EMNA1 "ብዝስንድዎ ዝነበርኩም ቡምቧታት ኣርፒጂ፡ ጸልእቲ ኣውያት ጥራሕ'ዮም ዝኾኑ " መድፍዓጂ ኣርፒጂ ተጋ በርሀ ገረዝግሄር ERITREAN HISTORY
Вставка
- Опубліковано 9 лип 2024
- EMNA1 "ብዝስንድዎ ዝነበርኩም ቡምቧታት ኣርፒጂ፡ ጸልእቲ ኣውያት ጥራሕ'ዮም ዝኾኑ " መድፍዓጂ ኣርፒጂ ተጋ በርሀ ገረዝግሄር ERITREAN HISTORY AND CULTURE
#eritreanhistory #eritreanmovie HISTORY AND CULTURE #efremghidey #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE #Efremghidey #eritrea #ERITREANHISTORYANDCULTURE
አንታ እዚ ህግ ናይ ባሐቂ ዲዩ ሰብ ነይሩ :: ይገርም እዩ ጅግንነት :ትብዓት :ሐቦ :ስኒ ምንካስ:ሐቂ:ብጻይነት: ተወፍይነት ዝማሀረ እዩ:: ጅግና ንበረልና
ኣቤት ዘረባ ኣሉ ካብ ኣሉላ እምበረ ድንቅን ኣገራሚትን ኣገላልጻ ብሓቂ ዘይትገፍሖምን ዘይትጸቦምን መግለጺት ረኺብካሎም ኣያይ ጅግና ንበረልና ክቡረይ
ናይ ብሓቂ ሰሚዕካ ዘይጽገብ ጅግንነት ኣያታትናን ኣቦታትናን ❤❤❤❤❤❤
ተዓወትና እና ዓወት ኒሕፍሽ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💝💝💝💝💝💝🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
ኤፍሬም ጽቡቅ ስራሕ። ዕድመን ጥዕናን
ይበል መደብ ኢፍሬም ሓውና ታሪኽ ጀጋኑና በርብሮ ኢኻ ዘይ ፈለጦ ክፍልጦ።❤❤
ንሃገር ሒዝዋ ዘሎ ስንኩል እዩ.. ቃል ተጋዳላይ በርሄ
❤🇪🇷❤🙏🇪🇷❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷መርሓባ ኤፍሬም ግደ ማህደር ታሪኽ ጀጋኑና, ጻዕርኻን ስራሕካን ዓቢ ክብርን ምስጋናን ንዓኻ ይኹን::
EMNA ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ እካ ተቅርብ ዘለካ እንተኮነ ናይዚ ጅግና ባዓልቲ ቤት ንእሽቶ ዕድል ክትህባ ተጸብናካ ብዝተረፈ ከምዝኦም ጀጋኑ ምፍታሽካ ቀጽል ሰሰናዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
Ephrem Gide We do appreciate for all your hard work keep it up brother. Over 5 month a go we expected ( part 2 of EMNA 1 ቀደም ምስ ሃሱሳትን ዑሱባትን ነይረ። ሕጂ ግን ምስ ዋርሳይን መንደላይን ERITREAN HISTORY AND CULTURE) but still not released. Please we expected part 2 soon. Thx
ጽቡቅ ኣጋላልጻ ተ /ይ በርሀ ሓልዮት ብጻይነት ሓሊፉ
ካብታ ብዘይሕለል መስዋእቲ ደምን ኣዕጽምትን ጀጋኑናን ሰማእታትናን ዝተረኽበት መሬት ምዃንና ንሕበን።🙏✨️🕯🐪🇪🇷 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🕯✨️🙏
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑና ዓወት ንሐፋሽ ✊✊✊🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
Doing well wedi Gide keep up the good work all the best.
ጸጋን ጥዕናን ስድራቤት በርሀ ገ፡ሄር ምስ ቤቱ ምዕራፍ ተወልደ ሃብቱ ጽቡቕ ታሪኽ ኩሉ ግዜ ኤርትራዊ ዕውት እዩ ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
❤❤❤❤❤🎉❤⚘️🌺❤Kibrin Mogosin niswatna❤❤bigbri yzekeru
Admen tanan nkulukum Makalakal serawit Eritrea 🇪🇷
ብጣዕሚ መሳጢ ታሪኽ፡ በርሀ ምስ በዓልቲ ቤትካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ ኤፍሬም ብተቕርቦ ታሪኽ ገድልና ክትምስገን ይግብኣካ እዩ፡፡❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
Keep up the great work 👍 ❤
Jigna nberelna ❤❤❤