Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
ንመርሃውን ንሄኖግ ዋርን ዝፎቱ ላትክ
That's a great job bro keep up
Habaybin ana 👉👑👑👑💝💝💝💝😘❤
ነዛ ኮመንት ተንብብ ዘለካ ሂወትካ ሙሉእ ተሓጎስ። ምስ ስድረካ ትራከበሉ ፡ ትሕጎሰሉ ኣምላክ ይሃብካ። ሓሳብ ልብካ የስምረልካ። ቀጺለ በጃካ,, ሳብስክራይብ ብምግባር ሓግዙኒ።
Mera shkorrr ❤❤❤❤
ጸጋመይቲ ኢድካ ቁሩብ ካብ ዘረባካ ንላዕሊ ትቅልጥፍ ኣላ ክክክ ኣጆካ ቀጽሎ ንፉዕ
ጉዳይ ቐሺ ክክክክክክክክክክክ ማራ ኣስሊ
Nice 👌
Kkkkkkk mera shokor ❤️❤️❤️❤️❤️ dalefka yellena
Mera❤❤❤❤
Kkkkkkkkkk kezi gerki habyo 😂😂😂😂
Bravo keep it up Mera Asmarino
እዚኣ ኮመንት ተገዲስኩም ንመራ ኣብጽሑለይ ዋና እዛ ቻነል። ኣነ ክብከካ ደልየ ዘለኩ ብዛዕባ ናይ ኣቦይ ቀሺ ዝተዛረብካዮ ንመዋዘይ ክትብል ዝተዛረብካዮ ዘረባ። ብመጀመርታ ኣባ ቀሺ ኣይኮነን እቲ ንዮርዳ ሓፍትና ዝመለሰላ መራሒ መደብ መዛሙራን ሰባኪ መምህር ካሳሁን ይበሃል። ካላኣይ ካኒ ሰባት ሰዲደሙሊ ብብዝሒ ማለት ዩ ንሱ ከኣኒ ካብ ገጋ ትምህርቲ ክእርማ ስለዝደለየ ርእዩ ግብረ መልሲ ከኣኒ ሂብዋ፡ ስለዚ ከመይ ኢልካ ንሱ ንትምህርቲ ኢሉ ዝመለሰላ ንስካ ነቲ ቃላትን ጽሕፈትን ከም መቀለዲ ክትጥቀመሉ። ንፈትወካ ኢና ቡዙሕ ውን ጽቡቅ ነገር ኣለካ ብሃይማኖት ወይ መራሕትን ሰበክትንት ክትጻወት ጽቡቅ ኣይኮነን። thanks ሰሰናዩ ንዓካ ይኩን።
Seeker attention ይበሃል እዚ 🤔
Mera: Best and natural comedian!
Mera best ajoka qexlo 👏👏👏👍❤️
Mera nishtey sandiago. Good job man .
Keep it ☝️
Mera shkor ❤❤❤🇪🇷
Fre haftey ajoki ab ginki alena 😍😍😍😍😍😍😍🥰🥰🥰🥰🥰💛💛💛💛💛💛💛
Yhbebka kkkk
Mera Boy🎇❤
Enka bdhan mexakum shikornatat deki erey 🌅🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏
Kkkk,good job mera xeyqi
ዌል ካም መራ ወዲ ❤
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
AGOR
❤️❤️🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷
bravo mera
መራ😀😀👍👍
ኣታ ሰበይ ብጣዕሚ ኢኻ ትገርም ሰባት በቲ ዝገበርካዮ እንተ ሰሓቁልካ ነዓኻ ግን ይርደኣካ የሎን።በኣኻን ወዲ ኸማኻን ኣቦታትና ኣለዓሉን እዮም እዚ ትብሎ ዘለኻ ኣቦ ነታ ሰብ ንኽምዕዳ ደኣ እዮም ሰባት ሓቢሮሞ እምበር ኣብከምዚ ናትካ ሃጠውቀጠው ኣይውዕሉን።ብዝተኻእለካ ይቅሰታ ሕተተሉ ሚዛንካ ኣይተፍኩስ።
Mera u’re too funny 😂 Gn ETA Aboy keshi dbelkaya Abey eka rekibkya respect abotatna ok
Eritrean Stand up comedian going up bro
ክኽክክክክክ ❤️❤️❤️❤️
ካብ 11:47 ደቒቕ - ብዛዕባ ናይ ኣባ ቀሺ ዝበልካዮ ዓገብ ሃይማኖት ኣይተቋሽሽ እቶም ትስሕቑን ዋና እዛ ቻነልን ከኣ ኣብ ዘየስሕቕ ክትስሕቑ ናብ ጌጋ መንገዲ ኣይትኺዱ ዘስሕቕ ኣይኮነን Respect
@@tm-bo1gr gunuf
"......እንዳሓለፍኩ/ፉ ... 🤣🤣🤣
Mera shekor I miss you more moyte sehak
Big respect to u Mera 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
እንዳ ሳሓቅካ ትማሃር ኩቡር ሓውና ቀጽሎ ብታሚ ሃናጺ ኢዩ ናዓና
Mera King of Eritrea stand up
Mera si enka teweledka btami des zbel zereba eyu, ezi ka English keytgebro kelem Tgrina zxhef yeblan Te kkkk
😂😂😂😂
እዞም ኤርትራውያን’ ኮ ነጋውስ ኮ እዮም, እቶም ደቂ ዓዲ ‘ስ ኣሳሰይቶም. 😂😂😂
Ygerm eyu
መሳኪን ብሓዋላ እንደሞ ኮይኑ ሂወት ብኤርትራ ወላ ብኹሉ ህግደፍ ኢዱ ይሰበር መንእሰይ ዓዲ ውዑል ጌርዎ
Haqka aleka abey qeshi entay kgebru reamo kkkkkkkkkkkkkk
Ata mera entay dea nmainas zeyxewaekayo???????
Haqu iu beal bela roba blux nay wedi kada srah 10shih trah teray
You try❤🤣👍
Mera shikor
mera beyene gorebetka eye. sorry kibleka delye please nrakeb.
Mera hawey mara shikor eka elalka gn hanti neqefita wey nearemta alatni kabti zekayedkayo interview beal memhr Solomon & grmay sandiyago wela abti tserhalu aynet moya elal zelulu tebelyom bayta nay stand up comedy kem zenxefu ktkhdo yeblkan ente zeykoynu hzbka eyu teazabika keykebeka.
Nay mewedeata lebewaka feteya mera shikor edmen tienan
Maere tkown embr entay da delika derho
ሽማ ማ ግን ኣየላካያን ፈርሕናዶ ሓቀይይ kkkk
😂😂😂😂😂ኣጆኻ ኣምላኽ ሓደ መዓልቲ ጻማኹም ክህበኩም እዩ መራ ሓወይ ❤ ሓቅኻ ኢኻ ኩሉ ይጻረፋ ግን ከኣ ይርእዮ ሕቡሽ ሌባ እታ ናይ english ከኣ ትኽክል
እግዚኣቢሄር ንዑዑ ኢሉ እዩ ፈጢርና ። ብዛዕባ ዓለምን ኣብ ዓለም ዘሎ ነገር ክን ምርምር ይኩን ኣቡ ክንነብር ኣይኮነን ። እግዚኣቢሀር ነቶም ዝስዕብዎ ጸጋ እዩ ዝህቦም ። እቲ ናይጸልማት ሓይሊ ከኣኒ ገንዘብን ዝናን ይህበካ ።
መራ ይፈትዎ ኔር ነቶም ኣባቀሽ ብከዳማይምስተዋራዘየሎም ግን ጸሊኤዮ
Ata joke filetu entay eyu xegemkum xaeda tezikewin gin kirkir ilkum mis sehakum nerkum baa
Klte gize tsedwa alekum serekti ekum
What? Wela 10 gzie zeysedwa entay serekti ekun zebl aleka ,,
መራ መሕጎል ፈውሲ ጭንቀት
ጹብቃት ደቂ ኤሬይ ሓላላት ኣጆኹም እንተ ኾነ ከም ብዔል እዚ ነፋጥ ተመስገን ዝቡሉዎ ቆልዓ ኣብዚ ኣዳራሽ ምስ ራክዎ ደመይ ፈሊሒኒ
እንታዴኻ ይምልከተካ ነጅስ
ወያል
Kilae sakit tusutusi akilika kitweraze tiray
አታ ስዲ ጋሐፍ ስነስርዓት ግበር ብሃይማኖት ይኩን በቦይ ቀሺ ክትዋራዘይ አትፈትን ስዲ።
ኣታ ጉሓፍ ሰብ ከተስሕቅ ኢልካስ ናይ ሃይማኖት ከምታ ናይ ቅድሚ ሕጂ ይቅረ ክትሓቱላ ኢኩም ሰብ ካነፓላ

መራ ይፈትዎ ኔር
ነቶም ኣባቀሽ ብከዳማይ
ምስተዋራዘየሎም ግን ጸሊኤዮ
Ata joke filetu entay eyu xegemkum xaeda tezikewin gin kirkir ilkum mis sehakum nerkum baa
Klte gize tsedwa alekum serekti ekum
What? Wela 10 gzie zeysedwa entay serekti ekun zebl aleka ,,
መራ መሕጎል ፈውሲ ጭንቀት
ጹብቃት ደቂ ኤሬይ ሓላላት ኣጆኹም
እንተ ኾነ ከም ብዔል እዚ ነፋጥ ተመስገን ዝቡሉዎ ቆልዓ ኣብዚ ኣዳራሽ ምስ ራክዎ ደመይ ፈሊሒኒ