Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
Kalie hiwet yesmealna Egziabiher amlak xegiu yebzhalka emebrhan bxolota tdegfka nay zemen agelglotka Egziabiher ybarkelka kbur dyaqon hawna
ኣሰይ ዳግማዊ ጳውሎስ ናዕና መታን ክሕሸና እመ ብርሃን በረከታ ተብዝሓልኩም
እንካዕ ብሰላም መጻእካና ዳግም ጳዉሎስ ዶ ክብለካ ትጉህ ኣገልጋሊ ስጋዊ ገዲፍካ ኣባጊዕካ ተናዲ ፡እመብርሃን ምሳካ ትኩን ኣብ ኩሉ ሂወትካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ መታን ንዓና ክጥዕመና።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ እግዚአብሔር ኣምላኽ ይባርኩም በውነት ልቦና ይሃበና,,ኣምላኽ የማናይ ኤዱ ዘርግሑ ብመንገዱ ይምርሓና..ናብኡ የብቅዓና ግና ከም ፍቓዱይኩን,ኣምላኽ ዝተባረኸን ዝተቅድስን ህጻን ይዓድለና..በጃኹም ኩቡራት ኣሕዋተይ ብጾሎትኩም ዘክሩኒ..ንዘከኻር..ኣብ ሂወትይ ብዝውሓበንይ ህጻን ቅዱስ ክኾነለይ ንፈጣሪ ዝእዘዝኤ ክወሃብ ዝምነ 🤲🏻🤲🏻🤲🏻🤲🏻🤲🏻🤲🏻🤲🏻..ማራ ይፈርሕ ሕማቕ ህጻን ከይውሃብ 😭😭😭😭😭
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሕይወት የስመዓልና መምህርና ቅዱስ እግዚኣብሔር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብኹም እመብርሃን ቅድሜኩም ትሕለፍ ቅዱስ ሚካኤል ንዝመጸኩም ፈተና ዲያብሎስ ይርገጸልኩም ኣሜን። በረከትኩም ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስትያን ይኹን። እቶም ብትዕቢት ኣፎም ከፊቶም ብድፍረት ዝጻረፉ ዘለው እግዚኣብሔር ይገስጾም። ዝበሉ እንተበሉ ንዓኩም መምህርና በረከት እዩ። ነቶም ነዚ ቅዱስ ቃል ኣምላኽ ዝሰማዕና 30/60/100 ፍረ ክንፈሪ መንፈስ ቅዱስ ይደግፈና ኣሜን። መምህርና ወይ ነዚ መደባት እትመርሑ ሓንቲ ርኢቶ ኣለትኒ። ሓንቲ ማሕበር እንተ ትምስርቱ እሞ ናይ በረከት ስራሕ ነኣብነት ምህናጽ ገዳማት፡ ቀለብን ክዳውንቶምን ናይ ገደማውያን ኣቦታትናን ኣዴታትናን፡ ንዝወደቁ ህጻናትን ኣላዩ ዘይብሎም መበለታት ዘክታማት ህጻናትን ደገፍ ምተገብረ ነይሩ። ኩሉ ተስፋ ሰማያዊት ዝምነ ነዚ ቅዱስ ስራሕ ክሳተፎ ይኽእል እዩ።
Selameka yebezahe mihretab hawey eshi senay hasab kemfiqad Amelak mes Ahewat kinezarebelu bethami qiduse hasab eyu behaqi.
@@tewahedoyeti ኣነ ከማን ኣብ ጎድንኩም ኣለኩ ንጀምሮ ጥራይ።
ቃለ ሕይወት የስምዓልና ክቡር መምህርና ዲያቆን ኣስመላሽ ኃውና፡ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካመፈጸምታ ሕይወትካ የጽብቐልካጸጋኻ ድማ ናብቶም ሰማዕቲ ይሕለፍ
ዲያቆነይ ማዓረይ ናትካ ናሰማዕኩ ቁሩብ ዓይነይ ክጥምት ጀሚረ ብጣዓሚ እየ ተስፋ ዝቆርፅ ነይረ🙏🙏🙏🙏
Kubur hawna diacon asmelash kale hiwet yesmalna egziabiher edmen tienan yhabelna .
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ዲያ ሓውና ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይሃብካ መድሃኒኣለም ኣምላክና ኣሜን።
Kalehiwet yesmaalna bruk nay Egziabher agelgali Hawna Diyakon. Egziabher newhi edme yhabka, kmu wn kab xelae yhalka.Amen Amen Amen.
Amen 🙏🏻 amen 🙏🏻 amen 🙏🏻
ቃል ሂወት የስመዓልና ሓውና ዲ ኣስመላሽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብካ ፈጣሪ ፡
ኣምላኽ ይባርኩም ኽቡር ድያቆን...ልቦና ሃበና ኣምላኸይ 😭😭😭😭😭😭🤲🏻🤲🏻🤲🏻🤲🏻🤲🏻🤲🏻🤲🏻🤲🏻🤲🏻😭😭😭
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ድያቆን ኣሽመላሽ ሓውና እግዚኣቢሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም Alena alene ሓውና ናይ ብሓቂ ጹቡቅ ሓሳብ ዩ ኤርትራውያን ጊን ደቂስና ኢና ዘለና ዝበዛሕና ኤርትራዊ ምስ ዞም ጠንቆልቲ ሓስውቲ ነብያት ኢና ነጣቅዕ ዘለና ጊን ምትንሳእ የድልየና ዩ እቶም ውሑዳት ላዕልን ታሕትን ትብሉ ዘለኹም እግዚኣቢሔር ኣምልኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩ እቶም ደቂስና ቤት ክርስትያና ንታሃድሶ የሕሊፍና ንህብ ዘለና ድማ ምስዚ ወርሓት ትንሳኤ እግዚኣቢሔር ትንሳኤ ይፍጠረልና
14
Bihaki ane mis egziabher zmdnay mis abelasheku bihaki yblekum aleku kulu hiwetey tebalashiu bihade akal Gurhi tiebit nieket kenei hisdna Kab mealti nab mealti kulu wetsiu Ab bet frdi tebatsihna tefatihna Gena win ab kirkr alena
Amen Amen Amen egzabiher amlak yemsegan deykon hawna xegau yebzhalka fetari nay aglgolat zemnka egzabiher amlak yebrkalka Edman tanan yehbka fetari
ኣሜን ቃልህዉት ያስመዕልና ከብር መምህርና ቃል ሰናይ ያስምዕልና 🙏🙏
Kal hiwet yesmalna Egzabher segu yebzhalka fetari
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና መም ዲያቆን ኣሽመላሽ እግዚኣብሄር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንሕና ምእንቲ ክንረብሕ።
ናይ እዝጋብሄር በረከቱን ቅድስንኡን ኣይፈለየና
ኣሜን ቓል ሂወት የስመዓና ጸጉኡን በረከቱ ኣይፈለየና ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ ፈታሪ
ቃል ሂወት የስመዕልና ክብር ድያቆን ሓዉና አምላክ ፀጋ አብ ልዕል ፀጋ ይዓድልካ አብ እምነትና አፅነዐና አምላክ አበይ
አሜን አሜን አሜን:: ቃለህይወት ይስመዓልና ኽቡር መምህርና:: ጥዕና ዝመልኦ ዕድሜ ይሀበልና:: መድኃኒአለም ይባርኸልና:: ዝሰማዕናዮ አብልብና ሐዲሩ ከነስተግብሮ ከአ እግዚአብሄር ይሐግዘና::
Amen amen amen Amlak xegeu ybzhalka Dyakon hawey nay agolgulet gziaka ybark 🙏🙏🙏🙏🙏⛪💒⛪⛪💒💒💒
Amen amen amen amlak ybarka nay odme tega yhabka fetari❤❤❤
Kale hiwet yesemana hawena dyakon kbren mesganan yehabela
መርሓባ ክቡር ዲያቆን ሓወይ እግዚአብሔር ብቅድሜኻ ዋልታ ብድሕሬኻ ጒሳ ኢዱ ከኣ አብ ልዕሌኻ ይኹን ቃለ ሂወት የስምዓልና
ኣሰይ ሓቅቒ ኣምላኽ ንዓና ክብል ደው የብሎ።
@@weynihagos5835 AMEN ab zelena shere nbelo abi tmhrtiu bzuhat tefiamyom ab Europe nabnet ab Imo
ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና ድያቆን ኣስመላሽ ሓውና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የሰምዓልና ዲየቆንሓወና
ኣሜንንንንንንንንንንንንንን💒❤️🤲💒❤️🤲
Egizbiher xegu yebzhlka God bless you Decon hawey
egziabihier amlak nay agelgulot zemenka ybark dyakon hawna
ቃለ ህይወት የስምዓልና ድያቆን ኣስመላሽ ልዑል አግዝኣሄር ኣምላክ ጸግኡ ይብዝሓልካ ኣሜን
እግዛኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ
ቃል ህወት የስመዓና ድያቀን ሓውና ኣምላኽ ፀጉ የብዘሐልካ
ናይ ብሓቂ ድያቆን ሓውና ከምዚ ክንገብር እግዚአብሔር ይሓግዘና ሰብኣይ ንሰበይቱ እናሓገዘ ሰበይቲ ንሰብኣያ ክትሕዝ እናተዳጋገፍና ክንከይድ እግዚአብሔር ይሓግዘና
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና
Amen Amen redeta berkta ayflyna mes kulhna
አሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ናብ ብሓቂ ዓቢ ትምህርቲ እግአብሔር ይሓግዝካ 🙏🙏🙏
Qale hiwet yesmealna diaqon
ቃል ሂወት የስመዓልና ኩቡሩ መምህርና 🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ ቃለ ሂወት የስመዐልና ክቡር ዲያቆን ሓወይ ፀጋ ኣብ ልዕሊ ፀጋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ ይባርካ ዝተመሃርናዮ ኣብ ልብና የሕድሮ
ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ክቡር ዲያቆን ሓውና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባርኽ ኣብ ልብና የሕዲሩ ከምቲ እግዚኣብሔር ኣምላኽና ዝደልዮ ቅዱስ ሓዳር ክንነብር ናይ እመ ኣምላክ ጸሎት ናይ ቅዱሳን ረዲኤት ኣይፈለየና።
ናባሓቂ ቃል ሂወት ይስመዕልና ኩቡር መምህርና❤❤❤❤❤
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ሓበን ቤተ ክርስትያን፡ቅሳነት ምእመናን፡በረከት ተዋህዶ፡።
ኣሜን(3)ቃልሂወትየስመዐና
Amen Amen Amen 💒💒💒🙏🙏🙏❤️❤️❤️kalehiwet yesmealna
Kale hiwet yesmalna kubur hawna diakon
ቃል ሂወት የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልካ ዝስማዕናዮ ኣብልብና የሕድሮ 🙏🙏🙏🙏🙏
ቃል ሂወት yesmelns❤🙏❤🙏
We miss you diacon asmelash ናብ ቁዱስ ሚካአል ተዛወረና 🙏🏽🙏🏽🙏🏽
ድያቆን ሓወይ ኣምላክ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብካ ኣምላከቅዱሳን ኣባካ ሓዲሩ ንብዙሓት ካብ ውድቀት ናብ ምትንሳእ ፡ካብ ጥፍኣት ናብ ህይወት ፡ካብ ትዕቢት ናብ ትሕትና ፡ካብ ዕሽነት ናብ ጥበብ ፡ካብ ምድራዊ ናብ ሰማያዊ ርስቲ ዝእቱ ፡ሰንሰለት በረከት ,ረድኤት፡ጸጋ ፡ክገብረልና ፍቃዱ ይኩን ፡ንዓካ ውን ዕድመን ጥዕናን ይሃበልና።
Qale hiwet yesmealna kbur memhrna 🙏🙏🙏 egziabhier tsega ab resi tsega yebzhalka 🙏🙏🙏
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማልና ዲያቆን ሓውና ጸግኢ ይብዝሐልካ ፈጣሪ
Nay behaki dyaqon haweyyy edmen tenan yhabka Egziabher xgueun tbebun yebzhalina nezi kngebr❤❤❤❤
እግዚአብሔር ይባርኮት ዲያቆን አስመላሽ ብጣእሚ ደሰ ዝብል ትምህርትን ምክሪውን 'ዩ 🙏❤🇪🇷
Amen qal hiwet yesmalna egzabher nebotat zhadegelna nqdsti dngl maryam zhabena ndyaqon asmelash zexnhalna qdus egzabher ykber ymesgen xgu yebzhalka dyaqon hawey.
Amen(3)zelenayo do hadar koynu elkayo htyatna mewadadrti yeblun qual hiwet yesmealna dyakoney
ቃለ ሂወት የስምኣልና ናይ ኣጎልጉሎት ዘመንካ ኣምላኽ ይባርኸልካ ድያቆን ኣሽመላሽ
Amen amen amen diyakoneyyyyyy mareyyyy enkea beselam mexakum egzabiher amlak edmen tenan yehbikum ።
ቃለ ሂወት የስምኣና እድመን ጥእናን ይሃብካ ፈጣሪ
Amen Amen Amen memhrey kal hiwet yesmalna xegeu yebzhelku
Amen(3)kale hiwet yesmaalna dyacon hawey egziabiher amlak edmen tenan yhabka
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህወት የስመዐናል ክብር መምህርና መስተወዐሊ ዓኒ ልቦና ይዓድለና እግዚኣብሔር ኣምላኽ
Naybhaki kale hiwet yesmalna deyacon hawey zemen aglglotka ybarek
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህይወት የሰመዐልና ኩቡር መምህር 🙏🙏🙏🌿🌿🌿🌾🌿💐💐💐💐💐💐💐💐
Nay behaki memhr hiwet eka klu tzarebo meharn hanaxi emo kea haqi bzokone Egzabihiar xegeu ybzhalka neana kea bwuhud yehderelna ente nska emo gexlo amlak ms mlue sdrabetka xegeu yebzhalkum👍👍👍👍👍🙏🙏🙏🙏🙏💒💒💒💒⛪⛪💓💓💓
ምእንቲ ኤርቶዶኩስ ዓለምና 1000000 ዓመት ይሃብካ ኣምላክ እዋይ ትምርቲ እዋይ ትንታነ ዝገርም ቃለሄወት የስማዓልና ድቆነይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስማኣልና ዲያ ነኣኩም ኣነቃቅሑ ዝመሃረና ሉኡል እግዚኣብሔር ለዘለኣለም ይክበር ይመስገን ኣሜን
Qale hiwet yesmealna amlak edmen tiunan yhabka diyaqon asmelash memhrna tebae ambasader krstos kuluna abxelot nzekrom memharana tmhrtom ab fre kbexih lewuti knrekb niom wun kntikiom
Kal hiwet yesmalna hawna dakon asmelash 🙏
ኣሜን🙏🙏🙏❤️
ቃለ ሂወት የሰመዐልና 🙏🙏🙏🙏
Bless you ma teacher
Amen (3) qalehiwetu yesimialina dyakon hawuna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
Thankyou pastor abgaz kula ze,lo eka ambika. Egziabher mishka yecken
አሜን (3)) Kale hiwet yesmealna memhrna diyakon asmelash edmen tienan yhabka fetari
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣሜን, ኣሜን, ኣሜን 🙏🙏🙏ኩቡር ዱያቆን ሓውና ጸግኡ የብዝሓልካ ልዑል ቁዱስ እግዛብሄር ኣምላክ 🙏🙏🙏
ኣሜን ቃል ሰናይ የስምኣልና ዲ.ሓወይ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓበን ናይ ተዋህዶ
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስምዓልና ኩቡር ሓውናን መምህርናን ድያቆን ኣስመላሽ ኣምላክ ኣብዚሑ ይባርኽካ እዚ ካብ መዓር ወለላ ዝጥዕም ትምህርትኻ ኣዚና ኢና ንናፍቆን ንሃርፎን ኣምላከ ቁዱሳን ጽላሉን ሓለዋኡን የንብረልካ ነዛ መደብ ተዳልዉ ከኣ ኣምላክ ይባርኽኩም
Amen kal hiwet yesmalna diyakon hawuna egzabher amlak xegu yebzhalkum
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልና ተማሂርና መጀመርታ ሓዳርና ደሓር ቤተሰብና ድሕሪኡ ሃገርና ክነመሓድር ሓይሊ ይሃበና።
kal hiwet yesmelna fetari mestewali lbona yhabena🙏🙏🙏🙏
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna egzabher amlak xega yeadel diakon Hawey neana kehshena egzabher bselam neberulna
ኣሜንንን ቃለ ሂወት የስምዓልና ጸጋ የብዝሓልኩም፡ ብሂወት ክነብረሉ እግዚኣብሄር ይደግፈና።
Qalehiwet yasemaln wedmachin dyaqon
ናይ ብሓቂ ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህረይይ ኣብ ልብና የሕድሮ
Kale hiwet yesmealna Amlak xegu yebzhalka diyacon hawey. Bhaki senayn agedasn tmhrti eyumo Egziabhier aezuzu ybarka.
Amen Amen Amen qale hiwet yesmealna diyakon hawey memhr alem edmen teanan yehabekum fetari
ናይ ቃል ህይወት የስመዐልና መምህረይ
Kale hiwet yesmialna diakon hawey .misnay yikireta kitimihir keleka kes elka mimihar dea limed tiqayek zeleka anda meselka misenay yikireta adimen tianan yihabka. 🙏❤️
Amen Amen Amen egziabhir tsegue ybzhalka
Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna nay bhaki senay tmhrti ✝️🙏❤️
ቃለ ሕይወት የስምዓልና፡ ጸጋኡ የብዝሓልካ፡ እግዚአብሔር በረኸት ቅድስት ድንግል ማርያምን ቅዱሳኑን ይኽፈልካ
Kale hiwet yesmialina ab libina yehidro egizaber
Amien amien amien qal hiwet yesmalna egziabhier amlak xegu yebzhalka hawuna dayiqon
Waww qale hiwet yesimaelina bitaemi xibk megilexi egizaebiher stegieu yebizahalika diyacon hawey😇🙏
Edmen tinan yehabeka seleti kubur qal egzabiher zegelexkalna
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህወት ይስመዓልና 👏👏👏
Qalehiwet yesmalna diqon hawnan memhrnann .Egziabiher xegu yebzhalkum ab hadarna kemti Egziabiher zhgoselu koyna knrkeb Egziabiher amlak bxegu ydegfena. abxelotkum zekuruni diqon hawna. kulukatkum ahwat abxelotkum zekurni .
Kalie hiwet yesmealna Egziabiher amlak xegiu yebzhalka emebrhan bxolota tdegfka nay zemen agelglotka Egziabiher ybarkelka kbur dyaqon hawna
ኣሰይ ዳግማዊ ጳውሎስ ናዕና መታን ክሕሸና እመ ብርሃን በረከታ ተብዝሓልኩም
እንካዕ ብሰላም መጻእካና ዳግም ጳዉሎስ ዶ ክብለካ ትጉህ ኣገልጋሊ ስጋዊ ገዲፍካ ኣባጊዕካ ተናዲ ፡እመብርሃን ምሳካ ትኩን ኣብ ኩሉ ሂወትካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ኣምላክ መታን ንዓና ክጥዕመና።
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ብሓቂ እግዚአብሔር ኣምላኽ ይባርኩም በውነት ልቦና ይሃበና,,ኣምላኽ የማናይ ኤዱ ዘርግሑ ብመንገዱ ይምርሓና..ናብኡ የብቅዓና ግና ከም ፍቓዱይኩን,ኣምላኽ ዝተባረኸን ዝተቅድስን ህጻን ይዓድለና..በጃኹም ኩቡራት ኣሕዋተይ ብጾሎትኩም ዘክሩኒ..ንዘከኻር..ኣብ ሂወትይ ብዝውሓበንይ ህጻን ቅዱስ ክኾነለይ ንፈጣሪ ዝእዘዝኤ ክወሃብ ዝምነ 🤲🏻🤲🏻🤲🏻🤲🏻🤲🏻🤲🏻🤲🏻..ማራ ይፈርሕ ሕማቕ ህጻን ከይውሃብ 😭😭😭😭😭
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሕይወት የስመዓልና መምህርና ቅዱስ እግዚኣብሔር ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብኹም እመብርሃን ቅድሜኩም ትሕለፍ ቅዱስ ሚካኤል ንዝመጸኩም ፈተና ዲያብሎስ ይርገጸልኩም ኣሜን። በረከትኩም ምስ ኩላትና ህዝቢ ክርስትያን ይኹን። እቶም ብትዕቢት ኣፎም ከፊቶም ብድፍረት ዝጻረፉ ዘለው እግዚኣብሔር ይገስጾም። ዝበሉ እንተበሉ ንዓኩም መምህርና በረከት እዩ። ነቶም ነዚ ቅዱስ ቃል ኣምላኽ ዝሰማዕና 30/60/100 ፍረ ክንፈሪ መንፈስ ቅዱስ ይደግፈና ኣሜን። መምህርና ወይ ነዚ መደባት እትመርሑ ሓንቲ ርኢቶ ኣለትኒ። ሓንቲ ማሕበር እንተ ትምስርቱ እሞ ናይ በረከት ስራሕ ነኣብነት ምህናጽ ገዳማት፡ ቀለብን ክዳውንቶምን ናይ ገደማውያን ኣቦታትናን ኣዴታትናን፡ ንዝወደቁ ህጻናትን ኣላዩ ዘይብሎም መበለታት ዘክታማት ህጻናትን ደገፍ ምተገብረ ነይሩ። ኩሉ ተስፋ ሰማያዊት ዝምነ ነዚ ቅዱስ ስራሕ ክሳተፎ ይኽእል እዩ።
Selameka yebezahe mihretab hawey eshi senay hasab kemfiqad Amelak mes Ahewat kinezarebelu bethami qiduse hasab eyu behaqi.
@@tewahedoyeti
ኣነ ከማን ኣብ ጎድንኩም ኣለኩ ንጀምሮ ጥራይ።
ቃለ ሕይወት የስምዓልና ክቡር መምህርና ዲያቆን ኣስመላሽ ኃውና፡ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልካ
መፈጸምታ ሕይወትካ የጽብቐልካ
ጸጋኻ ድማ ናብቶም ሰማዕቲ ይሕለፍ
ዲያቆነይ ማዓረይ ናትካ ናሰማዕኩ ቁሩብ ዓይነይ ክጥምት ጀሚረ ብጣዓሚ እየ ተስፋ ዝቆርፅ ነይረ🙏🙏🙏🙏
Kubur hawna diacon asmelash kale hiwet yesmalna egziabiher edmen tienan yhabelna .
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ዲያ ሓውና ጸጋ ኣብ ርእሲ ጸጋ ይሃብካ መድሃኒኣለም ኣምላክና ኣሜን።
Kalehiwet yesmaalna bruk nay Egziabher agelgali Hawna Diyakon.
Egziabher newhi edme yhabka, kmu wn kab xelae yhalka.
Amen Amen Amen.
Amen 🙏🏻 amen 🙏🏻 amen 🙏🏻
ቃል ሂወት የስመዓልና ሓውና ዲ ኣስመላሽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይሃብካ ፈጣሪ ፡
ኣምላኽ ይባርኩም ኽቡር ድያቆን...ልቦና ሃበና ኣምላኸይ 😭😭😭😭😭😭🤲🏻🤲🏻🤲🏻🤲🏻🤲🏻🤲🏻🤲🏻🤲🏻🤲🏻😭😭😭
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ድያቆን ኣሽመላሽ ሓውና እግዚኣቢሔር ኣምላክ ጸጉኡ የብዝሓልኩም
Alena alene ሓውና ናይ ብሓቂ ጹቡቅ ሓሳብ ዩ ኤርትራውያን ጊን ደቂስና ኢና ዘለና ዝበዛሕና ኤርትራዊ ምስ ዞም ጠንቆልቲ ሓስውቲ ነብያት ኢና ነጣቅዕ ዘለና ጊን ምትንሳእ የድልየና ዩ እቶም ውሑዳት ላዕልን ታሕትን ትብሉ ዘለኹም እግዚኣቢሔር ኣምልኽ ጸጉኡ የብዝሓልኩ እቶም ደቂስና ቤት ክርስትያና ንታሃድሶ የሕሊፍና ንህብ ዘለና ድማ ምስዚ ወርሓት ትንሳኤ እግዚኣቢሔር ትንሳኤ ይፍጠረልና
14
Bihaki ane mis egziabher zmdnay mis abelasheku bihaki yblekum aleku kulu hiwetey tebalashiu bihade akal
Gurhi tiebit nieket kenei hisdna
Kab mealti nab mealti kulu wetsiu
Ab bet frdi tebatsihna tefatihna
Gena win ab kirkr alena