NEW ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO FILM (ሰማእታት ተዋህዶ ኣብ ሊብያ)

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 1 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 1,3 тис.

  • @udfh7364
    @udfh7364 4 роки тому +55

    ብሓቂ ነዚ ዝሰራሕኹም ፀጋ በረከቱ
    ያብዝሐልኩም

  • @fthawitnuwaye1293
    @fthawitnuwaye1293 8 місяців тому +1

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna brkotom yhdrelna fetari ❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️

  • @samsonteklay2845
    @samsonteklay2845 6 років тому +181

    ኦርቶዶክስ ሃይማኖተይ ብምካነይ ኣነስ ኩሉ ግዜ እናተሓጎስኩ ይነብ።☝️💒💒💒

    • @gfftggt6311
      @gfftggt6311 4 роки тому +8

      አነ ለለ ብጣዕሚ እዩ ኩርዓት ልስምዐኒ

    • @user-xq3ep3tu1k
      @user-xq3ep3tu1k 4 роки тому +3

      ዋላ ኣነ የሕዋተይ ሓጥያተይ ካ ብዝሕ ይቅረ በሃለይ እዩ ተመስገን ኣምላከይ 🙏🙏🙏

    • @dianaashebr5940
      @dianaashebr5940 3 роки тому +2

      😍😍😍

    • @طيبةحبشي-ت7ج
      @طيبةحبشي-ت7ج 3 роки тому

      ❤❤❤⛪⛪⛪🙏🙏🙏😍😍😘😘😘😘😘😘😘😘

    • @habtomgrmasion7695
      @habtomgrmasion7695 3 роки тому

      ቭፍፍፍፍፍድግግፍቭግቭግግ

  • @yonasandom4930
    @yonasandom4930 6 років тому +23

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና የሕዋትና ኣምላክና አግዝኣብሔር ጸጉኡ የብዛሓልኩም ኣሜን ኣብ ጸሎትኩም ዘኩርኒ የሕዋተይ

  • @ወዲ78ኣስመራ
    @ወዲ78ኣስመራ 6 років тому +119

    ነቶም ምእንቲ ሃይማኖቶም ዝተሰየፉ ሰማእታት፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብየማናይ ኢዱ፡ ኣብታ ዘይትሓልፍ መንግሰተ ሰማይ፡ኣብ ሑቅፊ ኣብርሃም፡ኢሳቅ፡ያቆብ ይቐበሎም፡ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ፍቅሪ እዩ።

  • @salamahmm9007
    @salamahmm9007 3 роки тому +11

    ንቦዓተይ ክቋፃፀር ኣይክኣልኹይ ኦ ኣምላከይ ኣብ ስደት ዘለና ደቅኻ ኣብ ሀይማኖትና ንክንፀንዕ ጥበብኻ ሀበና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 😭😭😭💔💔💔💔💔🖤🖤🖤💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭

  • @ክወግሕዩ-ሸ4ጸ
    @ክወግሕዩ-ሸ4ጸ 6 років тому +67

    ቃል ሂወት ይስማዓልና ፍረጻዕርኹም መድሓኒኣለም ይኽፈለልኩም በረኸት እቶም ሰማእታት ኣይፈለየኹም
    በብዝኸኣልናዮ ናይ ዘመና ሰማእታትና ክንዝክሮም ዩ ዝግበኣና
    ጻሓፍ ጻሓፋይ፡ ግጠም ገጣማይ ፡ ዘምር ዘማራይ፡ ስበኽ ሰባኻይ ስለ እዞም ናይ ትማሊ ኣሕዋትና ናይ ሎሚ ኣቦታትና
    😭😭😭😭

    • @banatewelde8603
      @banatewelde8603 6 років тому

      Amem Amen Amen .Egziabhear amlak exfin dribin geyru xegieu yebzhalkum

    • @letshlegese8661
      @letshlegese8661 4 роки тому

      Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna

  • @medhanieghirmay858
    @medhanieghirmay858 Рік тому +1

    ነዝ ሓቀኛ ዛንታ ምስራሓኩም እግዛብሔሪ ኣምላክ ጸጉኡ የብዛሓልኩም ነቶም ምእንቲ እሚነቶም ዝተሰየፉ ኣሕዋትና ድማ መንግስተ ሰማይ የዋርሶም

  • @brhanebb1960
    @brhanebb1960 Рік тому +4

    ኣስይይይይይይይ ክደይ ደስስስ ክብል ክርስትያን ምክነይ ሃይማኖቶይ እርቶዶስ ተዋሆዶ ዘላኣለም ትንብር 😥😥 እግዚአብሔር ኣምላኬ ፀጋኡ ያብዘሐልኩም 🙏👏

  • @mulu6793
    @mulu6793 4 роки тому +17

    ተዋህዶ ኦርቶዶክስ ለዘላዓለም ትኑር ይህን ፕሮግራም ለሰራቸው በእውነት ጸጋውን ያብዛላቹሁ ያዛዝናል 😭😭😭ሰው በማረድ መንግስተ ሰማያት እንወርሳለን ብለው ሲያስቡ ያሳዝናሉ ይህ የዳቤሎስ ልጆጆ😢

  • @ግርማፅዮንክፍለማርያም

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና
    ነዚ ክትዓዩ ዘብቀዓኩም እግዚኣብሄር ይመስገን። ጸግኡ የብዝሓልኩም፡ ጽንዓቶምን፡ ጸለቶምን፡ሰማእታት፡ ኣሕዋትና ኣይፈለየና። ጽናዕ፡ ትባዕ፡ አለ ዶ ኣይለኣኩኳን። ክሳዕ መወዳእታ፡ እሙን፡ ኩን፡ ኣነ ድማ ኣክሊል፡ ዓወት፡ ክህበካ፡ እየ።

  • @sendayowlegebrial4195
    @sendayowlegebrial4195 3 роки тому +5

    ኣሜን፫ናይ ባሓቂ ዓስብኩም ኣብ ኣምላኽ ርኸብዎ ነዚ ቅዱስ ነገር ዝሠራሓክሙልና ✝️✝️✝️ተዋህዶ ሃይመኖተይ ማዕተበይ ካብ ዝበትኽ ክሣደይ ትበተኽ:: በረከቶም ይሕደረና💔💔💔💔👏👏👏

  • @mengstabteklebrhan9532
    @mengstabteklebrhan9532 6 років тому +63

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚኣብሄር ኣምላክና ኣብ የማናይ ክንፉ የንብራም ንኣና ክኣ እግዚኣብሄር ዓስቢ ናይ ቅዱሳን ሰማእታት የካፍለና ንዓኩም ክኣ እግዚኣብሄር ጸጉኡ የብዛሓልኩም ።

  • @ሳምራዊሂወተይ-በ4ቨ
    @ሳምራዊሂወተይ-በ4ቨ 6 років тому +8

    ናይ ሰማዕታት ደቂ ተዋህዶ በረከቶም ይሕደረና አሜን
    ንዓኩም ዉን ፀግኡ የብዝሐልኩም ቃለ ሂወት የሥመዓልና

  • @isayaskesete
    @isayaskesete 6 років тому +101

    ኦ ጎይታ ሆይ ዝገብርዎ ኣይፈልጡንዮም ሞ ይቅረ በለሎም ፡ንሰማዕታት መንግስተሰማይ የዋርስ ንስድራ ጽንዓት ይሃብ ደቂ ተዋህዶ

    • @hidatwelday2212
      @hidatwelday2212 6 років тому +1

      Isayas kesete 😢😢😢😢😢😢😢👂👂👂👂👂👂😢😢😢😢😢😢😢💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥🔥

    • @genetalazar5480
      @genetalazar5480 6 років тому

      Isayas kesete cighhci

    • @genetalazar5480
      @genetalazar5480 6 років тому

      Hidat Welday gît

    • @genetalazar5480
      @genetalazar5480 6 років тому

      Hidat Welday gt

    • @genetalazar5480
      @genetalazar5480 6 років тому

      Hidat Welday grand vin g

  • @ahezakalayu4757
    @ahezakalayu4757 5 років тому +2

    ኦ አምላክ ኣነ ደካማ ባርያካ እየ እሞ አብ ሃማኖተይ ፀንዐ ክንበር አብ ፀሎትኩም ሓስቡኒይ አሕዋተይ በረከትኩም ይሕደረና ንዝሞቱ አሕዋትናም አብ የማናይ ኢዱ የንብሮም አሜን

  • @ወልደብርሃነመስቀል.ይብር

    ማሕበር ቅድስቲ ድንግል ጸጋ የብዝሓልኩም

  • @ኤልማስተለመን
    @ኤልማስተለመን 5 років тому +102

    ዋላ ድኩም ይኩን እምበር ኦርቶዳክስ ተዋህዶ ምካነይ ጥራይ ሕጉስ እየ ኣብ ጸሎትኩም ዘክሩኒ ኣሕዋት

    • @lemigaultigray6335
      @lemigaultigray6335 3 роки тому +1

      Amen amen amen ewe men keme artodogs egzbher yemsgne

    • @myphone5133
      @myphone5133 3 роки тому +1

      Ena ara egzabhr bhrberseb haymanot tmekefafel lbonaysten

    • @michaelabebe1216
      @michaelabebe1216 3 роки тому +1

      ኣዴና ወላዲት ኣምላኽ ከተበርትዓና እያ

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 8 місяців тому

      ❤❤❤

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 8 місяців тому

      😪😪😪🙏🙏🙏❤️❤️❤️

  • @feetfeet3533
    @feetfeet3533 3 роки тому +3

    👏👏👏👏👏🙏🙏🙏🙏🙏🙏😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢ኦኣምላከይ ብዓይኒ ምሕርትካ ጠምተና 👏👏👏👏👏👏

  • @iOlves4ever
    @iOlves4ever 6 років тому +7

    በጣም ያሳዝናል ያስተምራል የተዋህዶ ልጆች ተባረኩ!

  • @ሰብለነኝ
    @ሰብለነኝ 4 роки тому +7

    አቤቱ ጌታ ሆይ በረከታችሁ ይድረሰን 😢😢😢😢😢 ቃለ ህይወት ያሰማልን አሜን ፫

  • @mesitube218
    @mesitube218 2 роки тому +2

    በእውነት ቃለ ሕይወት ያሠማልን ፀጋውን ያብዛላቹሁ ተወዳጆች የሰማዕታቱ በረከት ይደርብን አሜን አሜን

  • @biniamgebrengus5883
    @biniamgebrengus5883 6 років тому +4

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንዓዓቶም አብታ ዘይትሓልፍ ዓንደወርቂ ስሞም ይጽሓፈሎም ናዓኩም ድማ ናይ ኣገልገልትክም ዕድመኩም ይባርከልኩም

  • @okbazgiembay1954
    @okbazgiembay1954 2 роки тому +1

    Egzabher asebkum ykfelkum amen ezi entay yemherena abe haymnotna tsenuat knkewen aremnetat kemzelwu zekhdu ewen Sgabe Eza seat ezea alwuu yehwatey amlk tsegeuu yebzahalkum amen 🙏🙏🙏

  • @mahberemariamisrael
    @mahberemariamisrael  6 років тому +73

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ንኹላትኩም ኣሓዋት ቃለ ሂወት የስምዓልና።

    • @ichliebemeinemutter8924
      @ichliebemeinemutter8924 6 років тому +1

      mahberemariam israel bejakum eba trgum b Englisch atergmuwo, Nay behaki xbuk agalalxa kexlwo

    • @Tado-tv8lh
      @Tado-tv8lh 6 років тому

      🌷🌷🌷⚘🌱🏵

    • @Tado-tv8lh
      @Tado-tv8lh 6 років тому

      +T3ado 650 🍇🌱⚘🌷🌷🌺🌷🌷animal

    • @trhasalemu1164
      @trhasalemu1164 6 років тому

      mahberemariam israel rjcgbkbcg

    • @rhstishmangus804
      @rhstishmangus804 6 років тому +1

      bejakum eba eta mezmur bxhuf akrblna

  • @mekonenmekonen1403
    @mekonenmekonen1403 5 років тому

    ኣሜን ኣሜን እሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ንቶም ንኢምነትና ኣይንክሕድን ካብ ማዕተብና ንበትክ ክሳድና ይበተክ ኢሎም ሰማትነት ዚተቀበሉ ይሕዋትናን ይሓትናን ኢግዛብሄር ኣምላኽ ኣብታ ዘይትሓልፊ ቅድስት ቤቱ ይስፊሮም ።ንሕና ውን ክምቲ ናቶም ኣብ ኢምነትና ጸንዕና ክነብር ኢግዛብሄር ኣምላኽ ብጸግኡ ይድግፊና።ኣሜን

  • @teklityemane1786
    @teklityemane1786 6 років тому +40

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ነቶም በዞም ኣረማነውያን ሰማትነት ዝተቀበሉ ይሕዋትና ካኣ ኣብታ ዘይ ትሓልፍ መንግስቲ ሰማያት ይቀበሎም እግዛቢሄር ኣምላኽና

  • @jhjhd6922
    @jhjhd6922 3 роки тому

    ኦ ኣምላከይ ክብርን ምስጋናን ናዓካ ንዘልኣለም ይኩን ኣሜንንንንንንንን ተመስገን ኣምላከይይይይ💒💒⛪️⛪️🤲🤲👏👏👏🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏🌹🌹🌹❤️❤️💊❤️💊💊

  • @samidesu8263
    @samidesu8263 6 років тому +7

    Amen amen amen ኦ አግዚኣቢሀር ኣቦይ ነቶም ዝከትሉ ዘለዉ ዉን ኣብ ሊቦም ኪምለሱ ንሊምነካ ኣለና ምክንያቱ ደኪ ተዋህዶ ይክረ ኒቢል አምበር ኣይንረጊምን አና ኪብርን ምስጋናን ንዘላለም ነኣካ ይኩን

  • @rahelfssehation8913
    @rahelfssehation8913 4 роки тому

    Amen amen amen kale hewet yesmeana egizabher nay agolgulot zemenkuem ybarkelkuem btaemi

  • @zaidabraha1201
    @zaidabraha1201 6 років тому +10

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና እግዚኣብሄር ኣምላኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩም ዘመን ኣገልግለትኩም ኣዕዚዙ ይባርኽ

  • @lemigaultigray6335
    @lemigaultigray6335 3 роки тому

    Amen amen amen egzbher amlkhe yebrkuem ne zemoteu ka ab yemnay edu yekbloem tewahdo lezlalem tenber amen 😭😭

  • @asmaraakria1518
    @asmaraakria1518 6 років тому +32

    Amen amen amen kal hiwet yesmalna egzabher amlak xegu yebzhalkum ni agelglot zemenkum ybarkelkum

  • @radaeekar8864
    @radaeekar8864 4 роки тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዛብሀር ኣምላኽ ምሕረትኻ ኣዊርደልና

  • @ከመስግንየኣነስማርያመይክ

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓና እግዚቢሄር ኣምላክ ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜኩም ይባርከልኩም ኣሜን ኣሜን

  • @titigezaei138
    @titigezaei138 Рік тому

    Amen amen amen kale hiwet ysmealna kuburat ahwatna Egzabiher amlak tsgu yebzehelkum ❤❤❤❤

  • @tsegaykebreab5976
    @tsegaykebreab5976 6 років тому +3

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna Egziabhier amlak xegeu ybzhalkum yehwat,netom nsle sematnet zhalefu yhwatna kea amlak sematnetom ykebel

  • @semeremehari625
    @semeremehari625 6 років тому

    Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen Amen kal hiwet yesmalna kubrat yehwat Agzabiher Amlak sdetna yhabelna

  • @samifkadu4955
    @samifkadu4955 2 роки тому +2

    ኣሜን ቅዱስ እግዚኣብሄር ጸጋኡ ይብዝሓልኩም ነቶም ኣብዚ ስራሕ ዝተሳተፍኩም ኩልኩም ነቶም ኣሕዋትና ዝሞቱ ድማ መንግስተ የዋርሶም ድማ ኣነስ እንቃዕ ካባኩም ተወለድኩ ኣሜን እግዚኣብሄር ኣምላክና ዝከበረን ዝተመስገነን ኣሜን ኣሜን ኣሜን

  • @senaittekle677
    @senaittekle677 3 роки тому

    Amen amen amen egzabher amlak xegu yebzhelkum tewohdo nezelalem tebe💒💒💒💒💒🙏🙏🙏r

  • @hallomaialba8229
    @hallomaialba8229 5 років тому +4

    Amen Amen Amen qala hiwat yesmealna neay agelglot edmakum yebrklkum ezghbar amelak Amen Amen Amen

  • @tedrosteklezgi9558
    @tedrosteklezgi9558 3 роки тому

    ናይብሃቂ ጽቡቅ መአንቲ ሃይማኖትካ ምስያፍ ጽድቂ አዩ ጽጉኡ የብዝሃልኩም ኩቡራን የህዋተይ አንቃአ ደቂ ክርስቶስ ኮና ብርከትን ረዴአቲ ን ኣማላድነትን ቁድሳን ሃዋርያት ነብያት ጻድቃን ክመኡ ውን መህድሪት ክልተ ወገን ዝኮነት ቅድስተ ቅዱሳን ኣዲና ቅድስቲ ማርያም ኣይፈልየና

  • @biniamkesete9745
    @biniamkesete9745 6 років тому +9

    Amen amen amen kale hiwet yesmalna Egziabher xegue yebzhalkum nehwatna semaetat libya dma byemanay edu yqebelom ab xelotom kzkruna nay Egziabher qdus fqadu ykun amen

  • @zahrasharw8977
    @zahrasharw8977 3 роки тому +1

    አሜን አሜን አሜን እኛም የአምላካችን ምስክር እንድንመሰክር ታአምሩ ያፅናን አሜን💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒💒😭😭😭😭😭💗💗💗💗💗💗💗💗💗👏👏👏👏

  • @የማርያምባርያነኝ
    @የማርያምባርያነኝ 6 років тому +3

    አሜን አሜን አሜን ቃለ ሂወት ያስማልን ፀጋ እግዚአብሄር ይብዛላቹ
    የስማእታት በረከትና ረዲኤት ይደርብን!!

  • @ናይድንግልንብዓትሲመንእሞ

    Amen amen amen qal hiwet yesmalna nay behaqi egzabher. Amlak zetmsegne yekun xesgu yebzehlkum nay weladetu xelotan berketan ayfeleyena sedra egzabher amlak beyemano yenbrom Amen amen amen 🙏💒🙏❤️😭❤️👈💒

  • @tesfailenie
    @tesfailenie 6 років тому +9

    May God make us faithful until death, may their prayers be with us. Thank you for making this film pls continue

  • @eseytube6514
    @eseytube6514 6 років тому +127

    ምፍታረይ ዘይኮነ ዘሀጉሰኒ ተዋህዶ ኮይነ ምፍታረይ ኡዩ ዘሖጉስኒ ኣምላከይ ሓታትና ኢየ ኢሞ ይቅረ በለይ

    • @natnalbereket3129
      @natnalbereket3129 6 років тому +1

      kdus jowhans zedebre bizen abow zehzen ember

    • @zemietech2003
      @zemietech2003 6 років тому +1

      kdus jowhans zedebre bizen abow
      Beregex hawey natey

    • @zemietech2003
      @zemietech2003 6 років тому

      kdus jowhans zedebre bizen abow

    • @fthawitnuwaye1293
      @fthawitnuwaye1293 8 місяців тому

      Nay bhaki ❤❤❤🙏🙏🙏✝️✝️✝️

  • @Habenfu
    @Habenfu Рік тому +1

    ኣምላኽ ጸግኡ የብዝሓልኩም ነቶም ሰማዕት ዝቸቀበሉ መንግስቲ ሰማይ የዋርስሶም ኣሕዋተይ ምዓረይ።

  • @smrethabtezgi2056
    @smrethabtezgi2056 6 років тому +9

    እዚግኣብሔር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ይሕዋተይ ዓስብኩም እቲ ልዑል ኣምላክ ይሃብኩም ።ንሕና ድማ እምነትና ኣጽኒዕና ኣሰር ቅዱሳን ኣቦታትናን ይሕዋትናን ክንስዕብ ቅዱስ ናቱ ፍቃድ ይኩን ኣሜን ።

  • @merhawiberakiiloveyoubarya4448
    @merhawiberakiiloveyoubarya4448 6 років тому +42

    ኣሕ ንብዓት ኣይካኣልኩን እግዝኣብሄር ዘበን ሂወትኩም ይባርኽ ይሕዋተይ

  • @degneshkidanu9399
    @degneshkidanu9399 4 роки тому

    amen amen amen kale hiwet yasmealna motatom bhiwot lmnbar new semaet malet keyzi eyu.amlak nanawun hayli brta yhabena

  • @eyerusalemgaltewahdo3938
    @eyerusalemgaltewahdo3938 4 роки тому +3

    ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ተዋህዶ ልዘላኣለም ትንብረ🤲❤

  • @Abi-m9s
    @Abi-m9s 5 років тому +1

    ናይ በሓቂ ጽብቅትን መሃሪትን እያ ከምዞም ናይ እምነት ጀጋኑ ኣሕዋትና በረከቶምን ከምናቶም ትብዓትን የካፍለና ንዓካትኩም ድማ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ጸግኡ የብዝሓልኩም ፍቁራት ኣሕዋተይ.

  • @danielfikadu7427
    @danielfikadu7427 6 років тому +14

    amen amen amen
    qal hiwet
    yesmalna amen.
    qdsti dngl mariam
    nay agolgulet edmiekum
    tbarkelkum amen.
    agziabhier amlak
    bmhret ymharena amen.

  • @tekieyonas3518
    @tekieyonas3518 6 місяців тому

    እግዝኣቢሄር ንሰማእታትና ኣብ የማኑ ይቀበሎም ንዓና ድማ ብዓይኒ ምሕረቱ ይጠምተና.ብሓቂ ንዓናዩ ክብከየና ዝግብኣና ።

  • @lioninzion3417
    @lioninzion3417 6 років тому +14

    GOD bless orthodox christians all over the world.we (ethiopians)love orthodox eritreans.

  • @amanmeh5956
    @amanmeh5956 6 років тому +1

    ብጣዕሚ ደስ እትብል ነገር ግና ንክትርእያ ጽንዐት ልቢ የድልየካ። ከመይ ምስ እንብል ኣቀዲምና እንፈልጦን ኣብ ልዕሊ ንጹሃን ኣሕዋትና ንዝወረድ ዘስካሕክሕ ማሕረድቲ ተዘካክር ስለዝኮነት። ስላምኩም ይብዛሕ ናይ እግዚአብሔር ኣምላክና ምሕረት ናይ ኣደና ቅድስቲ ድንግል ማርያም ኣማላድነት ናይ ኩሎም መላእክትን ቅዱሳንን ረዲኤት ኣይፈለየና። ኣሜን።

  • @berhanugetahun2140
    @berhanugetahun2140 6 років тому +3

    ተዋህዶ ለዘላለም ትኖራለች ! እግዚአብሄር ህያው ነው።

  • @hdhdydhd1763
    @hdhdydhd1763 4 роки тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን አግዛብሄር ኣምላኽ ጸጋኡ ይብዛሕልኩም ይሕዋተይ ኣብ ጸለትኩም ዘክሩና 🙏🙏🙏🙏🙏🙏

  • @shilaentertaiment
    @shilaentertaiment 6 років тому +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና አግዚኣቢሀር ኣምላክ ጸገኡ የብዝሓልኩም ናይ ኣገልጉሎት ዕድመኩም ይባርከልኩምን ይቐድሰልኩምን

  • @ogbaghebriel5736
    @ogbaghebriel5736 6 років тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን። ቃለ ሂወት የስማዓልና የሕዋተይ። ዓስቢ ሰማእታቱ ዝጸብጸበ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ዘይውዳእ ጸጋ ዓዲሉ ዓስቢ ድኻምኩም ይኽፈልኩም። ንሕና ድማ ማዕተብና ከይበተኽና ኣብ'ታ ቁዱሳን ሰማእታት ኣቦታትና ደሞም ኣፍሲሶም ዘረከቡና ጥንታዊት ተዋህዶና ጸኒዕና ክንመላለስ እግዚኣብሄር ይርዳኣና።ኣሜን።

  • @wediseltenewediseltene5764
    @wediseltenewediseltene5764 6 років тому +6

    Amen amen amen brukat deki thewahdo amlak edu yenbrelkum

  • @ليلسيليلسي
    @ليلسيليلسي 3 роки тому

    Amen Amen Amen waqayoo sagalee jirenyaa isinii haa dhagesisu

  • @temesgenslekulunegersenayz9287
    @temesgenslekulunegersenayz9287 6 років тому +15

    Amen amen amen kalehwet yesmealna ezigeabihar amlak tsegua yebzehalkum yehwatey bereket rediat nay adena kdeste kdsan ebetachn ms kulatna hzbe krstyan ykun 💟💗💓

  • @ናትናኤልምሓሪ
    @ናትናኤልምሓሪ 4 роки тому +1

    ብሓቂ ከምዚ ናቶም ብሰማእትነት ክሓልፍ ምደሌኹ ብርግጽ ከኣ ከምኡ ግዜ ክመጽእ ኢዩ ኣጆኹም ደቂ እመ ብርሃን ተዋህዶ ንዘላኣለም ትንበር ኣሜን።

  • @rishantekle767
    @rishantekle767 6 років тому +11

    amen amen amen kale hiwet yesmealna brukat deki tewahdo zemen agokgulotk ebark egziabher amlak

  • @adhanettekeste2267
    @adhanettekeste2267 4 роки тому

    Amen amen amen qale hiwet yesmalna ahwatay

  • @mamnatey690
    @mamnatey690 6 років тому +20

    Amen amen amen Kali hiwet yesmalena egzabiher xegu yebzhalka ahwetay ⛪⛪⛪🙏🙏🙏

  • @natsnetsamuel5240
    @natsnetsamuel5240 4 роки тому

    Kal hiwet yesmalna. Amlak abta zeythalf mengstu ykebelkum💒💒💒🙏🙏🙏🙏.

  • @kiflayteame3704
    @kiflayteame3704 6 років тому +5

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ፍቁራት የሕዋተይ እግዝኣብሄር ጸግኡ የብዝ ሓልኩም

  • @ሚሊጋልትግራይ-ገ6ዀ
    @ሚሊጋልትግራይ-ገ6ዀ 3 роки тому

    ኦረተደጉስ ተዋህዶ ንዘልኣለም ትንብር ንኩቡር መስቅልኦም ኸበሉ ዘተስውኡ ኣሕዋትና ደማ ኣብ ገነት ይንብርኩም ኣብ ጽሎትኩም ኣይፈለይና ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲

  • @asfaha.m.g.d8021
    @asfaha.m.g.d8021 6 років тому +4

    እግዚኣብሔር ካብ ጸግኦም የካፍለና ፡ በረኸቶም ድማ ኣብ ቤተ ክርስቲያንና ይሕደር።

  • @filmonteklya814
    @filmonteklya814 6 років тому +1

    Amen Amen Amen egzabiher amlak xegu yebzhalkum yewat

  • @ውዕለቱዘክሪነብሰይ-ኀ8ጰ

    Amen Amen Amen egziabher amelake tsegu yebzahlkum yehwat eda adena kidesti dengel maryame medhani alem egziabher amelake tsega abe lieli xega yebzahlkum yehwat. Kabkum bezhe ena temahrna ena ajekum bertu

  • @yorsalemberaki4513
    @yorsalemberaki4513 2 роки тому

    Amen amen amen Kal hiwet yesmalna xegu yebzhalkum egziabher amlak

  • @ወላዲተይመርከብናይሂወተይ

    ኣሜን (3) ቃል ሂወት የስማዓልና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም ቡሩካተይ : ኣብዚ ዘመን እዚ ከኣ ከምዚ ዓይነት ስራሕ ዩ ዘድልየና።

  • @kalkedan3902
    @kalkedan3902 3 роки тому

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የስመዐልና ናይ ኣገግልግሎት ዘመንኩም ይባረክ ።

  • @efikahsay5830
    @efikahsay5830 6 років тому +7

    AMEN AMEN AMEN KAL HIWET YESMALNA AB IMNETNA YEXNANA AMLAK QUDUSANLONG LIVE ORTHODOX TEWHADO CHARCH

  • @ተመስገንኣምላክ-ዐ8ጰ

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የሰምዕለን ፀጉኡ የብዘሐሉኩሞ ኩቡረተ አሕወተ

  • @robertmugabe4263
    @robertmugabe4263 6 років тому +5

    orthodox tewahdo nzelalem tnber Amen Amen Amen ❤❤❤ gebrti kufue kea amlak nay edom kihbom eyu

  • @rahwarahwa9513
    @rahwarahwa9513 4 роки тому +1

    ኦ ህያው አምላኽና ኣብ እምነትና ኣፅነዐና አሜን አሜን አሜን ጸሎቶም ኩሎም ቅዱሳን ኣይፈለየና አሜንንን

  • @habtithb7copycr796
    @habtithb7copycr796 6 років тому +4

    Omg ferihe anes atamlak aboy baelka daa hlwena bflay etom rieka zeyxgebu family Eritrea 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽

  • @HermonTemesgen-y2u
    @HermonTemesgen-y2u 3 місяці тому

    Amen Amen Amen agzabhir xegu yebzhalna abamnetna nxna fqraty ah ah ah ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @maranatha1171
    @maranatha1171 6 років тому +8

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna nay bhaqi abe emneta yexeneana xegu yebzhalkum krstos goyta

  • @SelamKiflom-p2n
    @SelamKiflom-p2n 9 місяців тому

    Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna fetari

  • @azekriydngl201
    @azekriydngl201 6 років тому +9

    Amen amen amen kale hiwet yesmealna nay agolgulotkum zemen ybark

  • @kubromzemicheal7813
    @kubromzemicheal7813 6 років тому

    Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna Nay Aglgolt Xamamakum Ezghbher yhabkom ahwatey🙏🙏🙏

  • @meromsh3971
    @meromsh3971 4 роки тому +9

    ኦ ኣምላኬይ ኣነ ሓጣተኛ አየሞ ይቅር በለለይ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭

  • @teametube8509
    @teametube8509 6 років тому +1

    ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ጸግኡ የብዝሓልኩም ፍቅራት ኣሕዋት ናይ ኣጎልግሎት ዝመንኩም ይባርከልኩም በረከት ረድኤት ናይ ሰማዕታት ኣይፈለየና 🕯💒

  • @coolmom8537
    @coolmom8537 6 років тому +6

    Amen Amen Amen qal hiwet ysemalna burukatey egziabher xegue yebzhalkum

  • @yonaskiflemar9739
    @yonaskiflemar9739 6 років тому

    Amen Amen Amen kale hiwet yesmalna ⛪⛪⛪⛪⛪⛪💒💒💒

  • @teddyteddy2203
    @teddyteddy2203 6 років тому

    Amen Amen Amen 🙏 kalt Hiwet yesmalna yehwat, Btaemi nfuat Egzabiher xega ab leli xega yhabkum,,,,,,,💒✝️✝️✝️💗💗💗🙏🙏🙏

  • @ጎደሊያስA
    @ጎደሊያስA 6 років тому +4

    እውይ አሕዋተይ ናይ ሊብያ ሰማኣታት አሕዋተይ ዘይርሳዕ ማዓልቲ ነይሩ መንግሰቲ ሰማያት የዋርሶም 😭😭😭

  • @astergoitom4836
    @astergoitom4836 5 років тому +2

    Tewhado nezelam tenbr amnen amen amen

  • @SalamSalam-rm8qd
    @SalamSalam-rm8qd 4 роки тому +3

    እልልል ዝማረ መላእክትን የሰመዐልና አሜን ፫

  • @teamekiflay7463
    @teamekiflay7463 6 років тому +1

    ብጣዕሚ መሃሪት ፊልም ቃል ሂወት የስምዓልና ጸጉኡ የብዝሓኩም ኩሉ ጊዜ ብሉጽ ስራሕ ትሰርሑ ኣብ ዓንዱ ወርቁ ይጽሓፈልኩም

  • @dingleytelemeni8680
    @dingleytelemeni8680 6 років тому +8

    amen amen amen qali hiwet yesmalina buruket yhwetay ezgebher amlek xegau yebzhalkum

  • @ዓለምጸዋር-በ6ቸ
    @ዓለምጸዋር-በ6ቸ 6 років тому

    Amen amen amen qal hiwet yasemalna egzabher amlak xomna beselam kezajamirna beselam yafxemana nab berhan tensaui yabxhana amen qal hiwet yasemalna egzabher amlak tsega abe resiy tsega ybzhi

  • @shishaytesfalem9539
    @shishaytesfalem9539 6 років тому +4

    Amen amlak xegui yebzhalkum yehwatey kulu etserhwo srah nhna ugbatn hbunatn ena amlak ab kulu hiwetkum msakum ykun Amen