ጥበብ ፍቕሪ መስዋእቲ መሳጢ ዛንታ ክልተ ፍቑራት ከየንቲ ተጋደልቲ ንሳ ተፈልያቶ ብመስዋእቲ። Gz habesha media

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 2 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 459

  • @gzedhabesha
    @gzedhabesha  6 місяців тому +81

    "ሞትና ንምስዓር ዘይመውት ሞይቱ! "
    እንኳዕ ንጎይታና መድሓኒትና እየሱስ ክርስቶስ ትንሳኤ በዓል💐ብሰላም💞💕ብፍቕሪ😁ብጥዕና💟 ኣብፀሐና ።
    እዚ ሓዱሽ መደብ ናይ ትማሊ ብዕሊ ተጀሚሩ ኣሎ ርእይቶኩም ኣይፈለየና
    Gz Habesha media

  • @eyu1221
    @eyu1221 5 місяців тому +149

    እስከ ንተጋዳላይ ድምጻዊ ቅሳነት ብቀዛሕታ ቮድኻስ ኣምፁልና ትብሉ ላይክ

  • @selam9178
    @selam9178 6 місяців тому +53

    ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና😢 ናይ ጅግና ተጋዳላይ ኣርቲስት ሃይሉሽ ኣረአያ😢 ዛንታ ዉን ብወለድ ገይርኩም ኣቅርቡልና ሓበሻ ሓወይ

  • @ጓልተምቤንሃገረሰላም
    @ጓልተምቤንሃገረሰላም 6 місяців тому +99

    በጃኹምባ ስድራ ስውእ ኣርቲስት ሃይሉሽ ኣርአያ ኣቅርቡልና ሃይሉሽ ውቅሮ ብጣዕሚ ዝፈትዎ ዛንትኡ እንዶ ንወለዲ ሓቲትኩም ኣምፁልና ሃይሉሽዶ 😢.... ንዝሞቱ ኹሎም ኣብ ገነት ይንበሩ 😢

    • @gzedhabesha
      @gzedhabesha  6 місяців тому +9

      ኣሜን እሺ ናይዚ መደብ ዓላማ ንሱ እዩ ❤❤❤

    • @ጓልተምቤንሃገረሰላም
      @ጓልተምቤንሃገረሰላም 6 місяців тому

      @@gzedhabesha እሺ ክፅበየኩም እየ ብሃይሉሽ ኣየኽእለንን😢

    • @tgyhgchggg9259
      @tgyhgchggg9259 6 місяців тому +9

      እወ ኣቅርቡልና ሰድራ ጅግና ሰዉእ ሃይሉሸ ኣርኣያ 😭😭😭😭

    • @ጓልሃገረትግራይ
      @ጓልሃገረትግራይ 6 місяців тому +10

      ሃይሉሸይ አነስ ኩሉ ግዘ ከምቶም አመና ዘፍቅሮም ዘክብሮምን አሕዋተይ እየ ዝዝክሮ ንብዓተይ ምቁፅፃር ይአብየኒ😢

    • @tgyhgchggg9259
      @tgyhgchggg9259 6 місяців тому

      @@ጓልሃገረትግራይ 😭😭😭😭😭😭

  • @UjJh-yw9hi
    @UjJh-yw9hi 5 місяців тому +19

    ጋዜጠኛ ኣይትሸኩል ዘረቡኡ ኣወደአዮ ባዓልኻ ሓቲትካስ ባዓልኻ ትኾልፎለኻ😮ቀፃሊ ኣማሓይሽ ሪኢቶ ህዝቢ ተቀበሉ በይዛኹም😊ዝሓወይ እውን ትፈትዮ ተፍቅሮ ሰብ ብሞት ክፍለየካ ከቢድ እዩ ብጣዕሚ😢 ፅንዓት ኣኽኣሎ ይሃብካ ፈጣሪ😢ግርማኖሽ ግርማ ትግራይና ነይርኪ ታይ እሞ ዓለም ሙሉእ ዘይብላ ንእስተይ ነብስኪ ኣብ ሕቁፊ ቅዱሳን የንብረልና ንእስተይ😢በጃና ሓሊፍኪ ምስ ብፆትኪ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና😢😢

  • @genigualkeshi
    @genigualkeshi 6 місяців тому +26

    ኣፍቅርካ ምስኣን ከቢድ እዩ💔 ግን ሂወት ቀፃሊ እዩ ኣጆካ ዝሓወይ

  • @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ
    @ጋልትግራይ-ቨ1ቘ 5 місяців тому +7

    ዋይ ኣነስ ድቅነይ እበር ናፊቀ 😭😭ኩሉኹም ስዋኣትና ነብስኩም ብሰላም ትዕረፍ 😥😥

  • @moonebrahiem2788
    @moonebrahiem2788 5 місяців тому +7

    ዉይ ግርማነሸይ ብዙይ 6 ዓመት ኣብ ክለብ ብሓደ ንስልጥን ነይርና ከቢድ እዩ ኣጆካ ዛሓወይ ፅንዓት ይሃብካ😢😢😢

  • @ሕጂኸናበይ
    @ሕጂኸናበይ 6 місяців тому +8

    ኽብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ጅግና ስውእቲ ዋዕሮ ግርማነሽ ሓፍትና ብሰላም ዕረፊ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢኺ ንእስተይ😢😢😢 ጅግና ተጋዳላይ ከያኒ ቅሳነት ድማ ብሓቂ ብጣዕሚ ኢና እነመስግነካ ክቡር ሓውና ኣብ ቃሉ ፅኑዕ❤❤❤

    • @SgSh-u4o
      @SgSh-u4o 5 місяців тому

      ግርማነሸይ ንእስተይ ብሰላም ዕረፊ 😢😢😢

  • @tigraytigray3601
    @tigraytigray3601 5 місяців тому +6

    ናይ ጅግና አረትስት ተጋዳለይ ሃሉሽ አርአያ🥹🥹🥹...... ስድራ አቅርብልና....

  • @mesi-ug5di
    @mesi-ug5di 5 місяців тому +7

    ህዝበ ክርስትያን እንኳዕ ኣብፃሓና ናብዚ ክቡር በዓል ኣጆካ ቅሱየይ 😢😢😢😢

  • @vvg5520
    @vvg5520 6 місяців тому +10

    መጀመራ እንኾን አብሐኩም
    ካልአይ ሕቶ እናሓትካዮ እናሃለካስ አተቆርፆ መጀመራ ይጨርስ ብዝተረፈ ቆንጆ ነው

  • @HdjbHxjbih
    @HdjbHxjbih 6 місяців тому +6

    እንካዕ ኣብፀሐኩም ተጋሩዋይ👏ንጅግና ዋዕሮ ተጋዳሊት ግርማነሸ መንግስተ ሰማይ ይዋረሳ😢😢

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ

    ዋይ ጎይተዋይ ብጣዓማ እዩ ዘሐዝን ካብ ትፍትዋ መፍልለይ😢

  • @genetberhechanal
    @genetberhechanal 6 місяців тому +8

    ልገርም ታሪክ እዩ ። ንእስተይ ክቡር መስዋእቲ ከፊላ መዓረይ ክብርን ሞጎስን ንዓክን ንብፆትክን😢😢

  • @destakonjo2505
    @destakonjo2505 6 місяців тому +6

    ግርማነሽ ግርማ ትግራይ ነብስኺ ኣብ ገነት የንብሮ ደስ ዝብል ታሪክ❤❤

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 5 місяців тому +3

    ኣየ ዝመናጢ ግዜ ንክንደይ ኣሕዋትና ወድእወም 😭 ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና 🙏😭💔

  • @kblovers9284
    @kblovers9284 6 місяців тому +12

    እውይ ፈቃር ወዲ ኣኽኽኽኽ ተፍቅሮ ምስኣን ከቢድ እዩ ኣኻእሎ ይሃብካ ዝሓወይ😢

  • @dhdjhdjjdjjdud5820
    @dhdjhdjjdjjdud5820 6 місяців тому +10

    ሩሑስ በዓል ፋሲካ ይግበረልኩም ይግበረልና ተጋሩዋኒ ኣብ ስደት ዘለና ስደትና የሕፅረልና መሬት ዓድና ንምርጋፅ የብቅዓና የሕዋተይ❤❤❤

    • @gzedhabesha
      @gzedhabesha  6 місяців тому

      ኣሜን❤❤❤

    • @CcVv-b3p
      @CcVv-b3p 5 місяців тому

      Amen amen amen 🙏

  • @lkjlkh5222
    @lkjlkh5222 6 місяців тому +5

    welcome tegarway 👑💛❤️
    ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንህልዋትን ንጀጋኑ ሰማእታትን😢👏 Be strong kusuye le💪

  • @welettigiray
    @welettigiray 5 місяців тому +2

    መምህረይ ጌችየ ክርእየካ ከለኹ ኩሉ ግዜ ናይ ንእስነተይ ግዜ እዩ ትዝ ዝብለኒ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 😘😍

  • @selameyytube
    @selameyytube 6 місяців тому +7

    ዋውው ደስ ዝብል ሰብ ኮሜንት ቀዲመዮም ሎምስ እኳዕ ደማ ኣብፀሐኩም ብሩክ ኣውዳኣመት ይግበረልና😍🙏

  • @ሕጂኸናበይ
    @ሕጂኸናበይ 6 місяців тому +14

    ክቡር ጋዜጠኛ ግን ምስ ሰናይ ይቅሬታ ኣይትኹለፎ ማለት ኣብ ሞንጎ ዕላል ከሎ ኣይትእቶ እንተ ንኣሰ ክሳብ ተዛሪቡ ዝውድእ እንተትዕገስ ክብለካ ይፈቱ

  • @መንከምትግራይ-ጀ7ቘ
    @መንከምትግራይ-ጀ7ቘ 6 місяців тому +2

    ክብርን ሞገስን ንሰማእታትና ዕድመን ጥዕናን ብሂወት ንተመለሱና ❤️💛❤️💛🙏

  • @EmuGalWukro
    @EmuGalWukro 6 місяців тому +3

    ዊይ መምህር ጌታቸው እንኳዕ ኣብፀሐካ ቅስዋይለ

  • @hhgdxgyhivc4903
    @hhgdxgyhivc4903 6 місяців тому +17

    ትፈትዎ ምስኣን ከቢድ እዩ እንታይም ክንገብር😭💔

  • @RightMedia-f5u
    @RightMedia-f5u 6 місяців тому +4

    Azi medeb yketsl bzuh tarik zelewom alew na ketsllu ❤ Gecho des zbl akerarba ms des zbl Gasha ❤❤❤❤❤❤❤

  • @birnihigotube9453
    @birnihigotube9453 5 місяців тому +1

    ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና

  • @tesgategrewyti6347
    @tesgategrewyti6347 6 місяців тому +8

    ዋይ ኩናት ርጉም ክደይ አስኢኑና😢😢😢😢

  • @dhrjfsjirf4437
    @dhrjfsjirf4437 6 місяців тому +4

    አንካዕ አብፀሓኩም ተጋሩዋይ ምፍልላይ ካሓሰም አጀካ ማዓረይ 😢😢😢😢

  • @MraMra-mr9fe
    @MraMra-mr9fe 3 місяці тому

    ፅንዓት ይሃብካ ዝሓወይ😢 ዙስብኣይ ክንደይ ግዜ ይኮልፎ ነፃነት ካሊኡዎ ብስሩ ዋይ ታይ ዓይነት ሰብ እዩ

  • @DegiYouTube
    @DegiYouTube 5 місяців тому +14

    ክቡር ሓታቲ ግን ብጣዕሚ ትሽኩል ኣለኻ ጭራሽ ምዝራብ ከሊእኻዮ ባዕልኻ ሓታቲ ባዕልኻ መለሰ ጌርካዮ ብጣዕሚ ኣስተኻኽል ምስ ሰናይ ይቕሬታ🙏

  • @LeatishLeatish
    @LeatishLeatish 5 місяців тому +1

    ኣጀካ ዝሓወይ❤ክብርቲ ሓፍተይ ብስላም ዕረፊ ግርማነሽይ እፍፍፍ😢😢😢

  • @دلعدلع-ط5ل
    @دلعدلع-ط5ل 6 місяців тому +2

    መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ ግርማነሽ እንኻዕ ኣብፀሓኩም ደቂ ሪምና ❤❤❤

  • @letishkebede5965
    @letishkebede5965 6 місяців тому +3

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ተጋሩዋኒ ርሕስ በዓል ይግበረልኩም ❤💛💛

    • @gzedhabesha
      @gzedhabesha  6 місяців тому

      ኣሜንን❤❤❤❤

  • @ዮዳነስ
    @ዮዳነስ 6 місяців тому +3

    እንኳዕ ድሓን መፃእኩም
    እንኳዕ ለ ኣብጸሐኩሙ ተጋሩዋይ

  • @TsgeredaSeyfu
    @TsgeredaSeyfu 6 місяців тому +2

    እንኳዕ. ኣሕቢሩ ኣብፀሐና 🙏

  • @stegahiayluhiaylu1843
    @stegahiayluhiaylu1843 6 місяців тому +9

    ኣይረክበየንየ ዳግማይ ከይድኪኢኪ ኦሮማይ 😢😢😢😢😢😢😢ዉሸጥናሞ ክንደይ ዘይተሸከመ ኣክእሉ ይሃብካ ሓወኒ እቲ ዝከበድ ተፍቅሮ ሰብ ካባካ ክፍለተሉ 😢😢😢😢😢ክብርን ሞጉሰን ንጀጋኑ ሰማኣታትና😢😢😢😢

  • @ተለሐተለሐ
    @ተለሐተለሐ 5 місяців тому +1

    ልተመስገን ኪዳነ ምኢታዊት ስትድዮ ኣድኒቀዮ

  • @gix9374
    @gix9374 6 місяців тому +3

    እፍፍፍፍፍፍፍ ምፍልላይ ክሓስም😭😭😭😭እንካዕ ኣብፅሐኩም ልመላእ ህዝቢ ትግራይ🙏🥰🥰🥰🥰🥰

  • @ኢዛናሳይዛናtube
    @ኢዛናሳይዛናtube 5 місяців тому +3

    ሰሓቁስ ንክብሮመይ //ጋሪዓ // ይመስል አብ ሕቁፍ ቅዱሳን የንብሮም አሕዋትና

  • @ababazahara548
    @ababazahara548 6 місяців тому +2

    ሩሕሰ ባዓል ፋሰካ ይግበረልኩም ቅሰነት ከአ አክእሎ ይሀብካ

  • @mmmmmmmm8973
    @mmmmmmmm8973 5 місяців тому +1

    ግርሙሸይ ሓፍተይ ሞት ጨካን 😭😭😭😭💔ኣጆካ ዝሓወይ 🙏💔

  • @saramm8772
    @saramm8772 6 місяців тому +4

    እንኳዕ ንባዓል ትንሳኤ ብሰላም ኣብፀሐና ተጋሩዋኒ ግርምሸይለ መንግስተ ሰማያት ይዋረስኪ ንእስተይ😢❤😢

  • @SgSh-u4o
    @SgSh-u4o 5 місяців тому

    ግርማነሸይ ንእሰተይ ብሰላም ትዕረፍ ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢኪ ማዓረይ😢😢😢

  • @HlftiGrazihar
    @HlftiGrazihar 6 місяців тому +2

    ኣሜን ኣሕቡሩ እንካዕ ኣብፀሐና ንመላእ ኣመንቲ ክርስትያን ❤❤❤

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ

    ሰላም ኩም የብዘሐዮ ዋይ ኣይተቃርፆ ዶ መጀመሪያ የወድአ

  • @amazehailu1453
    @amazehailu1453 5 місяців тому

    ብጣዕሚ ዝፈትዎን ዘክብሮን ኣያና ጌቹ

  • @Richagamawit6035
    @Richagamawit6035 6 місяців тому +7

    ዋይይ በኡነት ሓታቲ ትቅልጥፎ ኣለካ ኣብ ማእከል ኣይትእተዎባ

    • @Jdsdf-o9b
      @Jdsdf-o9b 5 місяців тому

      ሓቅኪ ኣለኪ ❤❤

  • @MerahawitTube
    @MerahawitTube 6 місяців тому +4

    እንኳዕ ብሰላም መፀኣኩም ቃዳመይቲ ባዓለይ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ፅቡቅ ባዓል ይምነየልኩም ደምሩኒባ❤🎉🎉❤❤

  • @Treettil
    @Treettil 5 місяців тому

    ኣጀካ ዝሓወይ ካብ ተፍቅሮ ክትፍለ ክሕሰም 😢😢😢 መንግሰተ ሰማይ የዋርሰኪ ግርማነሸይ😢😢😢

  • @user-ኣክሱማዊት
    @user-ኣክሱማዊት 5 місяців тому +3

    ማዓረይ ውሽጥካ ሕርርር ናበልካ ፍሽክታ ካብ ገፅካ ዘይጠፍእ💔

  • @KhanKhan-fr4zs
    @KhanKhan-fr4zs 5 місяців тому +1

    ፅንዓት ይሰብካሉ ብሓቂ እትፈቅሮ ሰብ ክፈለየካ ቶሎ ኸቢድ እዪ ግን ታይ ክግበረ😢

  • @BorshaKhatun-uv8cy
    @BorshaKhatun-uv8cy 4 місяці тому

    btami zehzn 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 msgana ygbaka naka lali manm ksanet bdhria awn neza swati tegadalit amuna koynka lali manm astewato gergala eka 😢😢😢😢😢

  • @ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ
    @ጓልገራዓልታ-ዘ5ዸ 5 місяців тому +1

    ዘለኣለማዊ ክብሪን ሞጎሰን ንጀጋኑ ሰዋእትና ይኹን 😢 ክደይ አሕዋትና ተወዲኦም 💔ጠንካሪ ፅንዓት ይሃብካ ቅሱ ሓወይ ኣጆካ ከቢድ እዩ ተፈቅሮ ሰብ ምፍላይ😭💔

  • @BiniBenja-hh9sk
    @BiniBenja-hh9sk 3 місяці тому

    ተጋ. ጌታቸው አብ አጉላዕ ማሰልጠኛ ዝነበረ ቀረፃ ቪደኦ ልቀቀልና ባ በጃካ 🙏🙏🙏🙏🙏😢

  • @TadeluDeri
    @TadeluDeri 5 місяців тому +2

    ከምዚ ዛኣፍቅር ኣሎ ኣብ ትግራይ❤❤❤❤😢😢😢😢

  • @semhalbzmgf9071
    @semhalbzmgf9071 6 місяців тому +1

    Enkae abxehakum nhaftna sweti grmanes mngste semay yewarsa kab tfetwo mflay kebid eyu gn hiwet tkxel eya na berte ksuway ❤

  • @SenaytSenayt-kg7yr
    @SenaytSenayt-kg7yr 5 місяців тому +1

    ጋዜጠኛ ክተናግሮ ኣይከኣልካይ ኣመሓይሽ

  • @SalamSalam-du3pl
    @SalamSalam-du3pl 5 місяців тому

    አፉፉ ከሕዝነካ ካብተፍቅሮ ክትፍለ ክሕሰም😢😢ኣጆካ ዝሓወይ

  • @ሙሉእሰላምይግበረልና
    @ሙሉእሰላምይግበረልና 6 місяців тому +2

    ርሑስ ብዓል ፍሲጋ ይግበረልና
    ንሓፍትና መንግስተ ሰማይ የዋርሳ
    ንዓካን ንወለዳን ንመላእ ቤተ ስብ ፅንዓት ይሃብኩም

  • @letslats9259
    @letslats9259 5 місяців тому +1

    ኡፍፍፍፍፍ ኣታ ንብዓተይ ምቅፅፃር ኣብኒ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢💔💔💔💔💔💔💔💔

  • @SalamaSalama123-ur1nj
    @SalamaSalama123-ur1nj 6 місяців тому +1

    ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🌿👏👏💘✝️

  • @qwsvgjgop8199
    @qwsvgjgop8199 5 місяців тому +1

    ኡፍፍፍ አነስ አይካአልኩን ማዓረይ🥺😭😭😭😭😭😭

  • @creedsandle346
    @creedsandle346 5 місяців тому +1

    ጌችየይ እንኳዕ ድሓን መፃካ🙏💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝💝

  • @dyfffdfghh5305
    @dyfffdfghh5305 6 місяців тому +3

    ኡፍፍፍፍ ምፍልላይ ክሓስም😢😢🥰🥰

  • @gualhaylezgi9310
    @gualhaylezgi9310 5 місяців тому +3

    ኣፍቂርኻ ምሳኣን ዝፈልጦ እዩ ዝፈልጦ ጠሩነት ክንደይ ኣሲኢኑና💔😢

  • @BrahnDesta
    @BrahnDesta 5 місяців тому +1

    አህህ ኣጆካ ማዓረይ ኣፍቂርካ ፍቅርካ ብ ዕሸሉ የኮነይ ተባኢሰካ ተፈላሊካ አኳ ጓዶ ውሸጥና ባዕልና ኢና ንፈልጦ አሞ ዝሓወይ ኣክአሎ ይሃብካ ን ንአሰቲ ኣብ ሰደት ኮይና ላኣ ላረአና ፍሸክ አንብል ነበርና ብምሳኣንንና ኩለና 😢ኢና ግን ጅግና አያም ክብርን ሞጎሰን ንሰዋኣትና ይኩን መ/ር ጌታቸው ደሞ የቀንየልና ቀፅሉሉ

  • @MuluGebremichael-b8o
    @MuluGebremichael-b8o 6 місяців тому +2

    ሓወይ መዓረይ ፈቃርር ኣነስ ኣሕዚኑኒ ዉይይይይይ የካኣልኩይይ

  • @raki4741
    @raki4741 6 місяців тому +3

    የሚወዱትን ሰው ማጣት ከባድ ነው ምን እናድርግ 😭💔🖤

  • @zaydkidane6112
    @zaydkidane6112 3 місяці тому

    ኡፍ ውዑይ ጋዜጠኛ አረ ኣወደአዩ ኣይትኩለፎ 😢

  • @annopyjvvcfhtuo536
    @annopyjvvcfhtuo536 5 місяців тому +4

    ዚ ጓዜጠኛ ክሽኩል ክሳብ ዘረባኡ ዝውድእ ተፀበ😢

  • @Lili-shew
    @Lili-shew 5 місяців тому +5

    ሓታቲ ግን ከናድደካ

  • @JOTELeul
    @JOTELeul 6 місяців тому +6

    Waw enqe bdhna metsekum ahwatey ❤❤❤

  • @aasaas7284
    @aasaas7284 5 місяців тому

    ማዓረይ ዝዓቢ ንባዕላ ኸይዳ ኻብኡ ንስድራኣ ኸዓትፈትዎ ሰብ ኽትስእኖ ኸለኻ ዘለዎ ቓንዛ ውሽጡ ሕሩር ደግኡ ሰሓቅ😢😢😢😢

  • @DegiYouTube
    @DegiYouTube 5 місяців тому +1

    ኣዝዩ ከቢድ እዩ ኣይኮነን ዶ ተፍቅሮ ትፈልጦ ክፍለየካ ውን ብጣዕሚ እዩ ከበደ እና እግዝኣብሄር ፅንዓት ይሃብካ ተ/ይ ቅሳነትግርማነሽ ግርማ ትግራይናውን እግዝኣብሄር ኣብ ሕቁፊ ቅዱሳን የንብርልና🙏😢😢💔💔💔

  • @hhshdhjdueiirh1923
    @hhshdhjdueiirh1923 5 місяців тому

    ኽብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና😢😢

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 5 місяців тому +3

    😢በይዛካ ጋዚጠኛ ግደፎ ኣይተቋርፆ ኣውዳእዮ😢

  • @Yordi-t
    @Yordi-t 6 місяців тому +9

    ጌች ከዋግዕ ፍቀደሉ ኣይተቋርፆ😂

  • @EmuGalWukro
    @EmuGalWukro 6 місяців тому +2

    ግርሙሸይ 😢😢😢😢😢😢

  • @maryamtsionhizbeyhadera9233
    @maryamtsionhizbeyhadera9233 5 місяців тому

    ❤❤❤😢😢😢 ayoka kisuney bertie

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm 5 місяців тому +2

    ኣይራክብኒ ደገም ካለኣይ ግዜ ምንብሪ እናፀሊእኩ ግን ይንብሪለኩ ሓጎስ ወድነይ😢ኣጀካኒ ዝሓወይ ውን ደገካ ክምስ ውሸጠካ ግን💔እዩ 🌍ሙልእ ዘይበላ🥺

  • @ውቅሮዛዓደይ
    @ውቅሮዛዓደይ 5 місяців тому +1

    ማዓረይ😢

  • @aznerahaylay9815
    @aznerahaylay9815 6 місяців тому +1

    kibrn mogesn nijeganu semaetatena Ajoka Haweni ❤❤😥😥😥

  • @FfGg-wh1kb
    @FfGg-wh1kb 5 місяців тому

    ጌች ኣንበሳ❤ ተጋዳላይ ቕሳነት❤

  • @shewittesfay161
    @shewittesfay161 6 місяців тому +1

    ርሑስ ኣውደኣመት ይግበረልና ስደትና የሕጺሩ መሬት ኣድና ብሰላም የርግጸና የሕዋተይ ግን እዚ ነገር ክሰምእ ከለኩ ነቢእ ታሞ ክብለኩም

  • @ጥዕምቲጓልተዋህዶ
    @ጥዕምቲጓልተዋህዶ 5 місяців тому

    እዉይ ፈቃር ወዲ ተፍቅሮ ሰብ ምሰአን ከቢድ እዩ ግን ሂወት ቀፃሊት እያ አይዞካአካእሎ ይሃብካ😥😥❤❤❤❤

  • @ንኩሉግዜአለዎ-ዘ4ወ
    @ንኩሉግዜአለዎ-ዘ4ወ 5 місяців тому +1

    ምስ ቅባአቱ ሓወይ ዝስረሐ ዓርኩ 😢😢

  • @Roza-qj4zp
    @Roza-qj4zp 6 місяців тому +4

    ከቢድ እዩ ቃንዙኡ😢😢💔

  • @Bri_Tgraweyti-
    @Bri_Tgraweyti- 5 місяців тому +1

    *_አንቢዕካና እውነት ከቢድ እዩ 😭_*

  • @dhqe5723
    @dhqe5723 6 місяців тому +1

    ሩሑስ ባዓል ይግበረልኩም👏🥰🙏

  • @SELAMATAKILTI
    @SELAMATAKILTI 5 місяців тому +1

    እፍፍ ሞት ጨካን😢 ኣጆኻ መዓረይ

  • @mesiendertawit9608
    @mesiendertawit9608 6 місяців тому +2

    እህህህ ኣሕዚኒ💔🥺

  • @abiii5952
    @abiii5952 6 місяців тому +1

    እንኳዕ ኣብፀሐኩም 🙏💛❤

  • @hanamhameed
    @hanamhameed 5 місяців тому

    አረ መቅረቢ(ጋዜጠኛ)ሓውና ኣወደአዮ ኩሉፍ ለበልካ ከም ዘይርደኣና ኮ ትገብርለካ❤

  • @ወዲመሓሪ
    @ወዲመሓሪ 5 місяців тому +1

    ዘሐዝን ዛንታ

  • @Samira-u7y
    @Samira-u7y 5 місяців тому

    ቁሱዋይ መታዓቢተይ ሳሓቅ ጭዋታ አመሉ ❤❤❤

  • @Yordi-t
    @Yordi-t 6 місяців тому +2

    ጌችየይ ኣብ ቀፃሊ ቆቢዕኻ ኣውፂኻ ምፀና

  • @ጓልሃገረትግራይ-ጰ1የ
    @ጓልሃገረትግራይ-ጰ1የ 5 місяців тому +1

    ኣየ ኹናት💔😭

  • @Brihentsify-zc8wc
    @Brihentsify-zc8wc 5 місяців тому

    ጋዘጠኛ ኣይትሸጉል❤❤❤