ሻዕቢያ ምስጢር ዩ ነንሕድሕዶም ሓዊ ኣቲዎም ቀልቀል ማለሊት ተባልዑም@Asmara@Eritrea@Asmara

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 4 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 124

  • @ghenetasmerom631
    @ghenetasmerom631 4 місяці тому +3

    Eritrea kubur Meninet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍🏽👍🏽👍🏽👍🏽💎💎💎🌷🌷🌷🐪🐪🐪🐪

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom860 4 місяці тому +2

    ዘርአለማዊ ዝክሪ ንስዎአትና 🇪🇷🦁💎❤🕯️🇪🇷🦁💎❤🕯️🇪🇷🦁💎❤️🕯️🇪🇷🦁💎❤
    ብስዉአትና ❤🕯️☀️🇪🇷ጸሐይ. ❤️🕯️☀️🇪🇷ኤርትራና 🇪🇷🕯️☀️🇪🇷በሪቃ. ❤🇪🇷💎 ☀️

  • @mebrakrostom6315
    @mebrakrostom6315 4 місяці тому +5

    Eritrean kubre meninet Eritrean Adey lemelem kunley 🇪🇷❤️🐅

  • @roseougbye2910
    @roseougbye2910 4 місяці тому +5

    Glory to our martyrs and glory to my beloved brother Isaak I miss you so much, you are always in my heart.

  • @mehretnorodin4602
    @mehretnorodin4602 4 місяці тому

    ኣምላኽ ጡዑም ኢዩ ዕድመን ጥዕናን እንተ ሂቡና ካልእ ክንስምዕ ኢና።ንሕጂ ግን ንሕና ተዓዘብቲ ኢና።

  • @teklemedhanie7104
    @teklemedhanie7104 4 місяці тому +2

    ኣከለዶ ሓማ እንዳበልካ ፍታሕ የለን
    ኣብኤርትራ ጥራሕ ምእማን ኣርባሒዩ

  • @tsegewinigebreab2868
    @tsegewinigebreab2868 4 місяці тому +2

    ኢማ ወዲ እታ መሬት ናይ ንጹሃት ጀጋኑ ስለዝኮነት መሬት ባዕላ ክትነጽጎም ኢያ
    ዓወት ንሓፋሽ❤❤❤❤

  • @busd7688
    @busd7688 4 місяці тому

    ዘልአለማዊ ዝክርን ክብርን ንሰማእታትና ❤❤❤🎉🎉🎉❤🎉ኤርትራውነት ክቡር መንነት❤❤🎉🎉❤❤❤🎉🎉

  • @arayagebremeskel6661
    @arayagebremeskel6661 4 місяці тому +1

    አፋኢበት አጆካ ነዞም ከዳአት ከምዚ ገርካ አቃልአልና ንሶም ንገንዘብ ኢስካትኩም ድማ ንሀገርን ንህዝብን ኢዩ ቃልስኩም

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom860 4 місяці тому +1

    የቀኒየልና ኤማ አንበሳ ጺብቅ አቀራርባ ቀጺል ኤማ አንበሳ አብጎንካ ኢና 💕🙏🏽💕🙏🏽💕🙏🏽💕🙏🏽💕

  • @abaditbereket9109
    @abaditbereket9109 4 місяці тому

    Merhaba Merhaba wedi Ereyyyyyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @ghideimerha3881
    @ghideimerha3881 4 місяці тому

    ሰላም ወዲዛ ሓላል መሬት ሰላም ናዓኻ ሰላምታ ንሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዘኽርን ክብርን ንጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ

  • @awetashtekeste8136
    @awetashtekeste8136 4 місяці тому

    Eriterawint kubur mennte ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍👍👋

  • @aziebtewelde1738
    @aziebtewelde1738 4 місяці тому

    Eritreawinet kbur meninet 🙏🙏🇪🇷🌹🇪🇷❤️🇪🇷❤️kibrin mogesn nsematatna 💪🇪🇷💪👏🇪🇷👏👍🇪🇷👍❤️🙏

  • @SHa-hs8pn
    @SHa-hs8pn 4 місяці тому +1

    ሓቂ በሓቂ ጥሪት

  • @esaiasmehari7409
    @esaiasmehari7409 4 місяці тому +2

    🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @roseougbye2910
    @roseougbye2910 4 місяці тому +1

    Hi brother thank you so much ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @angeln9985
    @angeln9985 4 місяці тому

    ኣጆኹም ኣጆና።

  • @teklemedhanie7104
    @teklemedhanie7104 4 місяці тому

    ኣጆኻ ዝሓወይ ጅግና❤❤❤❤❤

  • @bokrezionaraia2076
    @bokrezionaraia2076 4 місяці тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @kifludagnewofficialchannel
    @kifludagnewofficialchannel 4 місяці тому +1

    Keep going bro ❤❤❤

  • @yohanneszerazion1614
    @yohanneszerazion1614 4 місяці тому

    ኤማ ሓወይ ወድ መሬት❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @natsnetmebrahtu3858
    @natsnetmebrahtu3858 4 місяці тому +1

    Shabiya abat nebsom endiu. kijmru kelewu tehabiom sieli wedi Afe siemom eyom medb zijmru kkk❤

  • @OnOnline-c5z
    @OnOnline-c5z 4 місяці тому

    Selam Selam Wdi Eri ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @yowhana-z3w
    @yowhana-z3w 4 місяці тому

    ሰላም ኩቡራት ጀጋኑ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🕯️🕯️🕯️🕯️🕯️

  • @جمالعبدالسلام-خ9ز
    @جمالعبدالسلام-خ9ز 4 місяці тому

    Selam Selam Selam ❤

  • @yonasgeberehiwot
    @yonasgeberehiwot 4 місяці тому

    Shabiya mister nay alme 🇪🇷🇪🇷💯💪🏾💪🏾❤️❤️

  • @LucchiGebreamantekelu
    @LucchiGebreamantekelu 4 місяці тому

    Hegi grem ❤️🌾🇪🇷🌿❤️🍀🇪🇷💕🌿🇪🇷🙏

  • @girmaykiflay8609
    @girmaykiflay8609 4 місяці тому

    ሰላም አሙ ከመይ ቀኒኻ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍

  • @סמהטוסיו
    @סמהטוסיו 4 місяці тому +1

    Selam. Drki. Eri. Hadnetna. Nexne. Ajokum. Ajona

  • @bicherzere6312
    @bicherzere6312 4 місяці тому +1

    Selitine Guhaf hasawiìiiiiiiiii wedi Junita hakili dimu kulom hadi kulom serikiti

  • @betelhemsolomon7624
    @betelhemsolomon7624 4 місяці тому

    ሰልጠነ ❤በአዉራጃን አጹቢብ ፤ገንዘብም እንዳገበተ ሕይወት የክፍል መን አዬ❤ንወለድዘየከብር❤ንሓዉ ዘይስምእ❤ብህጊ የተሓተ ት አገብ በጆ መንእሰ

  • @ማይ-ሓናሲ
    @ማይ-ሓናሲ 4 місяці тому +2

    ኣብ ዓለም ዝተሓት ምንባር ሞት እዩ ካብ ሞት ዝተሓተ ከኣ ከልቢ ወየነ ምኳን። ከም ሰልጠነ ፤ ዮሴፍ ፤ ሓኽሊ ድሙ ምኳን ዝትሕት ኩነት ናይ ሞይ የለን። ዓዞም ሰባት እዚኦም ኣዝማዳይ እንተዝኮኑ ተሓኒቐ ምመትኩ

  • @faizasaleh4498
    @faizasaleh4498 4 місяці тому +2

    ,🇪🇷❤️😂😂😂Ema hawna

  • @arayagebremeskel6661
    @arayagebremeskel6661 4 місяці тому +1

    ጹሩይ አርትራዊ ንሀገሩን ንህዝቡን ከውድቅ ኢሉ ዝልአል የብልናን ኢዚአቶ ኡካ አርትራዊ ንአሪትራዊ አይትዋሰቡ ኢሎም ዝጉስጉሱ ብስም ፍትሂ ዝሰብኩ ጉሀሉ መጺኦምና ዝገርም ኢዩ

  • @YosiTek
    @YosiTek 4 місяці тому +1

    ኤማ በጃኻ እዞም 'ቀልቀል . . . ' ዝኣመሰሉ ቃላት ንዮ በሎም!! ነቲ ተቕርቦ ዘሎኻ ቁምነገር የፍኩስልካ ኣለዉ።

  • @mulugetahabtom4213
    @mulugetahabtom4213 4 місяці тому +2

    ገብራይ ንዓኻ ኸ መን ኦዲት ክገብረልካ ፈገር

  • @tsegewinigebreab2868
    @tsegewinigebreab2868 4 місяці тому

    ኢማ ወደይ ብዓል ጽኑዕ መትከል ቐጽሎ❤❤❤❤❤❤❤

  • @elsarusom9318
    @elsarusom9318 4 місяці тому +1

    Yes 💯right 🦾🦾🦾🦾

  • @birneshhagos1954
    @birneshhagos1954 4 місяці тому

    ❤❤❤መርሐባ ኤማ ወዲ ኤረይ ❤❤❤

  • @samihani648
    @samihani648 4 місяці тому

    ደቂ አርባዓን ደቃሉን እዮም አፍዓበት ወዲ ኤረይ

  • @TekleHaile-n8w
    @TekleHaile-n8w 4 місяці тому

    " ኣብ ክንዲ ሰናይሲ እከይ ዝፈዲ ፣ መከራ ካብ ቤቱ ኣይርሕቕን " ። ናብ ኣምላኽና ንመለስ : ንሱ ክምሕረና እዩ ።

  • @Nikideritrea
    @Nikideritrea 4 місяці тому +1

    Great job Emma! Keep up your fact based reporting & analysis! ሐቀኛ, ክንገር ን ክሕበርን ዘለዎ እዋናዊ አንጻር ሐድነትና ይኹን ንኤርትራውነት ንምድዋን ዝግበር ፈተነታት እናተገብረ ንሸፋፍነሉ አብነት የለን። ዝኾነ 🇪🇷ዊ መንእሰይ ተጋሩ ዝፈጸምዎ ገበናት ስለ ዘይተነግሮ ጥራሕ እዩ ናብ እዞም አረመናውያን UNCR እንዳ በለ አብ ሐዊ ዝአተወ😢 ኩሉ ይነገር ምእንቲ 🇪🇷ዊ መንእሰይ ክምሀር። Thank you Emma!💪🏽🇪🇷❤️

  • @sarajoh313
    @sarajoh313 4 місяці тому

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🙏🙏

  • @edenpazom9452
    @edenpazom9452 4 місяці тому +1

    ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉❤

  • @tsegewinigebreab2868
    @tsegewinigebreab2868 4 місяці тому +1

    ኢማ ወደይ እዚኦም ሃገሮም ክሸጡ ዘየሕፈሮም ዋጋ ዘይብሎም።
    ካብዚኦም ጽቡቕ አይንጽበን ኢና
    ወረ ጌና ሻዕብያ ህዝቡ ሒዙ እምኒ ምሓዝ ተሪፉ ኣብጽርግያ በይኖም እናተዛረቡ ክኸዱ ኢዮም።

  • @abrahasionsebhatuwoldab4596
    @abrahasionsebhatuwoldab4596 4 місяці тому

    Waza meslwam sabya mister zytneger eyu sabya 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @eseyaswerede6052
    @eseyaswerede6052 4 місяці тому

    Welcome Ama wedi❤❤❤❤❤

  • @ታራፊክ
    @ታራፊክ 4 місяці тому +1

    ኰከከከከከከከ
    ኢማ ሒዉየ
    እመንነ ቅልቂል ሕዉሓት 90/100 ደዲሕሪኦም ዝሊዉ ቆንዳፋት ጉርቢትና እዩም ነምቢቲታትና ናይ ዉዳ ሓዃሪ ኣደጊ ጊን ናይ ኣቦሓጉታቶ እዩ ዝስረሕ ዝሎ ኣብ ኪሳዶ ኣሊና ደምና በኩንቶ ኣይትረፈን እዩ

  • @msraq
    @msraq 4 місяці тому

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @daaloni6229
    @daaloni6229 4 місяці тому

    Keep going bro 😊😊😊❤❤

  • @MerhawiKesete-ek8pz
    @MerhawiKesete-ek8pz 4 місяці тому +1

    ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @rigat9
    @rigat9 4 місяці тому +1

    ሕጂ ግርም በባሐደ ሰብ ዋሐደ ማዓልትኻ ኣኺሉ ሰልጠነ ምስ ብጾትካ ወረ ገና ቀጽል ኣፍዓበት 🫡ወዲ ኤረይ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪🌟🫶👍👌👏👏

  • @mehretnorodin4602
    @mehretnorodin4602 4 місяці тому

    ሻዕብያ ወይ ሞት!!!!!" ወላ ዕንቂ ትኹን።

  • @علعل-ش7ج
    @علعل-ش7ج 4 місяці тому +1

    ንኤሬ ዝፈከር እምበረ ዝስዐር አበደን

  • @redaehaile7849
    @redaehaile7849 4 місяці тому +1

    ጆሲ እሰከ እዛ ሳብና አድልያትኒ አላ ዝሐጽቦም ልምጭ አቢለ አድላትኒ አላ ምስአ ከአ ዓለቶም ውን ተጽሪ ተኮይና እሰኪ ክነሐጽበላ አላ መምህረይ መሸም ጉዳመኛ ኢካ አይትሳአኑ አነዳአ ደይ ከምዛአ እየ ደልየ ደይከምዝአ የ ምቅናይ ጥራይ ደቂ ኤርትራ አንታ ወዲ ሃባ ሃባ ሃባ ነዳዲ ነዳዲ ነዳዲ አይተዝሕላ ቦቦቦቦቦቦቦቦቦቦቦቦቦ

  • @BeyeneTekie-f4j
    @BeyeneTekie-f4j 4 місяці тому

    ኤርትራውያን አይኮኑን

  • @hibintieritrawit9262
    @hibintieritrawit9262 4 місяці тому

    ❤❤❤❤💯💯💯💯💯💯💯👍👍👍👍👍

  • @AT2405-d4q
    @AT2405-d4q 4 місяці тому

    ኣያ ዓንዳት ድኣ ዝበለዐ በሊዑ ዕንባባ መሲሉ ይመልኣልካ ኣያ ዓንዳት ክክክክክክክ! ሕጂ ውን እንተሂበሙኻ ሓመድ ግበሮ።

  • @dana.j9062
    @dana.j9062 4 місяці тому

    ተጋሩ ከም ምዕራባውያን ኣሻንጉሊትን ምዕራባውያን መሳርሕታትን ኤርትራውያን መሲሎም ነዊሕ ክጸንሑ ኣይከኣሉን፣ ብባህሪኦም ድማ ሓቀኛ ትርጉም ጽሩይ ክፍኣት እዮም።

  • @luwamnatey245
    @luwamnatey245 2 місяці тому

    🇪🇷❤❤❤

  • @sirakkidane8081
    @sirakkidane8081 4 місяці тому

    ❤❤❤❤😂😂🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉Ama wedi

  • @heywotsiyoum5016
    @heywotsiyoum5016 4 місяці тому

    Wow fahe fahe quyna 😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁😁 AWUTE 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👈 Seyyyyyy🇪🇷❤️🇪🇷👈

  • @FilmonTesfagergsh-w8u
    @FilmonTesfagergsh-w8u 4 місяці тому

    ማራ ኬፍ ዘለዎ ኣቀራርባ፡፡ቦሎም ጥራይ ወዲ ኤረይ ፡፡

  • @mizanyemane2100
    @mizanyemane2100 4 місяці тому

    ሰላም ሰላም 😂😂😂😂

  • @mehretnorodin4602
    @mehretnorodin4602 4 місяці тому

    Eama habibi today you look good gdb you.

  • @sreritrean2043
    @sreritrean2043 4 місяці тому

    Gebray fara kimrhom si yehzneka eyu wedi haqari adgi

  • @ይበቃል16
    @ይበቃል16 4 місяці тому

    የቅንየለይ

  • @heywotsiyoum5016
    @heywotsiyoum5016 4 місяці тому

    🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯

  • @SabaFerrow
    @SabaFerrow 4 місяці тому +1

    ሻዕብያ ኣባትነፍሶም እዩ

  • @demkaweldie5413
    @demkaweldie5413 4 місяці тому

    ❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤

  • @aeqlitiray
    @aeqlitiray 4 місяці тому

    ጌና ጌና ብድሕሪት እዩ ዝዘሎ 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂

  • @Tekle-hz8oh
    @Tekle-hz8oh 3 місяці тому

    እቲ ቀዳማይ ገነት ብሰላም ምንባር ኣብ መሬት : ብዓቢኡ ዕረፍቲ (ዓብይ ሞት ) ::

  • @robelasmara3971
    @robelasmara3971 4 місяці тому +1

    Ewaye tewadome

  • @علعل-ش7ج
    @علعل-ش7ج 4 місяці тому +1

    ልብ ትግሪይ ጥዉይዋይ

  • @eritreaasmerom860
    @eritreaasmerom860 4 місяці тому +1

    ገና ገና ብሱሕ ክባአሱ ን ነንሕድሕዶም ክኮሳቶሩ እዬም እዞም ኢንዳ የእማን ገንዘብ እዚ መልአኮም 💰🤑💴💸💲

  • @ibrahimmohammed6403
    @ibrahimmohammed6403 4 місяці тому +1

    Tesfom teref shiqaq weyane miente Maryam yerdaka ata lemani nejis foooooo Leek kkkkkkkkkkkkkkk

  • @yohanneszerazion1614
    @yohanneszerazion1614 4 місяці тому +1

    ማሕበር ለማኖ ቂቂቂቂቂቂቂቂ

  • @MengsteababrhaSbhatu
    @MengsteababrhaSbhatu 4 місяці тому

    ባህሊ ናይ ልመናን አሉን ስለዘለዎም እዩ ካለእaykonen . ጌና ጌና ካልእ ኣሎ እቲ ማዕበል

  • @Simontes-j1v
    @Simontes-j1v 4 місяці тому +1

    😂😂😂😂😂እንታይ የእተወካ ቆልማጽ ትብል ዘረባኻ ፈትየያ😂😂😂😂

  • @dawittewelde960
    @dawittewelde960 4 місяці тому

    ሻዕብያ ኣብ ሰላም ተደቢቑ ዘዕርፍ ፡ ኣብ ግዜ ኲናት ድማ ብዕጽፍታት ተራቢሑ ዘድምዕ ዘድምዕ ናይ በይኑ ህያብ ዝውንን ፡ ብዝኾነ ዕሱብ ድማ ዘይስከፍ (ዘይሽገር) ናይ በይኑ ትዕድልቲ እዩ ። እዚ ድማ በዞም ደቒ ማሕዘልን ወይ ደቒ ኣርቢዓን ዝብረዝ ኣይኮነን ። ሎም ኣሎ ጽባሕ'ውን ኣሎ ። ንዘልኣለም ድማ ኣሎ ።

  • @BeyeneTekie-f4j
    @BeyeneTekie-f4j 4 місяці тому

    ሐንጎል ደርሆ እንድዩ ስልጣንያ ደንቆሮ

  • @robelasmara3971
    @robelasmara3971 4 місяці тому

    Ewaye Tewadomer😂😂😂

  • @samsontesfazion2416
    @samsontesfazion2416 4 місяці тому +1

    Gana kalie mestir kewesie iyu.begenzeb keserku deki malelit.ezi terah aykonen bedem tehateti iyom
    Shabiya zeyfeltu mesilewom etom menesyat zeymefelatom mesakin be awuraja beal seltaniya hakli demu yesef fenan alewu kaleot ketalelewom.egrom keseberu kem Banbula kesawetelom zehezen.menesey aytethambel.temeherteka serahka geber.astewuel.sebah keytebekyu.adi zeybelkum keyteterfu.ezom wuhudat geben zelewom iyom.gana kalie ketesemu ikum

  • @علعل-ش7ج
    @علعل-ش7ج 4 місяці тому +1

    ሻዐብያ አበዳህር

  • @AdaRaMs402
    @AdaRaMs402 4 місяці тому +1

    ቀደሙ ወዲ ኣድጊ ዶ ይመርሖም😂😂

  • @frewinigirmai1473
    @frewinigirmai1473 4 місяці тому

    ይአይ ካአ ዲሞከራሲ ይብሉ።

  • @yohanneszerazion1614
    @yohanneszerazion1614 4 місяці тому

    ማለሊት ማዘሮም ህዝቢትግራይ ዝለሓስ ዘይብሉ ...ነዚኦም ክትብል መራት ሓጺነመጺን ሸይጣ ከርተት ኢላ ዝሃበቶም ፋካ መጫወቻ ጎሮሞ😂😂😂

  • @tsegewinigebreab2868
    @tsegewinigebreab2868 4 місяці тому +1

    ኢማ ሽኮር ክትስሕቕ ንበር

  • @TedrosTekia
    @TedrosTekia 4 місяці тому

    ግደፎም ብዓለ ባእሶም የኸብሩ

  • @birneshhagos1954
    @birneshhagos1954 4 місяці тому

    ኤማ ሐወይ እዚ የሰፍ ዝብልወ ጎዳይ ትግራይ እዩ ዝገብር.ዘሎ ሞክንያቱ እሱ ብዕን ዱ ርእሱ ትግራዋይ ኮይኑ አብ መርሐና ዝባሀል ዕዲ ጥቃ ዕዲ ጓዕዳድ ትርከብ አብኡ ተወሊድ ወዕበየ ኮይኑ ሕጂ ኤረትራዊ ንክመስል ተቋማወይ እየ ዝብል ዘሎ አብ 77 ዕጾቦ ኔሩ ይብል አብ ትግራይ አብ ኤረትራን ተመሊሱ 500 ዝኮኑ ተጋሩ እክሊ ከይረክቡ ሻዕቢያ ከልኪልወሞ ይብል እንድሕሪ ዕጾቦ አሎ ሻዕቢያ ከበይ ከሞጻአሎሞ እቲ ዕጾቦ እኮ ንኩሉ እዩ ዝሞልከት ግን ተጓሩ ስለዝጠመዩ የሕሚምወ ብዕዱ ሐሚሙ ይዛረብ እዚ ረጉሞ ትግራዋያ ዝበላዕሉ ጻሕሊ ዝሰብር ቅርሕንቲ ክፈዲ ምስ ደቃዕዱ ተጋሩ ኮይኑ ላዕልን ታሕትን ዝብል ዘሎ እዚ ቤላሮፓ ዝሽቅጥ ዝነበረ ሳሕሳሕ ዕጋመ

  • @berhanezegeyetv9977
    @berhanezegeyetv9977 4 місяці тому +1

    🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️👍🤩💯🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉

  • @nigistighebreab6342
    @nigistighebreab6342 4 місяці тому

    Hhhh🤣🤣🤣🤣Deki Eieray 🇪🇷

  • @ታራፊክ
    @ታራፊክ 4 місяці тому

    እዚ ሰራቂ ዝንጉ ሒጂ ሓላየ ነዛ ዓዲ ጂጋኑ ዝኹነት ሰንዓፊ ዓዲይ ኪጣበቅ ሙራል የይቡሉን እዚ ቆንዳፈ

  • @ygttv1576
    @ygttv1576 4 місяці тому +1

    Eziom entay geberti eyom zihgezu. Ewae humumat dikum neziom tihgziwom. Sidrakum haguzu. tenefikum kabu ziterefe kea ab gorebabtikum zelewu deqi siwuat haguzu. Ezi teterifu kea kenzebkum hizkum hiwetkum mirhu. Yeqenyeley

  • @hyabmussie6009
    @hyabmussie6009 4 місяці тому

    Kalkal ybelu ezom kedat korakur hewuhat

  • @abrahasionsebhatuwoldab4596
    @abrahasionsebhatuwoldab4596 4 місяці тому

    Enka konkum hawey etwkum resat wegin kidu da deky gunta

  • @paulosnetabay5896
    @paulosnetabay5896 4 місяці тому

    ቅንፍዝ ንምንታይ ይውጭጭ?
    ‘’ዕላል ወላድን ዉሉድን ብዛዕባ ቅንፍዝ።’’
    ዉሉድ ፦ ኣቦ (ኢሉ ጸወዐ ቆልዓ ነቡኡ)
    ኣቦ ፦ ኣቤት
    ዉሉድ ፦ እዚ ንሰምዖ ዘለና ዝውጭጭ ድምጺ ናይ እንታይ ድምጺ እዩ?
    ኣቦ ፡- ናይ ቅንፍዝ ድምጺ እዩ ዝወደይ።
    ዉሉድ፦ ኣብ ዝሓለፈ መሬት ክትጉልጉል ከለኻ ይውጭጩ ኔሮም፡ ክትዘርእን ክትሓርስን ከለኻ ውን ይውጩጩ ኔሮም፡ ኣብ ግዜ ዓጺድ ውን ምውጫጭ ከቋሩጹ ኣይከኣሉን።
    ኣቦ ፦ ጽቡቅ ኣስተውዒልካ ዝወደይ!
    ዉሉድ ፦ እንታይ እዮም ኮይኖም?
    ኣቦ ፦ ጠባዮም እዩ።
    ቅንፈዝ ብዘይካ ምውጫጭ ስራሕ ኣይመባልዕቱን’ያ።
    ንእሽተይ ውን ክሓርስ ኣይፍትንን እዩ ።
    ንዝሓርስ ግን ብድምጹ ክርብሽ ይፍትን።
    ኣይዘርእን ውን እዩ ክትዘርእ እንተ ርእዩካ ግን ምውጫጭ ናቱ እያ።
    ኣይዓጽድን’ዩ ዝዓጽድ ምስ ዝርኢ ግን ይውጭጭ ይብሉ ነበሩ ኣቦታት።’’
    ዉሉድ ፦ እንታይ ትብል ! እንታይ እዩ ጸገሞም?
    ኣቦ ፦ ቅንፍዝ እንተ ክውጭጭን ከእውን ጀሚሩ ትሰርሕ ኣለኻ ማለት እዩ። ፍረ ተፍሪ ኣለኻ ማለት እዩ። ቅንፍዝ ኣብ በረኻ ኣይኮነን ዝጭድር፡ ኣብ ፍርያት ዘለዎ ቦታ እዩ ዝጭድር። ቅንፍዝ ናተይ ዝብሎ ናይ ገዛእ ርእሱ ጉዳይ የብሉን፡ ናይ ባዕሉ ንግዲ የብሉ ሕርሻ። ኣብ ናይ ሰባት ስርሕ ግን ከይደኸመ ክሳብ ዝመውት ክጭድር ይኽእል እዩ። ዓቅሙ እሾኽ ምንጻግን ዘራእቲ ምብልሻውን ጥራይ እዩ። ቀናንፍዝ ክውጭጩ እንተሰሚዕካ፡ ሓረስታይ ይሰርሕ ኣሎ ማለት እዩ። እቲ መሬት ውን ምህርቲ ይህብ ኣሎ ማለት እዩ።’’ ዝወደይ።
    ዉሉድ ፦ እሞ እንታይ ደኣ ይሓይሽ?
    ኣቦ ፦ ግደፎም? ምውጫጮም ይቀጽሉ ። ንሕና ከኣ ስራሕና ጥራይ ንግበር።
    ዉሉድ ፦ ክሳብ መዓስ እዩ’ሞ ከምዚ ኢልካ?
    ኣቦ ፦ ክሳብ ኣብ’ቲ መጻወድያ ዝኣትዉ። ደሓር ከኣ ቀናፍዝ እንተ ኣእዊዮም ኣብቲ ከባቢ ዝራእቲ ሕርሻን ስርሓት ማዕድን ካልእ ጽቡቅ ነገራትን ኣሎ ማለት’ዶ ኣይኮነን! ስቅ ደኣ ኢልና ጉዳይና ንግበር።
    ኣፍዓበቸ ኣይወፍራ ኣይሰርሓ ያይዓጽዳ ውጪጨን ኢሉ ዝድንግጸሎ ለሚዶም ስለ ዝነበር እዮም። ገና ከም ዑቁብ በብሰለስተ ክሳብ ዝመቃቀሉ ክወርዱ እዮም።

  • @abifire4594
    @abifire4594 4 місяці тому

    እዋይ አማ ሓወይ ሎምስ ገለ ክንሰምዕ ኢና ። ገና ክትሽገሩ ኢኹም ።

  • @GdeyHabtom
    @GdeyHabtom 4 місяці тому

    ሃንካስ ዝመራሒኦም ኩሎም ደላፋት 🙉አቶም በዚኦም ዝምርሑን ገንዘቦም ነብሶምን ዝብልዑን አዮም ዘሕዝኑካ 🤦‍♂️