ብጥንስተይ ስለዝሰርሕ ዝነበርኩ ናብ ሰብኣይ ኢኺ ተኸዲ ነይርኪ😢ውላደይ ኣይኮነን ኢሉኒ ምርመራ ክገብር ሓግዙኒ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 3 гру 2024

КОМЕНТАРІ • 81

  • @abihabeshawittube8066
    @abihabeshawittube8066  2 дні тому +9

    ቆልዓ ወሊደ ክሪአኒ ዝመፀ ዓርኩ ንዓኻ ዘይመስል ምስ በሎ።ብጥንስትኺ ናብ ስራሕ ዘይኮነ ናብ ሰብኣይ ኢኺ ተኸዲ ነይርኪ ውላደይ ኣይኮነን ኢሉ የሳቕየኒ ኣሎ😢 ኣብ ስዑዲ ዘለኹም ኣማሩዋ😢

  • @ChchdGsfs
    @ChchdGsfs 2 дні тому +20

    ክብርቲ ሓፍተይ ሓደ መዓልቲ ከሕፍሮ እዩ ንስኺ ብሓቅነትኪ ተኣማመኒ።ግን ደጊምኪ ከይትወልድሉ እዙይ ሰብኣይ ኣይኮነን ምርመራ ግን ዝከኣል ኣይመስለንን ወረቐት ዘይብልካ እንድዒ ኣብ ናይ ግሊ እምበር ።ኣብ ስዑዲ ኣይትውለዳ ልብኽን መቑሰሊ እምበር ምንም ትርጉም ኣይብሉን። ኣይሕግዙኻ ኣየኽብሩኻ ሂወትካ እዩ ዝበላሾ ኣብ ስዑዲ ምስ ሰብኣይ ኣይትራኸባ ሂወትክን ከይበላሾ ተደሊኽን በይንኻ እዩ ጥዑም ❤ኣብየይ ቀፅልሉ ዝያዳይ❤

  • @Sarh-y5u
    @Sarh-y5u 22 години тому

    ሓፍተይ ማዓረይ አይዘኪ ሓቅነትኪ ሒዝኪ ስቅ በሊ እንተካልአይ ግን ከይትሓስቦ በልዮ ሕሱር ልኮነ ወዲ 😢😢

  • @AaAs-ns7sx
    @AaAs-ns7sx День тому

    ማዓረይ መጀመርታ ዝወለድኪዮ ዘይኣመነ መበል ካልኣይ ወልዲኩሉ ክኣምነን እልኪ ከይትኣምን ዝሓፍተይ 👌። ክትገብሪዮ ዘለኪ ዉላድኪ ዓድኪ ሰድዲኪ ጎቢዚኪ ስሪሕ ተደግሙኩሉ ግን ሂወቲኪ ከምዝባላሾ እመን ዝሓፍተይ😥🙏

  • @Abi-bj8qv
    @Abi-bj8qv 2 дні тому +5

    ብሱም ፈጣሪ ከይትደግምሉ ዛሓፍተይ

  • @mlilYouTube
    @mlilYouTube День тому +1

    ክብርቲ ሓፍተይ ኣጀኪ ሓቅነትኪ ሒዝኪ ካብኡ ሪሕቅኪ ውላድኪ ሒዝኪ ናብ ካሊእ እጃዛ ቃየሪ ስራሕ እና ረክብኪ ውን ሰራሕኪ ጀግና ምኮንኪ ኣርእዮ እምብር ንዓኪ ከውሽውሽ እዩ ውላዱ ጠፊእወ ኣይኮነንን እምንን ድሕሪ ግዜ ሓቅነትኪ ክረአ ዩ እዚ ግን ዝዘሮኦ ምስ ዓፀዶ እዩ ክርዱኦ ሕጂ ግን ከይትጠንሲ የ ዝብለኪ ቆልዑ ኣሸኪሞ ሓላፍነት ንበይንኪ ከይሸክመኪ ንቶም ዝመፁ ደቅኪስ ኣቦ ምረፅሎም ባ ክብረተይ ኣጀኪ ኣቢየይ ውን ቀፅልሉ ሓሳብኪ ፅብቅ ኣለኪ

    • @Awet355
      @Awet355 День тому

      ደምርኒ❤

  • @JrddHgfc
    @JrddHgfc День тому

    ሓፍተይ ክላእይሲ ይተረፈኪ ከይተወሉዱሉ ጓልነይ ማዓረይ😢😢😢😢

  • @ajibajib7989
    @ajibajib7989 День тому

    ኣብየ ቀፅልሉ❤❤❤

  • @سميرةالفيفي-خ4ح
    @سميرةالفيفي-خ4ح 2 дні тому +3

    ሓፍተይ ክላእይሲ ይተረፈኪ ከይተወሉዱሉ ሓሪረኪ ክይተመቲ ባዓልኪ (አረ በጀክን አብ ሰዒዲ አሸ አይተባላ በጀክን አሕዋትይ😢

  • @GVv-so2yp
    @GVv-so2yp 2 дні тому +5

    እፍፍፍ ኣወዳትእምነት ዘይብሎም ወላድኪ ሓውሊ ካብኡ ሰራሕኪ ሰርሒ ጉዳይካ በልዮ

  • @GasBu-oj7k
    @GasBu-oj7k 2 дні тому +1

    ኣጆኪ ዝሓፍተይ ከይትወልድሉ ክብሪ ዘይብሉ ወዲ እዩ እንድሕር ዘይኣመነ ግን ኣብ ዓድኪ ከይድኩም ዲኤንአ ግበሩ ኣብዚ ኣይከኣልን

  • @HvVc-j4x
    @HvVc-j4x День тому

    ኣጀኪ ፈጣሪ ኣለካ

  • @ajibajib7989
    @ajibajib7989 День тому

    ካልኣይ ከይትጠንሲ ዓድኪ ምስከድኪ ተመርመሪ ኣይፈልጥን ኣብሱዑድስ

  • @sarayan525
    @sarayan525 2 дні тому +4

    አብ ቃልኪ ፅንዒ ዳሕራይ ክሓፍር እዩ እቲ ካልአይ ክአ ከይትጠንሲ ከይትደግሚ እዚ ክብረት ዘይብሉ 😢

  • @ተመስገንፈጣሪ-ኈ4ኘ
    @ተመስገንፈጣሪ-ኈ4ኘ 2 дні тому +6

    ኣሕዋተይ ስምዑ እባ ንምንታይ እዩ ኣወዳት እሕዋትና ሑሉፍ ሂወትና ምስ ነገርናኩም መጀመርታ እሺ ፀገም የለን ኢሉኩም ትቅበልዎ ዳሓር ግን ኑሱ ናዘከርኩም ከዓ ተሳቅዩና ስ ንምንታይ እዩ ዋይስ እቲ ሑሉፍ ከይተዘረብና ስቅ ክንብል ኣለና እዩ ቡዛሓት ለባማት ኣሓትና ሰለዘለኩም ስ ገለ እባ በሉና እቲ ምስጢር ካባኩም ቡዙሕ ሰለንማሃር 🙏❤

  • @nነኝ
    @nነኝ День тому

    አጆኺ ማዓርይ አይትጨነቅ ፅሎት ግበሪ እግዚአብሔር ታሪኺ ቃያር እዩ ኩሉ ሸግርኺ ንእግዚአብሔር ንገርዮ ዝያዳይ ካብእ ራሓቅ መጀመራያ ፍቅር ርሕቅ ይኹን ቀረባ እምነት እዩ ወሳን አብ ልዕልኺ እምነትን ክብርን ዘይብሉ ሰብ ዕድመኺ ምልእ እዩ ናበፅበፀኪ ክነብሪ እዩ😢😢❤ ቆልዓኺ ናብ ዓድ ልእኺ ጠንክረኺ ወሰን አጆክ❤❤

  • @genet3442
    @genet3442 2 дні тому +5

    ካልኣይ ከይትጠንሲ ሓደራ ሓሻዊ😢😢 ኣጀኪ

    • @Awet355
      @Awet355 День тому

      ደምርኒ

  • @EgziabhierFkrNwu
    @EgziabhierFkrNwu 2 дні тому +3

    አነ ኣብ ሂወተይ ዝገርመኒ ነገርሲ ናይ ኣወዳት ሽግር ዘሎዎ ሲ ዋላ መልሲ ዘረኸብኩሉ ዘሎኩ ግን ምስ ጠነስና ንምታይ እዮም ዝቀየሩና እንበር

    • @nነኝ
      @nነኝ День тому

      ሓቀኛ ፍቅር ሰለ ዘይብሎም እዩኮ ሓቀኛ ፍቅር ካብ ድፅንሖምማ ትጠንሰላ ደሰዩ ኩብሎም ነዉሩዋ ግን ናለምማ ይፍለዩ እየም😢😢❤❤❤

  • @taezazwoldu5302
    @taezazwoldu5302 18 годин тому

    ካብ ስዑዲ አብ ቱርኪ ምስራሕ ይሐይሽ። ስዑዲ ሐደገኛ እዩ። ሕግታቱ።

  • @ኣፅቢ
    @ኣፅቢ День тому +1

    ዉይ ዉይ በቃ ድና ብሕሱም ፊርሒ ከይወለድና ኪንቃሪ ግን ንምንታይ ኣቱም ኣወዳት 😢😢😢😢

  • @ليلى-ص9و
    @ليلى-ص9و 2 дні тому +3

    2ይ ቆልዓ ከይት ወልድሉ ዝገደደ ላብ ፀገም ከውድቀኪ እዩ

  • @RififiJcjfjdej
    @RififiJcjfjdej День тому

    11:03 ❤❤❤❤❤

  • @aataat1524
    @aataat1524 2 дні тому +1

    ኣጀኪ ብአምነትኪ ብቻ ፅንዒ ፅባሕ ክሓፍርዩ ዙመናጢ👏

  • @genet3442
    @genet3442 2 дні тому

    ኣቢተይ መቀረት❤❤❤❤😢ኣጀኪ ማዓረይ

  • @LagstLl
    @LagstLl 2 дні тому +4

    አረ ዎልፊ ሒዝኒ ምሳኪ ኣቢተይ😂

  • @Abi-bj8qv
    @Abi-bj8qv 2 дні тому

    ኣምላክ ኣቦይ ዘይስማዕ ዘየለ😢😢 ጋል ትረክቦ ቡዝሕ

  • @mmaa4178
    @mmaa4178 День тому

    😢😢😢😢

  • @ajibajib7989
    @ajibajib7989 День тому

    ኩብራተይ ደምራኒ ክምልስየ❤

  • @زمزمّ-و5س
    @زمزمّ-و5س День тому

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢😢

  • @MiliTube29
    @MiliTube29 2 дні тому +3

    ተጋሩዋኒ ንደማምር ኣቢየይ ደምርኒ❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @عبدالرحمنالعماري-ن9ث
    @عبدالرحمنالعماري-ن9ث 23 години тому

    ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ዓሳድዕባይምኸን
    @ዓሳድዕባይምኸን 2 дні тому +2

    ደሚራን ተጋሩዋ ገሻ እየዋ ኣኔለ ክዴሚረክን እየ ደቅነይ🥰💚🙏

  • @SSa-q5w
    @SSa-q5w 2 дні тому

    ወይ ጉድ😢
    አብየይ መሰንጀርኪ ንገርኒ

  • @mekisebmekiseb1626
    @mekisebmekiseb1626 2 дні тому +1

    Way😢

  • @ኤልሻዳይነውገታየ

    ይቅር ካልኣይ ኑዙ ሓደካስ እንባ ኮነ ስብ ኣይኮነይ😢

  • @asadi1784
    @asadi1784 2 дні тому +1

    ውይ ሓፍተይ 😢

  • @ሕልምናመፅሓፍቁዱሳዊፍታሖ

    ደምራኒ ብርካተይ

  • @HedgHefg
    @HedgHefg 2 дні тому

    😢😢😢🎉❤

  • @ليلى-ص9و
    @ليلى-ص9و 2 дні тому +1

    ውይ ዙ ዓርኩ ክሕስድ

  • @GdhdhdhdhGdhdhdhdhdh
    @GdhdhdhdhGdhdhdhdhdh 2 дні тому

    😢😢😢😢😢

  • @ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ

    መባል 7ይ ባዕለይ😂 አይ ገናአየግን ኪሰምዕ

  • @ሓረስታይትግራይtube

    ድምራኒ ኣሕዋተይ ኣብ ናተይ ቭድዮ ኮሞንት ሕደጋላይ ክምልሰልክን እየ 🎉🤲

  • @ebudkahsay
    @ebudkahsay 2 дні тому

    ❤❤❤❤

  • @ተመስገንኣምላከይ

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @roozrozate
    @roozrozate 2 дні тому

    እረ ግደፍዮ

  • @gualwejerat2127
    @gualwejerat2127 2 дні тому

    DNA ድናግል ሕክምና ጠይቅ

  • @medimedi8251
    @medimedi8251 2 дні тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ቅሱ-ፐ3ደ
    @ቅሱ-ፐ3ደ 2 дні тому

    ❤❤❤❤

  • @GggfyfhfYdgxgx
    @GggfyfhfYdgxgx 2 дні тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @SelamGebrehiwet-e4c
    @SelamGebrehiwet-e4c 2 дні тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @JgfffghgvvFgytg
    @JgfffghgvvFgytg 2 дні тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @YdtHr
    @YdtHr 2 дні тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤