Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
Alaah yerhamum jiganu sewitna. Hadera deki remiy hagrkum ahlfkum ay tehabo haftukom gual Afar 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😭😭😭😭😭💔💔
ተዓወት ወዲ ግርማይ ጅግና ። ትማሊ ኣብ ግምባራት ባድማ ሎሚ ኣብ ኣሰር ስውኣት ብግብርን መትከልን ደው ዝበልካ ስለ ባንዴራ ክብሪ ንዓኻ ክብሪ ንሰማእታት ኤርትራ
ዘርኢሰናይ ጅግና፡ በዓል ንስኻ እንዲኹም ደኣ ዉፉይ ክትስመዩ ዝግበኣኩም። ን ኤርትራን ህዝባን ጽፍሮም ዘይሰደዱላ ኸማን ደፊሮሞ ኣለዉ እዚ ስም። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዉፉይ ኣያይ። Zelalemawi zkrin mogosn nsemaetatna, ab selam erefu jeganu🥀🇪🇷🕯️.
ኣብታ ሳዓት እታ ምሳኹም ምሓሸኒ ከብደይ ግምጥልጥል ኢሉኒ ኣብ ክንዳካ ሓርበኛ🙏💗🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹⭐።
❤️🇪🇷 ክብርን ሞጎስን ነቶም ብልዑል ጽንዓትን ተወፋይነትን ሂወቶም ዘሕለፉ ብሉጻት ጀጋኑና ወትሩ ኣብ ልብና❤️🇪🇷💯።🇪🇷ዘርኢሰናይ ድማ ዜማኻ ኣዚዩ ሓያል'ዩሞ ኣጆኻ በርትዕ ዝሓወይ🇪🇷🇪🇷።
መርሓባ!ዝኽርን ኸብርን ንስውኣትናብሕድራዊ ዕማም ንደብሶምዓወት ንሓፍሽ!
ዘልአለማዊ ዝኽሪ ንስውአትና ሐርበኛ አይነብርን እዬ ታሪኩ እዬ ዝውረስ ዐወት ንሐፍሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪
Aynebrn eyu do etom zterefu edomo mnbar sienom ata brukey
ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና 🇪🇷❤🕌⛪💪🏿ጹቡቕ ስራሕ ዘርኢት ኣብ ጎንኻ ኣለና ቀጽሎዓወት ንሓፋሽ
gek
@@erittv3930 , Nska do?
Awet nhafash ✊🇪🇷❤
Isu hawey, ab goneka alena mbalka bteami des iluni .Zerit bel wedi Eri 🇪🇷❤🙏
ኤረትራዊነት ክቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሕዝበይን ሐገረይን ዝበለ ተከቢሩ ይነብር: ዘርሰናይ ነቲ ትገብሮ ኩሉ ምስጋና ይግበኣካዘላለማዊ ክብሪን ሞገስን ንስወኣትና
ዘልኣለማዊ ዝክርን ክብርን ንማኣታትና ወትሩ ኣብ ልብና
ዘርኢት ጅግና ናይ ብሓቂ ኣድኒቀካ ሓወይ ሙካንካ ተሓቢነ ኣጆካ ጥራይ
ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንጀጋኑ ሰማእታትና ❤️🇪🇷🙏
EritreanZehlemeZirisematanaEritreawian
ፖለቲካ ከም ሽንፍላ ሓጺብካ ዘይጰሪ ረሳሕ ጰወታ አዩ። ከምኡ ስለዝኮነ ካኣ ዘርኢት ትማል ትማል ኑፍዕ ሕልና ዘሎዋ ተቃዋሚ ኔርካ:ሕጂ ካኣ ከም ነፍሒቶ ግምጥል ኢልካ ሕልናካ ብምሻጥ ኣብ ስደት ኮንካ ይድግፍ ምባልካ ኣብ ታሪክ ሂወትካ ላንጋ ላንጋ ክልተ ግዜ ተራኢካ።ሕጂ ዉን ማይ ኣይሓለፍን ብሕልና ቅዋም ኤርትራ ይተግበር ምልኪ ይልገስ ፍትሒ ይንገስ ኢልካ ኣብ ልብካ ልቢ ፍትሒ ተመለስ። ኣብ ስደት ኮንካ ምድጋፍካ ናይ ሓሶት ሸቃጢ ምካን ስለዝኮነ:ኣብ ስደት ኮንካ ብናይ ሓሶት ምድጋፍ ምሽቃጥ ይክል ዘርኢት ምክሲ።
@@DrWisdomForUSPresident Smaeni bro Zeresenay Jigna Wesani u Weys Kemzi kemaka Hansab Tekawamey ms kone zkone Des zeybl negerat ena Semee Ena Raaye N Eritrea and Ertrawnetn Zxareru Tm elu mseom Kqxl nierwo maletka diu Hlna ke Neaka Entay malet u dear bro? Hade Seb Seb zeblo eko Kab giega Mengedi Temahiru zmles u Bzelekayo Neqax mukan gn newri u Slezi zkone Seb kqawem Kdgf Meselu u Tarik Hzbn Hagern Kbll and Kefrsn gn Mesel yeblun Zeresenay kea neziom gedifu sle zmexe dika qdm Hlna nieruka hji gn Tegagika Tblo zeleka and kemti nska zbelkayo ab Sdet koynka Tekawimka zmexe Lewti yelen emo kea bezom Shnfla Nshnfla Arhiqom Kahasbu zeykealu Metkel zeyblom Xere Hzbomn Serawitomn mechem Baelu Fetari ftah yemxalna ember Naytom Adiom gedifom Hatneom znafqu nay zemena Weytotat gbri si rienayo alena Kulu gzie nnebsomn Hzbomn Prank enageberu ynebru alewu sorry bzuh xihifelka Smiet nay Wshtey u Sesenayu ymneyelka
ዝወዲ ሲ ኣይተክኣለን ናይ ብሓቂ ኣድኒቀካ ፎርሳ ንፉዕ ዘልኣለማዊ ክብርን ዝክርን ሞጎሰን ንሰማእታትና። ዓወት ንሓፋሽ!!!!!!
ዘልአለማዊ ዝኽርን ክብርን ሞጎሶና ንስዋኣትና ዓወት ንሓፉሽ 🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷
ስውኣትና ወትሩ ኣብ ልብና !!ስውኣትና ወትሩ ይዘከሩ!!ዓወት ንሓፋሽ !!ኣንበሳ ሰርኢት ጅግና ቅድም ኣብ ቀዳማይ ( 1ይ)ግንባር ሕጅ ድማ ራብዓይ (4ይ)ግንባር ኣብ ጎንኻ ኣለና ፋርስ
ኣብየት ብቅዓት ኣብየት ክእለት 10ግዝየ ሰሚዐያ ፍጽም ኣይዓገብኩን ዘርኢት መግለጺ ሲኢነልካ ዘላኣለሚዊ ዝኽሪ ንሰማእታት ኤርትራ 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Zerasenay hawey kbri yhabka Kbri mogesn swuaetna. Bael Barya jeganu swaetna aezekakirkana🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ናይ ዘልአለም ሂወትን ዕረፍትን ክብርን ዝክርን ንሰማእታትና ሰማእታት ኤርትራ
ታሪካዊ ሙዚቓ ልብካ ዝትንክፍ ቐጽል ጀጋኑ ሓሊፎም ታሪኮም ትትንትን ጅግና ይካ keep going
ዘርኢ ሰናይ🙏🇪🇷 ናተይ ሐወይ ብሙካንካ ይኮርዕ ይሕበን እዛ ኤሪኖ ተዓዲላ ኩሎም ደቃ አለናልኪ ዝብልዋ 🇪🇷🙏👍❤️💐ዝክርን ክብሪን ሞጎስን ንስዋአትና🇪🇷🙏💐🇪🇷🙏💐🇪🇷🙏💐🇪🇷🙏💐🇪🇷🙏ኤረትራ ኩልሳዓ ብጀጋኑ ደቃ ተሐፊራን ተከቢራን ክትነብር ኢያ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኩራዕ ኤርትራዊ 🇪🇷🙏💐👍❤️🇪🇷🙏
ዘር እሰናይ ግርማይ ጅግና ከመይ ደኣ ዘይ ህለወካኣብ ጎላጉል ማዕሎባ ጎቦ ሃምያያይ ጀበል ናዓም ባድመ ዴዳ ሸሸቢት ዳሰ ኢላላ ጽብራ ስሮና እግሪ መከል,,,,,,,,,, ኣበይ ክርስኡ 🕯️🌹🕯️🌹🕯️🌹ዘል ኣለማዊ ክብርን መጎስን ንሰምኣታትናዓወት ንሓፍሻ 💪💪ዘል
Hobay hawey gele eske beleni nay maloba tezekro aleni nay fatherey ztesewala enda 44 kfleserawit nay hji enda 11 kfleserawit zela🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@@ghideghirmay7003ዘርኢሰናይ ሓወይኣነ ወዲ ከባቢ እየ ኣብሰራዊት ኣይ ነበርኩንግን ኣብታ እዋን ኩናት ዝነበረትላ ኣብኣ ነይረ እቲ ቦታ ግን ካብ ወዲ 2ዓመት ኣትሒዘ ክሳብ ወዲ 15ዓመት ኣብኡ ነይረ ብፍላይ ከ ናይ ማዕሎባ ኩናት ናተን ክልተ ጎቦ ሓምያይ ማዕሎባ ሓምያይ ማለት እታ ካብ ማዕሎባ ወገን ሰሜናዊ ምብራቕ ዘላ እንዳ ረጋሕ ጎቦ ዝነበረ ምርብራብ ሪኤዮ እየ ብዓይነይ ቢላዕሊ ሓዊ ብታሕቲ ሓዊ እሞ ከኣ ኣብ ማይ ኣጻምእ ዝኮነ ቦታ ረዳት ማይ ስንቂ ዘይ ቢልካ ጎልጎል ዋላካ 😭😭😭ዘል ኣለማዊ ክብርን መጎስን ንሰምኣታትና ዓወት ንሓፋሽ ዘርኢ ሰናይ ሓወይ ክብሪ እሃብካ ከምዚ ኢልካ የሕዋትካ ምዝካርካ ሽግር ተረሳዒ እዩ ስለዚ ከኣ እዮም እዚኦም ኣብ ደገ ኮፍ ኢሎም ሓማቕ ዝዛረቡ እምበር ነፍሲ ውከፍ ስድሪ መሬት ኤረትራ ሱውእ ኣለዋ አረትራዊ ኮኑ ዕላማ መስዋቲ ኣሕዋቱ ዘይ ስቆሮ የለን ግን እንታይ ደኣ በርገር ምስ በልዑ ነብሶም እሪስዑነቶም ነብሰብ ዝረስዑ ኣዘካክርካዮምከምቲ ዝበልዮ ከዛርቡና እዮም ደልዮም ኢልካዮም ናይ ባሓቂ
ዘለኣለማዊ ዝክሪ ንኩሎም ንስዉኣትና 🇪🇷❤️ ዘረሰናይ ጀግና ናይ ጀገኑ ኢካ ናይ ብሓቂ ብኣካስ ጸባ ሰቲና ኢና ኩሉ ደርታትካ ኩሉ ይሰምዕ እየ ግን እዚ ካኣ ዝገደደት ሰሚዐ ምጽጋብ ሲኢነያ ዶ ዋላ ኣብቲ ቦታ እየ ዓብየ ኮይነ🇪🇷💪🇪🇷😍💪 ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና
ዘልኣለማዊ ዝኽርን ኽብርን ንጀጋኑ ኣቦታትናን ኣሕዋትናን ኣሓትናን የሕዋትናን🇪🇷💪። ጽቡቕ ስራሕ ዘርእሰናይ ኣቢ ሓውና በርትዕ ኣጅኻ ኣለና ምሳካ ናብ ግምባራት ንምካድ ውን ድልዋት ኣለና። ፍጹም ክብሪ ጀጋኑና ዝኮነት ሃገርና ኣይነድፍርን መን ወሊድዎም ክንበሃል። ዓወት ንሓፋሽ! ውድቀት ንከዳሚት ማለሊት👎🏿
ንብዓት ይፈሰካ ከይተረዳኣካ 😭😭😭ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ! ! 🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Yes ❤🇪🇷😭
መርሓባ ዘርኢ ሰናይ መኽሰብ ሃገር 👍🇪🇷 ነባሪ ታሪኽ እምበር ነባሪ ! ሂወት የለን !!! ሓርበኛ ኣይነብርን እዩ !!! ታሪኹ እዩ ድውረስ !!! ሰዉኣትና ብመብጸዓና !!! ይደበሱን ይዘከሩን !!! ወትሩ ዓወት ን'ሓፋሽ !!! ✊🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷💪🇪🇷🙏
ጽቡቅ ስራሕ ዘርኢት ሞክሲ 🇪🇷❤🙌ድምጺ ያረድ ድጥዕም ሰሚዕካ ዘይጽገብ ኩቡርን ኑፉዕን ስነጥበባዊ ኩሩዕ ኤርትራዊ ዘርኢት ምክሲ ERI POWER። 🇪🇷👍✌ብኩሉ ቓንቓታት ዓለም ንዘልኣለም ኩራዕ ኤርትራዊ!!🇪🇷ብኤርትራዉነትካ ንዘልኣለም ኩራዕ::!🇪🇷🇪🇷ለዘላለም ኩሩ ኤርትራዊ::!🇪🇷🇪🇷كن فخوراً إريترياً إلى الأبد🇪🇷🇪🇷Be forever Proud Eritrean.!🇪🇷🇪🇷Estar por siempre eritrea.!🇪🇷🇪🇷Soyez à jamais fiers d'être Erythréens.!🇪🇷🇪🇷להיות אריתראי לנצח.!🇪🇷🇪🇷 Будь вечно гордым эритрейцем.!🇪🇷🇪🇷 成为永远骄傲的厄立特里亚人🇪🇷
ወዲ ግርማይ ጅግና ብሓቂ ብሉጽ ስራሕ ክብርን ሞጎስን ነቶም ሽምዓ ኮኖም ደብርሁልና ጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ ወትሩ ዓወት ንሓፍሽ
ዘርኢሰናይ ጅግና 💪ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና!!!ኤርትራውነት ክቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💪💪💪
ዘለኣለማዊ ዝኽርን ኽብርን ንጀጋኑ ሰማእታትና ወትሩ ኣብ ልብና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅✅🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅✅
እዋይ ኣነ ብጾተይ ኣታ ከማይ ዲኩም ብንብዓት እምበር ተሓጺበ ኩሉ እቲ ብጾተይ ዝወደቅሉ ተራኢኒ ፡ ወዲ ግርማይ ጅግና ብልቢ የመስግነካ ኣዝያ ጥዕምቲ መዝሙር ስማእቲ ኣጆካ በርትዕ ቀጽሎ
ዘላለማዊ ዝኽሪ ነቶም ምእንታና ዝወደቑ ኩቡር ሃገራዊ መንነት ንኽንበል ዝወደቑ ኤሪትራዊያን ክብሪ ይሰማዓዮም, 🌹🕯🌹🕯💔🕯💔🕯💔🕯
ዘርኢ ሰናይ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ሕቡን ዜጋ አጆኻ ቀጽለሉ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🌹😭❤🇪🇷🌹😭❤🇪🇷🌹😭❤🇪🇷🌹😭❤🇪🇷እህህህ አብታ ዕለት እቲአ ምሐሸኒ 😭😭😭😭ዘልአለማዊ ዝኽሪ ንስውአት 💪🙏
ግደፍና እባ ከብድና በሊዕካና ንድሕሪት መሊስካና ኣየ ወ ማዕለባ ክንደይ ድያ ወሲዳ ቐጽሎ ኩቡር ሓው
ዘርኢሰናይ ሓውና ብሉጽ ስራሕ ቀጽሎ በዓል መትከል ሃገራዊ ተዘክሮና የሐዲስካዮ 3'ይ ወራር ተሰነይ,,ማዕሎባ ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ
Zelalmawo zekrn neswatna awet nehfadey 🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘለዓለማዊ ክብርን ዝኽርን ንስውኣትና ሕድሮም እነሕድሰሉን እንፍጽመሉን ኣብ ልቢ ነፍሲወከፍና ሰላምን ሓጎስን ንምህናጽ የኽእለና ፈጣሪ።
ዘርእሰናይ! ከተዘክረና'ዲኻ ደሊኻ! ማ ዕ ሎ ባ!!! ኣብ 1978 ዓመተ ምህረት ኣብዛ ጎቦ ማዕሎባ ልክዕ ሰዓት 1 ድሕሪ ቀትሪ ናይ ደርጊ ወተሃደራት ከም ቆጽሊ ዝረገፉላ መዓልቲ ኢያ ነይራ። 2ተ ቦጦሎኒታት ናይ ጀብሃ ማለት ቦጦሎኒ 262, ከሙኡ'ውን ቦጦሎኒ 149 ዝተዋጋአሉ ስጋብ ምድሪ ዝመሲ እሞ ናይ ደርጊ ሰራዊት ስጋብ 2000 ዝአኽሉ ቁስላትን ምዉታትን ክሳራ ዝወረደሎም መዓልቲ ኢያ ነይራ። ድሕሪኡ ናይ ገርገፍ ድሕሪኡ ድማ ኣብ ጎልጅ ጅግና ኣብርሃም ተኽለ ዓንደለ ሰውራዊ ባይቶ ኣባል ዝነበረ ዝተሰዋአላ ጎልጅ ኢያ። ዘርእሰናይ! ናይ ቅድሚ 44 ዓመታት ግዜ ዝነበረ ኣዘኪርካና። ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ይኹን።
ታሪኽ ይደጋገም ............
Abet ewe jeganuuu ayatatnan yehwatnan wetru kuberu
Thank you seb metkel seb qedem. Aserkum aytegadefenan.
እወ ዝኽሪ ጎልጅ ምስ ኣብረሃም ካብ ቦ 363 ኣብታ መንገዲ ዝተሰውኡ፣ ሽሕ ቅርሺ፣ተስፎም፣ተስፍይ (መራሕ ጋንታ): ተስፍለደት ኣነ እውን እዝክር
ኪቡር ኣቦና ቲማሊ ኒስኹም ዚጠፈአት ሃገር ኒምድላይ ዚተዋጋኩምሉ።ኒሕና ከኣ ሃገር ኒምድሓን ቢኸቢድ ዚተዋጋአሉ ቦታ ማዕሎባ ጎሉጅ ተሰነይ ዚነበረ ሂልኽን ጂግኒነትን ዲመለኦ መስተንኪራዊ ኩናት።በዓል ዘርኢሰናይ ዲነበሩዎ ኣሃዱ ኣዚዮም ቢሉጻት ጀጋኑ ቢብዝሒ ዲፕኸፈሊሉ ቦታ ማዕሎባን ከባቢኣን።ኣብዛ ኣብራሃም ተኽለ ላዕላዋይ ሓላፊ ተጋድሎ ሓሪነት ኤሪትራ ዲተሰወላ ቦታ ኢያ አሎምዲነገሩና።ኣሃዱና ሚሩጻት ሰባት መስዋቲ ከፊልናላ።
Zeriet anbesa kbri nswuatna ❤
ማአሎባ ኣቦታትና ዝተሰውላ ጎቦ ዘላለማዊ ክብሪ ንሰማታትና
ማዕሎባ መሪት ክንስኪ ጀጋኑ ኣለዉ ኣብ ከሪስኪ ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና❤️🇪🇷
ዜማኻ ኣብ ውሽጠይ ኣትዩ ንብዓተይ ምኽልካል ኣብዩኒ።ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Sersiru xksks tzta. 😭😭😭😭
😭😭😭😭
ኤርታራውነት ኩቡር መንነት ዘልአለማዊ ክብሪ ንስውአትና ዓወት ንሐፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪
👉🏿💪🏾👉🏿🇪🇷❤🇪🇷ቀጽሎ በዓል ዝና ኢኻ ካብ ኩሉ ንዞም ኣልመጽቲ ድስቲ ወያነ በሎም።ብዝተረፈ ዘልኣለም ክብሪ ንስዉኣትና ❤🇪🇷❤
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ክብርን ንጀጋኑ ኣቦታትን ኣዴታትን ኣያታትናን ክብርን ሞጎሰን ይኩኖም ንሰለ ህዝቦምን ሃገርምን ዝሕለፉ ሰማእታትና ።
ዘልኣለማዊ ዝክሪ ን ስውኣትና ።ጽቡቕ ስራሕ ዘእርሰናይ ፡🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤ ኣየወ ኣዘኪርካና ዘርሰናይ ቀጽሎ ናይ ጀጋኑና ታሪክ ዘልኣለማዊ ታሪክ ጀጋኑ ሰማኣታትና ኣብ ልብና ሰፊሩ ኣሎ
ሃገረይ ዝበለን ሰውኣቱ ዘኽበረን ተኸቢሩ ይነብር ዘርኢሰናይ ሰውኣት ብጾትካ ብምዝካርካ ክብሪ ይሃብካ ቀጽሎ ነባሪ ታራኽ እምበር ነባራ ሰብ የልቦን ዘልኣለማዊ ክብሪ ንስውኣትና
ጅግና ኤርትራዊ ብቀሊሉ ዘይርከብ ክብሪ ኤርትራዊነት ።ክብርን ዝኽርን ንጀጋኑ ስውኣትና
ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንስወኣትና ክብርን ምስጋናን ነዓኹም ቅሰኑ ሰማእታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ኤርትራን ኤርትራውን ወትሩ ተኸቢሩን ተሓፊሩን ክነብር ዩ
ዘላኣላማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማኣታትና
ዘርኢተይ ሓወይ ከብደይ ገላቢጥካዮ 😭ኣነ ውን ናፊቐዮም ቡጾት መጋድልተይ 😭ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና 🇪🇷 ዓወት ንሓፋሽ 💪🏾
ጀጋኑ ስውኣትና ወትሩ ኣብ ልብና🙏🇪🇷❤️
ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ኒሰማእታትና ።። ዓወት ንሃፋሽሽሽሽ
ወዲ ጊርማይ ይበል ተውሂቦ አዛደርፊ ኪሰሚዕ አንከለኹ ናቲ ዲነበረ መስተንኪር ሲሪሕት አየ ዚሚለስ።ኣነ ኣብ ኪፍለሰራዊት 36 አየ ነረ ኣቢዚ ዚጥቀስ ዘሎ ቦታታት ከኣ ነረ አየ ኣዚዮም ሙሩጻት ደቂዛ ሃላል መረት ቀቢረ ኒባዕለይ ከኣ ተወጊአ ወጺአ።ዓቢ ተዘኪሮ አዩ ደለኒ ኣብዚ በታታት።ቀጺል ኒዲሕሪት ከይቲቢል ወዲ ጊርማይ አታ ናይኪብረት መገዲ ረኺብካያ ኣለኻ።ኣኽላባት አንተነቢሑ ደምጽዎ ፋይዳ የለን።
ዘላአለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ🇪🇷❤️👍
ዘለአለማዊ ዝዝከር ክብርን ንሰማእታትና ዓወትት ንሐፈሸ
🇪🇷 ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን መንግስተ ሰማያት የዋዉርሶም ንስዉኣትና 😭። ይኣኽለኩም ይበለና ፈጣሪ🥺
ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና
ብሉጽ ሰራሕ ዘርኢት ዓርከይ ብኹልንትናኻ ጅግና ትማልን ሎምን ዕድመን ጥዕናን የብዛሓልካ ፈጣሪ 🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹
ኣታ ወዲ ኣዘኪርካና ንድሕሪት መሊስካና ካብ ባዓል ካንሸላይ ወጺእና ቀጥታ ናብ ዓዲዃላ ኢና ኣምሪሕና ንሕና ክ/ሰ 37 ኣብ ዓዲ ባሓይላይ ኩዶ ኣብዑር ዓዲ ሰራዋት ዕርዲ ጥልያን ተጠማጢምና ጸላኢ ምስ ሳዓርናዮ ኣብ ዓዲ ቆራይ ከባቢ እምኒ ሓይሊ ኣኼባ ጌርና ንፍሉይ ስራሕ ተበጊስና ኣስመራ ሰንጢቅና ከረን ኣቁርደት ጌርና ኣብ ሳዋ የዕሪፍና ድሕሪ ሳዋ ናብ ናብ ታማራት ተጠዊና ንተሰነይ ብድሕሪኣ ኣቲና ቀጥቂጥና ጎልጅ ገርገፍ ተበልድያ ሓሊፍና ማዕሎባ ታሓናኒቅና ኣየወ ጅግንነት የቀንየልና ወድግርማይ ኣንበሰ ኩሉ ገላሊህካዮ ኣታ ጎይታ ብሬን ጀጋኑ ባዓል ዲኒ ጀማሂር ወድግርማይ ክንደይ ኢለ ክዝክር
kanschlay bota adihakin kimeu ewen taba semay gobo haylu werde ruba alashreifi.kemun xelim resu adhakin ezi kulu ayekonen sebi eti agrabi neblu terkum zengeri eu abia alwa teakitatatt weyne terefn
kanschlay adhikin xelimi resu seferi jegnu wetru ab ayeney
ኹልሻእ ንድህሪት ምስጠመትኻ ወሽላክ ጥሪት ህግደፍ * አብ ቅድሜኻ አሎ ዓጋመ ዲክታቶር ተመን ወዲ ተምቤን ደጽንተካ ዘሎ ገዲፍካ - ናብ ድህሪት ቲሊስካና 🤞 አምሰሉ ንትማሊ ዘይኮነስ ንጽባህ ጠምት ሂወት ንቅድሚት'ያ ትነብር - ወሽለኽለኽ ይጽንሓልካ ወሽላኽ 😅
Kdmi za zkri zemakas mzrgahkas iza Neeshtey gtmi. Wes abilelka nere kemza ztequaxerna dna serihkaya🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷ኣብምንታይ ጸንሐ እዚ ወርቂመስታ ዶ ኮነ ከምበርቂዶስ ኣብ ውሽጢ ባሕሪ ከም ዑንቈኣቤት ላዛ ኣቤት ግጥሚኣቤት ጥበብ ኣቤት ጣዕሚንስኻ ከለኻ ዶ እዝኒ ይጠሚኣቤት ክእለት ውሕልነትኣቤት ድምጺ ኣቤት ላህመትንስኻ ከለኻ ዶ ባህልና ይዝመትታይ ምንጋር ደሊኻ ፈሊጥካያ ኣለካ እዛ ቅነእታ ረዛን ዕለት 20 ሰነሓሲብካሉ ኣለኻ ክንደየናይ ከይትዛነዕድመን ጥዕናን ንህቡብ ድምጻውዒዘርኢ ሰናይ ::🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንስዉኣትና ተፈልዩ እንበር ጅግና መዓስ ሞይቱ እወ ♥️🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯
ዘለአለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ወትሩ አብ ልብና አለኹም ጀጋኑ የሕዋትና ዓወት ንሐፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና ❣💪🥺
ዝክሪ ንሰማእታትና። ቅሰኑ ነብስኩም ይዕርፋ እግዚኣብሔር ኣምላክ። ኩሉካ ጂግና ወዲ ኤረ ተሓበን ኩራዕ፡ ከዳዕ ኣይኮንካን ኣብ ሕጊ ዶብካ ኣክቢርካ ኢካ ወጺእካ ። ኣታ ጂግና ኢካ ኣታ!!! ኩራዕ !!! ኣጆካ ሓወይ ናየይ ።
Zeresenay jigna wedi jganu ajoka berte alena ab gonka. Zelalemawi zkri nsemaetat Eritrea 🇪🇷
ወዲ ግርማይ ሓወይ ናይ ብሓቂ ንክ/ሰራዊትና ትውክል ትዝታ ዘለዋ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ
ብሓቂ ነዚ ለዋሕ ፍቃር ተጫራቂ ኣሓዱና ክ/ስ/37 /ኣዘኪሩና ብቅዓት ውትሕድርና ኣብ ቦትኡ ኢዩ ብጻይ
ኣየወ ኣሃዶይ ክ/ሰ 37
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትናክብርን ሞጎስን ይኹኖም 🙏🙏🙏♥️♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወዲ ግርማይ ኩሉ ግዜ ብሉጹ❤❤❤❤😍😍
Zeresey tewet ዘላኣለማዊ ዝክሪ ንሰዋትና ዓወት ንሓፋሽ።
ዘለልኣለማዊ ክብርን መጎስን ንሰማእታትና ወዲ ግርማይ ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ቀጽሎ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘለአለማዊ ኽብርን ዝክርን ንስመማታት ወትሩ ዓወት ንሐፍሽ !!!!
ብራቮ ብተይ ኣዘክርካኒ 3ይ ወራር ቶኮብያ /ዳሴክብሪ ንብጾት 🙏ኣጆና ስለ ክብሮም 😭
ዘለአለማዊ ዝክሪን ክብረትን ንጀጋኑ ስዉአትና🇪🇷🙏🏾❤️💪🇪🇷
ዘርእሰናይ ከምዚዩ ዘመልከዓልካ ጅግና
ኣበሳ ኢኻ ደውበለልና ክምህ ዘይ ትብል ሓየት ኢኻ ኣጆኻ ህዝቢ ኤራ ኣሎ ኣጎንኻ🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🌺🌹🌹🌺🌷💐👍
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ❤❤❤❤🇪🇷ነዚኦም ኪሒድና ትግራይ ክንብል ዝግስጉሱ ለሓስቲ ግን ከይገረመኒ ኣይተረፈን። ወትሩ ህዝበይን ሃገረይን ነዚ ህዝብን ሃገርን ሂወተይ ኣይበቅቅን ❤🇪🇷❤
ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ን ስዉኣትና....."ጅግና ኣይነብርን ኢዩ ታሪኹ ኢዩ ዝዉረስ!!"
ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንቶም ንሕና ክንነብር ንሶም ዘይነበሩ! ጀጋኑ ሰማእታትና ። ሎሚ ንዝኽሮም ኣኣብ ዘለናዮ ናይ ዝኽሪ ሽምዓ ክንውልዕ ኢና!! 19/06/2022! ኣለና ኣብ ኣሰሮም! ኣብ ሕድሮም! ኣብ ቃሎም!!
ዘለኣለማዊ ክብሪ ንሰዋኣትና ሰዋኣትና ኩሉ ግዜ ሓወሊት ኣብ ልብና
ዘላእለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ ❤️🇪🇷🙏
Zalalm zekery n swat 🇪🇷❤️🙏🏽
ዘልኣለማዊ ዝኽሪይ ንስዋኣትና ዘርእሰናይ ወዲህዝቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካዓወት ንሓፋሽ ውድቀት ንወያነን ስዓብቶምን።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጀጋኑ ሰማኣታትና ወትሩ ኣብ ልብና ዘልኣለማዊ ዝክርን ሞጎስን ንዓኩም።ዓወት ንሓፍሽ
ንክብርን ሕድርን ስውኣትና ጠጠው ዝበልካ፡ በዓል ሕጹብ መዓንጣ፡ ጅግና ጀጋኑ ዝኽንካ ዘርኢት ሓወይ፡ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ማዕሎባ ማዕሎባ ማዕሎሎሎሎሎሎሎሎባ'' መሬተይ ክንስኺ ፡ ጀጋኑ ኣብኡ ኣለዉ ኣብ ከርስኺ!!!!!
Zeleamwi zekren kebren ni semeatat ❤🇪🇷🇪🇷⛪🕌wotru Awet Nihaf
መንይግር ድቅበረ ስውእትና ወቲሩ ኣብ ልብና ወዲ ግርማይ ከምዝ ደለካዮ ቅጽሎ ምሳካ ኣለና ዕድመ ይሃብካ ሉኡል ፍጣር!!!!!!!!!!
Wedi grmay Jigna! Wedi Anagule ye! Adey adi Jeganu!!!! Proud of you ma dea
ውውው ዘርኣሰናይ ሓወይ ናይ ሓቂ ደስዝብል ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ኢግዝኣብሄር ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🙏👍👍✅
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና😥😥 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘልኣለማዊ ዝክርን ስውአትናን ወትሩኣብልብና አወት ንሓፋሽ
ዘልኣለማዊ ዘኽሪ ንሰማእታትና🕯🇪🇷ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ዘሪኢት ሓውና
ዘልኣለማዊ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ✊🇪🇷
ዘለአለማዊ ኽብርን ዝክርን ንሰመማታት ኤርትራዊን ኤሬትራዊት 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️ ኽብርን መጎስን ንሰማእታት ሃገርና አብ ልብና አለኹም ።🇪🇷❤️🇪🇷❤️
ብሉጽ ስራሕ ብጻይ ዘርእሰናይ ክብሪ ይሃብካ፡ ነባሪ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታት ኤርትራ!!
ዘላኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና!ዛረ ጅግና ጽቡቅ ስራሕ ።right or worng always my country
ዝኽሪ'ሎኒ ዝኽሪ ወራር ወያኒጀጋኑ ንሃገር ክኸላኸሉ ክጥበሱ ብወኒኣጆኻ ህዝበይ እንዳበሉ ክላበውኒብዓወት ወዲቆም ዓወት ንሓፋሽ እንዳስምዑኒ!ሓቦን ኒሕን ተቀኒቶም ክገጥሙ ምስ ዘመናዊ ኣጽዋርጀጋኑ ክንከፍል ተገድና ስለ ሃገርህዝበይ መሬተይ እንዳበሉሓሊፎም ሰብ ሕድሪ ብኹሉዋርሳይ ይከኣሎ መርሃዊ ጸበባወያነ ኣርጊፍኩመን ከም ቆጽሊ ጋባዓለም ከድንኩማ ናይ ሕፍረት ካባኤርትራናስ ድሒና ማሙቋ ብመስዋእቲ ደቃ!Zeriesenay Ghrmay ተዓወት ውዕሎ ጀጋኑ ኣዛኻኪርካና Keep it up! your nationalism exploit! You have exceptional or special talent or knowledge.
ዘርኢት ጅግና ወዲ ኤረይ ጻዕዳ 🌹🇪🇷❤️🇪🇷🌹
Alaah yerhamum jiganu sewitna. Hadera deki remiy hagrkum ahlfkum ay tehabo haftukom gual Afar 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😭😭😭😭😭💔💔
ተዓወት ወዲ ግርማይ ጅግና ። ትማሊ ኣብ ግምባራት ባድማ ሎሚ ኣብ ኣሰር ስውኣት ብግብርን መትከልን ደው ዝበልካ ስለ ባንዴራ ክብሪ ንዓኻ ክብሪ ንሰማእታት ኤርትራ
ዘርኢሰናይ ጅግና፡ በዓል ንስኻ እንዲኹም ደኣ ዉፉይ ክትስመዩ ዝግበኣኩም። ን ኤርትራን ህዝባን ጽፍሮም ዘይሰደዱላ ኸማን ደፊሮሞ ኣለዉ እዚ ስም። ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዉፉይ ኣያይ። Zelalemawi zkrin mogosn nsemaetatna, ab selam erefu jeganu🥀🇪🇷🕯️.
ኣብታ ሳዓት እታ ምሳኹም ምሓሸኒ ከብደይ ግምጥልጥል ኢሉኒ ኣብ ክንዳካ ሓርበኛ🙏💗🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹⭐።
❤️🇪🇷 ክብርን ሞጎስን ነቶም ብልዑል ጽንዓትን ተወፋይነትን ሂወቶም ዘሕለፉ ብሉጻት ጀጋኑና ወትሩ ኣብ ልብና❤️🇪🇷💯።
🇪🇷ዘርኢሰናይ ድማ ዜማኻ ኣዚዩ ሓያል'ዩሞ ኣጆኻ በርትዕ ዝሓወይ🇪🇷🇪🇷።
መርሓባ!
ዝኽርን ኸብርን ንስውኣትና
ብሕድራዊ ዕማም ንደብሶም
ዓወት ንሓፍሽ!
ዘልአለማዊ ዝኽሪ ንስውአትና ሐርበኛ አይነብርን እዬ ታሪኩ እዬ ዝውረስ ዐወት ንሐፍሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪💪💪
Aynebrn eyu do etom zterefu edomo mnbar sienom ata brukey
ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንስውኣትና 🇪🇷❤🕌⛪💪🏿
ጹቡቕ ስራሕ ዘርኢት ኣብ ጎንኻ ኣለና ቀጽሎ
ዓወት ንሓፋሽ
gek
@@erittv3930 , Nska do?
Awet nhafash ✊🇪🇷❤
Isu hawey, ab goneka alena mbalka bteami des iluni .Zerit bel wedi Eri 🇪🇷❤🙏
ኤረትራዊነት ክቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ሕዝበይን ሐገረይን ዝበለ ተከቢሩ ይነብር: ዘርሰናይ ነቲ ትገብሮ ኩሉ ምስጋና ይግበኣካ
ዘላለማዊ ክብሪን ሞገስን ንስወኣትና
ዘልኣለማዊ ዝክርን ክብርን ንማኣታትና ወትሩ ኣብ ልብና
ዘርኢት ጅግና ናይ ብሓቂ ኣድኒቀካ ሓወይ ሙካንካ ተሓቢነ ኣጆካ ጥራይ
ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንጀጋኑ ሰማእታትና ❤️🇪🇷🙏
Eritrean
Zehleme
Zirisematana
Eritreawian
ፖለቲካ ከም ሽንፍላ ሓጺብካ ዘይጰሪ ረሳሕ ጰወታ አዩ። ከምኡ ስለዝኮነ ካኣ ዘርኢት ትማል ትማል ኑፍዕ ሕልና ዘሎዋ ተቃዋሚ ኔርካ:ሕጂ ካኣ ከም ነፍሒቶ ግምጥል ኢልካ ሕልናካ ብምሻጥ ኣብ ስደት ኮንካ ይድግፍ ምባልካ ኣብ ታሪክ ሂወትካ ላንጋ ላንጋ ክልተ ግዜ ተራኢካ።
ሕጂ ዉን ማይ ኣይሓለፍን ብሕልና ቅዋም ኤርትራ ይተግበር ምልኪ ይልገስ ፍትሒ ይንገስ ኢልካ ኣብ ልብካ ልቢ ፍትሒ ተመለስ። ኣብ ስደት ኮንካ ምድጋፍካ ናይ ሓሶት ሸቃጢ ምካን ስለዝኮነ:ኣብ ስደት ኮንካ ብናይ ሓሶት ምድጋፍ ምሽቃጥ ይክል ዘርኢት ምክሲ።
@@DrWisdomForUSPresident Smaeni bro Zeresenay Jigna Wesani u Weys Kemzi kemaka Hansab Tekawamey ms kone zkone Des zeybl negerat ena Semee Ena Raaye N Eritrea and Ertrawnetn Zxareru Tm elu mseom Kqxl nierwo maletka diu Hlna ke Neaka Entay malet u dear bro? Hade Seb Seb zeblo eko Kab giega Mengedi Temahiru zmles u Bzelekayo Neqax mukan gn newri u Slezi zkone Seb kqawem Kdgf Meselu u Tarik Hzbn Hagern Kbll and Kefrsn gn Mesel yeblun Zeresenay kea neziom gedifu sle zmexe dika qdm Hlna nieruka hji gn Tegagika Tblo zeleka and kemti nska zbelkayo ab Sdet koynka Tekawimka zmexe Lewti yelen emo kea bezom Shnfla Nshnfla Arhiqom Kahasbu zeykealu Metkel zeyblom Xere Hzbomn Serawitomn mechem Baelu Fetari ftah yemxalna ember Naytom Adiom gedifom Hatneom znafqu nay zemena Weytotat gbri si rienayo alena Kulu gzie nnebsomn Hzbomn Prank enageberu ynebru alewu sorry bzuh xihifelka Smiet nay Wshtey u Sesenayu ymneyelka
ዝወዲ ሲ ኣይተክኣለን ናይ ብሓቂ ኣድኒቀካ ፎርሳ ንፉዕ ዘልኣለማዊ ክብርን ዝክርን ሞጎሰን ንሰማእታትና።
ዓወት ንሓፋሽ!!!!!!
ዘልአለማዊ ዝኽርን ክብርን ሞጎሶና ንስዋኣትና ዓወት ንሓፉሽ 🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹🇪🇷
ስውኣትና ወትሩ ኣብ ልብና !!
ስውኣትና ወትሩ ይዘከሩ!!
ዓወት ንሓፋሽ !!
ኣንበሳ ሰርኢት ጅግና ቅድም ኣብ ቀዳማይ ( 1ይ)ግንባር ሕጅ ድማ ራብዓይ (4ይ)ግንባር ኣብ ጎንኻ ኣለና ፋርስ
ኣብየት ብቅዓት ኣብየት ክእለት 10ግዝየ ሰሚዐያ ፍጽም ኣይዓገብኩን ዘርኢት መግለጺ ሲኢነልካ ዘላኣለሚዊ ዝኽሪ ንሰማእታት ኤርትራ 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Zerasenay hawey kbri yhabka
Kbri mogesn swuaetna. Bael Barya jeganu swaetna aezekakirkana🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌🇪🇷🇪🇷💪🏾💪🏾💪🏾💪🏾🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
ናይ ዘልአለም ሂወትን ዕረፍትን ክብርን ዝክርን ንሰማእታትና ሰማእታት ኤርትራ
ታሪካዊ ሙዚቓ ልብካ ዝትንክፍ ቐጽል ጀጋኑ ሓሊፎም ታሪኮም ትትንትን ጅግና ይካ keep going
ዘርኢ ሰናይ🙏🇪🇷 ናተይ ሐወይ ብሙካንካ ይኮርዕ ይሕበን እዛ ኤሪኖ ተዓዲላ ኩሎም ደቃ አለናልኪ ዝብልዋ 🇪🇷🙏👍❤️💐ዝክርን ክብሪን ሞጎስን ንስዋአትና🇪🇷🙏💐🇪🇷🙏💐🇪🇷🙏💐🇪🇷🙏💐🇪🇷🙏ኤረትራ ኩልሳዓ ብጀጋኑ ደቃ ተሐፊራን ተከቢራን ክትነብር ኢያ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ኩራዕ ኤርትራዊ 🇪🇷🙏💐👍❤️🇪🇷🙏
ዘር እሰናይ ግርማይ ጅግና ከመይ ደኣ ዘይ ህለወካ
ኣብ ጎላጉል ማዕሎባ ጎቦ ሃምያያይ ጀበል ናዓም ባድመ ዴዳ ሸሸቢት ዳሰ ኢላላ ጽብራ ስሮና እግሪ መከል,,,,,,,,,, ኣበይ ክርስኡ 🕯️🌹🕯️🌹🕯️🌹
ዘል ኣለማዊ ክብርን መጎስን ንሰምኣታትና
ዓወት ንሓፍሻ 💪💪
ዘል
Hobay hawey gele eske beleni nay maloba tezekro aleni nay fatherey ztesewala enda 44 kfleserawit nay hji enda 11 kfleserawit zela🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@@ghideghirmay7003
ዘርኢሰናይ ሓወይ
ኣነ ወዲ ከባቢ እየ ኣብ
ሰራዊት ኣይ ነበርኩን
ግን ኣብታ እዋን ኩናት ዝነበረትላ ኣብኣ ነይረ እቲ ቦታ ግን ካብ ወዲ 2ዓመት ኣትሒዘ ክሳብ ወዲ 15ዓመት ኣብኡ ነይረ ብፍላይ ከ ናይ ማዕሎባ ኩናት ናተን ክልተ ጎቦ ሓምያይ ማዕሎባ ሓምያይ ማለት እታ ካብ ማዕሎባ ወገን ሰሜናዊ ምብራቕ ዘላ እንዳ ረጋሕ ጎቦ ዝነበረ ምርብራብ ሪኤዮ እየ ብዓይነይ ቢላዕሊ ሓዊ ብታሕቲ ሓዊ እሞ ከኣ ኣብ ማይ ኣጻምእ ዝኮነ ቦታ ረዳት ማይ ስንቂ ዘይ ቢልካ ጎልጎል ዋላካ 😭😭😭
ዘል ኣለማዊ ክብርን መጎስን ንሰምኣታትና ዓወት ንሓፋሽ ዘርኢ ሰናይ ሓወይ ክብሪ እሃብካ ከምዚ ኢልካ የሕዋትካ ምዝካርካ ሽግር ተረሳዒ እዩ ስለዚ ከኣ እዮም እዚኦም ኣብ ደገ ኮፍ ኢሎም ሓማቕ ዝዛረቡ እምበር ነፍሲ ውከፍ ስድሪ መሬት ኤረትራ ሱውእ ኣለዋ አረትራዊ ኮኑ ዕላማ መስዋቲ ኣሕዋቱ ዘይ ስቆሮ የለን ግን እንታይ ደኣ በርገር ምስ በልዑ ነብሶም እሪስዑ
ነቶም ነብሰብ ዝረስዑ ኣዘካክርካዮም
ከምቲ ዝበልዮ ከዛርቡና እዮም ደልዮም ኢልካዮም ናይ ባሓቂ
ዘለኣለማዊ ዝክሪ ንኩሎም ንስዉኣትና 🇪🇷❤️ ዘረሰናይ ጀግና ናይ ጀገኑ ኢካ ናይ ብሓቂ ብኣካስ ጸባ ሰቲና ኢና ኩሉ ደርታትካ ኩሉ ይሰምዕ እየ ግን እዚ ካኣ ዝገደደት ሰሚዐ ምጽጋብ ሲኢነያ ዶ ዋላ ኣብቲ ቦታ እየ ዓብየ ኮይነ🇪🇷💪🇪🇷😍💪 ኣጆካ ኣብ ጎንካ ኣለና
ዘልኣለማዊ ዝኽርን ኽብርን ንጀጋኑ ኣቦታትናን ኣሕዋትናን ኣሓትናን የሕዋትናን🇪🇷💪። ጽቡቕ ስራሕ ዘርእሰናይ ኣቢ ሓውና በርትዕ ኣጅኻ ኣለና ምሳካ ናብ ግምባራት ንምካድ ውን ድልዋት ኣለና። ፍጹም ክብሪ ጀጋኑና ዝኮነት ሃገርና ኣይነድፍርን መን ወሊድዎም ክንበሃል። ዓወት ንሓፋሽ! ውድቀት ንከዳሚት ማለሊት👎🏿
ንብዓት ይፈሰካ ከይተረዳኣካ 😭😭😭
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ! ! 🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯🕯
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Yes ❤🇪🇷😭
መርሓባ ዘርኢ ሰናይ መኽሰብ ሃገር 👍🇪🇷
ነባሪ ታሪኽ እምበር ነባሪ !
ሂወት የለን !!!
ሓርበኛ ኣይነብርን እዩ !!!
ታሪኹ እዩ ድውረስ !!!
ሰዉኣትና ብመብጸዓና !!! ይደበሱን ይዘከሩን !!!
ወትሩ ዓወት ን'ሓፋሽ !!!
✊🇪🇷✊🇪🇷✊🇪🇷💪🇪🇷🙏
ጽቡቅ ስራሕ ዘርኢት ሞክሲ 🇪🇷❤🙌ድምጺ ያረድ ድጥዕም ሰሚዕካ ዘይጽገብ ኩቡርን ኑፉዕን ስነጥበባዊ ኩሩዕ ኤርትራዊ ዘርኢት ምክሲ ERI POWER። 🇪🇷👍✌
ብኩሉ ቓንቓታት ዓለም ንዘልኣለም ኩራዕ ኤርትራዊ!!
🇪🇷ብኤርትራዉነትካ ንዘልኣለም ኩራዕ::!🇪🇷
🇪🇷ለዘላለም ኩሩ ኤርትራዊ::!🇪🇷
🇪🇷كن فخوراً إريترياً إلى الأبد🇪🇷
🇪🇷Be forever Proud Eritrean.!🇪🇷
🇪🇷Estar por siempre eritrea.!🇪🇷
🇪🇷Soyez à jamais fiers d'être Erythréens.!🇪🇷
🇪🇷להיות אריתראי לנצח.!🇪🇷
🇪🇷 Будь вечно гордым эритрейцем.!🇪🇷
🇪🇷 成为永远骄傲的厄立特里亚人🇪🇷
ወዲ ግርማይ ጅግና ብሓቂ ብሉጽ ስራሕ ክብርን ሞጎስን ነቶም ሽምዓ ኮኖም ደብርሁልና ጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ ወትሩ ዓወት ንሓፍሽ
ዘርኢሰናይ ጅግና 💪ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና!!!ኤርትራውነት ክቡር መንነት 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💪💪💪
ዘለኣለማዊ ዝኽርን ኽብርን ንጀጋኑ ሰማእታትና
ወትሩ ኣብ ልብና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅✅🥰🥰🥰🥰🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷✅✅✅✅
እዋይ ኣነ ብጾተይ ኣታ ከማይ ዲኩም ብንብዓት እምበር ተሓጺበ ኩሉ እቲ ብጾተይ ዝወደቅሉ ተራኢኒ ፡ ወዲ ግርማይ ጅግና ብልቢ የመስግነካ ኣዝያ ጥዕምቲ መዝሙር ስማእቲ ኣጆካ በርትዕ ቀጽሎ
ዘላለማዊ ዝኽሪ ነቶም ምእንታና ዝወደቑ ኩቡር ሃገራዊ መንነት ንኽንበል ዝወደቑ ኤሪትራዊያን ክብሪ ይሰማዓዮም, 🌹🕯🌹🕯💔🕯💔🕯💔🕯
ዘርኢ ሰናይ ጅግና ወዲ ጀጋኑ ሕቡን ዜጋ አጆኻ ቀጽለሉ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
🌹😭❤🇪🇷🌹😭❤🇪🇷🌹😭❤🇪🇷🌹😭❤🇪🇷እህህህ አብታ ዕለት እቲአ ምሐሸኒ 😭😭😭😭ዘልአለማዊ ዝኽሪ ንስውአት 💪🙏
ግደፍና እባ ከብድና በሊዕካና ንድሕሪት መሊስካና ኣየ ወ ማዕለባ ክንደይ ድያ ወሲዳ ቐጽሎ ኩቡር ሓው
ዘርኢሰናይ ሓውና ብሉጽ ስራሕ ቀጽሎ በዓል መትከል ሃገራዊ ተዘክሮና የሐዲስካዮ 3'ይ ወራር ተሰነይ,,ማዕሎባ ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ዓወት ንሓፋሽ
Zelalmawo zekrn neswatna awet nehfadey 🥰🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘለዓለማዊ ክብርን ዝኽርን ንስውኣትና ሕድሮም እነሕድሰሉን እንፍጽመሉን ኣብ ልቢ ነፍሲወከፍና ሰላምን ሓጎስን ንምህናጽ የኽእለና ፈጣሪ።
ዘርእሰናይ! ከተዘክረና'ዲኻ ደሊኻ! ማ ዕ ሎ ባ!!! ኣብ 1978 ዓመተ ምህረት ኣብዛ ጎቦ ማዕሎባ ልክዕ ሰዓት 1 ድሕሪ ቀትሪ ናይ ደርጊ ወተሃደራት ከም ቆጽሊ ዝረገፉላ መዓልቲ ኢያ ነይራ። 2ተ ቦጦሎኒታት ናይ ጀብሃ ማለት ቦጦሎኒ 262, ከሙኡ'ውን ቦጦሎኒ 149 ዝተዋጋአሉ ስጋብ ምድሪ ዝመሲ እሞ ናይ ደርጊ ሰራዊት ስጋብ 2000 ዝአኽሉ ቁስላትን ምዉታትን ክሳራ ዝወረደሎም መዓልቲ ኢያ ነይራ። ድሕሪኡ ናይ ገርገፍ ድሕሪኡ ድማ ኣብ ጎልጅ ጅግና ኣብርሃም ተኽለ ዓንደለ ሰውራዊ ባይቶ ኣባል ዝነበረ ዝተሰዋአላ ጎልጅ ኢያ። ዘርእሰናይ! ናይ ቅድሚ 44 ዓመታት ግዜ ዝነበረ ኣዘኪርካና። ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና ይኹን።
ታሪኽ ይደጋገም ............
Abet ewe jeganuuu ayatatnan yehwatnan wetru kuberu
Thank you seb metkel seb qedem. Aserkum aytegadefenan.
እወ ዝኽሪ ጎልጅ ምስ ኣብረሃም ካብ ቦ 363 ኣብታ መንገዲ ዝተሰውኡ፣ ሽሕ ቅርሺ፣ተስፎም፣ተስፍይ (መራሕ ጋንታ): ተስፍለደት ኣነ እውን እዝክር
ኪቡር ኣቦና ቲማሊ ኒስኹም ዚጠፈአት ሃገር ኒምድላይ ዚተዋጋኩምሉ።
ኒሕና ከኣ ሃገር ኒምድሓን ቢኸቢድ ዚተዋጋአሉ ቦታ ማዕሎባ ጎሉጅ ተሰነይ ዚነበረ ሂልኽን ጂግኒነትን ዲመለኦ መስተንኪራዊ ኩናት።
በዓል ዘርኢሰናይ ዲነበሩዎ ኣሃዱ ኣዚዮም ቢሉጻት ጀጋኑ ቢብዝሒ ዲፕኸፈሊሉ ቦታ ማዕሎባን ከባቢኣን።
ኣብዛ ኣብራሃም ተኽለ ላዕላዋይ ሓላፊ ተጋድሎ ሓሪነት ኤሪትራ ዲተሰወላ ቦታ ኢያ አሎምዲነገሩና።
ኣሃዱና ሚሩጻት ሰባት መስዋቲ ከፊልናላ።
Zeriet anbesa kbri nswuatna ❤
ማአሎባ ኣቦታትና ዝተሰውላ ጎቦ ዘላለማዊ ክብሪ ንሰማታትና
ማዕሎባ መሪት ክንስኪ ጀጋኑ ኣለዉ ኣብ ከሪስኪ
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና❤️🇪🇷
ዜማኻ ኣብ ውሽጠይ ኣትዩ ንብዓተይ ምኽልካል ኣብዩኒ።
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Sersiru xksks tzta. 😭😭😭😭
😭😭😭😭
ኤርታራውነት ኩቡር መንነት ዘልአለማዊ ክብሪ ንስውአትና ዓወት ንሐፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪
👉🏿💪🏾👉🏿🇪🇷❤🇪🇷ቀጽሎ በዓል ዝና ኢኻ ካብ ኩሉ ንዞም ኣልመጽቲ ድስቲ ወያነ በሎም።ብዝተረፈ ዘልኣለም ክብሪ ንስዉኣትና ❤🇪🇷❤
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ክብርን ንጀጋኑ ኣቦታትን ኣዴታትን ኣያታትናን ክብርን ሞጎሰን ይኩኖም ንሰለ ህዝቦምን ሃገርምን ዝሕለፉ ሰማእታትና ።
ዘልኣለማዊ ዝክሪ ን ስውኣትና ።ጽቡቕ ስራሕ ዘእርሰናይ ፡🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😍
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤ ኣየወ ኣዘኪርካና ዘርሰናይ ቀጽሎ ናይ ጀጋኑና ታሪክ ዘልኣለማዊ ታሪክ ጀጋኑ ሰማኣታትና ኣብ ልብና ሰፊሩ ኣሎ
ሃገረይ ዝበለን ሰውኣቱ ዘኽበረን ተኸቢሩ ይነብር ዘርኢሰናይ ሰውኣት ብጾትካ ብምዝካርካ ክብሪ ይሃብካ ቀጽሎ ነባሪ ታራኽ እምበር ነባራ ሰብ የልቦን ዘልኣለማዊ ክብሪ ንስውኣትና
ጅግና ኤርትራዊ ብቀሊሉ ዘይርከብ ክብሪ ኤርትራዊነት ።
ክብርን ዝኽርን ንጀጋኑ ስውኣትና
ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ንስወኣትና ክብርን ምስጋናን ነዓኹም ቅሰኑ ሰማእታትና ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ኤርትራን ኤርትራውን ወትሩ ተኸቢሩን ተሓፊሩን ክነብር ዩ
ዘላኣላማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማኣታትና
ዘርኢተይ ሓወይ ከብደይ ገላቢጥካዮ 😭
ኣነ ውን ናፊቐዮም ቡጾት መጋድልተይ 😭
ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንሰማእታትና 🇪🇷
ዓወት ንሓፋሽ 💪🏾
ጀጋኑ ስውኣትና ወትሩ ኣብ ልብና🙏🇪🇷❤️
ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ኒሰማእታትና ።። ዓወት ንሃፋሽሽሽሽ
ወዲ ጊርማይ ይበል ተውሂቦ አዛደርፊ ኪሰሚዕ አንከለኹ ናቲ ዲነበረ መስተንኪር ሲሪሕት አየ ዚሚለስ።
ኣነ ኣብ ኪፍለሰራዊት 36 አየ ነረ ኣቢዚ ዚጥቀስ ዘሎ ቦታታት ከኣ ነረ አየ ኣዚዮም ሙሩጻት ደቂዛ ሃላል መረት ቀቢረ ኒባዕለይ ከኣ ተወጊአ ወጺአ።
ዓቢ ተዘኪሮ አዩ ደለኒ ኣብዚ በታታት።
ቀጺል ኒዲሕሪት ከይቲቢል ወዲ ጊርማይ አታ ናይኪብረት መገዲ ረኺብካያ ኣለኻ።
ኣኽላባት አንተነቢሑ ደምጽዎ ፋይዳ የለን።
ዘላአለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ🇪🇷❤️👍
ዘለአለማዊ ዝዝከር ክብርን ንሰማእታትና ዓወት
ት ንሐፈሸ
🇪🇷 ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን መንግስተ ሰማያት የዋዉርሶም ንስዉኣትና 😭። ይኣኽለኩም ይበለና ፈጣሪ🥺
ዘለኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና
ብሉጽ ሰራሕ ዘርኢት ዓርከይ ብኹልንትናኻ ጅግና ትማልን ሎምን ዕድመን ጥዕናን የብዛሓልካ ፈጣሪ 🌹🇪🇷🌹🇪🇷🌹
ኣታ ወዲ ኣዘኪርካና ንድሕሪት መሊስካና ካብ ባዓል ካንሸላይ ወጺእና ቀጥታ ናብ ዓዲዃላ ኢና ኣምሪሕና ንሕና ክ/ሰ 37 ኣብ ዓዲ ባሓይላይ ኩዶ ኣብዑር ዓዲ ሰራዋት ዕርዲ ጥልያን ተጠማጢምና ጸላኢ ምስ ሳዓርናዮ ኣብ ዓዲ ቆራይ ከባቢ እምኒ ሓይሊ ኣኼባ ጌርና ንፍሉይ ስራሕ ተበጊስና ኣስመራ ሰንጢቅና ከረን ኣቁርደት ጌርና ኣብ ሳዋ የዕሪፍና ድሕሪ ሳዋ ናብ ናብ ታማራት ተጠዊና ንተሰነይ ብድሕሪኣ ኣቲና ቀጥቂጥና ጎልጅ ገርገፍ ተበልድያ ሓሊፍና ማዕሎባ ታሓናኒቅና ኣየወ ጅግንነት የቀንየልና ወድግርማይ ኣንበሰ ኩሉ ገላሊህካዮ ኣታ ጎይታ ብሬን ጀጋኑ ባዓል ዲኒ ጀማሂር ወድግርማይ ክንደይ ኢለ ክዝክር
kanschlay bota adihakin kimeu ewen taba semay gobo haylu werde ruba alashreifi.kemun xelim resu adhakin ezi kulu ayekonen sebi eti agrabi neblu terkum zengeri eu abia alwa teakitatatt weyne terefn
kanschlay adhikin xelimi resu seferi jegnu wetru ab ayeney
ኹልሻእ ንድህሪት ምስጠመትኻ ወሽላክ ጥሪት ህግደፍ * አብ ቅድሜኻ አሎ ዓጋመ ዲክታቶር ተመን ወዲ ተምቤን ደጽንተካ ዘሎ ገዲፍካ - ናብ ድህሪት ቲሊስካና 🤞 አምሰሉ ንትማሊ ዘይኮነስ ንጽባህ ጠምት ሂወት ንቅድሚት'ያ ትነብር - ወሽለኽለኽ ይጽንሓልካ ወሽላኽ 😅
Kdmi za zkri zemakas mzrgahkas iza Neeshtey gtmi. Wes abilelka nere kemza ztequaxerna dna serihkaya
🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
ኣብምንታይ ጸንሐ እዚ ወርቂ
መስታ ዶ ኮነ ከምበርቂ
ዶስ ኣብ ውሽጢ ባሕሪ ከም ዑንቈ
ኣቤት ላዛ ኣቤት ግጥሚ
ኣቤት ጥበብ ኣቤት ጣዕሚ
ንስኻ ከለኻ ዶ እዝኒ ይጠሚ
ኣቤት ክእለት ውሕልነት
ኣቤት ድምጺ ኣቤት ላህመት
ንስኻ ከለኻ ዶ ባህልና ይዝመት
ታይ ምንጋር ደሊኻ ፈሊጥካያ ኣለካ እዛ ቅነ
እታ ረዛን ዕለት 20 ሰነ
ሓሲብካሉ ኣለኻ ክንደየናይ ከይትዛነ
ዕድመን ጥዕናን ንህቡብ ድምጻውዒ
ዘርኢ ሰናይ ::🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘልኣለማዊ ክብርን ዝኽርን ንስዉኣትና ተፈልዩ እንበር ጅግና መዓስ ሞይቱ እወ ♥️🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯🇪🇷🕯
ዘለአለማዊ ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ወትሩ አብ ልብና አለኹም ጀጋኑ የሕዋትና ዓወት ንሐፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታትና ❣💪🥺
ዝክሪ ንሰማእታትና። ቅሰኑ ነብስኩም ይዕርፋ እግዚኣብሔር ኣምላክ። ኩሉካ ጂግና ወዲ ኤረ ተሓበን ኩራዕ፡ ከዳዕ ኣይኮንካን ኣብ ሕጊ ዶብካ ኣክቢርካ ኢካ ወጺእካ ። ኣታ ጂግና ኢካ ኣታ!!! ኩራዕ !!! ኣጆካ ሓወይ ናየይ ።
Zeresenay jigna wedi jganu ajoka berte alena ab gonka. Zelalemawi zkri nsemaetat Eritrea 🇪🇷
ወዲ ግርማይ ሓወይ ናይ ብሓቂ ንክ/ሰራዊትና ትውክል ትዝታ ዘለዋ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ
ብሓቂ ነዚ ለዋሕ ፍቃር ተጫራቂ ኣሓዱና ክ/ስ/37 /ኣዘኪሩና ብቅዓት ውትሕድርና ኣብ ቦትኡ ኢዩ ብጻይ
ኣየወ ኣሃዶይ ክ/ሰ 37
ዘልኣለማዊ ዝኽሪ ንሰማእታትና
ክብርን ሞጎስን ይኹኖም 🙏🙏🙏
♥️♥️♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ወዲ ግርማይ ኩሉ ግዜ ብሉጹ❤❤❤❤😍😍
Zeresey tewet ዘላኣለማዊ ዝክሪ ንሰዋትና ዓወት ንሓፋሽ።
ዘለልኣለማዊ ክብርን መጎስን ንሰማእታትና ወዲ ግርማይ ከም ወትሩ ብሉጽ ስራሕ ቀጽሎ🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘለአለማዊ ኽብርን ዝክርን ንስመማታት ወትሩ ዓወት ንሐፍሽ !!!!
ብራቮ ብተይ ኣዘክርካኒ
3ይ ወራር ቶኮብያ /ዳሴ
ክብሪ ንብጾት 🙏ኣጆና ስለ ክብሮም 😭
ዘለአለማዊ ዝክሪን ክብረትን ንጀጋኑ ስዉአትና🇪🇷🙏🏾❤️💪🇪🇷
ዘርእሰናይ ከምዚዩ ዘመልከዓልካ ጅግና
ኣበሳ ኢኻ ደውበለልና ክምህ ዘይ ትብል ሓየት ኢኻ ኣጆኻ ህዝቢ ኤራ ኣሎ ኣጎንኻ🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🌺🌹🌹🌺🌷💐👍
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና ❤❤❤❤🇪🇷
ነዚኦም ኪሒድና ትግራይ ክንብል ዝግስጉሱ ለሓስቲ ግን ከይገረመኒ ኣይተረፈን። ወትሩ ህዝበይን ሃገረይን ነዚ ህዝብን ሃገርን ሂወተይ ኣይበቅቅን ❤🇪🇷❤
ዘለኣለማዊ ዝኽሪ ን ስዉኣትና....."ጅግና ኣይነብርን ኢዩ ታሪኹ ኢዩ ዝዉረስ!!"
ዘልኣለማዊ ዝኽርን ክብርን ንቶም ንሕና ክንነብር ንሶም ዘይነበሩ! ጀጋኑ ሰማእታትና ። ሎሚ ንዝኽሮም ኣኣብ ዘለናዮ ናይ ዝኽሪ ሽምዓ ክንውልዕ ኢና!!
19/06/2022!
ኣለና ኣብ ኣሰሮም! ኣብ ሕድሮም! ኣብ ቃሎም!!
ዘለኣለማዊ ክብሪ ንሰዋኣትና ሰዋኣትና ኩሉ ግዜ ሓወሊት ኣብ ልብና
ዘላእለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታት ኤርትራ ❤️🇪🇷🙏
Zalalm zekery n swat
🇪🇷❤️🙏🏽
ዘልኣለማዊ ዝኽሪይ ንስዋኣትና
ዘርእሰናይ ወዲህዝቢ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ
ዓወት ንሓፋሽ ውድቀት ንወያነን ስዓብቶምን።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ጀጋኑ ሰማኣታትና ወትሩ ኣብ ልብና ዘልኣለማዊ ዝክርን ሞጎስን ንዓኩም።ዓወት ንሓፍሽ
ንክብርን ሕድርን ስውኣትና ጠጠው ዝበልካ፡ በዓል ሕጹብ መዓንጣ፡ ጅግና ጀጋኑ ዝኽንካ ዘርኢት ሓወይ፡ ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ።
ማዕሎባ ማዕሎባ ማዕሎሎሎሎሎሎሎሎባ'' መሬተይ ክንስኺ ፡ ጀጋኑ ኣብኡ ኣለዉ ኣብ ከርስኺ!!!!!
Zeleamwi zekren kebren ni semeatat ❤🇪🇷🇪🇷⛪🕌wotru Awet Nihaf
መንይግር ድቅበረ ስውእትና ወቲሩ ኣብ ልብና ወዲ ግርማይ ከምዝ ደለካዮ ቅጽሎ ምሳካ ኣለና ዕድመ ይሃብካ ሉኡል ፍጣር!!!!!!!!!!
Wedi grmay Jigna! Wedi Anagule ye! Adey adi Jeganu!!!! Proud of you ma dea
ውውው ዘርኣሰናይ ሓወይ ናይ ሓቂ ደስዝብል ዕደመን ጥዕናን ይሃብካ ኢግዝኣብሄር ❤️❤️🇪🇷🇪🇷🙏👍👍✅
ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና😥😥
🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ዘልኣለማዊ ዝክርን ስውአትናን ወትሩኣብልብና አወት ንሓፋሽ
ዘልኣለማዊ ዘኽሪ ንሰማእታትና🕯🇪🇷
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ዘሪኢት ሓውና
ዘልኣለማዊ ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና ዓወት ንሓፋሽ✊🇪🇷
ዘለአለማዊ ኽብርን ዝክርን ንሰመማታት ኤርትራዊን ኤሬትራዊት 🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️ ኽብርን መጎስን ንሰማእታት ሃገርና አብ ልብና አለኹም ።🇪🇷❤️🇪🇷❤️
ብሉጽ ስራሕ ብጻይ ዘርእሰናይ ክብሪ ይሃብካ፡ ነባሪ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታት ኤርትራ!!
ዘላኣለማዊ ዝክሪ ንስውኣትና!ዛረ ጅግና ጽቡቅ ስራሕ ።right or worng always my country
ዝኽሪ'ሎኒ ዝኽሪ ወራር ወያኒ
ጀጋኑ ንሃገር ክኸላኸሉ ክጥበሱ ብወኒ
ኣጆኻ ህዝበይ እንዳበሉ ክላበውኒ
ብዓወት ወዲቆም ዓወት ንሓፋሽ እንዳስምዑኒ!
ሓቦን ኒሕን ተቀኒቶም ክገጥሙ ምስ ዘመናዊ ኣጽዋር
ጀጋኑ ክንከፍል ተገድና ስለ ሃገር
ህዝበይ መሬተይ እንዳበሉ
ሓሊፎም ሰብ ሕድሪ ብኹሉ
ዋርሳይ ይከኣሎ መርሃዊ ጸበባ
ወያነ ኣርጊፍኩመን ከም ቆጽሊ ጋባ
ዓለም ከድንኩማ ናይ ሕፍረት ካባ
ኤርትራናስ ድሒና ማሙቋ ብመስዋእቲ ደቃ!
Zeriesenay Ghrmay ተዓወት ውዕሎ ጀጋኑ ኣዛኻኪርካና Keep it up! your nationalism exploit! You have exceptional or special talent or knowledge.
ዘርኢት ጅግና ወዲ ኤረይ ጻዕዳ 🌹🇪🇷❤️🇪🇷🌹