እዚ ዝገብር ወዲ ብፍቅሩ የጽልለና Women Love Man Do Like this hyab media
Вставка
- Опубліковано 6 жов 2024
- እዚ ዝገብር ወዲ ብፍቅሩ የጽልለና Women Love Man Do Like this hyab media
in this channel i well teach you about love and relationship
and motivational videos to best version of yourself
Follow me on Instagram
/ meserettekelit
ኣብ ሓዳርና ጽቡቅ ጾታዊ ርክብ ንክህልወና ክንፈልጦም ዘለና ንገራት
• ኣብ ሓዳርና ጽቡቅ ጾታዊ ርክብ ንክ...
ፅሩይቲ መን ከማኪ የቀንየልና ❤️💞❤️💞❤️
ብጣዓሚ ለባ መምህር ፍቅሪ ዕድመን ጥዕናን የሃበኪ ፈጣሪ❤🇪🇷🙏🙏
አዋልድ አብ እዝነን ዝንገረን እምበር አብ ልቡ ዝፈትወን አይኮናን ዝመርጻ ።
Kkkkk
ያ ክክክክክክ
100% right
Great advice! Males if have confidence will have good value
ነመስግነኪ ክብርቲ ሐፍቲ ደስዝብል ምኽሪ እዩ ወይ
ማዕዳ እዩሞ. ደጊምና ደጋጊምና. ነመስግን ከምኡውን
ምዕዶታት ማለተይ. ይጠቕሞም እዩ ንዝበልክዮ
ክትልግስልና ብእኽብሮት. ንምሕጸን. መሰረት. ሐፍቲ
ከምኡውን ርሑስ በዓል ጥምቀት ክኾነልኪ ንምነ....
Thanks mis Meseret. T. For sharing good advaice how to treat men to wamen and each other,Plus happy christany new year.
Okey.good advice..you so nice
Waw ab google and youtube zeyrkeb informations mesi....appreciate it tnk u.....
ቀፅልሉ ህያብ ለባም
The Smartest UA-camr, I ever seen. Very beneficial. Love from Eritrea
Even if you repeat some of the topics but still they are interesting
very nice idea go on
🎉🎉🎉yes you rayet my dear messye tankes tech all
ህያብ መድያ ከመይ ሰናይ ድዩ I am from awustralia keep it up!
Australia
@@thomasgebreslase7681 እንታይ ማለትካዩ?
Welcome mesi thank you
Great advance!! Keep It Up!!
ነመስግነኪ ሐፍትና. ግን. ጠፊእክና ቀኒኺ
ድሐንዶ. መሰረት ሐፍቲ ሰላም.
ዋውውው ጥራይ እየ ክብል ዝኽእል።ኣድኒቐኪ ብኡነት
My advice
ጽብቅቲ እኪ ብዙሕ ሜክኣብ ኣይትግበሩ።
Very good
Ab Nay kdmi hji programki gn genzeb mihab Neti mengedi fkri kali nab zeytedeleye mengedi u zwesdo bflay Gual Kea attention nktgebir hafazi aykonen. Elki nerki .
Hji gn genzeb Migab enveniment nfkri e u tbli aleki tegerachawi hasabb e u
ደጋጊሙ ዝድውለልክን ከምዘይ ትፈትዋ ረሲዕክያ
Great good job
ፅቡቅ ምክሪይ እዩ
ዋው
Zerebaki zwexo yeblun kbrti habtna azyu znead
eway brkti haftian entay eske foundation abzhiki tsbqti eiki neyrki kemta zneberkia ok do. aqribe eye. tsubuk tmhrti dima. kab Eritreawi hawiki.
Bselam weladi ?
thanyou
Value adding!!!
Nice!!!
Nice!!!!!!
Hiyab..♥️♥️♥️♥️💯🔥✅✅
ሰባዊት ሰብ ጎበዝ !
Selam hafty Hyab profialki seddly delki alku
Ezi gn nay nski tfetwyo wedi character eu zmesl
how can we be sure about that?
ብጣዕሚ ለባምን ጎበዝን ሠብ ኢኺ ቀፅልሉ ሓፍተይ።
ጽቡክ ሓሳብ'ዩ ሲንግላት ተጠቀምሉ ምክሪ ሓብትና ክክክክክክ ሳብስክራይብ ረጊጸልኪ ኣለኩ
መሲ ብስሩ መ/ር ዓለም ኢኪ ዝሓፍተይ
Sekti
Waw tekemi mkiri u
Aytfelasefi
ረኪብክኒ ከምዚ ስለ ዝኮንኩ እየን ዝፈትዋኒ
Haye
ሰላም ከመይ ትኮኒ ኣነ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝነብር አየ ።
ወዲ19 ዕድመ አየ ሃንቲ ብ facebook ዝተላለኩዋ
ንራከብ አላትኒ አሞ ምስተራከብና ብምንታይ ክጅምረላ። ከተማክርኒ ትክእልዶ።
ስለ ብዓልኻ ጉራ ከይተብዝሕ ተጠንቀቅ
😂😂 .confidenc.kdan ayterqq😂.megbi aytebzh😅.fschk bel😂 adnqa keybezehe 😂. Nhji abzi yakleka tewsaki tdelka xehfeley 😊.
@@mogosmelak6213😂😂
❤❤❤
ኣብ ሂወተይ ክሳብ ሕጂ ፍቅሪ ዝበሃል ኣይረኣኹን ኣጀመርኩን እንታይ ትመክርኒ
ሶርነኺ ተዓቢስኪ ደኣ ሰዓል ድዩ ወይስ ኣለርጊ ኢዩ እቶም ተውጽእዮም ቃላት ይቆራረጹ ኣለው።
እቲ ክዳውንቲ ኣበይ ኣሎ ወይስ ብሕጂ እዩ ክስፈ ?
ኣንቲ ሎሚ ሓዳር ዝደሊ የለን ኩሉ ኩሰርቅ እዩ ዝደሊ 😮😮😮 ዋላ ንስኺን
ሜሲየ ኩሉ እዚ ዝበልክዮ ዳርጋ 95% ኣባይ ኣሎ ። መራሒ ዓይነት ባህሪ ኣለኒ ማለተይ ወንበር ሲሒበ ኮፍ የብላ ከምዚ ግበሪ ከምዚ ኣይትግበሪ ይብላ ብትሕትናን ስነስርዓትን። ብሓጺሩ የፍቅረካ ኢየ ኢያ ዘይበለትኒ እንበር ኩሉ ናይ ፍቑራት ዝመስል ሂወት ዳርጋ 10 ወርሒ ዝከውን የሕሊፍና።ብጣዕሚ ከምዘፍቅራ ውን ይነግራ ኢየ & ትፈልጥ ኢያ ኣብ መንገዲ ይኹን ኣብ ቤት መግቢ ቢኢድና ተተሓሒዝና ንኸይይድ ተሓቛቒፍና ኮፍ ንብል ብዙሓት መሓዙት ኣለዉዋ ንዓይ ውን ከም ሓወይ ኢየ ዝደሊ ትብለኒ ግን ከኣ ካብ ኩሎም መሓዙታ ምስ ዝኾነ ሰብ ከምዚ ናተይ ኣቀራርባ ከምዘይብላ ትነግረኒ ጥፍእ እንተኢለ ትድውለለይ።ሕጂ ኣነ ካብ ሃገር ወጺኤ ኣብ ቀዳማይ ዓለም ኣለኹ 4 ወርሒ ጌረ። ብ ቴለ ነዕልል ኔርና እንታይ ኣሎ ሓድሽ ይብላ ንሳ ከኣ ከምቀደማ ከምሓወይ ምስ ኮነ መልሳ በቃ ድሕሪ ሕጂ ኣነ ሂወተይ ክጅምር ኢየ ከምሓውኺ ዋላ ክኸውን ኣይክእልን ኢየ ኢለያ ንሳ ከኣ ኣነ ግን ከምሓወይ ይደልየካ ኢየ ትፈልጥ ኢኻ ማዕረ ክንደይ ከምዝፈትወካን ከምዝኣምነካን ምስ ካልኦት ጌረዮ ዘይፈልጥ ምሳኻ ኣብ ዝበልካኒ ቦታ ኣብ ዝኾነ ሳዓት ይኸይድ ኔረ ገለ ኢላትኒ ኣነ ከኣ በቃ እሞ ኣነ ከምኣፍቃሪተይ ኢየ ዝደሊ ኔረ ምሕዝነት ግን ፈጺመ ኣይደልን ኢየ ኢለ ኣብየያ ሕጂ ምድውዋል ገዲፍናዮ ኣነ ከምዘይድውለላ ዋላ ደሃያ ከምዘይሓትትን ከምዘየገድሰንን ነጊረያ። ሕጂ ክልተ ሰሙን ጌርና ካብ ዘይንደዋወል።ኣነ ከኣ ይናፍቓን የፍቅራን እኮ እንተኮንኩ በቃ ኢለ ገዲፈያ ልበይ ኣጨኪነዮ ሕጂ ክሓቶ ደልየ ዘለኹ ክትምለስ ተኽእሎ ኣሎ ዲዩ ብኣኣ ወገን በጃኺ ተገዲስኪ ስርሕለይ ቪድዮ ሜሲየ በጃኺ ❤
ዓርከይ እታ ፒን ኮድ ኣይረኸብካያን
ስእሊኪ ስደዽለይ ምባል ከመይ ትርእዮ
ናትኪ ድልያትን አታሓሳስባን አንበር ን ኩለን ደቀንስትዮ ገከምትውክሊ ገርኪ አይትዛረቢ በጃኪ
H..........hyab..........Media........
ኢስኺ ዳአ ሓማሴናዊት ጌረኪ አለኹ
ጓል ንወዲ ከም ዘፍቀራ ብኸመይ ትፈልጦ እንታይ ዓይነት ምልክታት የርኢ
እሞ ኣነስ ናዓኺ ፈትየ ኣለኹ።መልስኺ ድማ እጽበ።
ንዓኽን ንኣጓላትስ ክንድዚ ቀብጠርጠር ክክክ ብዱላ እናደከርካ እንበር
ክክክክክክክክክክ
Hi
Ilove you more
❤❤❤❤❤🙏
Hi xbqti
እዛ ወያነ ጓል ንዓይሲ ምሰጎጎትኒ ማለት ዲዩ?
Messi shikor
አነ ናተይ ክገብረኪ እየ በቃ
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
❤😘❤😘❤😘
Ane Nizokhone donna kkhowwun ikhil.iye.bc.i have 90percent.of whay youtell us
Shekurki eba lomis
💞💞💞💞💞💞💞
Windows
ላይክ ሸር ንበለለ ሕጅ ንጀምሮ
ፍቃር ዝኾንኪ ፍጥረት ክገርመኪ ክስዕመኪ እየ ዝውዕል ኣብቲ ስክሬም
😆😆 kemzi ente elkaya ''like'' aythbn eya..
ገደደ 😂😂😂
እዋይ ጸገም 😂 ኣስቤዛኽን ( ድሌታትክን ) እኮ በዚሑ ይትረፈኒ ኣነስ ወላ ገዳም ክድይብ እየ። 😢💔😔
No bro ksaden rgexen emo dedhrieka kkeda eyen
😂😂😂❤️
ምስ ህያብ ባህላዊ ክዳውንቲ ባዕልና ንባዕልና ሳብስክራይብ ንለዋወጥ
Don’t use more English
😂nisen ke ba intay waga yen kikefla zelewen izi kulu nab wedi txiniyo zeleki
He ezi kulu provability diki ember why every things is possible is that
Subscribe ገብሩ ኣግርምትይ ቬዶተት ርአዩ 🤗
❤❤❤❤❤
👍❤️❤️❤️
❤❤❤