Legendary Bereket Mengsteab Eritrean Song " ኣባ ግፋው "

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 28 лис 2024
  • ክቡራት ኣፍቐርቲ ሙዚቓ
    እዚ መርበብ እዚ ነቲ ድሮ ብመንግስታዊ ኣካላት ንመሰልን ዋንነት ናይ ዘየምትን (ሓደምትን)ገጠምትን ንምርግጋጽ ተጀሚሩ ዘሎ ስራሕ ሓጋዚ ተራ ንምብርካት እዩ። ከምቲ እቲ ሎጎ ናይዛ መርበብ ዝሕብሮ ድማ ቐንዲ ዕላምኡ እቲ ንነዊሕ ኣዋናት ዋናን ጠርናፊን ሲኢኑ መላገጽን መጻወቲ ብዙሓት ኾይኑ ዝጽንሔ ደርፍታትና ንምእካቡን እቶም እዚ ደርፍታትና ብፍላይ ድማ ናይ ሜዳ ደርፍታት ዘይናቶም ክንሱ ከም ናቶም ዋንነት ጌሮም ናይ ኮፒ ራይት መሰል ዝወሰዱ ዉልቀሰባት ብዓል መን ምዃኖም ብርግጽ ንምፍላጥ እዩ። ድሮ ድማ ብዙሕ ነገር ተሰሪሑ ኣሎ። ኣብዚ ጉዳይ ዝነጥፉ ዘለዉ ብዙሓት ዉልቀሰባትን መንግስታዊ ትካላትን ስለቲ ዝገብርዎ ዘለዉ ከቢድ ጻዕሪ ብልቢ ክምስገኑ ይግብኦም።። ተወሳኺ ሓበሬታ እዛ መርበብ እዚ ኣብዚ ትጽዕኖ ኣብ ካልእ መርበባት ንቡዙሕ ዓመታት ተጻዒኑ ስለዝጸንሐን ዘሎን ካብ ዮቱብ ዝርከብ ዝኾነ ገንዘብ የለን።

КОМЕНТАРІ • 2

  • @jossawitalajawi6788
    @jossawitalajawi6788 6 днів тому +1

    History🇪🇷👏🇪🇷👏

    • @legendsMusic1
      @legendsMusic1  6 днів тому +1

      ኣብ ታሪኽ ናይ ኤርትራ ዝግደስ ሰብ ናይ ራሃባ ደርፍታት ጽን ኢሉ እንተሰሚዕዎ ብዙሕ ክምሃር ይኽእል እዩ።