Daniel description of his work👏🏿👏🏿🙏🏿🙏🏿.Show how good he is at his job, People like you and Melake make me more and more proud to be Eritrean🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Keep up the good work you are doing !! Awet to your future🇪🇷💪🏿💪🏿💪🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I am beyond amazed at your replies Danny I watched the host on multiple occasions ( not because I like his show but rather I like his guests like Mussie hadish, Sase, and your self). He always try to politicize things and take then out of context. Thank you Danny for becoming a voice for 🇪🇷and EDFs. Long live 🇪🇷, our government, and our defense forces
I agree 100/100 with you my brother 🙏 💯 ❤ We must be proud Eritrean 🇪🇷 everyone has right to defend to his nation and his people. God bless Eritrea 🇪🇷 🙏
Director Daniel, what an amazing individual. Your inteligence and thinking is above and beyond your age. " Tihtinaka, melsika, Azerarbaka, hagerawnet atehasasibaka. We are very proud to have such a talented younge Eritrean Director. Also, the interviewer is amazing. We are a big fun of you. Strong, solid and confident jornalist. We love it🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
Thank you so much for all your great work Daniel I am so proud to be Eritrean 💯❤️🇪🇷 you guys are such intelligent and heroes 🇪🇷❤️🇪🇷 so proud to be part of you Eritrean 🇪🇷God bless us all amen 🙏🇪🇷❤️
Thank you, you said it right the Wolf can loose his fur but not his caracter I am proud you point it out about 🇪🇹 I am glad the youths they understood the pattern. You gave a PEACE of mind. Zebeis segae zedelu yehnkis.
ዳኒ ሓወይ ደስ ዛብል ኢንተርቪው ህዱእ keep going MY QUESTION FOR U OR ERITREAN FUTURE WILL BE BRIGHT FOR SURE BUT MY QUESTION IS OUR YONGER BROTHERS AND SISTER MY THEY DONT TEACH THEM HISTORY OR POLITICS IN SCHOOL B/c they don’t have enough knowledge Can u please focus on young generation please please our enemies they still our history so please focus on young kids
Wowwwwww "ነታ ደርፊ መልሲ ዘይኮነስ ነቲ ኣተሓሳስባ ምቅያር ዪ" 2 " እንድሕር ሃገረይ ምባል ጽልኢ እንተ ኾይኑ..... yes ጽልኢ ይሰብኽ ኣለኹ" 3" ኤርትራዊ እንተ ኮይኑ ኣይጋገን ዩ ብዛዕባ ሰራዊት ኤርትራ"ኮርዒዳ ጅግና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዳኒተይ ያሆ መልክዕ,ልቦና,ብልሒ, ኩሉ ዓዲልዎ ፈጣሪ,,,,, 🥰❤💘🇪🇷🤝🥰🥰🥰💘💘💘God bless you 4ever. ዳኒተይ ወዲ ሓላል መሬት .......ኣብዚ ንባዓል ነሽነሽ ስልጣንያ ክንርኢ ሽውሃትና ተዓጽዩ ።
kab neshnesh xerifka ndani tednik nkulom gedifka nska srah mo nnebska adnika bnebska tehaben fnita
@@emteemte3985 😭😭😭😭
@@fn7619 whats up?
ዳኒ ተቀባሊ ሕድሪ ጀጋኑ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መልሲካን ስራሕካን ብጣዕሚ ክጸፍፍ ኣጆካ በርትዕ!
"እታ ባንዴራ ምብዝሓ ፡ ዘይተዋሕጠሉ ሰብ እንተል'ዩ ፡ ንዕኡ ኢና ደሊና፡ ንዕኡ'ያ ታ' መልእኽቲ። ክወሓጠሉ ኸኣ ኣለዎ።"
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
He told the interviewer on his face.
Kemey dye germteni eza zerba hhhhh i like the way he say it
ዳኒ ርሂጹ በላዕ ጅግና ኣብነታዊ ነመጀመርታ ግዜ ተመስገን ይኣኽለኒ ዩ እኹል ኣታዊ ኣለኒ መባልካ ዝነኣድ ዩ ኣምላኽ ይባርኽካ ጸጋኻ ይብዛሕ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ 🇪🇷✌️💪🏾✅
Amen Amen Amen dani haweyi ajoka ketsilu aidimeni tsianani yohabika 👍🏽🇪🇷🐫🇪🇷🐪🇪🇷🐫🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤💙💚💚💛💚💙💙❤❤🌻❤❤💙💚💚💛
Amen Amen Amen ❤ deki erey mearey
Amen Amen @@eritreashikoradijeganu2039
ዳኒ ንፉዕ ትሑት ጽቡቕ መልሲ ❤💯ተባዕ ርእሲ ተኣማምነት ዘለካ ጂግና ወዲ ኤረ ከማኻ ይብዝሑልና ዕድመን ጥዕናንይሃብካ🙏👍🌹🌴🌷🍁🌾
መግለጺ ዝሰኣንኩሉ መንእሰይ
ጅግና ኢኻ ስራሓትካ ነባሪ ኢዩ
ቀጽሎ 🇪🇷👍
ብጣዕሚ መሳጥን ሰሐብን መግለጺ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ መታን ንዓና ክሕሸና። ንነፍሲ ወከፍ ሕቶ ትህቦ መልሲ 💯💪👍🏾🇪🇷🇪🇷
Very Profesional, smart, Intelligent Artist
ኹራዕ ኤርትራዊ ፡ ኤርትራዊ ክቡር መንነት።
ኣስሜ ሓወይ ሎሚ ልበይ(❤️) ረኺብኻኒ ሎሚ!!! ብልቢ ዘፈትዎ ኣርቲስት ዳኒ ናይ ብሓቂ ትሕትና ዘለዎ ሰብ❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❣️
Daniel I'm proud of you, you are one of the best directors currently and I can see you becoming one of the best in the whole of Africa soon.
ሃገረይ ሰራዊተይ ምባል ጽልኢ ምዝራእ እንተ ኾይኑ፡ እወ ኣነ ጽልኢ ይዘርእ ኣለኹ👂👂👂። ዲሪክተር መንደላይ መንእሰይ ዳንኤል ጠዓመ ✌👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ ደስ ዝብለካ ሓያል ኣርትስቲ ትሕትንኡ ኣጋላልጽኡ ንመጀምበሪያ ካብ ኣርትስቲ ዕጉብ ብዝረኽቦ ኣታዊኡ ዘመስግን ኮታስ ኩሉትኑኡ 100% ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ንተመስገን ዝበለ ኣምላኽ ይባርኸሉ እዩ
🇪🇷💚❤️💛💙🇪🇷
ብዳኒ ዝዓገበ ዳይክተር ኢድካ ሓፍ like ከኣ ይሪገጽ።
ምዕጋብ ጥራሕ ትሐቢነ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Eziom Dani qalab King 👑 👑 👑 👑 👑 👑 👑 👑 👑 👑 👑 👑 👑 💯
ምዕጋብ ጥራይ ዝይኮነ ኮሪዕ ኢየ ደቂ ሪመይ ኤረይ ❤❤❤
ከምዚ ክኸውን ኣለዎ ሕቶ ተሪርን ኣዋጣርን፡ኣስሜ ቀጽሎ ንስኻ ጥራይ ክትመርሖ ኣለካ መደብ። ዳኒ smart መግለጺ የብለይን ናይ ኣኸር ሰብኣይ ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ab eritv journalist nerudo ezi Assie? Dimxu aysehatkwon mesleni
@@rehaboth203 ያ። ሰባብ ጋዜጠኛ እንድ።
ናይ ባሓቂ ዳኒኤል ሓውና ንፉዕ ደራሳይ
ብሱል ፍጥረት ንትገብሮን ንትዛረቦን ትፈልጥ
ኣምላክ ኣብ ሂወትካን ጥዕና
ኣብ ስራሓኻ ምሉእ ኣሳልጦን
ኣብ ናብራ ቤትካ ሰላም ይፍጠረልካ
መክበር ህዝቡ
ፈቃር ሃገሩ
ከማኻ ይብዝሑልና
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዳኒ ነዚ ዝተዋሃበካ ሕቶ
ንዓይ እኮ ኣደንጺኒ
ብቁዕ መልሲ ብማሃብካ
ብሱል ፍጥረት ኢኻ
ሰላም ንዓኻ
ዳኒ ከማካስ ይወለዱ ዳአ ፈጣሪ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሀብካ ኮሪዕናልካ ቀጽሎ አብ ጎንካ አለና ክብሪ ንሐይልታት ምክልካል ኤርትራ .እግዚአብሄር ንኤርትራን ህዝባን ይባርክ
ሰራዊተይ ሃገረይ ምባል ጽልኢ ምዝራእ እንተ ኮይኑ ጽልኢ ይዘርእ ኣሎኹ ማለት ኢዩ true 100🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ሰብ ጡዑም ጽሙዋ ሑሱም ግብእቲ መልሲ ዕጥቆም ደርብዮም መጺኦንስ ነታ ብቁርን ብጥመየትን ብኣሰገዳድ ድፋጩኡ ዝሰቲ ዘሎ ሰራዊትስ ኣብ ጎድኑ ዝከውን ማኣስ ሲኢኑ ኣብ ቅድምኡ ዝኮነሉ እዩ ሲኢኑ።
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ሰብ ጡዑም ጽሙዋ ሑሱም ካብ ነፍሶም ስለ ዝኮብለሉ እዮም ካላኣይ ካኣ ልዕሊ ሰቦም ሓልይቲ መሲሎም ዝቀርቡ ኣብ መንጎ ካኣ ክርዳድ ዝቅየሩ እዮምም
@ሰብ ጡዑም ጽሙዋ ሑሱም ሓወይ ብሩክ ኣብ ስደት ንኩን ኣብ ሃገር ጽልእና ተቃዉመናን ምስቲ ስርዓት ዩ እምበር ፡ምስቲ ክርተት ዝብል ዘሎ ምክልካልን ፡ህዝብን ግን የፍቅሮም መግለጺ ዘይብሉ ፍቅሪ ፡ስደት ወጺካ ማለት ንሰራዊትካ ሃገርካን ፡ህዝብካን ኣሕሊፍካ ምሃብ ድዩ ዝቃወም እኮ ሰላምን ፍትሕን ከምጻሎም እምበር ከናሽዎም ኣይኮነን ፡ተወጃቢርኩም ኣሎ ተማሃሩ
@@ማርያመይያዋሕስሂወተይኣደ ezom mada Hager eyom beteseb yblomn ab eritrea wedi erey
What a confidence! Proud to be Eritrean ! 🇪🇷
ዋውውው መምህረይ ካባኻ ቡዙሕ ፍልጠት ፈሊጠ ጅግና ምኻንካ ካኣ ኣሪኻኒ
ናይ በሓቂ ትሕትና.ዩ ግርማ ጥበብ
እዋይ ዳኒ ሓወይ እንካዕ ኤርትራዊ ኮንካ። ናትና ኮንካ ወዲ ኤረይ ሓላል ኤርትራዉነት ኩቡር መንነት።😍🇪🇷❤😍🇪🇷❤😍🇪🇷❤😍🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እዚ ጋዘጠኛ ብጠዓሚ ኣድኒቀዮ ብጠዓሚ ንፉዕ ሓታቲ ኢዩ ከሙኢ ውን ዳኒ ጽቡቅ ኣገላልጻ
Ane keman
መስተውዓሊ ኢኻ ወዲ በርሀ ካብቶም ብሉጻት ጋዜጠኛታትናዩ ዳኒ ክኣ ብሉጽ ኤርትራ ኤርትራ ይጨንዉ ።
ዳኒ🤔 ርእሰምትእምማንካ+ብስለትካ+ትሕትናትኻ: እዛ interview ተጀሚራ ክሳብ ትውዳእ ሓሕ ኣቢልካኒ ኮ ፍሕት ክብል ከማን ኣይከኣልኩን።proud of you dani🥰 and I'm proud of to an be Eritrean🇪🇷❤.
ዳኒ ጂግና ወዲ ጀጋኑ መልሲ ኣገዳስን ፈረቃን ኢዩ ናይ በሓቂ ከኣ ጽቡቅ መልሲ ሰሪሕካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪
Wow አነስ ከምዚ ቡሱል መንእሰይ ክርኢ ከለኩ ይሕበን አታሐሳስባ ክንሐጽብ እዩ ናይ ብሐቂ አታሐሳስባ ጎሬቤትና ክሕጸብ እዩ ዘለዎ 🇪🇷🙏🇪🇷
ዳኒ ሓውና መልሲ ኣገዳስን ፈረቃን እዩ ምሳኻእየ ድሰማማዕ ብሕጅውን ክንምልስ ኣለና ።🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷🙏🇪🇷
Emo serawite tigray wune asmera keatu geden eu beti zerebakum tekoynu da
@@themaischannel7092 ata hawey nsom eyom qdm derifom eber nhna dina ?
@@themaischannel7092 kkkkk gdn fetiyu zgedfo eko yeblun hji wn gn yrkeb do?
@@themaischannel7092 deharay da keyteowi
Wawwwww
ዳኒ ዋሪሳይ ወራሲ ሕድሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ወዲ ኤሬይ ጅግና ታሪኽ ኣያታትካ ይዋትካን ግድን ክንገር ኣሎዋ !!💪🇪🇷💐👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጽቡቕ ኣገላልጻ ዳኒ፡ ብፍላይ እታ ናይ ኢድ ምሕጻብ ካባይ ጀሚርካ ከም ባህሊ ሕብረተሰብና ጥራይ ዝወሰድናያ ኔርና፡ ሕጂ ከኣ ዘይተራእየና ጽቡቅ ዉክልና ወሲኽካላ " ናይ ሓሳብ ምሕጻብ"። ጥበብካ ይዛሪ፡ እንዳበርታዕካ ኪድ ዳነይ 🇪🇷🇪🇷💞💞
ትሕትና +ትብዓትካ+ተኣማምነትካ =ተኣምረታዊ መግለጺ ዘይርከቦ ዳኒ 🇪🇷🇪🇷❤❤
"ዝኾነ ኤርትራዊ ብዛዕባ ሰራዊት ኤርትራ ክጋገ ኣይክእልን'ዩ፡ እንተተጋግዩ ከኣ ኤርትራዊ ኣይኮነን" ዳኒ ብሉጽ
እዛ ሓሳብ ጌጋ እያ ንዓይ
Birigix bi temeliketeley ni hawu kemziqetil nifelit ab bet maeseriti ni hawu kemzesakiqy nifelit.....kindey emo kinibil....😭😭😭😭
እንታይ ማለት እዩ ሰራዊት ኤርትራ ክጋገ ኣይክእል ከ መላእክቲ ድዮም ክንደይ እሲራት ኣብራኮም ኣቓቆኦምን ሰይሮም ዓዲ ዉዒል ገሮሞም ዘለዉ መን ድዮም ዶብ ክሰግር ብጠያይቲ መናእሰይ ዘርገፉ መን እዮም ኣብ ዉዓ ክትሃድሙ ፈቲንኩም ኢሎም ክሳብ ኣእጋሮም ዝመግል ማዓልታዉ 1 ሳዓት ዝቀጽዑ ናይዞም ብሰራዊት ኤርትራ ትሕልቁን ትምሕሉን ግርም ይብለኒ ታኣኪብኩም ኢሎም ዝብትንኩም ዝነበሩ ገዛካ ኣግዲፎም ናሕሲ ከም ትሓድር ዝገብሩ ዝነበሩ መን ድዮም ነቲ ሓቂ ኣይትሕብእዎም።
@@ጉስነት ኣቱም ሰባት እቲ ሓሳብ ተረድእዎ ስቅ ኢልኩም ብዝመስለኩም ሃተው ኣይትበሉ ሁከት
@@ጉስነት ayterdaninn imo areduni mibal ybelxeka.. Sytgage.
You’re so smart 👍👍 God bless him 🙌 wedi Er💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
I feel like this young man has long way to go. He is well reserved and brilliantly expressive in secret way.
One in a million...Eritrea is blessed...he nailed to the point, Flag, Eritrean military, heroism. kudos,,,
ክንደይ ዝልብም ፍጥረት እዩ'ባ እዚ ዳኒ: ንዝመጸ ሕቶ ብኣዝዩ ዘዕግብ መልሲ ይምልሳ:: ኣኹሪዕካና ወዲ ሪመይ ጅግና 🇪🇷✊🏾 በርትዕ ሽሕ ኩን::
If you are Eritrean love your country and your peoples first. Like this hero!
ኤርትራዊ ዝብሉኻስ መግለጺ እንድየ ስኢነልካ፡ዳኒ ሓውና ፡ናይ ብሓቂ፡ሓጺርን በርቃውን መልሲ፡ምስናይ ትሕትንኡ፡GBU
ዳኒ ወርቂ ሚዛን ተብዓትካ ትሕትናካ ብቅዓትካ 100 ኢካ ጎደሎ ዘይብልካ ዓቢ መምህር ነዚ ነሽተይ ወለዶ። ኣባሓጎታትና ኣቦታትና ንሓቂ ኣብ ግንባሮም ዝህረሙ ኣይፋል መግዛአቲ ኢሎም 80 ዓመት ተቃሊሶም ናጽነት ኣመጺኦምልና። ንሕና ድማ ሃየ ሃገርና ንህነጽ።
ኤርትራዊ ብዛእባ ሰራዊት ኤርትራ ኣይጋገን ኢዮ ። እንተ ተጋግዩ ከኣ ኤርትራዊ ኣይኮነን። ዳኒ ቦይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌👌👌
ዳኑ ሐወይ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ። አሳልጦ አብ ስራሕካ ከምኡ`ውን ምስ ኩሎም መሳርሕትኻ። love you all keep your wonderful job up. Eritrea for Eritreans only!!!!
Daniel description of his work👏🏿👏🏿🙏🏿🙏🏿.Show how good he is at his job, People like you and Melake make me more and more proud to be Eritrean🇪🇷🇪🇷🇪🇷 Keep up the good work you are doing !! Awet to your future🇪🇷💪🏿💪🏿💪🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ንመጀመርታ ጊዜ እየ ዝሪኤካ ዘለኩ እሞ ብጣዕሚ ኣድኒቀካ እስማርት ኢካ ኣጆካ ቀጽሎ ህዱእኣት ኢኩም ደቂ ኤረ ጀጋኑ መልኣከ ካኣ ንፍዑ ስሚዒት ሃገሩ ዝገልጽ ብራቦታት በርቱዑ
ናይ ባሓቂ ኑፉዑ ወዲ ኤረይ ጅግና💞💞🌹🌹🌹💖💖💖💖💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈👈
ዳኒ ወዲ ኤረይ ጅግና ቃላትካ መግለጺ ሲኢነሉ ኩሉ ስርሓትካ ቡሉጽ እዩ ኣጆኻ ቀጽሎ !እንቃዕ ኤርትራዊት ኮንኩ ።❤💙🇪🇷
ዳኒ ኣበሳ እቋዕ ብሰላም መጻኻና ወዲ ኤረይ 🇪🇷 ኣበሳ 🇪🇷❤
Eritrea is blessed to have a son like you Dani - much love❤. Wishing you all the best in everything that do ❤🙏👏Awet N' Hafash!
ጅግና ወዲ ጀጋኑ፡ ሕራይ ገበርካ! ብርዕኻ ይሰስን!!!
Nay bihaki jigna ketselo nikh menasey
I am beyond amazed at your replies Danny
I watched the host on multiple occasions ( not because I like his show but rather I like his guests like Mussie hadish, Sase, and your self). He always try to politicize things and take then out of context. Thank you Danny for becoming a voice for 🇪🇷and EDFs.
Long live 🇪🇷, our government, and our defense forces
Super Smart nationalist charismatic & over all very respectful to his people & professionalism 🇪🇷👏👍Love it bro
ዳኒ ውዱእ ኤርትርዊ መትክላዊ
Outstanding interviewer and Daniel is a brilliant director. I am super proud of both my brothers. Kudos👏👏
Proud to be Eritrean 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷⭐️💥♥️
wawww ዳኒ ማለት ወርቂ ሚዛን ኢካ ማራ ህዱኡ ኣብ ስራሕ ዝኣምን ብሉጽ ሰብ እንቃዕ ሓወይ ወዲ ኤረይ ኮንካ ። ሃገረይ ምባል ሓጥያት እንተ ኮይኑ ኩልና ህዝቢ ኤርትራ ጽድቂ ኣይንደልን ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🙏
I agree 100/100 with you my brother 🙏 💯 ❤
We must be proud Eritrean 🇪🇷 everyone has right to defend to his nation and his people. God bless Eritrea 🇪🇷 🙏
Oh man you’re sooo smart and brilliant!and I love the way you express your opinions...You’re so special 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ብጣዕሚ ጽቡቕ ክሊብ ኢዩ ዳኒ ኮሪዕና ኢና
ብጣዕሚ ጽቡቅ ስራሕ ሰሪሕኩም ዳኒ ቀጽልዎ ወዲ ኤረይ ጅግና።
ናይ ብሓቂ ጅግና መንኢሰይ ኣጀካ ከማካ ዝበሉ መንኢሰያት የብዘሐልና ኣምላክ
ዳኒ ካብ ብልሕኻ ትብዓትካ ካብ ትብዓትካ ትሕትናትካ መግለጺ ስኢነልካ ንኩሉ ኣብነት ትኸውን ኤርትራዊ ኢኻ ።
100%
💯💯💯💯💯💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Omg you made my day ዳኒ ሓወይ ጹብቅ ኣገላልጻ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️
ሃገረይ ምባል ሰራዊተይ ምባል ጽልኢ እንተኮይኑ ጽልኢ ምዝራእ ብልክዕ ጽልኢ ይዘርእ ኣሎኩ ወዲ መን ዲካ ጅግና ናይ ጀጋኑ ጥራይ እየ ክብለካ ዝክእል ዳኒተይይይይይ
100% agree 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪🏼💪🏼💪🏼
Hasawi terewae
@@gideyweditigray5250 entdika Konka Korbae
@@gideyweditigray5250 wegin komal wxae eske toblaq resah aliet
@@gideyweditigray5250 entay adeka konka ata komali sahisahi wiegin wixae kid wedi kondaf
The right journalist hosted to the right artist. Amazing and tough questions, and the answers of the artist Daniel is extraordinary
Daniel I appreciated you.
Very decent and polite.
You are talented enough and you will be star 🌟 one day. Keep on 🇪🇷🇪🇷 💪💪
ዳኒ ሓውና ዕድመ ጥዕና ይሃብካ።ጽቡቅ ስራሕ ቀጽል ኣጀካ!
ዳኒ ሓወይ ንመጀመርታ ኣታዊ እኩሉ እዩ ዝበለ ስነ ጥበበኛ ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሓብካ፡ ኣስመራ ድኣ
ጋዜጠና ንዳኒ ብምዕዳምካ ብጣዕሚ የ ዘመስግነካ ! መልሲ ናይ ዳኒ ግዲ መቂሩ ኮይኑስ ሓጺራትኒ እዛ Video so ዳኒ ብሉጽ ሰብ ኣብ ቀጻሊ ስራሕካ ክንጽበየካ ኢና ዕድመን ጥዕናን የሃብካ ፈጣሪ 🙏❤️🇪🇷❤️
ዳኒ ሐውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
ዳኒተይይይ ተባዕ ጅግና ኣጆካ ብኩሉ መግለጺ ሲኢነልካ ቀጽሎ ወዲ ኤረይይይ ጻዕዳ
"ኤርትራዊ ብዛዕባ ሰራዊት ኤርትራ ኣይጋገን ዩ።እንተ ተጋግዩ ግን ኤርትራዊ ኣይኮነን"። ብራቮ ዳኒ
ኤርትራዊ ሰራዊት ዶይኮነን ንስንኩላን ዝረሸነ፡ ኤርትራዊ አራዊት ሰራዊት ንሓዉ ተኪሱ ዝቀትል ብዛዕባ ዝምባወ ትዛረብ ከይትህሉ።
@@ህግደፍጸረሕብረተሰብ ስቅ በል ከዳዕ
Bhaki
@@ህግደፍጸረሕብረተሰብ emo eritrawi aykonkan. Negiruka eyu ko
@@ህግደፍጸረሕብረተሰብ ሰክት ቆማል
ውውውውውውው ብጣሚ ህዱኡን ኣዕጋብን መልሲ 💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷መንደላት ዘይ ሰምዕ ብጽፊዒት ይሰማዕ ኢርትራውነት ኩቡር መንነት 🥰🥰🇪🇷
ዳኒ ተባእ ኤርትራዊ 🙏1❤🙏🙏
መንደላይ ( ተመን) ኣይድቅሲን እዩ ፡ ተዘይከድካዮ ድማ ኣይነክሰካን እዩ,,,,,ሰራዊት ኤርትታ ድማ ሃገሩ ንክሕሉ ኣይድቅስን እዩ ፡ ተዘይተንኪፍካዮ ውን ኣይወቅዓካን እዩ። ጽፊፍቲ መልሲ
Wawwww ብሎጽ ሓሳብ ብሎጽ ስራሕ ዳኒ ሓወይ ሃገረይ ምባል ግበን እንተኹኑ ኣተዩ ኣለኹ ንቲ ግበን ብሎጽ ስራሕ ቅጽሎ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
WE ARE SO PROUD OF YOU DANI HAWNA AND ERITREAWIAN KULU GZAA TEHBUNUNA WE LOVE YOU ALL. AMLAK MSAKUM YKUN XBUKAT FTRET
Danny ur z man coz u where born in the beautiful and proud country 🇪🇷🇪🇷🇪🇷 may God blessing ur ever thing Keep it up wediii 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Smart boy 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 azika gelaxin bisul meniesey Daniel I'm proud to your answer 👏 good job 👍
ናይ ብሓቂ ንፉዑ ዳኒ ሽኾር ኣገላልጽ ካልኣይ ከኣ ዓደይ ምባል ንካልእ ምጽላእ ማለት ኣይ ኾነን
Outstanding interviewer and Daniel is brilliant director kudos to both my brothers. Proud to be Eritrean🙏♥️💥
ዳኒ ሓወይ መንፍዓትካ ስከ ዝፈልጥ ብዙሕ እየ ዝጽበየካ ቀጽሎ ሎሚ ግን ነዚ ዝሓተተካ ብጣዕሚ ዝሓቶ ሕቶ ኣዝዩ ደስ ዝብል ንሰብ ክሰምዖ ዝብህግ ካብ ዚ ንስምዖ ዘለና ኣሰልቻዊ ኣድሒንና ንፉዕ ብጣዕሚ ቀጽሎ
Director Daniel, what an amazing individual. Your inteligence and thinking is above and beyond your age. " Tihtinaka, melsika, Azerarbaka, hagerawnet atehasasibaka. We are very proud to have such a talented younge Eritrean Director.
Also, the interviewer is amazing. We are a big fun of you. Strong, solid and confident jornalist. We love it🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤
Wow, man you are so smart. I like your speech the way, you explain it. Great job my people 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
በሐቂ ዝድነቅ ዳሬክተር አገላልጽኡ ከአሞ ፈጺሙ መዳርግቲ የብሉን ዳንኤል ጠዓመ የቀንየለና
ኣዝና ነድንቆ ስነ-ጥበባዊ ዳኒ ንፍዕ ኣጆካ ጥበብካ ይሰስን😘🇪🇷😘🇪🇷
Thank you so much for all your great work Daniel I am so proud to be Eritrean 💯❤️🇪🇷 you guys are such intelligent and heroes 🇪🇷❤️🇪🇷 so proud to be part of you Eritrean 🇪🇷God bless us all amen 🙏🇪🇷❤️
ዝታሓበአ ጅግና ኣብዚ ኣሎ ዳኒ 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️
ንፉዕ ጋዜጤኛ ። ዳኒ ድማ ብጣዕሚ ብጣዕሚ ካብ ዝተጸበኹኻ ንላዕሊ ክንዲ ምንታይ ዕቑር ዓቕሚ ስነጥበባውያና ተቐቢሩ ከም ዘሎ እትምስክር ኢንተርቪው እያ ። ግዜ ሂቡና ካብዚ ንላዕሊ ሑዝኩምልና ክትመጹ ተስፋናዩ ።
ብራቦ ዳኒ ሐወይ መንደላይ ብርግጽ ምስ መልአከ ትኸይድ ቅዲ እያ አጆኹም ቀጽሉ አናብስ ኤረይ አብ ጎንኹም አለና።
አንበሳ ተባዕ እምበር ኤሬትራዊ ዕድመን ጥዕናን አሳልጦን ዐወትን ይሀብካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዳኒ ዕድመን ጥዕናን ኣምላክ ንሃገርናን ንህዝብናን ይባርክ
Thank you, you said it right the Wolf can loose his fur but not his caracter I am proud you point it out about 🇪🇹 I am glad the youths they understood the pattern. You gave a PEACE of mind. Zebeis segae zedelu yehnkis.
ኣብዚ ለካ ብስለት ምስ ብሱል ጋዘጠኛ ቀንዲ ደስ ዝበለኒ ከኣ ሓጻርን ጽፍፍትን ቃለ ምሕትት
ንዳንኤል ጠዓመ ኣብ ብዙሕ ናይ ኣርት ስራሕ ይርኦ። ኣብ ርእሰይ ዝነበረ ስእሊ ዓቢ ብዕድመ ዝደፍአ ገዲም ተጋዳላይ ነበር መሲሉ ተራእየኒ። እንተኾነ ግን ዳንኤል ጠዓመ ንኡስ ዋርስያ ሃገሩ ዝፈቱ መት ከምኣዳም እብል። እንቃዕ ኤርትራዊ ኾንኩ ዕድመይ ምናልባት ወደይ እንተይ ዘይበልኩ ንን እሱ ኽጽውዓ ኣያይ ምበለኒ። ኣዛራርብኡን ንነገራት ኣገላልጽን ቃላት ይሓጽረኒ። ዳርጋ ካብ ተመስጦ ኣብ ልዕሊኡ ሕንቕንቕ ኣቢሉኒ። ኣሰይ!!!!🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
Wawwwww really dani proud of you brave &positive idea.may GBU 🇪🇷🇪🇷🇪🇷.
Wow Solo Asmi and dani deqi Erie ajokum ahwatey amlak ybarkum 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 Dani you are smart 👏 Bestrong 💪 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
ጋዜጠኛ ኣገደስቲ ሕቶታት ኢኻ ሓቲትካዮ እንታይ'ሞ ነዚ ሓያልን በሊሕን ሰብ ንጥበብ ብብቕዓት ይሰርሕ ስለ ዘሎ መልስታቱ ኣዝዩ ዕምቆት ዘለዎን ንጹርን ኣዕጋብን ብምኳኑ ተሓቢነ:: ፍልጠትካ ይሰስን ዳኒ ቦይ
Asey jegna wedi Hagerey Eritrean anbesa ktslo Dani hawey 👉🇪🇷❤🇪🇷🙏
እቲ ጎብለል ወዲ ኤረይ🇪🇷💖💎
ዝኮነ ይኹን ኣብ ኢትዮጵያ ዝመጽእ መንግስቲ ብዛዕባ ኤርትራ ዘለዎ ኣመለካኽታ ንግዚኡ ክመሳሰል እክእል እዩ እንተኮነ ክቅየር ኣይክእልን እዩ!!! ጽብቕቲ ዘረባ ንኡድ ዳኒ ሓወይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷።
መልሲ ኣገዳሲ እዩ ብሰንኪ ዘይምምላስና ኣፎም ዝሃቦም ክዛረቡን ደርፍታትና ታሪክና ክጥቀሙሉ ንእዘብ ኣለና መልስን ፈረቃን እምበር የልሊ ✊✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Very amazing experience and explanation. Well done Artist Daniel, keep going
ዳኒ ተባዕታይ ብዙሕ ስራሓት ኢካ ሰሪሕካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ብሩክ ሓው🙏🙏🙏
ዳኒ ሓወይ ደስ ዛብል ኢንተርቪው ህዱእ keep going MY QUESTION FOR U OR ERITREAN FUTURE WILL BE BRIGHT FOR SURE BUT MY QUESTION IS OUR YONGER BROTHERS AND SISTER
MY THEY DONT TEACH THEM HISTORY OR POLITICS IN SCHOOL B/c they don’t have enough knowledge
Can u please focus on young generation please please our enemies they still our history so please focus on young kids
Bsul zereba,thank you Dani hawna,ajoka wetru hadesti negerat abmmhr dhr aytbel🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤!!!!