ዘይተጸበኽዎ ሕቶ ሐቲቱኒ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 25 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 143

  • @ludadego4189
    @ludadego4189 Місяць тому +19

    ፈርምሉ ብርክቲ ፡ ናይ ፅባሕ ፅባሕ እዩ
    ፅባሕ ዕፅፊ ናቱ ትሕዝቶ ክህልወኪ ተክእሎ አሎ ❤

    • @MisgunTesfit
      @MisgunTesfit Місяць тому

      ፈርምሉ ወለዲ አሞ ፍቅሪ አንዳ ኣለወኪ ካ ኣምላክ ምስ ቁኑዓት አንዲዩ ሽዑ ኣብቲ ሓዳርኩም ወላድ ምስ ወለደ ብፍቅሪ ደቁ ክርታዕ አዩ፡ኣምላክ ካ ናቱ ስራሕ ክሰርሕ አዩ።

    • @TegstiGebrekrstos-yr2wv
      @TegstiGebrekrstos-yr2wv Місяць тому

      Yes amlak alo fermlu Kala wuledi trah ember kulu kftah u gzie kfetho u

  • @eritreatibarekx4013
    @eritreatibarekx4013 Місяць тому +33

    ጽብቕቲ ፍጥረት ብዘየገድስ መን ምኻኑ ፈሊጥኪ ክትአትውዮ ጽቡቕ ኢዩ። ፈርምሉ ግን ነቲ ትፍርምዮ ብጽቡቕ ኣምብ ብዮ። ኢቲ ፌርማ ናትኪ ንብረት ይኹን ገንዘብ፣ ናቱ ንብረት ይኹን ገንዘብ ፣ቅድሚ ምምርዐውኩም ትብል ቃል ኣስምርላ፣ ድሐር ፈርምሉ ንሱውን ይፈርመልኪ፣ ጸገም የብሉን። ግን ሕጂ ተማሂርኪ ኣለኺ ኩሉ ነገር ገንዘብ ዝትንክፍ ትገብርዎ፣ ብድሕሪ መርዐኹም ብስርዐት ክትካታተልዮ ኣለኪ። ንምሳሌ ገዛ ናይበይኑ ቅድሚ ምምርዐውኩም ዘጥረዩ ናቱ ጥራይ ኢዩ ፣ ድሕሪ ምምር ዐውኩም ካብ ዶሞዙ ወይ ካብቲ ብድሕሪ መርዐኹም ዘእትዎ እቶት ናብ ናይ በይኑ ገዛ ከዕሪ ወይ ተወሳኺ ክሰርሐሉ ኣይክእልን ኢዩ። ካብ መርዐኹም ንንየው ገንዘቡ ወይ ንስኪ ገንዘብኪ ኣብ ናይ ግሊ ናይ ቅድሚ መርዐኹም ዝነበረ ክትጥቀሙ ኣይትኽእሉን ኢኹም። ኣምላኽ ኣብ ቤትኩም ፍቕሪ የንግስ ፣ ርሑስ ጓማ ይግበረልኩም፣ ውሳኔኺ ተመሊስኪ ንገርና። ኣብ ልብኺ ሰላም ይንገስ፣ ተባረኺ።

  • @ኤርትራ-የ9ሸ
    @ኤርትራ-የ9ሸ Місяць тому +6

    የቀኒየልና ቢና ብጣሚ ጺብቅ አምላክ ይባርካ 🇪🇷🌷🙏🏽💕🌷🙏🏽💕🌷🙏🏽💕🌷

  • @selamnealmena5407
    @selamnealmena5407 Місяць тому +13

    Haftey natey eti neski tedleyo hadren qolean eyu geze keyhlfeki dema temraweyo eti zelwo nebrete xebhe nedequ eyu menalbat hemaqe temekero zelzelwo keykewen nebret halafaye eyu welade gen benbret aytgezeyon eki selzi feremelu qoleut weldi ❤

  • @eri_space8713
    @eri_space8713 Місяць тому +8

    My man👏 you know exactly what he is saying.you said you graduated with accountant which automatically makes you one of the ones who initiate no fault divorce and ended up every relationship in turmoil I do believe if you truly love him and you don’t want leave him one day what is wrong with singing prenup? Of course it’s new in our society but you should also understand that the family disintegration in our diaspora is almost all initiated by our Women.sooner or later prenup is going to be the only safe zone for men to be in a committed relationship

  • @tsgeredaabedomhaile
    @tsgeredaabedomhaile Місяць тому +7

    ኣይ ኃል ኣንስተይቲ፡ምዃን እኮ፡ንባዕሉ፡ፈተና፡እዩ፡

  • @trhastsige2295
    @trhastsige2295 Місяць тому +7

    ፈርምሉ ንዓኺ ዝኸውን ኣብ ኢድ ኣምላኽ እዩ

  • @asmirghebar3874
    @asmirghebar3874 Місяць тому +11

    Qdmi mwsanki entay sle zkone u fermi zbleki zelo kthatyo or ktsemeyo aleki mknyatu qdmi hji hmaq agatimwo kkewn sle zkel kabeu twsni ❤

  • @temsgntemsgn9990
    @temsgntemsgn9990 Місяць тому +2

    ፈርምሉ ንዓኺ ዝኸዉን አብ አድ አመላኽ እዩ ❤❤❤

  • @Amorawedigash
    @Amorawedigash Місяць тому +5

    ፈርምሉ ተመርዓውዮ ውላድ ኢዩ ዓለም ትርፋ ንብረት ድኣ ንስኪ በዓልቲ ስራሕ ኢኪ ከም ናቱ ከተጥርዪ ትኽእሊ ኢኪ ግን እታ ቅድሚ መርዓኹም ዝፈረምክላ ኩሉ ግዜ ኣብ ዝኽርኪ እንዳ መጸት ከተሳቅየኪ ኢያ ገለ ገዲፈዮ ኣለኹ እንተ በለኪ ንኣዋርሕ ተጸበዮ 🙏✌️

  • @biniyamgebresilasi3677
    @biniyamgebresilasi3677 5 днів тому

    ክብርቲ ሓፍተይ እዚ ኣፍቃሪኺ ቡዙሕ ከምዘፍቅረኪ ነጊርክና። ግን ከኣ ንደሓር ዝመጽእ ሽግራት ሕጂ እንተዛረበሉ ሽግር የብሉን። ኣብ ኩሉ ነገር ተፋሊጥካ እንተ ኣቲኻ ንኹልኻ ጽቡቅ እዩ። በዓቢኡ ውን ኣምላኽ ኣብ ምፍልላይ ኣየብጸሐኩምን ይኸውን።

  • @ليلى-ص9و
    @ليلى-ص9و Місяць тому +2

    ኣይ ፀላእና ጓል ከንካ ምፍጣር ይኩን ፈርምሉ እደሞ ተወለድኪ ፀጋ እዩ ንዓኪ ዋ 😢

  • @tesfate8718
    @tesfate8718 Місяць тому +21

    ንገዘብ ዝቀረብኪዮ ኢኪ ትመስሊ፡
    ኣብ ገዛእ ነብስኪ ክትኣምኒ ኣሎኪ፡
    ንሱ ውን ፈሪሚ ኢለያ ካብ ኣብየት ኣብ ንብረተይ ናይ ምውራስ መደብ ነርዋ ውን ክብል ይክእል ኢዩ።
    ብዝኮነ ሕጂ ውን ፈሪምኪ እተተቅቢልኪ ንቡርኪ ገርኪ ቆልዓኪ ሕቆፊ፡ ነቲ ፈርማኪ ብፊቅሪን ግሉጹነትን ቆልዑን ክድምሰሰልኪ ኢዩ፡
    እዚ ክሉ ክኾነልኪ እተደሊኪ ግን እዛ ፈሪምለይ ዝበለኪ ስምብራት ኣብ ውሽጥኪ ዘላ ጠቅላላ ኣልግስያ።
    ጽቡቅ ዕድል!

    • @SaraSara-zu2vl
      @SaraSara-zu2vl Місяць тому

      ኣብ ሓሳብካ ኣይስማዕማዕን ዋ እምነት ክህሊ ኣለዎ መጀመርያ ክንፍታሕ ንኮን ኢና ኢልካዶ ኣሎ እዩ መርዓ

    • @MisgunTesfit
      @MisgunTesfit Місяць тому

      ገለ ኣይነት ኣገላልጻ❤

  • @123-2n
    @123-2n Місяць тому +1

    Hajoki haftey natey keygemere zeytameneki xbah aykemenekn u fkri nwat aykonen emnet ember. Amlak zhazelks entay do tfelti iki.He is not the only boy in the world. You should have to be strong. ❤❤❤❤❤

  • @elsaseyoum6059
    @elsaseyoum6059 Місяць тому +4

    If you love him, it's better to sign

  • @ነቓጽዮምዝብሉኒ
    @ነቓጽዮምዝብሉኒ Місяць тому +2

    ክብርቲ ሓፍተይ እንተ ትፍርምሉ ተመራጺ ኔሩ ምኽንያቱ ዕድመኺ ክትጥቀምሉ ክትክእሊ ኣለኪ ንሱ ኮምኡ ኢሉ ምዝራቡን ምሕሳቡን እኳ ሕማቕ እንተ ኮነ ንስኺ ግን ንቡር ክትፍትኒ ኣለኪ ምኽንያቱ ንቡር ፈቲና ተፋቲሓን ንቡር ከይፈተነት ብደዋ ነቂጻን ክልተን ዘይራኸቡ ጫፋትን ዮም ከም ካልእ ሕብረተ -ሰብ ኣይ ኮንኩን ዝዛረብ ዘለኩ ከም ናትና ሕብረተ -ሰብ የ ዝዛረብ ዘለኹ ምክንያቱ ኣብ ካልኦት ሕብረተሰብ ንቡር ምፍታን ኣገደሲ ዘይክኸውን ይክእል ዩ ።
    ስለዚ ትም ኢልኪ ፈርምሉ ናብራኪ ግበሪ እንተ ኮይንልኪ ብግቡእ ሓዳርኪ ትመርሒ ተዘይኮይኑ ከኣ ቆልኺ ወሊድኪ ትፋትሒ ምፍታሕ ጽቡቅ ኮይኑ ዘኮነስ ብክልተ ኢድካ እምበር ብሓደ ኢድካ ስለ ዘይጣቃዕ ብውሕዱ ግን ዘረባ ናይ ሕብረተሰብና ብደዋ ነቂጻ ዝብል ግን ክትእለይ ኢኺ ።
    ሰሰናዩ ነዓኪ ጽቡቅ ዕድል ይምነየልኪ ክብርቲ ሕፍተይ❤

  • @zemiabreha7090
    @zemiabreha7090 Місяць тому +7

    You have to be sing he's correct shikorina

  • @pure7910
    @pure7910 Місяць тому

    I absolutely agree with him, I would say sign up. He wants To make sure you are after him not after his money. Very smart guy. So if you truly love him and want to be with him sing it, it’s not a big deal. The key is in your hand. Best wishes

  • @tesfaigebrewold2221
    @tesfaigebrewold2221 Місяць тому +1

    ፈርምሉ፣፣፣ንሱውን ቅኑዕ አሎ።አብ ዲያስፎራ ዝተፋላለየ ጸገማት ስለ ዘሎ ከምዚ ምባሉ ዓቢ ጌጋ አይኮነን!ወሳኒ ከምቲ ዝገለጽክዮ አቀዲምኪ ምስ ግዜ ተቐዳደሚ :ምስ ወለድክን ፍቕሪ ዝዐብለሎ ናብራ ምስ አሕለፍኩምን ግዜን ኩነታት ተዓዚቡ ባዕሉ ፌሪመልኪ አሎኹ ክብለኪ ኢዩ።

  • @NatuHenok
    @NatuHenok Місяць тому +1

    ወልሃንቲ ሽግር የቡሉን ፈርሙሉ ፡ዘገድሰኪ ምውላድኪ እዩ፡እሱ ጽቡቕ ኣይገበረን እንድዩ ግን ከኣ እቲ ዘሎ ሕማቕ ዘመን ኣፍሪሕዎ ይከዊን so እንተ ነፊዕኪ ኣብ ሓዳር እመኒኒ ሓሳቡ ክቕይር እዩ ኣጆኪ ክፍትነኪ አሉ እዩ ዝከዊን ።

  • @frezemen888
    @frezemen888 Місяць тому

    ፍርምሉ ናይ ብሓቂ አፍቃሪት እንተኮንኪ

  • @Unknown-lz6zc
    @Unknown-lz6zc Місяць тому +5

    Don’t be dumb, what assurance does he have that you love him? Why are you scared to sign it if your plan is to be with him forever? Unless you trying to marry him for his wealth,
    Just sign it, it’s good both parties

  • @Kemhlmey-hl3xu
    @Kemhlmey-hl3xu Місяць тому +2

    ሰላም ክብርቲ ሓፍተይ ንሰኺ ሰሪሕኺ ትኣትዊ ሄዋን ኢኺ ኣብዚ ዘለኽዮ ዕድመ ድማ ሓዳርን ውላድን እትደልይሉ ግዜ እምበር ገንዘብ እተሳድድሉ ግዜ ኣይኮነን ኣይግበሮ እንተተፈላሊኹም ንደቁ ናይ ምዕባይ ግዴታ ኣለዎ ሰለዚ ገንዘቡ ባዕሉ ይፈልጥ ከም ድላዩ ጥራሕ ኣብ ሓዳር ዝሰማመዐኪ ሓላፍነት ዝወሰደልኪ ይኹን ኣየጥሚኺ መፃኢ ናይ ደቁ ኣብ ሕቶ ምልክት ዘእቱ እንተዝኸውን ወይ ኣይ ኣልይን ኣይ በለን ንዓኺ ንበይንኺ ኣይመቅለክን እዩ ዝብል ዘሎ እዚ ኸዓ ዘፀግም ኣይኮነን ጥራሕ ንደቁ ይኸኣለልኪ ደሓር ኸዓ ክፋታሕ እየ እናበልኪ ኣይትሕሰቢ ንኹሉ ብሰናይን ብቅንዕናን እተውዮ ገንዘብ ንኹሉ ከም ዘይገዝእ ካብ ንእሰነትኪ ተመሃሪ ሰለዚ እቲ ብሕዚ ዘለኪ ግዜ ምሰ ገንዘብ ኣይትጋየይይ ንኣምላኽ ሓዳረይ ባሪኽካ ሃበኒ ኢልኪ ፀልይ እዚ ወዲ እውን ገለ ምኽንያት ይህልዎ ይኸውን እዚ ብዙሕ ምኽሪ ዘድልዮ ኣይኮነን ይፍትነኪ እውን ይህልው ወደሓንኪ ኣብ ዘለኽዮ🎉🎉🎉ብዝበለፀ ኸዓ ኣብ ሓዳር ዘለኽንን ዘለኹምን ሓሳብኩም ኣካፍልዋ

  • @adamjossi6765
    @adamjossi6765 Місяць тому

    ኤላ ሓፍትና መጀመርያ ዕላማኪ ሓዳር ገርኪ ክትወልዲ ኢዩ።ተመርዓዊ። ንስኪ ውን ኣብ ሓዳርኪ ትጠራጠሪ ትመስሊ ኣለኪ ምክንያቱ ዘገድሰኪ ሓዳርን ውላድን እምበር ናይ በዓል ቤትኪ ገንዘብ ኣይኮነን።ተፋትሒ ኣይትፋትሒ ከኣ ውላድኪ ምዕባይ ጸገም ዘለዎ ኣይኮነን።

  • @tedrosteklab4856
    @tedrosteklab4856 Місяць тому +2

    I understand why you don't want to sign, but the world at the moment is crazy. Tomorrow, if you change your mind, which happens with women all the time, asking for divorce, he could lose everything. Very smart man.

  • @fevengile7229
    @fevengile7229 Місяць тому +2

    Emnet tefia so sad 😢😞😭

  • @agdonanetwork4275
    @agdonanetwork4275 Місяць тому +16

    Its ok bemnet kulu kkewn neyrwo tegagiu,gna kea nebski aminki fermi nski wn afermyo hadarki gberi.

    • @atakltifutsum6531
      @atakltifutsum6531 Місяць тому +1

      😊😊 1:51 1:51

    • @azebkeren1020
      @azebkeren1020 Місяць тому +1

      Haftey natey ytrefki bgenzeb zhasb wedi kulu gize genzeb eyu zemedu seb ayntayu eyu genzebu kea bkonto eyu ztefiesorry kulom komu eyomo etom genzeb zamnu

    • @agdonanetwork4275
      @agdonanetwork4275 Місяць тому +2

      @@azebkeren1020 gega zhabtey/hawey nayzi xbkty eya berkes men mukanu negiru yatu alo,gna slemntay kemeu kbl kieilu neay rudue eu

  • @rezansemere2089
    @rezansemere2089 Місяць тому +1

    Fermullu naki d haze amlak hizwo allo

  • @FamilieEs
    @FamilieEs Місяць тому +6

    Kulu fqad Amlak eyu neza haxar alem nbret dea hadignayo nkeyd Ente Alena wun Tina tray ember ythaz eyu.
    Hji nski Kem zdeleyo gerki hadarki gberi bfqri dma searyo .

  • @AbelAbraham-s7d
    @AbelAbraham-s7d Місяць тому +4

    Ferumulu qdmi mera zteterey nklteikum aymlketekum

  • @fitsumkelati8552
    @fitsumkelati8552 Місяць тому +1

    ክልተ ነገር
    ቀዳመይቲ ብሓንሳብ አብ ሓደ ገዛ ትቅመጡ እንተኮንኩም ውለድሉ ዕድመኺ አብ ግምት ስለዘእተኽዎ አብ አውሮጳ እንድዒ አብ አሜሪካ ግን አብ ሓደ ገዛ ብሓንሳብ ካብ ክልተ አመት ንላዕሊ እንተነቢርካ ብሕጊ ዋላ አይትፈራረም ከም ሰብኣይን ሰበይትን እዩ ዝሕሰብ
    ካልአይቲ ድማ በቲ ንሱ ዝበሎ ተስማሚእኪ መርዓ ጌርኪ ውለድሉ እቲ ንብረት ናይ ውላድኪ ስለዝኸውን ካብ ኩሉ ዘገድስ ግን ዕድመኺ ይከይድ ስለዘሎ ደሓር ከየጣዕሰኪ ዋላ ካብ ዝኾነ ውለዲ ምበልኩኪ እንኳእ ትፈትውዮ ረኺብኪ
    Good luck!

  • @zemenloveshow
    @zemenloveshow Місяць тому

    ካብ ከምዚ እንዳበለ ክትምርዓዉዮ ዋላ ወዲ60 ንውላድ ኢልኪ ምሓዝ ይሕሸኪ ብያ በልዮ ካብ ፍቅሪ ንዋት ዘቐድም ሰብ ሳክት ኢዩ ኣምላክ ምስ ውጹዓት ኢዩ ኣጆኪ ዝሓዘልኪ ኣለዎ።

  • @tuumaylilay3260
    @tuumaylilay3260 Місяць тому +2

    Its a shame for a guy to put a girl in your position, specially someone with a profession and career. However, we never know what he has experienced in life or what he has witnessed prior meeting you. When getting into a marriage, its not the end of the world for one party to request for a prenup, however there are more things that need to be discussed with it. Give him a peace of mind by signing the papers along discussing a few details about responsibility. I believe with time, you two will dissolve into one pot.

  • @LoyalboyWediLoyal
    @LoyalboyWediLoyal Місяць тому

    Ferimilu nay men genzeb da kitwesdi ezi wedi gin Ayxeliakiwon nezi giziye terediwo eyu smart man 😁🫵

  • @ኤርትራ-የ9ሸ
    @ኤርትራ-የ9ሸ Місяць тому +2

    🙏🏽🌷💕❤️🙏🏽🌷💕

  • @teweldekidane8490
    @teweldekidane8490 Місяць тому +1

    Do not worry about the prenup the property goes to your kids

  • @سلامه-ل1ت
    @سلامه-ل1ت Місяць тому +1

    የጋጥሚኢለነይግንከይትፍርሙሉ❤❤🎉🎉ዝሐርቂነገረ😢

  • @freedomnow1210
    @freedomnow1210 Місяць тому +1

    ሐቁ እዩ እቲ ምኽንያት ከአ ደቀነስትዬ እምነት ዝበሀል የብልክንን ንስኺ ሕጂ ብዕድሜኽን ብዛዕባ ስድራቤትኪ ዝገብሩልኪ ጸቅጥን ዘለዎ ጽቡቅ ስራሕን ኢኺ ነጊርክና እንበር አብ ልዕሊኡ ዘለኪ ፍቅርን ጽባቅኡን አብ ፍቅሪ ዘለዎ ነገርን አይገለጽክን ስለዝስ እዚ ወዲ ክድነቅ ዝግበኦ እዩ፣
    ትፈትውዬ እንተኾንኪ ናይ በሐቂ ሐዳር እንተደሊኽን ፈሪምኪ ረተውዬ ከምተን ገንዘብካ ወዲአን ግዜኻ አጥፊአን ዝኸዳ እንተኾንኪ ከአ ካልእ ወዲ ገርሂ ልባ ድለይ
    ወደሐንኪ፣

  • @mebrhitbeyene
    @mebrhitbeyene Місяць тому +1

    Selam zhaftey ajoki kemzi kbleka aytxbeyon eka gna xly abilki etewya ajoki men yfelt tefakirkum tnebru namlak entay ysaeno kab aziki tchneki wesni ele ymekreki

  • @Alem-zk2wb
    @Alem-zk2wb Місяць тому

    It's right! Even in Eritrea it the same! Things that both you got after marriage is both of you! It's a law!

  • @leibevater7928
    @leibevater7928 Місяць тому +3

    Aye hadr lomi hasiru edu kedmnt genzb do nbert. Amlk tresu 😢

  • @ruthgedle4909
    @ruthgedle4909 Місяць тому +3

    Haqu eyu tfetwyo tekonki ferimki teqebelyo zneberen zelon eyu

  • @akberethabtit8684
    @akberethabtit8684 Місяць тому +4

    Ajoke zehaftay faremeluo kolea mesi maxea kulo kidemesase eu

  • @asterabrham5592
    @asterabrham5592 Місяць тому

    Selam haftey natey kidmi mera zetrekumo nenatkum yu tefermkulu xegem zelwo aykonen nubur yu dhri mera zetrkumo gen nay kltikum yu .walas dhri mera tetriwo wala yu kemu kikxel aytredeatnin?

  • @michealghetachew
    @michealghetachew Місяць тому

    ክብርቲ ሓፍትና ኢለን ቲ ዝሓተተኪ ፊርማ ብኹፉእ ኣይትረድእዮ ሓዳር ዘይኮነ ንጥቅሚ ኢለን ኣትየን ሂወት ከበላሽዋ ዝርኣዮ ዘፍርሕ ሂወት ክህሉ ስለ ዝኽእልን ብዙሕ ውን ስለ ዘሎን ብሕማቅ እንተዘይ ተረድኣኪ ጽቡቅ ይመስለኒ ምኽንያቱ ኣብ ሞንጎኹም ኣሙቅ ፍቅሪ ከምዘሎ ካብ እላልኪ ተረዲኡኒ

  • @nebyatyemane3678
    @nebyatyemane3678 Місяць тому

    Kbrti haftey admeki tetakemulu wledi temerawi kulu nay egzabihr eu mzi zelo gzi eu ferihu zkewun ajoki nski beka fermulu tray admen tanann enber zeleki natki akuli hiji zedliki wulad hader eu sdraki ka ykesunu haftey natey

  • @yohannesyonas8909
    @yohannesyonas8909 Місяць тому

    Ferimelu , ane ente zekewen keman kemu megeberiku zemexe zel zeyelefelet

  • @YonatanAbraha-z1v
    @YonatanAbraha-z1v Місяць тому +1

    Dear sister, I’m wondering why you’re against a prenuptial agreement. Even in our culture, we have a form of a prenup through the traditional process involving shimagel during the wedding ceremony.

  • @munir5489
    @munir5489 Місяць тому

    ነው በሊዮ !

  • @sarilove7988
    @sarilove7988 Місяць тому

    Abzi higi gize kisab elamien zibeshiea sle zimasaselea aytihazilu.aytikseriyio

  • @Fevenhaile3212
    @Fevenhaile3212 Місяць тому +2

    😂alena do yelenan zenfeltsi bzaeba nbret fermi kbleki nebski keman thbyo aleki beabius nbret ssue eyu ezi hade konka klte aykwenn eyu, seb entay kbleni aytbeli seb hanti aygebreknyu, kalie dleyi krebyom wxi zenanitki telaleyi normal eyu abzi gze ezi ajoki edme number eyu wlad ka amlakh eyu zhbeka

  • @FthawitSele
    @FthawitSele Місяць тому +3

    Selam selam zahaftey kemey aleki Selam kthilwi bael mulua tesfa eye abza zibelkaya hasab kbeki mejemeriya hadar kubur eyu ketsele rkubukum bamlak terakibkum telalikum kea abzi btsihkum slezi kes etay malet eyu ke Fermley mbal ab hiwetey semiae ayfeltin eye baebiau keman hiwetkum eda tewahbkums key geremeni ayterefen nab hadar ktatu ko nutsu lbin fkrin eyu zietiweka kabu zehalefe zeleka tetsabatsbka aykonen 35-36 gere elki bhiwetki key ttsaweti kab hji kemzi sehasebe ketsalinet yebulun bgezae aidu wusay metaw eyu ezi musuau zelo hiwet hadar koluau ete hibiwo gdefiyo musuau ynber nski gn abta zelekiya tsnie naki zbulo amlak kerakbeki eyu ajoki key tjajwi wedahnki ❤❤❤❤❤❤

  • @nahomisaiascool2604
    @nahomisaiascool2604 Місяць тому +5

    Elu shukor amlak neaki zbolo hizlki alo hafti nbret brasi eyu emnet gna nebarit eya kem zteredeni zameneki aymeslenn
    Aybelo enber ezi seb ms weledki kabza alem tefaniyu nbelo eti nbretn haftn nabey eyu keblo sebtka malet akalka deqka wuladka mukanu eyu zrdani gna natey aradada giga keyhlu I sry

  • @fekaduestifanos2293
    @fekaduestifanos2293 Місяць тому +1

    Feremelo ajoki

  • @hadnetlovely2664
    @hadnetlovely2664 Місяць тому

    🙏🥰🥰🥰

  • @WediMengstab-l7f
    @WediMengstab-l7f Місяць тому

    ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @NatuYkalo
    @NatuYkalo 12 днів тому

    Keytfrmi❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ጓልዓጋመእየ
    @ጓልዓጋመእየ Місяць тому +1

    ይፍትነኪ ከይህሉ

  • @yiki7528
    @yiki7528 Місяць тому +1

    Ferimki temerawi

  • @yordanosmekonen7747
    @yordanosmekonen7747 Місяць тому

    He is wright a lot people do that.if it your intention love that shouldn’t bother you.

  • @letebrhangobezy136
    @letebrhangobezy136 Місяць тому

    I would say《 sign》

  • @selamkessete9505
    @selamkessete9505 Місяць тому

    😢😢

  • @YonasTekleab-f9k
    @YonasTekleab-f9k Місяць тому +1

    Likie alo aytegageyen hji abzi iwan kemiu u zihashe kulom keman kemiu inte zigebru

  • @هانيمحمد-ط7ف8س
    @هانيمحمد-ط7ف8س Місяць тому

    አተመር ናተክ ኣሙላ ዝወድኢ እዩ

  • @HaftomGerezihar-l2x
    @HaftomGerezihar-l2x Місяць тому

    ንባዕለይ ምክሪ የድልየኒ ኣሎ ሎምስ ግን ፈሪምኪ ተትምርዐውዮ ይብል ንብረት ዋጋ የብሉን ፍቅሪ ይዓቢ

  • @daniberhane8140
    @daniberhane8140 Місяць тому +1

    ኖ ከይትፍርሚ ..

  • @leibevater7928
    @leibevater7928 Місяць тому +1

    Kdmi hadr ztryo natu u. Msa kelo ztryo gn bhade yom😢😢😢

  • @Moses-Entertemet
    @Moses-Entertemet Місяць тому

    Haku you tefkryo ente konki fermlu mnalbat ente zeytefatihkum eko natki u kulu nbretu gn msu ksab zeleki

  • @fhyytt7050
    @fhyytt7050 Місяць тому

    ዘይትፍርሙሉ እሞ ታይ ፀገም ኣለዎ

  • @KedjaAbdela-o8s
    @KedjaAbdela-o8s Місяць тому

    Kmy mesleki haftey bkulu negeru mish axniekiyon merixkiyon ok beliyo qedamay ti edme dhar kae trieyonbtsemeyon feyelokin zi gizae kndey genzebomun giziomi. Hibom endiyom dxawetalom delowa gdi mexebeqiki sledkone ok beliyo tray bkulu negerkum ktewetu ekum menfelit lieliu atawi yhliweki ykewin rebikin wishitikin aminki ok beliyo dhar kae qedamit weledina mish nbirki hibeka gele dabelku ywehahabu neyrom de qom ajoki habibti ❤️. Kehogiseki eu lieli Kulu Dima tweldi ewiy Hadar ktmisriti ymneyelki

  • @hasansaid2059
    @hasansaid2059 Місяць тому

    መኽሪ ተወዲእና እኮ

  • @Guemesh
    @Guemesh Місяць тому

    fermulu haftey amlak knenaki krielki eu

  • @mehariokbagebriel3955
    @mehariokbagebriel3955 Місяць тому +1

    Deqi Tebatyo be deqi anstyo hagrna azyom sele zemareru
    Emnet zibehal abzbela alem ena ninber zelna selzi kab tilmet keyegatmo zitbgse ferhi eyu zikwen deqi tebatyo wen aytlmun maltey aykonkun gen zeyada deqi anstyo Eritrea abzi sedet nezi ab sedet zirkbeo mesel gual anstyti bemtikam ne deqi tebatyo ab himak sele zewdika zelwa kebid eyu lomi Emun seb kirkeb

  • @TrhasTsgehansTrhasTsgehane
    @TrhasTsgehansTrhasTsgehane 3 дні тому

    Telmet bezihu eu zelo haku eu kulu nebrtu kedmiki zeteryo eu fermulu

  • @AaaaBbb-f5b
    @AaaaBbb-f5b Місяць тому

    ፈርምሉ😢❤❤

  • @almazaskale7593
    @almazaskale7593 Місяць тому

    Ufffff gele sema 💔

  • @BiemnetBB
    @BiemnetBB Місяць тому

    Selamat Elen Ane kem natey hasab eti agedasi wiladin hadarin eu..mejemeria kab tifetwon etefkiro hadar gerka wilad kitwelid abi xega nay Amlak eu..silezi kulu eti nay genzebin nibretin awegidki guday nabrakin hadarkin giberi shiu kes elu ab giuzo hiwet kulu kimarare yikeal eu zbil hasab aleni.

  • @ruftalibey9343
    @ruftalibey9343 Місяць тому

    ስቅ ኢሊኪ ፈርሚ ምስ ኢዲመኪ ኢባ ረአዬ ኢንታይ ተአማሚኑ ደአ ትወልዲ አይትወልድ ተጠራጢሩ ኢዩ ኢዚአ ከአ ሓቂ ኢያ 🙏🙏🙏

    • @SaraSara-zu2vl
      @SaraSara-zu2vl Місяць тому

      @@ruftalibey9343 ዋይ ዉላድኮ ናይ ፈጣሪ እዩ ኣይግበሮ ተዘይኸሊዳከ ክፈትሓ ድዩ ማለትካ ትርገም ሓዳር ፍቅሪፐዳኣ ከመይ ድዩ ምስ ኩሉ ፀገማትካ ተካኣኢልካ ምንባርዶ የኮነን እዩ

    • @ruftalibey9343
      @ruftalibey9343 Місяць тому

      አምላክ ደአ ካብ ኢታ በሬድ ዝመፃኢትኪ ክትወልዲ ፈቲርኪ ክደይ ጊዜ ሓሊፍኪ አሎ ገንዘብን ንዋትን ሓላፋይ ኢዩ ግዜ አይምለስ ኢዩ 🙏🙏

  • @RhwaNegasi-he9lj
    @RhwaNegasi-he9lj Місяць тому +2

    Anes glixunetu fetiyeyo haqu eu lomi Ewan khdan gize eu sle zferehe eu aqedimu zetreyo kea eu natu tekonki abey keykedeki natki eu ko temelesyo

  • @FevenTekle-j4k
    @FevenTekle-j4k 29 днів тому

    Dmxka ktiem ❤

  • @MussieWeldemichael-el5ry
    @MussieWeldemichael-el5ry Місяць тому +1

    Entay xegem alewo fermlu. Kdmi mera znebere nbret natu eyu. Dhri mera ztereye nbret gn nay kltekum eyu. Dhar ka eti nbretey zblo zelo ko ndeqkum eyu zechenq yeblkn fermi

  • @peacetoallofus7428
    @peacetoallofus7428 Місяць тому +1

    Ktferemlu tkli iki xegem aykonen gn eti lbki kemgele da kone iki meseu ktkxli hansab lbki tesiru eyu. Kemzi ilka eteatwo hadar kea weilu hadiru fah mbalu ayterfonyu. Hadar malet emnet maletyu. Emnetki tedea abzi seb agudilki kea teuy hadar ktgebri aytkln iki. Slezi beageu kelo nay genzebn keytefethann ms zbl seb tekuarexkyo yhesheki. Ezi guday emnet eyu. Kalee neaki zbelo amlak kemti natki atehasaseba zhasb aytesenn iki Yoel kea kem natu hasabat etehasb gual efterelu.

  • @EmbabaHagose
    @EmbabaHagose Місяць тому

    Ze haftey sup elke feremelu

  • @tsegaysbahtu8259
    @tsegaysbahtu8259 Місяць тому +1

    Selam haftey fermilu enti koni egzabhir hdrikum briku kesib mwdita hwtikum txnhiu tkoniu komeu enit zykoyniu ki niske welid yhbike embri nike enit zemklike zey ndiku kewrsom eu bizkon tfkryon tedliyon enit konike frmilu ❤

  • @selamyemane-gr1pi
    @selamyemane-gr1pi Місяць тому

    Anes Elen haftey entay ymekreki bkulu negeru kinu seb aytsinin eki Ajoki ente yueli gin msti hafti ymero gidefoyo

  • @Samrawithaile-i1v
    @Samrawithaile-i1v Місяць тому

    Fermlu zhaftey nski ab nebski xray teamameni alem wlad eu mekseba dehar kea eti zelewo kulu kab nwldu halifu nmen keykewn

  • @mehretnigusse4235
    @mehretnigusse4235 Місяць тому

    Trefki

  • @sina-1701
    @sina-1701 Місяць тому

    Fermlu zhaftey gn nay kdmi mera tray

  • @MussieAsfaha-l6j
    @MussieAsfaha-l6j 25 днів тому

    Oh shit damn, do not sign anything just let it go, don’t worry about it. It’s up to God, not up to him.

  • @saba5749
    @saba5749 Місяць тому

    Marj frmlu nato diy nbret agki🎉🎉🎉🎉

  • @Samuel-x1k
    @Samuel-x1k Місяць тому

    No no no he never loves if I were you I don't want to see him again

  • @fathiyaidris9311
    @fathiyaidris9311 Місяць тому

    OK haftiya hatiy niski ngnzbi zykonki afkirkiyo zlika xgam yilan farmilo normal bzuh aytgrami

  • @davedavo9983
    @davedavo9983 Місяць тому

    Fermi :: wesani u ziewet

  • @asterhabtemariam4176
    @asterhabtemariam4176 Місяць тому

    Fermkie gezekie tetekemelu 😮

  • @BereketAbraha-bc3kt
    @BereketAbraha-bc3kt Місяць тому

    😂 nay temerawuni bezey ferma km kmraweki eye xegem yeblun kemdes zbeleki tray nski fermeley aytbelni 😂

  • @mehariokbagebriel3955
    @mehariokbagebriel3955 Місяць тому +1

    Nab fetari xelot bete kristian temlalsi eza haftey ab fetari mewkal xubuk eyu Egzeabiher kea kuku chnqetki kewgdlki eyu

  • @LuwamBerhe-md1hz
    @LuwamBerhe-md1hz Місяць тому

    Fermlu mo mnalbat hadar gerkum ms weledkum hasabu kkyr ykl nay xbah Amlak yfelt

  • @ግዜኣለዎንኩሉ
    @ግዜኣለዎንኩሉ Місяць тому

    wulad hiya fetari eu fiqiri ka wuhibto fetari eu so bfrqi libu eu qeribki zelo so be strong listen to your maind don't think about people aytichenqi egizabiherki emeni natiki zibelo nab zikodo yeblun

  • @Nashnet-h1f
    @Nashnet-h1f Місяць тому

    Say yes or ok

  • @SimonSemere-q5z
    @SimonSemere-q5z Місяць тому

    Way klte mot new blyo