This guy is evil and cunning. He uses good words to sell us to Abiy. How old man at the end of his life becomes selfish and cruel to his home land and his people 😢😢😢😢
You are the one working to divide tigrians and to dismantle the strength of tigrians by working to our jenocider aby Ahmed. You, getachew and all your groups are pp of tigray. No difference
ባንዳ ሰታይ ደም ኣሓትና 😭😭😭😭ታርክ ህዝቢ ትግራይ ተጥፍእ ንስኻን ማሓዉርካን ሰማዒ የብልካን 😭😭😭😭
ፃድቃን ይአኽለካ አቛርፅ ህወሓት አይትኽእላን አይተፍርሳን አይትድከም።
ክብረት ይሃበልና ❤❤🎉
ክብሪ ዘይፈልጥ ክብረ ቢስ እዩ ብቂም ዝበስበሰ
ክብርካ ይቆረፅ አታ ሕሰርቲ ጓል ባህላዊ ጀነራል ካብቲ ዝሰሰቀቶ ዉርቂ ተካፈለካ ኣላ ድያ?
ጅግና አያና አጆኻ ኸይትደክም
ካሓዲ ፣ ብህዝቢ ዝባጩው ወራዳ
ክብር ኣያና እሰኪ ንበረሊና ኣታ ጃግና ወድ ህዝብ❤
ዱሁል ፣ ሩኩስ መላሓስኻ ትቆረፅ ናይ አብይ ተላአአኪ
ጌታቸዉ ረዳ ምን ቢል ጥሩ ነዉ? ለ ዶ/ር አብይን የማርያም መንገድ አሳየኝ
ዶ/ር አብየ እኔ ጴንጤ ነኝ 😂😂
Bada bada bada
ክብረት ይሃበልና ኺናት ሰብ እዩ ዝቀል
Tigray must not miss the wise leadership of Gen. Tsadkan because he is modern
ኣሓትና ሕጃብ ተኽልኺለን ትምርቲ ኣቋሪፀን ጀነራል ጻድቃን ምንም የቡልኻይ! ንዕቐት መሊእኩም ፈሲስኩ ሎ
ገለ ሙስሊም ደቃንስትዮ ኣብዚ ኣኼባ ድምፀን ከስምዓ ነሩወን። ድኹማት 😢😢😢😢
Xadkan good job
ረሳሕ መምሰሊ ህዝቢ ዝኻሓደ
ካብቲ ዘሰረቆ ምከ ጓሉ ኮይኑ ፃረቃን ይከፈለካ ድዩ?
ኩቡር ጀነራል ፃድቃን በሳል merahi ምሳካ ንቅድሚት ❤️.
ቂመኛ ፣ ሓሻዊ ረክባጥ ፣ ናይ ገበን ዝፈፀሙልና ተላአአኪ
@TaferegebruTfse 👎👎👎
"ህወሓት ክትዕሪ ይደሊ እየ" ፃድቃን ተንኮለኛ😂 "ህወሓት በይና እትብሕቶ ኢኮኖሚ"😅ንስኻን ጓልካን ናይ አድያቦ ወርቂ ብሒትኩምስ😮
rippp ባህላዊ ጀነራል ፃድቃን
❤❤❤❤❤ጀግና ኒበረለና
ሸያጢ ፣ ካሓዲ እዩ ጀነራል ፃርቃን ምቅናይ ይብል ኪሮስ
አፍቱይ ይሃሉ አፍቱይ ይሃሉ ፣ እቲ ኻሊእ ሓይሊ፣ መንእሳይ መንእሰይ ዝብላ ..
አበ ዋዕላ ምጥፋእ ትግራይ በልዎ 👎👎
This guy is evil and cunning. He uses good words to sell us to Abiy. How old man at the end of his life becomes selfish and cruel to his home land and his people 😢😢😢😢
ጀነራል ፃድቃን ሱሉጡን ሃሳብ እዩ ዘለካ ግን መን ክርድእካ እዩ እቲ ጉዳይ እዞም ሰባት ብዝነስስ ኮይኖም እዮም ገንዘብ ጥራህ እዮም ዝሃስቡ
መን እዮ ናይብልፅግና ደጋፊ።
ከም ጀነራል ፃርቃን ደንቆሮ የለን
Banda Tadkan
Teehahat aleka
ባይቶና ኣርማ ተዝቕይሩ 😂😂😂😂 ብቕልፅምና😂 ዝበለፁ ሰብ ቕልፅም ከምዘለዉ 😊 ብቻ ባህ ዘይብል ናይ ዓመፅ ምልክት ዩ።
ጀነራል ጻድቃን አባካ ክብሪ አለኒ ኩቡር አያና ግንከ ሕጂ ዝሪኦ ዘለኩ ግን አባካ ዘለኒ እምነት ቀኒሰይ ስለምንታይ እቱ ዉዕላ ቪክቶርያ ተግባራዊ ዘይከነ ክሳብ ክልተ ዓመት እንታይ እዪ እቱምክንያትኪም ብቀዳማይ ሰሚዔካ መከላከልያ ይእቶ ኢልካ እንታይ ክገብር ድጋሚ ንህዝቢትግራይ ክጭፍጭፍ እዞምጆነሳይ ዝፈጸሙልና ብጣዕሚ እየ ሐዚነ ንናይ ሰራዊት ኤርትራ ምልሻ አምሐራ ናይምዉፃእ ካብ ግዝአት ትግራይ አብቱ ዉዕሊቪክቶርያ አለኩም ስለምንታይኢኩም ፈሪሕክሙዋ ብተለይ ጌታቸዉ አብ አክሱም አኬባ ክዛረብ ሰሚዔዮ ናይ ትመሬት ዝኮነየማሐድሮ እቶም ተፋነቀልቲ ና ናብመረበቶም ይመለሱ ይብል ሰሚዔዮ እንታይ ማለቱ እዩ እቱሜሬት ናብ ናይቀደም ግዝአታዊሐድነትና አይመለስ ማለት እዩ እና አነብወገነይ ናተይ ሪኢቶ ብሐቂአይትሰርሑን ዘለኩምእና ብፈጣሪ ስም ክንልምነኩም ብተለይ ንስካ አያና ንህዝብና ካብዙአትይዎ ሽግርን መከራ አዉጹዎ ናይ ታሪክ ታሐተቲ ከይትኮኑ ይብል ፈጣሪ ልቦና ይሃብኩም 🙏🙏🙏🙏❤️👍💪
ካብ ንብልፅግና ንህወሓት ኣዚዩ ዝፀልእ ብነጃሳ GSTS ዝተወከለ መራሒ ትግራይ እየ ስምዑኒ በሃሊ። ዘይተመረፀ ; ብህዝቢ ዘይተመረፁ ሓሳባት ብዝረኸቦ ዕድል ስልጣን ኣብ ፈቀዶ ኣኸባታት እንዳተረኸበ ብምብታን ትግራይ ዝብትን። ቃልዝተኣተወሉ ናይ ኢያ ፕረዚደንትነት ንምስኻዕ ዓዕ ዝብል ሴረኛ።
egg vs chicken ዳይለማ ዘሓዞ ሰብኣይ።
ነጃሳ GSTS ቅድሚ መኪና ኣይታንቲ (ወያላ) ሊእኽኩምልና። ወያላኹም ውሰዱ:: እንተዘይኮይኑ እታ ነጃሳ ኢሉ ዝፀወዓኩም እቲ ወዲ ባኣ እያ ክትኸውን ታሪኽኩም።
GSTS ... ኣብ ክንዲ ንትግራይ ሓደ ዝገብር ሓሳባት ትኡርኡ ብወኪልኩም ኣቢልኩም ንትግራይ ትኸፋፍልዋን ትብትንዋን ኣለኹም።
ኣብ ሓፂር ግዘ ውክልናኹም ኣልዕሉ እንተዘይኮይኑ እቲ ቃልሲ ምስ ግለሰብ ትርጉም የብሉን ምሳኹም እዩ ክኸውን።
ኣብ እርጋን ካ ዝፀየቀሉ ሰብ
ብለይ ጭብጨባ ልውዳእ ዋዕላ ክርኢ ኢለስ ስኢነ
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂 አረ ላዛ ለዛያት ዶ ክንብለኩ ገፅኩም ትርሓቅ ኣብ መሬት ዘሎ ሓቂ ዕውር ዝፈለጦስ ናይዚ ከዳዕ ኣረጊት ህዝቢ ነቂሕሉ እዩ ።ንኣበል ኢልኩም ሓቂ ኣይትካሓዱ። ሓቂ ሒዝኩም ምስ ህዝቡኩም ተትውግኑ ይሕሸኩም ትሓፍርሉ ትጣዓስሉን ግዜ ከየርከበኩም
ንስኻ ዶ ኣይኮንካን ካብ ጨርጨር እየ ወፅአ እናበልካ ከባብዊነት ትፈሊ ዘለኻ ሕጂ ምስ ተፈለጥካ ምኽንያት ተቕርብ
ኣብዚ ኣትፃርፉዘለኩም ኩልኩምናይ ሕዋሓት ስርናይ ዝበለዓኩምእኩም
ብናይ ዳሰፑራ ግንዝብ ዝፅገቡ እማ ጌታቸዉን ፃርቃን ጉጀለ እዩ እዩም።ሰለዚ ንሰካ ናይ ደያሰፗራ ግንዝብ ተካፈልካ ኣለካ ኣንታ ለማኒ
❤❤❤❤❤
ፃድቃን ተኮለኛ እዩ።
አንዳሳዓልካ ሕልፈ ተትብለልካ እታ ትፈሰካ ኣታ ዉዲ ረሳሕ
ፃድቃን መታለሊ ትግራዋይ ክትበታትን ምስ አቢ አህመድ ተሰማሚዕካ አይትሐፍርን.
ኻላ ሓተላ
😅😅😅😅 ትግራይ ካብ ህወሓት ናፃ ክትወፅእ እያ❤ ሽዑ ካድረ ኢኹም ትብተኑ
👍👍👍
Still you are our hero. You don’t need to explain yourself
ያንተ ጀግና ሊሆን ይችላል ብልጽግና ስለሆንኸክ ነትግራይን ህዝብ ስቃይ ያራዘመ ከሀዲ ሞቱን ያሳየን
Lekbat aregit barya nay xadu
የትግራይ ህዝብ አክ ብሮታል አልከበር ያለ ወራዳ ሞክሮ ስላቃተው እንዳየውም አልፈልግም የፕሪቶሪያ ስምምነት እንድታስፈጽም ተወከልክ እሱን ትተህ ወደ ሌላዐ ገባህ ከዚህ ወዲህ ላነተ ካለኝ አመለካከትዐ አብይ ይሻላል ሞክረህ ስላቃተህ እዛህ ቁጭ ብለህ የምታጨበጭብ ተኩሶ የሳተህ እንደገደለህ
Hasawi banda shyati adi guhaf banda
Kefu abyi
ደኪሜ ዘይብል ጅግና ሀሳብ ልብኻ ይመላአዩ .
ኣይናይ መንእሰይ ኣየናይ ትግራይ ሒዝካ ኢኻ ትብለና ዘለኻ ? እወ ብና እማን ፃድቃን ትመስለኒ ነይርካ ። ቅንዕና እንተሃሊዩካ ዓዲ ከተዐሪ ዘይትሓስብ ንምንታይ ? ፃድቃን ፅቡቕ ታሪኽ ዘሕለፍካ ኢኻ እሞ ልኡላውነት ትግራይ ኣርእዩና ።
ሀሃዊ ንስካን ዶ ወዲ ጨርጨር እየ እናበልካ ዞባ ደቡብ ብከባቢ ክተላአእል ዝሀገካ ምህሳው አመልካ እዩ::
ዝጀመር ጀነራል ጻድቃን ጨርጨር ከምኩሉ ሰብ ዓዱ ስለዝከነ ይነብር ነይሩ ይከዉን ግን መበቆል ዓዱ ጉሎምካዳ እዩ ክእርመኩም
Mihur,mihur????????
Libikan kalatikan semayn meret eyu zelo.
እሞ ሰራዊት ትግራይ ይፍረስ ፈሪሱ ናብ ፌደራል ይፀምበር ምባልስ ጌጋ ኣይኮነን ዲኻ ትብል ዘለኻ?
ዝድንቆሮ ኣረጊት ጓሉ ደኣ ዉርቂ ትሰርቅ ኣላ ኮ
ፃድቃን ትግራይ ንምጥፋእ ቢኣቢ አሕመድ ዝተቆፀረ እዩ ።
😂😂😂😂 ህወሓት እምበር ትግራይ ኣይትጠፍእን😂😂😂
@@mulugetarayaw2233ድንቆሮ !!! ህዉሓት እንተጠፈኡ ህዝቢ ትግራይ ይጠፈእ ኣሎ። ምክንያቱ ህዉሓት ዉዕል ፕረቶርያ ምሰ ፌድራል መንግሰቲ ንሱ ብቻ ሰለተሰማምዕ ሰለዚ ህዉሓት እንተጠፈኣ ወዕል ፕሪቶርያ እምቢ ኣይፈፅመን ኣብይ ይፈለጠኩም ኣነ ዝፈልጦ ህዉሓት እዩ ኔሩ ንሱ ድማ ፈሪሱ እንይሉ መን ታሓዚ ኣለዎ ፌድራል መንግሰቲ ሰለዚ ግዝኣትና ክመልሰልና ህዉሓትንቅድሚት።
ንጌታቸዉ ረዳ ድንቆሮ ዘይተማሃረ ብናይ ኣብይ ሳንባ ዘተፈሰ ድማ rippኢለዩ ኣለኩ።ከምኡ ንቲ ኣረጊት ካብ ፈለጠትነፃ ዝኮነ ሌባ ባህላዊ ጀነራል እዉንrippp ኢለዮ ኣለኩ!!!
Nay timit genzeb ema n activist eba yikun.
Banda eka
Mengsti kintsano?men kelkulika.
Nay menasay n menasey gidefelu.
Banda Banda
👎👎👎👎👎
ንሱ እንድዩ ዋና ብከባቢ ዝከፋፍል።
ፃድቃን ካብ ትግራይ ብቅልጡፍ ተፀራሪጉ ክወፅእ አለዎ ዚባንዳ ።
😂😂😂😂 ንስኻቱም እኳ ዘይወፃእኾም 😂 ብሓሳብ ግጠሙዎ
Hizbaw we'd hizib
B mintay da tidlil??
Hadinet b genzeb betinka aykowinin ena nblka zelena
ሰአቱ አይደለም
ሓሳዊ
Kkkkkkkkkkkk tsadkan kanser
You are the one working to divide tigrians and to dismantle the strength of tigrians by working to our jenocider aby Ahmed. You, getachew and all your groups are pp of tigray. No difference
ኣነ ፃድቃን ግን ንበዓል ኣባይ ፀሃየ ስዩም መስፍን ዘቕተሎም እዩ ዝመስል ነቶም ኮር ሕውሓት ቀቲሉ ንደብረፂዮን ንደገ ኪድ ህደም ዝበሎ ብዕላማ ምዃኑ'ለ ሕጂ ይብርሃልና ኣሎ ! ፃድቃን ኣመሪካ ዩ ኣሚኑ😢😢😢😢😢😢
ሕጂ ድኣ ፈሊጥናዮ እኮ ዝቁርዲድ ውሽጢ ውሽጢ ብከባቢን ብኣበልን ይሰርሕ ብኣደባባይ ይሰር ከባቢያውነት እምቢ ንበልያ ሓፈርና
ሓሳዊ ተልእኾ ይህልወካ ምበር እንታይ ጭብጢ ኣለካ
ክብረት ይሃበልና ጅግናና ❤❤🎉
@@TigrayCommunityRefugees😇😇😇 ሚሐ
ንብረትኩም አ፣አ ዘለኩም ክትሽቁጡስ ትግራይ ዕጥቂ ተፍትሑ ላዕልን ታሕትን ትብሉ ዘለኹን መሐፈሮ ኢኹም
666
ገፅካ ይርሓቅ ድሁል
Men diyu mo kebabiawi. Hizbi Raya ketelael kab chercher tegadule Agame endahelka. Entay tigeber zeldka? Wutsae kab Tigray keytwared. Cheyati Adi
❤❤❤❤❤❤