ኣነ ግን ኣነ ኣይኮንኩን_ህዝብና ይጠፍእ ኢዩ ዘሎ///

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 21 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 190

  • @ድንግለይዋሕስሂወተይ-ቨ4ቸ

    ኣነዉን ኣብ ፀሎትኩም ዘኩሩኒ ኣሕዋተይ ሕዉስዉስ ዝኮነ ሂወት ኣለኒ ኩሉ ይፈልጥ እየ ብዛዕባ መናፍስቲ ቃል ኣምላክ እዉን ይምሃር ይሰምዕ ግን ዝብርቅርቅ እዩ ናብራይ ኣብ ፆሎትካ ዘክረኒ ስልጣን ሓወይ ሂወተይ ዝፀልአሉ መዓለቲ ኣሎ መብዛሕቲኡ እመብርሃነይ ናበልኩ ይነብ ዉሽጠይ ግን ዜሮ እዩ ድንግርግር ዝኮነ ሂወት የሐልፍ ኣለኩ😢😢😢😢😢😢😢😢

    • @ngussetsegay7736
      @ngussetsegay7736 12 днів тому +1

      Ajoka hawey bruk abaka tray aykonen bztekalena behade koyna nsgero bsmey kab 2 nlaeli ab tekeblu ane ab maekelkum aleku u zblena ajona 🙏

    • @kibreabgebregz7508
      @kibreabgebregz7508 10 днів тому +1

      ሰይፈ ስላሴ ጸሎት ግበር በብናይመዓልቱ

  • @fusfv877
    @fusfv877 13 днів тому +3

    ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር መምህር ስልጣን ሓወይ እግዚኣብሔር ዘበን ኣገልግሎትካ ይባርኸልካ ኣሜን 🤲🤲🤲👏👏👏💒💒💒🌹🌹🌹🌹🌹🌹❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹😁🌹😁🌹🌹🇪🇷🌹❤️🌹❤️🌹❤️

  • @ዮዳሄንበል
    @ዮዳሄንበል 13 днів тому +2

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኻ ክቡር መምህርና ቃል ህይወት የሰመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ ናይ አገልግሎት ዘመንካ ይባረክ ✝️⛪️✝️

  • @ሂወትአማሃ-ኈ1ዘ
    @ሂወትአማሃ-ኈ1ዘ 13 днів тому +2

    ብሓቂ ክቡር መምህርና ቃለ ሂወት ያስምዐልና ዓስብ መምህራን ይዓድለልና ❤❤❤❤❤😢

  • @رهوةابراهيم
    @رهوةابراهيم 13 днів тому +6

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዓና ናተይ ሂወት እዩ ድቃስ የለይ ርእሰይ ዘይሩ ፆሎት አይገብር 😢 አይፆም ከማይ ሓጥያተኘስ ይህሊ ዶ ይኮን 💔

    • @FilimonHagos-k6y
      @FilimonHagos-k6y 13 днів тому +1

      ኣጆኺ፡ ቀስ ብቐስ በርትዒ ክብርቲ ሓፍተይ❤ እግዚኣቢሔር ይሓግዝክን፡ ይሓግዘናን።

    • @ngussetsegay7736
      @ngussetsegay7736 12 днів тому

      Ajoki haftey brkti 🙏 neaki u kemeu zmeleki ember ab kulu u amlak gn hji abey alena kemey alena ember abey nerka aybln u rhruh u nbeges tray

    • @musemamilove4519
      @musemamilove4519 8 днів тому

      ​@@FilimonHagos-k6yፊሊ❤😅ለለ በዚ ተጋኒና

    • @MizanGebrehawarya
      @MizanGebrehawarya 8 днів тому

      ወላ አነ ከማኺ እየ 😭😭

  • @metkelandat
    @metkelandat 13 днів тому +2

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህወት የስምዓልና ብምቅጻል እዞም ዓሰርተ ደረጃ ቅድስና
    ብዛዕብኦም በብክፋል ጌርካ መሃረና
    እንታይ እንተ ጌርና ኢና ኸ ክንበጽሖም
    ንኽእል ካልእ እውን ካብ ትዕቢትን ውዳሴ ከንቱን ብኸመይ ኢና ንወጽእ ሓደራኻ ስልጣን ሓውና ነዛ ኮመንት ሸለል ኢልካ ኣይትሕለፋ

  • @FgFg-yj2qb
    @FgFg-yj2qb 13 днів тому +8

    ናተይ ህይወት እያ 😢😢😢😢ኦ ፈጣር ኩሉ አለም ልቦና ሃበን መንገድኻ ክኽተል አብ ፆሎትኹም ሓስብን

  • @simonkifleyesus3929
    @simonkifleyesus3929 13 днів тому +4

    ንህይወት ይግበረልና፡ ኣብ ልብና የሕድሮ እግዚኣብሔር ፡ ሥልጣን ሓወይ።

  • @ametezghiteklsenbet3274
    @ametezghiteklsenbet3274 11 днів тому +1

    ኣባኪ ጥራሕ ኣይኮነን ኣነ ንባዕለይ ንነብሰይ ተሃኪንስ ንወደይ ጸሎት ግበር ይብሎ እሞ ንሱ ጸሎት ይገብር ኣነ ከይገበርኩ ይድቅስ ምኽንያቱ ኣወደሰምያት ይጅምሮ እሞ ፋሕ ይብለኒ እዝጋቢሀር ኣምላኽ ገጹ ይምለሰልና

  • @ኢግዚአብሔርአምላክሆይሓሊ

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና እግዚአብሔር አምላክ ብምሕረቱ ይጠምትና😢😢😢 ልብ ሊዲያ ዝኻፈተ ልብና ይከፈተሊና እግዚአብሔር አምላክ😢😢😢

  • @RobelGoitom-o3q
    @RobelGoitom-o3q 13 днів тому +1

    ቃል ህይወት የስምዓልና ስልጣን ሓወይ እግዚኣብረሔር ናይ ዘመናት ዕድሜካ ይባርክ❤❤

  • @user-hiwen
    @user-hiwen 13 днів тому +6

    ኣታ እንታይ ዳኣ እዚ ህይወትና ኩሉ ትናጊራቶ እዛ ጋል😢😢😢

  • @Emimedia27
    @Emimedia27 13 днів тому +3

    ብወላዲትኩም ይሕዋት ኣብዛ ናተይ ኣትኹም sbuscribe ሓጉዙኒ ማርያም ትሓልኹም።

  • @ሂዊጋልአሕፎሮም
    @ሂዊጋልአሕፎሮም 13 днів тому +1

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዕልና ኩቡር መምህርና ምስትውዓሉ ይዓድለና ልዑል ፈጣሪ አሜን አሜን አሜን 🎉🎉🎉♥️♥️♥️

  • @terhas4842
    @terhas4842 13 днів тому +2

    እግዚአብሔር ይመስገን እንኳዕ ብሰላም መጻእኩም ቃለ ህይወት የስመዐልና ጸግኡ የብዝሓልኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ልቢ ሊድያ ዝኸፈተ እግዚአብሔር ኣምላክ ልብና ይኽፈተልና🙏🙏😢😢

  • @hshsusuei6713
    @hshsusuei6713 12 днів тому

    እግዚአብሔር አምላክ ይመሰገን ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና ክብር መምህርና ብሓቂ አምላክ ይለዉጠና ልቦና ይሃበና ንኽልና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤

  • @AlaysolomunKeshi
    @AlaysolomunKeshi 13 днів тому +1

    ❤❤❤ ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማዕልና ኩቡር ኣቦና ነዚቁዱ ቃል እዚ ብተግባር ክንነብሮ እግዚኣብሄር ኣምላክና ይደግፈና

  • @Samira-it6jh
    @Samira-it6jh 13 днів тому +1

    አሜን፫ ቃል ሂወት የሰመዐልና ክብር መምህርና ሰልጣን እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ናይ አግልግሎት ዘበንኻ እግዚአብሔር ይባርክ 🤲🤲🤲❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ አነ ገና አነ አይኩኑኩን ብሓቂ😢❤🎉

  • @TiTiYou-r5j
    @TiTiYou-r5j 13 днів тому +1

    ኣሜን(3) ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና ስልጣነይ ዓይኒ ልቦና ይከፍትልና ሰማያዊ ኣቦና እምበር ሓሳብና ናይዛ ሓላፊት ምድሪ ኹይኑ😢

  • @fdg761
    @fdg761 13 днів тому +2

    እግዚአብሔር ይመስገን ተመስገን ስልጣን ሓወይ እግዚአብሔር ናብ መንገዱ ይምርሓና

  • @HarfeyaHayle-dv7qh
    @HarfeyaHayle-dv7qh 13 днів тому +1

    ኣሜን(3) ቃል ህይወት ያስመዐልና ክቡር መምህረይ✝️🙏❤🎉🎉

  • @HdSd-lc1nt
    @HdSd-lc1nt 12 днів тому

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና❤❤❤ እግዚአብሔር ኣምላክ ምስተውዐሊ ዓይነ ልቦና ይዓድለና😢😢

  • @TkTk-n7g
    @TkTk-n7g 13 днів тому +3

    አሜን ፫ቃለ ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና ስልጣን❤🎉

  • @fioriselihom6506
    @fioriselihom6506 13 днів тому +1

    ዮሃንስ 3:14-15፤ ብእኡ ዚኣምን ኵሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ከምቲ ሙሴ ኣብ በረኻ ተመን ዝሰቐለ፡ ከምኡ ድማ ወዲ ሰብ ኪስቀል ይግባእ እዩ።
    ዮሃንስ 3:16፤ ኣምላኽ፡ በቲ ሓደ ወዱ ዝኣመነ ዅሉ ናይ ዘለኣለም ህይወት ምእንቲ ኺረክብ እምበር፡ ከይጠፍእሲ፡ ንወዱ በጃ ኽሳዕ ዚህብ፡ ክሳዕ ክንድዚ ንዓለም ኣፍቀራ።
    ዮሃንስ 3:17፤ ኣምላኽ ንወዱ፡ ዓለም ብእኡ ኽትድሕን እምበር፡ ንዓለም ኪፈርዳስ ኣይለኣኾን።

  • @hanayemaryam12
    @hanayemaryam12 13 днів тому +1

    ቃለ ሂወት የስምዓልና ዘስተውዕል ልቦና ይሃበና ኹልና ሓጣተኛታት ኢና አብ ደገ ወፂኤን ስለዝዛረባ እዩ ካባና አኽፊእና እንሪኤን 😢😢😢💔💔💔💔🙏🙏🙏🙏

  • @MerhawiQeshi
    @MerhawiQeshi 13 днів тому +2

    አግዚኣብሄር ጸግኡ የብዚሐልካ መምህርና❤❤❤

  • @mazigaltewahdo9079
    @mazigaltewahdo9079 13 днів тому +1

    ቃለ ሂወት የስመዐልና ብምሕረቱ ይጠምተና ክቡር መመህርና

  • @dfhf8186
    @dfhf8186 12 днів тому

    ኣሜንኣሜንኣሜን ብሓቂ ቃልህይወት የስመዐልና መምህረይ✝️🤲❤

  • @hss5966
    @hss5966 9 днів тому

    ባሓቂ ቃል ሂወት የስምዐልና መምህርና

  • @RozaRoza-iu8gk
    @RozaRoza-iu8gk 13 днів тому +1

    ብሓቂ ቃለ ህይወት የሰመዐልና ኩቡር ሓዊና

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z 13 днів тому +1

    😢😢😢😢😢😢እንካዕ ብሰላምመፃእካ መምህረይ 😢 ብጣዕም የሕዝን ናይኩሉና ህይወት ንነቡሮ ዘለና ተዛሪባትልና ኣዱ ሓፊትና ሸር ሸር ንግበር ኣሓተይ😢

  • @soligualagame
    @soligualagame 13 днів тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስመዐልና ናይ ብሓቂ🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤❤

  • @Mikalegri
    @Mikalegri 13 днів тому +2

    Amen amen amen kubur hawey Eigziabhier tsegau yebzhalka 🙏🙏🙏

  • @debesegaltewahdo456
    @debesegaltewahdo456 13 днів тому +1

    አነ ግን አነ አይከንኩይ ብሓቅ ፀጋኡ ያብዘሐልኻ❤❤🎉🎉🎉

  • @berryfamily2846
    @berryfamily2846 13 днів тому +2

    አሜን

  • @-se9hk
    @-se9hk 13 днів тому +3

    ሞንካ ንጽሕት አያ ዝመክራ ጥራይ አያ ትደልይ ❤️🙏🏼

    • @HnxaHnxa
      @HnxaHnxa 13 днів тому

      Nexhti do belka rukus zekone qalat ab lelie abotatkan betkrstyankan benxhna dya elto😢

  • @alemdesta454
    @alemdesta454 13 днів тому +4

    እንቋዕ በሠላም መጻእከ ረቡኒ❤🎉😊

  • @ዛፉጓልክርስቶስ
    @ዛፉጓልክርስቶስ 12 днів тому +2

    ቃል ሰናይ የስመአልና ስልጣነይ👏🥺✝️😌

  • @21ድግልማርያሞእናቴ
    @21ድግልማርያሞእናቴ 12 днів тому +1

    አሜንአሜን አሜን 🥰🥰🥰😍😍

  • @fretayemane-nx5jz
    @fretayemane-nx5jz 12 днів тому

    ሰላም ንዓካ ስልጣን ሓወይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ

  • @Feryweldelchel8502
    @Feryweldelchel8502 13 днів тому +1

    We respect all you our churches teachers God bless you 🙏 Amen 🙏 Amen 🙏 🙌 Amen 🙏

  • @AsAs-e8i2d
    @AsAs-e8i2d 10 днів тому +1

    አሜን አሜን አሜን❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኩቡር አቦና

  • @ብሰመኪክጀመር
    @ብሰመኪክጀመር 12 днів тому +1

    ስልጣነይ ዕድመንጥዕናን ይሃብካ

  • @FuyIfgj
    @FuyIfgj 13 днів тому +1

    ብሓቃ ቃለ ሂወት የስመዓና ኣሜን ኣሜን ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @TtasTtas-u1e
    @TtasTtas-u1e 11 днів тому

    አሜን አሜን ኣሜን

  • @yonieritreawi3139
    @yonieritreawi3139 13 днів тому +2

    በስመ ኣብ፡ወወልድ፡ወመንፈስ ቁዱስ፡ ኣሃዱ ኣምላክ፡ ኣሜን፡ናይ ብሕቂ ኢያ ሞኒካ ኣቱም ሰባት ሕማቅ ኣለና ካብ ኣምላኽ ርሒቅና ኢና ንፉዓት ኣቦታት ካኣ ኣይረከብናን ማለት ጠርናፊ ስኢንና፡ን ቤት ኣምላክ ከይንከይድ ኣብቲ ቤት ኣምላክ ዘለዉ ዘይሓላፍነታውያን መራሕቲ ኮይኖም፡ካብ ሓቂ ዝርሓቁ ኣብ ሓሶት ዝነብሩ ንጽልኢ እምበር ን ፍቅሪ ዝዝምሩ ውሒዶም ንሕና ካኣ ከም ሓላዊ ዘይብለን ኣባጊዕ ተኣኪብና ንጠፍእ ኣለና😭😭😭ብምሕረቱ ይጠምተና 🙏🙏🙏

  • @musemamilove4519
    @musemamilove4519 13 днів тому +1

    እንኳዕ ብሰላም መጻኢካ መምህረይ❤ብሓቂ ኣነ ግን ኣነ ኣይኮንኩን 😢ኣነ ግን ኣነ እንዳበልኩ ብትምክሕቲ መሬት መሽዩኒ ልቦይ ክፈቶ

  • @Sojoo-k5z
    @Sojoo-k5z 12 днів тому

    ኣሜን አሜን ኤሜን ቃለ ህይወት ቃለበረከት የስምአልና❤

  • @saraabha7842
    @saraabha7842 12 днів тому

    ብሓቂ ቃል ሂወት የስምዐልና❤❤❤

  • @حياةبراه
    @حياةبراه 13 днів тому +1

    ቃል ሂወት የስመዐና መምህር ዓይነ ልቦናና ይክፈተልና🌿😍😍🌿❤❤✝️🙏

  • @tsigearaya4242
    @tsigearaya4242 12 днів тому

    🙏ጸሎት ወለድኺን ቁዱሳንን ኣይፈለይኪ ሓፍተይ ምዓረይ ✝️ኣብ ኩሉ ዘሎ ዩ ጸሎት ምስጀመርካ ሓሳብካ ምብታን ኣምላኽ ዓይኒ ልቦናና ይክፈተልና 🙏ኣሜን ✝️

  • @ediebeidu9889
    @ediebeidu9889 13 днів тому +1

    Welcome❤❤❤ God bless you please continue good news.🎉🎉🎉

  • @ኣቤጓልማርያምፅዮን
    @ኣቤጓልማርያምፅዮን 13 днів тому +2

    ትክክል እግዚአብሔር ላብ ልቦና ና ይመልሰና😭😭

  • @NcgjdVfhx
    @NcgjdVfhx 8 днів тому

    ብሓቂ ቃል ህይወት የሰመዐልና👏👏❤❤❤

  • @BrhanchannelBrhanChannel
    @BrhanchannelBrhanChannel 13 днів тому +1

    አሜን ፫ ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር መምህርና🎉❤

  • @lemlemrezene8636
    @lemlemrezene8636 11 днів тому

    Kalehewt yesmalna behaqi msetwal yehabena gezabeher ❤❤💐💐💐🤲🤲🤲⛪⛪🙏🙏🙏

  • @MhretKahsay
    @MhretKahsay 13 днів тому +1

    Amennnnnnnnn (3) Qal hiwetu ysmana amlak ayne libona yhabena bmegdu ymrhana yqre belena ab xolotka zekrena kbr hawna siltan❤❤❤❤❤❤❤

  • @BiriktiMulugeyta
    @BiriktiMulugeyta 12 днів тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ጠፍእና እና ዘለና😢😢🙏🙏🙏🤲🤲🤲🙏🙏🙏

  • @SlamSlam-w3e
    @SlamSlam-w3e 10 днів тому

    😢😢😢እታ ናተይ ተግባር ያ ኣይይይይይ ጎይታየ መልሰኒ እባ

  • @ezgabiherymesgen214
    @ezgabiherymesgen214 12 днів тому

    kale hiwet yesmalna, Amlak Abotatna, nezom qdusan abotatna zqeyere, Ni Monika habtna hiweta qeyru ab betu yenbra Amen Amen Amen

  • @koryakahsay956
    @koryakahsay956 12 днів тому

    ጽቡቕ ተዋስኦ ኣምላኽ ባዕሉ ይፈረድኪ

  • @PkHshs-nh4ux
    @PkHshs-nh4ux 13 днів тому +1

    ብሓቂ ቃል ሂወት ቃል በረከት ያሰመዐልና
    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ድንግለይ-ዠ8ቈ
    @ድንግለይ-ዠ8ቈ 13 днів тому +1

    ጸሎት ቅዱሳን ዝሓፍተይ እግዚኣብሔር ይሕረቱ የውርደልና።

    • @ፅሪቲካሕሳይ
      @ፅሪቲካሕሳይ 13 днів тому +1

      ፀሎት እመብርሃን ፀሎት ቁዱሳን ኣይ ፈለኪይ ዝሓፍተይ ኣጀኩይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ

  • @Hayelomweldu-b2m
    @Hayelomweldu-b2m 12 днів тому

    ❤congra enkae nab amlak temeleski amilakna lewah eyu abey nerka aybilin eyu abey aleka eyu zibill ajeki amlak misaki yikun

  • @aklilufishaye2718
    @aklilufishaye2718 12 днів тому

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna kbur Memhrna ❤❤❤❤❤❤

  • @HiluftiBerhe
    @HiluftiBerhe 13 днів тому +2

    አህ ዋላ አብይ ዘሎ እየ አበነ ስማያት 😢ስ አብ መንጎኡ ይጠፍእኒ መጽሐፍ ቅዱስ ልክዕ ምትሓዝክዋ ዓይነይ ይነቢዕ ድቃሲ ይመጽእኒ 😢 ድካም ይስመዕኒ ሐዚ ታይ ከምዝገብር ግራ አትይኒ

    • @danieltekeste968
      @danieltekeste968 13 днів тому

      ቅድሚ ምጽላይኪ፡ ቅድሚ መጽሓፍ ቅዱስ ምንባብ ኩሉ ግዜ ስገዲ
      ስግደት እቲ ቀንዲ ፈውሲ ኢዩ

    • @HiluftiBerhe
      @HiluftiBerhe 12 днів тому +1

      @danieltekeste968 የክበረለይ ሕራይ 👏🍂

  • @__-wj7zq
    @__-wj7zq 13 днів тому +2

    *_ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ😊_*

  • @selameyudlieteynsha4018
    @selameyudlieteynsha4018 13 днів тому +1

    እመብርሃን ትብፃሕኪ ሓብተይ ናተይ

  • @EdenAbrhale
    @EdenAbrhale 13 днів тому +1

    Amen kale hiwet yesmana

  • @tsegawitzewde7406
    @tsegawitzewde7406 13 днів тому

    Amen amen amen qalehiwet yesmeolna.
    Huto altni zzumu znebere seb babas kkewn ykel dyu, malety kodes gele.

  • @Galtemu5745.
    @Galtemu5745. 11 днів тому

    Amlak xegueu yebzhalka Sltan hawey 🙏🥰🙏

  • @Abuki-wk1xh
    @Abuki-wk1xh 12 днів тому

    Ajoki keberti haftey seytan eu zefeteneki zelo ajoki

  • @selamdawit8323
    @selamdawit8323 13 днів тому +2

    Amen amen amen qalihiwet yesmana ❤❤❤❤

  • @KidanKidan-u6w
    @KidanKidan-u6w 13 днів тому +1

    አሜን ቃለ ሂወት ያሰማልን

  • @Bsrat-i3f
    @Bsrat-i3f 13 днів тому +1

    Kale hiwet ysmalna memhran sltaney ❤❤❤❤❤❤

  • @መወዳኣታይኣፀብቀለይኣምላ

    ናተይ ሂወት😢😢😢😢 ኣምላከይ ብፀሐኒ ንባርያካ

  • @biniamberhane8789
    @biniamberhane8789 13 днів тому +2

    Keal hiwet yesmalna kubur hawey nay agolgulet zemenka ybarkelka hawey mearey

  • @gebreyesusberakishewit5334
    @gebreyesusberakishewit5334 13 днів тому +1

    Amen amen amen kale hiwet yesmalna kubur hawna 🙏🙏🙏

  • @samuelhabtom3009
    @samuelhabtom3009 13 днів тому

    Gena ይቅሬ ኣይበልክን ልብኺ ኣይተቀደን
    100% deep ነብስኺ ኣይተዓሺዊ

    • @Banakibrom20
      @Banakibrom20 12 днів тому

      Fetya aykonetn mearey ezi rgum eyu 😢lbi ldya zkefete egzabiher ayne lbona ykfetelna 😢

  • @TtasTtas-u1e
    @TtasTtas-u1e 11 днів тому

    ቃለ ሂወት የሰመዓልና 🙏🙏🙏

  • @yorusalemgezhey7934
    @yorusalemgezhey7934 13 днів тому

    Agzabiher mhret yewrdelna Uffff ❤❤❤❤

  • @temesgenWeldeslasie
    @temesgenWeldeslasie 13 днів тому +1

    Sltin hwey selam dyu kal hwet yesmaAlna egzaAbhr tsegaka yebzahlka bwshti eba rkebeni

  • @ኣቤጓልማርያምፅዮን
    @ኣቤጓልማርያምፅዮን 13 днів тому +6

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @biniamasmerom7154
    @biniamasmerom7154 13 днів тому +1

    Amen amen amen qale hiwet yesmalna kubur memhrna 🎉❤

  • @tiftoberhe3320
    @tiftoberhe3320 9 днів тому

    Amen

  • @letemichalyohnans3198
    @letemichalyohnans3198 13 днів тому

    Amen Amen Amen

  • @hidataraya6158
    @hidataraya6158 5 днів тому

    ቃልሂ ወት የስመዓና ሐወይ

  • @TjomiTekaie
    @TjomiTekaie 13 днів тому +4

    እዚአ አብጸሎት ናብ ካልእ ምሕሳብ ሲ ዋላ አነ ሐደ ሐደ ግዜ

  • @JESUS-711
    @JESUS-711 12 днів тому

    ሱልጣን ሐዉና አቕልል አቢልኩም ብፍቅሪ መሃሩ ሰብ ንተዋህዶ ከይፈለጦ ይጠፍእ አሎ ❤

  • @Tefetawit.12.21
    @Tefetawit.12.21 13 днів тому

    ቃለ ሕይወትን ያሰማልን❤

  • @silmanamichael5709
    @silmanamichael5709 13 днів тому +1

    Kale hiwet kubur memhrna🥰🥰🥰

  • @selamgh3379
    @selamgh3379 12 днів тому

    kale hiwet yasemalen 🙏🙏🙏

  • @letemichalyohnans3198
    @letemichalyohnans3198 13 днів тому

    Kal hiywet yesmalna Amen😢

  • @ኪዳንኪዩኣደይ
    @ኪዳንኪዩኣደይ 13 днів тому +1

    Bhaki haka iya😭 ab ezi resina zelo hmak menfes yerhkelna eza alem gele eu weridwa zelo😢

  • @erimias5005
    @erimias5005 13 днів тому

    Amen Amen Amen❤❤❤🎉🎉🎉 kale hiwet ysmalna

  • @ZewenjelTinsea-wg3qf
    @ZewenjelTinsea-wg3qf 13 днів тому +1

    Amen amen amen kal hiwet yesmaluna hawina

  • @simretkesete9505
    @simretkesete9505 13 днів тому

    Kal hiwet yesmaln hawey 🙏🙏🙏

  • @bisrattekle844
    @bisrattekle844 13 днів тому

    Nay bhaqi dess zbl hiwet zhb sbket Sultsan hawey❤✝️✝️✝️

  • @BiriktiHaile
    @BiriktiHaile 13 днів тому +1

    Memhrey enqa be selam mexka qale hiwet yesmalena egzabhir aboy 😢😢😢😢😢😢😢

  • @ፅሪቲካሕሳይ
    @ፅሪቲካሕሳይ 13 днів тому +3

    ፀሎት እመብርሃን ፀሎት ቁዱሳን ኣይ ፈለኪይ ዝሓፍተይ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ኣሕዋተይ❤❤❤