ተንበርኪኩ ትምርዐውኒ ዲኪ 💍/ልዕሊ 8 ዓመት ብርሕቀት ፍቅሪ ❣️/ፍቅሪ ካብ ልቢ ተኮይኑ ርሕቀት ኣይውስኖን👌👌

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 28 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 1,2 тис.

  • @gzedhabesha
    @gzedhabesha  19 днів тому +166

    ሕቡሸይ እስኪ ንሓበሻይ Subscribe በሉለይ ክክሕስ እየዋ😂 Link
    youtube.com/@habeshay?si=XccPg2AmTS4oxCne

  • @Mazu-2127
    @Mazu-2127 19 днів тому +654

    ዛማዓልቲ ዝናፈቀ ላይክ ይግበር😢

    • @ara6934
      @ara6934 19 днів тому +1

      😢😢😢

    • @seni-z1f
      @seni-z1f 19 днів тому +2

      ደሙሩኒ ዝደመረኒ ብሰለስተ ጀዋል ክምልስ እየ ኣብ ኮሜት ግደፉለይ ደቂ ዓደይ❤

    • @janaka261
      @janaka261 18 днів тому

      አነ ናፊቀያ😢

    • @አኩስሟዊት
      @አኩስሟዊት 18 днів тому

      እሽ ደምርን ደምረክ​@@seni-z1f

    • @መልካምነት
      @መልካምነት 18 днів тому

      ኣነስ ኣብዝከዱ ናነባዕኩ ዛማዓልቲ ትመጽ ዶ ትኾን እፍ 🥲

  • @MdHitt
    @MdHitt 19 днів тому +462

    ናይ. ሱዕዳ. ጋል ክብረት. ይግብኣ. እዮ. ❤❤❤

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ 19 днів тому +1

      ብሓቂ🎉❤ ደምርኒ🎉❤

    • @ቃልኪዳንሽይደግፈኝእመብር
      @ቃልኪዳንሽይደግፈኝእመብር 19 днів тому +8

      ብሓቂ ኣብዚ ኩሉ ድኻም ነይርካ ብኸምዚ ወለድኻ እንትቅበሉኻ ኩሉ ትርስዖ ዋይ ኣነኸ መዓዝ ኮን ይኾን ዓደይ ዝኣትዎ ንዓኺ የማስለና እንኳዕ ብሰላም ኣተኺ ምቅርተይ ፍቅርኹም የብዝሓዮ ኣይፈላሊኹም

    • @SmilingBoxer-ep7xl
      @SmilingBoxer-ep7xl 18 днів тому +1

      ​@@ቃልኪዳንሽይደግፈኝእመብርደምርኒ ማዓረይ❤

    • @ኣሉሓበሻዊት1921
      @ኣሉሓበሻዊት1921 18 днів тому

      ​@@ሶሲናግሬስመልሲ መዓረይ

    • @ኣሉሓበሻዊት1921
      @ኣሉሓበሻዊት1921 18 днів тому

      ​@@SmilingBoxer-ep7xlደሚረኪ መልሲ😊

  • @ራያራዩማ-ቨ8የ
    @ራያራዩማ-ቨ8የ 18 днів тому +351

    ብይቱብ ይምፀኡ ታርኮም ይንጎሩና ትብሉ ላይክ እስት😂🎉

    • @ኣሉሓበሻዊት1921
      @ኣሉሓበሻዊት1921 18 днів тому +1

      ደምርኒ መዓረይ

    • @ራያራዩማ-ቨ8የ
      @ራያራዩማ-ቨ8የ 18 днів тому

      ❤​@@ኣሉሓበሻዊት1921

    • @SelamKahsay-w3n
      @SelamKahsay-w3n 18 днів тому +2

      ደምራኒ ማዓረይ❤

    • @HelenKalayu-d4v
      @HelenKalayu-d4v 18 днів тому +2

      ደምሩኒ

    • @al-o2g
      @al-o2g 18 днів тому +3

      ታይ ታሪክ ኣለዎም ጓለይ ወሊዱ ሰበይቱ ነይራቶ ናበይ እዮ ገይሩዋ😮 ሾሞንተ ዓመት የበለይ

  • @ኣዙጋልትግራይ
    @ኣዙጋልትግራይ 19 днів тому +349

    ደስ ኢልዎ ከምዝኸማይ ዝነበዐ 😢😢ዶ ኣሎ
    ግን ተጋሩ ንምንታይ ኢና ናይ ባዕልና ቋንቋ ዘይንጥቀም😔

    • @TitiTiti-p2p
      @TitiTiti-p2p 19 днів тому +5

      ጌሮም ዘናዱድካ😞

    • @Medi-k3d
      @Medi-k3d 19 днів тому +1

      @@TitiTiti-p2pእታይ ገይሮም😂😂😂

    • @TitiTiti-p2p
      @TitiTiti-p2p 19 днів тому +3

      @@Medi-k3d ንምንታይ ብቋንቆኦም ዘይጥቀሙ

    • @ማራናታ-ሐ5የ
      @ማራናታ-ሐ5የ 19 днів тому +1

      ዘረኛ

    • @ማራናታ-ሐ5የ
      @ማራናታ-ሐ5የ 19 днів тому +4

      ኹሉ ሓደ ይኡ ቋንቋኡ ኣይታቃሳስራ ሆ😮

  • @meharitesfay3583
    @meharitesfay3583 18 днів тому +105

    ቃል ኪዳን ኣብርሃምን ሳራን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ጽብቅ ርኢና ዓስቢ ፍቅሪ ኣካፊልኩምና የሕዋት ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷

  • @RimonTesfay-u1o
    @RimonTesfay-u1o 18 днів тому +71

    እንቋዕ ኣብጽሓኩም ኣሕዋተይ ንኹሉ ኣብ ስደት ዘሎ ክኣ ከምዛ ናትኩም ትፍጠረልና ሓዉኩም ካብ 🇪🇷 ሰላም ዝደሊ🤙

    • @sao4876
      @sao4876 18 днів тому +1

      ኣሜን(3) ልመን ኢሉዎ ኮይኑ ዝሓወይ👏👏👏

    • @haymigallwkro
      @haymigallwkro 17 днів тому

      ኣሜን ወድኖ ንመን ኢልዎ ፈጣሪ 🤲🤲❤❤❤

    • @ጁንታነኝ-ቐ7ጠ
      @ጁንታነኝ-ቐ7ጠ 17 днів тому +1

      ሰላም ዝደሊ ሰላም ይሃቦ

  • @ዝፋንጋልኣፅቢZfangalatsbi
    @ዝፋንጋልኣፅቢZfangalatsbi 19 днів тому +98

    ይግባኣኪ እዩ ኣብ ስዕዲ ዘላ ጋል ክብሪ ይግባኣ እዩ ብዙሕ ፀዊካ ዘይውዳእ ፀይራ ትነብር እያ ዞምስድራግን ከይኣደነቅኩዎም ኣይሓልፍይ ብጣዕሚ ደስ ይብል ፍቅርኩም የብዘሐልኩም❤

  • @EdFfgg-t1b
    @EdFfgg-t1b 19 днів тому +152

    ቀዳመይ ባዕለይ😂
    እንኳዕ ብስላም መፃእኩም እወይ ደስ ክብሉ😊
    አነ ዉን ስደት አለኩ 5ዓመት ገይረ ዘፈትዎ አፍቃሪአይ ዉን ዓዲ ኣሎ ግን እዛ ማዕልቲ ከመይ ድየ ዘናፍቃ😢❤ እስኺ ስናይ ተምንቲኩም ብላይ ግለፅለይ ተጋሩዋይ ህያባተይ❤😍

    • @Seluselam-h1h
      @Seluselam-h1h 19 днів тому +2

      me to 😢

    • @Gal__madam
      @Gal__madam 19 днів тому +2

      ብሰላም የራክብኩም ኣነለ 6🥺​@@Seluselam-h1h

    • @Seluselam-h1h
      @Seluselam-h1h 19 днів тому

      @@Gal__madam ኣሜን (3)🤲💜ለኩሉና ሓለለይ ናተይ እንበር ስደት ምውደእት የብሉይና በቀይ እንተ ዘይአለካ ሶ ሰድትና ይሕጽራልና እግዚአብሔር ኣምላክ ዝሓፍተይ🙏💜

    • @ጓልሃገረትግራይ
      @ጓልሃገረትግራይ 18 днів тому +1

      ብሰላም የራክብኩም ፅጋቨይ❤

    • @SmilingBoxer-ep7xl
      @SmilingBoxer-ep7xl 18 днів тому

      ​@@ጓልሃገረትግራይደምርኒ ዘያዳይ❤

  • @mmn7636
    @mmn7636 19 днів тому +93

    ዝተ ዓደለ እዩ ዝረኽቦ እንካዕ ደሰ በለኹም ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ኣዶናኡድ
    @ኣዶናኡድ 18 днів тому +28

    ከምዝከማይ ብታሓጎስ ዝነብዕ ይህሉ ድይኮን ኣምላክ ኣቦይ ናብዚ ማዓልቲ ኣብቃዓኒ😢❤

  • @mulushefarawe3880
    @mulushefarawe3880 19 днів тому +90

    ትምርዐውኒ ዲኺ ኢልኩም ዘይትፅሕፉ መዓዝ ኢና ቋንቋና😏 ክንፈቱ ግን ንፉቁራት ፍቅርኩም ይብዛሕ🎉❤

  • @Bdhebdydbdbdh
    @Bdhebdydbdbdh 18 днів тому +24

    ዝናፍቅ ማዓልቲ 😢😢ናይ ስደት ጓል ክብረት የዲልያ እዩ❤❤

  • @SuehajAhcng
    @SuehajAhcng 19 днів тому +43

    ጋና ክሰምዕ ግን ኣርእስት ሪእየስ ደስ እልኒ ካብ ፍቅሪ ዝዓብ ህያብ የለን❤❤❤

  • @Genitube14
    @Genitube14 19 днів тому +45

    ዛናተይ ሓፍተይ ጋልኖዎይ እንካዕ ደስ በለኪ መብራተይ❤❤❤

  • @HayatHayat-g5y
    @HayatHayat-g5y 19 днів тому +52

    ቅዱስ ቅንኢ ሒዙኒ ፍቅርኩም ይብዛሕ ❤❤❤❤ግን ንዓይ ከ መን እዩ ከምዚይ ዝገብረኒ ኣይ 😂😂😂😂😂

  • @hjii1398
    @hjii1398 19 днів тому +54

    እዛ ማዕልትዛ ትናፍቀን 😢👏

  • @ngstiyemkaellij2424
    @ngstiyemkaellij2424 18 днів тому +41

    ብፍላይ ኣብ ዓዲ ዓረብ ዘለና ካብዚ ንላዕሊ እዩ ዝግበአና❤❤ ስደተኛ ሓፍተይ እንቃዕ ደስ በለኪ❤❤
    ዛማዓልቲ እዚኣ ብጣዕሚ እየ ዝናፍቃ

  • @GmhlHpyu
    @GmhlHpyu 18 днів тому +37

    ትዕደልቲ እየ ልኣካ ዝመስል ዎዲ እምን ምርካብ😢
    ኣነለ 9 ዓመት ጌር ዝደዋዎለ የብለይ ገለ የብለይ ኩሉ ግዜ ምስ ነብሰይ ይመሃር😢ግን ክስካብ መኣዝ እንደዒ😢 ኣምላከይ ሓደ እሙን ኣምፀአለይ
    እና ትግርኛ ተዛረቡ እስከ አለ

    • @GjKj-cq8kx
      @GjKj-cq8kx 18 днів тому

      Well come❤

    • @nigushindeya
      @nigushindeya 18 днів тому +2

      አለኹ ንዒ ንደማመር አብ ሱዑዲ ተኾይንኺ ካብዚ ዝበለፀ ሰርፕራይ ክገብረኪ እየ ጋልኖ❤

    • @SelamKahsay-w3n
      @SelamKahsay-w3n 18 днів тому +1

      ደምርኒ ማዓረይ❤❤

    • @HdCj-gd7qm
      @HdCj-gd7qm 18 днів тому

      ❤❤❤❤❤❤

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q 18 днів тому

      ​@@GjKj-cq8kx ደምርኒ ማዓረይ ❤❤❤❤❤

  • @ማራናታማራናታ-ቨ5ኈ
    @ማራናታማራናታ-ቨ5ኈ 19 днів тому +19

    ይግበአክን እዮ ዓዲ ዓረብ ዘለክን ንአኪ የምሰለና እንኳዕ ብሰላም መሬት ዓድኪ ኣረገፀኪ ማዓረይይ❤❤❤❤❤❤

  • @FhgfFhhf-f5j
    @FhgfFhhf-f5j 18 днів тому +27

    ኣነስ ብጣዕሚ እየ ካብ ደስታ ስሓለፈስ ነቢዐ😢😢😢😢😢 ዕድለኛ እያ ኣየወትኪ

  • @ፍረጓልፅዮንማርያም
    @ፍረጓልፅዮንማርያም 19 днів тому +16

    ከምዙከማይ ብሓጎስ ዝነበአ ይህሊዶ ብጣእሚ ደስ ባሃልቲ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ናኣናውን እግዚኣብሔር ኣምላክ ሓቐኛ ኣፍቃሪ ያኣድለና 🎉❤

  • @tiebeabraham
    @tiebeabraham 18 днів тому +10

    ኩሉ ብፍቕሪ ሃሪፉ ዝጽበ ዘሎ ሰብ መፈጸምታ ይሃቦ ፈጣሪ ከቢድ እዩ ብሓቂ

  • @SuehajAhcng
    @SuehajAhcng 19 днів тому +25

    ውውውዎ ትግራይ ዓደይ ደስ ዝብል መደባት እዩ ዝልቀቅ ትዓብብብ ዓዲና ናትፋቀርና ሓወይ ሓፍተይ ኮይንና❤❤❤🎉

  • @ነጁነጁ-ቈ5ወ
    @ነጁነጁ-ቈ5ወ 19 днів тому +12

    እሰይይይ ተጋሩዋይ ካምዙይ ኢልኩም ኣብ ፍቅር ኩም ፅኑዑ ኣሕዋተይ እንካዕ ደስስስ በለኩም ኩሉ ሰብ ካምዚይ ክኮዉን ኣለዎ እዛሓፍተይ እንካዕ ብሰላም መርየት ዓድኺ ኣርገፀኪ ❤❤❤❤

  • @Lilii-21
    @Lilii-21 19 днів тому +27

    መጀመርያ እንኳዕ ስለም ኣተኪ ❤
    ኣየ ተጋሩ ተዛረብቲ ትግርኛ ናተብሃልኩም ዘልኣለም ዘይሀስስክንድይ ግፍዒ ከምዘይተፍፀመኩም ቋንቋኩም ገዲፍኩም ታገብኛለሽ 😩 ትምርዓውኒ ዲኪ ዘይትብሉ ሓውለቅቲ☹️

    • @KalabHagos-ue6wo
      @KalabHagos-ue6wo 18 днів тому +2

      ብትኽክል የሕዝን

    • @اللالل-ج1د
      @اللالل-ج1د 17 днів тому

      እንታይ ይምከተክን ቀንኢ እዩ

    • @KalabHagos-ue6wo
      @KalabHagos-ue6wo 17 днів тому

      @@اللالل-ج1د ጋል ዓደይ ቅንኢ ዘይኮነስ ቅድሚ ክልተ ዓመት ዘሕለፍናዮ ስቃይ እያ ተናጊራ እምበር ትግርኛ ተናጋሪ እዩ እናተብሃልና ዝኩላይ ስቃይ ከም ዘየሕለፍናስ 😌

    • @Lilii-21
      @Lilii-21 17 днів тому

      @@اللالل-ج1د ሃላይ እንታይ ሓድሽ ነገር ኮይኑ ሞ ክንቀንእ 🤣🤣 ንሕና ንብል ዘለና ትግርኛ ዘይትጥቀሙ ንስኪ ካዓ ቅንኢ ገልቱ😁

  • @Haregte
    @Haregte 18 днів тому +6

    ፍቅሩኹም የብዘሐልኩም❤❤❤ እንተ ታገቢኛለሽ ኢልካ ዘረባ ዶ የሕፍር እዩ😢 ትምርዐውኒ ዶ ዘይትብሉ ፋራታትት

    • @ጓልሃገረትግራይ
      @ጓልሃገረትግራይ 18 днів тому +1

      ሃረገይ ሽኮር ናትኪ ኮሞንት ደስ እዩ ዝብለኒ ኩሉ ግዘ ብቋንቋኪ ኩርዕቲ ዛናተይ❤❤❤

  • @የገብርኤልወዳጅ
    @የገብርኤልወዳጅ 15 днів тому +3

    ጀግና ወንድ እውነተኛ አፍቃሪ ማለት እንድህ ነው አሉጅ አዳዶች የሴት ብር በልተው አላውቅሽም የሚሉ ልባም ወንድ ደሞ እንደዝህ ነው ቀጥታ ከቤተሰብ ወሰዳትኮ🎉🎉🎉❤❤

  • @Ngsti-np1iw
    @Ngsti-np1iw 18 днів тому +26

    ቅዱስ ቅንኢ ቃኒአ ❤አነ አውን ምስ ባዓል ገዛይ ካብ ንፋለለ 9ዓመትና ገይርና ዛማዓልቲ ኣዝያ ግን ከማይ እያ ትፀመአኒ 😢 እግዚአብሔር ኣምላክ ስደትና የሕፅረልና ደቂ መዳም ❤❤❤

  • @flfu5333
    @flfu5333 19 днів тому +11

    እንኾዕ ብሰላሞ መሬት ዓደከ ረግፀኪ ጓልሓትነይ መብየይ ሐጎሰይ ሓወይ እወን እንኾዕ ደሰ በለኻ ንዓና እወን ሰድትና የሕፀረልና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @ementseyon652
    @ementseyon652 19 днів тому +46

    ብቋንቋኻ ፍቅርኻ ምግላፅ ብቋንቋኻ ምርድዳእ ብቋንቋኻ ፈጣሪኻ ምምስጋን ብቋንቋካ ባህልኻ ምግላፅ ፋርነት ወይም ድንቁርና ኣይኮነ
    እኳድኣስ ብቋንቁኡ ብባህሉ ዝሓፍር መሃይም ፋራ ዝበሃል

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ 19 днів тому

      ብሓቂ ደምርኒ🎉❤❤

    • @Susufkrms
      @Susufkrms 18 днів тому +1

      እኮ ታገብኛለሽወይ ያ😅

    • @Haregte
      @Haregte 18 днів тому +2

      ብሓቂ 😢 እዚ ከምዚ ምጅማሮም ደስ ይብል እናሃለወ ትምርዐውኒ ዶ ኢሎም ዘየፅሕፉ😢? ከመይ ኢና ክንማሃር ግን እንድዒ?

    • @AzimeraKahaSi
      @AzimeraKahaSi 18 днів тому

      እንታይ ሽግር ኣለዋ ኣማሓርኛ ቆንቆ መን እዩ ናይ ኣማሓራይ ጥራሕ ድገብሮ ኣነስ ኣብዘይ መልኸተክን ትኣቲዋ ግርም የኺን ትባለን ታገብኛለሽ ድብል ፅሕፉ ሰለ ድረአይኽን ድኡ

    • @ኣፀደ
      @ኣፀደ 18 днів тому +1

      ​@@AzimeraKahaSiሕማቅ ከይተዛርባና ብሰንኪ ትግርኛ ምዝራቦም ኣይኮነን ድዩ ኣዲስ ኣበባ ተጋሩ ላተሓረዱ ነበሩ ልምንታይ እዩ ኒሕ ዘይሕዘና😢ኩሉ እሞ ይትረፍ ትኣብ ክዳኖም እኒኦ ፅሑፉ ብትግርኛ ትምርዐውንዶ ኢሎም ዘይፅሕፍዎ ለካብጥ ኮይኖም እምበር

  • @Shewit-f6p
    @Shewit-f6p 18 днів тому +10

    መርቁኒባ ነዛ መዓልቲ እዚኣ ናፊቀያ እየ ዘለኩ ንኩሉ ብትዕግስቲ ክኮን እዩ ፈጣሪ ኣቦይ ❤

    • @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q
      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q 18 днів тому

      ደምርኒ ማዓረይ ❤❤❤❤❤❤

    • @Shewit-f6p
      @Shewit-f6p 18 днів тому

      @MesiTubeመሲዩቱብ-k3q ደሚረኪ😅

    • @SelamTekle-uk8kq
      @SelamTekle-uk8kq 15 днів тому

      ደምርኒ ማዓረይ❤
      ሓሰበ ልበኪ ይፈፀመልኪ ዝያዳይ አጀኪ❤

    • @Shewit-f6p
      @Shewit-f6p 15 днів тому

      @@SelamTekle-uk8kq ኣሜን መዓረይ ደሚረኪ ከኣ

  • @ትግራይዓደይሰላምኩንለይ

    Waww ቅዱስ ቅንኢ ይሕዘካ ኣምላክ ቅዱሳን ፍቅርኩም ይባርኮ ❤❤🎉

  • @hgfdg7858
    @hgfdg7858 19 днів тому +46

    ናይናው ምዓዝ እዩ ክኸውን ደቃ መዳም ከምዚ ይግበረና

  • @AbiAbiHadgu
    @AbiAbiHadgu 14 днів тому +3

    ታዓዲላ ክትፍጠር ከላ እያ ትዕድልቲ እዪ ሓቀኛ ፍቅሪ ልመርከባ ዕድለኛ ዕድለኛ እዪ ኣይፍላሊክም ከምናትክም ይግበረልና ከምትምኒትና🎉👌✍️

  • @MeriTirfe
    @MeriTirfe 18 днів тому +6

    ዋው ኣከዳድንኣ ርጌእትኣ ደስ ክትብለካ ዛቆልዓ ይግበአኪ እዩ ዛሓፍተይ ዘመንኩም ይባረኽ 🥰🥰🥰🥰

  • @atsedetessma7425
    @atsedetessma7425 18 днів тому +2

    እቶም መኪበሪቲ እዉን ቤተሰብ ብጣእሚ ደስ ይቡሉ❤❤❤❤❤❤

  • @meaza7313
    @meaza7313 19 днів тому +10

    እንዃዕ ደስ በለኩም ምቁራት ደስ ክትብሉ ደቂ መዳመይ ኣጆና❤❤

  • @AryamKiros-m6g
    @AryamKiros-m6g 18 днів тому +7

    ኩለክን ስደተኛተታት ኣሕዋተይ ስደትና ሓፂሩ ፈጣሪ ባሪኩ ንዓድናይምለሰና ኣደምና ድማ እግዚኣብሄር ይሕረየልና ንምንታሲ ጎይታ ዘመረፀልና እዩ ዘሐሸና
    ብገዛይ ሕለፋ ሐይትሓልፊኒ

  • @ክሰምረለይእዩ
    @ክሰምረለይእዩ 18 днів тому +4

    እቲ ኣኩኣ ደስ ክብል🎉❤ ይግበኣኪ እዩ መዓረይ🎉❤
    ብጣዕሚ ደስ በሃልቲ ቤተሰብ አለውኪ,,,,ካልኦትስ ምካድካ የናድዶም😢

  • @ሰላምምስኩሉ-ዸ9ጀ
    @ሰላምምስኩሉ-ዸ9ጀ 18 днів тому +9

    ንፍቅ ዘብላ ማዓልቲ😊 ፍቅርኩም ይብዛሕ❤❤❤

  • @gzedhabesha
    @gzedhabesha  19 днів тому +45

    ሰላም ክቡራት ተመልከትና Gz Habesha media ኣብ ቓንቓና ዕብየት ኣፀቢቅና ንሰርሕ ምዃና ክንገልፀልኩም ንፈቱ ይኩን ደኣምበር ኣብዚ ቪድዮ (ታገቢኛለሽ ወይ )ዘይገልፀና ምካኑ እውን ሓቢርናሎም ኢና /ይቅርታ ሸለልትነት እዩ ክብሉ ደማ መልሲ ሂቦም ኣለው ። ኣብዘዘለኩምዎ ሰላም🙏🙏🙏

    • @ሶሲናግሬስ
      @ሶሲናግሬስ 19 днів тому

      @@gzedhabesha ትኽኽል ቋንቃና ነዕቢ 🙏💚

    • @gzedhabesha
      @gzedhabesha  19 днів тому

      ​@@ሶሲናግሬስ🙏🙏🙏

    • @Susufkrms
      @Susufkrms 18 днів тому

      እኮ ክንደይ ጥዑም መግለፂ ፍቅሪ ብትግርኛ ናሃለወስ

    • @mesimesi4556
      @mesimesi4556 18 днів тому

      ​@@gzedhabeshaካልኣይ ክፍል እባ አምፅእሉና

    • @gamilahgamilah3329
      @gamilahgamilah3329 18 днів тому

      ኣማርኛ ትናገሩ ድሕረ ሀዝይ ኣይንመጽእን ናብ ምድያክም

  • @AaAa-ot7xq
    @AaAa-ot7xq 19 днів тому +4

    አሰይይይ ተጋርዋይ ከምዝ እዩ ዘጥዕመልና ባዕልና ንባዕልና ንፋካቀር ❤❤❤ደስ ባህልት ፍቅሩኩም የብዝሐዮ ❤️

  • @Galtgray6129
    @Galtgray6129 16 днів тому +2

    ኣነለ ኣብ ዓዲ ብጣዕሚ ንፋቀር ንፋቶ ነይርናስ ንስደት ምስ መፃእኩ ምግዳል ከይዱ ኣነ ክኣ ምስ ካልእ ብምልምማድ ፍቅሪ ጀሚረ ፀኒሐዮ 😢ቃለይ ዓፂፈ ክሳብ ሕዚ ፍቅሩ ትዝትኡን ጣዕስኡን ምውፃእ ኣቢኒ ኣሕዋት 😭

  • @ተመስገንኣምላኪ
    @ተመስገንኣምላኪ 19 днів тому +7

    ዛማዓልቲ ዚኣ ብጣዕሚ እየ ዝናፍቃ🥺💝💝💝💝 ፍቅሩኩም የብዘሐዮ ፅብቃት❤❤🎉🎉🎉

  • @SmerahMhamd
    @SmerahMhamd 19 днів тому +8

    ብጣዓሚ ደስ ይብል እግዚአብሔር ኣምላክ ንዓኩም ዝሓዋወሰ ይሓዉሰና ፍቅርኩም ይባረክ

    • @AZebTAMR
      @AZebTAMR 19 днів тому

      ኣሜን❤❤❤

  • @ሄሩጓልራያኣላማጣ
    @ሄሩጓልራያኣላማጣ 18 днів тому +3

    ደስ ይብል እንኳዕ ደስ በለክ የመዳም ቀመም ኩልና ከብ ልቡ ዘፍቅር ከመዝ ዝቅበል ፍቅረኛ ስብአይ ይሃበና ❤🙏

  • @brhanhaylu1015
    @brhanhaylu1015 19 днів тому +10

    ዛማዓልቲ ዚኣ ብጣዕሚ እየ ዝናፍቃ❤❤❤

  • @Shwati308
    @Shwati308 19 днів тому +5

    እንኳዕ ደስስስ በለኩም ነዛ ዓለም ሓቢርኩም ምነውዋ ቆረብትን ሰገድትን ኩኑ ፍሬኩም የርእየና ኣብ ስደት ዘለና ድማ ንዓኩም የምስለና ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @wegahtay21-c2f
    @wegahtay21-c2f 17 днів тому +2

    *_ይታደሉት እንጂ አይታገሉትም አሉ የምርም መታደል ነው💝_*

  • @Brihan-dl8pg
    @Brihan-dl8pg 19 днів тому +9

    እንኳዕ ብሰላም መሬት ዓድኺ ኣርገፀኪ❤❤ፍቅርኹም ያብዝሐዮ❤❤❤❤

  • @kindeyaberhe
    @kindeyaberhe 13 днів тому +1

    GZ Habesha media:-
    እቲ ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ከይድካ ምቅባል ፅቡቅ'ዩ እንተ እቲ "ትምርዐውኒ ዲኺ" ዝብል ሕቶ ግን ግን ኣይባህልናን። ከም ንቡር ናብ ወለዳ ሽማግለ ልኢኹ እንተዝሓትት ምሓሸ ይመሥለኒ።

  • @MesiTigray-b5t
    @MesiTigray-b5t 19 днів тому +4

    እንዃዕ መሬት ዓድኺ ኣርገፀኺ ማዓረይ እንዃዕ ደስ በለኹም ደቂ ዓደይ❤🙏

  • @ትግራይዓደይወርቂትግራይዓ

    እታ ዝተዓደለት ጓል ቅዱስ ሓዳር ይህባ ፈጣሪ ሓዳር ኣብረሃም ሳራን ይግበረልኩም ውለዱ ክበዱ ❤

  • @Ssaert
    @Ssaert 18 днів тому +4

    ዝተዓደለ እዩ ዝረክባ ም እንካዕ ደስ በለኩም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @membarpti5612
    @membarpti5612 18 днів тому +2

    ናይ ቀደም ምሓዛይ ናይ ሕጂ ጓል ዓደይ መብራተይ እንካን ደስ በለኪ❤❤❤

  • @AAAa-fm8xi
    @AAAa-fm8xi 18 днів тому +5

    ኣሰይይይይ ደስ ኪትብሉ እንካዓ ደስ በለኩም ፍቅርኩም ይብዛሕ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉

  • @sameralibis6724
    @sameralibis6724 18 днів тому +2

    ትዕድልቲ እዩ❤እንኮዕ ብሰላም ኣተኪ ማዓረይ❤❤

  • @ፍርያትዕባይወንበርታ
    @ፍርያትዕባይወንበርታ 19 днів тому +7

    ኣሰይ ደስ ክቡሉ ብፍቅሪ የንቡርኩም ፈጣሪ የሕዋተይ ደምርኒ እባ ኣነለ ጋሻ እየዋ ቡሩካተይ 🥰♥️

  • @NgstiNgsti-j7o
    @NgstiNgsti-j7o 18 днів тому +1

    በቋንቋና ፍቅሪ ምግላፅ ሙሉኡ ብሙሉኡ ምዝራብን ከመይ ድዩ ፅቡቁ ዋዉዉ ፍቅረኩሙ አምላክ ይተሓዎሶ🎉❤ኣነስ ማኣዝከ አፅርይ ትግርኛ ክዛረብ ይኮነ😢

  • @አሰኻል
    @አሰኻል 18 днів тому +6

    ፍቅርኩም ይብዛሕ ተጋሩዋይ❤❤❤🎉🎉

  • @حسناءبكاري-ث7ص
    @حسناءبكاري-ث7ص 18 днів тому +2

    ብሓቂ ሙሉእ መዓልቲ ክሪኣ ውዒለ ዛቭድዮ ደስ ክብል ቅድስ ቅንኢ ቀኒአ ካብዙ ኩሉ ከርትት ናይ ስደት ተመሊስን ከማኩም የማስለና❤

  • @NaniTaame
    @NaniTaame 19 днів тому +4

    እንኳዕ ደስ በሉኩም ምቁራት ብፍቅሪ የንብርኩም እግዚኣብሔር ኣምላክ❤

  • @merihaftigerefedayhne8307
    @merihaftigerefedayhne8307 15 днів тому +1

    ሜርየይ ጋል ሓወቦይ ሽኮር ሓጉሰይ ሓወይ እንካዕ ደስስ በለኩም ፍቅርኩም ይብዛሕ ከም ኣብራሃምን ሳራን ብፍቅሪ የንብልኩም ዓይኒ ሓሳድኩም ይድፈነልኩም ፍሬኩም የርኤና ዞም ኣሕዋተይ ❤️❤️🙏

  • @titidesta3283
    @titidesta3283 18 днів тому +4

    ከም ፍቅሪ ጥዑም ግን እኮ የለን ብሓቂ እንተነቢርካሉ😋😍

  • @t-gg-t360
    @t-gg-t360 18 днів тому +1

    ብጣዕሚ ደስ ብሀሎ ሽኮራት ቆልዑ ናይ አብረሀም ሳራን ይግበረልኩም አዕርክቱ ሓዋ እውን ለባማት ንኩሉኩም ዕድመን ጢዕናን ይሀብኩም አቱም ፋቁራት አሕዋተይ እውን መራያ ናይ ፍቕሪ እይኩም እና ሓዳርኩም ብሩኽ ይኩን ❤❤

  • @brhanhaylu1015
    @brhanhaylu1015 19 днів тому +5

    አረ ትፍለዩ ኢኩም ደቂ ዓድና እንኳዕ ብስላም ኣራከበኩም ፈጣሪ ፍቅርኩም ክስካብ ዘልኣለም ይግበሮ🙏🙏🙏

  • @Tyty112-ij7qm
    @Tyty112-ij7qm 19 днів тому +5

    ፍቅርኩም ይብዘሐዮ ተጋሩዋይ ትፍቀሮ❤

  • @mlilLove
    @mlilLove 18 днів тому +4

    ዛማዒልቲ እዚኣ ዶ ኣሎ ከምዚ ከማይ😥ብተሓጎስ እየ ነቢዐ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @DidjFufj
    @DidjFufj 17 днів тому

    ናየ ንብዓትከ ታይ ይብኃል ኡፍፍፍ ዛ ዕለት ❤እግዚአብሔር በሰፍቅሪ የእርግኹም ኪዳንኩም የፅነዐዮ ዝናፍቆ ዕለት💝💐💐💐

  • @ShewitShewit-cf3us
    @ShewitShewit-cf3us 19 днів тому +9

    ደስ ክብሉ ደምራኒ ተጋሩዋይ 🥰

  • @Seniseniii
    @Seniseniii 18 днів тому +7

    ኣሰይ ደስ ክብል ሰደት ሓሊፉ ናብዚ በቂዕኪ ማዓረይ ከምናትኪ ልኩሉ ይግበረልና❤😢

  • @sabageberegziabher7888
    @sabageberegziabher7888 19 днів тому +4

    Gz ኣብቲ ናተይ ከይትተርፍ ኢኻ😀😀😀 እንኳዕ ደስ በለኪ ሜሪየይ ሓዳር ኣብርሃም ሳራ ይግበረልኪ

  • @ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ

    እንኳዕ ደስ በለኩም ፅቡቃተይ ብፍቅሪ የንብርኩም 🙏❤
    እዛ መዓልቲ እዝያ ናፊቀያ ኣለኩ ኣነለ 😌

  • @TitiGlaMekele
    @TitiGlaMekele 19 днів тому +9

    ኣታ ዛናየ ሕልኩስ ከ ኣበይ ይህልዉ😒
    ቡሩካት ብፍቅሪ የንብርኹም❤

  • @SarahApadi
    @SarahApadi 18 днів тому +2

    እንኳዕ ብሰላም መሬት ዓድኽ ኣሪገፀክ ቃንአ ኣነስ ናነባዕኹ ሪኦየዮ ዝተረፈና ውን ንዓኽ የምስለና❤❤❤

  • @zufangaltewahado7247
    @zufangaltewahado7247 19 днів тому +7

    እንኳዕ ደስ በለኹም ዛማዓልቲ እዚኣ ምስቲ ዘፍቅሮ ባዓል ገዛይ ናፍቀያ😢❤

  • @ሕልናዊትሄዋን
    @ሕልናዊትሄዋን 19 днів тому +3

    እንኳዕ ብሰላም መሬት ዓድኪ ኣርገፀኪ እንኳዕ ደስ በለካ ሓወኒ ፍቅርኩም ይብዛሕ

  • @AaAa-v3v4o
    @AaAa-v3v4o 18 днів тому +7

    ደቂ መዳመይ ንኮምዙይ የብቀዓና 🙏🙏🙏❤️❤️❤️❤️💋💋💋

  • @ይሳካልይሆናልምኞቴ
    @ይሳካልይሆናልምኞቴ 17 днів тому

    ብሕሱም ታሕጋስ ነቢዐ ትዕድልቲ ዩ ብሓቂ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ተጋሩዋይ ካብኡም ንማሃር ንፋቀር ብልቢ ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉

  • @SaraSunshine-v8i
    @SaraSunshine-v8i 19 днів тому +3

    እግዚአብሔር አምላኽ ፍቅርከም የብዘሐይ ❤❤❤❤❤❤

  • @Zufan-b1m
    @Zufan-b1m 17 днів тому

    ክምዝ ከማይ ዛማዓልቲ ዝናፊቃ ኣለዳ ኣንተ ሃልዮ 👍ብታሓጎስ እየ ነቢዐ😢❤❤🎉🎉🎉ዳሞ ሓዳሩኩሙ ይባረካ ሙቁራት🎉🎉🎉🎉

  • @Frutgalagame
    @Frutgalagame 19 днів тому +3

    Wawwww des kblu❤❤❤❤❤❤❤❤ፍቅርኩም የብዘሓልኩም አነስ ከምዚ ከቅነአኒ🎉🎉🎉🎉🎉

  • @FghjFhhj-q2m
    @FghjFhhj-q2m 18 днів тому +2

    እንዃዕ ብሰላም መሬት ዓደኪ ረግፀኪ ማዓረይ ፍቅርኩም የብዝሕዮ😘

  • @ኣደይኣደይyoutube
    @ኣደይኣደይyoutube 19 днів тому +3

    ይግበኣኪ እዩ ማዓረይ❤

  • @rfduv1457
    @rfduv1457 18 днів тому +1

    ኣሰይ ክንደይ ደስስ ትብሉ ኹሉ ሓልፍኽ ናብዝ ዘብቀዐክ ማዓረይ
    ፈረይት ፀገንት ኹኑ ማንታ ማንታ ያውልዱኹም ዞም ኣሕዋተይ ኹልና ኣብ ስደት ዘለና ኣሕዋተይ ብሰላም ዓዲና ይመልሰና❤🙏

  • @MraMra-mr9fe
    @MraMra-mr9fe 19 днів тому +3

    ደስ ባሃልቲ ቅዱስ ቅንኢ ሒዙና ናዓኩም የምስለና❤🎉

  • @ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ

    _ኣሰይ ማዓረይ ይግባአኪ አዩ እቲ ትሕትናኣ ኣክደደናእ ደሰ ክብል ንዒኪ ይመሰለና ማዓረይ❤🎉_

  • @aynalemaynalem-xb9qo
    @aynalemaynalem-xb9qo 19 днів тому +3

    እንኳዕ ደስ በለኩም አሕዋተይ ደቂ ዓደይ ❤
    ንዓኪ የምስለና ፅብቅተይ❤

  • @mebratitekle9606
    @mebratitekle9606 18 днів тому +2

    እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም GZ,Habesha,Media እና ሓፍተይ ወን እንኳዕ ብሰላም መሬት ዓድኪ ኣርገፀኪ 🙏🙏❤❤🎉🎉ደስ ክብል ትባህልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክብራት ወለዲ 🙏💕💕💕💕 ፈጣሪ ፍቅርኹም የብዘሐዮ ኣሕዋተይ💞

  • @Yordanos3080
    @Yordanos3080 19 днів тому +8

    ኣታ ብጃኩም ደሙሩና ገንዘብ ኣይክፈሎን ቡዙሕ ራኢ ኣለና❤❤❤❤

  • @gfddhugffrr5812
    @gfddhugffrr5812 17 днів тому +1

    አሰይ ምዕሩጋት ደስ ክብሉ ❤❤ አብ ሰደት ዘለና ናብ መሬት ዓድና ብሰላም የብፀሐና ❤❤❤❤❤

  • @Weldhse-h3s
    @Weldhse-h3s 19 днів тому +5

    ፍቅርኩም ይብዝሕየ ዝምሕዋተይ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @HcjcjcjJjcjc
    @HcjcjcjJjcjc 18 днів тому +1

    እንካዕ ብሰላም መሬት ዓድኪ ረገፅኪ ዝተረፍና ንኣኪ የምስለና መርዓኩም ኣበባኩም የርእና ብፍቅሪ ንበሩ🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤

  • @እግዝአብሔርእረኛዬነውድን

    ሓዲኦም አምሓሩ ክኮኑ አለዎም ዓብይ ንብሎ ሚድያስ ብኣምሓርኛ ታይ ወሪድኩም ቋንቋና ባዕልና ንዓቅብ አሕዋተይ

  • @AkezaHadis-w7u
    @AkezaHadis-w7u 18 днів тому

    ምስ ኣምሓርኛ ፍቅሪ ዝሓደሮ ትውልዲ😳 ፍቅርኹም ፈጣሪ ይባርኮ ጅግና ይግበአኪ እዩ❤❤

  • @HiwotHiwot7
    @HiwotHiwot7 19 днів тому +6

    ብፍቅሪ የንብርኩም ናፍቅሪ ኣምላክ ምሳኩም ይኩን ናየይ ግን ኣበይ እካ እኔካ ናዓዶ ዋላ መዓረይ ጥራሕ በለኒይ

  • @yohannes9891
    @yohannes9891 18 днів тому

    እቲጽሑ ኣብቲ ማልያ ዘሎ እንታዩ ዝብል ኣማርኛዩ ሓቀይ ተጋሩ ግደፉባ ካብ ፍቅሪ ሽዋ ተናገፉ ክሳብማዓስ ኢኩም ቃንቃኩም ክትንዕቁ ነቶም ፍቁራት ፍቅርኩም ይጽናዕ ቃልኪዳን ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም❤❤❤🎉🎉🎉💙💙💙💙

  • @ተሰፍእየሰንቀይተሰፍአይቅ

    ፍቅርኩም ይብዝሕ ደቂ ሪመይ😊😊😊

  • @እግዞኦተሳሃለነ
    @እግዞኦተሳሃለነ 16 днів тому

    ኣሕወተይ ሓጎሰይ ወሰን የብሉን❤❤ኣኩሪዕካኒ ዝሓወይ ሜሪየይ እንኳዕ ብሰላምም ተራከብኩም❤❤ዝሓፍተይ