Seb regum haxer eznu seb zeymote men yemwaet deya ela wokerae 😊 Who cares about perfection. The sun is bright but it’s hot and it’s not light in the night.The moon is beautiful it’s not light in the day so they both help each other to give us brightness ❤ Don’t live to people bro live your self.
ናይ ብሓቂ ፍቅሪ ኣሎ ማለት እዩ❤❤❤
ወይለከ እዚ ወዲ ተመሪቁ እዩ ማይ ትመስል ጋል ረኺቡ❤❤
😂😂😂😂😂😂😂
እህ😂😂😂
Xaeda txnahka mrqa serihatlu
ንሕና ደቂ ኣነስትዯ ንጹህ ልቢ እምበር ፅቡቕ ገፅ ኣይንመርፅይ😍
ዱፋናት ልቢ እባ ንስኽን ድኣ ደናቁር ምስ መን ትዋሰባ ዘይትፈልጣ ከም እንስሳ ምስ ዝረኽብክንኦ ትዋሰባ
ይድፈንካ ሕሱር
Sk beli lokmax
ንሳ ግን ብጣዕሚ እያ ጽብቅቲ❤❤
ኮንፊደንሱ ደስ ክብለካ❤
ይመሓርካ እዩ ዘብል እንበር ፍቅሪ ሎሚኳ ክንደየናይ ዋ ይስመረልካ
ደጋዊ መልክዕ ኣገዳሲ ኣይኮነን ዋና ነገር ውሽጣዊ መልክዕ እዩ ዘገድስ
ርእሰተኣማንነቱ ደስ ይብል
Ezegabher 🙏❤️👌 edmen tenan yhabekum lebu rayu
ፃዕዳ ልቢ ኣንተ ሃሊዩዎ ፃዕዳ ገፅ ሓፂባ ኣትስትዮን ስለዚ ፈጣሪ ዝሃበና ውህውቶ እዩ ንሓደ ሰብ ብመልኩዑ ምፅራፍ ማለት ንፈጣሪና ምፅራፍ ማለት እዩ ዝኒሀ ፍቅርኩም የብዘሐልኩም
ብሓቂ❤ልቦና❤ይሃበና❤😢
ፍቅሮም ደስ ክብለካ❤
ብጣዕሚ ተዋሳእቲ እዮም ድርሰት ሓያላት
ዕድመን❤ጥዕናን❤ይሃብኩም❤ፅቡቃተይ❤ፍናነይ😂😢
ደስ ክቡሉካ ማዓት ዓርሰ እምነቱ ደስ ክብል ደጋዊ ፅባቀ ረጋፊ እዩ ዋናው ውሽጣዊ ፅባቀ እዩ ኣገዳሲ ንሰብ ዳውን ምግባር ኣይትፍተው ሕቡሸይ ፋኒየይ ፍሽክ ኣቢልካኒ ኣይትሳኣን
ፅሩያት ፍቅሩኩም ይብዛሕ
ፃዕዳ ልቢ ተልይዎ ፃዕዳ ገፅ ታይ ክገብረላ ከይኑ እዩ ፍቅርኩም ይብዛሕ
መልክዕ ኣብ ዉሽጢ እንበር ኣብ ደገ ኣይኮነን ደስ ክብለካ ግልፅነቶም❤❤
ማዓልታዊ እቶ ፋነይ😍😍😍
ጽቡቅአምላክምሰኩምይኩን
ምርቃ ወለዱ ኣለዎ እንበር ❤❤
ጸልምቲ ተፈቀርቲ ኢና ደስ ምባሉ ከኣ 😍
Btaemi zhguse.negerat kab enhasebom wexe. Eyu Kwunnetom
ናይ ብሓቂ ፍቅሪ ኣሎ ማለት እዩ👍👍👍👍
ማሽኣላህ ፍቅርኩም የብዝሓዮ ሰብ ዱኩም ዳኣ ሓሳድ ኢንድዩ ጸሊም ልቢ ኣይሃብካ ኢምበር ጸሊም መልክዕ ታይ ገባሪ ዩ ዶናቁር
ደስ ዝብሉ ፍቁራት እዮም❤❤❤❤
ውይውይ በስምኣም ብቱ ንበልዐሉ ስዒሙዋ ኢለን ሰበይቲ ካምዙይ ምስ ርአያ🥱😀
ደቀይ ናዓይ ክመስሉ ኣለዎም ድዩ ኢሉ😂😂😂
ደስ ክብሉኻ❤❤❤
ንፉዕ ቱርጅማን ፋነይ😍😍
ቱርጉም 👍👍👍👍
ፃዕዳ ልቢ ብፀሊም ቆርቦት ደሚቁ ከም ፂሓይ እዩ ዘዳጉሕ😋
ሎተሪ ከምዝበጸሖ ክሓስብ ኣለዎ ሽኮሪና ጋል ረኺቡ
Bravo fani bi araya slase ztefetre kulu xbuk au
እዉይ እዛ ጋል ግን ጽብቅቲ እያ ዕድለኛ እዩ❤
Asey mukrat ❤❤❤
ጓል ኣንእሰተይቲ ንፁህ ልቢ እያ ትፍቱ ካብ መልከዐኛን ሃፍታምን 🤗
ኣቤት ሓሶት በስመ ሥላሴ ግደፊኢ ኢኪ 😮😮
መልኽዐኛ ኣበረኛ ኢሎሞ
Tekkl
@embebaaraya6361 ብከመይ ዳኣ ትክክል ኢልኪ ?
Ata uyyyyyyy
Nay dhan dika tewi zeleka, kkkkkkkkk 😂😂😂
ኩሉ ሓበሻ እኮ ብዓይኒ ፈረንጂ ፀሊም እዩ። እቲ ጉዳይ ናይ ፅልሚ ምቅያሕ ኣይኾነን።
Kulu beraeya slase ztefeter seb kemue I bahaln eu dahar kae tfetwo nxuh ente koynla ezi gda wedi ada ❤
ኣረ ይገራማል ቆንጆ
Wellcome ❤❤🎉🎉🎉fnaney marey
Atum sebat be araya slase ztefetre seb kfu aybhalen yo enqua hagoseka hawey natey❤❤❤🎉🎉
ደቀይ ናተይ ክወስዱ ኣለዎም ይብል ኣሎ ዋይ ርእሰ ተኣማንነት😮😂
እዉይ ስዒምዋ😂😂😂
ምፍታው እዩ🥰ዝደለ እምበር ፀቢቁ እንታይ ክገብር ኔሩ እዩ
እዉይ ስዒምዋ ኣብ ኣፋ 😂
Des yeblka eti wadi shekor❤
😂😂😂😂😂😂
😂😂😂😂😂😜
ማክያቶ ዝበሃል ቆልዓ ወሊዶም ባሊጋ ንምኻን የብቅዕኻ
ደበሊኖ ኣብዚ ንኽበጽሑ ዝደኸምካዮ ኣባገሪማ ይተካኣልካ🤗
Fani yaho
❤❤❤👍🏽
መን እዩ ንፀለምቲ ፍቕሪ ዝኸልከለ ኸ ብስሩ🥰
Wawwwww amlak ab welad yebxihkum
ቀመም ኢኻ ፋነይ 😂😂❤❤❤
መትኩ😂😂😂
Zeyterekbo yeblka finan hawey
Seb regum haxer eznu seb zeymote men yemwaet deya ela wokerae 😊
Who cares about perfection. The sun is bright but it’s hot and it’s not light in the night.The moon is beautiful it’s not light in the day so they both help each other to give us brightness ❤
Don’t live to people bro live your self.
ዋይ ዓይና ኣይትርኣላይ ግዲ ውይ በስማኣም 😮🙄😂😂😂😂😂
ደቆምሲ ንዓኣ ድኣ ይምሰሉ
Ksab hji nisa tixbq kabeu koynu ysmeaki alo Helu reasi hamham 😂
❤❤❤❤❤
መስተፋቅር ጌርላ ይኸዉን እዩ
Wow❤❤❤❤
ፍቅሪ ዕዉር ማርያምን 😢ከደንግፀካ😔🥰😁
ፍቅሪ ስዒሩ😊
እንታይ ይርእሎ ዓይነይ😮😮😮😮
በጃኻ ኩሉግዜ ላይፍ እቶ ፋነይ 😂😂😂
Pls kulgze live ato fani ashikani😂😂😂
ፋኒ ኣነስ ዘረባኻ እዩ ዘስሕቀኒ😂😂😂
He is honest
ስዒሙዋያ😂😂😂😂😂
ሓቀኛ ፍቅሪ ኣሎ🎉🎉🎉🎉🎉
Entay tsegem alewe du please seb aynaq nu yehwat
Ezi wedi gn kale gal ya ነራ ewaygudam
ውይውይ በስምኣም😂😂😂
Love 😢
ኣብ ክሳዱ ዘሎ እንታዪ ድዩ😂😂😂😂
ማይክ እዩ
ፍኔ ቀቲልካኒ ሎሚ😂😂😂
ኣቱሙ ገፅኩሙ ፃዳ ልብኩሙ ፀሊም እዩኾ ሰለዚ እዚለ ገፁ ፀሊሙ ልቡ ፃዕዳ ምካኑ ኣመስኪሩ ኣሎ መልክዕ ሓፂብካ ኣይስተይ
ባሓቂ✅✅
ብሓቂ
ኣታ ሲኢሚዋ
ፍቅሪ ጥዑም እዩ ቀጽልዎ ከይትፋትሑ
ሑቡሸይ እንዳ ፈለጥኩም ንምንታይ ናይ ዝወዲ ቁሩብ ምቅባላ ኣቢኩም ዳሓን ወሓጥዎ ።ንክገርመኩም ኣብዙርያኩም ዘለዋ ኣዋልድ ዘለው ኣወዳት ሰብ ሓዳር 😂 ንክገርመኩም እትዉዱእ ወዲ ክፋእቲ ጋል ትወስዶ ናታ ውድእቲ ጋል ከምዚ ሕጂ ትሪኡዎ ዘለኩም ይወስዳ። ክንደይ ኣላ ቁሩብ ቅይሕ ስለ ዝበለት ማራ ውዱኣት ዝመስሎም ናይ ዝወዲ ግን ቁሩብ ህብሪ በዚሑዎ በር ❤ ኣብ ጸልማት ግን ኣሸጋሪ ኢዩ ድምጹ ጥራይ ኢካ ክትሰምዕ ትክእል gost በልዎ 😂
ፋኒ ምቁር😘😘😘
ሓቃ እያ እዚ ወዲ ዚ ኮላይ ናይ ምቺ መድሓኒት ዩ
🤔🤔🤔 ልቡ ክንደይ ዝኣኽል ከይትፅዕዱ ዋ
ሕበጥ ጁባ ዝበሃል ሕማም ይህልዎ መድሓኒት ኣዋልድ✍️✍️✍️✍️
የሕዋተይ ክፉእ ሰብ የለን ኣምላክ ዝፈጠረና እዪ ክፉእ ሰብ ማለት ልቡን ግብሩን ጥራሕ እዩ ስለዚ ኣይንፍረድ ከይንፍረድ
ብሓቂ❤❤❤
Fani shikor yak😂😂😂😂
❤❤❤❤❤❤❤fani fani
ፍቅሪ ልቢ እምበር መልክዕ ኣይርእን 🙂
ብዝኾነ ህዝበይ ኩላ ፀላም ምዃና ረሲዓቶ ኢያ ይመስለኒ🤣
😢😢😢😢😢
ገለስ ጌርላ ኣሎ እንበር እዚኣስ ከባድ እያ😏
ናትካ ዘረባ ኢልካኒ😂😂😂
ፋኒ ሽኮር😂😂😂😂
👍🎉🎉
ኣየየየ ፋኒ ኣማርኛ ትኣብየካ ኣላ ቆርብና እና ክንምርዖ ተስማዕምዕና ሕዝ ግን እንታይ ኮይን ካ ኣብ ካሜራ ካልእ ትብል ኣላ እምበር መሓል ኣይበሎቶን
ሰላም ፋኒ ሓወይ ሰላመይ ይብዘሃለይ በጃካ እዛ ጽሕፈት ኣንቢብካ መልሰለይ ፋኒ ሓወይ ክረክበካ ደልየ ሓፍትካ ካብ ሊብያ🙏🙏🙏
ኒፁ ፊቂር 😂
😅😅😅 ዋ ጉድ
ፃዕዳ ገንዘብ እንተሃልዮ ደቂ ኣንስትዮ ንምንታይ ጋውና ዘይኾን
ጉዳይ ኦርጅናል ከ ኣበይ በጽሐ😅
Ahh Wy hafetey