ናፈተና ስዓት በጺና ኣቱም ሰባት ታይ ትግበር ሓፍትና??

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 17 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 34

  • @hiwetagidey7316
    @hiwetagidey7316 2 місяці тому +2

    አረ ከይተናደድኺ ከምዚቀስ አቢልኺ አናግርዮም ግን ግደታ ወይ ብሓይሊ ኸይገበርኺ ንገርዮም መመክነይታ አንጭዋ ገለ ዶሞ አትያ ትኾን ገለ ኢልኺ መመክነይታ ፈጣሪ ዝፈርሑ ተኮይኖም ክህቡኺ እዮም ተዘይኾይኑ አብ አፍኺ ይቀሪ እና አጆኺ😢❤

  • @YeshargAbrha-q3o
    @YeshargAbrha-q3o 2 місяці тому +2

    ብሓቂ ለባመይ ሃምየ ማዓረይ
    ትግዜየ ናይ ፈተና ኩይኑ
    ደቅነይ ደምራኒ ናዓይ እዉን ሓዳሽ እየ
    ሃምየ ደሙሩዋ በልልይ መምህረይ ሃምየ ለማዓረይ❤❤❤

  • @kgc975teheshmahariytewahdo8
    @kgc975teheshmahariytewahdo8 2 місяці тому

    ብላዛ ቀስ ኢልኪ ጠይቅያ ልዓሞኪ እግዛብሄሮም ዝፈርሑ ተኮይኖም ክቡኪ እዮም😢❤

  • @selamburuk
    @selamburuk 2 місяці тому +3

    በእዉነት ኣነስ 5+አመት ሙሉእ ገንዘበይ አብ ሳንጣ አቅሚጠ ኣይፈልጥን አብ ቆርወሻይ ሒዘ እየ ዝዘር ዋላ መዳማተይ ይፈልጣ እየን ምንም ኣይብላንን😂❤ግን መዳማትና ዋላ ሽሕ እሙናት ይኹና ገንዘብካ ምትሓዝ እንታይ ዝከብድ ነገር ኮይኑ እዩ ቆርቦሻክን ሰፊክን ሓዛ ዝደኸምካሉ ገንዘብ ዋላ ሓንቲ ቅርሽስ ዘይትኮን ከንቱ ክቀሪ የብሉን!!ሓፍትና ድማ አጆኪ ዘይናትኪ ስለ ዝኮነ እምበር ናትኪ ተዝኮን ነይሩ ንሐዚ በጺሑ ኣይምጠፈአክን እና ዘይራእክዮ ሽሻይ ይሃብኺ ዝሓፍተይ🙏❤️🙏🙏

  • @Abi-bj8qv
    @Abi-bj8qv 2 місяці тому

    ብሓቂ ዝያዳይ ፈተና ዝበዝሖ ጊዜ 😢😢😢

  • @buucsbb8535
    @buucsbb8535 Місяць тому

    ዋይ ከብድ ዩኡ ክብረተይ አምላክ ያሓግዘክ እስክ ክብረተይ አጀኪ ድጽብቅክ ዩኡ ዝኮንዋ😢

  • @ኣቤጓልማርያምፅዮን
    @ኣቤጓልማርያምፅዮን 2 місяці тому

    አጀኪ ዝሓፍተይ አፍታ ዘለክያ ምሰራሕ ይሐሸኪ አብዚ ሰዓት እዚ ሰራሕ ሰለ ዘይለ ሓንቲ ሓፋተይ ከሙኡ 2000ርያል ሰእናቶ ግን ምንም አነገረተምይ ሱቅ እላ ትሰርሕላ ብዝሕ ዓመት እያ ገያራ አብኡ እና አጀኪ መን ከም ዝወሰዶ አትፈልጢ ልእግዚአብሔር ሂባ ፀጥ እላ አና አጀኪ ዝሓፈተይ ልደግም ጥንቅቅ በሊ

  • @JgHc-te9ik
    @JgHc-te9ik 2 місяці тому

    ዋይ ሓፍተይ ማዓረይ😢😢😢

  • @HghJvjvg
    @HghJvjvg 2 місяці тому

    😢😢😢😢😢

  • @ScSe-p2j
    @ScSe-p2j Місяць тому

    ❤❤😢😢😢😢😢ኣጀኪዝሃፍትይኩሉንፍጣርይግድፍሉ😢😢😢😢😢😢😢

  • @GalGerye-em2fp
    @GalGerye-em2fp 2 місяці тому

    ውይ ሓፍተይ መዓረይ 😢 ቤዛኪ ይኹን ዘይናትኪ እዩ ሓሚምካ ውን ይጠፍእ እዩ 😢

  • @JrddHgfc
    @JrddHgfc 2 місяці тому

    አወይ ሓፍተይ ማዓረይ😢😢😢

  • @ዮዳሄንበል
    @ዮዳሄንበል 2 місяці тому

    ዋይ ሓፍተይ እግዚአብሔር አምላክ ዘይረአኽዮ ይተከአልኪ አብ ኢድኺ አይትሓዚ ዝቃደመ ላአኽዮ 😢😢😢😢

  • @HarfeyaHayle-dv7qh
    @HarfeyaHayle-dv7qh 2 місяці тому

    ❤❤😢😢😢

  • @beriha8970
    @beriha8970 2 місяці тому +1

    ኣጆኺ ዛሓፍተይ እግዚአብሔር ዘይረአኽዮ ይሃብኪ እና ዘፍረሐኪ ተኾይኑ ስቅ በሊ ኣነ ልባዕለይ ከምኡ ቅድሚ ወርሒ ተወሲደ ንግዚኡ ብጣዕሚ ደንጊፀ ነጊረዮም እውን ግን ዋላኳ ሕማቅ ዘረባ ኣይዛረቡኒ ግን ቅርሸይ ክምለስ የኻኣለን ስለዚ ቅርሽኺ ኣብ ሻንጣኺ ኣይተቀምጥዮ ምስ ሃቡኺ ስደድዮ ንገዛኺ ወይ ኣብ ዘይጥርጠር ቦታ ኣቀምጥዮ ንኣብነት ኣብ ኽዳንኪ ጅባ ገለ ተልይዎ ግልብጥ ኣቢልኺ ከምዘይጥርጠር ግበርዮ እና ኣጆኺ

  • @akdh2633
    @akdh2633 2 місяці тому +1

    😢😢😢😢😢😮😢😮

  • @hsgdggzhdgdg7830
    @hsgdggzhdgdg7830 2 місяці тому

    ቀስ ኣብልኪ ብትሕቲና ጠይቕዮም ምኒም ኣይብሉኹን ታሃብኹ ኣይፍለጥን ፈጣሪ ምሳኺ ይኹን ዛሓፍተይ ኣጀኺ ስደት ስዲ😢 ስዲ እኻ ሰብ ኮይኑ ዶ ኣብትሕቲ ሰብ ይግዛእ ፈጣሪ እስኪ ብሰላም ይምለሰና ዓድና ናብ ሞት ኒስሃ የብቃዓና ቱሉዑል ፈጣሪ ዓዲ ጋና ከብድ እዩ ፀወርቲ ኩሉ ደቂ መዳመይ ነዕርፈሉ ግዜ እግዚኣቤሄር ኣምላኽ ይፍጠረልና🙏ኣጀኺ ዛሓፍቲተይ ታወላድት ኣምላኽ ምሳኺ ቱኹን ኒስላሴ ግደፍሉ ኹሉ 🙏🙏🙏

  • @Abi-bj8qv
    @Abi-bj8qv 2 місяці тому +2

    ከም ኣነ ገፃ ከይቀየረት ትጠይቆም

  • @FebuTube-k7k
    @FebuTube-k7k 2 місяці тому

    😢ዉይ ማዓረይ

  • @ብሪጓልሰንዓፈ
    @ብሪጓልሰንዓፈ 2 місяці тому +1

    ደምሩኒ ኣሕዋተይ 😢😢😢😢😢😢

  • @selam801
    @selam801 2 місяці тому +3

    ዊ ፍሉጥ ገሊኦም ወሲደምዋ ግድን ኽትነግሮም ኣለዋ😢

  • @DhvCbdv
    @DhvCbdv 2 місяці тому

    Haftey Ntsbuki Ygbero

  • @AaAa-ku2zm
    @AaAa-ku2zm 2 місяці тому +2

    ስቅ ምባል የሐሽ ለዎሰዶ ዘይረአካ ምዝራብ ትርጉም የብሉን

  • @LuluTgiray
    @LuluTgiray 2 місяці тому +1

    ሳብስክራይብ ግበሩለይ

  • @GVv-so2yp
    @GVv-so2yp 2 місяці тому

    ኣብ ሮጆቶኪ ኣሰረይን ኣብ ዝሃብኪ

  • @ሚሊዕባይኣፅቢ
    @ሚሊዕባይኣፅቢ 2 місяці тому

    ኣነ ከምኡ ገጢሙኒ ኔሩ ቅድሚ ሓደ ዓመት ግን እታ ሰበይቲ ጥዒቲ ስለዝኾነት ጠይቐያ ጠፊኡኒ ኢለ ኣብ ካልኣይ ወርሒ ሂባትኒ ኣምላክ ኣብ ሰብ ልቦና የውድቕካ እዩ እምበር ብጣዕሚ ኢኻ ሞራልካ ዝስበር 😢

  • @Gcydf
    @Gcydf 2 місяці тому

    uotup eskiy kfetley marey

  • @Gcydf
    @Gcydf 2 місяці тому

    uotup eskiy kfetley marey