetetwon zednqoni derafay nay behaki yegbao eyu 😊🙏
ዓወት ምስ ብጻይካ ከምኡ ኣብራር ዘለኩም ኣሕዋተይ ሓጎስን ፍቅሪን ይሃብኩም። ኣብራር ሓወይ ኩሉ ዘረባኻ ናብ ፍቅሪ ጥራሕ ኢዩ ዝወስደካ። እዚ ከኣ ናብ እቲ ዝበለጸ ቦታን ናይ ሂወትካን ኢዩ ዝመርሓካ። ናይ ሎሚ መዓልቲ ኣልዒልካኒ ጸኒሕካ። ፍቅሪካ ይመስገነልካ። ብዙሕ ፍቅሪ ይሃብካ። ብሓጽሩ ኩሉ ንዓኻ ይበሎ።
አብራር ዘረባኻ ዘይጽገብ ከም ምሳሕ ድራር መብሩክ
We. proud of you brother Abrar great job thank you
ኣምላኽ ጥዐና ይሃብካ ጅግና 👍👍
Great we join you
Abrarrrr the Great: Congrats, bro. you deserve it. Also i eould like to say thank you to these who made this happen.Abshrka wedi Hzbi.Love: T.M.
He is such genius and well manned man❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷that whay all of us agrivate to Ward him very relevant and timely 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌
🤴 👑 King of life abrar
1000 mera mebruk
ዝግባእ ሽልማት ንዝግቦኦ ሰብ ! ኣብራር ዑስማን ፍሉይ ሰብ ኢኻ ብሓቂ ፍሉይ ! ናይ ኣብራር ፍሉይነት ንምግላጽ ቃላት እንተዝህልወኒ ክንደይ ደስ ምበለኒ ! ኣብ ስነጥበብ ድምጺ : ትሕዝቶ ግጥሚ : ውህደት ናይ ሙዚቃ : ደርፍታት ናይ ኣብራር እቲ ሓደ ካብቲ ሓደ ዝበለጸ : ደጋጊምካ ሰሚዕካዮ ዘይምኖ ዝገርም ሰብ ! አብ ሂወቱ ትሕትና ዝመልኦ ሓሲቡ ድዛረብ ስምዒታዊ ዘይኮነ ሰብ ! ዘረብኡ'ዉን ልክዕ ከም ደርፍታቱ ሰሚዕካ ዘይምኖ ! ኣብራር ፍሉይ'ዩ በቃ ! እንቋዕ ናትና ኮንካ ! እንቋዕ ኣማዕዲና ንሪኦ ናይ ካልኦት ኣይኮንካ ! Love you dear brother ❤️🌺🌹 and respect !
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤abrar osman king
Abrar btaemi jigna
Our King
Abrar kulu gizye eye zizkrekaEntebelkukas hasot do yineslBest💯
Nay behaki nesu eka kewhdo kbur senetebebawe abrar osman edmen teanan yehabka🙏❤
ABRAR ❤❤ nefas keyatiwo fiqirina
ኣብራር ዑስማን ኩቡር ወዲ ህዝቢ።
ንሕና ካኣ ነብራር ነፍቕር ኣብራር is legend
❤❤❤
Qnue Abnet iKa abo Qalsi
ብልቢ ዝፈትዎ ደራፋይ ክቡር ኣብራር ኦስማን
amrar nay lbey musikena newih edme yhabelna
አያይ .አብራር:-.ልበይ .ሪእሠይ.ተሓዋዌሡኔ.---💝💝💝✊✊✊🎤🔊🏳🎼📜🎼🎼🎵✅
🙏❤️🇪🇷
Ati gageni 100
ሃገረይን ህዝበይን ንምግልጋል ወዲ 13 ዓመት ከለኩ እየ ጀሚረ።እዚ ኮይነ እዚ ጎዲሉኒ ኢለ ኣይፈልጥን።ድሓር ግን ብሰንኪ ዘሎ ስርዓት ሃገረይ ገዲፈ ሃጽ ካብ ዝብል እንሆ 10 ዓመት ደፊነ።እንሓደርኩ ሃገረይን ህዝበይን ክክሕድ ቀሪበ ከምዚኦም ብሃራት ለባማት ከም ብዓል ኣብራር ምስማዕ ግን ደጊመ ከምዝሓስብ ጌሩኒ።
ኣብራር ስነጥበባዊ: ተቃላሳይ: ፍትሓዊ: ኣፍልጦ ዘለዎ ብስለት ኣማቲ እዩ::ኢሪሳት የቀንየልና::
አምበሳ ከም ዝበልካዬ ናይ ግዜ ሕቶ እዪ እንበር ክወግሕ እዩ
Abiiiii beal muyaaa senetibeb Eritrea
ኣብራር ዚግበኦ ሰብ ኢዩ
ስለምንታይ ዩ ተሞክሮ ናይ ሜዳ ዘይሕተት
ዝበለጸት ጓል ኣንስተይቲ ሓጋዚት ናይ ማሕበራዊ ሂወት ዶክተር ሻሮን ትበሃል ኣላ ንዓኣ ከኣ ስከ ኣብቲ ናይደቂኣንስትዬ ውድድር የእትውዋ።
🇪🇷
Ersat nay b zaeba murukat Eritrea entay hasab alekum
ፍቕሪ ሃገርን ህዝብን ኢዩ ፎፈው ኣቢሉዎ ነ አያና ኣብራር.
ንምንታይ ድኣ ህዝቢ ኤርትራ ብተጋሩ ክደንን ክጠፍእን ትደልዩን ትድግፉን ናይ ወያነ ብርዒ።
ንቋዕ ዳሓን መጻኻ ሓወይ ኣጆኻ በርትዕ
B ni vi x5
هل حقا قالو عنك انك لم تصوت فى الاستفتاء الذي استفتا فيه الشعب الارتري سنة ١٩٩٣ للااستقلال ضروري تجاوب على هذا السوال
وانت وشو يهمك في الموضوع
جبهات التحرير الارتريه إلى كانو فى الخارج الوطن والمعتمرين ماصوتو
وهل انت قدمتة لإرتريا أكثر من ما قدمه أبرار أنا أسألك إنت ماذا قدمتة لإرتريا ضروري تجاوب على هذا السؤال
@@osmanmhamed3594 كفو
العفو المعتمرين قلطالمتمردين
Zegem elna nirieyoo akayda zibee yikeyed yihlu mistiwaaal hjie wen mecem vhagerna seb temexiena xelel endiyu ziatwena...zeg tray...anes aybekeanaka n aytehazelna zibelo highlights tetgebrwoo mihashe...gen niskum wen xlulat endikummm mihret yewrdelkum::
ተስፋጽንየን ድርባይ ሐሳዊ
ህበይ ይግበር ኣሎ ኢላ ተዃሒላ ከምዚ ናትኩም እዩ።
መርዓዊ ኸይ ሓዛ ዓርኪ ሓዛ ዝባሃል ኤርያት ኻዓ ሀገር እንዳተፈት ከላ ብዛዕባ ሃጠው ቀጠው ዚታስሩ ክትብሉ ከፉኩም ንይ ሻብያ ዘገል ገለ ኩሎም በደልኛታት እዮም ታርኽ የብሎምን ኩሎም! ምስ መራሒኦም ወዲ ትግራይ ጠላም! ንይዝእ ሓደ ትግራዋይ ምኻን ንይሳኑ ክኽክክክክ ነገርም ኢዩ ብዓል ኣኽታ 🤣
ክክክክክክክክ ብትግርኛ ድገማ እዛ ቻይኒዝ ዝጻሓፍካያ ክንምልሰልካ።
ኣብራር ወናኒ ሙሉእ ልቦና! It can'nt be expressed in words how wise and intelligent he is.
Abrareyyyy jigna busul wade erey edmen tienan yhabka i love you
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ ኣብራር ሓውና። ብሕልናኻ ተመሪሕካ ምንባር፣ ናይ ሕልና ዕረፍቲ ይህብ። ጽባሕ ብሰላምን ፍቕርን ኣብ ሃገርና ነበርቲ ይግበረና።
Congratulations abona abrar abta neftwa hagrna Eritrea bselam yemlsna fetarib kumu win erisat
ስአላም ሓው ኣብራር፡
ዘሐጉስ ዜና ምስ ሰማዕኩ ኣዝየ ተሓጉሸ።
ሓው ኣብራር 42 ዓመታት ኣቢሉ ብሓባር ኣብ ዝነበርናሉ፡ ኣብ ፖለቲካዊ ትምህርቲ ሓደ መስከረም እንከለና ንውግእ ሓድሕድ ዝነበረካ ተቓውሞ ሕጂ ኮይኑ ይስምዓኒ ክቡር ሓወይን ብጻየይን።
ዕድሜኻ ልክዕ ዘርኣኻዮ ትዕግስትን፡ ቅንዕናን ሓቅነትን ጽንዓትን ሓላፍነታዊን ፍአቃርን ምኻንካ፡ ፍረ ጻማኻ ኢዩ ተሸሊምካዮ ዘለኻ ድማ ቀዳዊኻን መጥዓይኻን ይግበረልካ። ዙራ ንሃገርካ ንምግባር ዕድመ ይሃብካ።
ሸለምትኻ ድማ ጽፉፍ መጽናዕቲ ኣካይዶም፡ ንዝገበርዎ ስራሕ ኣነ እውን ብሸነኸይ አስምረሉ።
ዝኸበርኩም ኣሕዋት ተሸላሚ ኣብራርን ሸለምቲ ኮሚተን ንብዙሓት ደስ ኢሉና ኢዩ እሞ ደስ ይበልኩም።
የቐንየለይ
ክፍልማርያም (ሓረስታይ)
ስያትል ኣሜሪካ
Abrar my legendary aur artist God bless you ❤❤❤
ኣብራ The legend of Eritrea God bless you
You deserve the respect of all Eritreans
Baba Abrar my favorite artist and my best medicine in my life congratulations and I l❤so much kubur Abo Eritrea
ተጋድላይ ኣብራር ይግብኣካእዩ🎉
Waww so humble & inspiring interview, Legend Abrar. We love you 👍❤👍
ሃብቲ ኤርትራ "ውሉድካ ንሕና ዎሎዶ ኢና እንዳ ኣክበርናካ ክንነብር ኢና ።ኣብራር ኦቦ ፍቅሪ ♥ወዲ ህዝቢ!
GONGRA ABRAR ❤️🇪🇷💒🕌❤️👏
አብነታዊ ተቃላሳይ ብዓል መትከል ከም ስነ ጥበባዊ ክአ ጽዕራም ከምዝበልካዮ ኩላትና አብ ሓንቲ ምአዲ ንትእካከበሉ ግዜ የምጽአልና፡፡
Waww legend I love you so much 💜 💗 abrar
Our lejend abrar osman ygbaka eyu btaemi nfuen bsuln derafay eka emo kexl . egziabhier edmen tenan yhabka.
I proud of you appreciate to you way of interview advice a bout love, inspiration
Congratulations i am proud of you are very important person
Congratulations Legend Abrar Osman tasfa aleni ni sidra yemane gebrmichel (BARYA) and Edris Mohamed Ali kit hibwom
ኣብራር ዑስባን ጎይታ ባህልን ፍትሕን ኣጆካ መዋእሉ ተበዲሉ ዝነብር ሕብረተሰብ የለን እሞ በርትዕ ክብለካ እደሊ ሓደ ካብ ቶም ዘድንቁካ እየ።
❤🎉
እወ ኩቡር ሓወ ኣብራር ካብቶም ዘድነቑ ኣርእስቲ ንዘለኣለም ቡሩህ መጻኢ ከውር ዝኸል ወደ ኣደም እዩ።
Our legend ❤
Abyet Tihtina , brgix kiwugih eyu ewe
Eta timineya Eritrea niktrie Edmen tienan ymneyelika Baba Abrar
Thank You
Brilliant mind legend 💯
GONGRA ABRAR YOUR ARE THE GREAT 💒🕌❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
Edmen tenan yhabka abona kbur abrar kulu kkewn eyu ajoka
Akberet Hailu Abrar Osuman ur our Legend❤
Abrar Osuman the legend of music God bless you
አብራር ሐወይ ዕድመን ጥዕናን ዓወትን ይሃብካ 👌👌🇪🇷🇪🇷
znebr zelo legend kedamot baba abrar abet eti elalu welela mear u behaki newih edmen tenan ymneyelka kbur abo eritrawian
abrar abo fkri edmen tenan yhabka Amlak neta tdelya eritrea ab kereba gzie knrea ena ajoka ❤ 😍 💖 ❣ 💕 💘 ❤
Congra baba abrar osman
Thanks erisat for having the best artist
Abirar osman aziye zifetetwon zednqoni derafay nay behaki yegbao eyu 😊🙏
ዓወት ምስ ብጻይካ ከምኡ ኣብራር ዘለኩም ኣሕዋተይ ሓጎስን ፍቅሪን ይሃብኩም። ኣብራር ሓወይ ኩሉ ዘረባኻ ናብ ፍቅሪ ጥራሕ ኢዩ ዝወስደካ። እዚ ከኣ ናብ እቲ ዝበለጸ ቦታን ናይ ሂወትካን ኢዩ ዝመርሓካ። ናይ ሎሚ መዓልቲ ኣልዒልካኒ ጸኒሕካ። ፍቅሪካ ይመስገነልካ። ብዙሕ ፍቅሪ ይሃብካ። ብሓጽሩ ኩሉ ንዓኻ ይበሎ።
አብራር ዘረባኻ ዘይጽገብ ከም ምሳሕ ድራር መብሩክ
We. proud of you brother Abrar great job thank you
ኣምላኽ ጥዐና ይሃብካ ጅግና 👍👍
Great we join you
Abrarrrr the Great: Congrats, bro. you deserve it.
Also i eould like to say thank you to these who made this happen.
Abshrka wedi Hzbi.
Love: T.M.
He is such genius and well manned man❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷that whay all of us agrivate to Ward him very relevant and timely 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌
🤴 👑 King of life abrar
1000 mera mebruk
ዝግባእ ሽልማት ንዝግቦኦ ሰብ ! ኣብራር ዑስማን ፍሉይ ሰብ ኢኻ ብሓቂ ፍሉይ ! ናይ ኣብራር ፍሉይነት ንምግላጽ ቃላት እንተዝህልወኒ ክንደይ ደስ ምበለኒ ! ኣብ ስነጥበብ ድምጺ : ትሕዝቶ ግጥሚ : ውህደት ናይ ሙዚቃ : ደርፍታት ናይ ኣብራር እቲ ሓደ ካብቲ ሓደ ዝበለጸ : ደጋጊምካ ሰሚዕካዮ ዘይምኖ ዝገርም ሰብ ! አብ ሂወቱ ትሕትና ዝመልኦ ሓሲቡ ድዛረብ ስምዒታዊ ዘይኮነ ሰብ ! ዘረብኡ'ዉን ልክዕ ከም ደርፍታቱ ሰሚዕካ ዘይምኖ ! ኣብራር ፍሉይ'ዩ በቃ ! እንቋዕ ናትና ኮንካ ! እንቋዕ ኣማዕዲና ንሪኦ ናይ ካልኦት ኣይኮንካ ! Love you dear brother ❤️🌺🌹 and respect !
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤abrar osman king
Abrar btaemi jigna
Our King
Abrar kulu gizye eye zizkreka
Entebelkukas hasot do yinesl
Best💯
Nay behaki nesu eka kewhdo kbur senetebebawe abrar osman edmen teanan yehabka🙏❤
ABRAR ❤❤ nefas keyatiwo fiqirina
ኣብራር ዑስማን ኩቡር ወዲ ህዝቢ።
ንሕና ካኣ ነብራር ነፍቕር ኣብራር is legend
❤❤❤
Qnue Abnet iKa abo Qalsi
ብልቢ ዝፈትዎ ደራፋይ ክቡር ኣብራር ኦስማን
amrar nay lbey musikena newih edme yhabelna
አያይ .አብራር:-.ልበይ .ሪእሠይ.ተሓዋዌሡኔ.---💝💝💝✊✊✊🎤🔊🏳🎼📜🎼🎼🎵✅
🙏❤️🇪🇷
Ati gageni 100
ሃገረይን ህዝበይን ንምግልጋል ወዲ 13 ዓመት ከለኩ እየ ጀሚረ።እዚ ኮይነ እዚ ጎዲሉኒ ኢለ ኣይፈልጥን።ድሓር ግን ብሰንኪ ዘሎ ስርዓት ሃገረይ ገዲፈ ሃጽ ካብ ዝብል እንሆ 10 ዓመት ደፊነ።እንሓደርኩ ሃገረይን ህዝበይን ክክሕድ ቀሪበ ከምዚኦም ብሃራት ለባማት ከም ብዓል ኣብራር ምስማዕ ግን ደጊመ ከምዝሓስብ ጌሩኒ።
ኣብራር ስነጥበባዊ: ተቃላሳይ: ፍትሓዊ: ኣፍልጦ ዘለዎ ብስለት ኣማቲ እዩ::
ኢሪሳት የቀንየልና::
አምበሳ ከም ዝበልካዬ ናይ ግዜ ሕቶ እዪ እንበር ክወግሕ እዩ
Abiiiii beal muyaaa senetibeb Eritrea
ኣብራር ዚግበኦ ሰብ ኢዩ
ስለምንታይ ዩ ተሞክሮ ናይ ሜዳ ዘይሕተት
ዝበለጸት ጓል ኣንስተይቲ ሓጋዚት ናይ ማሕበራዊ ሂወት ዶክተር ሻሮን ትበሃል ኣላ ንዓኣ ከኣ ስከ ኣብቲ ናይደቂኣንስትዬ ውድድር የእትውዋ።
🇪🇷
Ersat nay b zaeba murukat Eritrea entay hasab alekum
ፍቕሪ ሃገርን ህዝብን ኢዩ ፎፈው ኣቢሉዎ ነ አያና ኣብራር.
ንምንታይ ድኣ ህዝቢ ኤርትራ
ብተጋሩ ክደንን ክጠፍእን ትደልዩን
ትድግፉን ናይ ወያነ ብርዒ።
ንቋዕ ዳሓን መጻኻ ሓወይ ኣጆኻ በርትዕ
B ni vi x5
هل حقا قالو عنك انك لم تصوت فى الاستفتاء الذي استفتا فيه الشعب الارتري سنة ١٩٩٣ للااستقلال ضروري تجاوب على هذا السوال
وانت وشو يهمك في الموضوع
جبهات التحرير الارتريه إلى كانو فى الخارج الوطن والمعتمرين ماصوتو
وهل انت قدمتة لإرتريا أكثر من ما قدمه أبرار أنا أسألك إنت ماذا قدمتة لإرتريا ضروري تجاوب على هذا السؤال
@@osmanmhamed3594 كفو
العفو المعتمرين قلط
المتمردين
Zegem elna nirieyoo akayda zibee yikeyed yihlu mistiwaaal hjie wen mecem vhagerna seb temexiena xelel endiyu ziatwena...zeg tray...anes aybekeanaka n aytehazelna zibelo highlights tetgebrwoo mihashe...gen niskum wen xlulat endikummm mihret yewrdelkum::
ተስፋጽንየን ድርባይ ሐሳዊ
ህበይ ይግበር ኣሎ ኢላ
ተዃሒላ ከምዚ ናትኩም እዩ።