Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
Gahaf seb tebalkee aleka for your business
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Thanks fani asli ❤❤❤❤❤❤
naybehaki meharn mesatn history
Fnan fanus tray yakleka fanus trgumu aytefakan thanks alot bro
ፍናን ንፉዕ ብጣዕሚ ጽቡቕ ከምዚ ጌርካ ኤርትራዊ ንዓለም ከታላልዮ ምሕሳብካ ur big fun right here ናይ ዊልያም ሸክስፕየር ከኣ ኣምጻልና በጃኻ ኣፍልጦ እንተሊኻ thanks ርሑስ ሓድሽ ዓመት ድማ ንዓኻን ንሙሉእ ህዝቢ ኤርትራን i love u all ኤርትራ ንዘልኣለም ትንበር 🙏🙏🙏🙏
Fanu arkey neska teqrbu medeb 100%100 Igub ye TNX bro
ወል ፍናን ጅግና።
ክብረት ይሃበልና ፍናን ሓወይ ከም ኩሉ ግዜ
ባእ!ኩሉ ግዜ ዝጽበያ ዝነበረኩ፡ጽቡቕ ጌርካ።
Kedamay rekibeka lomi fani jigna
መምህር ፍናን 🙏🙏🙏😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷👋👋👋👂👂👂
WElll come brother fnan, Etazeineweihet story tebarekelna fnana wo yekeineiyelna bukulu tekeirbelna.
አመስጊና 🤗❤😍🤗🤗
Fanity Happy New Year 🎈 And thanks a lot 🙏🏽❤️👏🏽👏🏽👏🏽
👍👍👍
ጽቡቕ ትንታነ ብዙሕ ፈሊጠ
Good job bro keep up thanks
ታንክስ አድቨርታይዝ ረባሺ ነገር ዘይብላ ስምዕታ አብ እዝንና ስለዝበጽሓ ክንምስግነካ ንፍቱ ክቡር ሓው።
ፋኒ ዓርከይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓሳብ እዪ፡እዚ ውዲ መድህን በራድ ካብኡተማሂሩዝብል ቢህል ኣሎ ሞ ከምዚ ዘቅረብኻ ግን ማኦ ግዱስ ንሃገሩ እዪ ዝመስል ዝጽበያ ሓሳብ እያ ነይራ ኣጆኻ ንፉዕ ቆጽሎ
danayt Maharena you are really right
ክንደይቭሚልዮናትችህዝቢ እዩ ኣህሊቑ ብጥምየት ፡ ብቕትለት ፡ ሙሁራትን ሃፍታማትን ከተማ ዕባይ ኣይፈቱን እዩ ኔሩ ።
Welcome bro and well done
Nice fnan bro
Thanks ፉኒ ግን ካላኣይ ክፋል ግበረላ
I love this channel. Good contribution in our knowledge.
Welkom
ፍናን ሓወይ ከማካስ የለን ኣጆኻ ቐጽሎ በርትዕ ጽቡቕ ስራሕ 👍👍👍👍
LEARN FROM SHANGAI !😍😍🤗❤
Eti classical music buzuh agedasi aykonen entefetikayo dima bitaemi tuhut gibero tekoxaxero please .biziterefe thanks n tihizitoka .
ንፍሽክታ ፎቶሪኖ 12 ዝዕድሚኣም ህጻናት ምሉእ'ዩም ዝከፍሉ ክንደይ'ዩ ዕድሜኪ? 11 ፎቶሪኖ መዓስ ኢኪ ዳእ 12 ትመልኢ መልሲ ካብዚኣ ውርድ ምስ በልኩ
😄😄
@@bana470 😍
Learn from Shanghai ዝብል አምርን ጥቅሲ ማኦን ወሰንቲ ነጥብታት ረሲዕካ ??🤗😍❤
ሊቀ መንበር ማኦ ኦልካ ትትጽውዖ ንሰማዔኡ ደስ ምበሎ
Nice 😉
እዚ ጽሉል ሰብኣይ ድኣ ኣበየናይ ገጽ ናይቲ መጽሓፍ ኢዩ ኣንቢብዎ ነዚ ኣብ ሊዕለና ዝፍጽሞ ዘሎ ተግባራት ወደይ
Selam wesnay naka wen
ወዲ ኣፍጨርቂ ካብ ስደት ናብ ጎንደር ዓዱ ተመሊሱ ኣሎ ኣይመለስ እምበር ንሕና ክዓ ካብ ስደት ክንምለስ።
ፍናን ቅራን ዝራብዕ ተዋጊኡ ከብቱ ዘድሕን ተኾይኑ ደሓን ዩ ንንኸብቱ( ብጸቱ) ወጊኡ ዘሃሲ ተኾይኑ ግን ጥፋት ዩ፡ንትገብሮ ፍልጠታዊ ንጥፈታት ወይ ኣበርክቶ የመስግን ክቡር ሓው
Kab fltet naxa eka neska hmaq zemen koynu zemene internet
Thanks finan bro ane ka Mao zeray eye zibehal silemntay father mao elini ayfelitn eye hji gin felite aleku
ናይ ልበይ ረኪብካ ሎሚ
Tekribom bedebat bitami eyom zixelwni ajoka
Semani endo Fnan selamtay eka video zalewo selka zargehka zaytfalet.
ስእልስ ደሓን ናይ ኢሰያስ ይኣኽለካ ኢዩ።
Video nigele yefikdilom eyom nigele kea ayfikdilomin eyom etom you tube malet eyu
Sewra do
Ya fnan lecram tebzho aleka ab gmt yeatwena please
sakt eyu azi
ናይ እሰያስ ስርሕት ኣብ መወዳእታ ከምዚ ናይ ማኦ እዩ
Gen kehateka desawi enty malet eyu kitnegreni medeleku
Take from the rich give to the poor
ፍናን ኣፕፕ ክትብርክት ኣለካ ህጂ ምክንያቱ ፍናን ኣፕፕ ጽቡቅ ትከይድ ኣላ
fnan app albanian hoxha Selam FNAN I guess you have this I couldn't find it please help Thanks
Mao wedi medhn berad eyu wesidu
Fanan naybahki fanan
Hei
Ajka fenan jigna
Beal isayas kea metshafu anbibom neheleka
Mao and the great leader African King of Kings Issias Afworki they are the same God bless Mr Issias Afworki
Desawi malet entay malet eyu
Anes khateka mdeleku ezi kulu tegedasnetn fltetkan kabey eyu mexiu
ፍናን ኣዝዩ መሳጠ ኣቀራርባ ኣለኻ ቀጽሎ
እዛ ደሴት ጽቡቕ ጌራ ኣይተረደርትንን
If u wanna learn about his story go check in google
ቻይና ን ኣስላም ትጭፍጭፍ ኣላ ሞ ን ኣስላም ከተሕርቅ ኢልካ ኢካ ንቻይና ትንእድ ዘለኻ ክብሉኻ ዮም ኣስላም ታንክስ ፍናን
Essay nay mao mexhaf eyu zenibib ybhal
ብራቮ
Mao gin dictatorial eyou neru you not heroes
ፋኒ ሃወይ ቅጽሎ አጀካ
እዚ ብህግደፍ ንጽውዖ ስርዓት ከበርትዓና ኢዩ ማለት ዩ ፡ ብዕላል ዝሰዖ ዝነበርኩ ታሪክ ናይ ማኦ ቡዙሃት ህዝቢ ቻይና ብ ምሌናት ዝቁጸሩ ህዝቢ ህይወቶም ዝሓልፈ ክምኡ ውን ካብ መንባብሮም ዝተምዛበለ ኢዩ ስለዚ ከምዚ ሕጂ ተምሳሳሊ ዘለናዮ ታሪክ ኢዩ ማለት ዩ ። ስለዚ ንሕና ከ እንታይ እጃም ከነበርክት ኣለና ንሃገርና እታ ናይ ጽባህ ኤርትራ። ስለዚ ክንዳቅስ ክንትስእ ብዛባ ሃገርና ንህሰብ። በቲ ዘቅረብካዮ ብታሚ ይመስግነካ ብርግጽ ንሕና ውን ክንዕወት ኢና።
ሰላም ፍናን ሓውና ብምንታይ ክረክበካ ይክእል ብኣገዳሲ ጉዳይ ኢየ ብትሕትና ግን pls
ማኦ= ኢሳያስ
ስማዕ ንስኻ ትምርትኻ ኣራዳድኣኻ ጽቡቅ ኔሩ ግን ስማዕ እዶ ብዛዕባ ሳዳም ዝተዛረብካዮ ንምንታይ ሐሕማቁ ጥራይ ትዛረብ ንሱ አሞ ይጽናሓልና እዞም ኣስላም ኢና ባሃልቲ ኢልካ ተዛሪብካ ካብዞም ዓሌት ሃይማኖት ቀቢላ ትፈሊ ሰብ ዲኻ ከምዚ እዳበልኩም ኢኹም እኮ መንእሰይ ንድሕሪት ትጎትዎ ዘለኹም ረሳሓት ክስታናይ ኢየ ዓሌት ሃይማኖት ኣይ ፈልን ኢየ ከማኻ ደጋል ኩሉኹም ታዓዘብቲ እዛ መደብ እዚ ሰብ እዚ ሓሳዊ ሓደ ዘይ በሰለ ሰብ ወገንነት ዝኣምን ረሳሕ ሰብ ኢዩ ኣብ ሓንቲ ኤሪትራ ጥራይ ንእመን ደቂ ኤረይ ኣለና ምሳኹ ሙስሊሚን ኣሕዋትና ኣይ ንፈላለን ኢና ደቂ ኢብራሂም ሱልጣንን ደቂ ወልዳኣብ ወልደማርያም ኢና ታዓወት ወዲ ኤረይ
ወይ ዝፈገር ዕዋላ ሰብኣይ አዝይ ረሳሕ ሰብኣይ ምምህሩ አዮ ነሩ
ፍናን ኣጋዝያን ሃገር ናይ በይንኩም ገርኩማ፡ መዓልቲ ኣለኩም ትግርኛ ተረጊጽኩም ትነብሩላ ፡ሓለለንጊ ጀብሃ ትመጸኩም ኣላ
Dkum
ብ ትግርኛ እንዳጽሓፍካስ ን ደቂ ትግርኛ ትጸርፍ
kid dhul
ክክክ ኣታ ኣይምወት ኣይስሩር
ዓኳር
Gahaf seb tebalkee aleka for your business
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
Thanks fani asli ❤❤❤❤❤❤
naybehaki meharn mesatn history
Fnan fanus tray yakleka fanus trgumu aytefakan thanks alot bro
ፍናን ንፉዕ ብጣዕሚ ጽቡቕ ከምዚ ጌርካ ኤርትራዊ ንዓለም ከታላልዮ ምሕሳብካ ur big fun right here ናይ ዊልያም ሸክስፕየር ከኣ ኣምጻልና በጃኻ ኣፍልጦ እንተሊኻ thanks ርሑስ ሓድሽ ዓመት ድማ ንዓኻን ንሙሉእ ህዝቢ ኤርትራን i love u all ኤርትራ ንዘልኣለም ትንበር 🙏🙏🙏🙏
Fanu arkey neska teqrbu medeb 100%100 Igub ye TNX bro
ወል ፍናን ጅግና።
ክብረት ይሃበልና ፍናን ሓወይ ከም ኩሉ ግዜ
ባእ!ኩሉ ግዜ ዝጽበያ ዝነበረኩ፡ጽቡቕ ጌርካ።
Kedamay rekibeka lomi fani jigna
መምህር ፍናን 🙏🙏🙏😍😍🇪🇷🇪🇷🇪🇷👋👋👋👂👂👂
WElll come brother fnan, Etazeineweihet story tebarekelna fnana wo yekeineiyelna bukulu tekeirbelna.
አመስጊና 🤗❤😍🤗🤗
Fanity Happy New Year 🎈
And thanks a lot 🙏🏽❤️👏🏽👏🏽👏🏽
👍👍👍
ጽቡቕ ትንታነ
ብዙሕ ፈሊጠ
Good job bro keep up thanks
ታንክስ አድቨርታይዝ ረባሺ ነገር ዘይብላ ስምዕታ አብ እዝንና ስለዝበጽሓ ክንምስግነካ ንፍቱ ክቡር ሓው።
ፋኒ ዓርከይ ብጣዕሚ ጽቡቅ ሓሳብ እዪ፡እዚ ውዲ መድህን በራድ ካብኡተማሂሩዝብል ቢህል ኣሎ ሞ ከምዚ ዘቅረብኻ ግን ማኦ ግዱስ ንሃገሩ እዪ ዝመስል ዝጽበያ ሓሳብ እያ ነይራ ኣጆኻ ንፉዕ ቆጽሎ
danayt Maharena you are really right
ክንደይቭሚልዮናትችህዝቢ እዩ ኣህሊቑ ብጥምየት ፡ ብቕትለት ፡ ሙሁራትን ሃፍታማትን ከተማ ዕባይ ኣይፈቱን እዩ ኔሩ ።
Welcome bro and well done
Nice fnan bro
Thanks ፉኒ ግን ካላኣይ ክፋል ግበረላ
I love this channel. Good contribution in our knowledge.
Welkom
ፍናን ሓወይ ከማካስ የለን ኣጆኻ ቐጽሎ በርትዕ ጽቡቕ ስራሕ 👍👍👍👍
LEARN FROM SHANGAI !😍😍🤗❤
Eti classical music buzuh agedasi aykonen entefetikayo dima bitaemi tuhut gibero tekoxaxero please .biziterefe thanks n tihizitoka .
ንፍሽክታ ፎቶሪኖ 12 ዝዕድሚኣም ህጻናት ምሉእ'ዩም ዝከፍሉ ክንደይ'ዩ ዕድሜኪ? 11 ፎቶሪኖ መዓስ ኢኪ ዳእ 12 ትመልኢ መልሲ ካብዚኣ ውርድ ምስ በልኩ
😄😄
@@bana470 😍
Learn from Shanghai ዝብል አምርን ጥቅሲ ማኦን ወሰንቲ ነጥብታት ረሲዕካ ??🤗😍❤
ሊቀ መንበር ማኦ ኦልካ ትትጽውዖ ንሰማዔኡ ደስ ምበሎ
Nice 😉
እዚ ጽሉል ሰብኣይ ድኣ ኣበየናይ ገጽ ናይቲ መጽሓፍ ኢዩ ኣንቢብዎ ነዚ ኣብ ሊዕለና ዝፍጽሞ ዘሎ ተግባራት ወደይ
Selam wesnay naka wen
ወዲ ኣፍጨርቂ ካብ ስደት ናብ ጎንደር ዓዱ ተመሊሱ ኣሎ ኣይመለስ እምበር ንሕና ክዓ ካብ ስደት ክንምለስ።
ፍናን ቅራን ዝራብዕ ተዋጊኡ ከብቱ ዘድሕን ተኾይኑ ደሓን ዩ ንንኸብቱ( ብጸቱ) ወጊኡ ዘሃሲ ተኾይኑ ግን ጥፋት ዩ፡ንትገብሮ ፍልጠታዊ ንጥፈታት ወይ ኣበርክቶ የመስግን ክቡር ሓው
Kab fltet naxa eka neska hmaq zemen koynu zemene internet
Thanks finan bro ane ka Mao zeray eye zibehal silemntay father mao elini ayfelitn eye hji gin felite aleku
ናይ ልበይ ረኪብካ ሎሚ
Tekribom bedebat bitami eyom zixelwni ajoka
Semani endo Fnan selamtay eka video zalewo selka zargehka zaytfalet.
ስእልስ ደሓን ናይ ኢሰያስ ይኣኽለካ ኢዩ።
Video nigele yefikdilom eyom nigele kea ayfikdilomin eyom etom you tube malet eyu
Sewra do
Ya fnan lecram tebzho aleka ab gmt yeatwena please
sakt eyu azi
ናይ እሰያስ ስርሕት ኣብ መወዳእታ ከምዚ ናይ ማኦ እዩ
Gen kehateka desawi enty malet eyu kitnegreni medeleku
Take from the rich give to the poor
ፍናን ኣፕፕ ክትብርክት ኣለካ ህጂ ምክንያቱ ፍናን ኣፕፕ ጽቡቅ ትከይድ ኣላ
fnan app albanian hoxha
Selam FNAN I guess you have this I couldn't find it please help Thanks
Mao wedi medhn berad eyu wesidu
Fanan naybahki fanan
Hei
Ajka fenan jigna
Beal isayas kea metshafu anbibom neheleka
Mao and the great leader
African King of Kings Issias Afworki they are the same
God bless Mr Issias Afworki