Розмір відео: 1280 X 720853 X 480640 X 360
Показувати елементи керування програвачем
Автоматичне відтворення
Автоповтор
I am so proud of my anti ,even though she followed her, but she put such an amazing real story for our nation .both of you are heroes.
ኩቡር ሓው ግርም ስራሕ ቀጽሎ ታሪክ ከይተፍእ። እዚ ሽፍታ ጉጁለ ንቡሉጻት ኣሕዋትና ደመደይ ኢሎም ኣብ ኩናት ኣእትዮም ኣጥፊኦሞም ።ብጣዕሚ የሕዝን። ፕረዚደት ከይትከውን ኣብ ኩናት ኣእትዮም ኣጥፊኦማ።😢
መምህር ሞከነን ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምደባት ዘግሁየ ዝጻረፉ ክሰምዕ ንዓኻ ይከታተለካ ኣይነበርኩን በየን ትሓልፈኒ ኔርካ እንድዒ ሕጂ ከም ስርዓት ይውለፎ ንመደብካ
እንቃዕ ደሓን መጻእካ ናብዚ ብሩኽ ገዛ ኣነ ቅድሚ ዓመት ኢየ ምክትታል ጀሚረ ከቲ ዝበልካዮ ካኣ ብርቱዕ ወልፊ ኣለኒ ምስዛ ቻነል ኣብ ኣታሓሳስባይን ሂወተይን ውን ዓቢ ለውጢ ኣምጺኤ እየ welcome bro
ብሰላም ዕረፊ ጅግና ኣብ ሕቅፊ ክርስቶስ❤🙏
መምሀር የቀነልና ኣዝዩ ቡሉጽ መደብ ጅግና ኣይነብርን እዩ እሰያስን መርሓቱኡን ጠላማት ግን ከኣ ግዜ ኣሎዎ ንኹሉ ❤❤❤❤❤
Xbuk srah memhr
Eway ERITREA tekefilulki entay emo gedifki Zegerm eyu 🙏🙏🙏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌❤️❤️🇪🇷👌👌❤️❤️💯💯💯💯
Jeganuna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አነ ታ መጽሐፍ አላትኒ አምቢበያ ከምዚኤን ብሉጻት ክስወአኻ ዕድል አይገበርናን ብሰላም ዕረፊ ጅግና ሳባ ግደይ
በቲ መሳጢ ዝኾነ ኣቀራርባኻን ኣዋድቓ ቃላት ኣናብብባኻን ወትሩ ምስ ኣድነቕኩኻ ኢየ። ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ መም/ መኮነን ተስፋይ
Yekenelna memher🥰🥰🥰
Zegerm eyu Geganuna 💯💯💯👌👌❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መምህር ሳባ መምህረይ መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ
I know Saba Gidey in Dekemhare town in 1973 teaching High school French Language.I know Letekidan and Yemane(sister and brother)were in Dekemhare as well
ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ❤
ምንግስተ ስማያት ያዋርሳ
እዛ ኣብ ስልጣን ዘላ ረሳሕ ስድራቤት ከምዚኤን ዝኣመሰላ ደቂ ህዝቢ ብዝኸፈልኦ መስዋእቲ ንዝተረኽበ ነጻነትያ ኣርማ ድሕረትን ድንቁርናን ፣ኣርማ ዓመጽን ሕስድናን ፣ኣርማ ዝረጋንን ብልሽውና ኣብልዕሊ እንግድዓ ህዝቢ ሰቒላ ተሽካዕል ዘላ ።ግን ድሓን ሓንቲ መዓልትስ ኣላ!!!!
Saba belah!Saba waero!Saba ambesit!Bijigninet halifa!Kibrin mogosn ni Eritrawit gual anesteyti!!
❤🙏
❤
Rest in peace gual hawuboy awete nehafash
❤️❤️❤️🙏🏿🙏🏿🙏🏿
ሊሴ ገብረማሪያም ዝባሀል
ኣጆኻ ቀጽሎ
መልቀስ አምሲልካዮ
ቱታ ንዝለመደት እዝኒ እዚ ኣናብባይ መልቀስ'ዩ ዝመስሎ። ጽቡቕ ጌረ ይፈለጥ'የ ከሙኡ ከም ዝመስሎ ንበዓል ገዳይ ገዳይ !።
🎉❤💙💫👌💪
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷
እቲ ዘሕዝን ብክቡር ደም ሓላላት ኤርትራ ዝመጸት ኤርትራ ኣብ ኢድ ኢትዮጵያዊ ወዲ ብዳማ ምውዳቃን ሃገር ዑና ምኳናን እዩ። ተደምረናል ብምባል ኤርትራውያን ኣብ ዘይምልከቶም ኩናት ሓድሕድ ኢትዮጵያ ኣእትዮም ሕጂ ምቅታሎም እዩ።
ነዚኦም ከፊልናስ፡ ሕጂ " ትግራይ ትዕወት" ዝብሉ ከድዓት ንኤርትራ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ከውርዱዋ 😢 ! ማይከውንን ኣይትሕለሙዎን ኢና ንብሎም።ይቐንየልና ኸኣ ሞዛይክ ባህሊ።
እዞም ጀጋኑ ምስደርጋውያን ክትድምርዎም ኣይኾኑን ተስዊኦም እወ ሕጂውን ትግራይ ትስዕር 💙💪🏽
@@natsenat6087ትግራይ ትስዕር" ክትብሊ ትኽእሊ ኢኺ።"ትግራይ ስዒራ" ክትብሊ ግን ኣይትኽእልን ኢኺ። ትግራይ ስለዘይትስዕር። ንሕና ኸኣ "ትግራይ ተሳዒራ" ንብለኪ። ሓቂ ምንጋር ባህላዊ ጸወታና ስለዝኾነ። kkkkkkkእቲ ናይ ኣምሓራ ጽውጽዋይ ክዃኑ ታሪኽና ይመስክር። ካብ ኣምሓሩ ኣናጊፍና ኢና ንኤርትራ ሃገር ጌርናያ። ኣራዪት ኩዕንቲ 😂
R.I.P.
ሳቫ french.. ጽቡቅ ይፈልጣ.. ኣፍሮኣ ቀንዲ.. ግይታ ጠባይ.. ሳባ french ዶ.. ኩናት ትኣቱ..ልዑላ ውን ምምህር french ዝነበረት.. ተጋድልት ኣበይ ኣላ9 th ንይረ.. ሳብ 10 th ትምህርግን ኣሕፈሮም, ተስፋይ, ሃይለ.. መማህራነይ nyrom
ንአይውን ሚሒራትን እያ አብታ ገድሊ ፅወፀትላ አመት አህፈሮም ጆግራፊ ባአል ተአገስ ዘርአይ ባአል ሚኬኤል ናይ ስፓርት እዋይ እዝ እዋን ባአል መምህር በላይ ገብሪሒወት ንክንደይ እሞ መንግስተሰማይ የዋርሶም አናብሰይ
ወድአብደላ ፊዚክስ
እምቃዕ ተሰወአት እንተ ትወጵእ ውን ምቀተልዋ: ብግሂ በቶም ብጾተይ ትብሎም ካብ ትስዋእ ብሓበን ብጸላኢ ስለዝበልጽ::
ዋዕሮ።
ጋል ኣለም ኣብታ እታ "ኣደ"ሳባ ግደይ ይመስለኒ ስቅ ኢለ ክሓስብ እንከለኩ
Gal xnadegle waro
እንታይ ሞ የዕሪፋ እንተትህሉ ሕጄ ዕራዒሮ ምሃለወት ::
Thank you for sharing Saba’s history. I am one of her students. I found out her passing in 1980. Rest in Peace Sara.
ኣናብባ 0000
የቐንየለይ ዜሮ ውን ካባኻ ተረኺቡ። ሰብ ዘለዎ'ዩ ዝህብ።
መምህር እዚ ታሪኽና እንዲዩ ብኻልኩም፡ጽልእኩም ዘይትገልጹ እዚ ናጽነት ዘምጸአ ኢዩ ብጽቡቅ ንዘክሮ፡ ፖሎቲካኹም ብካልኩም ግበርዎ
Bi xubuk endyu gelixwo!!Saba ms kulom jeganu buxota kitziker eya!!Haben ni Eritrawit gal anesteyti !!
ብጅንነት ክንዝክራ ኣለና እንበር፡ግን ኢሰያስ ከምዚ ጌርዋ ከምቲ ጌርዋ ዘይብሉ
@@siemtesgai2445 kemu elu dyu? ezi video degimka simayo!!
I am so proud of my anti ,even though she followed her, but she put such an amazing real story for our nation .both of you are heroes.
ኩቡር ሓው ግርም ስራሕ ቀጽሎ ታሪክ ከይተፍእ። እዚ ሽፍታ ጉጁለ ንቡሉጻት ኣሕዋትና ደመደይ ኢሎም ኣብ ኩናት ኣእትዮም ኣጥፊኦሞም ።ብጣዕሚ የሕዝን። ፕረዚደት ከይትከውን ኣብ ኩናት ኣእትዮም ኣጥፊኦማ።😢
መምህር ሞከነን ብጣዕሚ ደስ ዝብል ምደባት ዘግሁየ ዝጻረፉ ክሰምዕ ንዓኻ ይከታተለካ ኣይነበርኩን በየን ትሓልፈኒ ኔርካ እንድዒ ሕጂ ከም ስርዓት ይውለፎ ንመደብካ
እንቃዕ ደሓን መጻእካ ናብዚ ብሩኽ ገዛ ኣነ ቅድሚ ዓመት ኢየ ምክትታል ጀሚረ ከቲ ዝበልካዮ ካኣ ብርቱዕ ወልፊ ኣለኒ ምስዛ ቻነል ኣብ ኣታሓሳስባይን ሂወተይን ውን ዓቢ ለውጢ ኣምጺኤ እየ welcome bro
ብሰላም ዕረፊ ጅግና ኣብ ሕቅፊ ክርስቶስ❤🙏
መምሀር የቀነልና ኣዝዩ ቡሉጽ መደብ ጅግና ኣይነብርን እዩ እሰያስን መርሓቱኡን ጠላማት ግን ከኣ ግዜ ኣሎዎ ንኹሉ ❤❤❤❤❤
Xbuk srah memhr
Eway ERITREA tekefilulki entay emo gedifki Zegerm eyu 🙏🙏🙏 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👌👌❤️❤️🇪🇷👌👌❤️❤️💯💯💯💯
Jeganuna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
አነ ታ መጽሐፍ አላትኒ አምቢበያ ከምዚኤን ብሉጻት ክስወአኻ ዕድል አይገበርናን ብሰላም ዕረፊ ጅግና ሳባ ግደይ
በቲ መሳጢ ዝኾነ ኣቀራርባኻን ኣዋድቓ ቃላት ኣናብብባኻን ወትሩ ምስ ኣድነቕኩኻ ኢየ። ዕድመን ጥዕናን ይምነየልካ መም/ መኮነን ተስፋይ
Yekenelna memher🥰🥰🥰
Zegerm eyu Geganuna 💯💯💯👌👌❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
መምህር ሳባ መምህረይ መንግስተ ሰማይ የዋርስኪ
I know Saba Gidey in Dekemhare town in 1973 teaching High school French Language.I know Letekidan and Yemane(sister and brother)were in Dekemhare as well
ጀጋኑ ደቂ ኤረይ ❤
ምንግስተ ስማያት ያዋርሳ
እዛ ኣብ ስልጣን ዘላ ረሳሕ ስድራቤት ከምዚኤን ዝኣመሰላ ደቂ ህዝቢ ብዝኸፈልኦ መስዋእቲ ንዝተረኽበ ነጻነትያ ኣርማ ድሕረትን ድንቁርናን ፣ኣርማ ዓመጽን ሕስድናን ፣ኣርማ ዝረጋንን ብልሽውና ኣብልዕሊ እንግድዓ ህዝቢ ሰቒላ ተሽካዕል ዘላ ።ግን ድሓን ሓንቲ መዓልትስ ኣላ!!!!
Saba belah!
Saba waero!
Saba ambesit!
Bijigninet halifa!
Kibrin mogosn ni Eritrawit gual anesteyti!!
❤🙏
❤
Rest in peace gual hawuboy
awete nehafash
❤️❤️❤️🙏🏿🙏🏿🙏🏿
ሊሴ ገብረማሪያም ዝባሀል
ኣጆኻ ቀጽሎ
መልቀስ አምሲልካዮ
ቱታ ንዝለመደት እዝኒ እዚ ኣናብባይ መልቀስ'ዩ ዝመስሎ። ጽቡቕ ጌረ ይፈለጥ'የ ከሙኡ ከም ዝመስሎ ንበዓል ገዳይ ገዳይ !።
🎉❤💙💫👌💪
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷
እቲ ዘሕዝን ብክቡር ደም ሓላላት ኤርትራ ዝመጸት ኤርትራ ኣብ ኢድ ኢትዮጵያዊ ወዲ ብዳማ ምውዳቃን ሃገር ዑና ምኳናን እዩ። ተደምረናል ብምባል ኤርትራውያን ኣብ ዘይምልከቶም ኩናት ሓድሕድ ኢትዮጵያ ኣእትዮም ሕጂ ምቅታሎም እዩ።
ነዚኦም ከፊልናስ፡ ሕጂ " ትግራይ ትዕወት" ዝብሉ ከድዓት ንኤርትራ ኣብ ዋጋ ዕዳጋ ከውርዱዋ 😢 !
ማይከውንን ኣይትሕለሙዎን ኢና ንብሎም።
ይቐንየልና ኸኣ ሞዛይክ ባህሊ።
እዞም ጀጋኑ ምስደርጋውያን ክትድምርዎም ኣይኾኑን ተስዊኦም እወ ሕጂውን ትግራይ ትስዕር 💙💪🏽
@@natsenat6087ትግራይ ትስዕር" ክትብሊ ትኽእሊ ኢኺ።
"ትግራይ ስዒራ" ክትብሊ ግን ኣይትኽእልን ኢኺ። ትግራይ ስለዘይትስዕር።
ንሕና ኸኣ "ትግራይ ተሳዒራ" ንብለኪ። ሓቂ ምንጋር ባህላዊ ጸወታና ስለዝኾነ። kkkkkkk
እቲ ናይ ኣምሓራ ጽውጽዋይ ክዃኑ ታሪኽና ይመስክር። ካብ ኣምሓሩ ኣናጊፍና ኢና ንኤርትራ ሃገር ጌርናያ። ኣራዪት ኩዕንቲ 😂
R.I.P.
ሳቫ french.. ጽቡቅ ይፈልጣ.. ኣፍሮኣ ቀንዲ.. ግይታ ጠባይ.. ሳባ french ዶ.. ኩናት ትኣቱ..
ልዑላ ውን ምምህር french ዝነበረት.. ተጋድልት ኣበይ ኣላ
9 th ንይረ.. ሳብ 10 th ትምህር
ግን ኣሕፈሮም, ተስፋይ, ሃይለ.. መማህራነይ nyrom
ንአይውን ሚሒራትን እያ አብታ ገድሊ ፅወፀትላ አመት አህፈሮም ጆግራፊ ባአል ተአገስ ዘርአይ ባአል ሚኬኤል ናይ ስፓርት እዋይ እዝ እዋን ባአል መምህር በላይ ገብሪሒወት ንክንደይ እሞ መንግስተሰማይ የዋርሶም አናብሰይ
ወድአብደላ ፊዚክስ
እምቃዕ ተሰወአት
እንተ ትወጵእ ውን ምቀተልዋ: ብግሂ በቶም ብጾተይ ትብሎም ካብ ትስዋእ ብሓበን ብጸላኢ ስለዝበልጽ::
ዋዕሮ።
ጋል ኣለም ኣብታ እታ "ኣደ"
ሳባ ግደይ ይመስለኒ ስቅ ኢለ ክሓስብ እንከለኩ
Gal xnadegle waro
እንታይ ሞ የዕሪፋ እንተትህሉ ሕጄ ዕራዒሮ ምሃለወት ::
Thank you for sharing Saba’s history. I am one of her students. I found out her passing in 1980. Rest in Peace Sara.
ኣናብባ 0000
የቐንየለይ ዜሮ ውን ካባኻ ተረኺቡ። ሰብ ዘለዎ'ዩ ዝህብ።
መምህር እዚ ታሪኽና እንዲዩ ብኻልኩም፡ጽልእኩም ዘይትገልጹ እዚ ናጽነት ዘምጸአ ኢዩ ብጽቡቅ ንዘክሮ፡ ፖሎቲካኹም ብካልኩም ግበርዎ
Bi xubuk endyu gelixwo!!
Saba ms kulom jeganu buxota kitziker eya!!
Haben ni Eritrawit gal anesteyti !!
ብጅንነት ክንዝክራ ኣለና እንበር፡ግን ኢሰያስ ከምዚ ጌርዋ ከምቲ ጌርዋ ዘይብሉ
@@siemtesgai2445 kemu elu dyu? ezi video degimka simayo!!