EMN - ግብረ መልሲ ኣብ መዘንግዕ ካሜራ (ወዲ ጀበሊ) - Eritrean Media Network

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 24 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 69

  • @tesfiesieum2645
    @tesfiesieum2645 2 роки тому +17

    ወዲ ጀበሊ መባእስተይ ለባም ይግበረለይ ዝባሃልስ ከምዚ ንሃትካ እዩ ብጣዕሚ ጽቡቁ ነዞም ናብ ሕማቅ ንክትበጽሕ ከንበድብዱዋ ድሓሰቡ ኣፎም ኣትሕዝካዮም ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ስለቲ ጽቡቁካ

  • @genettekeste3951
    @genettekeste3951 2 роки тому +4

    ቢጣሚ ጽቡቅ መልሲ ልባዊ ትሚህርቲ ሓዘል ወዲ ጀበሊ ዕድመን ጥናን ይሃቢካ ልዕሊ ኩሉ ንሶም ይፈትውካ ይሓልዩልካን።ፍቅርን ሰላምን ይሃቢኩም።
    ዮናስ ለባም ምስካፍካ ንቡር እዩ ።ግን ንምንአስ እልኩም ከምዘይ ኩነ ፍልይጥ እዩ አምልካክ ፍቕርን ሰላምን ይሃቡኩም።🙏🙏🙏♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @omeromer5512
    @omeromer5512 2 роки тому +1

    ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ወዲ ጀበሊ ✅

  • @tumizghifisshatsion351
    @tumizghifisshatsion351 2 роки тому +6

    ጽቡቅ መልሲ መሊስካ ኣሎካ።

  • @biniammisghna8905
    @biniammisghna8905 2 роки тому +13

    ዮናስ ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ በዛ ናይ ሎሚ መግለጺኻ

  • @mesghenagebru4880
    @mesghenagebru4880 Рік тому

    Briliant man

  • @godislove7204
    @godislove7204 2 роки тому +3

    We appreciate both of you 🇪🇷🐪🇪🇷

  • @embatekera9244
    @embatekera9244 2 роки тому

    Entay Eyom Zblu Zelewu Bal Kebede Kekabdu Mat Eyom Ayserhu Ayesrhu Negativ Tray Eyom Ketslwo Tray Tsbuk Alekum 🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤

  • @mhreteabbrhanetesfay4296
    @mhreteabbrhanetesfay4296 2 роки тому +4

    Welcome brothers 🇪🇷❤️🐪

  • @untitled2834
    @untitled2834 2 роки тому +3

    God bless you and all your family ♥️ 🙏🙏🙏👇🙏💕

  • @gideyalem6475
    @gideyalem6475 2 роки тому +3

    🕊🕊🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌲🌷🌷🌲🍾happy new year 🎉. 🎉 ♥ and merry Christmas 🎅 🎄 😊 ❤ ♥ 💖 🎅 🎄 😊 tsubk medeb iyu neyru.

  • @hailabhaile2375
    @hailabhaile2375 2 роки тому +4

    Xibuk medeb alekum kubrat yhewatey

  • @teweldebrhananebrhane6207
    @teweldebrhananebrhane6207 2 роки тому +2

    ❤ 👁ኣለና👂🏽ኣለና👍🏾☑

  • @tedroshdray6061
    @tedroshdray6061 2 роки тому +2

    Welkam deki areyyy

  • @rahwatesfu-lebassi2943
    @rahwatesfu-lebassi2943 2 роки тому

    ❤️🙏🇪🇷❤️🙏🇪🇷

  • @nagatnagat1947
    @nagatnagat1947 2 роки тому +3

    🇪🇷🇪🇷👍👏✋

  • @mengisteabembaye4236
    @mengisteabembaye4236 Рік тому

    🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @HAREGU1
    @HAREGU1 2 роки тому

    Merhaba 👏💐❤️🙏🇪🇷🌿🌷🌾👍👍👍👍👏👏👏👏👏

  • @abdelletifmuhammed836
    @abdelletifmuhammed836 2 роки тому +3

    😍👍❤️🇪🇷✌️👏👏👏

  • @dawit5485
    @dawit5485 2 роки тому

    ንሕና ኣብ ስደት ነዊሕ ስለ ዝገበርና ናትና ጌጋ ኢዩ ንስኹም ኣብቲ ጥዑም ባህሊ ስለ ዘለኹም ሕጂ ተረዲኡኒ

  • @braqtsahai8613
    @braqtsahai8613 2 роки тому +4

    ወዲ ጀበሊ ኣቦ ሃሳብ ኣቦ ዓቅሊ

  • @temesgenhabtegiorgis289
    @temesgenhabtegiorgis289 2 роки тому

    Doctora ab studio azengiekumom tefeltudo

  • @weinighirmay7093
    @weinighirmay7093 2 роки тому +1

    ብ ወገነይ መስሓቅ ኮይኑ አየ ረኪበዮ ነረ።was funny

  • @hailezgigebrengus1137
    @hailezgigebrengus1137 2 роки тому +2

    እዛ ኤርትራ ሓሙሽተ ከም ወዲ ጀበሊ ኢዮም ዘድልይዋ ኔሮም ካብ እልፊ ቻርሊ ማርሊ ክሻ ምሻ ገጾም ትርሓቅ የቀንየልና ወዲ ጀበሊ ማራ ኢና ንናፍቀካ ኣብ ዘለኻዮ ዕድመን ጥዕናን

    • @fethiyasaeed7572
      @fethiyasaeed7572 2 роки тому

      🤣🤣charli marli kk

    • @neemrodgaim
      @neemrodgaim 2 роки тому

      ሰክት

    • @hailezgigebrengus1137
      @hailezgigebrengus1137 2 роки тому

      @@neemrodgaim ኢሂ እንታይ ከፊእካ ሪኢቶይ ክጽሕፍ መሰለይ እንድዩ

    • @neemrodgaim
      @neemrodgaim 2 роки тому

      @@hailezgigebrengus1137 ኣነ ኸ ? ከምቲ መሰልካ መሰል ከምዘለኒ እባ ዘክር!

    • @adikeyh7770
      @adikeyh7770 2 роки тому +1

      ካብ'ዞም ጎረቤትና ትምስል

  • @amanuelgebrezgi3974
    @amanuelgebrezgi3974 2 роки тому

    Amo neseyas da mezenga camera zeytserhalu yonas.

  • @fethiyasaeed7572
    @fethiyasaeed7572 2 роки тому

    🥰🥰

  • @meron5303
    @meron5303 2 роки тому +9

    ዮናስ ሓዉና ተገዲስካ መብርሂ ቪድዮ ብምቕራብካ ሓደ ካብቲ ትሕትናኻ ኮይኑ ኣብ ህዝብኻ ማዕረ ክንደይ ክብረት ከም ዘለካ ዘርኢ ኣብነትዩ። ቕድሚ ሕጂ ኣብ ዓድና ብዙሕ መዘንግዕ ካሜራ ይስራሕ ኔሩ እዩ ምስ ባህልን ሕብረተሰብን ኤርትራ ዘይከይድ ብዙሕ ቪድዮታት'ውን ተሰሪሑ ብኣንጻሩ ብዙሕ ዘዘናግዑ'ውን ተሰሪሖም እዮም ስለዚ ይቕሬታ! ግበረለይ ድኣ እምበር ብወገነይ እዛ ናይ ወዲ ጀበሊ መዘንግዕ ካሜራ ኮይና ኣይረኸብክዋን ምኽንያቱ መዘንግዕ ካሜራ ዝብሃል ነቲ ከተዘንግዖ ዓዲምካዮ ዘለኻ ዕዱም ውሽጣዊ ጸገማቱ ወይ ድማ ሰብኣውነቱ ዝትንክፍ ክኸውን የብሉን ይብል ከም ርእይቶይ። ብዙሕ ኣብነት ክንወስድ ንኽእል ኢና ንኣብነት፡ ካብ ካናዳ ዝፍኖ ኣብ ዩትዩብ Just for Laughs Gags እታ ኣብ ዓለምና ዝዓበይት ናይ መዘንግዕ ካሜራ እትፍኑ ዝሰርሕዋ ቪድዮትታ እንተርኢና ንሰባት ዘደናግር ፍሉይ ምህዞታት እንዳዳለዉ ዘፍርሕ ክኸውን ይኽእል፡ ዘሻቕል ካብ ፐርሰናል ዝረሓቐ እዮም ዘቅርቡ ንስኹም'ውን ዓቅምታት እንተተረኺቡ ከምኡ ዓይነት እንተትሰርሑ ብዙሕ ሰብ ምተኸታተሎ ይብል።

  • @aboodi2068
    @aboodi2068 2 роки тому

    ወዲ ጀበሊ ሹኳር

  • @zeraymhretab9007
    @zeraymhretab9007 2 роки тому

    ወዲ ጀበሊ ግን ሓንሳብ ሓንሳብ ንሕቶ direct ኣይምልስን ኢኡ።
    ንዝተሓተቶ ከይመከሶ ዝሓልፎ ኣሎ እንሓንሳብ!!!!

  • @azahielmengis8767
    @azahielmengis8767 2 роки тому +1

    Prank should be short and funny.

  • @dadimilu7777
    @dadimilu7777 2 роки тому

    Yoni

  • @senay6334
    @senay6334 2 роки тому

    ዮናስ ምስ ወዲ ጀበሊ ኮይንካ ንእትገብርዎ መሃዝን ኣዘናግዕን መደብኩም ደስ እናበለናዩ በርትዑ ቀጽልዎኀንብለኩም 🖐❤🖐

  • @majornamen7150
    @majornamen7150 2 роки тому

    ወዲ ጀበሊ ዮናስ ሰላም

  • @tedroshdray6061
    @tedroshdray6061 2 роки тому

    Bzaba edu hteto yoni

  • @mogosberaki3052
    @mogosberaki3052 2 роки тому

    ሪኢቶ ምቅባልኩም ጹቡቅ መዘንግዕ ካሜራ ካኣ ባኣኹም ኣይጀመረን አዞም ሪኢቶ ትህቡ ኻኣ ሰብ ኣይተሰክፉ በጃኹም

  • @zaidshimendi9145
    @zaidshimendi9145 2 роки тому

    ጸገም ኣይነበሮን ተዛናጊዕናሉ እካ ድኣ። ናይ ሕጂ መደብ ካኣ ብዝበለጸጸጸጸጸ።መልሲ ወዲ ጀበሊ(ዘየድሊ ኮይኑ ዕዳ ዘየእትወካ) እንጀራ ዓለም ብላዕዕዕዕዕዕዕ

  • @abdilazizhassen787
    @abdilazizhassen787 2 роки тому

    ወዲ ጀበሊ KLM

  • @mussiemezengie2703
    @mussiemezengie2703 2 роки тому +2

    Btam dekrbwo medeb btami xbuk eyu mezengi camera kea wala abzi dege btami bzuh seb zzanagalu eyu (prank eyu kea zbhal bflay ab tiktok zbl plate form btami eyu common koynu zelo
    Bzkone rhus hadish amet nkulina

  • @entaywaga4825
    @entaywaga4825 2 роки тому

    Yonas ezeb beyby shower zegebra artists gele belna belo plis ahwatnan anestenan abzey medeb yetweo alwa nezi Seb artist nay hagerna pls tegdiska hetetly beyby shower nay ghal haftey keribu Alo anen abuan aytkblnayon

  • @fetahchekan8796
    @fetahchekan8796 2 роки тому +1

    Kab haki aythdemu mezengie kamera nkulu ygber u abu aykonen ety qreta, zelalkumo arsti gn nay wlqawi hiwetu ztnkif sle znebere u, ember bzaba hade arsti alilkum prank entetgebrwo aymezareben. Hgy wn gega u neru

  • @atakltiataklti3422
    @atakltiataklti3422 2 роки тому +1

    Xubuq aqararba baba yonas melisi nay yeqrata

  • @berhanemekonnen5250
    @berhanemekonnen5250 2 роки тому

    Even now Yonnas what u bring as comparative reason does not mean what u did was good. Camera candid, there are people u never apply it b/s the consequence could be bad???

  • @Erica-wx4rv
    @Erica-wx4rv 2 роки тому

    Selam Yonas bteami xbuk medeb eu zolo kxlwo
    Hanti habereta alatni ab Omahajer zoba gash barka hade fulut harestay Teklai Teweldebrhan zbahal alo emo amxewo eba ab interview bzeaba hersha kmhereba

  • @Tekle-hz8oh
    @Tekle-hz8oh 2 роки тому +1

    ኤርትራ ምድያ ነት- ዎርክ! ንወዲ ጀበሊ መንበሪ ክኾኖ መድያ ዘይትከፍትሉ? ካብቲ ኣታውኩም ተካፍሉዎ ነገር ኣሎዶ??

  • @neemrodgaim
    @neemrodgaim 2 роки тому +3

    ወዲ ጀበሊ ኣብ አሪትርያን መዲያ ዕትብ አሉ ተጠንቂቁ እዩ ዝዛረብ ፡ ቁሩብ ብ ናጽነት ዝዛረብ ኮይኑ ኣይስማዓንን ፡ዮናስ ትኽብዶ ኮይኑ ይስማዓኒ ፡ብኽልእ ዝፈኽሶ ሰብ ገርካ ዕላል እንተትምድበሉ መድመዐ ኮይኑ ይስማዓኒ ።
    ከም ዝመስለኒ ዕላል ምሳኻ ኣብ ዝገብረሉ በኡ መጠን ኣታዊ ከምዝረከብ ዕለታዊ ምንጪ ኣታዊኡ ኣብዚ ቻነል ምካኑ ይርዳኣካ ፡ እቶም ኣሉታዊ ኮመንት ትገብሩ ኣብ ዕለታዊ እንጀርኡ ትኽልእዎ ከምዘለኩም ክትርዱኡ ይግባእ

  • @zenuali5124
    @zenuali5124 2 роки тому

    ابشر أبشر أبشر أبشر أبشر الولد جيبلي

  • @habtomtsegaytsegay9288
    @habtomtsegaytsegay9288 2 роки тому +1

    ሕጂ ውን ማይ ኣይሓለፎን ወዲ ጀበሊ ወለድ በጃኻ ጽባሕ ውድኻ ወይ ጓልካ ደክተር ፕሮፌስተር ፓይሎት እስፖርተኛ ኮኑ ቁስሊ ሃገርና ዝፍውስ ይኸውን መን ይፈልጥ።

  • @Eritrea001
    @Eritrea001 2 роки тому +1

    ፕሊዝ ብዛዕባ ናይ ዓለምና ስነሓሳብ ዓበይቲ ሰባት ዝኽተልዎ ፍልስፈና ከመይ ትኸይድ ኣላ ተገዲስካ ሕተተልና ምኽንያቱ ኣብ ታሪኽን ፍልስፈናን ናይ ሰባት ብጣዕሚ ዩ ገላጺ ትንተና ወይ ትንቢቱ መሬት ኣይሃርምን ዩ ዮናስ ሓውና ሓንሳብ ካብ ማሕበራዊ ሂወት ኣውጻዮ ብ ስነ ሓሳቡ ኤርትራ ኣይኮነን ኣፍሪቃ ክውክል ዝኽእል ሰብ'ዩ ዮናስ ናይ ዓድና Andrew tate በዳህቲ ወይ ኣካታዕቲ ሕቶታት ሕተቶ ወዲ ጀበሊ ኣብዚ ዩ ሓይሉ ንኣብነት ኣብ ሕብረተሰብና ክአይንእሶ ዓለምና ኣካታዕቲ ዝብሉ ሓሳባት ኣቅርበሉ ሽዑ ዓቅሙ ከትሪኦ ምኽንያቱ ምስ ዓቅሙን ፍልጥቱን ርኢኻ ብጣዕሚ ፍኺስዎ ኣሎ ሕቶታት ዮኒ ደጋጊመ ይምሕጸነካ

  • @Eritrea001
    @Eritrea001 2 роки тому +1

    ዮናስ ሓወይ ነዚ ኮምፒተር ሰባኣይ ብዙሕ ዝፈለጥካዮ ኣይመስለንን ታሪኽ ብጣዕሚ ዩ ዝፈልጥ ታሪኽ ንገረና በሎ ንኣብነት ብዛዕባ ቀርኒ ኣፍሪቃ ህዝብታት ካበይ መጺዮም ታሪኾም ከመይ ኔሩ ብዛዕባ ኤርትራ ርኢቶኻ ኢኻ ኣቀምጠልና ትብሊ እምበር ፖለቲካ መሲልዎ ክፈርሕ ዩ

  • @Calina08
    @Calina08 2 роки тому

    Ane zgermenis mendef blu ktbeluu ktblu ksab kndizi wrdetkum n alem ketewxuwo weradatat

  • @yonasberhane9638
    @yonasberhane9638 2 роки тому +2

    Mezengio kamera elom wladka moytu ente zbluka nioaka yonas entay mstesemioaka.kusly seb enda tenkefka seb ketesihk gega eyu.mezengio kara tbeb eyu kibry seb mghas aykonen. Entedlka bzuh Video kinsedelka bzuh tbeb zhalefo mesihak kibry seb zeytnkf .

  • @YOmama22148
    @YOmama22148 Рік тому

    በጃኹም ነዛ ቻነል እዚኣ እንደገና report በልዎም። መደናገርቲ እዮም ። ካባታቶም ፍርያት ኣይትዕደግ እሞ unsucbscribe ግበሩ።

  • @emiliarunsten1
    @emiliarunsten1 2 місяці тому

    ኣሰልቻዊ ቻነል ! ምስ ወዲ ጀበሊ ጥውይ ጨርቂ ግዜኻ ካብ ምቅጻል !
    እቲ ተጻሒፉን ተዘሪቡን ዘይውዳእ ታሪኽ ገድልን ህዝቢ ኢርትራን እንተ ተመሓላልፍ ኣይምሓሸን?
    እኹል ሰብኣይ ኣብ ሃተውቀጠው

  • @Calina08
    @Calina08 2 роки тому

    Turufa zkone seb husur sebay.
    Kilet zereba zelwo yimeslo gn kea donkoro.
    Ab eritrea muhur tesainu mealtawi nezi konto sebay kekrbuwo nay bhaki drbayat ekum.

  • @Calina08
    @Calina08 2 роки тому

    Evry time i see this guy i got very angry stay away from you tube

  • @god6868
    @god6868 2 роки тому

    We had enough of this guy now. I don't want to hear him anymore. That's enough.