አደዋይ ማዓረይ ጭንቀት ዘይገብሮ ዘይብሉ 10ተ ዓመት ተተአስራ ይአክላ አብ ስደት ዘለክን ከም ምራኪ ላሕሚ የጋንየና😭😭😭🙏

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 30 січ 2025

КОМЕНТАРІ • 506

  • @Ufcjjf-rx4sx
    @Ufcjjf-rx4sx 18 днів тому +1

    ኽጃን ኸደንን ዝሓወይ😮❤❤❤❤❤❤ በተረፍ ሽኮራት 1000,ነብፀሖዮ ደቅኖ🕊🕊🕊🙏🙏🙏🙏🤗🤗🤗🥰🥰🥰

  • @HxgDhsg
    @HxgDhsg 22 дні тому +105

    ስጦታ ሃበን ትብሉ ንማማ ላይክ👍👍👍👍👍👍

  • @TemesgenAmlake-p6u
    @TemesgenAmlake-p6u 22 дні тому +39

    ጌጋ ገይርካ ከምዚ ዓነት ብራንኪ ኣትግበር ሽፎን እማ ክደነን ጨለዋ እዋ ለግነኽንኦ ኣደዋይ

  • @JgHc-te9ik
    @JgHc-te9ik 2 дні тому +1

    ኣታ ዋሕዳይ ዋይ ካምዚ ኣይግበርይ😢😢😢

  • @cjbcj1888
    @cjbcj1888 17 днів тому +5

    አየ ታይ ገበራኸ ወደይ😢😢😢😢😢😢😢አደዋይ ማዓረይ ክዳነን ግበረለን በጃኻ ዛሓወይ ከምኡ ከይትገብር ድሕሪ ሐጂ

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh 20 днів тому +6

    ኣታ አደ ከምኡ አይግበሪ አደይ ንዓና ክትብል ዘሕለፈቶ ሰቃይ ተዘኪርኒ በክየ😢 አደዋይ መሰቃኪ አየውርደለይ አነ ክጥዕመኒ አሰቅየኪ😢 ማምየ😢😢😢 ከምኡ ከይትደግም አይኳን ትናገሮስ ትሰምዖለ የሳቅየካ ብኡ ዘይሐለፈ አይፈልጦን😢

  • @KahastiDesta
    @KahastiDesta 19 днів тому +4

    ኣረ በስመአብ ትገርም እካ ንምንታይ ከምዝይ ዓይነት ብራንኪ ትገብር ርእሰ ኣለካዶ😢 ኣደዋይ ፀለኣክን ይጭነቆ😢ሰጦታ ህብካ ካሓሰን🥰

  • @BirhaneGerase-m3s
    @BirhaneGerase-m3s 21 день тому +11

    እፍፍፍፍ አታዮ ጫካን አንታይ ገብራካ ደገፅን ተሓመማ ከ ወይ ኣደዋይ❤ መዓረይ ፅላኢክን ይደገፅ😢

  • @ትግራይዓደይሰላም
    @ትግራይዓደይሰላም 3 дні тому +1

    ውይይ😢አደዋይ ማዓረይ ሃሳስ ወሊደን 😥😥😥😥

  • @مريم-غ1م4ظ
    @مريم-غ1م4ظ 19 днів тому +4

    ጎይታይ ማዓረይ ምስ ውነያ ዘይብሉስ ጋዓት ኣየብልዐኒ ድዩ ዝብሃል ውይውይ ኒኤካ ላህጃይ 😢😢😢ፀላኣክን ይጨነቅ ኣደዋይ ኣይይይ ዘን ኣደታትናስ ክንደየናይ ርህሩሃትን ብቁብቃትን እየን ከማና ጨካናት የኮናይ 😢😢😢😢

  • @AfEr-w3y
    @AfEr-w3y 19 днів тому +4

    ዋይ ንእካ ሃሳሰ ሃምዚ ኣይግበራይ ለደካ ንውሪ እያ 😢😢😢😢😢😢

  • @ShewitTsahaye
    @ShewitTsahaye 22 дні тому +6

    ኣታዮ ታይገበራካ ዘንዓርኪ ኣደዋይ ክብደይ በሊዐናኒ ❤❤❤❤❤❤❤

  • @aynalemaynalem-xb9qo
    @aynalemaynalem-xb9qo 22 дні тому +10

    አደዋይ መዓረይ ፀላኢክን ይፅደፍ❤
    ለካስ ብድሕሬና ክንዲዚ ኢኩም ትጭነቁ ወለድና😢

  • @HgfGjh-l1g
    @HgfGjh-l1g 9 днів тому

    ማዓረይ ታይ እየ ዝገብሮ ከይ ሞት ሞት እዉን ኣብዩኒ ንሓመምኩን ናወፃኩን ኢለን ኡፍፍፍ ፀላኢክን ፅብብ ይበሎ ዋይ 💔😢😢

  • @Hani-w9i
    @Hani-w9i 22 дні тому +15

    50k ነብፀሐዮ ተጋሩዋይ❤

    • @Tsega-ent-27
      @Tsega-ent-27  22 дні тому +1

      የኔ ውድ ማዓር ይትሐወሳ አፈኪ🙏❤

    • @marbayname
      @marbayname 19 днів тому +1

      ስኘስርዓት ይግበር መጀመርያ አደዋይ አየናድደን ስጦታ ይሃበን።

    • @mlyen-wu4yx
      @mlyen-wu4yx 19 днів тому +1

      ንካምዚኦም ዓይነት ደደባት አድታትና ንቅርሺ ኢሎም ነተጫወቱ ዝዉዕሉ 50k ከመይ ገርና ነብፀሖም እዘን አደና ብድንጋፅ ታሓዋዉስዎን ሓሚመን እዉን ክኮና ይክእላ እየ ን አደስ ክምዚ ደደብ ዝኮነ ሰብ

  • @TsigaSelama
    @TsigaSelama 19 днів тому +1

    ብጣሚ ጌጋ ጌርካ ልቦና ይሃብካ ንወላዲት ከምዚ ዓነት ቃላት ኣይግበእይ

  • @Yrguyrgu-d3s
    @Yrguyrgu-d3s 18 днів тому +1

    እፍፍፍፍፍ አደዋየይ ማአረይይይ😢😢😢😢😢😢

  • @ሊሊ-1221
    @ሊሊ-1221 18 днів тому +1

    ኣደዋይ ማዓረይ ታይ ገይረናካ እየን ወደይ❤❤🎉ሰነ ስራዓት ግበር👆👆👆

  • @WereHailu
    @WereHailu 19 днів тому +1

    Way Atayo Hamed Blae Tay Gebera Adeway Mearey Euff😢😢😢😢ykrta Hatitka Whbto Haba Way Keytdegmo

  • @مهديعلىالظيفي
    @مهديعلىالظيفي 22 дні тому +5

    ኣደዋይ ማዓረይ ፀላኢክን ይፅደፍ❤❤ለካሰ ብድሕሬና ክንዲዚ ኢኩም ትጭነቁ ወለድና😢😢😢

  • @ዮዳሄዮዳሄ-ዠ2ዠ
    @ዮዳሄዮዳሄ-ዠ2ዠ 17 днів тому +3

    ውይውይ ኣታዮ ክንደይ ሃሳሰ ሰብ እዩ እንኤ በሰመኣብ ታይ ዓይነት ርእሲ እዩ እፍፍ 😢 ጥዑይ ክዳን ክደነን ርኢናልካዋ

  • @HdKb-b7c
    @HdKb-b7c 21 день тому +2

    ዋይ እኒአካ ደንቆሮ እፍ ቃደማክን 🙏😍❤😥

  • @AdEf-x6g
    @AdEf-x6g 20 днів тому +1

    አደዋይ መዓረይፀለኢክን ይፅደፍአደዋይመዓረይፀለኢክንይፅደፍ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @dgjf189
    @dgjf189 18 днів тому +1

    እፍፍፍፍ በይዛክን አደይ❤❤❤❤

  • @eeee4739
    @eeee4739 21 день тому +3

    አታ ዓንጀው ዘይበሃል አረ ዝበሃል ፍለጡ እንታይ ገበራካ ተጨንቀን ፀላኢኪ ይጨነቅ አደዋይ መዓረይ😢😢😢😢😢😢

  • @Mebrahtikiros
    @Mebrahtikiros 18 днів тому +1

    ኡፍፍፍ😢😢አዶዋይ ልቦናይሃብካ ሓወይ

  • @FANAFana-z7j
    @FANAFana-z7j 22 дні тому +1

    አወይ ጨካን ካምዚ ዓይነት ብራንኪ መፅሊኢ 😢😢😢😢

  • @ተስፋፅባሕ-አ5የ
    @ተስፋፅባሕ-አ5የ 19 днів тому +1

    ሃሳስ ኢካ ብሓቂ😢😢የጭንቀለይ አደዊተይ😭

  • @liliaregawi-ll5oz
    @liliaregawi-ll5oz 21 день тому +8

    ኣነ ዝገርመኒሰ ኣብ መንጉኡ ብድንጋፅ ሞታ ብራክ እዩ ተመለሲ ድዮም ክብለዎን 😢😢 ብጣዕሚ ኣሕዝነናኒ ኡፍ😢

  • @MaMa-h9t6p
    @MaMa-h9t6p 22 дні тому +4

    ታይ ገይረናካ ዋላ ሓደ ደቀቃ ይኩን ጭንቀት ሕማቅ እዩ በጃካ😢

  • @Brzaf21GeBremeskel
    @Brzaf21GeBremeskel 11 днів тому +1

    ኣነ በእውነት ኣብ ጥቃይ ተትኮን መስ መበልኩካ ታይ ዝገበራ ኣዶ እየን😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
    ከምዚ ዓይነት ከይትደግሙ

  • @አደይይ
    @አደይይ 20 днів тому +1

    ደሙሩኒ ተጋሩዋይይ❤❤❤❤❤❤

    • @Lali-m4r
      @Lali-m4r 20 днів тому

      መልሲ መዓረይ ❤

  • @DwrfDwef
    @DwrfDwef 7 днів тому +1

    Tsbuk tmrti❤❤🎉🎉

  • @AlbbBaad-y1q
    @AlbbBaad-y1q 19 днів тому

    ሐመድ ትብለዐኒ አደ ወዮ ፀላኢክን ይጨነቅ በሰምአም 😢😢😢😢😢😢

  • @bahavtime5073
    @bahavtime5073 21 день тому +1

    እደዋኒ ቁደሞቲኪ 😢😢❤❤❤😢

  • @ወለለዋ
    @ወለለዋ 19 днів тому +1

    ውይይይይ ኣድዋይ ፀላእኪ ይጨነቅ ብዛኻ ሃሙኡ ኣይግብርይ ወሉደስ ጨኻናት ዳኣኾነይ 😢

  • @SelamGebru-f7j
    @SelamGebru-f7j 14 днів тому

    ታይ ገይረ ናኻ🎉❤

  • @HyatEbrahem-jb7ji
    @HyatEbrahem-jb7ji 20 днів тому +3

    ክላእ ጀላዕ ብምት ቀልዲ የለን😢😢😢😢😢😢

  • @ShegeTgray
    @ShegeTgray 22 дні тому +4

    ጌጋ ታይ ገይረን ዘን ኣዴኻ ናብ ፈተና ተእትወን በስማኣም😓😓😓😓

    • @SelasSally-n7z
      @SelasSally-n7z 22 дні тому

      አይርድኦምን ፈተና ብምንይ ይመፅእ ንዘይረብሕ ቅርሺ 😢

  • @ተስፋፅባሕ-አ5የ
    @ተስፋፅባሕ-አ5የ 19 днів тому +1

    ዋይ ጨካን😢ኣደዊተይ😢

  • @WeWe-iz2eh
    @WeWe-iz2eh 20 днів тому +1

    በስማአብ ብድጋፅ ደንዚዘን😢😢

  • @ይሆናልኣምላክማመንብቻ

    ኣደ ሃይለኪረሰ ክብርቲ

  • @Heje-m4i
    @Heje-m4i 22 дні тому +4

    ዋይ ምርጋካ😢😢😢😢😢ሰጦታ ሃበን

  • @ሕልሚኣለኒክበፅሑዝደሊ

    ቃደማኽን አደዋይ መስላ ክሕዝናኻ😢❤

  • @selulove-wh9zs
    @selulove-wh9zs 22 дні тому +8

    ዉይ ከብዲ ወላድ💔 ኣይብክያት ኣይሳሓቅ ጌረናኒ

    • @Awet355
      @Awet355 22 дні тому

      ደምርኒ❤

  • @AsFf-od1fm
    @AsFf-od1fm 18 днів тому

    ቃደማክን ኣዳዊተይ ማዓረይ😢😢

  • @ትግራይሃገርእያ-ቀ7ጐ
    @ትግራይሃገርእያ-ቀ7ጐ 19 днів тому +1

    ጨካን ኢካ 😭😭😭

  • @سميرةاسبها
    @سميرةاسبها 19 днів тому +1

    ከምዚ ዓይነተ ኘራንክ ኣይግበሪ ሓወኒ ኣዶ እየን እኮ ዝሓወይ ከትደገማ😢

  • @tesfaeyusnkay5168
    @tesfaeyusnkay5168 19 днів тому

    እር ይደብር እዬ ዚ 😢😢😢😢ኣደይ ማዓርይ ዕድመን ይሃብኪ ኣምላክ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉

  • @ድንግለይዋሕስሂወተይ-ቨ4ቸ

    ዋይ ምጭካንካ ታይ ገበራካ ወደይ እፍፍፍ😢😢😢😢😢😢

  • @Awet355
    @Awet355 22 дні тому +6

    ኣደዋኒ ፀላኢኺ ይጨነቅ ቢኒ ጨካን አካ ብሰሩ😢

  • @RahelTube-2127
    @RahelTube-2127 21 день тому +2

    ቃደማክን ኣደዋይ በእውነት ኣሕዚነናኒ😢😢

  • @Samer-k6h
    @Samer-k6h 22 дні тому +2

    አረ ብኒዋይ ታይ ገይረናካ እየን ዕድመ ጥዕና ይብኺን ፈጣሪ❤❤❤

  • @የድንግልማርያምልጅነ-ኰ2ኘ

    ጠነኛ ነህ ግን በልጅ ኣይቀለዲም😢😢😢

  • @SaraSara-zl1ss
    @SaraSara-zl1ss 10 днів тому

    ክትጭክን ውይይይ ሓሳድ ኡፍፍፍ ኣደዋይ ኣባይኪ ኡፍፍፍፍ😢😢😢😢😢

  • @gfvh8175
    @gfvh8175 22 дні тому

    ወይዉ ደዋተይ ማዓረይ😢🥰❤❤❤❤

  • @HjgfhVhghh
    @HjgfhVhghh 9 днів тому

    ኣደዋይ❤😢

  • @MmGg-hr8lw
    @MmGg-hr8lw 22 дні тому +4

    ብስመአም ክንደይ ከ ትጨኪን እካ ካበዲ ወላዲት 😢😢😢😢😢

  • @ميريميري-س7س
    @ميريميري-س7س 18 днів тому +1

    ኣይ ክንደይ ሃሳስ እዩ እንኦ😢😢

  • @SAa-pv8vy
    @SAa-pv8vy 20 днів тому +1

    እፍፍፍፍ አታ እንታይ ዓንት ስብ እካ የኔ ናት ውይ ጫካን እካ😢😢😢😢😢

  • @Hiwi1234hiwi
    @Hiwi1234hiwi 18 днів тому +1

    ጨካን ኢካ ግን ዋይ እንየካ ሃሳስ😢😢

  • @ننهةاة
    @ننهةاة 21 день тому +1

    ኣነስ ለጋድ ክፀልኦ ማዓት ዘረብኡ ቃሕ ዘይብል ዓብጂ ሃሳስ ታይ ገይራትካ ሕማቅ ትምነየላ😢

  • @سارهالكاف-ج5ق
    @سارهالكاف-ج5ق 22 дні тому +1

    ኣይይይ ኣደዋይ ፀለኣኽ ይጭነቆ እፉፉፉፉ ኣታ ጨካን 😢😢😢

  • @Fujk-f4c
    @Fujk-f4c 21 день тому +3

    ኣደዋይ መዓረይ😢😢ከምዚ ዓይነት prank ፅቡቅ የኮነይ ቢኒ ሓወይ

  • @letushmis
    @letushmis 19 днів тому

    ለግነኽዮ ኣደዋይ😢 ኣረ ጌጋ እዩ ብከምዚ ዓይነት ብራንክ ኣይትግበር ነውሪ እዩ በስመኣም😢ንኣዶ ትግራይ እዚ ኣይግባኣን እዩ ፈጣሪ ብዝሓለፈ ስቓይ ይኣክለኪ ይበላ/ይበሎ ህዝብና 🙏

  • @nazrettekle885
    @nazrettekle885 20 днів тому +1

    ናይንዳመን ይሃንስ ዩ ወደይ ዚ 😢😢😢😢

  • @hopokopo5494
    @hopokopo5494 18 днів тому +1

    ዋይ ብስአም ብውልድ ቀልዲ ለካ ውልዲ ጨካን

  • @EradaErada-p8s
    @EradaErada-p8s 21 день тому +2

    ጎይተይተይ ኣደዋይ ክንደይ ከ ትጨኪን ኢኻ ወደይ😢

  • @AAa-u7c6q
    @AAa-u7c6q 9 днів тому

    ብኒያም ካምኡ ዓይነት ፕራንክ ከትደግም አደዋይ ርህርህቲ❤❤❤❤❤❤❤❤

  • @ArSe-h1h
    @ArSe-h1h 18 днів тому +1

    ገልዒ ገንጀ ንወላዲትስ ከምዚ ይግበር ዋይ ላይክ ሰር አይትግበሩ ጀምዓ ከሚዚነገር አደታይ ገይራ ገፃ ትቀይራ😢

  • @اثيوبياثيوبي-ج2ض
    @اثيوبياثيوبي-ج2ض 19 днів тому +1

    ዋይ አደዋይ አረ ታዓይነት ፕራንክ ዮ እዚ😢😢😢😢

  • @samerhmahlet
    @samerhmahlet 12 днів тому

    ዋይእኒአካ ደንቆሮ እፍቃደማክን👏💔

  • @aynalemaynalem-xb9qo
    @aynalemaynalem-xb9qo 22 дні тому +1

    ቢኒዋይ አይተሻቅለን❤

  • @MahajjaMaanna
    @MahajjaMaanna 22 дні тому +4

    ኣየብንያም😂😂😂 እንታይ ጌረናካ እየን ማሚተይዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤❤❤❤❤

    • @Tsega-ent-27
      @Tsega-ent-27  22 дні тому

      @@MahajjaMaanna ወለላይ የክብረለይ🙏❤

  • @Samri46
    @Samri46 20 днів тому

    ኣታ ክንደይ ትረግም ማሚተይ ማዓረይ ፀላኢክን ይፅደፍ😢

  • @AshkGkv
    @AshkGkv 21 день тому

    Mama shkor kulu gize amstayen

  • @MeriTubu19
    @MeriTubu19 22 дні тому +2

    ሓመድ ትብለዐኒ ኣደዋይ ፀላኢክን ይጨነቅ😢

  • @Hani-rb4wc
    @Hani-rb4wc 18 днів тому +2

    ይስሕቅለ ይጭነቅለ ገይረናኒ ኣደይ ኮይነን ተሰሚዐናኒ😂😂😂😂

  • @AlbbBaad-y1q
    @AlbbBaad-y1q 19 днів тому

    ረሳሕ ኢካ ብሓቂ ሃሳስ ዋይይይይ😢😢😢😢😢😢

  • @XreedTower
    @XreedTower 22 дні тому +2

    ወይይ ኣደዋተይ መዓረይ የዋህ ቢንግን ምርጋምካ

  • @ድንግልማርያምእናቴ-በ7ገ

    እፍፍፍ ኣደዋይ ማዓረይ ፀላኢኺ ይጭንቀሉ😍💕😢😢😢

  • @AsFf-od1fm
    @AsFf-od1fm 18 днів тому

    ደሙርኒ ደቂ ዓበይቲዋይ❤❤❤❤

  • @Roozx-de5ox
    @Roozx-de5ox 22 дні тому

    አደኒ ማዓረይ❤❤❤ ቅድመኪ አዶ💔💘

  • @hdhjdb2845
    @hdhjdb2845 22 дні тому +3

    ዋይ ምርጋምካ ኣደዋይ ማዓረይ ስጠታ ሃብን❤❤❤❤

  • @DgDg-g7k
    @DgDg-g7k 20 днів тому +1

    ርያድ ከ ኣበይ ትፈልጠኦ ኣደዋ

  • @awerubegom7346
    @awerubegom7346 18 днів тому +1

    እደዋይ ብርሃን ዓለም❤

  • @saralko6774
    @saralko6774 21 день тому +1

    ዋይ ሃዛው ዝኮነ ወዲ ኣዳዋይ ፀላኢኪ ይጨነቅ

  • @MuluKoros
    @MuluKoros 20 днів тому +1

    ረሳሕ ኢካ ብሓቂ ሃሳስ😢😢😢😢😢

  • @meriyyyyyyyy
    @meriyyyyyyyy 21 день тому

    ጨካን ከመይ ገርካ ኣክኢሉካ ኣደዋይ ፀላእኺ ይጨነቅ

  • @nazrettekle885
    @nazrettekle885 20 днів тому +1

    ክንደይ ትስዲድ ኢካ ወደይ በስመኣብ 😢😢😢

  • @WuneshTesfay-m6z
    @WuneshTesfay-m6z 21 день тому

    ኣታ ክንደይ ትጭክን ኣደዋይ ፀላኢኪ ይጨነቅ😢😢

  • @AAAa-fm8xi
    @AAAa-fm8xi 21 день тому

    እውይ ኣደዋይ ማዓረይ ተጋግካ ዛሓፍተይ ማዓርይ ኣጣዕኪ ሰርሕኪ ካሕስየን🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤

  • @salam-xe6yq
    @salam-xe6yq 22 дні тому +1

    ሞተኩ😂😂😂❤❤❤❤

  • @ገጠመኝሂወትታሪክ
    @ገጠመኝሂወትታሪክ 19 днів тому +1

    ደምሩኒ ስናናት😢

  • @اللالل-ج1د
    @اللالل-ج1د 22 дні тому +1

    ኣታ ከመይ ዝበልካ ናይ መጨረሻ ዓሻ ኢካ ብሓቂ😢😢😢😢😢

  • @ኣስቴር
    @ኣስቴር 18 днів тому

    ውይ ምጭካንኻ😢😢😢

  • @rughbsnsngusbsj6668
    @rughbsnsngusbsj6668 21 день тому +3

    አረ በሰምአብ ታይ ገበረካ ወደይ😢 ሰደት ዘለን ባዓልና ንፍልጥ እእ ህህ😢

  • @SaraSaa-le1oo
    @SaraSaa-le1oo 22 дні тому +3

    ዋይ ምጭካንካ ኣንታ ክንደይ ታሓሰም በስመአብ በል ሸፌን ክደነን ሞ ዳሓና ዋ ኣየ ከብዲ ዉላድ ርጉም ዝንሀካ ጭንቀት ን ፀበባን 😢

  • @abebatesfay8447
    @abebatesfay8447 21 день тому

    ናአኻ እንኳይ ዶ ሼር ላይክ ክግበረልካ ዓን ሳብስክራይፕ ክግበረልካ አለዎ😢

  • @Maryam-f4d
    @Maryam-f4d 19 днів тому +1

    ዋይ ሃሳስ ጨካን ዲወላዳስ ሃሚዚ ትገቢሪ