ኣብ ገዛይ ብፅሑለይ ኢላ ዘእወየትሉ ፕራንክ | Tigrgna prank መዘንግዕ ካሜራ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 29 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 708

  • @yadaprank
    @yadaprank  8 місяців тому +98

    ፉቱዋተይ ሓዱሽ ዩቱብ ቻነለይ እዩ subscribe ግበሩለይ 😍
    youtube.com/@YaredGirmay-wn9ec?si=ZPW1X69lcsSvUJPx

    • @medhanyeleul7519
      @medhanyeleul7519 8 місяців тому +1

      7ይ Subscriber ኣለኹ❤❤✌🙏

    • @Dave_mekelle
      @Dave_mekelle 8 місяців тому

      𝔾𝕖𝕪𝕣𝕟𝕒 🅐𝕥𝕒 𝕙𝕚𝕝𝕜𝕦𝕤

    • @Lili1476
      @Lili1476 8 місяців тому

      መልሲ ኢኪ ክብረተይ

    • @dhch-ot8tx
      @dhch-ot8tx 8 місяців тому

      ገይረ አለኩ❤❤

    • @edeneshtu1825
      @edeneshtu1825 8 місяців тому

      Eshi geyerna eina

  • @edltehaftu6353
    @edltehaftu6353 8 місяців тому +107

    እፍ እንታይ ዓይነት ፕራንክ ዩ😌 ብጣዕሚ ደባሪ ያዳ ከምዚ ዓይነት ኣይትስራሕ እንታይ ዓይነት ሰራሕ እዩ ማራ ተሕዝነካ መሳክን በጃካ ልቢ ጓል ኣንስተቲ ኣብ ቃረባ እዩ ካማይ ዝተናደደ እስኪ ላይክ😣

    • @yohnnest7233
      @yohnnest7233 8 місяців тому +3

      አድራሻ ናይዚ ሰብ ሃብና
      ወይ ናይታ ጋል አድራሻ ትፍልጡ አሕዋት።

    • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
      @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 8 місяців тому +4

      አረ ብድንጋፅ አብ ሕማም አብ ምት የብፀሕ እዩ

    • @MerMeri-vi8ti
      @MerMeri-vi8ti 8 місяців тому +3

      ብጣዕሚ ኣደንጋፂ ገምዚ ኣይደሊን በጃካ😢😢😢

    • @Storyteller-vd9by
      @Storyteller-vd9by 8 місяців тому +2

      ንትምህርቲ እዩ ኮ ሓፍተይ ንመሃረሉ እምበር ኣይንሕረቕ

    • @ንግዜ
      @ንግዜ 24 дні тому

      እዞም ተጋሩ ጥዕና ኣለኩም ዶ 😭😭😭😭😭😭

  • @AndomGebrhans
    @AndomGebrhans 8 місяців тому +46

    ስዲ ኢካ ብሓቂ እዛቆልዓ ከብደይ በሊዓትኒ ከምዚ ቪድዮ ኣይትስራሕ ምስኣ ነቢዐ

  • @ElyasElyas-pb1th
    @ElyasElyas-pb1th 8 місяців тому +47

    በጃኻ ክብር ሰባት ዝፈታተን ብሽም ፕራንክ አይትግበር ተብዝሖ አለኻ

  • @NatnaelGoytom
    @NatnaelGoytom 8 місяців тому +17

    ኦው😢 እዚ ሓደገኛ ናይ የእምሮ ጸገም ከስዕብ ይኽእል ዩ ሰብ ሎሚ ካልእ ጸገማቱ ይኣኽሎ 😢

  • @ተመሲገንአምላክየ
    @ተመሲገንአምላክየ 8 місяців тому +33

    ኡፍፍፍ ያዳ አረ እዚ አግባብ አይኾነይ ህዝብ ዘቀጡዕ አይትስራሕ አሕዋተይ ማዓረይ ከሕዝና አረ ያዳ ደስ ኣይብልን😢😢😢😢😢😢

  • @የዋህፈቃርእየ
    @የዋህፈቃርእየ 8 місяців тому +27

    ኣብ እምነታ ጎቦዝ እያ ናፀለየይት እያ ነይራ❤❤ያዳ ግን ስነ ስርዓት ግበር

    • @medhin8187
      @medhin8187 8 місяців тому

      ክትጉብዝ ክንድኣ ትንፋሰይ ክትወፅእ ኢላ 😢

  • @Hufthb
    @Hufthb 8 місяців тому +6

    ዋይ በስማኣም ታይ ዓይነት ጨካን ኢካ ማርያምን ተሕዝነካ ማዓረይ😢😢😢😢

  • @ImproudbTigrinya
    @ImproudbTigrinya 8 місяців тому +4

    እዋይ ኣታ ከምዚ ግደፍ ዋላ ትዓዛቢ ኾንካ ክትርእዮ ብጣዕሚ ዪ ኣደንጋጺ እዛ ሓፍትና ብጣዕሚ ኣሕዚናትኒ ዋላ ሓሶት ይኩን

  • @Aklilu-Hagos-ek8fr
    @Aklilu-Hagos-ek8fr 8 місяців тому +2

    በእውን ብጣዕሚ ኣሕዚናትኒ ምስኪን ከምዚ ዓይነት ዘደንግጽ ኣይትግበር ምኽንያቱ ብድንጋጸ ሕማቕ ከየጋጥመካ 😢

  • @user-uc6yf3dh4n
    @user-uc6yf3dh4n 8 місяців тому +4

    ያዳ ያዳ ስነስርዓት በኡነት ማዓረዝፈትወካ ፀሊኤካ አረ ቃሊል ኣደገፀን ህዝብና በጃካግን ግደፍ ካሊእ ስራሕቲ ድዩባ ተሳኢኑ ኡፍ😢😢😢😢

  • @سارةهواياتي
    @سارةهواياتي 8 місяців тому +3

    ብጣዕሚ ጌጋ እዩ ማርያምን ያዳ ሓወይ ከሙዚ ኣይግበርን እዩ ምስ ይቅርታ❤

  • @ZEMU-W
    @ZEMU-W 5 місяців тому +2

    From 🇪🇷 Eritrea eye gn ufff makineyti haftey adengixatni btami, entay geratka wedey…. Kemzi video kebid u

  • @mamaayaalemey1112
    @mamaayaalemey1112 8 місяців тому +8

    ኡፉፉፉፉ አረ ከምዚ ኣይትግበሩ😢😢አነ ተዝኮንለ ክሞት ነይለ እየ😢😢😢😢

  • @ተመሰገንኣምላክ-ኈ9ጰ
    @ተመሰገንኣምላክ-ኈ9ጰ 3 місяці тому +1

    ኡፍፍ ጎይተይተይ ክተሕዝነካ አረ ፅቡቅ ኣይኮነን ከምኡ ኣይትግበር 😢😢

  • @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ
    @ሰላም-ንኩሉ-ፐ5የ 8 місяців тому +3

    ሰላም ክቡራተይ
    ያዳ ብጣዕሚ ደባሪ እዩ እዚ ዘይወፅእ ስንባደ እዩ ዝኮነን ከምዚ እዚ ፅቡቅ አይክነን ቅለል ዝበለ ፕራንክ ተሳአይኑ ድዩ ብምሒር ስንባደ ክሓማ ይክእላ እየን እኮ ዋ 🤭🤭

  • @HabenAregawi
    @HabenAregawi 3 місяці тому +1

    Wyy haftey ..ere srat gberu tay aynet keldi eyuzi😢nskum krshi ktaryus..zgber zlo aywehaden tekielka atfaayo tmrti yeblun😢😢😢

  • @ሳዕሲዕፃዕዳእምባሓዊለቻና

    ኡፍፍፍፍፍፍ😢😢😢ልባ ተሰቂላ ዛ ቆልዓ ያዳይ መሕረር❤ ግን ልቢ ድካም ዘለዎ ሰብ ብድንጋፅ ኣብ ኢድካ ከይመታካ 😂

  • @JooklFookle
    @JooklFookle 8 місяців тому +2

    እረ ብጣዕሚ ደባሪ ስራሕ እዩ😢😢ምስኪነይቲ ሓፍተይ ብጣዕሚ አሕዝናትን

  • @ሩፍታልበይእኽማርያመይ
    @ሩፍታልበይእኽማርያመይ 8 місяців тому +12

    ዉይ ምሰክነይቲ ክተሕዝነካ ደሞ ክትፅብቕ ማዓረይ😢❤ ያዳ ግን ግፍዕኻ እዚግዮ😂

  • @trhastamesg2509
    @trhastamesg2509 8 місяців тому +2

    እፍፍፍ በስመኣም ኣረ ከምዚ ዓይነት መደንገፅ ኣይተምፅአልና ይቅረካ እፍፍፍ

  • @MikiParma
    @MikiParma 8 місяців тому +4

    ያዳ ኩሉ ሰራሕኻ ፅቡቅ እንድዩ
    ግን ሰብ ኩሉ ትፈፈልጦ ማለት ኣይኮነን ምክንያቱ ዘይ ፍለጥ ሕዱርሕማም ዘለዎም ኣለው ተጠንቀቅ❤❤❤ 16:54

  • @Lwam.21
    @Lwam.21 8 місяців тому +4

    ኣብ መርየት ዘሎ ሓቂ እዩ ያዳዋይ ንምክርካ የቀንየልና❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @Cherkos-dz2se
    @Cherkos-dz2se 8 місяців тому +8

    ንሰብ ዝምህር ተዝኮውን ደስ ይብለ ነይሩ 😅😅😅

  • @ኣደይኣደይyoutube
    @ኣደይኣደይyoutube 8 місяців тому +4

    ብእምነታ ኣድንቀያ ጽሪተይ❤❤

  • @selammebrhatom1669
    @selammebrhatom1669 8 місяців тому +2

    😢😢😢haftey mearey wyyyyy abayki ata wedey wa entay srhu eyu seb lbu tmshto arawit 💔💔🖤

  • @andebeyene5835
    @andebeyene5835 8 місяців тому +1

    Gele aynet prank 😂😂 nabzeytfelto geza tm ilka ayiton❤❤❤❤❤❤❤

  • @t.g824
    @t.g824 8 місяців тому +3

    እፍፍ ከብድካ ክትበልዕ ኣብ እምነታ ፅንዕቲያ ማራ ትፅሊ ነይራ ምዓረይ😢❤ያዳዋይ መሕረር ግደፍባ ንወዲ ባቡ ኣምፅአልና😂

  • @hhmm1031
    @hhmm1031 8 місяців тому +3

    ዋእ ብጣዕሚ መጨነቒውንዩ መምሃሪውንዩ😓 እፍፍፍፍ ፕራንክ ምኾኑ እንዳፈለጥኩስ ልበይግን ኣይከኣለን ተጨኒቐ

  • @AlemKahsay-r1k
    @AlemKahsay-r1k 8 місяців тому +4

    ያዳ ኣነ ብግለይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ ግን ከምዚ ዓይነት ፅቡቅ ኣይኾነን ብሂወት ሰብ ኣይትቀልድ😢😢😢ልዕሊ ኹሉ ታማሓዛኣ እያ ጨኻን

  • @ytyt619
    @ytyt619 2 місяці тому +1

    የመና ዘደንግፅ ፕራንክ ተዘይትስርሕ ይምረፅ ምኽንያቱ ገለገሊኡ ናይ ጥዕና ፀገም ዘለዎ ናብ ሓደጋ እንተኣትዩ ንዓኻ ፅቡቕ ኣይከውንን ።

  • @GooklGookl-lg5qk
    @GooklGookl-lg5qk 19 днів тому

    ታይ ድዩ ትዝ ኢልኒ በኸየ ዘንኣሕዋትና ተጨውየና ሂወተና ዛሓለፋስ ካብዚ ንላዕሊ ፀበባ ከምዘሕልፋ ድሕሪ ብዙሕ ስቓይ ኸኣ ሂወተን የስእና ኡፊፊ😢😢

  • @soliyanamearg5734
    @soliyanamearg5734 8 місяців тому +1

    ያዳ ሓወይ እግዚኣብሔር ኣምለክ ምሕረት የውርደልካ ካብታ ናሃትካ ዘረባስ ነታ ጓል ኣነስተይቲ ምሳኻ ኮይና ትሰርሕ ፀሊአያ ግን ብጣዓሚ ተሐዝን ካልኣይ ግዜ ከይድገም ኣነ እናዘመረት ከላ ንብዓተይ ወዲአ

  • @tommyarsenal2303
    @tommyarsenal2303 8 місяців тому +3

    ያ ኣነ ከምዚ ወዲ መሕጎል ሪኤ ኣይፈልጥን ናትካ ፕራንክ ማራ ኢዩ ዝምስጠኒ good job bro

  • @GenetBrhane-fk8bl
    @GenetBrhane-fk8bl 8 місяців тому +21

    ኣንታ ሓወይ እዝይ ኣግባብ ኣይኮነን

  • @KasuTsegay
    @KasuTsegay 7 місяців тому +2

    ክንድኣ ኣነ ጨኒቕኒ ብጣዕሚ እያ ተሕዝነካ,

  • @ዜድዕባይኣፅቢ
    @ዜድዕባይኣፅቢ 8 місяців тому +19

    ውይ ክትጭክን ማርያምን ካልኣይ መዓልቲ ከምዚ ዓይነት ትሰርሕ ሰብስክራይበይ ከልዕል እየ😢😢😢😢😢😢😢ብወገነይ

    • @EtadaErada-rs9bz
      @EtadaErada-rs9bz 8 місяців тому +3

      ብሓቂ ማራ እዩ ዘፅልእ ባእ ብፀላኢ ክንደይ ተሳቅየንስ እዚ ኸኣ ንላይኽ ክብል ዘይኾነ ስራሕ አረ ዓገብ በልዎ😡😡😭

    • @ዜድዕባይኣፅቢ
      @ዜድዕባይኣፅቢ 8 місяців тому +3

      @@EtadaErada-rs9bz ይገርም እዩ ኮ ክንዲ ካብ ጭንቀት ዝገላግል ልህዝቢ ዝኮን ክንዲ ዝሰርሑ ገንዘብ ብምታይ ክንረክብ እምበር ሰለ ህዝቢ ዘይርደኦም ዩቱበራት በቃ ታይ ዝገበረ ህዝቢ እዩ ጭንቂ ኣብ ልዕሊ ጭንቁ መሕዘኒ እዩ😏😥😥😥😥

    • @EtadaErada-rs9bz
      @EtadaErada-rs9bz 8 місяців тому +1

      @@ዜድዕባይኣፅቢ ብሓቂ ማራ እዩ ኣሕሪቁኒ ዋእ በስምኣብ መዘናገዒ እምበር መሕዘኒ ዶ ውሒዱና እዩ😔😢

    • @yohnnest7233
      @yohnnest7233 8 місяців тому +1

      @@EtadaErada-rs9bz ናይዚ ወዲ አድራሻ
      ወይ ናይታ ጋል አድራሻ ሃብና አሕዋት እዚ ወዲ ኮነ ኢሉ ሽም ህዝብን ሰብ እዩ ዘበላሽው ዘሎ።

    • @Atsbawit
      @Atsbawit 7 місяців тому

      ረሳሓት ት/ቲ ዝህብ ደማ ከይተምፀአልና😢😢😢😢😢😢

  • @NahomDawitNahomDawit
    @NahomDawitNahomDawit 8 місяців тому +2

    ኣታ ዮ ሕደግ ኣነስ ዋላ እንዳ ፈለጥክዎ ምስ ተሸወድኩ 😅😅😅😅anyway jogna gn ናይ ሎሚ ሰብ ኣብ ቀረባ ኢዩ ብኡ ጌሩ ሸተት ለይብለካ

  • @SelieWediYoni
    @SelieWediYoni 2 місяці тому +3

    ኣታ እንታይ ጊረናኹም ወደይ እዘን ደቂ ኣንስትዮ እዚ ፕራንክ ኣይኮነን በጃኻ ኣብክንደይ ፍርሐንሲ እዋይ ሓፍተይ ከምዚኣ ኣይትድገም ሓወይ በጃኻ from eri 🇪🇷🇪🇷

  • @abrahamgale483
    @abrahamgale483 7 місяців тому +3

    ዘመደይ ከምዚ አይግበርን እዩ ብጣዕሚ መሕዘን ካልአይ መዓልቲ ከምዚ አይ ግበርን ኢዩ እታይ ገበራካ ሶሪ በለን

  • @CvVb-ts4fm
    @CvVb-ts4fm 7 місяців тому +2

    ምቅርተይ ❤❤❤❤ ማራ ኣሕዚናትኒ ያዳ መሕረር

  • @HsusJwjw
    @HsusJwjw 8 місяців тому +5

    ኣፍፍፍ ያዳ አረ እዚ አግባብ አይኾነይ ህዝብ ዘቀጡዕ አይትስራሕ አሕዋተይ ከሕዝና አረ ያዳ ደሰ ኣይብልን😢😢😢😢😢

  • @netsanetalem2975
    @netsanetalem2975 8 місяців тому +2

    እፍፍ ኣንሰ ሰብ ኣይኣመነን እኮ በቃ ከምዚታት ከይጋጥመኒ እናበልኩሰ ክክክ😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @KahsayLemlem
    @KahsayLemlem 8 місяців тому +4

    ከመይ ገይሩ ልብኻ ገይሩልካ ኣይተሕዝነካን ንእሽተይ ብጣዕሚ እየ ተናዲደ ብጣዕሚ ይድብር ከይድገም ከምዚ. ኣብ ናይ ሓፍትኻ ቦታ ገይርካ እስቲ ረኣዮ ሓፍቲ እንተዘይብልኻ ከዓ ኣብ ናይ ኣዴካ ቦታ

  • @ነኝፈቃርነቦኣ
    @ነኝፈቃርነቦኣ 4 місяці тому +2

    ኡፍ እቤተዋይ ኣነስ ገለ ምኾንኹ ነይረ🥺

  • @salamaaa095
    @salamaaa095 8 місяців тому +13

    ያዳ ኩሉ ፕራክ ትገብሮ ከቢድ እንድዮ ሞራል ሰብ ዝነክእ ኣይትስራሕ በጃካ😢😢😢

  • @hahahshaj4519
    @hahahshaj4519 3 дні тому

    እዋይ ሓራም ዓልክ ያዳ😢😢😢😂😂😂😂ድርፊ ያ ዓኽኽኽኽ ኣሕዛነትኒ😢😢

  • @NHEfamily
    @NHEfamily 8 місяців тому +4

    Way yada ከምዚ ዓይነት ብራንክ ኣይትግበር ኣእምረአን ከይንካኣ ሕማቅ እዩ 😢

  • @mikkimi7453
    @mikkimi7453 8 місяців тому +7

    ክተደንግፀካ ይኣኪ ዋይ ሓፍተይ😂😂😂

  • @Hri8827
    @Hri8827 8 місяців тому +4

    በሰመ ኣብ ልበይ ቀጥ ኢሉኒ ከብደይ ኣይካኣልኩን ማዓሪተይ 😢😢😢

  • @mairyleb9245
    @mairyleb9245 8 місяців тому +1

    እዊይ ያዳ ብጣዕሚ እያ አሕዚናትኒ በስምአብ ክትጭክን መዓርይ 🥰🥰

  • @ንሃገር
    @ንሃገር 8 місяців тому +5

    እዚኣስ ሕማቅ እታ ነብሰ ቅትለት ተገራ እታይ ክትብል እካ ሕማቅ እዩ እዛ ቀልዓ ምስክነቲ ተደግጸካ ምስክነቲ። እዚኣብሀር ኣምላክ ጸጋኪ የብዘሃልኪ።

  • @MikiParma
    @MikiParma 8 місяців тому +2

    ያዳ ኩሉ ሰራሕኻ ፅቡቅ እንድዩ
    ግን ሰብ ኩሉ ትፈፈልጦ ማለት ኣይኮነን ምክንያቱ ዘይ ፍለጥ ሕዱርሕማም ዘለዎም ኣለው ተጠንቀቅ

  • @EFAmulualem
    @EFAmulualem 8 місяців тому +4

    😅😅😅😅😅😅😅ዝገርም ዝገርም ፕራንክ ኣይተካኣልካን😅😂😂😂😂😂😂😂

  • @MeazaTube12
    @MeazaTube12 8 місяців тому +17

    ኣቱም ሰባት ከማይ እዛ ቆልዓ ከብዱ ዝበለዐቶ ኣሎ ዶ ብእምነት እየ መፂአ ምስ በለት ማዓረይ ፆሎት እውን ትገብር ነይራ 🙏በጃኹም ዓቅሊ ሰብ ዝፍታትን😢ፕራንክ ኣይትግበሩ ዋ ...!!

  • @brijap5171
    @brijap5171 8 місяців тому +4

    ኡፍፍፍ ኣሕዚናትኒ ማዓረይ 😂😂😂😂

  • @netsi2127
    @netsi2127 8 місяців тому +2

    ያዳ ጨካን 😹😹😹ናብዘይ ትፈልጦ ገዛ መን ዞው ኢልኪ ኪዲ ኢልዋ እዩ መምሃርንያ ኣይትግበረኒ መምሃርንያ ኣይትክለአኒ እዩ ተምሃራ ዞው ኢልካ ካብ ምካድ 🙄🙄😌

  • @ትግራይ-መቐለ
    @ትግራይ-መቐለ 8 місяців тому +4

    ተባዕ እያ ግን✊😍

  • @maharimengestab2192
    @maharimengestab2192 8 місяців тому +2

    ውይ ማዓረይ ተሕዝነካ 😢 ❤❤❤❤❤❤❤

  • @Rockofliberty-lv1jw
    @Rockofliberty-lv1jw 5 місяців тому +2

    ስነ-ልቦና ዝጎድእ ፕራንክ..

  • @NegaBrhane
    @NegaBrhane 2 місяці тому +2

    ግደፍ መሕዘኒ ተግባር እዩ መባይለይ ክሰብራ ቀሪበ ነረ እየ 😮

  • @EtadaErada-rs9bz
    @EtadaErada-rs9bz 8 місяців тому +5

    ኣታ ያዳ ዋእ እዚ ዝሓለፈ ዓመት ዲኻ እናረሳዕኻዮ ብፀላኢ ዝተድሃላኡ ኸይኣክለንስ🥺😢😠😠ያኣኺ ኺድ ንየውኻ ጨምላቅ ኸምዚ ዓይነት ስራሕ ኣይንደልን ግደፍ ባእ ኸሕርቀኻ ኡፍፍ😡😡😡😭😭

  • @thth1588
    @thth1588 8 місяців тому +13

    ብጣዕሚ ጌጋ እዩ ምክንያቱ ኣእምሮ ሰ
    ብ ይጎድ እዩ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @AshenafiTeame-x4z
    @AshenafiTeame-x4z 2 місяці тому

    ኣቤት ድምፅ ግን ይበል ❤❤❤❤❤

  • @edeneshtu1825
    @edeneshtu1825 8 місяців тому +2

    Mesemere yu haylena❤❤❤ tehesezen geneee

  • @FiliGrmay-q3u
    @FiliGrmay-q3u 17 днів тому

    ብድንጋፅ ሕማቅ ከየጋጥመካ አዩ ሓወይ ናተይ😿❤💛

  • @dc8625
    @dc8625 8 місяців тому +4

    እዋይ የሕዋተይ ደቂ ኣንስትዮ ኣይትበድሉ መሳክን ቅድሚን ደኣ ኣነ

  • @ሳሪየድንግልማርያምልጅ
    @ሳሪየድንግልማርያምልጅ 8 місяців тому +4

    ኣላህ ይንዓልካ ከምዚ ዓይነት ፕራንክ ኣይሰርሕን🥺

  • @KasuTsegay
    @KasuTsegay 7 місяців тому +1

    ክንድኣ ኣነ ጨኒቕኒ ብጣዕሚ እያ ተሕዝነካ

  • @safsaf715
    @safsaf715 4 місяці тому

    ከናድደካ ዋይይይ ኡፍ ሓፍተይ መዓረይ የደንግፅካ😢😢😢ፀይቂ

  • @yeshigetnet9104
    @yeshigetnet9104 7 місяців тому +3

    ናይልቢ ሕማም ዘለዋ ሰብከ ሓሲብካሉ በዚ ፖራንክ ይሰናበት

  • @tarikteklay
    @tarikteklay 7 місяців тому

    yada prankka yeznge endyou gn btaemi zefrh aytgber wed adey

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ

    አብ እምነተ ዘለዋ ግን እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ክብርተይ🎉

  • @FmF-e6o
    @FmF-e6o 2 місяці тому

    ኣነ ግን ፕራንክ ገለ ኣይፈርሕን ምንም ኣይመስለንን በቃ😂❤❤❤❤❤❤❤❤ ያዳ መሕረር

  • @SafsDadd
    @SafsDadd 8 місяців тому

    Nay bahqi abyi bimrti eyu yada hawey marey qatslu ❤❤❤

  • @AmdomTube
    @AmdomTube 24 дні тому

    አረ ብጣዓሚ አየ ሓዚነ😢

  • @TesfaalemOgbasgi
    @TesfaalemOgbasgi 8 місяців тому +3

    Kemzi aytgber Bro🇪🇷

  • @1hadas.mehari
    @1hadas.mehari 8 місяців тому +4

    ማርያምን ሰርፕራይዝ ግበረን ልኾነ ነገር ኡፉፉፉፉ😢😢

  • @TESFAEnt
    @TESFAEnt 9 днів тому

    Nice good job 👏👏👏👏👏👏👏👏👏

  • @cocachannel5718
    @cocachannel5718 8 місяців тому +2

    Agabab gber sebey more ykedeka alo ezi hzbi kalue yeaklo please okay

  • @lemlem4809
    @lemlem4809 8 місяців тому +1

    ጌጋ እዩ ዛሓወይ በሰማኣም ኡፍፍ😢😢

  • @brijap5171
    @brijap5171 8 місяців тому +4

    😂😂😂😂😂😂😂እወይ ሰብ ንስካ ዘይታሓስቦ የብልካን

    • @awetgebreslase6710
      @awetgebreslase6710 8 місяців тому

      Kila denkoro ezi hasab elkayo dika dihul
      Haftiyeblikan dika 👎🏿👎🏿

  • @KolibaKoliba-w2w
    @KolibaKoliba-w2w 8 місяців тому

    ብዘስሕቅ ነገር ምፀና

  • @BnmktBmnkj
    @BnmktBmnkj 24 дні тому

    😢😢😢😢😢ወይይይይ ኣሕዝናትን ያዳ ሃምዝ ዓይነት ፕራንክ ግደፍ ምኽንያቱ ሕዱር
    ሕማም ዞሎዎ ሰብ ኣሎ ንባዕልኻ ተጠንቐቅዝ ሓወይ 😢😢😢😢😢😢

  • @21tiktokworld
    @21tiktokworld 8 місяців тому

    you are so creative broo keep it up✌✌

  • @GebremeskelGebremedhin
    @GebremeskelGebremedhin 24 дні тому +1

    ድምፂ ይበል እዩ ኣብ ድንጋፀ ኮይና ከምዚ ብኖርማል ከ

  • @Fike.M10
    @Fike.M10 8 місяців тому

    ሓሪፍ ስራሕ እዩ ብሓቂ።❤
    ኣንቱም ነጌቲቭ ኮሜንት ትህቡ ዘለኹም ክስተኻኸል ዝግብኦ ኮሜንት ንሃብ ብሃሊ 'የ። ተዘይኾይኑ ከጋጥም ዝኽእል ነገር እዩ ሰሪሑ ንመሃረሉ ተዘኾይኑ 'ውን ንዘናጋዓሉ ብሃሊ እየ።
    'ሞ ናይ ኤደን አድራሻ 'ባ ሃበኒ፣ ሰብ ግበረኒ 😂😂

  • @AfhhhSchh
    @AfhhhSchh 8 місяців тому

    ኡፍፍፍ ኣነስ ሞይተ ማሃለኩ ብፍርሕ ማዓርተይ ኣሕዝናትን😢😢

  • @smartinfotube8724
    @smartinfotube8724 8 місяців тому

    kichney mearey kebdka ktbele lewah ftrt koyna tesemiatni. selamki ybzah kichney yada wn kndzi seb tezeytekfe

  • @azakmashoiiir3413
    @azakmashoiiir3413 8 місяців тому +10

    😢😢😢😢😢ያዳ ብጣዕሚ ተሰሓሒትካ 😢😢😢😢

  • @AnAv-ws2vp
    @AnAv-ws2vp 8 місяців тому +1

    አነስ 👊👊👊 ኽብጉስካ ነይረ😮😮

  • @Arsulove-ke6xd
    @Arsulove-ke6xd 8 місяців тому +2

    ዉይ በስመኣብ ከተሕዝነካ ያዳየ በጃኻ ከምዚ ኣይትስራሕ ዉይ 😥

  • @محمدالحديدي-ه3ف
    @محمدالحديدي-ه3ف 3 місяці тому

    ውይ ማዓረይ ክተሕዝነካ😢😢😢

  • @KisanetKeshi
    @KisanetKeshi Місяць тому

    ክፍኣትካ ግን ያዳ❤❤❤❤

  • @Abrhale2014
    @Abrhale2014 8 місяців тому

    ኣታ habti yeblkan diyu entay geratka 😢😢 kemzi ay tgber

  • @ተለሐተለሐ
    @ተለሐተለሐ 7 місяців тому +1

    ኣረ አዚ ፕራንክ ልበሃል ምተረፈልና መደንገፂ

  • @negestinina-dg6pi
    @negestinina-dg6pi 8 місяців тому +1

    😢😢😢እፍፍፍፍፍፍፍ ኣሒዚናትኒ ማዓረይ❤❤❤

  • @ተኪኤጎይትኦም
    @ተኪኤጎይትኦም 8 місяців тому +1

    ኤህ ያዳ ኣብ ትግራይ ተረኪበካ ከርኤካ እየ ጨባጥ ንሓፍተይ ብራክ ገይርካያ 😢

  • @ድንግለይዋሕሲልበይ
    @ድንግለይዋሕሲልበይ 8 місяців тому

    ኣይተረደአንን ታይእና ክንምሃር ካብዚ ክጭክን😢😢😢ሓፍተይ ፀላእኺ ይጨነቕ እፍፍፍ😢😢

  • @hailishnigye2257
    @hailishnigye2257 8 місяців тому

    BAY are bro aytechenika eyegodahat eko new man