ሕጂ ግርም/ ውሳነ ቤት ፍርዲ ሎሚ ንቐተልቲ ማህሌት ተኽላይ/ ተሪር ፍርዲ ሂቡ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 2 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 96

  • @HelpmeMyGod-k9c
    @HelpmeMyGod-k9c 23 години тому +22

    ፅቡቅ ዉሳነ ኣብተግባር ክዉዕል ኣለዎ ህፃን ቆልዓ ቀንጢቦምዋ 😢

  • @medhin8187
    @medhin8187 22 години тому +9

    Thanks neshnesh ሓዉና ብተቕርቦም ነገራት ብጣዕሚ ኢና ነድንቐካ #ኣየሳእነና እትብል ቃል ብጣዕሚ ያ ጽብቕቲ ። 💦💙 ቀጽለሉ ።
    ዉሳንኡ ጽቡቕ እንተኾነ ግን ክሳዕ ኣብ ተግባር ዝዉዕል ፍትሒ ምባልና ኣይነቋርጽን ክንደይ ኣሕዋትና ስኢና ፈጣሪ ነፍሰን ይምሓር ፍትሒ ፍትሒ ንብል ኣለና ሐዚ ዉን ።

  • @weldehiwettsegu
    @weldehiwettsegu 21 годину тому +3

    ብጣዕሚ ጽቡቕ ውሳኔ። ሂወት መን ኣሕሊፍካ ድኣ ብሂወት ክትነብር። ኣብ ተግባር የርእየና👏👏

  • @MaergHans
    @MaergHans 21 годину тому +5

    ዉሳኔ ትክክል እዩ ግን ንኩሉም ኣይጣዓሞሞን ኣሕዎተይ ካብ ኩፉእ ይሰዉረኔ🙏🥺🥺🥺😭😭😭😭

  • @ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ

    ፅቡቅ ውሳኔ መምሀሪ እኳ ይኸውን 😢 ግን ኣወዳት ኣሕዋተይ ንስድራኹም ሕሰብሎም ንሕና ደቂ ኣንስቶዮ ዋላ እኳ መስሐቲ እንተኾና መቅታል ግን ከቢድ እዩ😢 ስድራ ጓልሲ ሰብ እኳ ይድንግፀሎም እቶም ስድራ ወዲ ግን ቀተልቲ ነብሲ እናተብሃሉ ሰብ ኣይቀርበሙን ብሓደ ርጉም ውላዶም😢

    • @fmesfnhintsa4751
      @fmesfnhintsa4751 5 годин тому

      Hakka eka ygerm eyu.n hlfet zeyferduwo kab n mot gn.mewaelu ente teasiru kabiu zkefie yelen

  • @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ

    ከም ሰብ ያሕዝን እዩ ካብ ሕማቅ ማዕልት ምውዓል ይምሓረና 😭👏😭 እት ውሳነ ኮ መምሀር ኮኸውን ይኽአል እዩ 😭😭😭

  • @TesfayFkr-b4w
    @TesfayFkr-b4w 22 години тому +4

    እዛ ኮሞቲ ተንበቡ ዘለኩም ፈጣሪ ካብ #ሕማቅ ውሳኔ ይእልይኩም ንእስተይ😢 ቤተሰብ ኩኑ ስደተኛ ሓፍተኩም ኣዕበዩኒ

  • @soligualagame
    @soligualagame 19 годин тому +1

    ፅቡቅ ውሳኔንድዩ ግን ንሕሊናኦም ንፈጣሪኦሙን ዘይፈረሑ ንከይእሰሩ ፈሪሖም ከቋርፅዎ ይኮኑ ኢለ ኣይኣምንን እግዚአብሔር ኣምላክ ዓይነልቦናኦም ይክፈተሎም ነዞም ካምኡ ዝገብሩ እምበር🙏

  • @meriweldat7638
    @meriweldat7638 21 годину тому +1

    ፅቡቅ ዉሳነ እዩ መምሃሪ ክከዉን ተስፉ ይገብር ናይ ዝተረፉ ኣሕዋትና እዉን ጉቡእ ፍርዲ ይዋሃቦም😢

  • @ትግራይዓደይከመይኣላ
    @ትግራይዓደይከመይኣላ 19 годин тому

    በጣዕሚ ደስ ዝብል ውሳነ እዩ ግን ኣብ ተግባር ክውዕል ኣለዎ😢

  • @ትርሓሥፈታዊትኣቦኣትግራወ

    _ከም ሰብ ትኩነታት ኣዝዩ የሕዝን😢💔ግን ይግብኦም እዩ ለዛም 2ቲኦም ብሞት ክፍረዱ ነይርዎም_

  • @GgFg-cl6jb
    @GgFg-cl6jb 22 години тому +2

    Haqi yegbero nesh nesh hbb ❤❤❤

  • @Lili-se1rc
    @Lili-se1rc 21 годину тому +2

    መምሃሪ ውሰነ
    ኣብ ተግባር እንተዊዒሉስ
    ተግባራዊ ምስ ኮን ክንኣምን😢

  • @LokMo-s4g
    @LokMo-s4g 11 годин тому

    ኣየ ግዜ እፍፍፍፍ😢😢😢😢

  • @titibrhane7796
    @titibrhane7796 22 години тому +1

    Xbuk frdi gbrawi kkewn alewo gn

  • @ማርያምእናት-ቐ4በ
    @ማርያምእናት-ቐ4በ 20 годин тому

    ብጣዕሚ ጽብቅ ፍርዲ🙏🙏🙏

  • @ruiojj
    @ruiojj 23 години тому +2

    ፅቡቅ ውሳነ እዩ😢😢

  • @rrgd8465
    @rrgd8465 19 годин тому

    ፅብቅ ቅፅዓት እዩ 😢😢

  • @MiliMili-d3b
    @MiliMili-d3b 19 годин тому

    ፅብቅ ውሳነ

  • @LiyanLiyan-js5dh
    @LiyanLiyan-js5dh 15 годин тому

    Way adina 😢😢😢

  • @mmn5167
    @mmn5167 23 години тому +1

    እሰይ ፅቡቅ ውሳነ😻

  • @ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ

    ሰላም ሰላም ነሹ ሓወይ 💙🌿🥰

  • @solomonbeyan-zv5mp
    @solomonbeyan-zv5mp 19 годин тому

    ጽቡቁ ፍጻመ 😢

  • @kemLebaykemLebey
    @kemLebaykemLebey 20 годин тому +1

    Egzabehar amlik ab yamanay edu yekabala nesder ka xent yehab dabase euobe yegebaralom

  • @sahayabray5699
    @sahayabray5699 22 години тому +1

    HEJE GEREME NEKULATOME ETOME GEBEN ZEFEXEMU KULOME FERDOME KEWESENELOME ALOW

  • @ShhsE
    @ShhsE 22 години тому +1

    😢😢😢😢😢

  • @ZeritKiflemariam
    @ZeritKiflemariam 21 годину тому +1

    😢😢😢😢😢😢❤❤

  • @AlematAraya
    @AlematAraya 21 годину тому

    ፅብቅ ቅፅዓት እዩ

  • @fatoomali7466
    @fatoomali7466 23 години тому +1

    😢😢😢

  • @mihretabberaki4293
    @mihretabberaki4293 16 годин тому

    💔💔

  • @21ድግልማርያሞእናቴ
    @21ድግልማርያሞእናቴ 11 годин тому

    😭😭

  • @rahelsolomon7893
    @rahelsolomon7893 20 годин тому

    ❤❤❤

  • @EdYg-d4g
    @EdYg-d4g 20 годин тому

    😢😢😢😢😢😢😢

  • @Sam3DDD
    @Sam3DDD 18 годин тому

    Kebid gize. Gal hewet, 15 years old Ab Adi Grat tetahiza gihetuwo zelewu $4500.00 USD

  • @ልዋምጋልኣፅቢ
    @ልዋምጋልኣፅቢ 21 годину тому

    ብእሱር ዝተፈረደ ጠባይ ተራእዩ ብኣስተምህሮ ፉርዱ ክመሓየሸሉ እዩ
    ሞት ዝተፈረዶ ተፈፃምነቱ ኣጠራጣሪ እዩ ክሳብ ሕልፈቱ ግን ምሕረት ኣይግበረሉን
    ውሳኔ ቤትፍርዲ ማሃሪን ጉቡእን እዩ ንማህሌት ግን ክምልሳ ኣይክእልን😢😢😢😢😢

  • @ArodoAkile
    @ArodoAkile 21 годину тому

    🎉🎉🎉🎉

  • @wintafetawitthomasalazar6678
    @wintafetawitthomasalazar6678 23 години тому

    Xbuq geberwyom meskin kola😢💔

  • @ዘካት10
    @ዘካት10 21 годину тому

    እዚ ውሳነ ጽቡቕ እዩ። ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ክቅተል ኣሎዎ። ካልኦት ንኸይደግምዎ።
    መሳኪን ህጻናትን ኣዋልድን

  • @dehabmohammed8965
    @dehabmohammed8965 22 години тому

    Xabuk wsane 😢

  • @Mikiele_Wedi_Humera_Tigray
    @Mikiele_Wedi_Humera_Tigray 21 годину тому

    ናብ ፈዲረኤ ፕረዝዴንት 😂😂😂 ጽቡቅ ተዋስኦ እዩ 😁
    ጽቡቅ ዴሞክራሲ እዩ 😂😂😂

  • @Eriboy22
    @Eriboy22 23 години тому

    Willkommen aya neshu 💙😁

  • @ጓልተምቤንማይሎሚን
    @ጓልተምቤንማይሎሚን 22 години тому

    ደምሩኒ ተጋሩዋይ😢

  • @adbt3565
    @adbt3565 20 годин тому

    ቀቲልካ ብሰላም ክትነብር ኣይካኣልን ቀታሊ ክቅተል ጥራይ እዩ ዘለዎ ጽቡቅ ፍርዲ ፡ ክልተ ዓመጽ ወይ በደል እዮም ኣካይዶም ፡

  • @Haile-1979
    @Haile-1979 21 годину тому

    ተሪር ፍርዲ ተዘይተዋሂብዎም ምቅታል ባህሊ ክኸውን ኢዩ ንሕልፈት ዝተፈርዱ ኩናት ምስተከፍተ ይሃድሙ ስለዚ ክቅተሉ ጽቡቅ ኢዩ ተተካኢሉ ንገበል ወይ ንዝቢኢ ኣሲርኩም ክትህብዎ ኣለኩም ተዘየለ ሰብ ዘለዎ ትፍንውዎም ኢንተኮንኩም ጽባሕ ደቅኩም ወይደቂደቅኩም ክቅተሉ ኢዮም

  • @AsdaAfda-j2u
    @AsdaAfda-j2u 19 годин тому

    ስዲ

  • @ማምየዓለመይ
    @ማምየዓለመይ 19 годин тому

    ካብ ማዓዝ ጀምሩ እዩ ሞት ፊርድ ኣብ ዉሽጥ እትዮጵያ ካብ ተፈጥርና ክሳብ ናዓብ ሰምዕና ኣይንፈልጥን ወይስ መጀመር እዮም ክገብሩዎ ደልዮም ኣይተረዳኣንን ንሓፊትና መንግስተ ሰማይ ያዋርሳ 💔

    • @LokMo-s4g
      @LokMo-s4g 11 годин тому

      ኣነሰ እይተረደአንኒ ዘሎ ማለተይ ሞት ፍርዲ ማለት ኸቀትሉው ማለት ዳዮ ማለተይ ኸብ ማዓዝ እዮ ተጀሚሩ ሞት ፍርዲ ኸቀቲሊው ኣለው ማለት ዳዮ 😢😢😢😢

    • @ማምየዓለመይ
      @ማምየዓለመይ 3 години тому

      @LokMo-s4g ዋላ ኣነ ኣይትረደአንን ነይሩ ኣብ ፈስቡክ ግን ክቀትሉዎ ዘይኾነስ እስካብ ዝሞት ኣብ እስርበት ክእሰር ማለት እዩ ላበሉ ነይሮም ምቅታል ዳኣ ተጀምሩ ዘይፈልጥ

  • @semharkahsay1946
    @semharkahsay1946 22 години тому

    ጽቡቅ ፍርዲ።ናይ ሞት ፍርዲ ክህሉ ኣለዎ።

  • @yohannesberhiu4723
    @yohannesberhiu4723 22 години тому

    ብሞት ማለት ክርሸን ድዩ?

  • @SlivanamelesSlivana
    @SlivanamelesSlivana 22 години тому

    😭😭😭😭😭😭🥹🥹

  • @YosefHalekael
    @YosefHalekael 4 години тому

    Tsiulul eka eba hade seb be mot kefired gubu aykonen

  • @Inspired20.13
    @Inspired20.13 22 години тому

    Xbuq wsane

  • @Mohalsa-qj7zs
    @Mohalsa-qj7zs 20 годин тому

    Tsbuq wsane eyou

  • @GarmaiAli
    @GarmaiAli 2 години тому

    😂😂😂😂😂

  • @Niceertube-h3v
    @Niceertube-h3v 22 години тому

    አብ ትግራይ ሕጊ የለን ቀታሊ ተሓጉሱ እዮ ዝቐትል ምክንያቱ ዲሞክራሲ አለዎም። ዝኾነ ዲሞክራሲ እንዳበሉ ከምድሌቶም ይቐትሉ መስተን ካልእን ክወስዱ ሙሉእ ናፅነት አለዎም። ጌታቸዉ ረዳ ምናልባት ከቢድ መቕፃዕቲ እንደሃበ ንህዝቢ ብሰላም ክነብር ክገብር ተስፋ ንገብር እምበር ወያኔ ሓሽሽ እንተወሰዱ አይግድሶምን እዮ።

  • @ቃሉፈቃርኣድኣ
    @ቃሉፈቃርኣድኣ 23 години тому

    😭😭😭😭😭

  • @shewitbrhane5283
    @shewitbrhane5283 20 годин тому

    😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @HusseinMohamed-g9e
    @HusseinMohamed-g9e 4 години тому

    ንጌታቾ ረዳ ኣብ ክፍሊ ዜና ቦታ ሃበኒ ዘይትብሎ ኣፈኛ ትግራይ ክትከዉን ሓንቲ መዓልቲ ዜና ትግራይ ከይ ሃብካ መደብ ሰሪሕካ ትፈልጥ ዶ? 😂

  • @Yohannes_wedi_Humera_Tigray
    @Yohannes_wedi_Humera_Tigray 22 години тому

    ናይ ሞት መቅጻዓቲ ክክክክ 😂😂😂

  • @fr-lj7mu
    @fr-lj7mu 19 годин тому

    ፍትሒ ንቐታሊ ንበል ደቂ ኤሬይ ዓጋመ ጋዕጋዕ ቀቲሉስ ክቕተል ዋይ ክልተ ዓመት እዩ ዝግበኦ ፍትሒ ፍትሒ ንቐታሊ

  • @fr-lj7mu
    @fr-lj7mu 19 годин тому

    ዓጋመ ቀትሉስ ክቕተል ባእ ፍትሒ ኣይኮነን ዓጋመ ቆማላት ጨነዉቲ ኣፍ ፍትሕዎ ተዘይ ኮይኑ ሻዕብያ ክመፅእ እዩ ብሓይሊ ክከዉፀኦ እዩ ለመንቲ ስርናይ

  • @SarahBaraki
    @SarahBaraki 22 години тому +1

    😢😢😢😢

  • @Mebrhitaregawi-l2u
    @Mebrhitaregawi-l2u 19 годин тому

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @weredetsegezab2019
    @weredetsegezab2019 22 години тому

    😢😢😢😢

  • @ክብርንምስገናለድንግለማር

    😢😢😢😢😢

  • @ArodoAkile
    @ArodoAkile 21 годину тому

    😢😢😢😢

  • @TabrhTazebe
    @TabrhTazebe 15 годин тому

    😢😢😢😢