ፀጊሙኒ እየ ተሞርዒየያ / ንመርዓና 3 ሚልየን ወዲእና / ቁመት ሰበይተይ 2 ሜትሮ እዩ

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 23 лис 2024

КОМЕНТАРІ •

  • @Jossi_Mashi.
    @Jossi_Mashi. 12 днів тому +50

    ካብ ነሽነሽ ዝመጻእካ ብLike ደርዕመኒ😄
    ሓዳርኩም ይባረኽ ብሮ✌

    • @MStfa-h4u
      @MStfa-h4u 11 днів тому +2

      ❤😂❤❤❤

  • @መንነተይእዩክብረተይ
    @መንነተይእዩክብረተይ 13 днів тому +30

    ኣነ ግን ፖራንኪ እዩ ዝመስለኒ ዘሎ ክሳብ ሕዚ😂❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 12 днів тому +1

      ደምርኒ ዝሓፍተይ🙏🙏🙏

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 12 днів тому

      ደምርኒ

    • @ንፍቅሪብፍቅሪ
      @ንፍቅሪብፍቅሪ 12 днів тому

      Hasot eu ziazreb zelo
      Halaand Holland aykonen hageru
      Norwey eu hageru
      Silezi teqedidu eko

    • @galdigsa3394
      @galdigsa3394 12 днів тому

      Demrani ❤❤❤

    • @rsjv415
      @rsjv415 12 днів тому

      አነ እወን

  • @dawithaile-vx5ks
    @dawithaile-vx5ks 13 днів тому +35

    እንቃዕ ዳሓን መጻኻ ሀሪ ሓወይ ።ጠፊእካና ጸኒሕካ ብቀጻሊ ምጻእ ወዲኖ።ተኻታተሊካ ኤርትራዊ ደላይ ፍትሒ።💙💙⭐⭐⭐⭐⭐💙💙💙💙💙

    • @MeronablelMeron-k5b
      @MeronablelMeron-k5b 13 днів тому +1

      Wedi deqala megal kab eritrewe haweka ka ybel megal

    • @dawithaile-vx5ks
      @dawithaile-vx5ks 13 днів тому

      @MeronablelMeron-k5b entay eyu xegemka bzey medrb ztewelde.

    • @AsterSele
      @AsterSele 12 днів тому +1

      🎉🎉🎉haweni❤❤

    • @GeriyeWedi
      @GeriyeWedi 10 днів тому

      ❤❤❤

  • @zxcvbqwert-fi6pn
    @zxcvbqwert-fi6pn 11 днів тому +3

    ኣይኮነን ተንዲኖ ኮውሒ ዘጣምም ህዝቢ እዩ ዘለና ኣይንሕመን ተጋሩ

  • @ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ

    ፀርፊ ናተይ እኢልኩም ተቀበልዎ ማሓበራዊ ሚድያ እትጥቀሙ ነብስኩም ብዓልኩም አረጋግኡ 🥰🥰🥰

    • @ብሪጋልትግራይ-የ4ኸ
      @ብሪጋልትግራይ-የ4ኸ 13 днів тому +2

      ደምረኒ ወላለይ

    • @SlamGhnvd
      @SlamGhnvd 13 днів тому

      ​@@ብሪጋልትግራይ-የ4ኸደምርኒ ደሚርኪ

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 12 днів тому

      ​@@ብሪጋልትግራይ-የ4ኸደሚረኪ ደምርኒ ውዴ

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 12 днів тому +1

      ​@@SlamGhnvdደምርኒ ደሚረኪ

    • @SlamGhnvd
      @SlamGhnvd 12 днів тому

      @Frutu-e4h እሹ ምቅርትይ🙏🙏🙏

  • @ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ
    @ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ 12 днів тому +3

    ታይገደሰካ ናይሰብ ሱቅ ኢልካ ሓዳርካ ግበር መአረይ ሓዳርኩም ይባረክ❤

  • @kalu546
    @kalu546 12 днів тому +7

    ናይ ብሓቂ ተተመርዒኻያ የምሽየልኹም ❤አነ ግን ዘስሐቐኒ ናታ ማንነት ወይ ምንዋሓ ዋላዕድሚአ አይኮነን ናዩ አነጋግራ እዩ ዘስሐቐኒ ከም ቀልዲ ሙድ ሒዙ ይዛረብሎ😂ብኢድና ንረዳዳእ ሄሩ ከዓስ ካልእከ የለንዶ ያ😂😂😂

    • @mili12619
      @mili12619 11 днів тому

      ኣነ ዋላ ገርምኒ እዩ🤣🤣

  • @SolomonYemane-vz6gx
    @SolomonYemane-vz6gx 13 днів тому +2

    U so brave continue like that I like ur confidence

  • @MuseAman-e7d
    @MuseAman-e7d 6 днів тому +1

    ሓሪፍ ስራሕ brother 👌👏💪

  • @ሪችጋልፈራውን
    @ሪችጋልፈራውን 14 днів тому +14

    እንካእ ሰላም መፃእኩም ደቅኖ መኣልታዊ ትመፀና ተሰፉ ይገብር በርትኡ ሃፍትኩምለ ደሙርኒ ተጋሩዋይ🙏🏿

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 12 днів тому

      ደምርኒ ወለላይ

  • @ብርሃንጋልትግራይፍቅሪ

    ተጋሩዋኒ ኑዑ ረኣዩለይ ኣታ ማዓረይ ኣነ ሓፍትኻ እናሃለኹ ኣብ ቀረባ ካበይ ዓዲ ኣምፂኻያ ምላጥ ኦም ትመስል😂❤

  • @AfeworkZeru
    @AfeworkZeru 12 днів тому +3

    ሓወይ ናተይ ብሓቂ ጅግና ኢካ 💪💪👌👌❤❤ ሓዳርኩም ይባረኽ ውሉድኩም የርኢየና 🙏🙏🙏

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 12 днів тому

      ደምርኒ ውዴ

  • @MebrhitTeklay-z1z
    @MebrhitTeklay-z1z 13 днів тому +7

    ዋይይይ ጉድ❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @NahomHadera-cx4dk
    @NahomHadera-cx4dk 11 днів тому +2

    እንኳዕ ብርሃን ርአኻ አምላኽ ሙሉእ ይግበረልካ

  • @berekechtadese2084
    @berekechtadese2084 13 днів тому +23

    ❤❤❤❤❤አሰይ እልልልል እንዃዕ ደስ በለካ ዝሓወይ ማዓረይ❤❤😂ዋይ ሙቁራተይ ሳሓቅ ሞይተ 😂😂😂😂 ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም

  • @intuition-m7v
    @intuition-m7v Годину тому

    Nay mecheresha giltsi seb
    Fully authentic ❤️

  • @AhmedAh-p3u
    @AhmedAh-p3u 13 днів тому +8

    ብሮ ❤❤❤❤ ደስ በለካ

  • @ለለለ
    @ለለለ 13 днів тому +18

    ግን ዛፈረጂ ኣተርጊማ ከይትሰምዓ ንአቅርሺ ከምዘኣተካያ ኢካ ትናገር ዘለካ

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 12 днів тому

      ደምርኒ ወለላይ

    • @manjussegen3654
      @manjussegen3654 12 днів тому

      ትክክል እዚይ ብጣዕሚ ሓደገኛ እዩ፡ፍረንጂ ድማ ብንእሽተይ ጸገም ተረኪቡ ይቅሬታ ዝበሃል የልና፡ዉጻእ ❤ ስለዚ እዚ ሕሰበሉ፡ቁረጾ፡ሓበሻ እዩ ድማ እዚይ ዘቀባብል በጃካ ትኩረት ግበረሉ❤

    • @kibromtesfay8977
      @kibromtesfay8977 11 днів тому

      @@manjussegen3654 dehan zetttfeao yelen zbelet tbel 35 min wedding ❤🎉

  • @ለለለ
    @ለለለ 13 днів тому +10

    ድርኡ ኣበይ አየ ዝፈልጦ ይብል ነይረ

  • @ሙኩሕኤርትራዊ
    @ሙኩሕኤርትራዊ 8 днів тому +1

    ተሓሪሲ መሬት ኣይትለካ ግን / ልሓስ ከምትብለካ ጉጡም እዩ

  • @AliKhan-z5k
    @AliKhan-z5k 13 днів тому +4

    እስካግን ኣይትስሓቅ ፕራኪድየ ኣይተረደአንን

  • @መሪኣዶእየሩስ
    @መሪኣዶእየሩስ 2 дні тому

    ተጋሩዋኒ ማዓረይ ❤ደሙሩኒ🙏

  • @ሜሪጓልእመብርሃን
    @ሜሪጓልእመብርሃን 13 днів тому +11

    ርሑስ ጋማ ዝሓወይ ❤
    ናይ ሰብ ነገር ግን

  • @ራየተይት
    @ራየተይት 13 днів тому +13

    ❤❤❤ ቆላዓኡ ግን ምስከን ዩኡ ፈጣሪ ሓዳሩኩም ይባርክ

  • @ሕጂኸናበይ
    @ሕጂኸናበይ 13 днів тому +31

    ማማርያምን እግዚአብሔር ኣምላኽ ኣብ እምነትኻ የፅንዕኻ ዙሓወይ ካብዞም ጨካናት ሓበሻ ይሓይሽ😢❤

  • @ሕሊናናይኣምሮካሕግታትእዩ

    ደስ ይበልካ ዝሃወይ ማኢረይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉

  • @ሂወትለኩሉዮዳሄ
    @ሂወትለኩሉዮዳሄ 12 днів тому +2

    ግን ፕራንክ ድዩ ለዋህ እዩ ዝመስል

  • @ytub8615
    @ytub8615 13 днів тому +4

    ከመይ ከመይ እያ እዛ ነገር ፕራንክ ከይንብል ትሳዒሞም ?

  • @CvgvBgjug
    @CvgvBgjug 13 днів тому +5

    ባይዞወይ ይመቸካ እሺ

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 12 днів тому

      ደምርኒ ዝያዳይ🙏🙏🙏

  • @TigrawayKaleb
    @TigrawayKaleb 11 днів тому +1

    እንኳዕ ደስ በለኩም ፈረንጂ ኾነት ጋምቤላ እቲ ዓብዪ ጉዳይ ፍቅሪ እዩ ብካልኣይ ደረጃ ከዓ 'ከየጠመቀትካ ኣጥምቃ' ይመችኹም።

  • @edenaraya9795
    @edenaraya9795 11 днів тому +1

    Congratulations❤❤

  • @AwAw-d8o
    @AwAw-d8o 13 днів тому +5

    Na Comment ነገርግን ዋይ😮

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 12 днів тому

      ደምርኒ ማዓረይ🙏🙏🙏

  • @Alihaidar-jm2re
    @Alihaidar-jm2re 12 днів тому +1

    መስሓቂ ልኮነ ወዲ ዓኽ ኢሉ ቱፍ ኢሉለይ በለ ክክክ ሃፍቲ ግን በሪ ከፊታ አትያ ብዝኮነ ሩሑስ ጋማ ❤❤❤

  • @rdfffegfr6136
    @rdfffegfr6136 12 днів тому +1

    ዋይ መርገም ወድ ላሕምና ድዩ ናይዞም ጎሮቤትና ይመስለኒ ነይሩ 🙆🙆🙆ፕራክ እዩ ግን አይአምንን 🙈

  • @FhHdj-t7d
    @FhHdj-t7d 12 днів тому

    ፕራክ እያ

  • @MhretGebremariam
    @MhretGebremariam 13 днів тому +2

    Prank diu haki emo rhus gama ygberelkum ember

  • @ቃሉፈቃርኣድኣ
    @ቃሉፈቃርኣድኣ 13 днів тому +5

    ፅሩያት🙏❤️🙏

  • @NebyatTeklay
    @NebyatTeklay 11 днів тому

    ዋው

  • @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ
    @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ 13 днів тому +11

    ርሑስ ጋማ ዛሓወይ ግን ኣነ ሕቶይ ክርስትያን ድያ??🥰 ደምሩኒ ኣሕዋተይ🙏♥️🥰

  • @Hada5lf
    @Hada5lf 11 днів тому

    You are different you are a hero don't care about this ignorant community this value is duff so keep it up strong

  • @medhin8187
    @medhin8187 3 дні тому

    ንዓኻ ደስ ይበልካ ግን ቂር ኢሉና ዩ ልጥቕሚ ኢልና ሕልናና የንሽጥ ተጋሩዋይ ወድ ዓድኽን ተመርዐዋ ተመርዐዩ ኣሕዋት ። ዋእ ብስሩ ይገርመና ሎ ።

  • @syyyywe
    @syyyywe 13 днів тому +9

    ኣንሰ ገረም እዩ ኢለኒ ኣብይ እየ ዝፍለጦ እናብለኩ ፅኒሕ😂😂

    • @Dgdewgsg
      @Dgdewgsg 13 днів тому +1

      ዋላ አነ አዩ ገሪሚኒ አበይ አየ ዚፈልጦ አየ ናበልኩ 🥹🤣🤣🤣

    • @Tirgray
      @Tirgray 13 днів тому

      😂😂😂

    • @Galtigray8
      @Galtigray8 13 днів тому

      እሞ እጂ ከ ኣበይ ፈልጥክዮ😂😂

    • @syyyywe
      @syyyywe 13 днів тому

      @@Galtigray8 ከዚ ዳኣ ባዓሉ ኮ መፂኡ ገረም ዝብለኢ ሰ ኣብይ እየ ዝፍለጦ ኢለ ላኣለሸኩ🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣🤣

    • @sgfghjpateg
      @sgfghjpateg 13 днів тому

      ዋላ አነ አዩ አበይ አየ ዚፊልጦ አየ ናበልኩ 🤣🤣🤣🤣🤣😎🥰

  • @Musie27ትግራዋይ
    @Musie27ትግራዋይ 9 днів тому

    Haland Norway iyu adu bro

  • @titigalgerye6
    @titigalgerye6 11 днів тому

    ፕራክ💙

  • @TeshomeAtaklti
    @TeshomeAtaklti 10 днів тому

    ፍቅራችሁ 👩🏻‍🦳👓👱🏽‍♂️ይባረክ።

  • @tirhasAM
    @tirhasAM 11 днів тому

    Congratulations

  • @BsratMedhanye
    @BsratMedhanye 13 днів тому +2

    Gura bezihu

  • @habenkibreab2393
    @habenkibreab2393 11 днів тому +1

    Like to share Like 👍 shera Like shera kab wedi meley 👍 💙 💙💙💙💙💙💙

  • @Aezu-t1d
    @Aezu-t1d 13 днів тому +2

    tsada Nabra Yegbrlkum ❤

  • @genet3442
    @genet3442 13 днів тому +5

    ድራሚ ድዩ😂😂😂❤❤❤❤

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 12 днів тому +1

      ደምርኒ ውዴ

    • @genet3442
      @genet3442 12 днів тому

      @Frutu-e4h እሺ❤

    • @almaz-v9n
      @almaz-v9n 10 днів тому

      ደሚረኪ ደምርኒ🎉❤

    • @almaz-v9n
      @almaz-v9n 10 днів тому

      ​@@Frutu-e4hደሚረኪ ደምርኒ

    • @genet3442
      @genet3442 10 днів тому

      @almaz-v9n እሺ

  • @zementesfom7371
    @zementesfom7371 6 днів тому

    አረ ይመቸዎ ብሮ

  • @ለለለ
    @ለለለ 13 днів тому +3

    ናሰብ ኮሜት ከይትሰምዕ

  • @FuFg-me2eo
    @FuFg-me2eo 13 днів тому +2

    ዋእ ከሕዝነካ ግን ሕቶ ኣለኒ___? ንፍቅሪ ዱዩ ኣትዋስ እጀራ እዩ ? ሕወስውስ እኮ ኣቢሊና እኮ ዋ ንፍቅሪ ተኮይኑ ሩሕስ ጋማ ዝሓወይ እተ ንገዝብ ግን ነውሪ ዋእ😟😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @samsomhaftom9752
    @samsomhaftom9752 12 днів тому +3

    ሩሑስ ጋማ ይግበረልኩም 🎉🎉🎉🎉❤❤

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 12 днів тому

      ደምርኒ ማዓረይ🙏🙏🙏

  • @yibrahfisha9859
    @yibrahfisha9859 14 днів тому +6

    ቅጥኢ ዘይብሉ ወግኢ

  • @HrPl-m8c
    @HrPl-m8c 13 днів тому

    አረ ቢዛኽም ፕራክ እየ በልና😊

  • @AsAs-l8r4i
    @AsAs-l8r4i 12 днів тому

    መዓረይ ጊን ታእዩ የሕዝነካ😢😢❤❤

  • @HashimAhmad-z4d
    @HashimAhmad-z4d 12 днів тому +1

    ሃላንድ ነርወይ እዩ ዓዱ ናኣፍልጦኻ ግን ኣዛራርባኻ ንማስሜዳ ዝምቹኡ ኮይኖም ኣይረኸብኩዎምን ሕጂ እውን ሓቂ ኮይኑ ኣይስማዓንን ኣሎ ኣብ መወዳእታ ፕራንክ እዩ ክትብለና እኻ እመስለኒ ሓቂ እንተኾይኑ ግና ፍሬኩም የርእየና❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉።

    • @AdDf-u5f
      @AdDf-u5f 10 днів тому

      ከንፈር ንከንፈር እኮ ተሰዓዒሞም ካብዚ ንዓቀብ ማስረጃ እንታይ ኣሎ😂😂

  • @Genettadese-j6x
    @Genettadese-j6x 11 днів тому +1

    ባህዛዉ አኅላት ታይ አይንብልይ ተበልናለ ስብአይ እዩ ሰርሑ ዳማሓዳዲር

  • @SssSe-h8h
    @SssSe-h8h 13 днів тому +2

    ዋይ ኒዘርላንድ የበለይ haland ኒዘርላንድ ድዩ ኾይኑ ለማንኛው prank እዩ

  • @ጓልተምቤንንግስቲሳባ
    @ጓልተምቤንንግስቲሳባ 13 днів тому +17

    ቆስለ ንሳ እውን ዕልልልልልል ኢላ ኣቱም ስባት😂😂 ዕላሉ ግን ደስ ክብል እዙ ወዲ❤❤🎉

    • @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ
      @ሜሪጓልዓጋመ-ጸ 13 днів тому +2

      ደምርኒ ወለላይ❤🥰

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 12 днів тому +1

      ደምርኒ ውዴ

    • @ArtistKMW16
      @ArtistKMW16 11 днів тому

      ​@@ሜሪጓልዓጋመ-ጸ አ...! ኣቲዮ ኣነኸ ናበይ ምስከድኩ ድኣ ምስ ፈረንጂ ክትድረቢ😂😂😂😂😂

    • @ሸዊት.ቻናል
      @ሸዊት.ቻናል 11 днів тому +1

      ደምርርኒኒ❤❤

  • @KidusBerhe
    @KidusBerhe 11 днів тому

    ሩሑስጋማ congratulations ግራየ

  • @andomkbrom8072
    @andomkbrom8072 13 днів тому +1

    ፍቕርኹም የምንኹም🙏 ኣቴ ወዲ ሪምና🤞🎁😋❤❤

  • @ShewayeShewaye-vz2pg
    @ShewayeShewaye-vz2pg 13 днів тому +2

    ግራየ ሓወይ ጋል ተወሊድካ ኣባልግነት አነ ክሕዛ እያ 🥰🥰❤️❤️😂😂

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 12 днів тому

      ደምርኒ ማዓረይ🙏🙏🙏

  • @asgedomtesfay2290
    @asgedomtesfay2290 14 днів тому +2

    ወዲ እዩ ዝመስል ?

  • @habtomhaile6016
    @habtomhaile6016 13 днів тому

    Heri tefekna bro 💙💙💙💙💙

  • @Albaadallbadr
    @Albaadallbadr 3 дні тому

    ዋይተርጊም ከምስመዐትካ ሃላይ😊

  • @rroshan6975
    @rroshan6975 13 днів тому +4

    ❤❤❤❤❤❤❤❤😂😂🎉🎉🎉🎉ርሑስ ጋማ ይግበረልኩም ❤❤❤

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 12 днів тому

      @@rroshan6975 ደምርኒ ውዴ

  • @habtemariamgebremichael6280
    @habtemariamgebremichael6280 13 днів тому

    I APPRICATE BRO YOU ARE THE, HABSCHA PEOPLE LIKE THAT IGNORE THE HABSCHA IDEA GO HEAD BRO GBU

  • @adeyalways1750
    @adeyalways1750 8 днів тому

    Hasaseee

  • @GhBj-l3j
    @GhBj-l3j 7 днів тому

    ❤❤❤🌹🌹

  • @manjussegen3654
    @manjussegen3654 12 днів тому

    ኣታ በዛካ እዞም ስድራ ደሓን እየም ዝመስሉ እሞ ጋል ሓትናኣ ወይ ጋል ኣኮኣ ተሊያ ክምርዕ ሓግዘኒ በጃካ❤

  • @ዮዳነስ
    @ዮዳነስ 13 днів тому +2

    ዋይ ሱዑሙ ዋ😢

    • @GfUb-n7i
      @GfUb-n7i 13 днів тому +1

      😂😂

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 12 днів тому

      ደምርኒ ውዴ

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 12 днів тому

      ​@@GfUb-n7iደምርኒ ውዴ

  • @kbromgebremikael6754
    @kbromgebremikael6754 13 днів тому

    ብጣዕሚ ሓሪፍ ኢኻ ገይርኻ ወዲነይ።

  • @ቅሱ-ፐ3ደ
    @ቅሱ-ፐ3ደ 12 днів тому

    ሓዳርክም ይባረክ❤

  • @Avb-ru8wf
    @Avb-ru8wf 10 днів тому

    አነኳ ከብ ፈረንጂ ዝተወለደት ሐትኖካ ኢዪ መሰልን ነይሩ

  • @danielgebrehiwet6316
    @danielgebrehiwet6316 11 днів тому

    ፕራክ ድዩ ሕጂ ተሓሲቡ፣

  • @almaz1323
    @almaz1323 6 днів тому

    ሸገ የኻ ወድኖዋ ❤❤❤

  • @alexandershewitalexander2394
    @alexandershewitalexander2394 13 днів тому +3

    እንካዕ ናብዚ አብዚ አብቅዕካ ወዲ ሰፈረይ ግን ካ ሐረፈ ዩ😂

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 12 днів тому

      ደምርኒ ማዓረይ🙏🙏🙏

  • @samuelteame9336
    @samuelteame9336 7 днів тому

    Ruhus gama bro

  • @mmn4535
    @mmn4535 12 днів тому +1

    ደብርኒ ውዕሉ ነይረ ሳሓቅ መይተ😁🤣

  • @NebyatMuauz
    @NebyatMuauz 8 днів тому

    ሃይማኖትና ግን ኣይክልክልን ማለት ድዩ እባ

  • @GchhHhhu
    @GchhHhhu 10 днів тому

    ትግራዋይ ዲዩ ዋይ ረሳሕ ዘኮነ ወዲ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

    • @AdDf-u5f
      @AdDf-u5f 10 днів тому

      😂😂😂😂

  • @ጓልትግራይስደተኛ
    @ጓልትግራይስደተኛ 11 днів тому

    እግዚአብሔር ይቅረ ይበለለይ እምበር ንውሓታ ግመል እያ ትመስል ወላ አከያይደአ

  • @Bazien1324
    @Bazien1324 14 днів тому +4

    ብደንቢ ይተሓተት እስኪ ከይትሰድድ😂😂😂😂

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 12 днів тому

      ደምርኒ ማዓረይ🙏🙏🙏

    • @Bazien1324
      @Bazien1324 12 днів тому

      @tsegatsega238 ንደማመር ዶ ሲስ

  • @muzedebesay1345
    @muzedebesay1345 13 днів тому +2

    😂😂😂😂😂😂😂 this is very funny
    are you serious bro
    The way you talk is very funny 😂😂

  • @ShanbolShanbol
    @ShanbolShanbol 13 днів тому +1

    ሩሕስ ጋማ ይግበረልካ ኣትየ❤❤❤❤❤❤

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 12 днів тому

      @@ShanbolShanbol ደምርኒ ውዴ

  • @selamSelu-im4je6jh1s
    @selamSelu-im4je6jh1s 14 днів тому +6

    ኣነብ ኣበይ እየ ዝፈልጦ ኢለ ይጭነቅ ቀኒየ 😂😂😂😂

  • @FtWi-oq8oj
    @FtWi-oq8oj 13 днів тому +4

    ፀርፍን ሕማቅ መለአኽትን ልቢ ኣይትበሎም

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 12 днів тому

      ደምርኒ ማዓረይ🙏🙏🙏

  • @khjh8891
    @khjh8891 12 днів тому +2

    ኣዘራርቡኡ ከስሕቀካ ዝወዲ❤😂

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 12 днів тому +1

      ደምርኒ ማዓረይ🙏🙏🙏

    • @TomasGere-x6l
      @TomasGere-x6l 9 днів тому

      ማራ እስኪ 😂😂😂😂ደርበኒግ ግን መሊኣ😅

  • @SolomonMehari-rf5vc
    @SolomonMehari-rf5vc 14 днів тому

    ❤❤❤❤❤ሹገር ማሚን ፈረንጅን አረ ይመችካ

  • @YemanGrmay
    @YemanGrmay 9 днів тому

    እእእ

  • @albadralbadr945
    @albadralbadr945 9 днів тому

    🎉🎉🎉🎉

  • @HarmazHarmaz-nu5bv
    @HarmazHarmaz-nu5bv 11 днів тому

    ኣነ ኣይተረደኣንን

  • @FhFg-s4v
    @FhFg-s4v 13 днів тому +1

    ❤❤❤❤❤❤❤

  • @mashoha4150
    @mashoha4150 13 днів тому +2

    ዝወዲ ክዛረብ ዓይነ ሓበሻ ቴንድኖ የቅቡጥ 😂መትኩ

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 12 днів тому +1

      ደምርኒ ዝሓፍተይ🙏🙏🙏

    • @mashoha4150
      @mashoha4150 12 днів тому

      @tsegatsega238 done

    • @Frutu-e4h
      @Frutu-e4h 12 днів тому

      ደምርኒ ውዴ

  • @BranaTM
    @BranaTM 12 днів тому +3

    ናይ ብሓቂ ዓሻ😂😂😂😂

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 12 днів тому

      ደምርኒ ማዓረይ🙏🙏🙏

  • @asmelashtesfay5931
    @asmelashtesfay5931 13 днів тому

    ሓበሻ ፍቕርን ክብርን ስለ ዘይርደኦ እዩ ፀርፊ ሞያ ጌሩዎ

    • @tsegatsega238
      @tsegatsega238 12 днів тому

      ደምርኒ ማዓረይ🙏🙏🙏

  • @TesgHed
    @TesgHed 12 днів тому

    ፕራክ እዩ ዝከውን 😊😊

  • @liliaregawi-ll5oz
    @liliaregawi-ll5oz 8 днів тому +1

    ሚሰኪን ዘኮኖ ዘሓሰበ ነገር ኣለዎ ዋ ሰቅ በሉ 😂