በዓልቲ ገዛይ ነፍሰፁር ከላ ተጋዲላ ተሰዊኣ ፡ ሰራዊት ኤርትራ ብስሕተት ሙሉእ ለይቲ ምሳና ትጉዕዝ ሓዲሩ ➡️ ተጋዳላይ ገብረጀወርግስ 0937034062

Поділитися
Вставка
  • Опубліковано 19 лис 2024

КОМЕНТАРІ • 74

  • @seret_media
    @seret_media  10 місяців тому +5

    ክቡራት ቤተሰብ #seret_media ታሪክና ኣብ ምዕቃብን ምስናድን ኣብ እንገብሮ ፃዕሪ ክሳብ ሐዚ ንእትህቡና ዘለኩም ድጋፍን ምብርትታዕን እናመስገና ። ንኣጋይሽና ንእትገብርዎ ዘለኩም ናይ ሞራልን ገንዘብን ካልኦት ድጋፋትን ነመስግን። ብተወሳኪ ስልኪ ቁፅሪ ናይ ኣጋይሽና ንእትደልዪ ቤተሰብና ድማ ናይ ኩሎም ኣጋይሽና ናይ ውልቀኦም ስልኪ ቁፅሪ ኣብ #description ወይ ከዓ ኣብ #title ካብ መጀመርያ ጀሚሩ እናቀመጥና መፂእና ኢና ንቀፃሊ እውን ክነቀምጥ ኢና ካብኡ ምርካብ ትክእሉ ኢኩም።
    በቢዘለኩሞ ሰላም ❤🙏

    • @birhanezewide3338
      @birhanezewide3338 10 місяців тому

      እቲ ምድላዊኩም ፅቡቅ ኾይኑ ድምፅ ግን ከም ካልኦት ቪድዮታት ንፁሪ ኣይኾነን ኮፊ ኢልካ ብፅሞና ተዘይኾይኑ ኣይስማዕን።

  • @BelayneshSyum-nu2sv
    @BelayneshSyum-nu2sv 10 місяців тому +2

    አጆካ ጅግና ፅኒዓት ይሃብካ ዝሓወይ አብ ሓንቲ ፀሓይ በዓልቲ ገዛካን ውላድካን ሰእኒካ አብ ገዘኦም ዝነበሩ እውን በዞም ፋሸሽታዊያን ህዝብና አረግፎሞ እዮሞ እንኳዕ ንስካ ተረፊካ ጅግናDTF::

  • @Seluselam-h1h
    @Seluselam-h1h 10 місяців тому +2

    Ufff way ehweitay kenday tegame ahlfkuom💔🖤😭😭🙏

  • @terhasgualtomfadeytihenaTDF
    @terhasgualtomfadeytihenaTDF 3 місяці тому

    ትኽክል ኣለኻ ጅግና ወዲ ህዝቢ ትግራይ ❤️💛❤️🙏

  • @samiraahmed1322
    @samiraahmed1322 10 місяців тому +2

    ብጣዓሚ የሕዝን ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማአታትና 😭😭💔💔

  • @nfreek5276
    @nfreek5276 10 місяців тому +2

    ኣምላኽ. ምሕረቱ. የውርደልና. የሕዋት ሰላም. የውርደልና. ንጸሊ. ኤርትራ. አትዮጵያ ምድሪ. እግዚኣብሄር. ኢያ. ንሕና. ኢና. ብፖሎቲካ. ተጋጃጅልና. እንበር. ስለ. ፍቅሪ. ስበኩ. UA-camrat

  • @MeMe_15j1
    @MeMe_15j1 10 місяців тому +3

    ጀጋናኑና ክብር ናዓኹም ኣሕዋተይ 😢😢😢

  • @addisalemmesfin4849
    @addisalemmesfin4849 10 місяців тому

    ትግራይ ንዞም ሂወታ ዝሃብዋ ጀጋኑአ ከይ አክበረት ንመን ተኸብር !!!

  • @DegiYouTube
    @DegiYouTube 10 місяців тому +2

    እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ ጅግናና ንበረልና ድርብ ክብሪ ንዓኹም ጀጋኑና🙏❤💛

  • @ZenaChagl
    @ZenaChagl 8 місяців тому

    Heart of Tgray ❤❤

  • @Burke698
    @Burke698 10 місяців тому +1

    ጅግናና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ❤❤❤

  • @abeyhaileselassie3040
    @abeyhaileselassie3040 10 місяців тому +1

    Seret media nikulu ፃዕርኹም የቀንየልና ግን እቲ ድምፂ የጋውሕ አሎ I think አብ ጥርሑ ገዛ Empty room ስለዝኾነ እዩ ዝመስለኒሞ እዚ ድማ ዘመን ተሻጋሪ Document ስለዝኾነ በጃኹም ቅድሜ ቀረፃ ምግባርኩም sound system 100% ፅቡቅ ምዃኑ አረጋግፁ .ብዝተረፈ ግን Thanks.

  • @hhshdhjdueiirh1923
    @hhshdhjdueiirh1923 10 місяців тому

    ጀግናና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏🙏🙏

  • @amanuelgebremesih2170
    @amanuelgebremesih2170 10 місяців тому

    Wow! መግለጺ ዘይርከቦ ሕሰምን ጄግንነትን

  • @ZinabuNigus-yc1yx
    @ZinabuNigus-yc1yx 10 місяців тому

    ብጣሚ ቡሱል ተገጋዳላይ ናይ ብሓቂ ተጋዳላይ!!!!

  • @MhretTades
    @MhretTades 10 місяців тому +1

    ገርየዋይ ጅግና ወድነይ ኣጆኻ ❤😢😢

  • @teklekidane9867
    @teklekidane9867 10 місяців тому

    😢😢😢ኣጀኩም ጀጋኑ ተጋሩ ኣሕዋትና እንታይ እሞ ይገበር ካብ ወረደ ምጻሩ ጥራይ

  • @yohannesstgezu2009
    @yohannesstgezu2009 10 місяців тому

    በሳል ጅግና !! ክብርን ሞገስን

  • @ሜሪሓፍቲTDF
    @ሜሪሓፍቲTDF 10 місяців тому

    ገሬሓወይ አንካዕ ከምዚ ኢልካ ረአኩካ ዝሓወይ

  • @fyu7tt457
    @fyu7tt457 10 місяців тому

    ❤❤❤🎉🎉

  • @kelebetmussie6192
    @kelebetmussie6192 10 місяців тому

    ብጣዕሚ በሳል ጅግና ተጋዳላይ❤❤❤

  • @ኣነትግራወይቲእየ
    @ኣነትግራወይቲእየ 9 місяців тому

    ዋይ ሓፍተይ😭😭😭

  • @BKTBKT-m7v
    @BKTBKT-m7v 10 місяців тому +1

    ክብርን መጎስን ንዓኹም

  • @Asqualgebrehiwot
    @Asqualgebrehiwot 10 місяців тому +1

    Ahhhhh mare da mengst semay ywrsa 🙏😭xenat yhbka kbur hawna

  • @alemefem5459
    @alemefem5459 10 місяців тому

    መጀመርያ seret media ዘለኒ ኣድናቆት ይገልጽ ኣጆኩም ብምቅጻል ንዚ ብሉጽ ተጋዳላይ ወዲ ሕዝቢ ዝፍለፎም ረዘን ብቅዓት ዘለዎ ልክዕ ከም ዝናር ዝበልሕ መልዕክቲ ዩ

  • @GhGh-hr8hy
    @GhGh-hr8hy 10 місяців тому

    ክብሪ ናዓኩም ጀጋኑና 💊💊❤❤😥😥

  • @fyu7tt457
    @fyu7tt457 10 місяців тому

    ❤❤❤😢

  • @abrahamzekios5252
    @abrahamzekios5252 10 місяців тому

    Amhararic will be official language in tigray

  • @tsegaihedru
    @tsegaihedru 3 місяці тому

    አንቱም ሰባት እንታይ እያ ደልያ ትግራይ ንሐንሳእ ንሕና ቀንዲ ኢትዮጵያውያን ኢና ንሐንሳእ ሃገር ትግራይ ትብሉ ንሓንሳእ መሰሉላት ትግራይ ትብሉ ንሓንሳእ ንዶባትሃገራት ኪሒድኩም ንኤርትራ ምስ ባሕራ ናህና ትብሉ ነዚ መትሓዚ ዘይብሉ ድልይት ሰብእናአወዳእኩም ከምዚ ገርና ከምዚ ደጊምና እናበልኩም እንተርቪው ክትገብሩ አይትሐፍሩን ተሕዝኑ

  • @salamas7518
    @salamas7518 10 місяців тому

    😢😢😢😢😢😢

  • @SelamSelam-u8s
    @SelamSelam-u8s 10 місяців тому

    ❤❤❤❤

  • @عليعلي-ط6خ2ك
    @عليعلي-ط6خ2ك 10 місяців тому

    ዋዉዉ ቡሱል መስተውዓሊ❤

  • @asterassefa5919
    @asterassefa5919 10 місяців тому

    😢😢😢mengstiy semay ywrsa

  • @user-ox7zc8ey2c
    @user-ox7zc8ey2c 10 місяців тому

    ❤❤❤❤👍👍👍👍👍

  • @fyu7tt457
    @fyu7tt457 10 місяців тому

    😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢

  • @fyu7tt457
    @fyu7tt457 10 місяців тому

    😢😢😢😢😭😭😭😭

  • @beletu7041
    @beletu7041 10 місяців тому +1

    ካብ ጅግንነትካ በላዕሊ ለባም ኢኻ ንቲ ኩነታት ዝነበረካ አረዳዳአ 60 ማዓልቲ ሐደማዓለቲ እግረይ ኸስክሰ ውን ፈትሐ አይፈልን ሰውነተይ ውን ወቃዕን ቁስሊ ኔሩኒ ደበልካ ንሱስ ምእንተ ፅንሰት ህዝቢ ተኸፊሉ ወይ ተሐሊፉ ዘይሐልፍ የለን ነብሰ ፁር ንቅድሚት መናብርትኻ ክትከውን ዘሐሰብካያ ውን ብመስዋቲ ተፈልያትካ አንደበትካ ድማ ማሃሪን ጅግና ሽግር ዘየቅድም እዙብ ኢኻ ክበረለይ አኽቢረካ የ ።

  • @hghgh3701
    @hghgh3701 10 місяців тому

    እዋይይይይይ😢😢😢😢

  • @binyam1578
    @binyam1578 10 місяців тому

    ጭቃ እሞ እንታይ ዘፈንፍን ኮይኑ😢ኢድ ምሕጻብ ጥራይ አብ ሚኒታሪ😮ንበይኑ ዓይኖቶም በሎም ብዝተረፈ ጽንዓት ይሃብካ ዘስካሕክሕ ታሪክ 🕊💔💔💔💔😭

  • @emirufisseha6811
    @emirufisseha6811 10 місяців тому

    Jegna tsneat yhabka

  • @binyam1578
    @binyam1578 10 місяців тому

    እዋይይይ 😭🧸😇💔😭💔😭💔

  • @ክርስቶስእልሻዳይክርስቶስ

    ❤❤❤❤😢😊😊😊😊

  • @HagereyEritrea
    @HagereyEritrea 10 місяців тому

    What did they die for? For Getachew Redda who is kissing Abey’s a$$, Bahlawi General Tsadkan who is begging Abey’ to give him position, Bahlawi General (I forgot his name) who is in Bahir Dar enjoying the Drones they killed Tegaru.

  • @letshgeremariam9258
    @letshgeremariam9258 10 місяців тому

    😍😍🥰🥰🥰🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏

  • @elenigebremichael405
    @elenigebremichael405 10 місяців тому

    💔😭💔😭🙏🙏🙏💪💪💪

  • @BKTBKT-m7v
    @BKTBKT-m7v 10 місяців тому +2

    ንዕኡ ዝምልከቶ ተትጥይቒ ፅቧቅ ዩ

  • @ZerayGebremichale-r4o
    @ZerayGebremichale-r4o 10 місяців тому

    Kalay Alula Banega

  • @kelebetmussie6192
    @kelebetmussie6192 10 місяців тому +1

    ኣቲ ጋዜጠኛ እየ በሃሊት ግን ንምንታይ ኢኻ ተጋደልቲ ብምግዳልኹም ክትጠዓሱ ኣለኩም ናበልኺ ብግዲ ትጉስጉሲ?

  • @binyam1578
    @binyam1578 10 місяців тому

    ሕጂ ከአ????????🌘

  • @tesfaabadi4991
    @tesfaabadi4991 10 місяців тому

    ጆጋኑ

  • @hidattesfay3289
    @hidattesfay3289 10 місяців тому

    Btame bosel hwena jegna❤❤❤

    • @bahtaleake5969
      @bahtaleake5969 10 місяців тому

      Enqae bselam wexaeka zhawey NEGZIABHER Amlak kibrn misganan ybxahayo

  • @adugaltgray3723
    @adugaltgray3723 10 місяців тому

    😢😢😢😢

  • @beletu7041
    @beletu7041 10 місяців тому

    ታይ ዩ ምጭናው ዋየ ማይ አብ ክንደይ አዋርሕ ተሐፂብካ ወይ ተሐፂብከም ማለት ዩ

  • @haileabay4021
    @haileabay4021 10 місяців тому

    እንዚኦም ዓዲ ከመሓድሩ ዕድል ይወሃቦም::

    • @alazartesfay
      @alazartesfay 8 місяців тому

      Btaemi besalin gobez twagayin mewagein eyu. Gn hakegnan bkat zelewom amerarha nab kdmit kmestu aydleyun.

    • @alazartesfay
      @alazartesfay 8 місяців тому

      Nhakin nfthin sleztekalese btenkolin shrhin tewekiu ab hkmna enahalewu tgemgmu kab regment amerarha nab egregna weridu eyu bzey sereho gben.

  • @HopeJsa-l9c
    @HopeJsa-l9c 10 місяців тому

    🤣🤣🤣🤣

    • @Balla291
      @Balla291 10 місяців тому

      Aye juntan hasoten Benamir kea elwo Ne Mendlay 😅😂

  • @InspireEritrea
    @InspireEritrea 10 місяців тому

    እዋይ ሓሶት...

    • @HdhRh-p2q
      @HdhRh-p2q 10 місяців тому +1

      ሻዕብያ በላዒ ሰብ ወገርቲ ኣባጊዕ ፎእ

    • @ሜሪሓፍቲTDF
      @ሜሪሓፍቲTDF 10 місяців тому +1

      ሓሸከ በሊ ጋሕባ

    • @MP-lu8mh
      @MP-lu8mh 10 місяців тому +1

      Haseka bilae anta wedi eza hifreta zikelat atarit dikala haradi belae seb Ertrawi loser.
      Tigraway yisiwae miente meninetu kibru 💪🏾💪🏾💪🏾
      Arawitat Ertrawyan miente dergawyan Amharu 😈🇪🇷💀

    • @MP-lu8mh
      @MP-lu8mh 10 місяців тому +1

      Adi ematom (ab Tigray ) tehazilom atiyom🪡merifie 🪣jerikan 🍴manka ☕finjal disti kiserku resatatom Hamed dibe zyilebesu arawit Tigray eka zifenfenom resahat ahwatika abey alew elka hitet anta wedi ezom ansti Tilyan belaeti seb rkusat barau tegonbahti. 👹🇪🇷☠

    • @MeryMm-lk6iw
      @MeryMm-lk6iw 10 місяців тому

      ብሓሰት ስለ ዝትነብሩ ዩ ኩሉ ከማኩም ዝመስለኩም ባራዩ ሸክሚ ዓለም😂😂

  • @hayatyasin3873
    @hayatyasin3873 10 місяців тому

    ❤❤❤❤

  • @smarhbrr5614
    @smarhbrr5614 9 місяців тому

    😢😢😢😢😢

  • @abebaghebre5704
    @abebaghebre5704 10 місяців тому

    😭😭😭😭

  • @FhFh-zc5zz
    @FhFh-zc5zz 10 місяців тому

    ❤❤❤❤❤❤

  • @meseretbelayhailu4993
    @meseretbelayhailu4993 10 місяців тому

    😢😢😢😢

  • @SaraSara-xm2ne
    @SaraSara-xm2ne 10 місяців тому

    😢😢😢😢

  • @عبدعلي-م3خ
    @عبدعلي-م3خ 9 місяців тому

    😢😢😢😢