"ሙዚቃ ኣብ ኣስመራ እየ ተማሂረ!" ዕላል ምስ ስነ ጥበባዊ ሚኪኢለ መሓሪ (ማይናስ)

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 7 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 292

  • @Mealtawi
    @Mealtawi 24 дні тому +2

    ሚኪኤለ መሐሪ (ማይነስ) ሰፊሕ ስነ ጥበባዊ ተውህቦ ዝተዓደሎ ትግራዋይ❤❤❤❤❤ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን እምነዬልካ። አብ ጎንኻ አለኹ ሚኪ ሐወይ❤❤❤❤❤

  • @mosesadulis1443
    @mosesadulis1443 8 днів тому +1

    ሃፍቲ ህዝቢ! ድምፁ ምግቢ እዝኒ እዩ!

  • @BernieShishaye
    @BernieShishaye Місяць тому +4

    I coudnt hold my appreciation to this guy, his story telling and precision and justifacation are on point. Medhin, you have learned your lesson, the usual faces are usual, idea and talent are hidden in 'layman'.

  • @alganeshandebrhan4047
    @alganeshandebrhan4047 Місяць тому +8

    ብጣዕሚ ንፉዕ ኣጆካ ዝጻዓረ ይዕወት ኢዩ ሞ የድንቀካ

  • @urbanhymns6757
    @urbanhymns6757 Місяць тому +2

    ብሓቂ በሊሕ ሰብ በጃኺ ደጋጊምኪ ኣቕርብልና መድህን ብራኸ ሚድያ

  • @giotomgebremedhin1664
    @giotomgebremedhin1664 Місяць тому +5

    መዲ ሓፊተይ ዕንቂ ጋዜጠኛ እንዲኪ ንሚኬኤለ ኣይፈልጦን ነይረ ዝገርም ክእለት ዝተኣደሎ ስነ-ጥበበኛ ኣፍልጥኪና ቀፅልሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ውውው

  • @dawitdebena8513
    @dawitdebena8513 Місяць тому +5

    This is one of the best Brake shows interview.

  • @wolderufael
    @wolderufael Місяць тому +3

    መሳጢ ዕላል። ንፉዕ ተራኺ፣ መሃሪ ዝኾነ ጽቡቕ መደብ። የቐንየልና ብራኸ የቐንዬልና ኣሰንዳኢት መደብ መድህን ገ.ስ.

  • @mahzeltube9207
    @mahzeltube9207 Місяць тому +1

    ተጋዳላይ ኣርቲስት ሚኪኤለ መሓሪ (ማይነስ) ናይ ብሓቂ ክብርን ሞሳን ዝግብኦ ምሉእ በዓል ሞያ ሙዚቃን በዓል ውዕለት ጥበብ ትግርኛን እዩ። ንዕኡ ወሊደን ዝሃባና ወላዲቱን ብኡኡ ምኽንያት ንዝረኸብናዮም ጥዑማት ፍርያቱ ክንቋደስ ዝፈቐደ ጎይታን ዝተመስገነ ይኹን። ነዊሕ ዕድመን ፅቡቕ መፃእን ንዓኻ ይኹን ሚኪ (ማይነስ) ሓወይ። ትፍለ ኢኻ ፤ ቀፅለሉ! ንዓኺ ንውሕልልቲ ጋዜጠኛ መድህን ገ/ስላሴ (መዲ) ንዝወሰድክዮ ተበግሶን ነቲ ልሙድ ስራሕኽን ዘለኒ ናእዳን ምስግናን 'ውን ከብፅሕ እፈቱ።

  • @ሰላም-ደ9ከ
    @ሰላም-ደ9ከ Місяць тому +16

    ኣቲ ገጃፍ እግሪ ውዕል ኣልጀርስ ስለምታይ ኢልኪ ንሓንቲ መዓልቲ ሓቲትኪ ኣይትፈልጥን ካባኪ ጀሚሩ ልቢ ዘለዎ ትግራዋይ የለን ምክንያቱ ንመሰረታዊ ፍታሕ ደሊኩማ ኣይትፈልጡን

    • @ThomasTwelde-ep4kg
      @ThomasTwelde-ep4kg Місяць тому +2

      Kela anjal resah mike dyu welo aljeres zewedelka angar nejes

    • @ሰላም-ደ9ከ
      @ሰላም-ደ9ከ Місяць тому

      ቆማል ባድመ ኢሮብ ካብ መልሓስኩም ከየውጻኩማ ሰላም ከም ዘይብሉም ፍለጡ መቀለ መጺና ክንጭፍጭፈኩም ኢና ለማኒ ወዲ ቶምለመንቲ ቆማላትQ​@@ThomasTwelde-ep4kg

    • @orit632
      @orit632 Місяць тому

      ኤርትራውያን ካብ ኢትዮጵያ ምስጓጎም እቲ ሓጥያት ዝሽከሞ መንግስቲ ኢትዮጵያ እዩ። አነ ብውልቀይ አይድግፎን ናይ ትግራዋይ ስቃይ ኣብ ኤርትራ ግን አዝዩ ዘስካሕክሕ እዩ ነይሩ ብፍላይ ከተማ ባረቱ ክትተሓዝ ከላ ብዙሕ ትግራዋይ ኣብ ከረንን አስመራን ዓዲ ሰጉዶን ብዘስካሕክሕ ቡዙሕ ርሂጾም ዝበልዑ ሲቪላት ተቀቲሎም ።😢

    • @dawitdebena8513
      @dawitdebena8513 Місяць тому

      @@ሰላም-ደ9ከ DENKORO hidef

    • @ሰላም-ደ9ከ
      @ሰላም-ደ9ከ Місяць тому

      ​@@dawitdebena8513lemani tmuy wedi kueti gaegae abta mekeleka mexina knchfchfekum ena hji wn atum resahat

  • @gerzhertessema2856
    @gerzhertessema2856 Місяць тому +4

    ብራኸ ሸው (መድህን ) መድረክኺ መድረክ ፈላጣት ፣ ለባማት መድረክ ትምህርቲ ፣ ሐቒ እዩ ። ኧደይ ፣ ኧደይ በርትዕ የቐንየልና ። ካብ አሜሪካ ❤❤❤

  • @ghiwotgslassie3797
    @ghiwotgslassie3797 Місяць тому +2

    ዝገርም ኣገላልፃ ጥበብ ብቕዓት...keep it up

  • @asgedomtesfay2290
    @asgedomtesfay2290 Місяць тому +3

    ከምዚኦም ዝበሉ ኩሉ ነገር ዘማልኡ ተጋሩ ናብ መድረኽ ክወፁን ናይ ባዕሎም ግደ ከወፍዩ ይግባእ !! ብሓቂ ሓቦን ጥበብን ዝተዓደለ ትግራዋይ !! እሞ ነዚ ተባዕ ሓውና ኣጀኻ ክንብሎ ይግባእ !! ተጋሩ ፀላእትና ኣይንረስዕ !! የቐንየልና ባዓል ብዙሕ ክእለት !! ከምኡ ' ውን መድሂን ገ/ ስላሰ ። ቅድስቲ ዓድና ትግራይ ፈጣሪ ይባርኸልና !! ሞትን ውርደትን ንፀላእትና ።

  • @rahelsheshay4813
    @rahelsheshay4813 Місяць тому +5

    "መርሃዊ ንሱ'ዩ ትማሊ ዝወየነ " 😢ጀግና አቦ ጥበብ የቀንየልና::

  • @samihaile3545
    @samihaile3545 Місяць тому +2

    ማይክ ሓወይ ! ጻዕዳ ሓቂ እዩ ዝተዛረብካዮ ። ንሰናይ ስራሕካን ውዕሎኻን ክብሪ ተወንዘፍ ። ሰሰናዩ ንዓኻ ...

  • @Tedihawi
    @Tedihawi Місяць тому +5

    Waw ስለ ድሰማዕኩካ ደስ ኢልኒ

  • @amang.cherkosg.cherkos
    @amang.cherkosg.cherkos Місяць тому +3

    አታ ትግራይ ክንደይ በላሕቲ እየ ትፈጥር ግን ከም ብልሖም ከዓ ዘይተንብሮም ዝሮ አጆኹም አጆና

  • @Massawa2002
    @Massawa2002 Місяць тому +16

    ኣቶ ሚኪኢለ መሓሪ ዝሃብካዮ ርእይቶ ብዛዕባ ኤርትራ ዓገብ : እቶም ክልተ ሚእቲ ሽሕ ኤርትራውያን ካብ ኢትዮጵያ ተዘሚቶም ዝተባረሩ ረሲዕኻዮ ሙሽ ? 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @bahlbigrmayes5752
      @bahlbigrmayes5752 Місяць тому

      @@Massawa2002 እቶም ኣብ ኤሪትራ ዝተጨፍጨፋ ኢትዮጵያውያን ከ እንታይ ድዮም

    • @Massawa2002
      @Massawa2002 Місяць тому

      @ ጭራሽ ዝተጨፍጨፈ ትግራዋይ የለን : እቶም ድልየት ዝነበሮም ተጋሩ ቢጫ ካርድ ወሲዶም ኣብ ኤርትራ ብስላም ይነብሩ ኣለዉ : ናይ ወያኔ ሓሶት ካብ ልክዕ ሓሊፉ : ሕጂ ድማ ዘይነበረ ሓሶት ናይ ጆነሳይድ እናበለ መንእስይ ትግራይ ጽልኢ የምህሮም ኣሎ :🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @abrahamteklemariam851
      @abrahamteklemariam851 Місяць тому +1

      etom 90.000.ertrawyan hybrid aynikum bahh aybelenan tebahilom nbretom hagirkum bey chama kdanni zsegegkumom ke Sebastian Seb aykonun
      Azika gnay Sebastian eka kahdamm

    • @bahlbigrmayes5752
      @bahlbigrmayes5752 Місяць тому

      ​@@Massawa2002ሕጅስ ኣባህላካ ኣብ ኢትዮጵያ ዝነብር ሕብረተሰብ የብለይን ባሃላይ ዲካ።

    • @dawitdebena8513
      @dawitdebena8513 Місяць тому

      @@Massawa2002 what does Michael has to do with the 200 Eritreans???????
      He was born and raised in Asmara. Don’t mix apples and oranges. You’re probably young Sawa generation. Between you and us that left Eritrea we have a big gap. You just mixing apples and oranges.. He thought you have this. I got you moment but you’re wrong. He has nothing to do. What happened in Ethiopia. Is only a victim from where he is originated. Again in 2008 all this sawa generation went to commit genocide against them chasing them wherever they go.Eritreans our problems is yet to come. We have too many and educated people. The country with no university.

  • @tekleteklehaymanot9040
    @tekleteklehaymanot9040 Місяць тому +3

    ማይናስ ሓወይ ዓቢ ሰብ !!!

  • @peace-x9s
    @peace-x9s Місяць тому +2

    ብጣዕሚ ክትድነቅ ዝግበአኻ ኢኻ በርትዕ

  • @First-Eri
    @First-Eri Місяць тому +12

    ኤርትራ ከየልዓለት ዘይወግሓላ ክልል 24/7 ኤርትራ ኤርትራ

    • @eyobkiflom3531
      @eyobkiflom3531 Місяць тому

      Disgusting people agame tigraway every where they yakkkkkkkkkkkk I

    • @GuushAtsbiha
      @GuushAtsbiha Місяць тому +3

      ብዙሓት ኤርትራዉያን ስለዝከታተልዋ ዝያዳ ክርእዩላ ምእንቲ 'ያ መማቕርቲ ሕዉስ ተብል መስለኒ

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 Місяць тому

      @@GuushAtsbihaእዚ ክሉ ዝብሎ ሐሶት እዩ ወያነ መቸም ጥልመት ናታ እዩ እምበርከ ኤርትራዊ አራት ኪሎ ምስ አረከባ አብ ሐብቲ ኤርትራውያን ድቃስ አይወሰዳን ሕስድና ከይወአለት ከይሐደረት ወረሰት ሰጎጎት ሐዳር አፍረሰት ቅልኣን ሰብአይን ሰበይትን ፈለየት ሕሉፍ ሐሊፍ ብሄረብሄራት አሰሊፍ ኤርትራ ወረረት መሬት ኤርትራ ባራንቱ ተሰነይ ዘመተቶ ኣሓውቲ፥ አግማል ዘመተት ብቲሐደ ሸነኽ ሶይራ ከባቢኡ ገፈፈት ከተማ ሰርሐ ከተማ ሰንአፈ ጎላጎል ሐዞሞ ጾሮና እዚ ዘይባሐል በደል አጽነተት እዚ ዝራአየ አስመራ ዝነበረ ትግራዋይ ባንዴራ ኢትዮጵያ አንበልበለ ታሴራ መንነት ክሐትት ጀመረ እዚ ዝራአየ ኤርትራ ገለ ናብ ስሚኢት ዝአተው ኔሩ ገለ ለባም ኤርትራዊ ከይሕረሙ አብ ሆቴላት ዝሰርሑሉ መደቀሲ ይዋሐብም ብ ሰርቪስ መኪና ይውሰዱ ከምዝነበሩ ክሉ አብ አስመራ ዝነበረ ትግራዋይ ዝፈልጦ ሐቂ እዩ። ሕጂ ድማ ሳላ ግይቶእም ረዳ ካብ ነበራያ ነበረቶ አዲሕንዋ ሕጂ ድማ ጥልመት አብ ልእሊ ጎይቶእም ረዳ ሐደ አብነት እዩ።፤

    • @solomansium2235
      @solomansium2235 Місяць тому

      Haki eyu zizareb zelo ab Eritrea kemu eyu nieru .nay kiros interview aleka

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 Місяць тому

      @ እንታይ ሐቂ?

  • @girmaydarcha1047
    @girmaydarcha1047 29 днів тому +2

    ❤❤❤❤❤❤❤i cant hold my tears back. Woowwwww

  • @gamlak1
    @gamlak1 26 днів тому +1

    ኣጆኻ ሚኪ ዕድመን ጥዕናን።❤❤❤❤

  • @InformationDailyBelly
    @InformationDailyBelly Місяць тому +4

    ዋው ሚኪ ሓወይ መተዓቢቲ ኣስመራ

  • @Gebremedhin-nl8pk
    @Gebremedhin-nl8pk Місяць тому +3

    ከም መድህንን ከም ኣንገሶምን ይፈርዩ ኣለውዶ❤ እንካዕ ናይማትና ኣይኮንኩም ❤ንስኩም ተፀሪፍኩም ተቃሊስኩም ህዝብኩም እንተድሒኑ ሓላል እዩ❤❤

  • @KirosTeweሓውጃኖ
    @KirosTeweሓውጃኖ Місяць тому +3

    ማይነስ ጀግና ዘይተዘመረሉ ከያኒ ፣ መዲ ከምዚኦም ዝበሉ ምቅራብኪ ሞሳ ይግበአኪ

  • @davidharcot220
    @davidharcot220 Місяць тому +1

    መድሕን ቤተኽሲያን እያ አርፊዳ መስለኒ

  • @dawithaile1314
    @dawithaile1314 Місяць тому +4

    ስነ ስርዓት ዘለዋ ብልጽቲ ጋዜጠኛ 🥰🥰🥰

  • @Fash-Entertainment
    @Fash-Entertainment Місяць тому +2

    መዲ ማይነስ ገና ኣብ ውሽጡ ብዙሕ ዘለዎ ሰብ እዩ ካብቲ ዘለዎ ኩነታት ወፅዩ ሙሉእ ብሙሉእ ናብ ሞዩኡ ዝምለሰሉ ኩነታት ተትፈጥሩ ናይ ሕልና ዕግበት ምረኸብኩም ምረኸብና❤

  • @kidusmichael1741
    @kidusmichael1741 Місяць тому +5

    ክሳብ 14 ደቂቕ ሃለውለው ይብል ኣሎ ኣሕሊፍኩም ረኣይዋ።
    ብሕጂ ካኣ ክንጽበ ኢና

  • @weldebrukhadgu8310
    @weldebrukhadgu8310 Місяць тому +1

    መድሂን ሽኮር ክራር ኣይግዲን ልቦናን ድምጺን ይበል ቀጺሎ

  • @HermonMebrahtu
    @HermonMebrahtu Місяць тому +2

    ማይናስ ሓወይ ደስ ኢሉኒ ስለዝርኣኩካ ❤❤❤

  • @1eriterahagery242
    @1eriterahagery242 Місяць тому +1

    ብጣዕሚ ኢኩም ትገርሙ ኣንቲ መድህን ንምንታይ ኢኪ መመለሶም ጽልኢ ዝደሉ ሰባት ተምጽኢ ከመይ ዝበልዎ ገጽ እስቃጥላ እዩ ብኣምላክ ክረክቦ እዩ ኣብል ልዕሊ ህዝቢ ዝገብሮ ዘሎ ጸለመ እግዛብሆር ከኒ ኣይፈርሕን ወይ ወይ ሎምስ ሓሚምኩም ኢኩም 💪🏿❤️🇪🇷❤️💪🏿

  • @matusalayohannes9964
    @matusalayohannes9964 Місяць тому +4

    እነ ዝገርመኒ ኣብ ኤርትራ ተቀሚጡ ሓንቲ ኣውንታዊ ዘርባ ከይተዛርበ ኹሉ ዝበሎ ኣሉታዊ

    • @tyttyt1271
      @tyttyt1271 Місяць тому

      Gdefom etom hasewti ynetsurulna.

  • @haftomdesta8959
    @haftomdesta8959 Місяць тому +2

    ፅቡቅ ጊርካ ገሊፅካዮ ኣብ ኤርትራ ዝበፀሕና ግፍዒ I'm one of the victim never forgive, never forget

  • @Barry-m3w
    @Barry-m3w Місяць тому +2

    ክብርቲ መድህን!!! በጃኺ ንኹሎም ኣቕርብልና!!!:: ዝኾነ!!!::
    M/S መድህን: በጃኺ: ትምህርቲ ዝህቡና አቕርብልና!!!! ቕቶሎ!! ጨፍጭፎ!! ዝብሉ በጀኺ ግድፍ....!!!!!!!!❤

  • @samsontesete5119
    @samsontesete5119 Місяць тому +3

    ዋዉዉዉዉ💙💙💙😇😇😇👸😇😇😇🥰🥰🥰መድህን ሽኮር ለባም ሓፍትና

  • @meharyyohanes4039
    @meharyyohanes4039 Місяць тому +2

    Thank you medhin for pull him up front mostly behind the shade tree there is invisible people we don’t know about.

  • @Ujustgotsighed
    @Ujustgotsighed Місяць тому +2

    Wowwww teegaru ahwatna seb lbona ajekum hademalty nkulna egzabhaer kewghalna nlemno 🩵🩵🩵🩵👍👍👍🙏🙏🙏

  • @dawitdebena8513
    @dawitdebena8513 Місяць тому +2

    Mainas you’re very bright man. I can relate everything what you’re saying I am from Asmara.

  • @woldekidanitbarek9514
    @woldekidanitbarek9514 Місяць тому +1

    ትግሪኛ ኣብ ትግራይ መይታ ነይራ ክባሃል ይካኣል ኢዩ::
    ኣብ ኤሪትራ ዋላ ሃይለ ስላሰ ንናይ ትግሪኛ መጻሕፍቲ ከጥፍኦ ይፈትን እምበር ተዛራባይ ትግሪኛ ህዝቢ ኤሪትራ ግን ንቃንቃ ኣምሓርኛ ክቕበሎ ኣይካኣለን ::
    ሃይለ ስላሰ ኣብ ኤሪትራ ንቃንቃ ትግርኛ ኣጥፊኡ ቃንቃ ኣምሓርኛ ኣብ ኤሪትራ ከተኣታቱ ቡዙሕ ፈቲኑ ግን ኣይሰለጦን ::
    ኣብ ትግራይ ግን ተዓዊቱ ነይሩ ክባሃል ይካኣል :: ኣብ ትግራይ ቃንቃ ትግሪኛ ጠፊኣ ነይራ ኢያ ::
    ኣብ ኤሪትራ ቡዙሓት ናይ ፍቕሪ ልቢ ወለድ መጻሕፍቲ ነይሮም ኢዮም ::
    ኣብ ኤሪትራ ቅድሚ ቃንቃ ኣምሓርኛ ምትእትታዉ ኤሪትራውያን ካብ ቀዳማይ ክፍሊ ክሳብ ናይ ሓሙሻይ ክፍሊ ቀዳማይ ሰሚስተር ብትግርኛ ካብ ቀዳማይ ሰሚስተር ናይ ሓሙሻይ ክፍሊ ድማ ብእንግሊዝ ቃንቃ ኢዮም ዝማሃሩ ነይሮም ::
    ኤሪትራውያን ንቃንቃ ኣምሓርኛ ምቕባል ዝኣበዩሉ ምኽንያት ካብቲ ዝለመዱዎ ብትግሪኛን ብእንግሊዝን ቃንቃታት ምምሃር ክፍለዩ ስለ ዘይተቀበሉዎ ኣብ ትግሪኛ ቃንቃኦም ዓቢ ፍቕርን ሓበንን ስለ ዝነበሮም ኢዮም ::
    ንቃንቃ ትግሪኛ ኣብ ኤሪትራ ዋላ ኡካ ሃይለ ስላሰ ከዳኽማ ፈቲኑ እንተነበረ ትግሪኛ ኤሪትራውያን ግን ብተጽዕኖ ናይ ሃይለ ስላሰ ከይገደሶም ብትግርኛ ምዝራብን መጻሕፍቲ ብትግርኛ ምጽሓፍን ደው ኣየበሉን ::
    ኤሪትራውያን ቃንቃ ኣምሓርኛ ኣይፈልጡዋን ኢዮም ::
    ኤሪትራውያን ጽሩይ ኣምሓርኛ ክዛረቡ ኣይክእሉን ኢዮም ብኣምሓርኛ ዝኾነ ክጽሕፉ ኣይክእሉን ኢዮም ::
    ተጋሩ ግን ብቃንቃ ኣምሓርኛ ካብ ኣምሓሩ እንተዘይበሊጾም ኣይሓምቁን ኢዮም ::
    ተጋሩ ትግሪኛ ገዲፎም ኣምሓርኛ ክዛረቡ ይቐለሎም ነይሩ ::
    ንቃንቃ ኣምሓርኛ ከም ቃንቃኦም ገይሮም ተቐቢሎሞ ነይሮም ኢዮም ::
    በዚ ምኽንያት ድማ ኢያ ትግሪኛ ኣብ ትግራይ ተዳኺማ ዝነበረት ::

  • @AlemTigray-pc8yv
    @AlemTigray-pc8yv Місяць тому +2

    መዲ ከምዙይ ክትክደኒ እዩ ዘጥዕመልኪ እዚ ክስካብ ብርክኻ ዝብፅሕ ቆራፅ ጨርቂ ኣፍ ልብኻ ክስካብ ጡብካ ዝርአ ክዳን ከይትኽደኒ ዓብዪ ክብሪ ኣለኒ ተፈታዊት ኢኺ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤

  • @redaezaki4495
    @redaezaki4495 Місяць тому +1

    ኣይኮንዶ ንትግራዋይ ነቲ ኤርትራዊ ንኤርትራዊ ከምይ በቲነሞ ገሪፎሞ ውን ኣይተነግረን ።

  • @kirosgebretsadkanmeles3075
    @kirosgebretsadkanmeles3075 Місяць тому +2

    ፍሉይ ከያኒ እዩ ኣበይ ተሓቢኡ ፀኒሑ

  • @asliErda62
    @asliErda62 Місяць тому +3

    Azmarino Hawey how I❤❤❤ ur artisic work all ❤❤❤❤❤.....meteAbitey Mikiele ❤❤❤❤❤

  • @ghenetbelai2070
    @ghenetbelai2070 Місяць тому +8

    እዋይ ነውራማት ዝበላዕኩሙሉ ጻሕሊ ዝሰብሩ ጓሐላሉ። መስጣ ዘብለዔትልኩም ዘንበረትኩም ኤሪትራ የውርደልኩም።

    • @tesfayaberhe
      @tesfayaberhe Місяць тому +1

      ሕማቓትስባ ንስኹም !
      ትገረራይ ኣቲኹም ‘ዶ እዝኹሉ ግፍዒ ምፈፀምኩም ? ርኹሳት !!!

    • @HagereyMedia-q4o
      @HagereyMedia-q4o Місяць тому

      @@tesfayaberhe rkus bhieresebat hizkum ab ertra zgeberkumo ayresen

  • @Massawa2002
    @Massawa2002 Місяць тому +6

    ኣቶ ሚኪኢለ መሓሪ ብሓቂ ካሓዲ የሁዳ ትባሃል 🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @azaziyohannes8873
      @azaziyohannes8873 Місяць тому

      ካብ ክልል ትግራዋይ ደኣ እንታይ ትጽበ?

    • @BrookMebrahtu-e6f
      @BrookMebrahtu-e6f Місяць тому

      @@Massawa2002 why ? What's his details?

    • @Massawa2002
      @Massawa2002 Місяць тому +1

      @ Ato Mikael Mahari accused the Eritrean people for racism. I am outraged by his accusation. I have great respect for his career as a musician. He should create good relationships between Eritrea and Tigray. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @KinfeTeweldebirhan23
      @KinfeTeweldebirhan23 Місяць тому

      He is not! Would you happen to know what happen to him?

    • @ThomasTwelde-ep4kg
      @ThomasTwelde-ep4kg Місяць тому

      Entay gereka nejes mike azmarino wedi asmera ❤❤❤❤❤

  • @ethionelovemusic7949
    @ethionelovemusic7949 Місяць тому +2

    ኮሪዐልኪ መዲ

  • @yonasgebreslassei3155
    @yonasgebreslassei3155 Місяць тому +2

    ጋ/መድህን ገ/ስላሴ ።መድሃኒት ህዝቢ ትግራይ ክትረኽብዮ ኢኺ አብ መወዳእትኡ።

  • @NazrawiBuruk
    @NazrawiBuruk Місяць тому +3

    ዋይ ዛ ሰኻራም ቁም ነገር ባ ኣለዋ እዩ

  • @teweldenugusse175
    @teweldenugusse175 Місяць тому +3

    ኣንበሳ

  • @ethionelovemusic7949
    @ethionelovemusic7949 Місяць тому +2

    ሚኪ ማይነስ " ናይ መወዳእታ መፅሓፍ" ኢለ ሰምየዮ ነይረ ኣብ ሑመራ prison idol ከቕርብ መፅዩ!!!
    ኣርቲስት ጥራሕ ዘይኮነ ፋላስፋ እውን እዩ

  • @Maebel-w7z
    @Maebel-w7z Місяць тому +3

    ብጣዕሚ ኣድኒቀካ ዘይከምቶም ሓድሓደ ሽፍን ሽፍን ዘብሉ ለክባጣት እዙ ግፍዒ ዚ ስለዝሸፈኑዎ ዩ ካልኣይ ግዜ ተበዲልና ዕድመ ይሃብካ ኣብ ኣስመራ ትግራዋይ ተገፊዑ ዩ ጊዜ ለኩሉ ሞ

    • @asmera998
      @asmera998 Місяць тому +1

      ሐሳዊ ኮይንካ አብ አስመራ ተጋሩ ማሐዙት ንሮምና ክግፍዑ ግን አይራአናን

    • @tyttyt1271
      @tyttyt1271 Місяць тому

      ​@@asmera998Ygermeka eyu.

  • @ethionelovemusic7949
    @ethionelovemusic7949 Місяць тому +2

    ኣይ ማይነስ!!!!

  • @fikadutsehaye6376
    @fikadutsehaye6376 Місяць тому +1

    እቶም ኣፈልፈልቲ ጥበብ (ስነ ጥበባውያን)ተዓቢጦም ጸኒሖም።እቶም ድምጻውያን ኢዮም ክፍለጡ ጸኒሖም።እዚ መድያ ግን ናብ ቅድሚት ኣምጺእዎም ብጣዕሚ ጽቡቅ።ዝያዳ ግን ብዝርዝር ግጥሞምን ዜሞኦምን ንመነመን ሂቦሞም ክገልጹዎ ግዜ ክወሃቦም ኣለዎ።

  • @mulubrhantsgealemayoh
    @mulubrhantsgealemayoh Місяць тому +2

    ብሉፅ ስነ-ጥበባዊ ኢካ ሚኪ

  • @kibreabnugusse
    @kibreabnugusse Місяць тому +8

    Asmera zeneberu tegaru tsebuk eyom nierom haswi tegaru mukankum keman zefeltekum ayneberen hasawi ati xeleme mechem natkum eyu hasot senkom

    • @dekiweldemicheal9579
      @dekiweldemicheal9579 25 днів тому

      @@kibreabnugusse nska eka hasawi ane Eritreawi eye eti kulu zbelo merir haki eyu nsdraka hteto zeytfelto ente koynka tmm bel

  • @mbh8883
    @mbh8883 Місяць тому +1

    ክቡር ሚኪኤል ምሓሪ ኣብ ጎቦ ዘሎ ንፋስ ይውሰዶ ኣብ ሩባ ዘሎ ውሕጅ ይውሰዶ ኢልና ንሓደ ትግርኛ እንተሰራሕ ኢና ሽግርና ንፈትሕ ንሱ ድማ ብዉዳበ እዩ ትግርኛ ኣብ ዝሀለወ ይሀሉ ሓደ እዩ ኣሚንካ ኣብዛ ልኡላዊት ሀገርና ኤርትራ ወደባት ኢዩ ኢልና ንቃለስ ።
    ብጸርፊ ዝሰንከለ ወይ ዝዘክተመ የለን ስለዚ ምርጫና
    ጽብቅ መጻኢና ንግበሮ ።

  • @capitalzemichael6299
    @capitalzemichael6299 Місяць тому +2

    ሚኪ መድሂን ክልተ ብሉፃት

  • @FitsumAsmelash-o3r
    @FitsumAsmelash-o3r 13 днів тому

    Ygerm eyu Ayfelton neyre btami gobez tigraway thank you medi

  • @Hereawnet
    @Hereawnet Місяць тому +1

    እዞም ኩሉኩም ኤርትራውያን ነዚ ሓውና ዘጋጠሞ ተዛሪቡ ትጸርፍዎ ዘለኩም ዋላ ሕጂ ንትግረዋይ እንተትርክብዎ ኣይትገድፍዎን ኢኩም:: ካብ እግሩኩም ክሳብ ርእሱኩም ጽልኢ መሊኡ ቶባ ኣነ ከማኩም ኤርትራዊ እየ ይፈልጠኩም እየ ድማ ኩሉ ኣታሓሳስባኩም
    ሚኪአለ ሓውና ድማ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ቀጽሎ ስራሓት ጥበብካ ዘይጽገብ እዩ

  • @goitomabebe1872
    @goitomabebe1872 Місяць тому +2

    ማይነስ ሓዊተይ ንጥበብ ተፈጥረ ሰብ ❤️🤍💙

  • @dawitdebena8513
    @dawitdebena8513 Місяць тому +2

    Medihin why did you interrupt him when he was talking about where he learned music specially when he was mentioning the person, I know very well Fsehae Aregay(fotorino) I would’ve liked to hear more, but somehow interrupted him by saying the story of his mother.

  • @YONAS.MEKONEN-ov1hp
    @YONAS.MEKONEN-ov1hp Місяць тому +1

    ተትርእኒ መን እዩ ሰርሕዎ

  • @habtomtekle5808
    @habtomtekle5808 Місяць тому +2

    An Amazing Artist. Nfue. Zgermu gitmtat eyom derftstu.

  • @adearoShire
    @adearoShire Місяць тому +2

    Mike good to see you brother

  • @cobraabraham5259
    @cobraabraham5259 Місяць тому +4

    medhin very smart girl👍

  • @cobraabraham5259
    @cobraabraham5259 Місяць тому +3

    ብጣእሚ በሊሕ በሊሕ መንእሰይ።

    • @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ
      @ሰላምንኹሉ-ጸ5ለ Місяць тому +1

      ብጣዕሚ ዝገርም ዘርኢ ጽልኢ ኣብ መንጎ ህዝብታት, ሓደ ትርጉም ስዩም ትፈልጦ ዲኻ ( ስነ ጥበበኛ እየ ኢኻ ትብል ), ትርጉም ሓደ ምልኩዕ, ጽቡቅ... ካልኣይ ርቁሕ, ምሩጽ... ሳልሳይ ስዩም ኣቢልካዮም ማለት ስዒርካዮም, ኢዶም ሂቦም, ኣላሽ ኢሎም... እዩ. ካልእ እዚ ደርፊ እዚ ኣብ ግዜ ገድሊ ንናጽነት ኣብ ሳሕል ( ናቅፋ ) ዝተደርፈ ደርፊ እዩ. ንስኻ ግን ኮነ ኢልካ ምስ ስዩም መስፍን ኣታሓሕዝካዮ ዝገርም እዩ. ሕፍትናውን እንቃዕ ሓጎሰኪ ሃስስ ኢልካ ጸላኢ ኤርትራ ቀዳመይ ስራሕኪ ስለዝኾነ. ካልእ ዓደይ ተበጊሳ ዝብል..... ደቀን ናብ ገድሊ ዝኸድወን ኣዴታት ናብ ደቀን ኮለል ዝብላ ኮይኑ.... ከበሳ ከይበጽሑ ዓወት ኣርክባቶም እያ ኔራ እሞ ሰሪቆም እንተ ኢልካስ ሰርቀ ምባል ኻኣ ኣይትረስዕ, ሰሪቆም ካብ በልካ. ብዝኾነ ምሕረት የውርደልኩም. ሰላም ንኹሉ.

  • @wolderufael
    @wolderufael Місяць тому +2

    ብሉጽ ደራፊ።

  • @nahommussie1311
    @nahommussie1311 Місяць тому +3

    ወዲ ሹቐይ! U deserve Nothing but love. Never heard of you ግን ኤሪትራዊያን ዓቢ ሰብ ኢና ከሲርናካ። ብዙሓት ካልኦት ውን ከምዚ ከማካ

  • @hailegebremedhin-s6z
    @hailegebremedhin-s6z Місяць тому +2

    I realy apreciate miki hawey

  • @mbh8883
    @mbh8883 Місяць тому +1

    ክቡር ሚኪኤል ምሓሪ ናይ ዓያሹ ኣይትሕሰብ ፈቲካ ጸሊእካ ትግራይ ምርጭኣ ወይ ኣዲስ ኢትዮፕያ ወይ ኣስመራ ሀገረ ሓማሴን ስለዚ ሀገርና ንዓካ ኣትርሕቀካ ወይ ኣትቀርበካ ወይ ንኢሰያስ ኣፈወርቂ ኣትቀሮብ ኣይትርሕቆ ስለዚ ንኹልና ትግርኛ ማዕረ እያ ትብጽሓና ኣቦታትና ሀጸይ የውሀንስን ኣሉላን ደም ዝኸፈልሉ እዩ

  • @dawittesfgaber5484
    @dawittesfgaber5484 Місяць тому

    Megalat tegaru ብጥሪትን ንብረትን ኤርትራዉያን ለወጢ ገይርኩም ሰረቅቲ

  • @tahadubatahaduba4577
    @tahadubatahaduba4577 Місяць тому +2

    ኣይትጎድልን እያ maths ወላ ኣብ ኣርት ወዮ ዳ ኣ ሃዲምካላ እምበር ምረኸበትካ ኔራ maths

  • @ዛላትግራይ
    @ዛላትግራይ Місяць тому +2

    መዲ ናይ አከዳድና 100% camera man 65% አስተካክሉ 🙏🏽 ማይናስ አብ እስርቤት ዓዲ አብይቶ ሓደ ዓይነት ከይዝ ዝነበረና ተጋሩ ተጋሩ ብቻ ሙካና 😭😭 አዝ ክርካኒ 700 ሰባት አብ ሓደ እስርቤት ምሸት ምሸት ተዛናጋዓ ኔርካ ቅድሚ 22 ዓመት ::

  • @Massawa2002
    @Massawa2002 Місяць тому +3

    ኣቶ ሚኪኢለ መሓሪ ምስጋና ንሕዝቢ ኤርትራ ከተቅርብ ዝሓሸ ይመስለኒ ምክንያቱ ቃንቃ ትግርኛ ተማሂርካ ናይ ኤርትራውያን ጎጎ ሕምባሻ ባኒ በሊዕኻ ዓቢኻ ዝበላዕካሉ ፅሕሊ ትስብር ፍጡር ኢኻ : ልዑል እግዚአብሔር ምሕረት የውርደልካ : 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️

    • @azaziyohannes8873
      @azaziyohannes8873 Місяць тому

      ካብ ክልል ትግራአኣይን ክስብ ወዲ ኣልባንያን(ጻዕዳ ዓጋመ) ደኣ እንታይ ትጽበ!

    • @sifisosiyabonga4434
      @sifisosiyabonga4434 Місяць тому +1

      ትግራዋይ ብምዃኑ ኣብ ኤርትራ ዚእሰር ዚህረም ሰብ ነይሩ ትብል፧ኣንታ ንሕና እዃ ኣብኡ ኢና ነርና።

    • @sifisosiyabonga4434
      @sifisosiyabonga4434 Місяць тому +1

      ተኣሲርካ እንተነርካ ወይ ሰሪቕኻ ወይ መልሲ ናይዛ ግናይ መልሓስኻ ትኸውን።

    • @sifisosiyabonga4434
      @sifisosiyabonga4434 Місяць тому

      ትግራዋይን ሽንፍላን ተሓጺቡ ኣይጸርን ዚብሃል ሓቂ እዩ።

    • @sifisosiyabonga4434
      @sifisosiyabonga4434 Місяць тому +1

      ጉሓፍ ዚኾነ ሰብ

  • @yonasinaeritreana5756
    @yonasinaeritreana5756 Місяць тому +1

    Metabyiti I'm happy to see you

  • @robelyoseph8963
    @robelyoseph8963 Місяць тому +4

    Seraqi ezi abahahla qedem ab eritrea zibhal znebere eyu

  • @media4387
    @media4387 Місяць тому +2

    ማይነሰይ ጎይታ ጥበብ

  • @yonasdaniel4716
    @yonasdaniel4716 Місяць тому +2

    Zgerm bkat ktebabe zgbo seb u so kexlo zhawey

  • @mielaabtsegai5878
    @mielaabtsegai5878 Місяць тому +1

    ከበሳ ክበጽሑ ዓወት ኣርኪባቶም። እያ ኣይትቆራርጾ እቲ ደርፊ።

  • @HamoStarmedia
    @HamoStarmedia Місяць тому +4

    kemey zbelwo hasawi eu anta donkoro entay konka da emo ab tgray tmhrti zeykexelka lekbat hasawi

  • @selam8217
    @selam8217 Місяць тому +1

    የቀልንየልና እትህብዋ መብርህ ግን ግንናይብሐቂ አብህዝቢ ኢትዩጰያዊን ኤርትራዊያን ንምንታይ ናይ ፍቅር ምሰክርነት ዘይምሰከር እትህዝብዃ ንዘልአለም ዝነብር እዩ ታሪኸ ፀቡቅን ሕማቅ ተሰርሑ አሎ እሞ አብ ሐቊ ንነበርእ ምበር ፊልምስ ከምሰሙ ፊልም እዩ የሕዋትን አሐትን እሞ ንፋቶን ንፍቀሪን❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🇪🇹🇪🇹🇪🇹❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @Erey-o9b
    @Erey-o9b Місяць тому +10

    Kid hasawi eritrea are lovely people

    • @michaelmichael5251
      @michaelmichael5251 Місяць тому +1

      ሓሳዊ ኤርትራዊ ሓራዲ ቀታሊ እዩ

    • @GuushAtsbiha
      @GuushAtsbiha Місяць тому

      ህዝቢ ኤርትራ በዲልኒ እዉን ኣይበለን ። ግን ገለ ኣብ ማእሰርትን ኣብ ትምህርትን ዘጋጠሞ ተሞክሮ እዩ ገሊጹ ። እዚ ድማ ንኹሉ ሕብረተሰብ ይዉክል ማለት ኣይኮነን ። ኣነ ንባዕለይ ኣብ ዓዲ ነብሪ ኢድን ኣብ እንትጮን ፖሊስ ካብ ዘጋፍዕም እየ ተሰዲደ ምስ ከድኩ 2014 ግን ድማ ኣሽሓት ጥዑማት ተጋሩ ኣዕሩኽ ክኣ ነይሮምኒ ።

    • @GuushAtsbiha
      @GuushAtsbiha Місяць тому

      ​@@michaelmichael5251ኣይትጋገ

    • @toyotaw2500
      @toyotaw2500 Місяць тому

      @@GuushAtsbiha እንጀራ አለም ብላእ ከምቲ አብ ሐገርና ኤርትራ ሩኹሳት ን ቅዲሚት ዘይሪእዩ አብ ትግራይ አለው ሻአብያ አራዊት ክብሉ ብ መነጽር ሐቂ ፈላሊኻ ዘይምራኣይ እዩ. ብዝኾነ እዚ ሕዝቢ ዘተአርቅ ዘሰማምእ መራሕቲ ይፍጠረሉ ዝባሐል.

    • @dawitdebena8513
      @dawitdebena8513 Місяць тому

      @Erey-o9b DENKORO

  • @mikialenguse3832
    @mikialenguse3832 Місяць тому +3

    እዛ ናይ ኪሮስ ኣስፋሃ ኢንተርቪ ሰሚዐያ ኔረ እግዝአብሔር እንኳዕ ብሰላም ኣውጻካ ክቡር ሓውና
    እዚ ዝኣክል ናይ ጥበብ ብቕዓት ዝወነነ ብዙሕ ክፍለጥ ኣይካኣለን
    ኣንበሳ ኢኻ ብሓቂ ቀጽለሉ
    መድህን ይበል ኣካዳድና መስቀልኪ ኣስርኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ቀጽሊሉ

    • @azaziyohannes8873
      @azaziyohannes8873 Місяць тому

      ኪሮስ እኮ ኣብ እምባጋልያኖ ኣስመራ ዝዓበየ ወዲ ክልል ትግራይ እዩ።

  • @Massawa2002
    @Massawa2002 Місяць тому +4

    ወ/ ሮ መድሂን ኣብ ኤርትራ ጭራሽ ጭራሽ ጽልኢ ናይ ተጋሩ የለን : እዚ ጋሻኺ ዓገብ በለይ በጃኺ : 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷

    • @Hereawnet
      @Hereawnet Місяць тому

      ስቅ በል እስኪ በጃካ ዓለም ሙሉእ ዝፈልጦ ኣይትክሓዶ:: እቲ ጽልኢ ንምንታይን ብከመይን ሻዕብያ ኣሕዲሩሉ ንህዝቢ ኤርትራ እንበር ጽልእስ ኔሩን ኣሎን::

  • @zehabesha11
    @zehabesha11 Місяць тому +1

    😡እስኻ ቆልዑት ኣለውኻ ሓዳር ግን የብልካን ስለዚ ዓማጺ ኢኻ:: ብርግጽ ልቢ ብዙሓት ደቂ ሄዋን ኣጉሂኻ ትነብር ከምዘለኻ ፍሉጥዩ ስዲ 😡

  • @natsnetghebrengus8889
    @natsnetghebrengus8889 Місяць тому +1

    Ahhh nhna do nenhdhdna kndzi mis techekakena😢😢😢😢😢😢

  • @cobraabraham5259
    @cobraabraham5259 Місяць тому +2

    ነእስነተይ አዘኪሩኑ 🙏

  • @SelamBerhane-k1c
    @SelamBerhane-k1c Місяць тому

    ታሪኽኩም ጥልመት ኢዩ

  • @wedihagereye6111
    @wedihagereye6111 Місяць тому +3

    What a talent 🎉

  • @habtomtekle5808
    @habtomtekle5808 Місяць тому +1

    Minus "Eway bislet" gerami seb. Smewo.

  • @kaleabpetros5537
    @kaleabpetros5537 Місяць тому +3

    Wawwww medehen hafetey xebuk medeb neru degemeki ketemexeyo tesefa yegebere nehawen dema foresaw tebebeka yesesen kendi shehe kun

  • @amang.cherkosg.cherkos
    @amang.cherkosg.cherkos Місяць тому +3

    ንፅበለና ጋዜጠኛ መድህን ዝተቅርብዮም መደባት ብጣዕሚ ፅቡቅ እዩ በርትዒ

  • @libanosgebreslasie99
    @libanosgebreslasie99 Місяць тому +2

    መድህን ናይ ማይኽ ቁጽሪ ስልኪ ፖስት ግበርዬ ኽንሕግዞ

  • @fanaisaak-haggi5094
    @fanaisaak-haggi5094 Місяць тому +2

    Adgi hamika zgdafkayo tmhrti eritra ntgaru sgab arbate iyom zmhruja tbel

  • @Erey-o9b
    @Erey-o9b Місяць тому +6

    Nay Eritrea tay yimketeka kihadi😢😢😢😮😮😮

    • @abrhaleyrussom1718
      @abrhaleyrussom1718 Місяць тому +1

      Nefat zabeylu ketema endyu halawi tel guasa keleka Asmera abyu denkoro

    • @SurprisedWalrus-ue9ip
      @SurprisedWalrus-ue9ip Місяць тому

      @@abrhaleyrussom1718 katuma aismira shamah anta mahim sahsah qhundaf eaqami kalal tabhal ata tighrika ayah asmarah aykhwntin

  • @Maebel-w7z
    @Maebel-w7z Місяць тому +2

    smart guy✌️✌️✌️✌️ maynes

  • @menges337
    @menges337 Місяць тому +1

    መድህን መድህን፡ ንፍቕሪ እንተትሰብኪ ሰናይ ምኾነ።

  • @Ate-fl5ts
    @Ate-fl5ts Місяць тому +3

    ማይነስ 💪💪💪

    • @menyuasmarino2771
      @menyuasmarino2771 Місяць тому

      ብቀዳምነት ነተን ክብርቲ አዴኻ አብ አስመራ እንዳ ጥልያን እንዳሰርሓ ቑሩብ ትምህርቲ ናይ መዚቃ ፡ ዘቅሰማኻ ፡ ካብቶም ቡዙሓት ተጋሩ ምስ ጥልያን ዝጻረፉ ምግንዛብ የድሊ ። ብምቅጻል እቲ አዴኻ ዝደፍኦ ደርፊ አዴታት ኤርትራዊያን'ዉን ከምኡ ዓይነት ደርፊ ናይ ምድራፍ አብ ኩለን አዴታት ልሙድ እዩ ። ብምቕጻል ድማ እቲ ናይ ትግራዋይ ምዃንካ ብ'ብጫ ወረቀት ትልለየዩ ዝተዋህበካ መንነት ከምዚ ዓይነት ሽግርን ምግፋዕን አብ ኤርትራ አጓኒፉኒ ምባልካ ካብ ሓቂ ዝረሓቀን ጽልኢ ዝጉሕፍ ቃላት ኮይኑ ይርከብ ። ብ'ዝያዳ ጽልኢ ምስ ህዝቢ ኤርትራ ከምዘለካ የተንብህ ። ብ'ተወሳኺ ካብዘን ዘቅረብካየን ደርፍታት ፡ ካብ የዉሃንስ ወዲ ትኳቦን አብራር ዑስማንን ትኹብ ትኹብ አቢልካ ዘዛመድካዮ ሓዉሲ ዜማን ቃላትን ይስማዕ ፡ ብ'ዚያዳ ድማ አሰር ቕርጺ ሙዚቃኻ ናይ የዉሃንስ ትኳቦ ዝተሓጸየ ይመስልን የጥዕምን ። አብ መጨረሽታ አብ ሕሳምብ ወይ ማተማቲክስ ን'ፉዕ አይኮንኩን ኔረ ምባልካ ካብዘን 750 ዝኮና ደርፊ ደሪሰይን ምባልካ ፡ አብ ሕሳብ ቁጽሪ ንፉዕ ዘይምኳንካ አመስኪርካ ። እንትምንታይሲ ካም በዓል ራሃባ ራእሲ ሃገራዊ ባህሊ በረኸት መንግስትኣብ ዳርጋ 90 ዓመት ዕድመ ክገብር ቑሩብ ተሪፍዎ 700 ዝኸዉን ደርፊ ጽሒፈ አለኹ ክብል አይደፈረን ። አብ መጨረሽታ ድማ ዉጽኢት ናይታ ትብላ ዘለኻ ፊልም ንጽበ ። ሰሰናዩ !!!