Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
Anta bal wedi sewira nimkanu hilna alewom do
SAMI SHIKOR. HGDF.
Amennnn 🙏🏼🇪🇷
ሳሚ ክንርኣካ ንደልይይይ ኣለና kkkk 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼ሳሚ shcorrr
ሳሚ ሽኮር ስለምንታዩ እዩ ብ ቪዲዮ ዘይርኣይ።
ወፈያ!ሓውና ስነጥበባዊ ኢሰያስ ሃለቃ፡ ካብዚ ኣሽሓት ኢሮን ዶላርን ብርን ግሒጥዎ ዘሎ ዋጋ ዓስቡ፡ ምስ ሓርበኛታት ኣካለስንኩላን ተጋደልቲ ክካፈሎ፡ ኣይስስዕን ግዲ ይከውን ይሕዋት😃ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊🌞
ኣላ ንስኻ ወዲ ሰውራ ልዕሊ ኣኽባር ሕጊ ኬንካ ንስኻ፡ ኣኽባርሕጊ እምበር ኢሱ ኣይከሰሳን። ዓንጽ ዓንጾ ንማዕጾ ግን ንኢሰያስ ኣብ ኤርፖርት ክታሓዝ ዝገበረት ንሳ ታ ኣኽባር ሕጊ ኤርትራ ብገበናት ከሲሱዋ ዘሎ ዩ። ብቴለፎን ጌራ ዝሃረመቶ ካብ መዓስ ጠበቓኣ ኬንካ፡ ንዓኻ እንድያ ቀንዲ ስምኻ ኔራ ወስላት ጨናዊ ወዲ ሰውራ፡ ፎእ ማራ መፈንፈን።
Seb alwao 🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ቀደም ተባህሉ ሐማሰን ትከይድ ሸመትን ኩርዐትን ሰራየ ትከይድ ማሕረስትን ኩልስ ስትን ኩሎጉዛይ ትከይድ ስደትን ህውከትን ትግራይ ትከይድ ስርቅን ቅትለትን ተባህሉ ቀደም
Gunuf
አታ ጅግንነት ካብ ባዓል ሰልጠነ ኪሮስ ዘይትማሀሩ። ወኻሩ
@@kibromnega1947 Abey I lemo
ኑሱም ዳኣ ትጋሩ እንድዩም ኣዩኻ ናይና
ሸቃጦ ሽሮ በርበረ ከከከከከከከከ ከከከከከከከከ ከከከከከከከከ ሓኽሊ ድማ ልስትሮ ክጅምር እዪ.
ኣሎ ኢልኪ ኣይተዕልሊ የለን ከምቀደሙ የሎን እቲ ፍቕሪ ኣሕጺሩሎ እግሪ።እዚኣ ሓንቲ ኣጠሚታቶ።
ዘገርም እዩ- ሰራቒን, ከዳዕን, ፍቱሕን, ለኽባጥን። አንታ መን እዩ አራኺቡኩም
ኣንታ እዚ ቆራይ ጸሊም ኣድጊ ኣዱ ክዛረብ ኮሎ ከምዚ ከማይ ዶ እቲ ድምጹ ልክዕ ድምጺ ሓሸማ ኮይኑ ይስምዓኩም ኣሎ? ወይስ ንዓይ ጥራይ እዩ ኣለርጂ ዝገብረለይ ዘሎ?
wlkawi xlei alekum du dmxi hasema dmxi sebn aymasaseln eu neti natu hasab hremo tefetro aykyern natkan naykalen dmxi hade aykonen bro
🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷The Flag of Sovereign country 1993!
በረኸት ካሕሳይ ፖለቲከኛ ኣይኮነን፡እንታይ ደኣ ከም፡ጨው በርበረ ኣብ ዝረኸቦ ዩቱብ ከይዱ ቱት ምባል እንተዘይኮይኑ ፡ኩሉ ዝዛረቦ ዝሰማማዕ ኣይኮነን። ተማሂረ ይብል ንምሁራት የነኣእስ፡ዋላ ሓንቲ ርእሲ የብሉን ፡ንሱን ውፉይን ሰልጠነን ኩሎም ሓደ ኢዮም። ከም ውሑጅ መንገዲ ብዝረኸቦ ዝኸይድ ኣንፈት ዘይብሉ ሰብ ኢዩ።ፖለቲከኛ ኣይኮነን ኮይኑ ውን ኣይፈልጥን።
ኩዕንትይ ጎይታ ጽልእ ኢዮም
👍😍😍😍😍❤
ኣነ ዝገርመኒ እቶም ንኣብርሃም ኣፈወርቂ ሻዕብያ ቀቲልዎ ኢልኩም ፖለቲካ ክትሰርሑ ትፍትኑ ንህዝቢ ኤርትራ ኣይተደናግርዎ ኣብኡ ብኣካል ዝነበሩ ሰባት ብህይወት ኣለው እቲ ሓቂ ክፈልጥ ዝደሊ ሰብ እንተሎ ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኣብ ዳህላክ ዝነበሩን ኣባላት እስኳድሮን ብፍላይ ኣብታ ጉዕዞ ዝነበሩ ተወከሱ ነብሲ ሄር ኣብርሃም ኣፈወርቂ ነብሲ ሄር ሮቤል ሰለሙንን መንግስተ ሰማያት የዋርሶም።
እዚ ዐፋፍ ኢሰይስ ሃለቃ ደንቆሮ ቀዳማይ አባል ናይ ህግደፍ አይኮነን ግን ምስቶም በዐልጀማል ወዲ ሃለቃ በዐል ናጎ ኮንካ ድረፍ ተባበሂሉ ምስዞም ከዳዐት አይደርፍን እየ ኢሉ በዚን ወዲከምዝን ከአ አብ ግርጭት አትዩ ፐርሰናል ክጻረፍ ጀሚሩ ።ሐሳዊ ወደናገሪ ክሕንብስ ብጻዩ ከዉጽእ ሐደጋ ወሪድዎ ንስኻ ግን ሐሳዊ ከልቢ ወይነ ኢኻ።
@@abrahamhayantu5910 ሃደምቲ እንድዮም ሞ፡ ኣብቲ ጸልማት ግዜ እሱ መንግስተይ ሃገረይ ህዝበይ እንዳበለ፡ ዲስላይክ ጸርፊ ፈሪሖም ትንፋሶም ዝሓቡኡ ኮ ዮም፡ ወረ ጀማልሲ ኣብ እዋን ይኣክል ናይ ፍቕሪ ኣምሲሉ ይኣክል ኮ ኢሉ፡ ኣርሚሙና ሰቲርናዮ። ክሳብ ሕጂ ኸ ደርፊ ሃገር ኢሉ ዝደረፈ ኣለዎም ዶ እፍሊ ለሓቲት ሲ ምስ ወዲ ሃለቃ ሰብኣይ ሰቡኡት ኣብ ሓደ ስቴጅ ክድይቡ ሞራሎም ዋላ ኮ ዩ ዶ ዘይገብረሎም። እዚኦም ሲ ካልእ ይትረፍ ደሪፎም ንኤርትራ ሓገዝ ንስንኩላን ድዮም ጌሮም? ወይ ከም መረብ ስቲፋኖስን ሚርያም ምስግናን ንዘኽታማን ዓይነ ስውራንን ድዮም ደጊፎም፡ እዚኦም ዓበይቲ ኣሕርእቲ ሲ እንታይ ገበርቲ ዮም ባ? ንመን ኢኹም ከተደናግሩ ። ዝረኣናዮን ዝተወፈየን ኢና ነኽብር ፡ እምበር ልሓስቲ ጫማ ሰበስልጣን ኣይኮነን ህዝቢ ዘድልዮ!
🇪🇷💪🇪🇷💯🇪🇷💪💯🇪🇷💪🥛🥛❤💯🇪🇷❤🕊🇪🇷💯
SAMI SHIKOR ❤😘😘😘
Adam fxum netah reska gda zeytserhalu senef
ኣነ ዝገርመኒ ሲ ኣብርሃም ኣፎርቒ ኣብቲ ዝመተሉ ኢድ ህግደፍ ኣለዎ ይብሉ ግን ኣብርሃም ኣፎርቒ ጥራይ ድዩ ሞይቱ ኣብታ ስዓት እቲ ኪቦርድ ( ኦርጋን ) ዝጻወተሉ ሮቤል ውን ብሓንሳብ እዮም ኣብ ባሕሪ ጠሊቖም ሞይቶም ሓራይ ንኣብርሃም ኣፎርቒ ሲ ኢድ ህግደፍ ኣለዋ ንበል ን ሮቤል ከ እንታይ ኣጋኒፍዎ ሞይቱ ትብሉ ብሓንሳብ ናብቲ ማእከል ባሕሪ ክኣትዉ ንርእዮም ብ ቪድዮ ስለዚ ስለምታይ ብሓደጋ ዝመቱ ስነጥበበኛ ብ ዓይኒ ፖሎቲካ ህግደፍ ቐቲልዎ ኢልካ ምዝራብ ኣድለየ ክንደይ ስነ ጥበበኛ ብሕማም ይኹን ብሓደጋ ንዝመቱ መሸቐጢ ፖሎቲካ ትገብርዎም ግደፉ ኣደቕስዎም 😢😢😢
ደማት ኣብ መወዳእታ ጸባ ኣስቲኻና። ሳሚ ሽኮር ካብዞም ናይ መዓኮር ዲኻ? እቲ ድምጽኻ ከምኡ ኮይኑ ይስምዓኒ
ሳሚ ሽኮር ፖለቲካ ይፈልጥ ናይ በሓቂ ጋዜጠኛ ኢዩ ።
Adam × 0×sami × zektam × adu=000
ምህዞ ሓሶት ታይ ኣምጾኦ፡ ወዲ ሰውራ ቀባኢ ጸሎሎ። ኢሱ ንሰናይት ተኸፊላ ይሑጎስ እምበር ኣይሓርቕን። ኢሱ ትዕቢት የብሉን ብጀካ ትሕትና። ኢሱ እስኻ ሓደ ደርፍታቱ ፈቲኻዮ ኣይፈቲኻዮ መን ኬንካ ኢኻ ባኣኻ ክጭነቕ ሚልዮናት ህዝቡ ዘፍቅሮ ከሎዎ። ዳሓር እስኻ ኢኻ ብትዕቢት ተወጢርካ ኣፍንጫኻ ነፊሕካ ትዛረብ ደርፉ ኣብ ግዚኡ ሸር ኢልካ ተሳራሲርካሉ ኢኻ። እዛ ዝወረደቶ ንዓኻ ብኩፉእ ኣጠፋፋኣ ሓድነት ከም ተጥፋኣካ ፍሉጥ ዩ። ንግዜ ኢና ንጽበ። ቀናእ ሓሳድ ናይ ማዕበል።
yekreta nay welkey sheger aleni samel hayle abzerebu hemam barya ilu neyru kemey eyu zegeber bementay ke yehawi,ferki seat fetfet yebleni halewatey ayfeleten mes halefe seb yenegreni
ከምዚ ጌርኩም ክዳንኩም ቅደዱ
ኣዳም ልክዕ ጋውሕታ ሃዞሞ ኮንካ ትስምዓኒ። ልክዕ ከም ትፈልጥ ኮንካ ኸኣ ትልፍልፍ ንስኻ ብኣፍካ ትሓርእ ጉማረ ሼንካ ደቅስ
Ewayyyy halewlewwwwww
wufuy wufuy eway kalie yelen beka wedey zi wedi nikindey seb yu riesa ahmimu.
🎉🎉🎉ናይ ህግደፍ ™ንመንግስቲ ኣኸፊእካ™ ክብሊ ከለዉ ሓቂ ኣብ ቃልዕ ኣውጺእካ ማለት እዩ:: እዚ ልሙድ ኣገባቦም እዩ::🎉🎉🎉🎉
Aye Adam Hamed blae akiluka wufuy seltene wufuy kkk. futuh lekbat mewaelka ktgahaf eka terati
ኣቱም ፋኛቱራ ስድራቤትና ትጸርፉ ስምኩም ንሕዞ ኣሎና መንግስቲ ከምድሌትኩም ብስድራና ከይትመጹ ጉሓፋት
ሰብ ኣይተደናግሩ ብዓል ሓተላ ግለት። ኣብርሃም ኣፈወርቂ ብሓደጋ እንበር ብኻልእ ምኽንያት ኣይሞተን። እቲ ሓቂ ንፈልጦ ኣብቲ ከባቢ ዝነበርና ኣለና። ምትላልን ሓሶትን ኣቋርጹ ።
❤❤❤❤❤❤
ተስፎም ርእስካ ጸጉሪ ዘይሓጸ ፍልጠት ኣይጅዝን ቱኻን ዋሒድ
ኣብርሃም ኣፈወርቂ ኮነ ኢልካ 17: 17:54 35 ኢልካያ
ዘውለታይ ሎሚ ዝብላዕ ዘረባ ተዛሪብካ። ነቲ ብዛዕባ ብርጌድ ንሓመዱ ዝበልካዮ ግን ከምቲ ናይ ቀደም እትብሎ ዓጀውጀው ኢዩ።
Wedi sewura funfun seraki amselu dehul barya sekt 😂
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
ሸቃጦ, ኣብረሃም ኣፍወርቂ? ዘሕዝን እዚኣ እያ ፖለቲካ ተቃማርቲ.
Emberke abey neru mengsti ydgf sle znebere suk elu xenihu hji bwlqu sle ztebaese hji bzaeba Abraham kizareb. Mesheketi aytgberwo zdekese seb aytelelu hasewti. RIP.
Kkkkk ማሓዛይይይይ
ኣዳም 4/4 ግጅፋ ሓርኢ 😂
ናብ ሳሚ ሺኮር ነዞም ኣብረሃም ኣፈወርቂ ሃገሩ ዝፈቱ ህዝቢ አርትራ ዝፈትዎ ሻዕቢያ ቀቲልዎም ዝብል ሓንቲ ዓቅሚ ዘይብሉ ብዕራይ ወለደ ዝዛረብ ምስትንጋትካ ዩቱብካ ህቡቡነቱ ይጎድል ኣሎ፡፡ይጻአቡ አዮም ኢልካ ኣፍልጦ ዘይብሎም ኣይተናግድ፡፡
💪🏿❤️🇪🇷❤️💪🏿
Haye
Kulukum gohafat wekaru melhasegnatat
እዚኦም እንታይ ኢዬም ሓጀርበጀር ዝዛረቡ ሂወት ዘይብሎም ስድራ ዘይብሎም
Wedi siwur!
መአስ ሐዱሽ ኮይኑ መለስ ኮሎ ነይሮም ዋላሐንቲ ቁምነገር አይገበሩን ፈቲኖም ምስ ጠፍኡ አይተመልሱን።እዚወዲ ትዛረበሉ ዘለኻ ተጋዳላይ አይነበረ ናይጸጥታ አይነበረን ከመይ ገይሩ እዩ ዘይነበረ ንእሰይስ ዝጸፍዖ።
Eze ADAM Zebehal seb kebed ny Akeleguzy xele alewo , nezekone zeraba nb Hade Hebreteseb be xele zereba yezareb , nezebo Alena , Afka Hezelna , Kab Agazian zekefe yelen ALETAWIAN , Hagere Hamasen keteblu mexeot GOYTA kerkebekum EU : :
Adam zblwo wedi btaemi nfue eyu gize habuwo Sami shikor
ኣዳም 4/4 ኣነሰ ሰብአይ ኩይኑ ዝይሰማዓኒ ክዛሪብ ክሎ ኣብ ሽቃቅ ኹይኑ የመሰለኒ ዝዛሪብ መኽነያቱ ዕሕ ዕሕ እንዳበለ እዩ ዝዛሪብ 😂
ንሳሚ ዘይፈልጥዎ ብ ገጹ ሳሚ ዓርከይ ይብልዎ ለመጫት
ኣዚ ናይ ኤርትራዊ ምልክት eyouብብዝሒ ኣብደቂ ኣስመራ ዝረኣኣ ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Samuel haile 😢 lebumu
Aye Tesfabrhan tentani politica konka malate du kkkkk mase gezya ika teasirka Nay abrhame afworki ka ayanyti derfi ka politica koyna please Negarana
ሳሚ ባኣፉ ዝሓርእ
ናዓኹም ወላ ክሳዱ ትቆረጽ ዉፉይ ኣይምልሰልኩምን ኢዪ ክክክክ
😂😂😂😂😂ባርያ ሓኽሊ ድሙ ማእሙና ዓጋመ ከትኽውን ኣለካ 😂
anta sami shikor...please ne sami negerom eti zegebro action mara eyu zerebesheka
በቃ ኤርትራሲ ኣብ ዓድኻ ክትኣቱ ትኽእል ኢኻ ወረደ! ካብዚ ዝኸፍእ ሰብኣዌ ውርደት እንታይ ኣሎ! ዓድኻ ምእታውሲ ዉሁብ ነገር እዩ ክኸውን ኔሩዎ::
አዱ ዝብሉኻ አታ ነፋጥ ኩርኩር ጦዋቢ ናይ ህግደፍ ተከሲሱ ቤት ፍርዲ ተቅርቦ እምበር ፓስፓርቱ መንጢልጣ አብ ናይ ሸፋቱ እንዳጸጥታ ተመላልሶ።ደናቁር ሸፋቱ ህግደፋውያን
ወይለይ ወዲ ሰውራን ተስፍሽን ዳኣ የዕሩኽ ኮይኖም ድዮም 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
መንእሰያት ከበላሹ ኢዩ ተባሂሉ ዓሊ ዓብዱ ይቀተል ኢሉዎ።
Ata akimkum zetzarebu gida
Abey konkum ekum kndezi teafrue
እዚ ዋዐግ መን ሰብ ቆጺሩዎ እዩ
Haswawyyyyyy
Please kurube sebe zefalteni alo bele Please
ውሸታም በአደጋ ነው የሞተው 😭😭
Sakte eyu ezi wedi
Ab zea zelkum kulatkum eray meray fara wedi fara efli hagersb😁😁
ዳራጅ እዋይ እንዳሐመኩም አስመራ ክበጽሑ እዬም ሐመይቲ ሳሚ ክአ ናይ ኢድካ ርከብ 😂
Beynay dangakummmm
Hiiiiiii
Halwlew kab felat zetzarebu geda
Wedi sawar serake kad da serka seraka
Ezi adam sdi eyu
Nsu U Etihaqi
ኣዱ ኣብ ዓድኻ ንበር!
ነዞም ብሂወት ዘየለው ብዘይ ጭብጢ ፖለቲካ ክትጥቀመሉ ግቡእ ድዩ? ነቲ ስድራኸ ምጉዳእ ዶ ኣይከውንን? ንሳሚ ( ባዓል ገዛ ).
Nonsense Chanel
Tesfahbran 😂
ተስፎም ምሓሪ ከም ሽንቲ ገመል ንድሕሪት ካብ ትሸይን ሓያለ ኣዋርሕ የሕሊፍካ ኣለኻ።
ኣዱን ወዲ ሰራውን ልክዕ ናይ ዘራዓይ ኣእዱግ ዘረባ ኢኹም ትዛረቡ ዘለኹም።
❤❤❤❤❤
Anta bal wedi sewira nimkanu hilna alewom do
SAMI SHIKOR. HGDF.
Amennnn 🙏🏼🇪🇷
ሳሚ ክንርኣካ ንደልይይይ ኣለና kkkk 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼ሳሚ shcorrr
ሳሚ ሽኮር ስለምንታዩ እዩ ብ ቪዲዮ ዘይርኣይ።
ወፈያ!
ሓውና ስነጥበባዊ ኢሰያስ ሃለቃ፡ ካብዚ ኣሽሓት ኢሮን ዶላርን ብርን ግሒጥዎ ዘሎ ዋጋ ዓስቡ፡ ምስ ሓርበኛታት ኣካለስንኩላን ተጋደልቲ ክካፈሎ፡ ኣይስስዕን ግዲ ይከውን ይሕዋት😃
ዓወት ንሓፋሽ! 🤝🇪🇷❤🐪💐🌍🕊🌞
ኣላ ንስኻ ወዲ ሰውራ ልዕሊ ኣኽባር ሕጊ ኬንካ ንስኻ፡ ኣኽባርሕጊ እምበር ኢሱ ኣይከሰሳን። ዓንጽ ዓንጾ ንማዕጾ ግን ንኢሰያስ ኣብ ኤርፖርት ክታሓዝ ዝገበረት ንሳ ታ ኣኽባር ሕጊ ኤርትራ ብገበናት ከሲሱዋ ዘሎ ዩ። ብቴለፎን ጌራ ዝሃረመቶ ካብ መዓስ ጠበቓኣ ኬንካ፡ ንዓኻ እንድያ ቀንዲ ስምኻ ኔራ ወስላት ጨናዊ ወዲ ሰውራ፡ ፎእ ማራ መፈንፈን።
Seb alwao 🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ቀደም ተባህሉ ሐማሰን ትከይድ ሸመትን ኩርዐትን ሰራየ ትከይድ ማሕረስትን ኩልስ ስትን ኩሎጉዛይ ትከይድ ስደትን ህውከትን ትግራይ ትከይድ ስርቅን ቅትለትን ተባህሉ ቀደም
Gunuf
አታ ጅግንነት ካብ ባዓል ሰልጠነ ኪሮስ ዘይትማሀሩ። ወኻሩ
@@kibromnega1947 Abey I lemo
ኑሱም ዳኣ ትጋሩ እንድዩም
ኣዩኻ ናይና
ሸቃጦ ሽሮ በርበረ ከከከከከከከከ ከከከከከከከከ ከከከከከከከከ
ሓኽሊ ድማ ልስትሮ ክጅምር እዪ.
ኣሎ ኢልኪ ኣይተዕልሊ የለን ከምቀደሙ የሎን እቲ ፍቕሪ
ኣሕጺሩሎ እግሪ።እዚኣ ሓንቲ ኣጠሚታቶ።
ዘገርም እዩ- ሰራቒን, ከዳዕን, ፍቱሕን, ለኽባጥን። አንታ መን እዩ አራኺቡኩም
ኣንታ እዚ ቆራይ ጸሊም ኣድጊ ኣዱ ክዛረብ ኮሎ ከምዚ ከማይ ዶ እቲ ድምጹ ልክዕ ድምጺ ሓሸማ ኮይኑ ይስምዓኩም ኣሎ? ወይስ ንዓይ ጥራይ እዩ ኣለርጂ ዝገብረለይ ዘሎ?
wlkawi xlei alekum du dmxi hasema dmxi sebn aymasaseln eu neti natu hasab hremo tefetro aykyern natkan naykalen dmxi hade aykonen bro
🇪🇷 Eritrea 🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷The Flag of Sovereign country 1993!
በረኸት ካሕሳይ ፖለቲከኛ ኣይኮነን፡እንታይ ደኣ ከም፡ጨው በርበረ ኣብ ዝረኸቦ ዩቱብ ከይዱ ቱት ምባል እንተዘይኮይኑ ፡ኩሉ ዝዛረቦ ዝሰማማዕ ኣይኮነን። ተማሂረ ይብል ንምሁራት የነኣእስ፡ዋላ ሓንቲ ርእሲ የብሉን ፡ንሱን ውፉይን ሰልጠነን ኩሎም ሓደ ኢዮም። ከም ውሑጅ መንገዲ ብዝረኸቦ ዝኸይድ ኣንፈት ዘይብሉ ሰብ ኢዩ።ፖለቲከኛ ኣይኮነን ኮይኑ ውን ኣይፈልጥን።
ኩዕንትይ ጎይታ ጽልእ ኢዮም
👍😍😍😍😍❤
ኣነ ዝገርመኒ እቶም ንኣብርሃም ኣፈወርቂ ሻዕብያ ቀቲልዎ ኢልኩም ፖለቲካ ክትሰርሑ ትፍትኑ ንህዝቢ ኤርትራ ኣይተደናግርዎ ኣብኡ ብኣካል ዝነበሩ ሰባት ብህይወት ኣለው እቲ ሓቂ ክፈልጥ ዝደሊ ሰብ እንተሎ ኣባላት ሓይሊ ባሕሪ ኣብ ዳህላክ ዝነበሩን ኣባላት እስኳድሮን ብፍላይ ኣብታ ጉዕዞ ዝነበሩ ተወከሱ ነብሲ ሄር ኣብርሃም ኣፈወርቂ ነብሲ ሄር ሮቤል ሰለሙንን መንግስተ ሰማያት የዋርሶም።
እዚ ዐፋፍ ኢሰይስ ሃለቃ ደንቆሮ ቀዳማይ አባል ናይ ህግደፍ አይኮነን ግን ምስቶም በዐልጀማል ወዲ ሃለቃ በዐል ናጎ ኮንካ ድረፍ ተባበሂሉ ምስዞም ከዳዐት አይደርፍን እየ ኢሉ በዚን ወዲከምዝን ከአ አብ ግርጭት አትዩ ፐርሰናል ክጻረፍ ጀሚሩ ።ሐሳዊ ወደናገሪ ክሕንብስ ብጻዩ ከዉጽእ ሐደጋ ወሪድዎ ንስኻ ግን ሐሳዊ ከልቢ ወይነ ኢኻ።
@@abrahamhayantu5910 ሃደምቲ እንድዮም ሞ፡ ኣብቲ ጸልማት ግዜ እሱ መንግስተይ ሃገረይ ህዝበይ እንዳበለ፡ ዲስላይክ ጸርፊ ፈሪሖም ትንፋሶም ዝሓቡኡ ኮ ዮም፡ ወረ ጀማልሲ ኣብ እዋን ይኣክል ናይ ፍቕሪ ኣምሲሉ ይኣክል ኮ ኢሉ፡ ኣርሚሙና ሰቲርናዮ። ክሳብ ሕጂ ኸ ደርፊ ሃገር ኢሉ ዝደረፈ ኣለዎም ዶ እፍሊ ለሓቲት ሲ ምስ ወዲ ሃለቃ ሰብኣይ ሰቡኡት ኣብ ሓደ ስቴጅ ክድይቡ ሞራሎም ዋላ ኮ ዩ ዶ ዘይገብረሎም። እዚኦም ሲ ካልእ ይትረፍ ደሪፎም ንኤርትራ ሓገዝ ንስንኩላን ድዮም ጌሮም? ወይ ከም መረብ ስቲፋኖስን ሚርያም ምስግናን ንዘኽታማን ዓይነ ስውራንን ድዮም ደጊፎም፡ እዚኦም ዓበይቲ ኣሕርእቲ ሲ እንታይ ገበርቲ ዮም ባ? ንመን ኢኹም ከተደናግሩ ። ዝረኣናዮን ዝተወፈየን ኢና ነኽብር ፡ እምበር ልሓስቲ ጫማ ሰበስልጣን ኣይኮነን ህዝቢ ዘድልዮ!
🇪🇷💪🇪🇷💯🇪🇷💪💯🇪🇷💪🥛🥛❤💯🇪🇷❤🕊🇪🇷💯
SAMI SHIKOR ❤😘😘😘
Adam fxum netah reska gda zeytserhalu senef
ኣነ ዝገርመኒ ሲ ኣብርሃም ኣፎርቒ ኣብቲ ዝመተሉ ኢድ ህግደፍ ኣለዎ ይብሉ ግን ኣብርሃም ኣፎርቒ ጥራይ ድዩ ሞይቱ ኣብታ ስዓት እቲ ኪቦርድ ( ኦርጋን ) ዝጻወተሉ ሮቤል ውን ብሓንሳብ እዮም ኣብ ባሕሪ ጠሊቖም ሞይቶም ሓራይ ንኣብርሃም ኣፎርቒ ሲ ኢድ ህግደፍ ኣለዋ ንበል ን ሮቤል ከ እንታይ ኣጋኒፍዎ ሞይቱ ትብሉ ብሓንሳብ ናብቲ ማእከል ባሕሪ ክኣትዉ ንርእዮም ብ ቪድዮ ስለዚ ስለምታይ ብሓደጋ ዝመቱ ስነጥበበኛ ብ ዓይኒ ፖሎቲካ ህግደፍ ቐቲልዎ ኢልካ ምዝራብ ኣድለየ ክንደይ ስነ ጥበበኛ ብሕማም ይኹን ብሓደጋ ንዝመቱ መሸቐጢ ፖሎቲካ ትገብርዎም ግደፉ ኣደቕስዎም 😢😢😢
ደማት ኣብ መወዳእታ ጸባ ኣስቲኻና። ሳሚ ሽኮር ካብዞም ናይ መዓኮር ዲኻ? እቲ ድምጽኻ ከምኡ ኮይኑ ይስምዓኒ
ሳሚ ሽኮር ፖለቲካ ይፈልጥ ናይ በሓቂ ጋዜጠኛ ኢዩ ።
Adam × 0×sami × zektam × adu=000
ምህዞ ሓሶት ታይ ኣምጾኦ፡ ወዲ ሰውራ ቀባኢ ጸሎሎ። ኢሱ ንሰናይት ተኸፊላ ይሑጎስ እምበር ኣይሓርቕን። ኢሱ ትዕቢት የብሉን ብጀካ ትሕትና። ኢሱ እስኻ ሓደ ደርፍታቱ ፈቲኻዮ ኣይፈቲኻዮ መን ኬንካ ኢኻ ባኣኻ ክጭነቕ ሚልዮናት ህዝቡ ዘፍቅሮ ከሎዎ። ዳሓር እስኻ ኢኻ ብትዕቢት ተወጢርካ ኣፍንጫኻ ነፊሕካ ትዛረብ ደርፉ ኣብ ግዚኡ ሸር ኢልካ ተሳራሲርካሉ ኢኻ። እዛ ዝወረደቶ ንዓኻ ብኩፉእ ኣጠፋፋኣ ሓድነት ከም ተጥፋኣካ ፍሉጥ ዩ። ንግዜ ኢና ንጽበ። ቀናእ ሓሳድ ናይ ማዕበል።
yekreta nay welkey sheger aleni samel hayle abzerebu hemam barya ilu neyru kemey eyu zegeber bementay ke yehawi,ferki seat fetfet yebleni halewatey ayfeleten mes halefe seb yenegreni
ከምዚ ጌርኩም ክዳንኩም ቅደዱ
ኣዳም ልክዕ ጋውሕታ ሃዞሞ ኮንካ ትስምዓኒ። ልክዕ ከም ትፈልጥ ኮንካ ኸኣ ትልፍልፍ ንስኻ ብኣፍካ ትሓርእ ጉማረ ሼንካ ደቅስ
Ewayyyy halewlewwwwww
wufuy wufuy eway kalie yelen beka wedey zi wedi nikindey seb yu riesa ahmimu.
🎉🎉🎉ናይ ህግደፍ ™ንመንግስቲ ኣኸፊእካ™ ክብሊ ከለዉ ሓቂ ኣብ ቃልዕ ኣውጺእካ ማለት እዩ:: እዚ ልሙድ ኣገባቦም እዩ::🎉🎉🎉🎉
Aye Adam Hamed blae akiluka wufuy seltene wufuy kkk. futuh lekbat mewaelka ktgahaf eka terati
ኣቱም ፋኛቱራ ስድራቤትና ትጸርፉ ስምኩም ንሕዞ ኣሎና መንግስቲ ከምድሌትኩም ብስድራና ከይትመጹ ጉሓፋት
ሰብ ኣይተደናግሩ ብዓል ሓተላ ግለት። ኣብርሃም ኣፈወርቂ ብሓደጋ እንበር ብኻልእ ምኽንያት ኣይሞተን። እቲ ሓቂ ንፈልጦ ኣብቲ ከባቢ ዝነበርና ኣለና። ምትላልን ሓሶትን ኣቋርጹ ።
❤❤❤❤❤❤
ተስፎም ርእስካ ጸጉሪ ዘይሓጸ ፍልጠት ኣይጅዝን ቱኻን ዋሒድ
ኣብርሃም ኣፈወርቂ ኮነ ኢልካ 17: 17:54 35 ኢልካያ
ዘውለታይ ሎሚ ዝብላዕ ዘረባ ተዛሪብካ። ነቲ ብዛዕባ ብርጌድ ንሓመዱ ዝበልካዮ ግን ከምቲ ናይ ቀደም እትብሎ ዓጀውጀው ኢዩ።
Wedi sewura funfun seraki amselu dehul barya sekt 😂
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
ሸቃጦ, ኣብረሃም ኣፍወርቂ? ዘሕዝን እዚኣ እያ ፖለቲካ ተቃማርቲ.
Emberke abey neru mengsti ydgf sle znebere suk elu xenihu hji bwlqu sle ztebaese hji bzaeba Abraham kizareb. Mesheketi aytgberwo zdekese seb aytelelu hasewti. RIP.
Kkkkk ማሓዛይይይይ
ኣዳም 4/4 ግጅፋ ሓርኢ 😂
ናብ ሳሚ ሺኮር ነዞም ኣብረሃም ኣፈወርቂ ሃገሩ ዝፈቱ ህዝቢ አርትራ ዝፈትዎ ሻዕቢያ ቀቲልዎም ዝብል ሓንቲ ዓቅሚ ዘይብሉ ብዕራይ ወለደ ዝዛረብ ምስትንጋትካ ዩቱብካ ህቡቡነቱ ይጎድል ኣሎ፡፡ይጻአቡ አዮም ኢልካ ኣፍልጦ ዘይብሎም ኣይተናግድ፡፡
💪🏿❤️🇪🇷❤️💪🏿
Haye
Kulukum gohafat wekaru melhasegnatat
እዚኦም እንታይ ኢዬም ሓጀርበጀር ዝዛረቡ ሂወት ዘይብሎም ስድራ ዘይብሎም
Wedi siwur!
መአስ ሐዱሽ ኮይኑ መለስ ኮሎ ነይሮም ዋላሐንቲ ቁምነገር አይገበሩን ፈቲኖም ምስ ጠፍኡ አይተመልሱን።እዚወዲ ትዛረበሉ ዘለኻ ተጋዳላይ አይነበረ ናይጸጥታ አይነበረን ከመይ ገይሩ እዩ ዘይነበረ ንእሰይስ ዝጸፍዖ።
Eze ADAM Zebehal seb kebed ny Akeleguzy xele alewo , nezekone zeraba nb Hade Hebreteseb be xele zereba yezareb , nezebo Alena , Afka Hezelna , Kab Agazian zekefe yelen ALETAWIAN , Hagere Hamasen keteblu mexeot GOYTA kerkebekum EU : :
Adam zblwo wedi btaemi nfue eyu gize habuwo Sami shikor
ኣዳም 4/4 ኣነሰ ሰብአይ ኩይኑ ዝይሰማዓኒ ክዛሪብ ክሎ ኣብ ሽቃቅ ኹይኑ የመሰለኒ ዝዛሪብ መኽነያቱ ዕሕ ዕሕ እንዳበለ እዩ ዝዛሪብ 😂
ንሳሚ ዘይፈልጥዎ ብ ገጹ ሳሚ ዓርከይ ይብልዎ ለመጫት
ኣዚ ናይ ኤርትራዊ ምልክት eyou
ብብዝሒ ኣብደቂ ኣስመራ ዝረኣኣ ❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Samuel haile 😢 lebumu
Aye Tesfabrhan tentani politica konka malate du kkkkk mase gezya ika teasirka Nay abrhame afworki ka ayanyti derfi ka politica koyna please Negarana
ሳሚ ባኣፉ ዝሓርእ
ናዓኹም ወላ ክሳዱ ትቆረጽ ዉፉይ ኣይምልሰልኩምን ኢዪ ክክክክ
😂😂😂😂😂
ባርያ ሓኽሊ ድሙ ማእሙና ዓጋመ ከትኽውን ኣለካ 😂