በርሀ ጻዕዳ ጅግና ናቅፋ ዘገርም ፍጻመ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 18 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 274

  • @nevergiveup4331
    @nevergiveup4331 4 роки тому +50

    Eti Hakena anbesa nakfa Berhe xaeda eyu nnakfa hara nmexae 6 werhi wesidlom ab 6 werhi wn hara kemxwa aykalun bzuh meswaeti ka tekefilu hzbawi gnbar nnakfa hara kewxwa bzuh fetenu gn meswaeti sle zbezhe neten abu znebera hayltat meweskta geberulen lewti gn ayneberen entrfo meswaeti abmewedaeta nay berhe xaeda batoleni ab karneshm eya nera esa tmxae tebahilu tedemdimu berhe xaeda gantu hizu bflfl selemuna geru nakfa dkdk elu dahray yhatom Kemey ekum tetku belom bleyti ena netke Eblwo berhe xada dma no ezi kterf alewo bketri ena netke elu serawitu awadede toksi tejemere Berhe xaeda kinat enda merehe enda tewage ab 2 seat nnakfa hara awxiwa ab mewedaeta ab mzzam kinat berhe xaeda bjgnnet tesewiu dahar nakfa hansab bjgna berhe xaeda hara mswexet ksab naxnet keytetenkefet ezi eyu anbesa nakfa kbrn megosn nsemaetatna❤️

    • @g.debesay9256
      @g.debesay9256 4 роки тому +1

      Ata entay konka klom tehagagizom enber berhe do nbeynu ayxwa ymesleka

    • @SS-ck9xp
      @SS-ck9xp 4 роки тому +1

      Bitew king Thank you for sharing it make us proud to be Eritrean Jeganu Hibzbina Kinebr Aybelu Kinweld Aybelu Hiwetom Bi qiya Dimelio Jigninet Teawtom Eyom Eritreawan Tebahlina Kinber Geremuna Hager Alatina, Hagere Eritrea!
      Gidena Kiani Positive Endahnatsina Negativity Endagohafina Digobete Edaarena Hagerina Eritrea Bi Sinit Zimelio Hadinet Higin Siriatin Zelewa Hager ktihlwena Nahina Gide Eyu.
      Zelalemawi ZIKR Ni Sematatina

    • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
      @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 роки тому +1

      ክቡር ሓው እዛ ናቅፋ ክንደይ ድያ ኩሎም ድዮም ኣርሓ ናቅፋ ዝብሃሉ ' ግንባር ናቅፋ ዓሊ ኢብሪሂም በርሀ ጻዕዳ ' ብርሃነ ገ/ዝግሄር ውን ይብሃል እዪ ' ዝተሳተፋ ተኮይኑ ግን ኩሎም ተሳቲፎም እዮም ንጸላኢ ኣብ ናቅፋ ማይ ዘበሉ ብወርሑ ምሉእ ብዓል ብርሃነ እዮም ኔሮም ምስ ዓሊ ኢብሪሂም ብምኳን ' ኣብ መወዳእታ ሓይሊ በርሀ መጽያ ከም ጉልባብ ኮይና ኣትያ እቲ ኩናት ክኣ ተዓዊቱ ናቅፋ ሓራ ኮይና ' ብዝኮነ ታሪክ ሰውራና ናይ ኩሉ ተደጋጊፍካ እዪ ዝዕወት ኔሩ

    • @nevergiveup4331
      @nevergiveup4331 4 роки тому +6

      ቀንዴል ሓርነት xbuk aleka klom ejam alewom eti felema nnakfa hara zewxe gn berhe xaeda eyu eti wge bleyti eyu zkayed neru neti ketrie kkayed zwesene ka berhe xaeda eyu bnatu slti ms bxetu tawitu etom kale bdhriu eyom

    • @SamiSami-iw3jn
      @SamiSami-iw3jn 4 роки тому

      @@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ Ali ebrihim goyta Ginbar nadew eyu mis Fsehaye weldegebriel

  • @wedigerye556
    @wedigerye556 2 роки тому +3

    Berhe xaeda King 💙

  • @kahsaykubrom1490
    @kahsaykubrom1490 3 роки тому +1

    በረሀ ጻዓዳ ዘኮነ ዝግባኣካ በረሀ ጸሊም ኣልማዝ ኢዩ ዝግባኣካ ኣቦና ጅግና ክበር እስከ እበር ሃገር ዳ መልሻ መስዋኣቲ ትሓትት ኣላ

  • @samikahsai3114
    @samikahsai3114 4 роки тому +18

    Tsorona Jeganu tirah eya tiwelid!!!🇪🇷🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷💪👏👍

    • @tesfaymesele3385
      @tesfaymesele3385 4 роки тому

      Sami eritrea eya jeganu tweld xero Aytbel kulom swatna jeganu eyom

    • @samikahsai3114
      @samikahsai3114 4 роки тому

      @@tesfaymesele3385 Ewe hakika aleka,gin komu maletey aykonkun.tsorona tiraya jeganu tiwelid maas emo ele ane.*tsorona jeganu tiraya tiwelid eye tiray zibelku*emberi ab kalie aywiledun aybelkun.tsubuk gerka nikidim anbibo/teredayo.🇪🇷💪💪🇪🇷

  • @AbihawisamiAbihawisami
    @AbihawisamiAbihawisami 5 місяців тому

    Berhe xaeda king wedi golgol hazemo tserona ❤❤❤

  • @omichaelbelay5158
    @omichaelbelay5158 4 роки тому +52

    ኣብ ቤት ትምርቲ በርሀ ጻዕዳ ዝተማሃርኩም ኣለኩም ዶ ደቂ ጾሮና ሙቁራት

    • @joniwedi3438
      @joniwedi3438 4 роки тому +1

      Omichael Belay5 abzia aleku kab 1 ksab 5 temahire

    • @robi-gu3gu
      @robi-gu3gu 4 роки тому +11

      ኣነ ኣሎኩ ካብ 1-5 ክፍሊ ተማህረ ግን እታ ስም ቤት ትምህርቲ በርሀ ጻዕዳ ከም ትባሃል ብስም ጁግና ትጽዋዕ ሙካና ጥራይ እና ንፈልጥ ኔርና እምበር ታርክ በርሀ ጻዕዳ ንሓንቲ second ዉን ትኩን ተዘንትዩልና እይፈልጥን ዝገርምን ዘሕዝንን እዩ ።

    • @habtomsultan7031
      @habtomsultan7031 4 роки тому

      Ane aloku kab 2 kfli 2 Smister ile ksab 5 kfli temahire.

    • @hanizersenay1089
      @hanizersenay1089 4 роки тому +1

      ☝🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤

    • @habenberhane6369
      @habenberhane6369 4 роки тому +2

      Alena 5 amet temahirela tarik berhe xaeda gin key tenegereni wexe

  • @hanibalgebar9535
    @hanibalgebar9535 4 роки тому +7

    ኡፍፍፍፍ ኣነስ ብቃ ቀደም ተፈጢረ ምስዚ ምሽቲ ወለዶ ሰኺሩ ክበኪ ዝሓደ ምፍጣረይ ብጣዕሚ፡የ ዝጉሂ ነዚ ጅግንነት ክሰምዕ ከለኩ፡ነብሰይ ይጸላኣ

  • @filimonkahase5214
    @filimonkahase5214 4 роки тому +26

    በርሀ ጻዕዳ ብቁሊ ጾሮና

  • @wedi.tewelde4337
    @wedi.tewelde4337 2 роки тому +1

    john king 😍😍

  • @anedo3886
    @anedo3886 4 роки тому +7

    ንበርሀ ጻዕዳን ንተወልደ ረዳን ዘፍረየ ጎላጉል ጾሮና የመስግን። ጅግና በርሀ ጻዕዳ ብ1967 እዩ ተሰሊፉ።

  • @AbihawisamiAbihawisami
    @AbihawisamiAbihawisami 5 місяців тому

    Neshu jegna ❤❤❤

  • @wedialem57
    @wedialem57 Рік тому

    ሰላም ነሽነሽ በርሀ ጻዕዳ ኣበይ ዓዱ ብልክዕ ትፈልጦ ዶ place ንገረኒ👈 ⁉️👇👇👇👇

  • @habtamlbona9691
    @habtamlbona9691 4 роки тому +2

    Lomi yehgiskani eritrawi chenika like this qexlo ......bravo

  • @samuelmebrahtu6071
    @samuelmebrahtu6071 4 роки тому +3

    በርሀ ጻዕዳ ❤♥✌ ንዘልኣለም ከትዝከር ኢኻ ♥❤✌ተጠሊምካ እንዶሞ

  • @yafietsamuel3261
    @yafietsamuel3261 4 роки тому +7

    ብሰላም ዕረፍ በርሀ ጻዕዳ ጅግና ናቕፋ ኣምላኽ ምስቶም ጀጋኑ ብጾትካ ኣብታ ዘይ ትተርፍ ገነቱ ይንብርኩም ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስውኣትና🙏️
    ነዚ ታሪኣክ'ዚ ሰሚዕካ እዞም ሕጂ ዘለና ብኻ ዘይ ተወለድና ስጋ ደይ ️😭

    • @ግዜእዩከምኡጌሩ
      @ግዜእዩከምኡጌሩ 4 роки тому

      Beka zeytewledeku bele senef

    • @yafietsamuel3261
      @yafietsamuel3261 4 роки тому

      @@ግዜእዩከምኡጌሩ እዚ'ዩ እኮ ብኻ ዘይ ተወለድና ዘበለኒ ጥር ኢልካስ ናብ ጸርፊ በቃ!ዘይ ተወለድና መበሊአይ ብሰንኪ ሓደ ሕሱር ፍጥረት ነታ ንዓና ኢሎም ዝተሰውኡላ ሃገር ገዲፍና ብልብዋውያንን ካልእ ማእከላይ ባሕርን ካልእ ኣዲኡ ትቁጸሮ ፋሕ ዝበልናስ ብኻ ዘይ ተወለድና ኣየብልን'ዶ!ንስኻ ንባዕልኻ ሓደ ነዚ ሽግር ዝሰገሩ ኢኻ!

    • @ግዜእዩከምኡጌሩ
      @ግዜእዩከምኡጌሩ 4 роки тому +1

      @@yafietsamuel3261 እወ ጹቡቅ ኣለኻ ግን ብኻ ዘይተወለድና ኣይብሃልን እዩ እንተደሊኻ ብኻ ዘይተወለድኩ በል ዳሓር ጸርፊ ኣይኮነን እዚ ናይ ሰነፋት እንዳ ተዛረብካ እሞ ብርቮ ክብለካ ደሊኻ
      ምውላድ ተወሊድና ኢና እቲ ቃልሲ ከኣ ወላ ጸገም ይንበሮ ተቃሊሶም እዮም ግን ክሳብ ሕጂ ኣብ መግዛእቲ ኣለና ኣነን ንስኻን ከኣ ክንገብሮ ንኽእል ዳኣ ንግበር እንበር ብኻ ዘይተውለድና ኢልካ ምስትምሳል ሲ ኣምላኽ ከማን ኣይፈትዎን እዩ

  • @samelsamel5049
    @samelsamel5049 4 роки тому

    ዝኽር ንስዋትና ጆግና ኣይነብር ኢዩ ታሪኽ ኢዩ ዚነብር tnx ነሽነሽ ሓውና

  • @tekiabahta2751
    @tekiabahta2751 4 роки тому +19

    *በርሀ ጻዕዳ Hero*

  • @Eriboy839
    @Eriboy839 4 роки тому +15

    *በርሀ ጻዕዳ ነቲ ጅግና ኢትዮጵያዊ ኣዛዚ ጥራሕ ኣይኮነን ብ መስተንክር ደምሲስዎ፡
    ነቶም ዕግሽግሽ ክብሉ 6 ወርሒ ምሉእ ምኒቕ ዘይበሉ ንዝተኸበ ጸላኢ ምድምሳስ ዝሰኣኑ ሰራዊት ዘህለቑ መራሕቲ ህግሓኤ ውን እዩ ስረን ብልሕን ምሂርዎም፡
    እቶም ሽዑ ኣብ ደናጉላ ተሓቢኦም ዝተረፉ ዕንዳያት ናይ ታሪኽ ግን ፡
    ሎሚ ናይቲ ኣብ ታሪኽና ከም ታቦት ክቡር ዝኾነ ናይቲ መምህሮም በርሀ ጻዕዳ፡ ህዝብን ርስትን ከዘናብሉ በቒዖም ኣለው፡
    ኣዴታቱ ፎቖዱኡ ይከላበታ፡ ኣሕዋቱ ይጸንቱ፡ መሬቱ ካብ ክቡር ኣውራጁኡን ደሙ ዝኸስከሰሉ ሃገሩን በቲ ብደሙን ስሩኡን ዘዕበዮ ውድብ ይሽየጥ፡
    ኣዝዩ ዘሕዝን እዩ፡
    እዞም ሎሚ ኢዶም ኣጣሚሮም ፡"መልሓስ እሰያስ ከይትዕጸፍ ዳኣ ባድመ ትምጻእ እንበር ፡ ኣኽራን ሰፈር በርሀ ጻዕዳስ ህዝቡን መሬቱን ይጥፋእ"
    ዝብሉ ዘለው ጠላማት፡ ክንዲ ሕጻብ እግሪ በርሀ ጻዕዳ ዝመጽእ የብሎምን፡
    ///////
    በርሀ ኣብ መሳርዕ ብዓል ወድ ፈንቅል ወድ ሃይለ ተመልሚሉ ዝዓበየ ነብሪ ኣጻምእ፡
    ካብ ከርሲ እቲ ዘይጸዓድ ህዝቢ ኣክራን ዝቦቖለ ጎብለል እዩ ዝነበረ፡
    ቅድሙኡ ዝነበረ ገድላዊ ስሩኡ ገዲፍና ካኣ፡ ብ ናቕፋ ጥራሕ ምስ ንርእዮ፡
    መራሕቲ ሰራዊት ህግሓኤ ብሙሉኦም እንዳ ተበራረዩን እንዳ ተማኸሩን፡ 6 ወርሒ ዝተኸበበ ጸላኢ ናቕፋ ፍሕት ከብልዎ ኣይካኣሉን፡
    ደቅ ሓረስታይ እንዳ ጠጠቑ ን ርእሶም ኣብ ደናጉላ ተሓቢኦም ሂወቶም ብ ቆይቆይ ይሕልው፡
    ታሪኽ ክሰርሑ ይደልዩ ስሞም ክጽዋዕ ይደልዩ ፡ ግና በየናይ ሓሞት !
    እቲ ዝደልይዎ ታሪኽ ንሶም ክጽሕፍዎ ከም ዘይክእሉ ምስ ቀበጹ፡ ሓደ ካብቶም ፈጸምቲ ታሪኽ ነቲ ዕማም ክሓልፎ ከይፈተው ቅቡል ይገብርዎ፡
    ላህሊሆም ምስ ረብረቡ፡ በርሀ ጻዕዳ ካብ ከበሳታት ተወርዊሩ ቦጦሎኒኡ ሒዙ ነቲ ሽግር ክፈትሖ ናይ መወዳእታ ምርጫ ኮነ፡
    (ስብሓት ኢፍሬም፡ ኣብ ቦጦሎኒ በርሀ ጻዕዳ ከም ኮምሽነር ይሰርሕ ምንባሩን ብ ሓሞትን ብልሕን በርሀ እንዳ ተማህረ ዝዓበየ ምዃኑን ምጥቃስ ውን ጽቡቕ እዩ፡
    ጀጋኑ ምስ ሓለፉ ነቲ ታሪኽ በይኖም ክግፍጥዎ ሕንኽ ስለ ዘይብሉ፡ ናይቶም ዝሓለፉ ታሪኽ ክስረቕ ከሎ እቶም ብ ሂወት ዘለና ክንሕልዎ እዩ ዝግባእ፡)
    በርሀ እንባኣር፡ ነቲ 6 ወርሒ ብቕዓት መራሕቲ ፈቲሹ ባዶ ምዃኖም ዘርኣየ ፡
    ኣዛዚ ሰራዊት ደርግ ማሞን ገያጽ ጎቦታት ናቕፋን ደርዒሙ ኣብ ውሽጢ ክልተ ሰዓት ኣብ ሬሰኦም ዓለለ ፡
    ናቕፋ ብ ሓሞቱን ብልሑን ተርቢዑ ንሓዋሩ ናብ ዋናታት ኣእተዋ፡
    ከምቲ ካሎኦት ዝገብርዎ ኣብ ርሑቕ ተሓቢእካ ብ ስረ ሓርበኛታት ተጋደልቲ ዝሕፈስ ዓወት ብስምካ እንዳ ለወጥካ ግን ኣይኮነን፡
    ቡንባ ዓቲሩ ቅድሚ ቶም ሃጀምቲ ተጋደልቲ ሓሊፉ ባዕሉ ዝረጋረግን ዝድምስስን ሓርበኛ እዩ፡
    እንተ ብጸላኢ እንተ በቶም ሓሳዳት ብጾቱ ተወቒዑ ካኣ ገድላዊ ምዕራፉ ብ ሕድሪ ኣረኪቡ ዓጸዎ።
    ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና ❣️🇪🇷💪
    ////////*

    • @yaredmuluerhan5184
      @yaredmuluerhan5184 4 роки тому +2

      Thanks bro ablbey znebere yu kulu elkayo ygermeka yu hji ka akran ባዕሉ yfelt kblu zyhafru mexyomna

    • @Mb-si5zh
      @Mb-si5zh 4 роки тому +1

      ሬድታውነይ ተናፋቂት ygerm u hawey natey anes ab betmhrti berhe xaeda xorona ye temahire wela hanti tarik nay berhe xaeda negiromna ayfeltun eyom eza haxar emokea abay turgum zelewa story mara mesitatni thank u zhawey

    • @ghirmamogos9374
      @ghirmamogos9374 4 роки тому +1

      ናይ በሓቂ ንፉዕ።

    • @Eriboy839
      @Eriboy839 4 роки тому

      ክብረት ይሃብኩም ኣሕዋተይ

    • @eruyekibretey606
      @eruyekibretey606 4 роки тому

      Atum sebat kemey ekum tkonu zelekum. Ezi hawey xebuk gelixka keleka ajemameraka gin aygidin. Tegadelti yikunu meraheti hizbawi ginbar hade kab hade aybelalexun eyom kulom wefuyat, kulom bejuwat, kulom nrehuk zitemetu, kulom selti quinat hayalat. Men egeshgesh kibel 6 werhi ahelifu ntkemelu kalat mflat agedasi eu, tarik zeymbelshaw kibur haw. Jignenet berhe xaeda kulena niamnelu ena gin netom mesiu zekertetu jignenetom enda athatka aykonen.

  • @fekareulebay4345
    @fekareulebay4345 4 роки тому +31

    ዘልኣልማዊ ዝክሪ ንስማእታትና😢 አቶም ጾሮና ናይ ኢቶፕያ አያ ትብሉ ንባዓል ብርሀ ጻዕዳ አያ ኣፍርያ ብሉ ሕጂ ክ ብርሀ ጻዕዳ ኢቶፒያዊ አዩ ዲኩም ክትብሉ? 😢😭😭😭💪💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
      @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 роки тому +3

      ከዛብ መን እዪ ኢትዮፕያ ዝብለካ ነጅስ ባዕልካ ትብል ኣለካ

    • @fekareulebay4345
      @fekareulebay4345 4 роки тому +3

      @@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ አንታዲካ ኮየነ ኣነ ኮምኡ ዝብል እንታይ ዲኩም ክትብሉ ትዉዕሉ ዝልኩም ፍቅዶ ማስሚድያን ጋሓፍ

    • @eyob951
      @eyob951 4 роки тому +2

      @@ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ entay txaref dhul nay berhe xaeda aditat endiyen nab etopya atiyu zelo

    • @Mb-si5zh
      @Mb-si5zh 4 роки тому +1

      fekar eu lebay I agree with you bro 💯💯💯 it’s True they even saying it to me when I say I’m from xorona 🤣😂😂guess what I don’t give a fuck I just smile and walk away

    • @Mb-si5zh
      @Mb-si5zh 4 роки тому +2

      Adey Alemey zhawey aytxaref endabelkas txaref des meandu plus abey zelewa aditat eyen atyen tbl zeleka ayteredeann???

  • @wedi-asaali
    @wedi-asaali 3 роки тому

    በረሀ ጻዕዳ ወዲ መርየት ሃዞሞ🇪🇷✌🏾

  • @mlasheyakrurawifewsilibi6982
    @mlasheyakrurawifewsilibi6982 4 роки тому

    Good job 👏 kem wetru Eyotatka keep it up 👍 dear brother Zkri nswuatna Kbri nhzbina yhabena enber Sdet Afkisna eiu Deki Eri.. si mhret yewridelna ms muwut zeykises entay neyhres eiu zbehal abotatna elomo eiom lakin ms gbue fetsimu zhalefe kilagetsu ywealu alo wedekanka 🙏🙏.

  • @bahlnahmeretmennetna
    @bahlnahmeretmennetna 4 роки тому +1

    ጎይታ ናቅፋ በዓል ድርብ ስረ መቃብርካ ማይ ይፈልፍል

  • @akilebahta8427
    @akilebahta8427 4 роки тому +3

    ጸሮና ዘፍረየቶ በርሀ ጻዕዱ ንኩሉ ግዝየ ኣብ ልብና ኣለኩም

  • @testes5314
    @testes5314 4 роки тому +1

    Berhe xaeda beAcka bshenti zleAl seb Ay konen.

  • @mdrekenan1750
    @mdrekenan1750 4 роки тому +4

    ዘለኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @merhawi.G9
    @merhawi.G9 4 роки тому +18

    "ጅግና ኣይነብርን ታሪኩ'ዩ ዝነብር "!!!
    ኣብ ቤት ትምህርቲ በርሀ ጻዕዳ ጾሮና ብምምሃረይ ሓበን ይስማዓኒ ::

    • @filawi897
      @filawi897 4 роки тому

      Okej bsmu txwae ata bet tmhrti

  • @habenberhane6369
    @habenberhane6369 4 роки тому +2

    Ykreta enber Neshinesh hawey.... Eti tarik ketezentiwo eka xbuk ente kone gin..... bzuh bzuh zteshararefe koynu. Ezi zekrebkayo tarik Berhe xaeda bfxum ye zbleka ay gelxon eyu. Bhji tarik ketekrib keleka temeraxi eyu akedimka emuk zbele mexinaeti mgbar. Pls bejakum

  • @nabinabi3913
    @nabinabi3913 4 роки тому +1

    በርሀ ጻዕዳ እወ ከም ሹሙ ብሰላም ዕረፍ
    ዘለኣለመዋ ዝክሪ ንሰማእታትና

  • @tesfaeyasnkeyabrish7844
    @tesfaeyasnkeyabrish7844 4 роки тому +3

    Zelalemawi zkri nswatna hbunat ena be Berhe xaeda wulad mhxena be mkanu selamen fthen nhzbi Eritrea

  • @angosomyigzaw6062
    @angosomyigzaw6062 4 роки тому +6

    ዘለኣለማዊ ዝክሪ ንሰማእታትና ኩሉግዜ ኣልብና።

  • @TIGRINYA449
    @TIGRINYA449 4 роки тому +2

    በርሀ ጻዕዳ ጅግና ናቅፋ
    ብስም በርሀ ጻዕዳ ኣብ ጸሮና ቤት ትምህርቲ ከምዘሎ ከ ክንደይ ሰብ አዩ ዝፈልጥ።
    ኣድኡ (ስድርኡ) ን በርሀ ጻዕዳ ከ ክሳብ 2008 ኣብ ገዛ ክራይ ይነብሩ ከም ዝነበሩ ዝፈልጥ ከንደይ ሰብ አዩ ።
    ስድርኡ (ደቂ ሓዉ/ሓፍቱ ) ን በረሀ ጻዕዳ ኣብ ስደት ተሰዲዶም ከም ዘለዉ ከ ክንደይ አዩ ዝፈልጥ።
    ሓዉ ን በርሀ ጻዕዳ ጥልሁን ዝብሃል ሰዉአ (ኣብ ጸሮና ምስ ስድርኡ ዝነብር ዝነበረ) ከም ዝነበሮስ ዝፈልጥ መን አዩ ።
    ክንደይ ክብሃይ ,,,,,,,,,,,,,,,,,

  • @johnkidane5066
    @johnkidane5066 4 роки тому +15

    ተወሳኪ ዘይ ብላ በርሀ ጻዕዳ ጥራይ ስሙ ኩሉ ዩ
    ጅግና ፍትሓዊ ዴመክራሳዊ ለዋህ ጎይታ ናቅፋ።

  • @teklearaya2587
    @teklearaya2587 3 роки тому

    ጀግን ዋዲ ጅጋኑ ብርሃ ጽፅዳ አበት ላሚ እትቲማለሱ እታይ ኮን ሚብላኩም

  • @ሙኩሕይሕሰሞ
    @ሙኩሕይሕሰሞ 4 роки тому +1

    በርሀ ጻዕዳ ጂግና ብሓፈሻ ዘልኣማዊ ዝክሪ ሰምኣታትና ወትሩ ኣብ ልብና !

  • @ablelomg7913
    @ablelomg7913 4 роки тому

    Neshnesh great job bro

  • @solomundebesay2684
    @solomundebesay2684 4 роки тому

    ብጣዕሚ ጽቡቅ ነሹ ከየመስገንኩካ ክሓልፍ ኣይ ደልን ናይብሓዊ ንፉዕ ስውኣትና ውን ወትሩ ኣብ ልብና እዮም ንሶም ብኩቡር መስዋእቲ ሓሊፎም ንዳሕረዎት ወለዶ ግን ኣይ ጥዓመናን ወደ ባት ክነብረላ ዘይ ክእል ገሃነም ዝኮነት ብዘይ ወዲ ሃገር ትግዛእ ሃገር ኮይና እግዚኣብሄር ይኣክለኩም ይበለና።

  • @manunited677
    @manunited677 4 роки тому +1

    ዘልኣለማዊ ዝኽሪን ክብርን ንሰማእታትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😭😭😭🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @hermontekhlemariyam5654
    @hermontekhlemariyam5654 4 роки тому

    Neshu hawey asu dyu aykonen andi anber ab xorona berhe xada tbahal tmehrti ala 🇪🇷🇪🇷❤❤👈

    • @joniwedi3438
      @joniwedi3438 4 роки тому

      Hermon Tekhlemariyam ya xbuk aleka ab tserona alo bet timhirti berhe xaeda tbehal abia kea kab 1 ksab 5 temahire bitewsaki kea nsidra zteser geza alo ade berhe xaeda ynebralu

  • @Bibihadish
    @Bibihadish 4 роки тому

    Xbuk srah

  • @ሃኒፍቅሪዩአምነተይ
    @ሃኒፍቅሪዩአምነተይ 4 роки тому +1

    ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንስዉኣትና
    ነቶም ጸልማት ቀንጥጦም ብርሃን ዘረከብና ጀጋኑ ሰማታትና ይኩን🇪🇷✊ ነሽ ሓወይ ዓቢ ሰብ ታንክስ

  • @ብርጌድንሓመዱዝተረድኦንዝ

    መሬታ እንበር ህዝባ ኣየድልየናን??? ምስ ህዝቢ ኢትዮጵያ ኣሕዋት ኣይኮናን ኮይና ውን ኣይንፈልጥን: ከም ጎረባብቲ ተኸባቢርና ጥራይ ንንበር:: ካብ ሕልምኹም ተበራበሩ ኤርትራ ንኤርትራውያን ጥራይ እያ::

  • @samrawitgerezgiher4451
    @samrawitgerezgiher4451 3 роки тому

    Amazing story 😘🕯️👌

  • @neverlosehope688
    @neverlosehope688 4 роки тому +8

    *Berhe Xaeda King of Nakfa*

  • @ሓንቲያእምነቱረዚንዩታሪኹ

    በዓል በርሀ ጻዕዳን ብጾቱን ንዓና ክብሉ ሓሊፎም ናይ ሎሚ ኤሪትራውያን ከኣ ምእንቲ ዶላር ኢሎም ናብ ራሻይዳ ይሸጡና ኣለዉ

  • @selamykun2443
    @selamykun2443 4 роки тому +1

    ንሕና ንኽንነብር በጃ ሃገርን ህዝብን ክብርቲ ሂወቶም ዝኸፈሉ ጀጋኑ ስዉኣትና ንዘልኣለም ብኽብሪ ይዘከሩ!

  • @mistereufkrififi5372
    @mistereufkrififi5372 4 роки тому +5

    Jegna aynebrn eu tarku eu zwres zelalemawi zekri neswatna 🇪🇷

  • @ዓዋተመድያ
    @ዓዋተመድያ 4 роки тому +1

    በርሀ ጽዓዳ ጅግና እንድዩ ናትካ ጀጋኑ ግን በጻብዕ ዝቑጾሩ ፍሉያት ሰባት ጥራይ ኢኻ ተቕርብ. ብጣዕሚ ኢኻ ወገነኛ. ነዚ ናትካ ዘይርዳእ ሰብ ሰብ 🤔

    • @ወዲ78ኣስመራ
      @ወዲ78ኣስመራ 4 роки тому +2

      ንስኻ ኢኻ ወገነኛ፡ተሌፍን ምሽ ኣለካ ንስኻ ውን ክትዛረብ ትኽእል ኢኻ ንዘሰርሐ ሰብ ምዕንቃፍ ግን ነውሪ እዩ።

  • @haylenteklen5228
    @haylenteklen5228 4 роки тому

    Gobiz natey Halaley

  • @tesfaymesele3385
    @tesfaymesele3385 4 роки тому

    Xbuq meglexi nayzom jeganu neshu hawey

  • @habtomgebremeskel9440
    @habtomgebremeskel9440 4 роки тому +2

    ab xoren geza nbetseb mengist serhilom alo bitaim xubuk geza

  • @ጸረህግደፍጸረህግደፍ

    በርሀ ጻዕዳ ወይታ ናቅፋና ጅግና ❤❤❤

  • @zea.6723
    @zea.6723 4 роки тому

    ንበርሀ ጻዕዳ ዝይፈልጥን ዘይፈቱን ወዲ ድምበዛን ዓንሰባን ሰንሒትን ኣይነበረን። በርሀ ጻዕዳ ወዲ ሓላላት ወዲ ጸሮና ወዲ ትግርኛ!

  • @adulischanel3052
    @adulischanel3052 4 роки тому +13

    ኣምበሳ ግንባር ናቅፋ ትብል ስያመ ኹሉ ኢዩ ንደስ ዝበሎ ዝህባ
    ኣንበሳ ግንባር ናቅፋ መን ዝብል ሕቶ ንኽንምልስ ግን እዞም ዝስዕቡ ሕቶታት ብምምላስ ክንረክቦ ንኽእል።
    -ብፍሉይ ኸም ኣንበሳ ከርእዮ ዝኸኣለ ግንባር ናቕፋ ንዘፍረሰ መራሒ ኣንታይ እዩ?ማለት ኣብ እርትራ ብዙሓት ግንባራት ኣብ በብእዋኑ ፈሪሶም እዮም ግን ናይዘም ነዚ ግንባራት ዝመርሑ ሰብ ብዙሕ እዉን ኣይፈልጦምን እዩ።ናቅፋ ዝብል ስም ወይ ግንባር ናቅፋ ግን ምስ በርሀ ጻዕዳ እዩ ዝተሓሓዝ ።ብፉሉይ ኣንበሳ ዘበሎ ምክንያት ከኣ ናክፋ ብዙሕ ሂወት ዝወሰደትን ፈታኒን ግንባር ኢዩ ኔሩ። ኣብ ምሕራራ ግንባርናክፋ ግን ኣብ ናይ ሰዓታት ሕመት እዩተፈጺሙ በዚ ምክንያት ፍሉይ ተብላሕታ ክሕድር ዝከኣለ ኣምበሳ ግንባር ናቕፋ ዝብል ስያመ እዉን ተዋህበ "ጅግና ተጋዳላይ በርሀ ጻዕዳ።

    • @habenberhane6369
      @habenberhane6369 4 роки тому +2

      Kem mewesekta, ginbar nakfa bokri awet hizbawi gnbar eya nera.

  • @habenkibreab2393
    @habenkibreab2393 4 роки тому

    Really good information bro

  • @brhanesium4421
    @brhanesium4421 4 роки тому +7

    Berhe xaeda Ewe yake hero sebay

  • @habtomgebremeskel9440
    @habtomgebremeskel9440 4 роки тому

    thanks neshu

  • @blackdiamond5945
    @blackdiamond5945 3 роки тому

    Our Hero Always in our heart

  • @lifestyle6534
    @lifestyle6534 4 роки тому +20

    ንነሽነሽ like ንሃቦ ነቲ ሓደሓደ ግዜ ዝገብሮ ጉድለት ገዲፍና::

  • @akilebahta8427
    @akilebahta8427 4 роки тому

    King of the Nakfa Berhe jignia

  • @zea.6723
    @zea.6723 4 роки тому

    ማህጸን ትግርኛ ብርኽቲ'ያ!!

  • @መዘከርታኩራራትኹነለይ

    ናይ ኣዛዚ ግምባር ናቅፋ ምሉእ ዝነበረ ጴጥሮስ ሰለሙን ኣቅርበልና

  • @asmeraeritrea8594
    @asmeraeritrea8594 4 роки тому

    ዓኽ እዞም እራይ ምራይ እንዶ እሞ ስዋአትና ክኽሕድዎም ይውዕሉ አለው ላምባ ጌርና ክነቃጽሎ ኢና ይዕጽምቶም ይብሉ አለው ማዓንጣይ ሕርር ኢለ እየ ደለኹ ባዕል ጸልማት መጻኢ ገይ ንገይ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና

    • @eruyekibretey606
      @eruyekibretey606 4 роки тому +1

      Zeherk yeblkan wedi hager! Abotatna eko b gbri ember kem natom biafom tezaribom aykonun hager amxiom kibur hiwetom kefilom

    • @Mehari-Love
      @Mehari-Love 3 роки тому

      Wela tehaneqi ayi melketenan eyu hiji wen deqi suwuat ab foqod eda motus suwuat eda belka nay melhas haswti donkor haskat hangol

  • @tesfirasha4534
    @tesfirasha4534 3 роки тому

    ዘልኣለማዊ ዝክሪ፡ንስዋትና

  • @samiberhana8483
    @samiberhana8483 4 роки тому

    Berha xeda nay bhki kem semiu amlak ab yemnay ediu yejblkia hero

  • @dogoldogol1619
    @dogoldogol1619 4 роки тому +1

    minchi hagerawi mengisteab hagerawi mengisteab zitsehafo miekebi genzeb tigebro aleka

  • @Canok341
    @Canok341 4 роки тому

    Zelalemawi zkri nsweatna,Amlak ab genetu yesfrkum

  • @samikahsai3114
    @samikahsai3114 4 роки тому +3

    Tsorona!💪🇪🇷👏👍❤❤❤💪❤💪🌹👍👍👏🙏

  • @Mb-si5zh
    @Mb-si5zh 4 роки тому +2

    anes ab betmhrti berhe xaeda xorona ye temahire wela hanti tarik nay berhe xaeda negiromna ayfeltun eyom 🤦🏾‍♂️ way hgdef nejays edkum aytsanu. betmhrti berhe xaeda ztemaharkum like 👍🏾 for berhe xaeda deki erey

  • @yonaskflom6030
    @yonaskflom6030 3 роки тому

    Nay isaias wedi felansfa akrbelna

  • @yowhanateklemariam8581
    @yowhanateklemariam8581 4 роки тому

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪

  • @selamsolomun6660
    @selamsolomun6660 4 роки тому

    Hero🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @adiyamwelday7055
    @adiyamwelday7055 4 роки тому +3

    በዓል ኢሰያስ ቀትለሞ ይኾኑ
    ጅግና የፍርሖም ኢዩ እኮ

  • @AsTikatok
    @AsTikatok 3 роки тому

    Jigena logotay 💪💪❤️🇪🇷🇪🇷❤️zelemamawi zikiri siwatatina

  • @almazhagos3773
    @almazhagos3773 4 роки тому

    I know Beraha Teada

  • @itsmefani364
    @itsmefani364 3 роки тому

    Anta sebeytey Beal berhe bbeal kemaka mushmushat zlalu aykonun

  • @ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ
    @ዑቅባይኪዳነ-ቸ4ቨ 4 роки тому +2

    ንበዓል ነዚኦም ኣጥፍኢካስ ኣይከሰርናን ክብሃል ፍርሓት እግዛብሔር ዘይብሉ ኢሰያስ ጉሂላ ኮሮኩሩ ውን ደድሕሪኡ ምስዓቦም እዩ ዝገርም

  • @wediaynmear4505
    @wediaynmear4505 4 роки тому

    Neshu ahegiskani lomi bror

  • @SS-ck9xp
    @SS-ck9xp 4 роки тому

    @Neshnesh TV Thank you Nay Kubur Jigina Abona Berha Tsaeda Desmakana, SEMATATINA FTWATIN KBURATIN EYOM. TERKOM DIMA AB MAHDER ERITREA NEBARAY EYU.
    Eza Baja Dihalefula Hager Bi Selam Fiqri Tekebabrina Ni Nebrela Yigberelina Egzabihar
    Egzabihar Huquf Ablu Ab Genetu yenbrom.
    Nihna Dima kemta Hidrom fetewti Hagerina Tarikna Mekbert Hizbina Yigberena.
    Zelalemawi ZIKR Ni Kuburat Sematatina Mis KIBRIN MOGESIN

  • @samsonmongustu4767
    @samsonmongustu4767 4 роки тому +1

    Well come Neshnesh
    Kibri niswetina

  • @binyammehreteab8598
    @binyammehreteab8598 4 роки тому

    Ewayyyy ahhh eretrawi do kemzi yfide ah abzi nhaley zereba eseyas yelam lemant Mara eyu tesemin bekye esike kemzi gerikm dia tarik ertrawi azentwilom begakum ahhhhhh🇪🇷👋☝️

  • @ብርጌድንሓመዱዝተረድኦንዝ

    መሬታ እንበር ህዝባ ኣየድልየናን ንዝበለት ኢትዮጵያስ ካብ ድሕር ሕጂ ህዝቢ ኢትዮጵያን ህዝቢ ኤርትራን 2 እዮም ዝብል ታሪኽ ዘይፈልጥ እዩ ክብለና ወዲ መድሂን በራድ እዞም ድንዙዛት ደገፍቱ ኸኣ ተደሚርና ኢና ይብሉ ከይሓፈሩ::

  • @wedieray
    @wedieray 4 роки тому +4

    ከበቡር ሓው ነሽነሽ ጽቡቅእን እዋናዊን እድዩ ግን ከበድ ታሪክ እዩ እቲ ኣዛናትዋ ዶ ንበሎ ኣናብባ ፈኹሱ!
    ርእይተይ እታይ ይመሰለካ ከምዚ ዓነት ዛንታ ትረኻ ተዋሳኣይ ወይ ተረድእካ ኣሎ ኣበህላይ ምሽ:
    ካልኦት ሰባት እተትፍትሽ ባሃላይ እየ።

  • @efremgaym4808
    @efremgaym4808 4 роки тому +11

    Bett tmhrti berhe tsaeda tserona. Ezi jigna. Harbenatat. Swat eritran. Nskum kburat ekum. Hzbkum. Fah elu wana sienu bdhrikum...

  • @asmerabelojomen3044
    @asmerabelojomen3044 4 роки тому

    Neshineshi teqrbo arsti btami xbuk eyu gn kulu gzie kdm zjemerkayo arsti Medemdemta gberelu ab mongo nab kal aytkid ezi tblo zeleka history kemhsum anbibomlna ab hayltat kelena Eta nay berhe xaeda kexlo

  • @ህላዌኺዩህላወይ
    @ህላዌኺዩህላወይ 4 роки тому +6

    Neshnesh ኣብዚ ጌጋ ኣለካ እቲ ተምጾኦ ካብ መበቆሉ ክከዉን ኣሎዎ ድሕሪ ባይትኦም ኣትቁሮጾ ሳክት ፈሪሕካ ካብ ሰብ ካብ ኣውራጃ ኣይትህደም

    • @neshnesh_show
      @neshnesh_show  4 роки тому +1

      ሰላም ሓወይ እዛ ጽሕፍቲ ካብ መጽሓፍ እንድየ ወሲደያ ፡ብከምታ ዘላታ ከቅርባ ስለ ዘለኒ የ እንበር ጽቡቅ ኣለካ ።

    • @ግዜእዩከምኡጌሩ
      @ግዜእዩከምኡጌሩ 4 роки тому

      etom dobe yetehanexexe elom zegeeru adi berhe ne Eithiopa nahabom malit mekanu ayerdeomen EU

    • @mahariteame7564
      @mahariteame7564 4 роки тому +1

      ክፈራሓ ማዓት እዩ ታትብላዘለካ ዳኣ።ዓርኩ

    • @ህላዌኺዩህላወይ
      @ህላዌኺዩህላወይ 4 роки тому

      @@neshnesh_show እወ ጹቡቅ ኣለኻ ኔሹ እቲ መጽሓፍ ናይ ህግደፍ ካብ መንነት ኩሉ ግዝየ ምስ ሃደመ ኢዩ ስለዚ ህግደፍ ዝጻሓፎ መጽሓፍ ኢኻ ኣንቢብካ ዘለኻ ንቀጻሊ ከምቲ ዝጸነሐካ ዘይኮንካ ሓቲትካ ድሕሪ ባይታ ክትውስኸሉ ኣለካ በዚ ኣጋጣሚ ናትካ ኩሉ ግዝየ ይካታቶሎ ኢየ ቀጽሎ

    • @ህላዌኺዩህላወይ
      @ህላዌኺዩህላወይ 4 роки тому +3

      @@ግዜእዩከምኡጌሩ ይገርመካ ኢዩ ዓዲ በርሀ ጻዕዳ ዓጋመ ዝብልዋ እንተ ኮይኖም ሲ በርሀ ኸ እንተ ኢልካዮም መን ይብሉኻ?

  • @teweldezeru5267
    @teweldezeru5267 4 роки тому

    Akologuzay didt (Agame)

    • @natnaelteklu2639
      @natnaelteklu2639 4 роки тому +1

      ሕጂ እኮ ትግራዋይ ከለኻ ሰብ ከተባእስ ኢካ ሓሲብካዮ ፡ ሽጣራ በጊዕ'ሲ ፋራ ጤል ትግጥሞ ። ይርዳእካ ቆማል

  • @finanmukuh7054
    @finanmukuh7054 4 роки тому +3

    እሞ ዓድታት በርሀ ጻዕዳ እንዳተሸጥስ ብኸመይ እዮም ሰማእታትካ ክቐስኑ ትጽበዮም ዘለኻ

  • @4over482
    @4over482 4 роки тому

    Neshnesh nay lalagulala kenka beal Ibrahim abay alo

  • @iseyasmelake576
    @iseyasmelake576 4 роки тому +11

    በርሀ ጻዕዳ ጅግና ክብርን መጎስን ንስዋተና

  • @tesfithabtemichael8042
    @tesfithabtemichael8042 4 роки тому +2

    Tarik ketenibib bikat yeblkan nay mizingae medebatka gerka eref, tarik aytebalashu mutrus

  • @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ
    @ቀንዴልሓርነት-ሸ2ሰ 4 роки тому +2

    እዛ ግንባር ናቅፋ ከመይ እያ ወደይ ኩሉ ሓርበኛ እዪ ዝጥቀመላ ኩሎም ድዮም ግንባር ናቅፋ ዝብሃሉ ' በርሀ ጻዕዳ 'ዓሊ ኢብሪሂም ' ብርሃነ ገ/ግሄር ' ኩሎም ግንባር ናቅፋ ይብሃሉ ብዝኮነ እቲ ግንባር ኣዝዪ ጽንኩር እዪ ኔሩ ን ናቅፋ ንምሓዝ ዓሊ ኢብሪሂምን ብርሃነ ገረዝግሄርን ንጸላኢ ኣዳኺመሞ እዮም ኣብ መወዳእታ ሓይሊ በርሀ ጻዕዳ ካብ ካርነሽም መጽያ ከም ተደራቢ ሓይሊ ኣትያ እቲ ኩናት ተዓዊቱ ናቅፋ ሓራ ወጽያ በርሀ ጻዕዳ ኣብቲ መወዳእታ ኩናት ተሰዊኡ ' ከምዚ እየ ዝፈልጥ ኣነ ብዝኮነ በርሀ ጻዕዳ ኣዝዪ ምኩር ሓርበኛ ቅኑዕ ምንባሩ ይፍለጥ ዘልኣለማዊ ዝክርን ክብርን ንሰማእታትና

    • @eruyekibretey606
      @eruyekibretey606 4 роки тому

      Aygermekan! neti tarik kem dlietka mikiyar koina. Nay Berhe xaeda jignenet zekihedo yelen aykihelun eu..... gin demer nay kulom Eu Awet terekibu Ane win kemza natka eya emntoy abiu zneberu tgadelti wen kemiu eyom ziblu

  • @29241
    @29241 4 роки тому

    🇪🇷💔🇪🇷💔🇪🇷♥️♥️♥️

  • @feruzandebrhan6609
    @feruzandebrhan6609 4 роки тому +1

    Ab tsorona bsumu berhe xaeda ztsmeyt btmhrti ala Bhaqi jeganuna nzlalem yzekeru

  • @kesetehadas1797
    @kesetehadas1797 4 роки тому

    ዘለኣለዋዊ ዝኽሪ ን ስዋኣትና

  • @zerhan879
    @zerhan879 4 роки тому

    ካብ ኣያታተይ ዝሰማኪዎ ታሪኪ በሪሀ ጻዕዳ ።
    ሚስጥር ነርዎ ኢዩ ናቅፋ ን 6 ወርሒ ኩናት ዝተካየደ ነቶ ኣገደስቲ ተጋደልቲ ከጥፍእዎም መደብ ተታሒዙ ከም ዕላምኦም ከኣ ገሮም ኣጥፊኦሞም ።ነዚ ተንኮል ዝኣለሙ መስፉን ሓጎስ ፡ኢሰያስ ፡ጵጥሮስ ዘለዉዎም ኢዮም ምስጢሮም ግን ምጽእ ምስ በለ በርሀ ፈሊጥዎም ዓሕ ተጻዊቶምልኩም ኣሕዋተይ ኢሉዎም ኢዩ ብቅትሪ ንኪከዉን ከኣ ንሱ ኢዩ ወሲንዎ ብዝኮነ ጂግና ኢዩ በርሀ ኣብ ገነት የስፍርካ ኣበሳ ነሹ ኣጆካ ቀጽሎ።

    • @eruyekibretey606
      @eruyekibretey606 4 роки тому

      Hasawi koinka

    • @zerhan879
      @zerhan879 4 роки тому

      @@eruyekibretey606 kkkkkkk kkkkkk

    • @eruyekibretey606
      @eruyekibretey606 4 роки тому

      Zer Han hahhahaha nay bhaki eye semay zehagerka kemzia tbl tarik abey rekibkaya endie.

    • @zerhan879
      @zerhan879 4 роки тому

      @@eruyekibretey606 ata sikubeli leflafi zeyi nebere ayi xehafkun denkoro

  • @k.m9689
    @k.m9689 3 роки тому +1

    Nefalto ena gedefana nesu jigena eu neskum gen hilmekum abay tigray eyu nehneh

  • @medhanieande9872
    @medhanieande9872 4 роки тому

    Zelalemawi zkri nswatna

  • @tesfaialem4857
    @tesfaialem4857 4 роки тому +1

    አፍኹም ሐዙ ንስካትኩም ሰላም ን ኤርትራ ከልእኩማ

  • @robelnegasi2238
    @robelnegasi2238 3 роки тому

    Lomi xubuk tezaribka

  • @habtomsultan7031
    @habtomsultan7031 4 роки тому +1

    Berhe tsaeda jgna nay nakfa 🙏💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ab lbey seferka