Nice to see you our heroin Tegadalit Fetlework G/Zabiher. You are a true warrior and mother of TPLF. Saying fight hard till our enemies kneel down and buried. However, TPLF has to clean Getachew Yehuda and his 🐀, for be successful and focus for next steps. Long Live TPLF! Eternal Glory to our Martyrs!
ወይዘሪት ትግራይ ንዝፈጠረታ ጦብያ ክንነብር ዘበት እዩ አክ ጡፍ ኡኡኡኡእ we are good enough to our country Tigray we have enough Intellectual educated brother sister's we have long live tigray❤❤❤❤❤❤
I am so happy u guys come out to the public & assure us Tigray Unity TPLF is Tegaru identity if we lose it we have lost our pride our enemies want that Pls work hard to understand each other for the benefit of our people they have given their life & their kids life to keep Tigray for Tegaru Stay blessed 🥰❤️🙏 ትግራይ ብሐይሊ አምላኽ ትዕቀብ ፁሩይ ልቢ ህዝባ ብሐይሊ ፈጣሪ ይካሐስ🙏🙏🙏
Mother TPLF ❤born for peoples Revolution Front & Powerful to the peoples of tigriyans but History Justie the past we are TPLF TDF❤ responsible of Tigray❤ TPLF for ever & ever & ever Generation till end life we don't have time destroy pigs enemy is enemy ❤❤ long live fetlework we love you owr Leader❤
We need democracy in tigray knowledge and development. We don't want woyane consistition tigray is ethiopia amhararic will be official language in tigray unity amhara and tigray people and all Ethiopians people. Our enemy is Eritrea. Why tighnaghna. Amhararic was created in tigray long time ago in kingdom of axum. We must close tighnaghna language and Eritrea refugees in tigray and ethiopia. Shiapia Eritrea did a lot of crimes in tigray No more woyane party and tighnaghna. Diaspora tigrayns did protesting for tigrayns people. USA 🇺🇸 and Europe union support us .we must build unity and democracy and lawful safety and knowledge by USA 🇺🇸 ethiopia tikdem ethiopia forward. From tigrayns USA 🇺🇸 ethiopia forward
Nice to see you our heroin Tegadalit Fetlework G/Zabiher. You are a true warrior and mother of TPLF. Saying fight hard till our enemies kneel down and buried. However, TPLF has to clean Getachew Yehuda and his 🐀, for be successful and focus for next steps.
Long Live TPLF!
Eternal Glory to our Martyrs!
ትክክል💊💊
ፅቡቕ መግለፂ ኾይኑ ረኺበዮ።
😂😂😂😂
ጥፋ ጡት ቆራጭ ተኩላ ለማኝ ጌታቸው ረዳ ትግራዋይ አይደለም ወሎየ ተኩላ ነው የዛዲግ አብርሀ የቅርብ ቤተስብ ነው ምን ትፈልጋላቹህ ከ ወይዘሪት ሓገረ ትግራይ የግርድና ስራ ዘበኛ ተላላኪ እግር አጣቢ ከብት ጠባቂ ወዘተ የለንም አማራ ኤርትራ የሚባል በታሪክ የለም አማራ የሚባል የዘር የሀረግ ብሄር ወይም ጎሳ እንደሌለ ታሪክ ይመስክራል እና አማራ ማለት ማንነታቸው የጠፋባቸው ብሄርብሄረስቦች ለማጥፋት የአፄዎች የፈጠራቸው የፓለቲካ አስተሳሰብ ተጠያቂዎች ናቸው ተኩላ የመጨረሻ ምእራፍህ ይዘጋል አትምጡብን እያስታወከን ነው አድጊ ቻ በሎ እዚ ሚድያ ናይ ተጋሩ ሚድያ እዩ ደቁሶም ይውእልሉ አለው ንዘመዶም ነቲ ስካራም ግልታቸው ረዳ ክድግፉ ድድናቁር😂
ኣቲ ጅግና ❤❤❤
ታይ ሰሪሓ ስርቂ ህዝባ ኣጨፍጭፋ በቃ ጅግና ረኺሱ በይዛኹምይዶ ኮራኩር ሕወሓት ኣይተሕሙና ኣታ ግደፉ ናይ ዚ ህዝቢ መስቃ ክወርደኩም እዩ ግደፉ ኣታ ግደፉ ኣበይ ኾይኑኹ ዲኹም ኣብ ጫፍ ኢና ለለና ደቅዛ ለይባቡ
ሰለም
❤❤❤❤❤ትክክል ዋዓሮ
ጅግና ተጋዳሊት በዓልቲ መስመር
አብታሪክ ትግራይና ንሓምሳ ዓመታት ዝአክል ዝተመርሀትን ዝመርሀትን ብሕታዊት ጓልአነስተይቲ ትግራወይቲ ቆራፅ ሓቦኛ ትግራወይቲ❤❤❤❤❤
ጥምባም ኣረጊት
ወይዘሪት ትግራይ ንዝፈጠረታ ጦብያ ክንነብር ዘበት እዩ አክ ጡፍ ኡኡኡኡእ we are good enough to our country Tigray we have enough Intellectual educated brother sister's we have long live tigray❤❤❤❤❤❤
ጅግና ኣዶና መንጀሪኖ ኣምበሲት በዓልቲ መትከል ወይ ንቅንቅ ኣጀኩም ኣብጎንኩም ኣለና ህወሓት❤❤❤❤❤
ትክክል እንዶም ብጠዓሚ ደንጊኩም ስቅ ኢልኩም ሪእኩሞም
@@TekleweyniGuesh-iq4rn እቲ ቅልፅም ተጋሩ አብ ቦትኡ አሎ
መንጀሪኖ ተራርን ሓቀኛን ብምኳንኪ ብዙሓት ኣለቅለቅቲ ትረት ሓቂ ልዕሊ ዕረ ዝመሮም ዘይልጥፉልኪ ፀሊም ታርጋ የለን ስለ እዙይ ፀሊም ታርጋ ዘይፀሊም ብርሃን ዘየሕጉሶም ልቦም ፀሊም ደም መሊኡ ዋላ ይንቶግ እምበር ሓቂ ዝሓዘ ዘልኣለም እናተኮልዐ እዩ ዝነብር ይበል ፈጣሪ ምሳኪ ይንበር ሓቅነት ናይ ትክለኛ ትራዋይ መንነት እዩ ክብርን ሞገስን ይግባኣኪ ጂግና ዋዕሮ ተምሳሌት ሓቀኛታት ነጋሩ ።
ብስላም ክንብል ከለና ፍርሂ አይኮነን
አብ ትግራይ ፍርሂ ዝባሀል የለን ተኩላ
ትግራይ አዲ ስብ ስረ ደቂ ሓንቲ ማህፀን ኢና ❤❤❤❤❤❤❤ፅቡቅ መግለፂ ዋእሮ ሀፍትና መራሂትና ጅግና ምርንጀሪኖ እቶም ንዘብጦም ባእልና ንፈልጦም❤
❤❤❤ thanks for speaking the truth, tigrawy for Tigray only.
Yes
ኩሉ ግዜ ተመሳሳሊ ሉሙድ ዝኾነ መግለፂ ዉፂኢቱ ደማ ኩሉ ግዜ ህዝብን ዓድን ዝጎድእ ስሕተት ይኽምበት። አይዶሎጂ ሕወሓት ህዝብን ዓድን ድዎዕዎዕ ዝብል አይዶሎጂ ከም ዝኾነ ሑሉፍ ታሪኽ ሕወሓት ህያው ምስክር እዩ ስለዚ ካብ ታሪኹን ካብ ስሕተቱን ዝይመሃር ዉድብ ሒዝካ ዝመፅእ ለውጢ ኮቶ አይክህሉን።
አየኺ ጅግና ዋዕሮ አብ ጎንኺ ኢና
ናይ ህወሓት ዓብይ ዓቅሚ አብ ፀገም ጊዜ ንዑኡ ንምፍታሕ ዝወሰዶ ተግባር ጠንካራ ጎኑ እዩ ዓብይ ደካም ጉኑ ድማ አብ ሰላም ጊዜ መራጠ ጥ መርጅዕ ውድብ እዩ፡፡
ዋዕሮ ጓል ህዝቢ ትግራይ ❤
💛❤💛❤
ህወሓት ውሽጡ አፅሪዩ ህዝብ ትግራይ ክኽሕሲ ንፅበ አለና፡፡
Well come back and well done!
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
Keep it up and thanks for your service proud of you ❤
መን ኣሎ ከም ሕወሓት ብመትከል።
😅😅😅😅 bu mutukul Surake huzeun zyite hruje kurdedaut
መጥፈኢ ህዝቡ ማንም የለን ትግራዋይ ኮይኑ ናይ ባዕሉ ፅንተት ዝድግፍ ይገርመኒ
@@negasiyoh6959 ዓንጃል
@@negasiyoh6959 ጨናዊ ብላይ ለሓሲ ትፋኡ እንታይዴካ ኣእቱዪካ ኣንታ ቡሽቲ መን ኣዛሪቡካ ንዓካ ከልቢ።
መሰስ ክንብል ኢና ኣንቲ ጅግና❤❤❤❤
ጅግና ለብላ ታይ እያ ጌራ ?
@@kalabaregawi1050 እንታይ ክትገብር ኢካ ብወገንካ ትፅበ ነይርኻ?
ጀግና ዘብላ አነን ንስኽን ክንገብሮ ዘይንኽእል ብምግባራ
ካብ ጉዋል 14 ዐመት ጀሚራ ንሀገራ ሂወታ ዘረከበት
ከም ትምህርታን ክእለታን ወፅአአ አነን ንስኽን ንነብሮ ናብራ ምነበረት
ካብዘላቶ ይምሐረና
ገዛና ክንጥርንፍ ዘይካአልና
ህዝቢ አሔጉስካ ጠርኒፍካ ምኻድ ቀሊል ጌርኩም
እግዚአብሔር ይቅረ ይበለልኩም ኩፉእ ትዛቡ
😂😂😂😂😂
ባልዚአ ብስንክ መሪሕነት ድኽመት ዶ አይኮነን ህዝቢ ጠፊኡ ዛአሮጊት😂
ኣጀኩም ህዝቢ ትግራይ ኣብ ጎኑኩም እዩ
❤❤❤❤
ግርም ውድብ ህወሓት ጽርየት ብምግባር ኣመርሓ መሪጹ ብሓዱሽ ወነ ብዓወት ምዝዛሙ ዓብይ ስድሪ ንቅድሚት ምኻድ እዩሞ ብወነን ቆራጽነትን ናብ ስራሕ ክኣቱ ይግባእ።
1) Genocide ዝፈጸሙ ካብ እስር ቤት ፈትሕኻ ምስዳድ
2) ናይ ጸላኢ ዝተቃጸላ ሓጺን መጽን ምጽራይ ወይ ምጽራግ
3) ካብ ውዕል ፕሪቶርያ ኣውጺእኻ ብጡሩነህን ጌታቸውን ጻድቃንን ዝመርሕዎ ህዝብን መሬየትን ትግራይ ናብ ዋጋ ዕዳጋ ምእታው treason ተፈጺሙ እዩ ብሕጊ ዘሕትት እዩ፣ጸረ ውድብ ህወሓት ጥራሕ ዘይኮነስ ጸረ ድፍን ህዝቢ ትግራይ እዩ።እዙይ ብሸልትነት ዝሕለፍ ፍጹም ኣይኮነን።
እቲ ጅግንነት ከም ቡዙሓት ስድራ ቤታት ትግራይ እንተ ኾነ ኳ ናይዚ ቤተ ሰብ እዙይ ድማ ንበይኑ ዩ ።አብ ታሪኽ ውድብና ሓየት ዝበሃል 1969 አብ ጨዓ መስከበት ካብ ብጅግንነት ዝተሰወኤ አብቲ ሰዓት ንሱ አዛዚ ሓይሊ ዝነበረካብቲ ገዛ 1ይ ስውእ ዩ ቀፂላ ጅግና ርግበ አብ ታሪኽ ቃልስና ናይ መጀመርያ አዛዚት በጦሎኒ ካብ ጀጋኑ ደቂ አነስትዮ ሓንቲ ያ ብጅግንነት ካኣ ተሰዊኣ ብ3ይቲ ደረጃ ድማ ፍልይቲ ጅግና አልማዝ ትበሃል አልማዝ ውን ካብተን ነባራት መራሒትን ማዓንጣ ትበጠስ ዝኾት ስውእቲ ያ 4ይቲ ድማ እዛ ትሪኡዋ ዘለኹም ቀባፅ ጅግና ካኣ ውፃእ ማዓት ኮይና ተሪፋ ኩሉ ላዕለዋይ አመራርሓ ውድብና ንሳ ዘየምሃረቶ ካድር የለን አዝያ ሙኩርትን ንዕላማኣ ፈተኽ ዘይትብል ብፍቅሪ ህዝቢ ዝነደደት ሕድሪ ስውኣት ዘይትጠልም ጅግና እያ።ካልኦት ኣሓት ኩሎም ብናይ ከተማን በረኻን ውድባዊ ተልእኾ ዝፈፀመ ስድራ ዩ ኢትዮጵያ ሓምሸይቲ ዳዊት ሻድሻይ ተቃለስቲ ኮይኖም አቦኦምን አዲኦምን ብተወሳኺ አካል ቲ ቃልሲ ዮም ነይሮም ስለዚ ነዚ ፍልፍል ቃልሲ ዝኾነ ስድራ ክብሪ ይግቦኦ።
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
I am so happy u guys come out to the public & assure us Tigray Unity
TPLF is Tegaru identity if we lose it we have lost our pride our enemies want that
Pls work hard to understand each other for the benefit of our people they have given their life & their kids life to keep Tigray for Tegaru
Stay blessed 🥰❤️🙏
ትግራይ ብሐይሊ አምላኽ ትዕቀብ
ፁሩይ ልቢ ህዝባ ብሐይሊ ፈጣሪ ይካሐስ🙏🙏🙏
እቲ ቅልፅምና አብ ቦትኡ አሎ ❤
ከማኺ ጅግናስ የብዛሓዮ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
ህዋህትና ንዘልአለም ትነብር ዝገርም ትግራዋይ ንስልጣን አይጎይን ትግራዋይ ንረብሓ ህዝቡ እምበር ሀንቲ ህዋህት ኢያ ዘላትና ንይ ጌታቸው ረዳ ተኩላታት ደቂ ሀወብኡ ቻ በሎ ህዋህት ንክልተ ተፈልያ ዝብል ፃእዳ ወረ ፈንዬም ስለዚ ካብ ጌታቸው ስካራም አልኮሊክ አንፃር ህዝቢ ትግራይ ቀንዲ ፀላኢ ስለዝኮነ ብጆኖሳይድ ብናይ ረድኤት ህክሊ ስርቂ ኮታስ ፀጥታ ዝምልከት 100% ኢድ አለዎ ጊዜ ክንህብ የብልናን ሱጉምቲ ክውስዶም አለዎ ትግራይ ንተጋሩ ጥራህ እያ❤❤❤❤
ህወሐት ኩሎም ዝፀልኡዎ ትግራይን ህዝባን አሕሊፉ ስለ ዘይህብ እዩ እታ ሜስጥር እዝያ እያ ተላላኪ ቡዙሕ እዩ ዝፈትዎ
አንቲ ጀግና ዋው
ፈትለ ዕድመ ልክዕኺ ህይወትኪ ንህዝብ ህብኪ እኺ በቶም ባንዳታት በቶም አብ ውሽጢ ውድብ ኮይኖም ውድብ ከፍሪሱ ዝፅዕሩ ሰባት አብ ልዕሌኽ ብዙሕ ፀለመ ገይሮም ግና ወይከ ፈተኽ፡፡
ፖለቲካ ኢትዮጵያ ብተዛማዲ ኢዩ ክርኤ ዘሎዎ። ሕውሐት ብተዛማዲ ማለት ምሶቶም ቅድምሕጂ ዝነበሩ ገዛእቲ ከተወዳድሮ እንከለካ አዝዩ ዝሐሸ አምሐድራ ከምዝነበረ ብዙሕ ዘጠራጥር አይኮነን። ኤሊት ኢዩ ዝበሃል አብ ኢትዮጵያ ዝሐሸ ከነምጽእ ኢና እናበሉ ነቲ አብ ኢትዮጵያ ዝከይ ዝነበረ ካብ ድክነት ናይ ምውጻእ ምዕባለ የቆናጽብ ነይሮም። ብአብይ ዝምራሕ ኤሊት ከአ መጺኡ ውጺኢቱ ከአ ይረኤ አሎ። አብ ትግራይ ከአ ብአብይ ዝእዘዙ መራሕቲ ጌታቸውን ጻድቃን ንሕውሐት እንዳ አቆናጸቡ አብ ትግራይ ዝሐሸና ኢና እንዳበሎ አብ ዲቅ ዝበለ ጸልማት ንትግራይ ብሕልፊ ንኢትዮጵያ ከአ ብሐፈሻዊ ከእትዉ ይራአዩ።
ምንም ክመሃሩ እንተዘይኽእሉ ዘይገድፉና ፀገምና ክንብሕት
በጃኹም ሓደ አምሽሕ ኮይንኹም ሓግዝዋ። ኢትዮጵያውነት ምእታን ክልምልም።
ትግራዊቲ ንትግራ ካብቶም ዘተፈጠሩ ሐንቲ ኢኪ
ግዝያዊ መንግስቲ ናይ መንግስታዊ ስራሕቲ ንክፍፅም ናይ ግድን እዩ ስራሕ ዝፍፅመሉ ክምድብ ኣብ ናይ ው ድብ ስል ጣን ኣይኣተወን። ናይ ወድብን መንግስትን ስልጣን እባ ንፍለ
Wereja Tigraweiti. 🐝🐝🐝
መስምዕዎ ናይዓም ግደፊዮ ናሕይተዛረብ
Mesmerna!
Y O D I T G U D I T
of the year
ህዝቢ ዝጠለመ ኣመራርሓ ወይ ውድቀት መሪሕነት ከምዝነበረ ተደጋጋሚ ትገልፁ ብኣንጻሩ ድማ እቲ ደኺሙ ዝተብሃለ መሊሱ አብ ካርቻ ተፈናጢጡ ኢካ ትሪኦ መዓዝ ኢኩም ካብ ተደጋጋሚ ጌጋን በደልን ትወጹ ብኣሸሓት መላምል ደቂ ህዝቢ መስዋእቲ ዝተሃነጸት ውድብ መጸወቲ ብልቀ ሰባት ኮይና እስካብ መዓዝ ዩ ? ጅግና ህዝቢ ድኩም መሪሕነት እስካብ መዓዝ ዩ?
ኣበጀኺ ዋዕሮ ማንም ሃታፊ ኣየሰኩነኩምን ኣብ ጎኒ ሓቂ ኣለና ።
Mother TPLF ❤born for peoples Revolution Front & Powerful to the peoples of tigriyans but History Justie the past we are TPLF TDF❤ responsible of Tigray❤
TPLF for ever & ever & ever Generation till end life we don't have time destroy pigs enemy is enemy ❤❤ long live fetlework we love you owr Leader❤
T
Eza guhaf ezia nab higi kitkerb alewa.
ስላም ነክብረኪ ተ/ጋ ፈትለወርቅ መንጀሪኖ እዞም ተኩላታት ግዜ ክንህቦም ይርብልናን ህዝብና አብ መረብርቱ አይተመለስን እዚ አድጊ ግልታቸው ረዳ ናይ ዛዲግ አብርሀ ናይ ቀረባ ቤተስብ እዩ ብህዝብና ይቅልድ አሎ እቶም ንዘብጦም ባእልና ንፈልጦም ዲያስፓራ ዘታለለ ሀሳዊ አብ አሜሪካ ተጠውዩ ምስ GSTS ርክብ ገይሩ ታይ እዩ ህልሙ ተጋሂፉ አሎ ሱጉምቲ ክውስድ አለዎ መንጀሪኖ በልዎም አብ ጎንኩም ኢና ዲያፓራ ንእዘብ አለና ፀልስእትና ፈሊጥና ኮሮም ራያ አላማጣ ዘለው ሽሊኮም ዝአተው ቀደም ንፈልጦም ብዙሓት አለው የእዱግ ጌትስቸው ረዳኢ ካልኦትን ካፍቶም ሽሊኮም ዝአተው እዬም ዝህምሱና ዘለው እዘን አዲ ንቀፃሊ ክንአርዬም ክንጉህፎም ትግራይ ንተጋሩ ጥራህ እያ❤❤❤
ጅግና ቃል ስዋኣት ዘይተዕብር ዋዕሮ
ህዝብ ናትኩም ዘረባ ሓሳብ ክሰምዕ ክቅበል አይደልን ለውጥ ይደለሎ አይትሃውኩዎ
I think you are talking about Korean people. One parity one people.( gojely lebabo)
Nubor eyo musrak muhsawo
ያስሕቃል?
❤❤❤❤🎉🎉🎉
ብጣእሚ ግርም አገላልፃ መንጀሪኖ ጅግና ትግራይና ብዘይጠቅሙ ተኩላታት ክትህመስ ኖኖኖኖኖኖ ግንባሮም ነፍርሶ❤❤❤❤❤❤❤ ስላም ወይዘሪት ትግራይ ወይዘሮ ህዋህትና❤❤❤
ስላም ጅግና ዋእሮ መንጀሪኖ አላማጣ ኮሮም ራያ ንቀፃሊ ክፅናእ ዘለዎ አብይ መደብ ህዋህት እዩ 150 አመት ዘይፈተንዎ ተንኮል የለን አይካአሉን ዘላቶም እድል ምምሳል እያ አብ አላማጣ ኮሮም ራያ ሽሊኮም ዝአተው ቻ በሎ አለው ንፈልጦም አለው እዚ እንዝር ስካራም ጌታቸው ካብኦም ዝወፀ እዩ ቀንዲ ፀላኢና እዩ ትግራዋይ ፅፉፍ ንስልጣን አይጎይን ንህዝቡ ረብሀ እምበር ሀንቲ ህዋህትና ኢና ንፈልጥ ደገፍቲ እዚ ስካራም ተኩላ ደገፍቲ አብ ድምፂ ወያነ 24/7 ደቂሶም ይውእሉ ይሀድሩ አለው ንክድግፍዎ ክልተ ህዋህት ተመቂሎም ዝብል ወረ በቲኖም ስለዚ ስጉምቲ ይወስዶ ጦብያ ክትፈርስ አይደልን ዝበለ አብ ሚድያ ብዛእባ እዛ ጨንዊት ጦብያ አይኮነንን ህቶና ህዝብና ብፀላኢ ዝተታህዘ መሬትና ህጋዊ ህዋህትና ይመለስ ኢያ ትብል ዝላ ትግራይ 100% ብገበን ክህተት አለዎ ከየምልጥ ሁቂኡ ክስበር አለዎ ፀላኢ ፀላኢ እዩ ❤❤❤❤❤❤❤❤ መንጀሪኖ ጅግና ጅግና ❤
If you failed in strategic leadership , the first solution is leave you & party from power
ዋና ናይ ህዝብ ትግራይ ሞት ሰደት ምፍንቃል ጥሜት ምስአን ፍትሒ ዲ/ሲ መጥቃዕት ማእስርት ኔትወርክ ዘረፉ መሸጣ መሬት ስርቅ ሬድኤት ማእድን ሓፅነ መፅን ጨው ነዳዲ በጀት ፣ኹሎም እትፍፅምዎም አይትግምግምዎን ምህላውን ኽብርን ጉጅለኹምዩ ዝግምገም
PART ONE MESSAGE
ኣንብብዎ ስጋብ መወዳእታ ጉዳይ ትግራይ ዝምልከተኩም ኩሌኹም ብፍላይ ድማ ሓይልታት TDF.
መረሕቲ ህወሓት ዘይሕባእ ገበን ኩይናትን ኢሰብኣዊነትን (WAR CRIMES AND CRIMES AGAINST HUMANITY) ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ፈፂሞም እዮም!!
ብደብረጽየን(ደብረጽንተት) ገ/ሚ መሪሕነት ዝምራሕ ዘሎ ሠይጣናዊን ፋሺስታዊን ዝኾነ ጉጂለ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ደማዊን መበረሲን ዝኾነ ኩይናት ክውላዕን ክባራዕን ብምግባሩ ብዘየጋግይ መንገዲ ዋና ተጠየቕቲን ተሓተቲን እዮም።
ብደብረፅየን (ደብረብርሰት) መሪሕነት ኣባላት ጉጂለ ህወሓት ብንኡሱ እዘን ዝስዕባ ዘለዋ 15 መስደምመቲ ገበን ኩይናት ኣብ ትግራይ - ኢትዮጵያ ፈጺሞም እዮም፥
1) ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ መዘዝን ጠንቂን ከምዘምጽእ እንዳፈለጡ ንናይ ፌደራል ኢትዮጵያ ሰሜን እዝ ኮነ ኢሎም ምውቃዕን ምውራርን ፡
2) ህገ መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘይፈቕዶ ኣብ ትግራይ ጠቕላላ መረጻ ምግባሮም፡
3) ንዓለም ብሙሉኡ ዘንቀጥቀጠ ኮቪድ-19 እንዳሃልወ እቲ ኩይናት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ ንዘምጽኦ ሕማቕ ሳዕቤን ግዲ ዘይምሃብ፡
4) ትግራይ ብኣንበጣ ተወሪራ ህዝቢ ኹሉ ዝዘርኦ እኽሊ ከድሕን እንዳተዋደቐ እንዳሃልወ፥ መረሕቲ ህወሓት ንዘይረኽብዎ ናይ ኣዲስ ኣበባ ስልጣኖም ቅድሚያ ምሃቦም፡
5) 2.0 ሚልይን ተጋሩ ክፋል ሲሶ ናይቲ ህዝቢ ኣብ ኢድ ሰብኣዊ ረዴት (Safety Net) እንዳሃለዉ፥ ርህራሄን ሓላፍነትን ዘይምርኣዮም
6) ኣብ ክልል ኣምሓራን ካልእ ኢትዮጵያ ከባቢ ንዝነብሩ ተጋሩ ዘፈራርሕን ዘጭንቕን ናይ ሕሶት ፕሮፓጋንዳ በቲኖም፥ ትግራዋይ ወሊዱ ማእሪጉ ካብዝነበረሉ ብሰይጣናዊ ስብከት ኣፈናቒሎም ናብ ዝኸፍአ ናብራ ምእታዎም
7) ንገድሊ ዘይበጽሑ ህጻውንቲ ትግራይ ብጭካነ እንዳገደድካ ናብ ሓዊ ኩይናት ክኣትዉን ፈንጂታት ኣረይቲን ዓሩር ጥይት ተቐበልቲት ምግባር
8) ብጥምየት ዝሳቐይ ንዘሎ ህዝቢ ትግራይ ህይወት ምድሓኒ ዝተመደበ ናይ ዓልምለኽ ረድኤት እኽሊን፡ ነዳዲን፡ መጓዓዚያ መኻይንን ብህወሓት ዕጡቓት ክሰረቕን ክዝረፍን ምግባር
9) ኣብ ከተማታት ትግራይ ብፍላይ ድማ ኣብ ከተማ መቐለ ኮነ ተባሂሉ ህጊን ስነ-ስርዓትን ምሕደራን ክፈርስ ተገይሩ፥ ኣብ ትሕቲ ህጊ ቁጽጽር ዝነበሩ ከበድቲ ወንጀለኛታት ናጻ ወጺኦም ወሰን ዘይብሉ ስርቂን፡ ዝርፊያን፡ መጥቓዕቲ ደቂ ኣንስትዮን ክስፋሕፋሕ ምግባር፡
10) ኮነ ተባሂሉን ተሓሲብሉን ኣብ ትግራይ፡ ኢትዮጵያ ዝርከባ ብክንደይ መስዋእቲ ዝተረኸባ መሰረተ ልምዓታት ንእብነት ናይ አኽሱም ከተማ ዓለምለኸ ኣውሮፕላን መዕረፊ ካብ ጥቕሚ ወጻኢ ገይርካ ምፍርራስን ንህዝብኻ ኣብ ፀግምን ስቓይን ምእታው
11) ነቲ መረሕቲ ህወሓት ዝጀመርዎ ኩይናት ተወሳኺ ገበነኛ ንምውሳኽን ከስቢ ናይ ዓለም ፖለቲካ ንምሽቃጥን ኮነ ኢሎም ንኤርትራ ሰለስተ ጊዜ ብሮኬትን ብካልኦት ነዊሕ ተጓዓዝቲ ከብድቲ ኣጽዋራትን ክትውቃዕ ገበሩ። ኣብ መበል ሳልሳይ ጊዜ ናይ ኤርትራ ሰራዊት ነዙይ ግብረ መልሲ ንምሃብ ሙሉእ ሓይሉ ናብ ትግራይ ኣእትዩ ብፍላይ ኣብ ቅድስት ስፍራ አኽሱምን ኣብ ማርያም ድንግላት ዓዲግራትን ቅሉዕ አረመኔያዊ ጨፍጫፍ ንከካይድ ቅድመ ኹነታትን ምኽንያትን ንፀላኢ ምዝግጃው። እዙይ እኩይ ግብሪ ናይ መረሕቲ ህወሓት ፀለእቲ ህዝቢ ትግራይ ዝኾኑ ምሁራት ኤርትራ ባዓል ፕሮፌሰር ተኪኤ ፍሥሃጽየን ኣብ ትግራይ ዝጣየሻ ዘለዋ መሰረተ ልምዓታት ጽባሕ ኤርትራ ኣብ ኢትዮጵያን ካኦት ምብራቕ ኣፍሪካን ንትገብሮ ናይ ኢንዱስትሪን ንግዲን ዕድላት ዝዕቅፋ ስለዝኾና ቀልጢፍና ክነዕንወን ኣለና ዝበልዎ ጥጡሕ ባይታ ዝፈጠረን ኣብ ተግባር ዘውዓለን ብወገን መረሕቲ ህወሓት ዝተሸርሐ ዓብይ ናይ ኩይናት ወንጀል እዩ
12) ኣብ ኣጋ መጀመርታ እቲ ኩይናት ኣብ ማይ-ካድራ ሑመራ ዞን አብ ሕርሻ ልምዓታት ተቖጺሮም ንምስራሕ ዝጽበዩ ኣብ ዝነበሩ ንፁሃን ኣምሓሩ ሓይሊ ህወሓት ኣረመኔያዊ ጨፍጫፍ ምስ ፈጸሙ፥ ዳሓር ድማ ግብረ መልሲ ንምሃብ ሓይልታት ኣምሓራ ኣረመኔያዊ ጨፍጫፍ አብ ንጹሃን ተጋሩ ክፍጽሙ ክኢሎም። እዙይ ትግራይ ግልብጥብጣ ንኽትወጽእ ዝተሰረሐ ሽርሒ መረሕቲ ህወሓት እዩ። ናቶም ገበን “ቅዱስ” ገይሮም፥ ናይ ጸላኢኦም ገበን ድማ “ጄኖሳይድ” እንዳበሉ ናይ ሓርገፅ ንብዓት ምብካይን ኣውያት ፕሮፓጋንዳ ምብታንን ንዝፈፀምዎ ቅሉዕ ገበን ኩይናት ክሽፍኖ ኣይኽእልን። ናይ ወፃኢ ዓዲታት ጎይተቶምን ዜና ማእከላትን ኩለይ ከምኣቶም ኢሰብ ኣዊ ኣውያት የእውዩ ነይሮም
13) ንፖለቲካ ሸቐጥ ተባሂሉ ዘይለ (Imaginary) ፀላኢ ምፍጣርን ብደቡብ ኣምሓራ፡ ብሰሜን ድማ ኤርትራዊ ከጥፍአካ መፀካ እንዳበሉ ኣጉል ፍርሒን (Phobia) ናይ ኣእምሮ ሽበራን (Psychological Terror) ብምፍጣር፥ ህዝቢ ትግራይ ክደናገርን ክፈርሕን ኢሉ ድማ መማረጺ ሲኢኑ ምስኣቶም ክስለፍን ምግዳድ። ብተወሳኺ ዘይዓርፍ ግጭትን ኩይናትን ጊዜ እንዳራኣዩ ብምፍሓስን ብምጽሓርን ንኹሉ ትግራዋይ ኣብ ዓዲ ይኹን ኣብ ወጻኢ ዘሎ ሰላምን ዝተረጋገአ ሂወትን ከይረክብ ድቃስ ምኽላእን ኣብ ናብርኡን ጉዳዩን ከይጥምት ዕንቅፋት ምዃን
14) ረብሓ ጂኦፖለታካ ዘለዎም ናይ ወጻኢ መንግስታትን ሓይልታትን ኣብ ኢትዮጵያ ንምክያድ ዝደልይዎ ናይ ውክልና ኩይናት (Proxy War) መረሕቲ ህወሓት ምችው ኩነታት ምፍጣርን ተግባራዊ ምግባርን። ናይ ወፃኢ ሓይልታት ተሓባበርቲን ሽርሐኛታትን ብምዃን ንህዝቢ ትግራይ መጋበሪያ ገይርካ ናብ ሓዊ ክኣትው ምግዳድ
15) እዚ ኹሉ ገበን ዝፈፀምዎ ምንም ከይተሰመዖም፥ ህዝቢ ትግራይ ኣብ ዳግም ሕውየትን ህንፀትን ኣብ ዝረባረበሉ ኢዋን፥ ንሓዋሩ ደው ዘይብል ኩይናት ኣብ ትግራይ ውሽጢ ኣብ መንጎ ተጋሩ ንምፍጣር፥ ሎሚ ድማ ሰይጣናዊ ሕልሚን ግብሪን ኣብ ምጥያሽ ይርከቡ
ንህዝቢ ከጥፉን ካብ መረበቱ ከፈናቕሉን ኮነ ኢሎም እንዳፈለጡ ኩይናት ወሊዕም ኣብ መጨረሰታ ብስሩዕ ተሳዒሮም ተንበርኪኾም ለሚኖም ናይ ሰላም ውዕሊ መርዚ እንዳጣዓሞም ፈሪሞም እዮም። ተመሊሶም ናብ ከተማታት ትግራይ ምስኣተዉ ግና መጥፍኢ ትልሚታት እንዳሓንፀፁ ንህዝቢ ትግራይ ዳግም ዕረፍቲ ከሊኦሞ ይርከቡ። ትልሚ-1 ማለት PLAN- A ገይሮም ናብ ኣዲስ ኣበባ ምእታው ርኹስ ሕልሞም ስለዝፈሸለ ንህዝቢ ትግራይ ዝብጽባጽን ህራስ ዝኽልእን ናብ ሃይማኖታዊ ትልሚ ሰይጣን ኣትዮም ይርከቡ። እዙይ ድማ ናብ ኣዲስ ኣበባ መንገዲ እንተዘይኮይንሎም ትልሚ-2 ማለት PLAN- B ኢሎም ዝመደብዎ እዩ። እዙይ ሰይጣናዊ ትልሞም ኩለይ ብኽልተ ገጽ/ክፋል ክትግብርዎ ድቃስ ሲኢኖሙሉ ዘለዉ እኩይ ተግባር እዩ።
ሕንቅቅቲ ውድብ እያ ህወሓት ሚሒር ሕንቃቀ ድማ ኣብ ገምገም ፀድፊ በፂሓ ሐዚግን ካብዚ ገምገም ፀድፊ ንምድሓን ንሳ ዘይኮነት ተቃሊሳ ክድሕን እትኽእል ዘላ ሐዚውን ምስ ብዙሓት ገባብልን ኣዛብእን ሓርገፃትን በላዕቲ ነብስን ተቃሊሱ ብዙሕ መስዋእቲ ከፊሉ ካብ ማእኸል ፀድፊ ተስኢ ኢሉ ድልዱል ሙርኩስ ሂቡ ጎቲቱ ከልዕላ ኪኢሉ ኣሎ ትትስእዶ ካብቲ ፀድፊ ዲሒናዶ ሐዚ ናታ ድልዳለ ይጥይቅ ።
ኣዛብእን ሓራግፅን ግን ሐዚውን ኣፎም ምስከፈቱ እልይ ከምዘይበሉ ተረዲኣ ኣፎም ዝዓድውሉ ሜላ ክትፃወት ይግብኣ ድቄስ ይኣክል ምውዳቅ ይኣክል ፍዘትን ምትላልን ምድንጋርን ጥልመት ህዝብን ጥቅምኻ ሞቅዳምን እንታይ ዓይነት ጥፍኣትን ብርሰትን ከምዘምፀአ ንኹሉ ግልፂ እዩ ሐዚግን በጃኹም ህዞብኹም ድምፁን ድልየቱን ክተንብቡዎን ክትርድኡዎን ፈትኑ ዝጥለም ህዝቢ ኣይኮነን እዚ ህዝቢ እዚ ከም ማንም ህዝቢ ኣይኮነን ነገራት ብርሕቀት ተረዲኡ መልሲ ዘዘጋጁ ኖቁሕን ዘመናውን ህዝቢ እዩ ።
ስላም ስላም ዋእሮ ጅግና መንጀሪኖ በልዬም ጌታቸው ረዳ ተኩላ ግንባሩ ክፈርስ አለዎ ምስ ስአብቱ ❤❤
ደመኛ አብይ አሕመድ ቁፅሪ ሓደ ገበን ፅንተት ህዝቢ ትግራይ ዝፈፀመ ፀረ ህዝቢ እዩ
ይኸውልኪ ረሳሕ
ናይ ለያቡ ውድብ ህዝቢ ሰልችዩዎ
ኣይንደልየኩምን ካብ ርእስና ውረዱ እዩ ልብሎ
ዓዲ ጥዕና ገና ለይመነውኹም ተኾይኖም ኣበኡ ከድኩም ርገፁዎም
ዕኽኽ ሰባት ምዃንኩም ተጠራጢርና ሎሚስ
Old enough go out, gojely lebabo.
Ad weird wrd
Anbsa
Thank you my beloved hero Fetlework. Much respect for your courage. We love you and respect you!
ተዋርዱና አለኹም እወ ፣ 70 መዓልቲ ትስብሰቡ ለውጢ አይተምፁኡን ፣ ወሰ ጥራይ ፣ አረ በይዛኹም ስልጣን እነዶ ይቅረየኩም ፣ በቃ እቲ ህዝቢ ይአኽሎ እንዶ ግደፍዎ ሰላም ሃብዎ፣ በቃ ናይ መግለፂ ጋጋታ ይአኽለና ፣ ሓደ አብይ አሕመድ ዝበሃል ዕቡድ ፣ አጨበርባሪ ክጫወልኩም?
ዋእሮ 🎉
Deki Adiwa yikilekum
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
ናብ ሕጊ ክትቐርብ ኣለዋ።
ጠምባር ሻዕብያ!
Azezeti serawit kem merkus aytetekemu yeakelekum
አፈⶫ ኢኪ
ሓፍትና ጀግና እንካእ ናብዚይ አብቃአኪ ካፍቱ ኩሉ ስቃይን መከራ ተሓሊፉ አብዙይ ምብፃኽ ከባድ እዩ ውድብና ህውሃት እውን ከምልማዳ ተኾሊአ ከምትወፅእ ነአምን ኢና እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን እቲ ዝኸፈልኩምዎ ዋጋን ናይ ህዝብኹም ሓደራን የፅንእኹም።
ፋራ ኮካኮላ ጡት ቆራጭ ተኩላ ለማኝ 70-80 እጥፍ ታጭዳቹሀል ገና? ግልታቸው ረዳ ትግራዋይ አይደለም ወሎየ ተኩላ ነው የዛዲግ አብርሀ የቅርብ ቤተስብ ነው ምን ትፈልጋላቹህ ከ ወይዘሪት ሓገረ ትግራይ የግርድና ስራ ዘበኛ ተላላኪ እግር አጣቢ ከብት ጠባቂ ወዘተ የለንም አማራ ኤርትራ የሚባል በታሪክ የለም አማራ የሚባል የዘር የሀረግ ብሄር ወይም ጎሳ እንደሌለ ታሪክ ይመስክራል እና አማራ ማለት ማንነታቸው የጠፋባቸው ብሄርብሄረስቦች ለማጥፋት የአፄዎች የፈጠራቸው የፓለቲካ አስተሳሰብ ተጠያቂዎች ናቸው ተኩላ የመጨረሻ ምእራፍህ ይዘጋል 😂
Balabla😮50 amet
We need democracy in tigray knowledge and development. We don't want woyane consistition tigray is ethiopia amhararic will be official language in tigray unity amhara and tigray people and all Ethiopians people. Our enemy is Eritrea. Why tighnaghna. Amhararic was created in tigray long time ago in kingdom of axum. We must close tighnaghna language and Eritrea refugees in tigray and ethiopia. Shiapia Eritrea did a lot of crimes in tigray
No more woyane party and tighnaghna. Diaspora tigrayns did protesting for tigrayns people. USA 🇺🇸 and Europe union support us .we must build unity and democracy and lawful safety and knowledge by USA 🇺🇸 ethiopia tikdem ethiopia forward. From tigrayns USA 🇺🇸 ethiopia forward
ብሓቂ፡ግለሰባት፡ሰለዘጥፈኡ፡ስለዝተበደልና፡ሀወሓት፡ትጥፈእ፡ተፈረስ፡ተሰንጠቅ፡ክንብልየብልናን፡ኣማራሪሓ፡ይዓረ፡በአግባቡ፡ይተኻኻእ።❤❤❤
ጥፋ ጡት ቆራጭ ተኩላ ለማኝ ጌታቸው ረዳ ትግራዋይ አይደለም ወሎየ ተኩላ ነው የዛዲግ አብርሀ የቅርብ ቤተስብ ነው ምን ትፈልጋላቹህ ከ ወይዘሪት ሓገረ ትግራይ የግርድና ስራ ዘበኛ ተላላኪ እግር አጣቢ ከብት ጠባቂ ወዘተ የለንም አማራ ኤርትራ የሚባል በታሪክ የለም አማራ የሚባል የዘር የሀረግ ብሄር ወይም ጎሳ እንደሌለ ታሪክ ይመስክራል እና አማራ ማለት ማንነታቸው የጠፋባቸው ብሄርብሄረስቦች ለማጥፋት የአፄዎች የፈጠራቸው የፓለቲካ አስተሳሰብ ተጠያቂዎች ናቸው ተኩላ የመጨረሻ ምእራፍህ ይዘጋል አትምጡብን እያስታወከን ነው አድጊ ቻ በሎ 😂
Entay hizikum ekum Ezi kulu zereba
ድዙዛት ከትኪቶም ምስወድእኹም
ዋዕረና ጂጊናና ❤❤❤❤🎉🎉🎉
nay strategic merihinet tsegem nieruna ena belka do merahi mukanka tikitsil eka wedey.
ጋሓባ ናይ ዕላማኺ ባዕለኺ ትፈልጢ ህዝቢ ይጸንት ኣሎ ክሳብ ንስኺ ዕላማኽን ናይ ሓሳብ ኣፋላላይ ካብ ገበን ክትምልጥን ክትብሊ ክብል ክሳብ ማዓስ እዩ ክመውት።
ከም'ዛ ጭፍራ ዝሕሱ ይህሉ'ዶ ይኸውን?
ትክክል
ህዝብና ኣይተብዝሒ ቤተሰብና በሊ መጭበርበሪት
ንስኺ ኣይትፈክጥዮይ ህዝቢ ትግራይ ጋልታ ሸርሙጣ
አሕጺርዮ ነዉሑ
ደም ሰብ ዘይ ትጽግብ ሰብ 😡😡😡😡😡😡😡😡😡😡😡😡
ደም ተጋሩ ዘይፀግብሲ ከምዝኸማኻ
ኣትረስዒ ኣብ ልዕሊ ህዝቢ ትግራይ Genocide War ክካየድ ዝገበሩ ካፍቶም ዓበይቲ WAR CRIMINALS ውሽጢ ሓንቲ ኢኺ። ናይ ሓደ ሚልየን ሕዝቢ ትግራይ ደም ክፈስስ ኣብ ምግባር ተሳቲፍኪ ኢኺ። ሕዚ ምንም ከምዘይ ገበርኪ ጥዕይቲ ሰብ መሲልኪ ውድብና ዶ ሽንጣሮ እንዳበልኩም ዘይርሳዕ ገበንኩም ክረሳሳዕን ክሃስስን ንምግባር ትጽዕሩ ኣለኹም/ኣለኺ፥ ኣንቱም ሂትለራውያን፡ ሙሰላዊያን ስታሊናውያን። ደም ህዝቢ ትግራይ ደም ጻጸ ገይርኩም ትርእዩ እኮ ኢኹም መርሕቲ ህወሓት። ተወዳዳሪ ዘይብልኩም ፍጹም ኣረመኔ እኮ ኢኹም። ቀስ ኢልኪ ካብ ገጽ ህዝቢ ትግራይ ክንዲ ምርሓቕ "ውድብና ነድሕን" ዝብል ናይ አረመኔታት ጭርሖ ከተዋውዒ ተላዒልኪ እኔኺ። ፈጺምናዮ ትብሉ ዘለኹም Strategic Error rather Crime እኮ Tantamount to War Crime and Treason። ጽባሕ እኮ An Independent Enquiry Commission ተመስሪቱ ኩሉ ክምርምሮ እዩ ህዝቢ ትግራይ። ድሕሪ ውድቀት ናይ ደርጊ ህወሓት እኮ ናይ ህዝቢ ትግራይ ሞትን ውድመትን መምጽኢትውድብ ኮይና እያ። ንዓኻትኩም ድማ ናይ መነባብሮኹም ውድብ ገይርኩማ ትርከቡ እቲ ህዝቢ ኣማራጺ ሓይሊ ስኢኑ ክሳዱ ረጊጽኩም ብመሓዝ። 49 ዓመት ሙሉእ ህወሓት/TPLF እንዳበልኩም እርማት ዘይትገብሩ ኩይናት ጸዋዒ ... Liberation Front .. ትዝምሩ ደንቑር ፖለቲከኛታት ኮይንኩም ኣለኹም። እንታይ ዓይነት ርእሲን ልቢን ዘለኪ ጉዲት ኢኺ ጉድን ሓጥያትን ተሸኪምኪ ኣንተልኺ ብቐይሕ ቀለም ተቐቢእኺ፥ ብውድብኩም ናይ ናዚ መጋውሕ ተኸቢብኪ ሰብ መሲልኪ ቀሪብኪ ዘለኺ። ክምዝዝንተው "ዝወግአ እንተረሰዐ፥ ዝተወግአ ኣይርስዕን" ወ/ሮ ጉዲት።
Hawi blau tkusat ni hzbukum aytkonu ni kebabikum aytkonu tkusa serekti
😂ህዝቢ ትግራይ ተዋሪዱ ብሽፍታ ቖላን ደጋን ከበሳን ይማሓደር ኣሎ።
ኩሎም ነናቶም መግለጺ እናሃቡ ስቃዩ የናውሑ ኣለው።😅
ሚድያና ናብ ቴሌቭዥን ይዕበየልና !! ልሳና ክእሰር ኣይግባእን ! ሓሳብና ክጭወ የብሉን ! ድምፂ ወያነ ዝተክአ ሚድያ ክኾን ይሰራሕ !!!!!😍😍😍😍😍😍😍🤩🤩🤩🤩🤩🤩🤩
ጥፋ ጡት ቆራጭ ተኩላ ለማኝ ጌታቸው ረዳ ትግራዋይ አይደለም ወሎየ ተኩላ ነው የዛዲግ አብርሀ የቅርብ ቤተስብ ነው ምን ትፈልጋላቹህ ከ ወይዘሪት ሓገረ ትግራይ የግርድና ስራ ዘበኛ ተላላኪ እግር አጣቢ ከብት ጠባቂ ወዘተ የለንም አማራ ኤርትራ የሚባል በታሪክ የለም አማራ የሚባል የዘር የሀረግ ብሄር ወይም ጎሳ እንደሌለ ታሪክ ይመስክራል እና አማራ ማለት ማንነታቸው የጠፋባቸው ብሄርብሄረስቦች ለማጥፋት የአፄዎች የፈጠራቸው የፓለቲካ አስተሳሰብ ተጠያቂዎች ናቸው ተኩላ የመጨረሻ ምእራፍህ ይዘጋል አድጊ አትምጡብን እያስታወከን ነው አድጊ😂
ዕድመ ይሃብካ
ወይን ሚድያ ን ህወሓትን ንቅድሚት
ህዝብን ሃገርን ን ሰላምን ምዕባለን ኣብ ቀረባ ይገሃድ
ኣብ መስመር ህወሓት ብፍጥነት ንዕሰል❤❤❤
Widib eromay yekorimiya eya
Game over for
T P L F
leave for TIGRIE people alone
Rubbish
አጀኪ ዋዕሮ ሓዲነቲኩም አሐይሉ